Тёмный
No video :(

ክንደይ ትፈትወኒ | Kndey Tfetweni -Samrawit Haile New Eritrean Orthodox Mezmur 2021 ብ ዘማሪት ሳምራዊት ሃይለ 

Asbi alo ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ
Подписаться 63 тыс.
Просмотров 698 тыс.
50% 1

Subscribe Free:
/ @asbialo6681
Copyright © Asbi alo ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ 2020
#ክንደይ ትፈትወኒ | Kndey Tfetweni-Samrawit Haile ዘማሪት ሳምራዊት ሃይለ New Eritrean Orthodox Mezmur 2021
©All rights reserved to Asbi alo ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ. No part of this publication may be reproduced, distributed or transmitted in any form or by any means without the prior written permission of the publisher
Best updates: / @asbialo6681
FB page: / asbialo
#Asbialo #ብርግጽዓስቢኣሎ #ክንደይትፈትወኒ

Опубликовано:

 

21 фев 2021

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,1 тыс.   
@selamlove565
@selamlove565 3 года назад
*_በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሀዱ አምላክ አሜን_* *_ክንደይ ትፈትወኒ_* ክንደይ ትፈትወኒ ጎይታይ ዘይከም ግብረይ ብፍፁም ፍቕርኻ ለዉጥካዮ ታርኸይ ብመንን እንታይን ከመስግን ንስምካ ቃላት የብለይን መልሲ ዉዕለታትካ/ *2* / ከንቱ ነይሩ ናብራይ *ካባኻ* *ርሕቐ* / *2* / ብናይ ሰይጣን መንፈስ *ከቶ* *ተሓንቐ* / *2* / ብዕብዳን ብስኽራን *ፀጋይ* *ተገፊፈ* / *2* / ግን ብስምካ አምልጠከም እያድ ተርፈ ዘይበቅዕ ክነሰይ አብ እድካ እየ ኣዕርፈ ማዕረግ ዝና ዓለም *ስጋዊ* *ትምንታት* / *2* / ተገዝአዮ እንድየ *ንብዙሕ* *ዘመናት* / *2* / ግን እንታይ ረብሐ *እንትርፎ* *ንጥፍአት 2* ኣባኻ እዩ ዘሎ እቲ ጣዕሚ ህይወት ጎይታይ ፀዉዕካኒ ብፍቕሪ ብምሕረት ፍቕርኻ መልኡ *ዉሽጢ* *ኣካላተይ* / *2* / ዘምሪ ይብለኒ አሎ *ተመስጡ* *ልበይ* / *2* / ነዛ ዓለምኳ *ብዙሕ* *ዘወደስኩ* / *2* / ከመይ ዘይዝምር ንስምካ እንዳልዓልኩ ብረድአትካ እንድየ አብዚ ዝበፃሕኩ ክንደይከ ተፍቅር *ጎይታይ* *ንዉሉድካ* / *2* / ድኻመይ ርእኻ *ከቶ* *ዘይፈንፈንካ* / *2* / ንርኽሰት ልሳነይ *ብፀጋ* *ቀብእካ* / *2* / ሰባት ክግረሙ ታርኸይ ለዉጥካ ንምስጋና ቆይመ አብ ቤተ መቅደስካ ክንደይ ትፈትወኒ ጎይታይ ዘይከም ግብረይ ብፍፁም ፍቅርኻ ለዉጥካዮ ታርኸይ ብመንን እንታይን ከመስግን ንስምካ ቃላት የብለይን ጎይታይ ንዉዕለካ / *2* / ወስብሐት ለእግዚአብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር አሜን
@mibraktesfaldet9794
@mibraktesfaldet9794 3 года назад
Zmaremelaekti ysmalna yehwatey Egziabher xega abresi xega yhabkum.
@hadasfesehaye5057
@hadasfesehaye5057 3 года назад
9
@hadasfesehaye5057
@hadasfesehaye5057 3 года назад
9⁹⁹
@hadasfesehaye5057
@hadasfesehaye5057 3 года назад
⁹⁹⁹⁹99ää
@riggatgebsha8095
@riggatgebsha8095 2 года назад
ፒ ኢፕፕ
@adeyweladitey4938
@adeyweladitey4938 3 года назад
ዝማረ መልኣኽቲ የስምዓልና ደቂ እመ ብርሃን ❤️ ሓሚመ ኣብ ሕክምና እየ ደቂሰ ዘለኹ ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩኒ ምሉእ ምሕረት ክገብረለይ እግዚአብሔር 🙏❤️
@mussieteklit4010
@mussieteklit4010 3 года назад
ጸሎት እመ ብርሃን ኣይፈለየካ ሓዉና ኣጆኻ ምሕረት የዉርደልካ።
@lidyakesete7336
@lidyakesete7336 3 года назад
Amlk mhrat yawrdelka ezhaway xelot qudusan trdaenat ayflka 🙏🙏🙏
@samuelteklay1325
@samuelteklay1325 3 года назад
Eme amlak msaka ykun !!!
@eyobdesale4830
@eyobdesale4830 3 года назад
Mhret yewrdelka fetariiii xelot kudusan
@beyanbahlbibahlbi9494
@beyanbahlbibahlbi9494 3 года назад
Mhret yewurd fetari 🙏
@user-ky1ed4dh2k
@user-ky1ed4dh2k 3 года назад
ባጡ ሓወይ ኣምላክ ቀጻሊ ይበልካ ከበሮ ክትሃርም ከለካ ከመይ ደስ ኢልና መስለካ ኣምላክ ይመስገን
@shmendiasmerom6876
@shmendiasmerom6876 3 года назад
Nay bhaki..btaemi eyu zeheguseka
@luluarsenalluwam4308
@luluarsenalluwam4308 3 года назад
Lidya ሓፍተይ እቲ ኣብ መወዳእታ ዘሎ ስእሊ ፡ ስእሊ ዘማሪት'ዩ። ዘማሪት ሓፍትና ሳምራዊት ካብቶም ብህጻነቶም ከለዉ ናይ ቆልዑ መዛሙር ዘቅርቡ ዝነበሩ እያ። ኣብ Eri Tv ካብ ዝቐርቡ "ገመል" ወይ ከኣ "ትምህርቲ ትምህርቲ" ዝብላ ቀደም ብቆልዑ ዝተዘመራ ትዝክርየን እንተኾንኪ። ሳምሪ ሓፍትና ካብቲ መዛሙር ዓለም ወጺኣስ ሎሚ ንኣምላኽ ብመዝሙር ከተመስግን በቂዓ ኣላ።
@lidyakesete7336
@lidyakesete7336 3 года назад
@@luluarsenalluwam4308 kab belbi eya zemsgenka way dema zemsgenki Ya yzkero eya ane kea germni endu kemzi eaynet seli nay betkersana yelen ela menfeswi sel zekona kea nay bhaki eyu hemaq tesemeni eza Chanel kesb hji hemaq ralom sel zayfelt eya sorry gen thawika mxhafay.selti tagedsentki way dema tgdasntka kab belbi eya zemsgen Thanks mor 🙏🙏🙏
@sabagebretinsae7271
@sabagebretinsae7271 3 года назад
@@luluarsenalluwam4308 is the Edsel
@tesfahiwetyohannes5330
@tesfahiwetyohannes5330 3 года назад
Fetari xegui yebzhalkum yehwatey Nate ❤️❤️❤️
@fekareulebay4345
@fekareulebay4345 3 года назад
ኣነ ሞስሊም ኢየ ግን መዝሙር ክስምዕ ከልኩ ናይ ግዛወትና ቤተክርስቲያን እንዳ ሚኪኤል ይዝክር ኣሕሕ ስደት ጭካን ደቂ ሪመይ ኣጆካና እስከ ጾለት በብእምነትና ንብዝሕ ግጽ ስድራና ክንሪኢ ናይ ዓልም ነግር ትርጉም የብሉን ካብዛ መዝሙር ብዙሕ ትማሃር I respect your region🇪🇷❤🙏
@smreteyasu3560
@smreteyasu3560 3 года назад
Nay bhaqi nkulatna eu kemey dina abina azan nay sbhi ,zhuri,Asri, meqrib,Alesha kemeu enda belku eye abye ane keman ms saho yhwatey
@Dankemile403
@Dankemile403 3 года назад
Adikeih endamichael du 😍😍😍😍😍 ane kea ms saho ab ketema senafe abye ohh I love ❤️ saho
@hagos6896
@hagos6896 3 года назад
fekar eu lebay xbuk Aleka ezi mezmur Nay tewahdo orthodoxe dea hiwet zelewo eu Egziabher amlak ybrehalka
@gfftggt6311
@gfftggt6311 3 года назад
ክብረት ይሃብኪ ክብርቲ ሓፍትና
@ImproudbTigrinya
@ImproudbTigrinya 3 года назад
fekar eu lebay ንፈለማ ግዜ ጽብቅ ዝጽሕፍ እሞ ከኣ ኣብ መዝሙር ናይ ክርስትያን ናትካ ይርእዪ ኣለኩ ኣነ ሓቂ ይሓይሽ ምስ ሞስሊም ብፍቅርን ምክብባርን ዝዓበኩ ሰብ የ እስቲል ክሳብ ሕጂ ኣብዚ ሎሚ ሎሚ ግን ልበይ ተሰረ ዕድል ግዲ ዘይገበርኩ ድዪስ በጋጣሚ እቶም ብእምነት ክጸርፊ ዝውዕሉ ኣጋጣሚ ይመጸኒ እንታይ ኣባህላእ እየ ኣብዚ ሎሚ ግዜ ብእልፊ ዘይ ጠቅሙ ሓደ ክልተ ልቢ ንጹህ ሰብ ተሰርዎ ዘሎ ከምዚ ኢልካ ምጽሓፍካ ሽክረን ሌግ
@natna645
@natna645 3 года назад
ሸር ንበሎ የሕዋት ኩሉ መታን በረኸት ክረኽብ
@luwamhagos206
@luwamhagos206 3 года назад
Oke
@Sami14111
@Sami14111 3 года назад
ኩሉ ሰብ ናብ ኣምላክ ይጽጋዕ ነገር ግን መወዳእታና የጸብቀልና ወረስቲ መንግስቲ ሰማይ ይግበረና የሕዋት
@wintagere6123
@wintagere6123 3 года назад
Amen
@yordanostesfay2690
@yordanostesfay2690 3 года назад
Amen Amen Amen
@timinitnestere5716
@timinitnestere5716 3 года назад
Amen amen amen
@yordanostesfay2690
@yordanostesfay2690 3 года назад
Amen Amen Amen
@sabaghumbot5485
@sabaghumbot5485 3 года назад
አሜን አሜን አሜን
@mielatyonas6254
@mielatyonas6254 3 года назад
መዝሙር፥ ክንደይ ትፈትወኒ ዘማሪት፥ ሳምራዊት ሃይለ ክንደይ ትፈትወኒ ጎይታይ ዘይከም ግብረይ ብፍጹም ፍቕርኻ ለዊጥካዮ ታሪኸይ ብመንን እንታይን ከመስግን ንስምካ ቃላት የብለይን መልሲ ውዕለታትካ ከንቱ ኔሩ ናብራይ ካባኻ ርሒቀ(2) ብናይ ሰይጣን መንፈስ ከቶ ተሓኒቐ(2) ብዕብዳን ብስኽራን ጸጋይ ተግፊፈ(2) ግን ብስምካ ኣምሊጠ ከም እያድ ተሪፈ ዘይበቅዕ ክንሰይ ኣብ ኢድካ የዕሪፈ ክንደይ ትፈትወኒ ጎይታይ ዘይከም ግብረይ ብፍጹም ፍቕርኻ ለዊጥካዮ ታሪኸይ ብመንን እንታይን ከመስግን ንስምካ ቃላት የብለይን መልሲ ውዕለታትካ ማዕርግ ዝና ዓለም ስጋዊ ትምኒታት(2) ተገዚአዮ እንድየ ንብዙሕ ዘመናት(2) ግን እንታይ ረብሔ እንትርፎ ንጥፋኣት(2) ኣባኻዩ ዘሎ እቲ ጣዕሚ ህይወት ጎይታይ ጸዊዕካኒ ብፍቅሪ ብምሕረት ክንደይ ትፈትወኒ ጎይታይ ዘይከም ግብረይ ብፍጹም ፍቕርኻ ለዊጥካዮ ታሪኸይ ብመንን እንታይን ከመስግን ንስምካ ቃላት የብለይን መልሲ ውዕለታትካ ፍቅርኻ መሊኡ ውሽጠይ ኣካላተይ(2) ዘምሪ ይብለኒ ይብለኒ'ሎ ተመሲጡ ልበይ(2) ነዛ ዓለም እካ ብዙሕ ዝወደስኩ(2) ከመይ ዘይዝምር ንስምካ እንዳ ኣልዕልኩ ብረዲኤትካ'ዴ ኣብዚ ዝበጻሕኩ ክንደይ ትፈትወኒ ጎይታይ ዘይከም ግብረይ ብፍጹም ፍቕርኻ ለዊጥካዮ ታሪኸይ ብመንን እንታይን ከመስግን ንስምካ ቃላት የብለይን መልሲ ውዕለታትካ ክንደይ ከተፍቅር ጎይታይ ንዉልድካ(2) ድኻመይ ርኢኻ ከቶ ዘይፈንፈንካ(2) ንርኽሰት ልሳነይ ብጸጋ ቐቢእካ(2) ሰባት ክግረሙ ታሪኸይ ለዊጥካ ንምስጋና ቆይመ ኣብ ቤተ መቅደስካ ክንደይ ትፈትወኒ ጎይታይ ዘይከም ግብረይ ብፍጹም ፍቕርኻ ለዊጥካዮ ታሪኸይ ብመንን እንታይን ከመስግን ንስምካ ቃላት የብለይን መልሲ ውዕለታትካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና
@luwamhagos206
@luwamhagos206 3 года назад
ኣሜን
@mamma2732
@mamma2732 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ግን ኣብታ ከዳመይቲ ኣዝማች ክታቱ ኮላ ከንቱ አያ ትብላ አታ ከቶ ገርካያ ደሎካ ። ክላአይቲ፡ካ ተሪፈ ገርካያ ደላ ኣብ ኢድካ የአሪፈ አያ ትብል። የከነለይ።
@monioliver5814
@monioliver5814 3 года назад
Amen 🙏🏾
@helentsehaieyasdzzxc3250
@helentsehaieyasdzzxc3250 3 года назад
Amen Amen Amen
@user-zv7ui4co5x
@user-zv7ui4co5x 3 года назад
efrem
@helensyum7724
@helensyum7724 3 года назад
ክቡር ሓውና ባጡ ኣጆካ በርትዕ ብሓቂ ደስ ኢሉኒ ካብ ናይ ዓለማዊ መኒንካ መንፈሳዊ ብምጅማርካ እግዚአብሔር ጀማሪ ከይኮንካስ ፈፃሚ ይግበረካ ፉተወይ።
@user-dt8og2du4q
@user-dt8og2du4q 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-dp2gu7ip7f
@user-dp2gu7ip7f 3 года назад
ፈጣሪ ክንደይ ይፈተዋኩም የሕዋተይ ነቶም መንገዲ ጸጋም ዘለና ናብ ዘለኩም ክንመጽእ ጸሎትኩም ኣይፈለልየና፡ዝማሬ መላእክት የስምዓልና።
@user-mi4ck8qw2q
@user-mi4ck8qw2q 10 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐና ሰሚዒካ ዘይትምኖ መዝሙር ጀማሪዘይኮነስ ፈፃሚ ይግበርካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@natna645
@natna645 3 года назад
ክጸበያ እየ ቀንየ እንቃዕ ብሰላም መጻኹም ዝማሪ መላእኽቲ የስመዓልና
@luwamhagos206
@luwamhagos206 3 года назад
ወላ ኣነ
@mhretabkfle5794
@mhretabkfle5794 3 года назад
ብጣዕሚ መሃሪት ኢያ ንዘስተውዕል ኣምላክ ጓሳ ኩሉ ክሳብ ንመጾ ብትዕግስቲ ይጽበየና ኣጀኩም ቀጽልዎ ብርግጽ ኣስቢ ኣሎ
@fshayetesfu7522
@fshayetesfu7522 3 года назад
ባጡ ሓውና ኣብዚ ቅዱስ ነገር ምስ ረኣኹኻ ማራ ታሓጒሰ ።ኣምላኽ ጸጋኡ የብዛሓልካ ፈጻሚ ቃል ይግበርካ።
@titirezene9592
@titirezene9592 3 года назад
amen
@Bri_Tgraweyti....
@Bri_Tgraweyti.... 3 года назад
ኡፍፍፍፍ ከምዚ ዝበለ ትዕድልቲ ደጊመ ደጋጊመ ሙሉእ መዓልቲ ክሰምዓ ውዒለ ክንደይ ደስስ ዝብል መዝሙር እዩ ቃላት የብለይን በማርያም ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፍቁራተይ ኣብ ቤቱ የንብርኩም ፀግኡ የብዘሐልኩም 👏👏👏✝️✝️✝️
@biniam1467
@biniam1467 3 года назад
እዋይ ዘይጽበዮ ሰብ ኣብዚ ረኺበዮ። ባጡ ሓወይ በል ኣጆኻ ንድሕሪት ካትብል ኣምላኽ ይሓግዝካ ዝሓወይ።
@ermilove685
@ermilove685 3 года назад
#ኣሜን #ኣሜን #ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስምዓልና ኣዚያ ብልጽቲ መዝሙር ያ ሳምሪ&ብርሂን+ባጡ ሓወይ በርትዑ ድንግል ማርያም ጽላላ ተንብረልኩም እንተ እቶም ንባጡ ክንርኢ ዘመጻና ክኣ ካብቲ ጭልጭል ደርፍታት ዓለም ናብ መዝሙር ክምሰጋገር ሰናይ ፍቃዱ ይኩን
@user-dx3th3bm6d
@user-dx3th3bm6d 3 года назад
ተበገስ ጥራይ
@mad223chu9
@mad223chu9 3 года назад
ወዲ ማርዮ ረሲዕካዮ ኩቡር ሓወይ
@mellody-36
@mellody-36 3 года назад
ሳሚሪ ኣብ ቁልዕነትና ብመዝሙር ናይ ህጻናት ሕጂ ክኣ በቲ ቅዱስ ዝማርየ መልኣኽቲ ምጺኺ ደስ ኢሉኒ ተባረኺ ዝማርየ ምልኣኽቲ የስማዓልና ኣሜን
@vivilala9115
@vivilala9115 3 года назад
ዝማረ መላእኽቲ የስመዓና ኦ ፈጣሪ ሐይሊ ሃበኒ ናብዛ መንፈሳዊ ክኣትዉ
@helenabraham9847
@helenabraham9847 3 года назад
Amen Amen Amen Zmare Melaekt yesmalna
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 3 года назад
Ajoka/ki tebeges tray fetari kefexmeka yu.
@user-ss4kk1yh5e
@user-ss4kk1yh5e 3 года назад
ጻዊዒት ንኩሉኹም ተዋሳእቲ ሃገር ኤርትራ ብሓዉኹም ባጡ ካብ ስጋዊ ሰራሕ ጥራሕ ተሰርሑ እምነት ተቃሉን ከምዚ ጌርኩም ከም ናይ ባጡ ስራሕ ንክርስቶስ ኣምላኹም ኣመስግኑ ከምኡ’ውን ባጡኡ ሓወይ ኣጆኻ ቆጽሎ እግዚአብሔር ዓስብኹም ይሃብኩም ኩቡራት የሕዋት ኩሉኹም
@ermiashaile7341
@ermiashaile7341 Год назад
እንታይ ዩ ዓይነ ልቦናና ደፊኑዎ ዘሎ ብጣዕሚ ድሒርና ኣለና ካብ መንፈሳዊ ሂወት ከምቲ ልቢ ሊድያ ዝከፈተ ዓይኒ ልቦና ይክፈተልና ን የሕዋትና ከኣ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና
@yodittekie6118
@yodittekie6118 3 года назад
ሳምረይ ሓንትን ክንዲ ሽሕን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጽጋ ፈጻሚት ይበልኪ መድሃኔኣለም፡ዝማሬ መላእክት የስምዓልና።
@user-bc7ct3gr2z
@user-bc7ct3gr2z 3 года назад
ኣሰይይይይይ እንኳዕ ደስስስ በለካ ባጢ ሓወይ ንክብርቲ ሓፍትና ዶማ ዝማሬ መላእክት ይሰመዐልና ፀጉኡ የብዛሓልኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ ክብረተይ
@IbelongtoJesus123
@IbelongtoJesus123 6 месяцев назад
Amen zmare melakti yesmalna fkrti haftey amlak zebene agolgulotki ybark 🥰🥰🥰🙏🏾🙏🏾🙏🏾😇😇😇🙌🏾🙌🏾🙌🏾♥️♥️♥️
@st.michael12
@st.michael12 3 года назад
Amen Amen Amen zemarielakti yesmalna. ‼️ሓገዝ< ተግበርካ ንእግዚኣብሔር ወፍዮ። ሽዑ ኺሰልጠካ እዩ። (መሳሌ 16፥3)✅ ብስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣ. ሜ. ን.❤️ ሰላም ኣምላኽ ምስኻ/ኺ ይኹን ኣንቢብካ ሸር ምባል ኣይትረስዕ ናብ ገበርቲ ሰናይ ኣምሕላልፍ። እቲ እግዚኣብሔር ዝኣዘዞ ነገር እዚ ዝስዕብ እዩ፡ ካብቲ ዘሎኩም ንእግዚኣብሔር ሞባእ ሃቡ። ነፍስ ወከፍ ፍታው ልቢ ዘለዎ ሰብ ድማ ንእግዚኣብሔር ሞባእ የምጽእ ። ዘፀ.35፥4-5) ሓገዝ ቤተክርስትያን ቅዱስ ሚካኤል ንምስራሕ ንክትሕጉዝና ብስም እግዝኣብሄር ንምሕጸን ። ቤተክርስትያን ቅዱስ ሚካኤል ኣብ ዞባ ደቡብ ንኡስ ዘባ ድባርዋ ሓውሲ ከተማ ተራ እምኒ ዝርከብ ኮይኑ ነቲ ተሰሪሑ ዝነበረ ህንጻ ንሽቶን ጸቢብን ስለዝኾነ ቤተክርስትያን ንምግፋሕ ኢልና ተበጊስና ግን ናይ ገንዘብ ሕጽረት ስለዘጋጠመ ንክትሕጉዙና ብትሕትና ንምሕጸን ። ብገንዘብ ኮነ ብንዋይ ንእትገብሩልና ሓገዝ ኣቀዲምና ነመስግን እግዝኣብሄር ኣምላክና ሃብቲ ሰማይን ምድርን ይሃብኩም ጎይታ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዘልዓልኩሞ ብስም ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል ዓስብኩም ይክፈልኩም።❤️ ንእግዚኣብሔር ኣሓጕሶ፥ ንሱ ኸኣ ንጸላእትኻ ምሳኻ ብሰላም ከም ዚነብሩ ኺገብሮም እዩ። (ምሳሌ.16፥7)✅ ገለ ሰባት ገንዘቦም ለጊሶም ይህቡ መሊሶም ከኣ ይህብትሙ። ገለ ኸኣ ብዘይግባእ ይቝጥቡ ኣዝዮም ከኣ ይነድዩ።” (ምሳ. 11፡24)✅ ምጽዋት ንኣምላኽ ዝወሃብ ልቃሕ እዩ። “ጥሪትኩም ሸጥኩም ምጽዋት ሃቡ። ሠራቒ ኣብ ዘይረኽቦ ነቐዝ ኣብ ዘየበላሽዎ። ዘይበሊ ማኅፉዳን ዘይጐድል ሃብትን ኣብ ሰማይ ዕቘሩ።” (ሉቃ. 12፡33)✅ ካብ ጥሪትካን ካብ ኩሉ በዅሪ ፍርያትካን ንእግዚኣብሄር መባእ ኣቕርበካ ኣኽብሮ ሽዑ ቖፎታትካ እኽሊ ኺመልእ መጽመቝኻ ኸኣ ብዀልዒ ወይኒ ቅጽጽ ኪብል እዩ። ምሳሌ 9፥10✅ ቅዱስ ሚካኤል ንእስራኤላውያን ዝመርሐ (ዘፀ. 14፥9)፣ መንደቅ ኢያሪኮ ንከፍርሱ ዝሓገዘ (ኢያሱ 3፥15)፣ እስራኤላውያን ንእግዚአብሔር ኣብ ዝበደልሉን ዝተማረኹሉን ጊዜ ምእንቲኦም ዘማለደን ምሕረት ዘውሃበን (ዘካ. 1፥12)፣ ነየን ጠቂሰ ነየን ክገድፎ።ኣብ መወዳእታ ዓለም ኣብቲ ናይ ጸበባ ግዜ ንድያብሎስ ክዋገኦ ዝትንስእ ቅዱስ ሚካኤል እዩ።❤️ በቲ ዘመን እቲ ሚካኤል እቲ ምእንቲ ደቂ ህዝብኻ ዝቀውም ዓቢ መስፍን ክትንስእ እዩ (ዳን.12፥1) ስለዚ ናብ ኵሉ ክበጽሕ ሸር ብምባል ሓገዝካ ኣበርክት። do you want to donate click here ⬇️ t.co/ngwcFEGPop Archangel St. Michael Subscribers on RU-vid ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል t.co/jsIZFkc0bC ሓገዝ መስርሒ ቤት እግዝኣብሄር ሊ.መ.ቅ.ሚ. t.co/ngwcFEGPop t.co/rDhtYab7ND ስብሃት ለእግዚኣብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን።
@user-ff6wx4um8p
@user-ff6wx4um8p 3 года назад
Amlak msaka ykun hawey
@st.michael12
@st.michael12 3 года назад
@@user-ff6wx4um8p Amen Amen Amen Ezi hawey/habtey Abxelotkum zekeruni Neay hate GebreAmanuel. Share bembal ka hagezuna ikum
@-eliyahu4916
@-eliyahu4916 3 года назад
ኣምላኽ ይደግፍኩም ይሕዋተይ ቅዱስ ሚኪኤል ኣብ ጎንኹም ይኹን ኣጆኹም ኩሉ ቀስብቀስ እዩ በርጥዑ።
@st.michael12
@st.michael12 3 года назад
@@-eliyahu4916 Amen Amen Amen. Bexoloten Share bemgbar hagezuna neskum ka yehwatey .
@medhanietesfamariam7768
@medhanietesfamariam7768 3 года назад
ብሓቂ ጥዑም ዝማረ እግዚኣቢሔር ይመስገን ብሓቂ ካብ ጓይላን ዳንኬራን ስክራን ኣናጊፍና ሰሙ ንዘልኣለም ይክበር ይመሰገን ። ሩሑስ ኪዳነ ምህረት ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ምስ ኩላትና ይኩን ቁዱስ ኣምላክና ኣፍደገ ምሕረቱ ይክፈተልና ከም ሰብአ ነነዌ ማቴ 26 '41)ትግሁ፡ወጸልዩ፡ከመኢትባኡ፡ውስተመንሱት፡መንፈስሰ ይፈቱ ፡ወስጋ ድኩም።. 🙏🏿 amen
@user-ee8hz1xn4g
@user-ee8hz1xn4g 9 месяцев назад
በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሀዱ አምላክ ኣሜን ክንደይ ትፈወኒ ክንደይ ትፈትወኒ ጎይታይ ዘይከም ግብረይ ብፍፁም ፍቅርኻ ለውጥካዮ ታርኸይ ብመንን እንታን ከመስግን ንሰምካ ቃላት የብለይን መልሲ ዉዕለታትካ 🤲👏👏👏
@yodaheTv
@yodaheTv 3 года назад
ዝማሬ መላእክት የመዓልና ባጡ ከኣ እዝንኻ ቃል እግዚኣብሔር ልሳንካ ልሳን እግዚብሔር ተመስግነሉ ይግበርካ❤❤
@liwammisgna6270
@liwammisgna6270 3 года назад
Amen Amen Amen zmarem melket yesmaelna
@user-ky1ed4dh2k
@user-ky1ed4dh2k 3 года назад
ክንደይ ትፈትወኒ ጎይታይ ዘይከም ግብረይ ወዲ ድንግል ማርያም ይክበር ይመስገን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ ያሰማልን የኔ ውድድ
@user-zd6pp1iz5w
@user-zd6pp1iz5w 2 года назад
ሰላመይ❤❤❤
@user-ky1ed4dh2k
@user-ky1ed4dh2k 2 года назад
@@user-zd6pp1iz5w Welelay 🤍👏❤️✝️
@user-zd6pp1iz5w
@user-zd6pp1iz5w 2 года назад
@@user-ky1ed4dh2k ❤❤❤❤❤🌺🌺🌺
@luwamhagos206
@luwamhagos206 3 года назад
ኣምላክ ጸግኡ የብዝሃልኩም ምጀማርኩም ዘይ ኮነስ ምፍጻምኩም የሪአና ኣምላክ አስራኤል
@desyetfsha3457
@desyetfsha3457 3 года назад
O amlak Israel neay keman nab hukufka milesen 🙏🙏🙏🙏⛪🤲❤❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰👑
@hlnamedia1111
@hlnamedia1111 3 года назад
ባጡ ሓወይ ኣምላኽ ሓርይካ መስለኒ 🙏 ኣምልኽ ጽግኡ የብዝሓልካ ሓወይ ናተይ🙏
@Mulue844
@Mulue844 3 года назад
ዝማረ መላአክት የስምዓልና ተዋህደና ንዘልኣለም ትንበር ጾምና ጾመ ድሕነት ጾመ ስርየት ይግበረልና ::🙏🙏🙏
@weynihagos5835
@weynihagos5835 3 года назад
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ምቅርቲ። እቲ ማማ ኣብ ከብድኺ ዘሎ መዓስ ኢኺ ትወልድዮ ክትብሊ ኮለኺ ኣዝየ እንድየ ዝፈትወኪ ኔረ። ሕጂ ኸኣ መሊሰ ክትዝምሪ ምስ ረኣኹኺ ፍትወተይ ወሲኽክሉ። እግዚኣብሄር ኣብ ቤቱ የንብርኪ የንብረና። ዕድመን ጥዕናን ትዓደሊ።
@hafitega5974
@hafitega5974 3 года назад
Aseyyyyyyyyy keday ketime ezi mazmur kale hiwet yesmalna Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
@TFBk-gq5sx
@TFBk-gq5sx 3 года назад
Amen amen amen kalehiwot yesmalena habtena nay aglglote zemenki yebarekelki...
@user-ue1bf9dj8i
@user-ue1bf9dj8i 3 года назад
ዕልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የስማዓልና ጸግኡ ጥበቡ የብዛሓልኪ ክብርቲ ሓብተይ ኣምላኽ ናብ መንገዲ የማን ይምርሓና ብምሕረቱ ይጠምተና🙏
@destagebrehiwot3477
@destagebrehiwot3477 3 года назад
ጆርጆ መኻሪ ኣይኮነ ሂወት ኣይኮነ ጻዓዱ ዝበልወ ክደግም ዝውዕል ፓፓጋሎ እዩ
@yodittsegay3632
@yodittsegay3632 3 года назад
እልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክት የስመዓልና መሃሪት መዓዲት መዝሙር እግዚኣቢሄር ርህሩህ ኢዩ ጓሳ እቶም ጥፉት ኣባጊዕ ኢዩ ጠፊእና ከይንጠፍእ ብትዕግስቲን ብርህሩህ ልቢ ይቅበለና፡ እጊዚኣቢሄር ዝተመስገነ ይኹን ኣሜን።
@tesfitkifle4039
@tesfitkifle4039 3 года назад
Amen Amen Amen zemare melakti yesmalina
@user-yy2nu2iu8z
@user-yy2nu2iu8z 5 месяцев назад
ኣሜን ዝማሬ ❤ መላኣክት ❤ የስማዓልና ❤ ኣደይ ማርያም❤ ጽላላ ተምብረልኪ ሓፍተይ ማዓረይ
@nepsyhasseleri6636
@nepsyhasseleri6636 3 года назад
ወ ን ባጡ ዘገላገልካ ኣምላክ ንዓይ ወስከኒ 🙏🙏🙏 ዝማረ መልኣክቲ የስመዓልና ሓብተይ
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 3 года назад
Ajoka hawey mbgas tray yu zedli fetari kea kefexmeka yu.
@user-mg8jc3pc3x
@user-mg8jc3pc3x 3 года назад
ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና ኣሕዋት ጸጉኡ የብዝሓልኩም ድሥሥ ዝበለኒ ነገር እንተ'ሎ ባጡ ኣብዛ ስራሕ ምስ ራኣኹዎ ከመይ ተሓጊሰ ። ስነ ጥበበኛ ስነ ጥበቡ ኣብ መንፈሳዊ ህይወት ፡ኣምላክ ዝሃቦ ጥበብ ንኣምላኽ ከገልግለሉ ከሎ ክመይ ደስ ዘይብል በዓል ሄርሞን ፡ክፍሉ ዳኔው ክትርኢ ትሓዝን በዓል ባጡ ክትርኢ ድማ ደስስ ይብለካ ሃይማኖትና ይስፋሕ
@user-ly4yr3no5h
@user-ly4yr3no5h 7 месяцев назад
ዕልልልልል ዝማሪ መላእክቲ የሰማዓልና ክብርቲ ሓፍተይ አምላክ ምሰ ኩላትና ይኩን❤❤❤❤
@mussieteklit4010
@mussieteklit4010 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሕ ልብኻ ዝህድእ መዝሙር ቤት ክርስትያን ናፍቂዮ ወገናተይ እቲ ሓቀኛ መልኽዕና ኣብኡ እዩ ዘሎ።
@user-wr9jc3ju8s
@user-wr9jc3ju8s 3 года назад
ኣነ ኣለኩ ብጣዕሚ ናፍቀይ ስደት ኣፅልእኒ
@mussieteklit4010
@mussieteklit4010 3 года назад
እግዚኣብሔር ክረድኣና እዪ ትዕግስቲ ገርና ክንጽበ ኢና ሓወይ/ሓብተይ።
@eyerusendriass8191
@eyerusendriass8191 3 года назад
Amen!!!
@muluemebetbainesethiopia2129
@muluemebetbainesethiopia2129 3 года назад
በእዉነት ከፍቶኛል መዝሙሩ የበለጠ አስለቀሰኝ እግዚአብሔር ሰላሙን ግዜ ያምጣልን 💚💛❤️🇪🇷🇪🇷
@lulyaweldit8144
@lulyaweldit8144 3 года назад
Zmare melakt yesmealna selamn fkrn msakum ykun yehwatey 🙏🙏🙏
@user-yg1vu8nj4x
@user-yg1vu8nj4x 3 года назад
እንካዕ ብሰላም መጻኪ ዚያዳይ ኣበይ ጠፍኣ እለ ይሓስበኪ ነይረ
@Eritrea-First177
@Eritrea-First177 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስመዓልና ባጡ ሓውና ክኣ ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል እዩ ኣነ ብጣዕሚ እየ ተሓጉሰ ቀጽሎ
@user-xi8ov1hf1k
@user-xi8ov1hf1k 3 года назад
ዕልልልልልልልልል ዝማሬ መልእክቲ የብፅሑልና ባጡ ሓወይ ኣብ ቤት ኣምላክ የንብርካ
@tdf9673
@tdf9673 2 года назад
እግዛብሄር ኩሉ ግዜ ንበደላትና ከም ቀደላትና ዘይኮነስ ብምሕረቱ እዩ ዝሕልወና😭😭😭ኣበይ ሞ ኢልናዮ ፍቅሩ😭
@Nahommmmmmmm
@Nahommmmmmmm 4 месяца назад
ዝማሬ መላእኽት የስማዓልና ብሓቂ ዘይ ኸም ግብረይ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@merryerilvoe1025
@merryerilvoe1025 3 года назад
Zmare melakti ysemalna Samrey🤷‍♀️🤷‍♀️🤷‍♀️⛪🕯🕯🕯🕯🕯❤
@yonasyohannes1369
@yonasyohannes1369 3 года назад
ዝማሬ መላእክት የስማዓልና እግዝኣብሄር ጸጉኡ የፍስሰልኪ እመ ብርሃን ኣደይ ትሓልኪ ብቅድስና ንበሪ ሳምረይይይይይይ💘❤💓💔💕💗💖💝💞💟❣️👑💒💒💒💒💒💒💒💒💒⛪⛪⛪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@biniamtesfay5235
@biniamtesfay5235 3 года назад
Kbrn msganan neti lul fetarina ykuno kmeu wn xbu melekti eyu nay bhaqi. Zmare melakti yesmalna 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@lwamangosom5116
@lwamangosom5116 2 года назад
ኩሉ ፍቃድ እግዚኣብሄርዩ'ሞ እቲ ኣብ መንፈሳዊ ዘሎ ኣብኡ ክጸንዕ ፡ ነቲ ኣብ ዓለም ዘሎ ውን ጽቡቅ ኣርኣያ ኢኻ እሞ ኩልና ናቱ ይግበረና ዝሓወይ ጸግኡ ከኣ የብዝሓልካ ።
@daniya4773
@daniya4773 3 года назад
እልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሰይ ባጡ ንዘልኣለም ካብ ቤቱ ኣየውፅእካ እዉይ እቲ መልክዕካ ፀጉርካ ቅንጥጥ ምስ በለ ብሩህ ኣብ ቤቱ የንብርካ ሃፍትና ውን ዝማሬ መላእክት የስምዐልና
@user-vw6rq1bv9w
@user-vw6rq1bv9w 3 года назад
እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልል ዝማሬ መላኣክት ይስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክብራት ኣሕዋተይ ናይ ብሓቂ ኣምላክ ዝታሓጎሰ ተልዮ ይዘምር ዝብል ቃል ኣብዙይ ሪኦዮ ኣምላክ ዝተመስገነ ይኩን ኣዴና ቅድስቲ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ፆሎታን በረከታን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@desyetfsha3457
@desyetfsha3457 3 года назад
Samrawit haftey nay mezmur zemenki ybarkelki amlak Israel🤲⛪🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ShasheySelamWeld
@ShasheySelamWeld 7 месяцев назад
ቡርኻተይ ብፀለትኹሙ ሓግዙኒ ሕማቅ ኣለኹ 🙏🙏
@weynikubrom4685
@weynikubrom4685 3 года назад
ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርኽ መዘምር ሳምሩ😇
@lme5630
@lme5630 3 года назад
ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና አግዝብሔር ኣምላክ ብሙሉአ ልብና ናቡኡ ክንምለስ ይደግፈና ጀመርቲ ዘይኮናስ ፈጸምቲ ይበለና ኣሜን
@desyetfsha3457
@desyetfsha3457 3 года назад
Abaka u zelo eti taemi hiwet nay behak 🤲⛪🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@Tocaluna91113
@Tocaluna91113 3 года назад
Amen Amen Amen 🙏 Zemare melakti yesmalna Ezgabher amlak nemsgana zebke lesan yehbna 😓🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@Ad-de3us
@Ad-de3us 3 года назад
ክንደይ ትፈትወኒ ጎይታይ ዘይከም ግብሪይ ብሓቂ አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀጉኡን በረኮቱን የብዘሐልኩም/ክን እግዚአብሔር አምላክ አብ ቤቱ ያፅንዕኩም ክቡራት አሕዋትና ክንደይ ደሰ ዝብል መዝሙር
@mad223chu9
@mad223chu9 3 года назад
ዝማሬ መልኣክቲ የስማዓና ተመዝገን ባጡ ሓወይ እንቃዓ ብሰላም መጻእካ ኩላትኩም ዓስቢ ኣሎ ኣጆኩም እግዚአብሔር ይሓልወኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@purposeoflife7861
@purposeoflife7861 3 года назад
Btami tiemti mezmur qal hiwet yhabelna Egziabher habtna Aman Amen 🙏🙏🙏 !!!
@Trhasteklit449
@Trhasteklit449 Год назад
Btami des zbl mezmur temesgen fetari ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ambesagrbisrat8315
@ambesagrbisrat8315 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና 🙏🏻❤
@merhawimehari5600
@merhawimehari5600 3 года назад
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ነዓኻ ከኣ ሓየሎም ሓዉና ፈጻምን ሑሩይን ይግበርካ
@merhawimehari5600
@merhawimehari5600 3 года назад
ዮሃንስ ክብል የ
@alukasa2216
@alukasa2216 2 года назад
ኦ ፈጣሪ ፈሊጥናን ኬፈለጥናን ዝንገብሮ ይቅር በለና 🤲ል ምዝካ መረሐና 🙏🙏🙏
@bimelaeumnbarabzaalemichve6688
@bimelaeumnbarabzaalemichve6688 3 года назад
Nay bhaki maharit Mezmur. Zmare melakt yesmalna. Amen amen Amen 🙏🙏🙏
@taemomeresa3620
@taemomeresa3620 3 года назад
እሰይ ደስ ክብል ልብካ ዘረስርስ ዝማሬ መላእክት የስምአና ጸግኡ የብዝሐልኩም ባጡለ ቀጽለሉ ዝሓወይ❤💒
@awetkubrom3817
@awetkubrom3817 3 года назад
ኣነስ ኣቅሽቲ ዓድና ዘኪረ ኣሕሕ ኣምላክ ባልኻ ኣክበና ናብ ዓድና ናይ ንዳ ሚኪኤል ቤተክስታንይዝክር በብ እምነትና ጾሎ ት ንግበር
@wedieritrea896
@wedieritrea896 3 года назад
Amen Amen Amen zimare melakiti yesmalna hafteyyy nay semen agolguleriki yibarekeki💒💒💒❤🙏🙏🙏
@sesunadawit1875
@sesunadawit1875 3 года назад
Zmarie melaekti yesmealna Zhaftey nay agolgulet zebenkum ybarek 🙏🙏🙏🤲🤲🤲👏👏👏
@metkeltesfagergsgebreaman3223
@metkeltesfagergsgebreaman3223 3 года назад
ዝማረ መላኢክት የስመዓልና ድቂ ክርስቶስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጸግኡ ይብዝሓልኩም ዮዉሃንስ ሓዉና ከኣ ጥበብካ ኣብ ቅድሚ እግዚኣቢሔር ይጉላሕ
@milimili9286
@milimili9286 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላኣክቲ የስማዓልና😍😍
@fevenisak851
@fevenisak851 3 года назад
Amen amen amen zmare melakti yesmana betami libika titinkef bahita tfetrelka mezmur KINDEY TFETWENI GOYTAY
@Nanunitu
@Nanunitu 3 года назад
Amen Amen Amen 🥀Zmare melaEkti YesmeAlna nay Agolguletki zemen ybarkelki Amlak🙏❣️🙏
@rahelgere6752
@rahelgere6752 3 года назад
Aseyyyy Ymesgen Amlak🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@user-vp8pj9mm1o
@user-vp8pj9mm1o 3 года назад
ኣሜን, 🌿🌿🌿ኣሜን 🌿🌿🌿ኣሜን 🌿🌿🌿✝️⛪️💞💖🤲🙏ዝማሬ መላክት የስምዓልና 🙏😭😭💔😢😢😢😭
@lidiyawelday9757
@lidiyawelday9757 3 года назад
Xegiu yebzhalkum yehwatey Amlak kidusan ab kulu tgebrwo shrahkum ydegfkum zmare melaikti yesmialna 🙏🙏🙏
@nahomzeru6308
@nahomzeru6308 3 года назад
Amen amen amen. Fetari tuum entay yseano. Neay wn mihiruni u kab kulu welftatey awxiuni. Kbrin msgana nliol ezgiabher amlak
@segentesfamariam9403
@segentesfamariam9403 3 года назад
Zmarie Melakt Yemealna kbrti Haftna Samrawit Batu Hawna Jemarie Zeykonka Fexami Nktkewin Egziabhier Yehagzka Lbi lidya Zkefete Amlak Lbna kfetelna Goytay 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@zaidkuhlay9995
@zaidkuhlay9995 3 года назад
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዘመንኩም ይባርክ ኣምላክ መፈጸምታ የብጽሕኩም እግዝአብሔር ኣምላክ
@davelove3926
@davelove3926 3 года назад
Amen Amen Amen zmara mlakti yesmalna 🙏🙏🙏💒💒💒
@eilnaalina245
@eilnaalina245 3 года назад
Bhaki des zebl eu egzabihr ab Betu ymelsena behaki des eluni 💯💖🙏💒
@akberetafom1239
@akberetafom1239 3 года назад
ክንደይ ትፈትወኒ ጎይታይ ዘይከም ግብረይ በሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና
@habtomyemane9995
@habtomyemane9995 3 года назад
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ክብርቲ ሓብትና መዘመር ሳምራዊት እግዝኣብሔር ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉሎት ዕድሜኺ ይባርኽ ክሳብ መወዳእታ ኣብቲ ዓስቢ ዓወት የብጽሕኺ እመ ኣምላኽ ኣይትፈለየኪ።ሓዉና ከኣ ጀማሪ ዘይኮንካሲ ፈጻሚ ጽውዕ ዘይኮንካሲ ሕሩይ ይግበርካ ልዑል ፈታሪ።
@racyshow767
@racyshow767 3 года назад
ዓቢ መልእክቲ ዘሎዎ መዝሙር ኣጆኩም ቀጽልዎ ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ
@hagerte.8478
@hagerte.8478 3 года назад
Amen Amen Amen zmare melakti yesmealna egzabiher amlak xegue yebzhalkum futwatey👏👏👏👏❤💒🙏🙏
@virginmaryisourlanguage6371
@virginmaryisourlanguage6371 3 года назад
ዝሜሬ መላእክት የስመዓልና ሳምራዊት ሓፍትና እግዚአብሔር ጸጋ ዲበ ጸጋ የሃብኪ ባጡ ድማ ኣብ ቤት እግዚአብሔር ሕጉን ፍቅሩን ከተስተማቅር ኣምላኽ ጽላሉ የንብረልካ
@trhasberha6208
@trhasberha6208 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ጀማሪ ዘይከነ ፈፃሚ ይግበርካ ✝️✝️✝️♥️♥️♥️♥️
@godislove3436
@godislove3436 3 года назад
Amen Amen Amen zmare melakti yesmalna.ezgabiher amlakna zmare melakti ztkebele zmarekum yekebelelkaum yekebelelka kbrti Hatney.
@user-vj8qb7vl9i
@user-vj8qb7vl9i 3 года назад
እዚኣ መዝሙር ንዓይ ጥራሕያ እንተ በልኩኹም ዝጋነን ኣይኮነን ምኽንያቱ እግዚኣብሄር ካብ ረሳሕ ህይወት ኢዩ መንጢሉ ኣውጺኒ ካብ ብዙሕ ዓይነት ወልፍታት መስተ ሓሽሽ ሽጋራ ዝሙት ሽሻ ጫት ስርቂ ቁማር እዚ ዝጸሓፍኩልኩም ካብ ባሕሪ ብጭልፍዩ እግዚኣብሄር ይመስገን ናብ እግዚኣብሄርና ንመለስ እግዚኣብሄር ይሕሸና የሕዋተይ ብንስሓ ንተሓጸብ ሓደራኹም
@weditesfie697
@weditesfie697 3 года назад
ኣሰይይይይ እልልልልልልልልልል ዝማረ መላእኽቲ የስማዕልና የሕዋተይ ሓዉና የውሃንስ ሓየሎም(ባጡ) ድማ ጀማሪ ዘይኮንካ'ስ ፈጻሚ ክትኮዉን እዝግአብሔር ብምሕረቱ፡ እመብርሃን ብጸሎታ፡ምሳኻን፡ ምስኩላትናን ትኹን ግን ሓደራ ኣነ ኡኳ ብተግባረይ ኣዝየ ዝሓመቅኩን ዝደኸምኩንየ ፡የዉሃንስ ሓወይ ክትቅጽሎየ ዝምሕጸነካ!! ስለ ኩሉ ዉህበታቱን ዉዕልታቱን ምእግዝአብሔር አምልክና ክብሪ ሎምን ንዘልኣለምን ይኹኖ። ከምኡ'ዉን ንእመብርሃን ወላዲተ አምላክ።
@user-yx2vd2pt9s
@user-yx2vd2pt9s 3 года назад
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላይክትን ያሰማልን
@kalMHe
@kalMHe 2 года назад
Samru haftey, zmare melaekti yesmialna, Amen.
@yorsalem4900
@yorsalem4900 3 года назад
Zemare melakti yesmalna yehwaty xegu yebzahlka batu hawna❤️❤️❤️🤲🤲🤲🤲💒💒💒
@teklitabraham9817
@teklitabraham9817 3 года назад
ኢግዚኣቢሄር ይመስገን። ጸጋኺ ይብዛሕ ክብርቲ ሓብተይ
@abelteame2709
@abelteame2709 3 года назад
አግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም የሕዋተይ ወትሩ ዝተመስገነ ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፤፤
Далее
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Просмотров 726 тыс.
መዝሙረ ዳዊት እሑድ - Mezmure Dawit Ehud
47:50
ናይ ንግሆ  ጸሎት
44:56
Просмотров 406 тыс.