Тёмный

"ክትነብረለይ እናተመነኹ ንሳ ግን ኣይነብርን´የ ኢላትኒ" ዕላል ምስ ኣገራሚ ሂወት ዘሕልፍ ዘሎ ገዲም ስነጥበበኛ ሰለሙን ዮሃንስ (ባርያ ) Part 4 

ARARAT Entertainment
Подписаться 220 тыс.
Просмотров 57 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

26 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 341   
@biniamsium1531
@biniamsium1531 3 года назад
ቡዙሓት ኢንተርቴመንት ርእየ ኢየ እሞ ግን ኣይከም ኣራራት ብጥዓም ኢየ ዘድንቀኩም ኣብዝ ናይ ሽግርን ጸበባን ህዝብና ተበርክትዎ ዘለኹም ሰናይ ነገር ብፈጣር ኮነ ብህዝቢ ዓቢ ዓስቢ ኣለኩም ስራሕኩም ክኣ ንመዋእል ብሰናይ ነገር ክስነድን ክዝከርን ኢዩ ኣጆኩም በርትዑ ኣምላኽ ዘውጻኽሞ ይተክኣልኩም ንኩላትኩም ኣባላት ኣራራት ኢንተርቴመንት።
@ሂወትብስሓቅምልኣያ
ናይ ብሓቂ ኣራራትን ሩባ ኤሪን ኣዝየ ዘድንቀን ቻነላት
@ርእሲምድሪ
@ርእሲምድሪ 3 года назад
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ግዜ ምስ ሰለሙን ባርያ የቀንየልና እናበልና መቸም ናህና ሸዉሃት ዘይዓግብ ብሙካኑ ሕጂ ድማ ንሓደ ዝጠፈእ ስነ ጥበባዊ ከዘክረካ ናይጀርያ ደሊካ ኣምጻልና ኣብሪሂሞ ዓርከይ
@johni7071
@johni7071 3 года назад
ናይ ልበይ ረኺብካኒ
@rufta.
@rufta. 3 года назад
🇪🇷❣️🇪🇷❣️🇪🇷 ኤርትርያ ኤርትርያ ምዓረይ🙏 🤩🌹🙏 ኻብ 🇧🇻 ኖርወይ 🙏🙏 ባርያ ምስ ቡሩኻት ደቅኻን ህዝብኻን ተባረኹ 🌹
@berekettesfamkael6952
@berekettesfamkael6952 3 года назад
ኣብርሃም ከም ዕድሜኻ ዘይኮንካ ብጣዕሚ ንፉዕ ተባረኹ ኩላትኩም።
@berekettesfamkael6952
@berekettesfamkael6952 3 года назад
ብጣዕሚ ብሩኽ ኩሉ ከም ሰሎሙን ኣቦና እንተዝኸውን ሲ ዓለም ለምለም ምኾነት ኔራ ናይ ፍቕሪ ሰብ ኣብነት ትኾነና ትኸውን ንኹልና ብሩኽ ኢኻ ናይባሓቂ መግለጺ የብለይን።
@selamyemane5162
@selamyemane5162 3 года назад
ተሌፎኑ ጸሓፉልና በጃኩም ናይ ባባ ሰሌ ዓቅምና ክንሕግዞ ። ኣራራት ብትገብርዎ ዘለኩም ብጣዕሚ ኢና ነመስግነኩም ብ ፍላይ አሰይ ሓወይ
@halhalromay1354
@halhalromay1354 3 года назад
ኣብዛ ኣራራት ቀሪቦም ኩነታቶም ዝነግሩ ተባዓት ኤርትራዉን'ዮም እቲ መራሕ መደብ ከኣ ብርግጽ ሓገዝና ዘድልዮ'ዩ እምበር ክበጽሖ ዝግብኦ ብራኸ ኣብ ቀረባ ክረጋግጾ'ዩ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ስነ ጥበባዊ ሰለሙን ዮሃንስ(ባርያ) ናይ ብሓቂ ባርያ ናብራ ዓወት ይምነየልካ!
@yonasdebesay1235
@yonasdebesay1235 3 года назад
ናይ ባሓቂ ኣምላክን ሰብን ዚሕገሰሉ ብሉጽ ሓሳብን መደብን Abraham ብሉጽ መንአሰይ ናይ ዘበና (ኾኸብ) !! ባባ ሰሌ ድማ ሙሉአ ጥዕናን ዕድመን ይሃብካ ፍጣሪ!!!!!!
@ቀዳዊትቀዳዊት
@ቀዳዊትቀዳዊት 3 года назад
ዋውውውው ናይ በሓቂ ደስ ዘቢል ኣገባብ ኣቀራርባን ፡ዘማታት ደርፊን ጽቡክ ነባሪ ስራሕ አዩ።
@asteraster1838
@asteraster1838 3 года назад
ናይ ባሓቂ ደሰ ዘብል ሂያብ
@ሄኖክዑቕባይጼናዊ
@ሄኖክዑቕባይጼናዊ 3 года назад
ቢጣዕሚ ሊዕሊ ኩሎም ሚስጋና ይቢጺሓካ ኣቢሪሂሞ ሓዉና ዕድመ ይሃብካ
@eelias3043
@eelias3043 3 года назад
የቕንየልና ባርያ ከምኡ ዉን እዞም ሳክስፎን ዝጻወቱ ነዚ መደብ ሙዚቃ ሂወት ዘሪኦምሉ ብሓፈሻ ክኣ ኩሉኹም።
@Cr-uy3cj
@Cr-uy3cj 3 года назад
ልዕሊ ኩሉ ናኣምላክ ምምዝጋንካ ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ ንኩሉ ሽግር የብሉን ኢልካ ትሓልፎ ሓቦኛ ኣቦ ኢካ ባባ ባርያ
@abduahmedin2137
@abduahmedin2137 3 года назад
ሬገን የማነ ኣብ ብዙሕ ፊልምታት ሃገርና ኢዱ ዝሕዉስ ዘሎ ሙዚቀኛ እዩ Like ሃቡለይ
@dubatop7581
@dubatop7581 3 года назад
Good job .very touching. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍that's Eritreans soul be kind each other
@gebrielabayre4483
@gebrielabayre4483 3 года назад
ዋውውውው👨‍❤️‍💋‍👨 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም🙏🙏🙏 ኩሉ ጸጽቡቁ ንዓኩም ደቂ ኤረይ መዓረይ🇪🇷🇪🇷💐💐💐🌺💞i love you so much 🌹👌👌
@rigmeb3294
@rigmeb3294 3 года назад
ዋው አራራት ብጣዕሚ ምስጋና ይግብአኩም ትገብርዎ ዘለኹም ምትብቤዕን ምሕብሐብን ንዝጠፍኡ ስኑጥበኛታት ። ዓወትን አሳልጦን ይምነየልኩም ።
@ሚካኤልኣቦይሓደራካ
ብልቢ ነብዐ ንዝገበርኩምሉ ፈጣሪ ይግበረልኩም 😭😭😭😭😭😭ኣደ ኮ ሸፋኒት ኩሉ ያ ኩሎም ኣይሙቱ ፍላይ ኣደ 😭😭😭😭
@regatgbretnsa3575
@regatgbretnsa3575 3 года назад
አቦ ዋረሳይ አነ ከማን ዕላሉ ሰሚዓዩ አልኩ ሴሌ ቡርክ
@ብሕልናንንበር
@ብሕልናንንበር 3 года назад
ብጣዓሚ ደስ ዝብል ብፍላይ እዞም ሳክስፎን ሒዞም ዝነበሩ ዳኒኤል ዳኒኤል ንፉዓት።
@teklitteklit5551
@teklitteklit5551 3 года назад
ኣንታ ወዲ ብጣዕሚ ነፊካ ን ባርያ ከምዚ ገርካ ተስፋ ምሃብካ።
@yoniomicael2729
@yoniomicael2729 3 года назад
ዝከበርኩም ኣራራት intertiment ብፍላይ ካ ኣብራሂሞ ሓደራ ሓደራ ተጋድልትና ጻሙኦም ከይረከቡ እሞ ከኣ ነዓና ከም መንሰያት ንሃገርና መርከስ ታሪኽ ክኮነልና ዝኪእል ዓቢ ዛንታ ሒዞም ይፍለዩና ኣለዉ ሞ ሓደራ ሓደራ ፈትሽካ ከተቅርበልና ንሕና ዉን ዓቅምና ዘፍቅዶ ክንሕግዘካ ደሉዋት ኢና
@teweldemedhintesfagergis7331
@teweldemedhintesfagergis7331 3 года назад
ብሃር ናይ ዘምናዊ ሙዚቃ 🇪🇷👌
@abrhaleyabile6696
@abrhaleyabile6696 3 года назад
ብጥዓም ደስ ዘቡል መደቡ ንኣቦና ገዛአእ ካአ ኣድመን ጣኣና ንምነ
@ኤርትራሃገረይክብረተይ
ኣንሕና ከኣ ስለ ን ፈትወካን ነክብረካን። ሰሎሙን ኣቦናን ሓዉናን...ን በረልና ፈጣሪይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ኣብርሃም ሓዉና ከኣ ዝነኣድ ስራሕ ስለ ተቅርበልና ብዘይ ቀልዓለም ነመስግነካ ፈጣሪይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።ምስ መሳርሕቲካ ኤረይ ናተይ ክብረተይ።ዓዲ ጀጋኑ
@ኤርትራሃገረይክብረተይ
ኣራራት ኢንተርቴመንት ከኣ እሰይ ሓዉና ዕድመን ጥዕናንን ይሃብኩም....ምስ መሳርሕትካ ንምነየልካ።
@shewhut822
@shewhut822 3 года назад
Asey Tuem Goro Ajoka Rebi Msaka ykun Edmen Tenan Yhabka💞💞💞
@gulasmeraxaedaengland1869
@gulasmeraxaedaengland1869 3 года назад
ናይበሕእቒ ጥድኘቑ ሴሌ ኸኣ በርትዕ ኣጆኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@M-vr7zo
@M-vr7zo 3 года назад
ኣናብስ ሙዝቐኛታት ብሓቂ።
@danielmekkonen3450
@danielmekkonen3450 3 года назад
ኣብሪሂሞ ሐወይ ካብ ልቢ እየ ዘመስግነካ ኣብዚ ሎሚ ከም በዓል ኣቦና ሰሌ ጌሩ ዘመናዊ ዘስመዓና ስኢና ኢና ዘለና ጽቡቅ ጌርካ ኣምላኽ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤🙏🙏👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ።
@Sembelawi__neber
@Sembelawi__neber 3 года назад
ብጠዓሚ ጽቡቕ ህያብ። ዘዉጸኹሞ ይተካኣልኩም
@ኤርትራ-ጐ1ዠ
@ኤርትራ-ጐ1ዠ 3 года назад
ናይ ብሓቂ ደስ ይብል ንፉዓት ኩሉኹም ነያና ካኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ንባዓል ቲ ቤቱ ኻኣ ኣብ ገነት የንብራ ጽንዓት ካኣ ይሃብካ ከቢድ ዩ ኣኽእሎ ይሃብካ ደቅኻ ሽሕን ዋልታን ይኽንልካ
@jiromgilagabr8894
@jiromgilagabr8894 3 года назад
ሰላምን ቅሳነትን ይምነየልካ ኣብርሂሞ ሓውና ክብ ሜዳ ስነ ጥበብ ጠፊኡ ዘሎ ዘርኣብሩክ ሓግቡ (ናጀርያ።) ክተምጽኣልና ንጽበ
@nevergiveup6333
@nevergiveup6333 3 года назад
ቃላት የብለይን ንዓካ ድከውን ኣባም ሔውና ብር ክትብል ተሓጎስ🙏🙏🙏☝️🇪🇷👑❣️🤝
@rigatathome9849
@rigatathome9849 3 года назад
Wwwwwwww ኣራራት ኢንትርትይምንት ን መድብኩም ድክውን መግልጺ ሲአንልኩም ኣጆኩም ቅጽልዎ ጥራይ አይ ድብልኩም ይቅነይልና ጽቡቅ ኣዝናግዕሙና 🙏❤😍
@danielzere9480
@danielzere9480 3 года назад
ብጣዕሚ ጽብቕን ብሉጽን ሰራሕ። ሰሌ ባርያ ብርሃን ገጹ እቲ ክእለት ኣብ ቦትኡ ኣሎ ቀጽሎ።ኣብሪሂሞ ሰለቲ ነዞም ዓበይቲ ስነ ጥበባውያን ሃስው ኢልካ ተቕርበልና ዘለኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@ghenettewelde4596
@ghenettewelde4596 3 года назад
ሰሌ ሓወይ ጥዕና ይሃብካ ብተሌፎን ተራኪብና ስለ ዝነበርና ጥዕና ይሃብካ፡ ልዕሊ ኩሉ ግን ንከምዚኣቶም ናይ ሂወት መመሃራን ደሊኩም ታሪኮም ትስንዱ ዘለኩ ኣራራትን ኣብርሃምን ምስጋና ይብጻሕኩም፡ ሳልሳይ እቶም ሙዚቀኛታት ኣዚኩም ብሉጻት ኢኩም፡ ብፍላይ ድማ ሳክስፎን ሒዝኩም ዘለኩም ሂወት ኣልቢስክሞ፡ ራባዓይ ድማ ካብ ጋይላ ናብቲ ምዕቡል ንብሎ ብልምዲ ግን ከኣ ደስ ዝብለካ ንሰጋገር ምህላና የቀንየልና ንብል፡፡ ርሑስ በዓል ናጻነት ንኩሉ ኤትራዊ፡፡
@milatadam196
@milatadam196 3 года назад
ሰላም ገነት ተሌፎኑ እንድሕር ኣለኪ ጸሃፍለይ
@ghenettewelde4596
@ghenettewelde4596 3 года назад
@@milatadam196 002917132520 Nay beHaki hagez zedlyo seb eyu.
@leleygilay3002
@leleygilay3002 3 года назад
ጡዑም ድምጺ ጡዑም ሙዚቃ ልብና መሊእልና ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነ ኣብ ሂወትኩም ጥዕናን ይምነ
@henokzerea7002
@henokzerea7002 3 года назад
ትሕዝተኩም ይሰስን ደቂ ሓላል መሬት ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኩም
@MATIINFO
@MATIINFO 3 года назад
Heart touching kindness Ararat. 💓💙keep encouraging our legends. Legend Barya May God bless you with full health and happiness with all your family.
@wediteages7950
@wediteages7950 3 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ባባ ሰሌ...TNX ABRHIMO HAWEY...
@asterghebrai5566
@asterghebrai5566 3 года назад
ለባም ፊቃር ጅግና ክተባዕ ዘለዎ💔💔🙏🙏
@tesfaytekle2783
@tesfaytekle2783 3 года назад
ጽብቕ ስራሑ
@maranatamaranata9274
@maranatamaranata9274 3 года назад
ኣሰይ ደስ ክትብሉ ኣመና ግዲ ጢዑምስ ሓጺሩ ቀልጢፋ ተውዲኣ። ኣነስ ክሳብ 100 ክፋል ተዝኸውን ደስ ምበለኒ። ንኩሉኹም ኣብዚ ስራሕ ዝተሳተርኩም ክብርን ምስጋናን ይግብኣኩም። ንበሩለይ ደቂ ኤረይ መዓረይ ርሑስ ቅንያት ናጽነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕💕🎊🎊🎉🧨🧨🧨🧨🧨🧨🧨🧨
@arufkrr1802
@arufkrr1802 3 года назад
ጽቡቃት ፍትረት ደቂ አረይ ኣይኒ ኣባይኩም ይደፈን ብታአሚ መሳቲ ኣከራርባ የከነልና
@samrikidane1312
@samrikidane1312 3 года назад
Abrehemu megeleti seneleka belut menesey eka ketelo Amelak berek yebeleka sela kea ketelo ajoka Amelak melu tena yehabeka ❤
@matyas9926
@matyas9926 3 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር ኣቦና ።ንክብርቲ ባዓልቲ ቤትካ ክኣ መንግስተሰማይ የዋርሳ ።
@samerajamel3694
@samerajamel3694 3 года назад
እውውይይ ብጣ ጥሚ ጹቡቅ ጊርኩም ሓጻቢ ት ብማሃብኩም ማራ ደስ ኢሉኒ ቀጽልው
@alemyacob1407
@alemyacob1407 3 года назад
Saxophone 🎷👌🏾👌🏾👌🏾👌🏾!!!! Overall the show is prefect , ohhh my God and the legend voice is everything after all this year’s !!!! Thank you 🙌🏾🙌🏾🙌🏾
@meharifshaye6258
@meharifshaye6258 3 года назад
ሰሌ ባርያ ጎይታ በርቂላጽያ ፍሽሽኽታ ኣመሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ምስ ፍቱዋት ደቅኻ
@meron5303
@meron5303 3 года назад
ነዞም ክልተ ብሉጻት ሳክስፎን እባ ሞራል ሃቡለይ በጃኹም ዋላስ ንዓይ ጥራሕ እዮም ስሒቦሙኒ
@sameulfikadu4011
@sameulfikadu4011 3 года назад
Wawla nay mera shebomni
@emnatyohanns8778
@emnatyohanns8778 3 года назад
ባርያ ንስኻ ዓቢ ገሩብ እኻ ንዓና ኩሉ ዘጽልለሉ 🥰❤️❤️❤️
@abrahamtikue1614
@abrahamtikue1614 3 года назад
ሂወት ዘለዎ ሙዚቃ፡ጥዑም ዜማ ምስ ጥዑም ድምጺ።ውልቃዊ ሂወቱ ገዲፉ ግዚኡ ንሃገርን ህዝብን ዝወፈየ ሕጂ መስናኽላት ናብራ ክፋታተኖ ክትርኢ...ሃየ'ስከ የሕዋት ኢደይ ኢድካ ንበል።
@soliyanatesfagergish1005
@soliyanatesfagergish1005 3 года назад
Abrham blbi tdneq menesey eka kulu ezi weledo kemzi natka senay kemhasebe ezi mnbar kndey mxebeqe ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@teklehaile422
@teklehaile422 3 года назад
ኣምላክ ምሉእዕድመን ጥዕናን ዪሃብካ ጥዑም ድምጽካ ክሰምዕ ለዋህ ህዝቢ
@pawlo7733
@pawlo7733 3 года назад
ዋውው ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኢዩ ። ኣራራት ብጣዕሚ ንፉዓት ጽቡቅ ስራሕ ። ኣሕዋት ነዛ ቻነል ነዕብያ አዛ ቻነል ብዙሓት ስነጥበበኛታት ክትሕግዝ ንርኣያ ኣለና ሞ ኩልና ሸር ንበለሎም ።
@semharwoldu8157
@semharwoldu8157 3 года назад
ዋዋዋ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ስራሕ ኣብርሃም እሰይ እግዛብሄር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ❤❤❤
@habtuberhane5273
@habtuberhane5273 3 года назад
nay behaki lebam tswar thtna zelewo nfue artist selemun barya edmen tenan yhabo
@johni7071
@johni7071 3 года назад
የቐንየልና አራራት ብጣዕሚ እየ ዘመስግነኩም በጃኹም አብ ቀጻሊ መደብኩም ን ዘርአብሩኽ(ናይጀርያ) አመቕርቡልና ምስናይ እኽብሮት
@majormajor4628
@majormajor4628 3 года назад
ኣጆኻ ሰሊየ ዓለም ከምኡእዩ ኩሉ ምጹዋርዩ
@MyLife-vl9yc
@MyLife-vl9yc 3 года назад
ኣቃራርባኹምን ትሕስቶን ብሓፈሻ ናይዚ መደብ ንኣደላዉትን ኣቅረብትን ንኹሉ ብጣዕሚ ነመስግነኩም ኣብ ዝመጽእ ከምኡ ደሚቆም ዝሃሰሱን ዝጠፍኡን ኣብ ኩሉ ዝሓቆፈ ከተቅርብሉና ንምሐጽነኩም የቀነልና
@girmawitmebrahtu8344
@girmawitmebrahtu8344 3 года назад
ኣብርሃም ክንዲ ሽሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@alganeshberhane5079
@alganeshberhane5079 3 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኤረይ ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@Sembelawi__neber
@Sembelawi__neber 3 года назад
እዚ ጅግና ስነጥበባዊ ናይዞም ጻዕዱ ባህርያት ኣለዎ፡ በቃ ደስ ዘብል ፍሽኽታኻ ዝተሓወሶ ዕላላትካ ደስ ዘብል ኔሩ። ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን
@munaaman4152
@munaaman4152 3 года назад
እንካዕ ብዳሐን መጻኹም አራራትኢተርተመር። ደስዘብል መደብ። ሞዚቖኛታት ብጣዕሚ ንፉዓት ንልቢ ዝትንክፍ ህርመት ፡ጽቡቕ ተወሃሂዶም። ሰሌ ሓውና ድማ አጆኻ በርትዕ ፡ ሂወት አብ ሐደ አይትቖውምን፡ያ።
@user-be3ih8qi5r
@user-be3ih8qi5r 3 года назад
ኣቦና ሰሌ ጅግና ንስነ ጥበብ & ጅግና ንሃገሩ 🇪🇷❤️
@ዮርሲሰራቒትልቢቢሉ
ዋው እዛ ሑርማ ድምጻ ክጥዕም
@selmmgdey4646
@selmmgdey4646 3 года назад
ባባ ሰለሞን አምላኽ ሞልኦ ምሕረት ይህቦም 💋💋💋
@erey2564
@erey2564 3 года назад
Goyta ybarkum ararat entertainment and kulom abti medb ztesatefu edmen tienan yehabkum amlak🙏
@modeleyabofikiri4169
@modeleyabofikiri4169 3 года назад
Wow well come Ararat internet nkubur sinetbebawi solomun barya enkua bselam mexaeka edmen tienan ymne Abrmo thx nay okbager bulbi adnkeyo Thx degme
@melakegeratjobyehawtadhano5323
@melakegeratjobyehawtadhano5323 3 года назад
woooww bitam des zybal medbatukum solomn ka sxnhat yehabka ararat entertmen amena zeftwa chnal yaa kexlyo
@chelseaforever9905
@chelseaforever9905 3 года назад
ኩሉና ናብ ARARAT Entertainment ንኺድ ካብዚ ዝዓቢ ቅንዕና ዘለዋ channel ክረክብ ኢለ ድሕሪ ደጊም ኣይጽበን ኢየ :ኣዚና ኢና ንነመስግነካ እሰይ ኣብ ጎንኻ ኣለና 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
@rahwatesfamaryam5774
@rahwatesfamaryam5774 3 года назад
Wwwwww ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዘሎ ንምርአይ
@habumnbarfetenaeyu7879
@habumnbarfetenaeyu7879 3 года назад
Abrham bhaqi tbelo engera aleka bhaqi amlak wetru abgenka ykun ❤🙏🙏🙏👈
@mimigold8082
@mimigold8082 3 года назад
Wow baba sele Amlak edemen tenane yehabka ajoka kulu hezbi Eritrea mesaka eu GBU, Telefon naye sele ente alekume eba abeza natey comment sededeley thanks
@almazfisha650
@almazfisha650 3 года назад
Yeqenelna ararat intertiment beziehen hbub derafayselemun baroya zeqrebkumlna bluts aqerarba thank you 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tsehayyebio976
@tsehayyebio976 3 года назад
Esey Brother Nice Job God bless you Azmarino
@Generalwechu
@Generalwechu 3 года назад
ሰለሙን ባርያ ንስኻ ኮኾብ ኢኻ🙏❤🙏
@ghebretedros
@ghebretedros 3 года назад
ዓለም ከምኡያ ኩልና ነበረቲ ኣይኮናን "ኣኽበረት ጥዕምቲ ሰብ እያ ኔራ" መንግስተ ሰማይ ይቀበላ።
@miktes4503
@miktes4503 3 года назад
👏👏❤️❤️👏👏G.B.U Selo with your family and Abi 👏👏👏❤️❤️❤️ More love!!
@mehretnorodin4602
@mehretnorodin4602 3 года назад
I fall in love with my country . I can't wait to waching this flim.
@ermiasgilay8692
@ermiasgilay8692 3 года назад
ሰላም ሰላም ኣራራት እንተርተይመንት ብመጀመርያ ስለቲ ዝገበርኩሞ ዕውት ስራሕኩም የመስግን ብምቅጻል እቲ ዕላል ምስ ስነጥበባዊ ባርያ ብስፍሕ ዝበለ ገድላዊ ከም ኡ ውን ናይ ምውሓስ ሃገር ሰፊሕ ዕላል እንተትገብሩልና ክንደይ ምጣዓመ ብዙኮነ ግን thanks ብጣዕሚ ጹቡቅ ቀጽልው
@girmaymogos1585
@girmaymogos1585 3 года назад
ኣብርሃም እንተ ክኢልካ ቴለ ጽሓፈልና ኢካ ፡፡ኣሕዋት በብዓቅምና ንሓግዝ ነዞም ተሪፎም ዘለዉ ኣርካናት ገድሊ """ና
@fidelpe3570
@fidelpe3570 3 года назад
ሓርበኛ ሰለ ንበር ክበር 🇪🇷✍️💪
@Tomashawebhari6509
@Tomashawebhari6509 3 года назад
Nay behaki Bervo Abraham hawey Nice job
@simonfitsume5450
@simonfitsume5450 3 года назад
ብሓቂ ደስ ዘብል መደብ ዘዳለኹም ኣራራት ኢንተርቴንመንት ከመስግነኩም ይደሊ፡ ንገዲም ስነ-ጥበበኛ ሰለሙን (ባርያ) ኣጆኻ ብሉጽ ስርሓት ቀጺልና ክንጽበ ኢና፡ ኣቢ ሓወይ ከኣ ከምዚ ጌርካ ንዝጠፍኡ ስነ-ጥበበኛታት ከምዚ ጌርካ ሞራል ንክገብሩ ትገብር ዘለኻ ኣምላኽ ይሓግዝካ፡Bravo Abi፡ ንሙዚቀኛታት ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ Specially ከኣ ሳክስፎን ሒዞም ዘለዉ that's So Amazing, "Please keep it Up"
@tesfagergishwelday8769
@tesfagergishwelday8769 3 года назад
ኣዋርቅ ኢኩም niay bflay sax des,elomeni
@weyniissak6200
@weyniissak6200 3 года назад
Feqar abo edmen tinan yhabka fetari❤💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Rhus qinyat bal naxnet ygberlna
@dahlak8721
@dahlak8721 3 года назад
Papa tegadalay solomun barya edmen tienan yifterelka aya
@milkutedross8280
@milkutedross8280 3 года назад
Nay bahki meglexi sinelkum deki erey amlak b kulu neger ybarkum baba seli kea ab megedka awet ymneyelka ♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️
@robeltesfabrhanwediatie6201
@robeltesfabrhanwediatie6201 3 года назад
ኣብርሃም no comment welhanti kibel aykalkun blux may bulxat Komu ka Ararat Entertainment nay Bhaki des zbel Eu srahkum thanks 🙏 bes
@numberone6038
@numberone6038 3 года назад
Thanks, Ararat entertainment
@tedrosneamn974
@tedrosneamn974 3 года назад
Ararat Entertainment ብልቢ የመስግነኩም ኣብ ስራኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይሃብኩም ኣምላክ።
@teklomnebyat9602
@teklomnebyat9602 3 года назад
Wawwww deki erey shkorinatat edmen tanan yhabkum ❤❤❤💯💯💯💋💋🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@berketbereket1232
@berketbereket1232 3 года назад
ንፍዓት መዙቀኛታት ብስምዒት ዝጻወቱ ።
@shumayghirmay5467
@shumayghirmay5467 3 года назад
Nay behak xubuk hasab eyo
@milliasli1635
@milliasli1635 3 года назад
Ararat medaregti albo 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷💪🏻 ab qexali kea bejakum tefiu zelo tekeste selomun amkrebulna ❤️❤️
@munamichael4247
@munamichael4247 3 года назад
Egziabher ab tgbrwo srah awetn asalton ymneyelkum ararat entertainment kemu wn hawna Abraham. Btaemi tsebuk srah ketslwo.
@merhawiberhe4462
@merhawiberhe4462 3 года назад
Waww great job munaye legend derafay kexelo aberham wedi
@tekietesfazgi8006
@tekietesfazgi8006 3 года назад
Abraham et esey btaemi des zebl yu. Hgus hiwet yenbrkum edmen tienan yihabkum. Ztefiu abeyti ayatatna kemzi gerkum bmimxaekum des zebl yu. Abrish hawey kabzom nay kedem znebere abey alo zeyfilet derafay neru zerom keleta( wedi zagr) bzibl kxil shim zflet nay enda 74 znebere yu entetemxulna des mbelena thank you
@selamzerai7498
@selamzerai7498 3 года назад
Ah beal ezom jeganu abotatna enda tewelwwlu ab betro kkmetu u zgbom neru ! Edmen tenan my bloved Hero .Ararat kea Amlak brrk yeblkum .😇😇😇😇
@temesgenamlakey8600
@temesgenamlakey8600 3 года назад
Ayanan Hawnan Solomun Barya Nbealti betka Mengste semay yewarski Neakan Ndeqkan kea Edmen tenan ymneyelka 🙏🙏❤🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Nhawna Abrham ka Hsab Lbka yesmrelka Abdlayka Yebtshka Amlak Edmen tenan yhabka 🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤👍
Далее
Только ЕМУ это удалось
01:00
Просмотров 1,8 млн
ДУБАЙСКАЯ ШОКОЛАДКА 🍫
00:55
Просмотров 2,1 млн
Eritrean Festival Edmonton Canada 2024  kidan Teklu
11:26
GERE EMUN PART 201 | ገሬ እሙን ክፋል 201
33:59