Тёмный
No video :(

ኮሎኔል ወዲ ጣውላ ተዓፊኑ፣ከቢድ ግፍዒ በፂሕዎ/ ትግራይ ገዚፍ ወፍሪ ተጀሚሩ/ tigray 

Natna Forum ናትና ፎረም
Подписаться 57 тыс.
Просмотров 14 тыс.
50% 1

#tigray #tigraynews #ethiopianews #ethiopia #tefetawitalkshow #ሰበርዜና #ሰበር

Опубликовано:

 

5 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 53   
@mekidana315
@mekidana315 Месяц назад
ሓሪፍ ርኢቶ እዩ።
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 Месяц назад
ሃገር ሓውና ወናኒ ወርቂ ድምፂ
@user-vh8wu5ex4p
@user-vh8wu5ex4p Месяц назад
ወንጀለኛ ብሕጊ ክጥየቑ አለኹም መራሕቲ TDF ይኹን መራሕቲ ሕወሓት
@Tesfayreda-i6y
@Tesfayreda-i6y Месяц назад
እቲ ሕጊ ናይ ምኽባር ኸዚይ ኣውፂኡዎ ዘሎ ቢሮ ፍትሒ ሳላም ትግራይ ኣጠናኺሩ ክቅፅለሉ ንምሕፀን
@abrahagebrekiros2661
@abrahagebrekiros2661 Месяц назад
TPLF & Tigray peoples are inversely proportion 🎉 containment of TPLF results peace and security of Tigray 😊
@abrehaweldegebrial3741
@abrehaweldegebrial3741 Месяц назад
ቅድሚ ኩሉ ህዝቢ ክድሕን አለዎ ቅድሚ ህዝቢ ዝምደብ ዉድብ ፍፅም አይህሉን
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Месяц назад
እታ ምእሳር ንኹሉ ትበፅሕ ድያ ወይስ ምጉጃል እዩ ?😂
@user-mv5rw8mb5y
@user-mv5rw8mb5y Месяц назад
ውፍሪ ይቃፅል❤❤❤
@KedirHagos-xu2zk
@KedirHagos-xu2zk Месяц назад
ሰላምን ፀጥታን ህዝቢ አብ ጎንኹም እዩ ቀፅሉሉ
@user-zv7yk2zu7j
@user-zv7yk2zu7j Месяц назад
ሃገር ፍሉይ ሓይሊ ጥራሕ ዘይኮነስ አብ መከላከያ ዝነበርና ውን ተኾነ ብተመሳሳሊ እና ዘለና
@tsegatsega1930
@tsegatsega1930 Месяц назад
Tekile berhan aeltweyan baned sebhatezam
@Abrehet-e5d
@Abrehet-e5d Месяц назад
Tell to Aregawi Berhe
@naix3768
@naix3768 Месяц назад
💔💔💔
@MashoKidanu
@MashoKidanu Месяц назад
ኣብ ተጋሩ ዝፍፀም ዘሎ ግፍዒ በፂሕዎ ኣሎ
@TedeyTbrhan
@TedeyTbrhan Месяц назад
Nay baelka hasab ke abey eyu Hager tekle
@HagosWeldesamiuel
@HagosWeldesamiuel Месяц назад
ህዝብና ብጥምየትን ብፃምእን እናሞተ ውድብ እንታይ ክገብረልና እዩ ውድብ ድዩ ዝቅድም ህዝቢ
@realtube6031
@realtube6031 Месяц назад
ዝኾነ ይኹን ንህዝቢ ትክራይ ዝትንክፍ ኩሉ ክታሓዝ ክእሰር አለዎ
@weykefetek3020
@weykefetek3020 Месяц назад
ፅቡቕ ገበሩ። ናይ ባንዳን ከደምትን መጨረስታ ውርደትን ሞትን እዩ።
@teweldegodifey
@teweldegodifey Месяц назад
ናትና ፎረም ፅቡቅ ኣለኹም ቀፅልሉ ። ብዛዕባ ኣክቲቭ መከላከያን ፍሉይ ሓይልን ተመለስቲ ሰራዊት ትግራይ 1.ካብ እንሰናበት ሓደ ዓመት ጌርና ኣለና ክሳብሕዚ እቲ ሰራዊት ዝወስዶ ቀለብን ናይ ሳሙና ቅርሽናን ተኸልኺልና ኣለና ። 2.ከማና ዝበሉ ብፆትና ናይ ሓደ ዓመት ደምወዝ እንትወሃቡ ንዓና ግን ንተመለስቲ ኣይግበኦን ኢሎም ስለ ዝከልከሉና በጃኩም ሓቲትኩም መልሲ ሃቡና ቆለዑትና እነብልዖምን እንከድነሙን ስኢና ኣለና
@user-py3hv4vr5d
@user-py3hv4vr5d Месяц назад
ኣታ ሕጂ አምሓሩ ምስ ቀጥቀጥዎ ድዩ ትግራይ ዝዝክራ?
@GgGg-jj9xb
@GgGg-jj9xb Месяц назад
Konerel ziakil intay kigebir ab adisabeba ynebir abizigizezi banida intezey koynu
@Msgnagebrelibanos
@Msgnagebrelibanos Месяц назад
እሞ ናይ ወዲ ጣውላ ሓደጋ ምስ ናይ ግምት ዝመሳሰል ኣይኮነን።ም/ቱ ግምት ጀሚርዎ ዘሎ ስጉምቲ ዘመሳስል የብሉን።
@santiyago7635
@santiyago7635 Месяц назад
እታ ሓቀኛ ናይ ቀደም በትሪ ወያነ እያ ኽዚ ውን ናይትግራይ ለያቡ ልክዖም ተትሕዞም። ንዓርብ እንትኽይድ ዝሞ ኤረትራዊያን ተጋሩን ነከይህሊ ትምርቱ/ታ ገዲፍም አብ ዘይርብሕ ነገር ዝርከብ። ደቂ አንስትዮና ናይ ዓርብ ብርኪ መደሰቲ ኮይነን ዳሓር ወጋሕ ትበል ለይቲ ጫሪም ።ውርዴት ክትድሕና። ብሓፍሽኡ ክብሪ ባህልን ህዝቢ ትግራይ ክምለስ።
@AberashBerhe-pz8be
@AberashBerhe-pz8be Месяц назад
መን ኢዩ ወቓኢ አንታይ ከ ገይሩ አበይ ድዩ ዝነብር ነይሩ
@alemweldemichael5034
@alemweldemichael5034 Месяц назад
ኸመይ ወድዓበይቲ ሀገር ተ/ብርሃን!! ሚዛናዊ ብሱል ሓሳብካ የመስግን
@KedaneEmbaye
@KedaneEmbaye Месяц назад
Wedi tabula nay naye Aregawu able eyu
@realtube6031
@realtube6031 Месяц назад
ናትና ፎረም ፅቡቕ ትንተና ተቕርብ አለኻ አብ ትግራይ ዘሎ ፀገም ህወሃት አይኮነ ግመት አይኮነ ኩሎም አይኮኑን እቲ ፀገም ካብቲ ፌደራል ዝግበር ሸርሒ እዮ ምክንያቱ ባጀት ፅግዕተኛ ኩሉ ካብኦም ንደሊ እንተኾይንና ከቢድ እዮ። ስለዚ ትዕግስቲ ምግባር ክሳብ ነንሕድሕዶም ተናቑቶም ዝዳኸሙ
@santiyago7635
@santiyago7635 Месяц назад
ህወሃት እኮ ሕጋዊ ሰውነት ኢሉም ታሪካዊ ሰነድ ዘለዎ ድርጀት እምበር ተፍጥራዊ ሰውነት ዘለዎ ግለሰብ:ጉጅለ:አውራጃ አይኮነትን ሕዋሓት ትድሓን አብ ውሽጣ ዘለው ጉዑዝያት ድማ ይቀርዕ።
@Abrehet-e5d
@Abrehet-e5d Месяц назад
He is bandist against Tigrai's peoples
@Hareg675
@Hareg675 Месяц назад
ሕዋሳት ብሱሩኸ ኣላ ድያ ብሓቂ?🤔 ኩላ ንኸብዳ ተዘይትኸውን ህዝቢ ኣብ ከምዚ ወዲቁ ዶ ሱቅ ምመረፁ ብኣይ ጠቃሚ እዩ ኣይብልን ሕዋሓት ግን ኸ መን እዩ ክመርሕ ዝክእል እንድዒ😢
@BerheKiros-j3h
@BerheKiros-j3h Месяц назад
ዝታቅርባ ዜና ደስባሃል እዩ ቀፅሉ
@NatnaForum
@NatnaForum Месяц назад
ክብረት ይሃበልና
@KkM-zb4mp
@KkM-zb4mp Месяц назад
እወ ጥብ ዚበል ኣኪራር ተቋፂር ቀያድ ሕጊን ደሚበን ተዚፍጥር ጊዚያዊ መንጊስቲ ትግራይ ማኒም ይኹን ማንም ልዕለኡ ዚነግስ ኣይ ሂሊዉይ ኣብ ትግራይ ሚኽኒያቱ ፍርቂ ኣካሉ ሕዋሕቲ ስለ ዚኾነ ሓቂ እዩ ጌጋ ድኽመት ኣለዎ እዩ ነገር ግን ጥፍኣቱ ኣሚኑ ንሂዙቡ ንዓዱ ንወታደር ትግራይ ብጠቅላላ ካብ ጫፍ ሑመራ እሲካብ ጫፍ ራያ ለሎ ህቢ ክኪሓስ ይግቦኦ ተማዛበሊቲ በሚም ላስ ልሚዓት ብሚድባስ ሲድራ ሲዉኣት ብሚኪሓስ ፀፅታ ትግራይ ብምኽባር ወዘተ
@STAMA123
@STAMA123 Месяц назад
ወዲ ጣውላ አብ አ.አ ታይ ይገብርሎ ዓዱ ለይኸድ?
@user-md6tu2vy9d
@user-md6tu2vy9d Месяц назад
higin siratn tegbarawi entezeykoynu Kem tegaru hilawena ab hadega eyu,,,
@destaAman-xn7td
@destaAman-xn7td Месяц назад
አብይ እዩ ዝነብረ ነይሩ
@gebregziabher3211
@gebregziabher3211 Месяц назад
ኣታ ፀረ ትግራይ ዝነበረ እዩ ነይሩ ትፈልጥ ዲካ ተክለብርሃን ኣይናትናን እዩ
@kunama1170
@kunama1170 Месяц назад
ሃገር ተክለብርሃን ብዛዕባ ወዲ ጣውላ ከይትዛረብ በወዲ ኣቦኳ ሒዘካ ኣለኩ። ኸዲ ጣውላ ብዛዕባ ትግራይ ኣብቲ ጆኖሳይድ ጊዜ ኣብ ፋና,ኣብ ዋልታ ኣብ ኢትቪ ዝበሎ ስምዓዮ ንምንታይ ቆራርፆም ዘይድርብይዎ ባንዳታት ገና ተጠቅሞም ከምሰፍቲ ክድርብይዎም ጆኖሳይደራት
@hailuzelalem-gd6rx
@hailuzelalem-gd6rx Месяц назад
ወዲ ጣዉላ ማለት ዕሉል ባንዳ ዩ ዋላ ይቅተልዎ ትግራዋይነቱ ዝጠለመ እዩ ።
@hagoskahsayhagos3854
@hagoskahsayhagos3854 Месяц назад
ስለ ዶ ናትና ሚድያ ታማኒ ምድያዪ ሓንቲ ሕቶ አብ አዲብ አበባ ዝነበሩ ናይ ሕወሀት አመራርሃ አብ መቀለ 70 ካሬ ኽዋህኩም እዩ ተቢሂሉ ክሻብ ህዚ ውሪኢ የለን በጃካ ሕተትልና።
@AsefaTafere
@AsefaTafere Месяц назад
ሰራቂ እንተ ኮይኖም ይቀየዱ
@kunama1170
@kunama1170 Месяц назад
እዝኣ ትጥቀመላ ድካ ሃገር ተክለብርሃን ??? ኣነ ንትገብሮ ስራሕ ኩሉ ዝድግፍ እየ ለሚ ብዛዕባ ወዲ ጣውላ ዝተዛረብካዮ ብጣዕሚ ተናድደ ካብቶም ንትግራይ ጆኖሳይድ ክፍፀም ዝገበረ ቁፅሪ ሓደ እዩኮ። ኣብ ናይብልፅግና ሚድያታት ዋልታ ፋና ኢትቢ ኣብ እዋን ኩናት ትግራይ ዝተፈነወ ተመልስካ ረኣዮ ንየውሃንስ መጋግን ንበርሁን ካለኦት ባዳታትን ዶ ጀጋኑ ትብሎም እካ ??? ገና ከምሶፍቲ ተጠቅሞም ክድርብይዎም ግድን እዩ እዙይ ከመይ የሕዝነካ ?????
@brhanenael6486
@brhanenael6486 Месяц назад
.ወሃቢ ቃል ኣማኑኤል ኣፍቲ መኸተ ኣበይ ከም ዝነበረ ትፈልጡ ዶ? ዉድብ ህወሓት😅😂
@RasTeferian-m6s
@RasTeferian-m6s Месяц назад
ተሓቢኡ እዩ ስዒሩ
@GebreadhanaGebrewahid-di1og
@GebreadhanaGebrewahid-di1og Месяц назад
ናትናፎሮምካብኩሉነፃኮንካትገብሮዘለኻቀፅለሉበርትዕ።
@Juliusketere
@Juliusketere Месяц назад
ናትና ፎረም ምድያኹም ኸምዚ ተኮይንኩም ተአመንቲ አኮንኩምን ወዲ ጣውላ ማለት ሙሰኛ ተገላባጣ ዝተጋደለሉ ብገንብ ዝሸይጥ ንህወሓት ዝድግፍ ትረክብ ምስኡ የምጉስ ንሀወሓት ዘፅላእልእ እንትረክብ ሓቢሩ ያፅላልእ ታሪኹ አፀቢቅና ንፈልጦ ኢና ዋና መሕረኹረኺ ኢዩ
@gideyhailu9330
@gideyhailu9330 Месяц назад
እቲ እትፍንዎ ዘለኻ ንዝምልከቶ እንተይሓተትካ እናነጠረ ዝመፀካ ወረ እንገደፍካዮ ንባዕልኻ እዩ ዝጠቅም ነይሩ። ይኹን እምበር ስብእነት መሲሉካ ትቕፅለሉ ኣለኻ። እዙይ ዝበልኩኻ ብዛዕባ ፍሉይ ሓይሊ ዝተዛረብካዮ ሰሚዐ እንበሃል ሰሚዐ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ረኺበዮ ኢልካ ካብ እትዛረብ ድውል ኣቢልካ ካብቲ ቢሮ ዝረኸብካዮ ሓቢርካ ዘይትነግረና?
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 Месяц назад
Ata hawy tebedilna ni hizbi agawehelna kemana zebelu mehaya yibelu nihna gina teklkilna agawhalna elemwo eyom weys kabtom zeteqensu mehaya zewsdu eka wae
@brhanenael6486
@brhanenael6486 Месяц назад
.ኣብ ትግራይ 2 መንግስቲ ከም ዘሎ ትፈልጥ ዶ ሃገር?
@user-py3hv4vr5d
@user-py3hv4vr5d Месяц назад
ወስላት መናግዒ ፀረ ትግራይ ኮይንካ እምበር
@mebrehetbenian3784
@mebrehetbenian3784 Месяц назад
Ah eway hizbey entay enangebro ere ewae hiwahat hiwahat enatebahle hizbna god enber rekbu alo hiwahat kemkedem weyaninet yeblan tebalashya eya ok kone elom niseb enacheweyu enafenu hizbna yewardwu alewu ygerem eyu sistem nayhiwahat eyu kulu hasewti akeba akeba enabelu hadeftah zeyblom himakat klitewidbat kof ablom telalakt naymeshrefet kjimer enkelo getachow reda kielet yeblun eyu sakit eyu hiwahat demo bisistrm enatetekemu sebat enachweyu yetfiewu alewu hakientetezarebkas tchiwey ygerem eyu mientan siltanom enber silehizbna aygidsomin eyu aregtot widbat...
@brhanenael6486
@brhanenael6486 Месяц назад
.ወሃቢ ቃል ኣማኑኤል ኣፍቲ መኸተ ኣበይ ከም ዝነበረ ትፈልጡ ዶ? ዉድብ ህወሓት😅😂
Далее
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 24 ( BY BRUNO )
38:46