Тёмный

ኮረናን ጥቓዓት ደቂ ኣንስትዮን ብጋዜጠኛ ዓወት ወዳጅ (ክሳብ መዓዝ ) ክፋል 1 

Awet Wedaj Media - ዓወት ወዳጅ ሚድያ
Подписаться 44 тыс.
Просмотров 301 тыс.
50% 1

Welcome to Awet Multi Media....
Like, Share, Comment and Subscribe to our Channel

Опубликовано:

 

5 июн 2020

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 262   
@user-by5fm2pc8o
@user-by5fm2pc8o 4 года назад
በቃ ንዓወት ወዳጅ ብምንም ቃል አይገልፆን እንካዕ ትግራዋይ ኮነ ጀግና እሰይ አብ ኩሉ ዉዲ
@user-ek5mx2ko3o
@user-ek5mx2ko3o 4 года назад
በጣም ፅብቅ ትምህርት እዩ ከምዚ እናገበርኩ ንተሕብረተሰብ ከም ስልጠና ይኮኖሉ ማለት እዩ ፅሪ ዝበለ ከምዚ አይነት መልክቲ ፁብቅ እዩ: ጎበዝ ኢኩም።
@lwamlwam7689
@lwamlwam7689 4 года назад
ናይ ብሓቂ መምሃሪ ፊልም እዩ ድማ ደቂ ትግራይ ከመይ ዲኩም ጀጋኑ ቀጽልሉ 🇨🇳🇨🇳🇨🇳
@imissmama3978
@imissmama3978 4 года назад
ኣብ ትግራይ ብዕቱብ ክስራሓሉ ዝግባእ ረሳሕ ተግባር ,ዮ ዓወት ወዳጅ ቀጽሎ ከይትሕለል 𝑔𝑜𝑜𝑑 𝑗𝑜𝑏.
@ahmedhusen360
@ahmedhusen360 4 года назад
Amharic films
@abrhamabrhan1400
@abrhamabrhan1400 4 года назад
እዚ ዉዲ ከፊ ኣለዎ ኩሉ የማርገሉ ተዋሳኣይ ገጥማይ (ተጋሩ ሸካኩርርርርርር ዕድመን ጥዕናን ንዓኩም
@ADONAY_DIVORA143
@ADONAY_DIVORA143 4 года назад
ኣጆኻ ዓዊታ እዚ ከምዚ ዓይነት ስራሕ ክስረሓሉ ይግባእ በጃኹም ፍትሒ ንህፃውንቲ ኣዋልድና😭😭😭😭😭
@fishalefutsum2696
@fishalefutsum2696 4 года назад
ጽቡቅ ትምህርቲ ጊን ኢዚ ዎሎዶ ዚ ዝሰምዕ ኣይኮነን መሳኪን ሂጻዉንቲ
@haregusharegu7474
@haregusharegu7474 4 года назад
ሓንቲ መፍትሒት ጛል ዝዓመጸ ክቅተል ኣለዎ ሽዑ ከይፈተው ክሰምዑ ኢዮም
@yordigaltigrayselammskulu2399
@yordigaltigrayselammskulu2399 4 года назад
ኩሉ ሰብ ከማካ ገይሩ ወፅዓና እንተዝረደአልና ነይሩ ክንደይ ምፀበቀ ❤ ዓውት ሓውና ልክዕ ከም ሽምካ ስራሕካ እውን ዓወት እዩ ሽም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ከምዝባሃል
@jesuschristusmachtmichgluc910
@jesuschristusmachtmichgluc910 4 года назад
*ብጣዕሚ ንፉዕ ወዲ ጎሮቤተይ ከምዚ ተግባር ዝፍጽሙ ሰባት ኣብ ሕጊ ዘይኮነስ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ክርሸኑ ኣለዎም እዚ ተግባር ዘይባህልና ብጣዕሚ ተሰሚዑኒ*
@asadaetho3618
@asadaetho3618 4 года назад
ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ
@haregusharegu7474
@haregusharegu7474 4 года назад
ንሳእያ እታ ሓቂ ክቅተል ኣለዎ ጛል ዝዓመጸ
@user-nu7sh7mt6s
@user-nu7sh7mt6s 4 года назад
ዋውውውው ፅቡቅ ትምርቲ እዩ
@akopxsgy3362
@akopxsgy3362 4 года назад
ሐጂ ብጣዓሚ ፀቡቅ ሰበይትካ ማዕተብ ገይራ ኣጣራጢራትኒ ነይራ እያ ዓወተይ ክስካብ ሞወዳእታ ኣለና ኣብ ጎንካ
@user-qm3ox3nf8y
@user-qm3ox3nf8y 4 года назад
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ኣጆኺም ቀፅልሉ
@user-ws3ht4dc8t
@user-ws3ht4dc8t 4 года назад
እግዚአብሔር ይመስገን በዓልቲ ቤቱ ንዓወት ማህቴብ ኣስራ 😍😍😍 ደማ ዓብይ ትምህርቲ ይኣ ቐፅለሉ ዓወት መቅሰን 😘😘😘
@user-js8td2ls5w
@user-js8td2ls5w 4 года назад
ዊዊ በስመኣብ ዛቆልዓሰ ክትበኪ ናይ ብሓቂ ትመስል መቅርቲ ፍኒየ ለብጣዕሚ ጎበዝ እኪ ዋው ዓወታ ለ ኩሉኩም ጎበዛት
@ngstikahsay2928
@ngstikahsay2928 4 года назад
ብጣዕሚ ዘሕፍርን ዘነውርን ስራሕ ኣብ ትግራይ ከምዙይ ክቅፅል የብሉን ስለዚ ኣጆካ ዓወት ወዳጅ ንብዙሓት ከምህር ዝክእል ትምህረርቲ እዩ እሞ ቀፅሎ ህዝቢ ድማ ከምዚ ዓይነት ኣሳፋሪ ስራሕ እናረአየ ስቅ ክብል የብሉን
@ykhrfrty1479
@ykhrfrty1479 4 года назад
ብጣዕሚ ፁብቕ
@Labre2121
@Labre2121 4 года назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ እዩ ዓወት ምስ ስድራ ቤትካ።በተለይ ኣብ ትግራይ ከምዚ ዝበሉ ስራሕቲ ኣምሃሪ ብዝኮነ መልክዑ በርቲዕኩም ስርሑ ። and nice to see you Rahel shikor❤
@user-gt1dl9jp9z
@user-gt1dl9jp9z 4 года назад
ብጣዕሚ ደስ ትብል እያ ብዙሕ ጥቅዓት ደቂ ኣንስትዮ እንተጋጥም ብሸፍኖ ሸፍኖ ዝሓልፍ ኣሎ ክሳብ ማዐዝ ፍትሒ ይንገስ
@abebagolkeshiberhe7084
@abebagolkeshiberhe7084 4 года назад
ዓወት ወዳጅ ከ ንትግራይና ናብ ዓብይ ደረጃ ክተብፀሓ ኢኻ ተሥፋ አለካ
@user-ip2kc6ur7q
@user-ip2kc6ur7q 4 года назад
ዓወተይ በጣም ቆንጆ ድራማ
@rigbitgalltigray6113
@rigbitgalltigray6113 4 года назад
ፅቡቅ ትምህርቲ እዩ ቀፅለሉ ዓወተይ
@user-tk3ud9xk9u
@user-tk3ud9xk9u 4 года назад
ዋውውው ዓወተይ ጅግና ኩሉ የምሕረልካ
@liyaweldeslasse8751
@liyaweldeslasse8751 4 года назад
ብጣዕሚ ያሕዝን ያሕምም :'(
@alemhailay2423
@alemhailay2423 4 года назад
ፍና ሸኮር ኩፈትወኪ❤❤❤✨ ብቅዓት ኣለኪ ናይ ትውና ዋላ ዓወት❤
@user-ho6px5lg4v
@user-ho6px5lg4v 4 года назад
ኣቤት ጎይታ ፈጣሪየ ይቅረ በለልና ዓወተይ ቀፅለሉ
@user-og6en9xv9d
@user-og6en9xv9d 4 года назад
Wawww bitaem gobezat
@user-dm9ne7il3t
@user-dm9ne7il3t 4 года назад
ብጣዕሚ ፅቡቅ መምሃሪ እዩ
@temesegenamelakey6009
@temesegenamelakey6009 4 года назад
ዓወት ጽቡቕ ስራሕ እዩ ቀጽል ዘዓርከይ
@user-vx3wu5nt2h
@user-vx3wu5nt2h 4 года назад
ፅብቅቲ ስራሕ እያ ኩቡር ዓወት ወዳጅ ሓውና እንድያውም ታብ ድራማ ሓሊፋስ ሓቂ እኳመሲላ ሃሃሃሃ ስሕተት ዝፈፀመ አብቅድሚ ሕጊ ደው ክብል አለዎ
@hailushtg7643
@hailushtg7643 4 года назад
እዋይ ኣሕዋተይ ማዓረይ ንምስምዑ ዝኸብድ ነገር ኣይይይ
@tube41
@tube41 4 года назад
መንግስቲ ትግራይ ፌደራል ከምዚ ገይሮም ዶ፣ሰብ ኣሲሮም ዶ ካብ ምባል ፈለማ ኣብ ክልልና ዘለው ጥቕዓትን ዓመፅ ኣብ ደቂ ኣነስትዮን ዶብ ከብሎ ይግባእ። ምስ ኮነ ከይኮነ ብሓንቲ ጥቕዕቲ ጋል ኣነስተይቲ ምዝራብ ገና ከይኮነን ኩሉ ግዜን ኣብ ሚድያ ውን ዓብይ ሽፋን ክግበረሉ ይግባእ ዓወት ከኣ ፅቡቕ ጅማሮ እዩ ቀፅሉሉ።
@earmiagame1155
@earmiagame1155 4 года назад
ብጣዕሚ ኣገዳሲ መልእኽቲ ዓወት ሓወይ ቀፅሎ።ኤልሳ ድማ ንፍዕቲ ቀፅልሉ።
@iloveyoumama7755
@iloveyoumama7755 4 года назад
እውነት ነዉ ወይ ግዜ ይገርማል ለማንኛውም ስላምቹ ይብዛልኝ ተጋሩ ጀጋኑ ወለላታት ናቸው
@user-js8td2ls5w
@user-js8td2ls5w 4 года назад
ብሓቂ ፋና ብጣዕሚ ኣድኒቀያ ዋው ኩሉ የጥዕመልኪ
@user-xr9rb3rm4h
@user-xr9rb3rm4h 4 года назад
ዓወተይኣንበሳቀፅሐሎ/በጃኩምተማሃሩህፀሃናትትኣብዘይዕድሜአአንተስፈአአንቆሪፀንህወተንፋሕፋሕእሉኦፈጣሪብዓይኒምሕረቱይረአየና
@user-ss2ez5ix1l
@user-ss2ez5ix1l 4 года назад
ዓዉየ ጅግና ኩሉ የጥዕመልካ ቀፅለሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ዓደይ ማዓረይ
@haftomgebremeskel2379
@haftomgebremeskel2379 4 года назад
ብጣዕሚ ዘሕዝን ኩልና ክንከላከሎ ዝግባእ ኣፀያፊ ተግባር
@user-xm5ym7gy8x
@user-xm5ym7gy8x 4 года назад
ፅብቅ አዩ ቀፅልለ በሓቂ ጥቅምት ደቂ ኣንስትዮ ጠጠው ክብል አለው
@lundkhwar9084
@lundkhwar9084 4 года назад
ናይብሓቂ መምሃሪት ድራማ ጥቅዓት ደቂ ኣንስትዮ ይኾኖ!!!
@user-nf9yt1ef3h
@user-nf9yt1ef3h 4 года назад
ናይ በሓቂ ፅብቅ መልእኽቲ
@user-pt3zj4ix9b
@user-pt3zj4ix9b 4 года назад
ዋው ዓወት ወዳጁ ኩሉ ዘምሕረልካ ኣጆኻ ቀጽለሉ
@hierugaltigray3841
@hierugaltigray3841 4 года назад
ዋውውውውው ናይ ብሓቂ ጠቃሚ ፊልሚ እዩ ቀፅልሉ ደቂ ትግራይ ጀጋኑ
@user-lq4fw2qm9s
@user-lq4fw2qm9s 4 года назад
ጀጋኑ ቀጽልዎ ዓወት ጅግና ኤልሲተይ ናተይ ኣቲ ዋዕሮ ሓፍተይ ናተይ Long Live Marey😘
@user-yp6vy7dw5f
@user-yp6vy7dw5f 4 года назад
ዋዉ ዓወታ ብጣዕሚ ፅቡቕ ስራሕ ደቀንስትዮ ጥቕዓት በዚሕና ጋል ምኻና ናፀላእናዮ ብሰኪ ከምዚ ናይ ዉሩዳት ኣታሓሳስባ ጎቦዝ ኣፀቢካ ስርሐሉ ብሱሩ በደል ጠጠዉ ክብል ኣለዎ።
@gideyhaila1646
@gideyhaila1646 4 года назад
ዓወት plsss በጃካ አብ ትግራይ ዝደፈሩ ዝቀተሉ ገፆም እንዳተራአየ አነ ደፊረ እየ አነ ቀቲለ እየ ኢዶም ብድሕሪት ተአሲሮም አብ ትግራይ ኩላ በብዝደፈርሉ ክልል ፖሊስ ሒዝዋም ክዝዉርዋ አለዋም በጃካ ዓወት ሐወይ plssss ብፍላይ አብ ትግራይ ከም ዲለቱ ደፊሩ ከም ድሌቱ ቀቲሉ ብግቦ ይፍታሕ ቅድሚ ሕጂ(( 16 ))አጎልት ደፊሩ አይተተሐዘን ይደፍር ይፍታሕ ሕጂም ገፆም ይረእይ plsss አብ ትግራይ ኩሎም ዝደፈሩ
@mdainahasssiii3885
@mdainahasssiii3885 4 года назад
ብትክክል ክቅፅል አለዎ
@Tigraweyti976
@Tigraweyti976 4 года назад
ዓወት ሐዉና በዚ ተቀፂልካ ከም ሹምካ ዓወት ክተምፅዕ ኢካ በርትዑ ኩላካትኩም ተዋሳዕቲ
@samera7043
@samera7043 3 года назад
ናይ ብሓቂ መምሃሪ ፈልም እዩ ድማ ደቂ ትግራይ ከመይ ዲኩም ጀገኑ ቀጽልሉ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@eyerusmokonen9493
@eyerusmokonen9493 4 года назад
ዓዊታ ጅግና♥♥♥
@user-fm5xl3kr8i
@user-fm5xl3kr8i 4 года назад
ዋውውውውው ፅብቅ ትምህርቲ እዩ ኣጆኩም ቀፅልሉ
@user-xw7mq5ch6i
@user-xw7mq5ch6i 4 года назад
ዋይ ዓወት ጅግና መግለፂ የብለይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@user-zw3lj8tb7h
@user-zw3lj8tb7h 4 года назад
ዓውትይ ጅግና ናትና
@gtsgkgbc5418
@gtsgkgbc5418 4 года назад
ዋዉዉዉ ዓወተይ ንዓኻ መግለፂ ዝኸውን ቃላት የብለይን
@user-fy8tr6ys2n
@user-fy8tr6ys2n 4 года назад
ብሓቂ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልዎ ኣናብስ
@egzabherhaylihiweteyeyu4282
@egzabherhaylihiweteyeyu4282 4 года назад
Eway za sebeyti awet Shkorey des ktbleka jigna eya behaki 👌👌👌
@mulugidey7228
@mulugidey7228 4 года назад
wow
@genetberhe4341
@genetberhe4341 4 года назад
ደስ ዝብል ስራሕ ዩ
@VisitTigray
@VisitTigray 4 года назад
Good job Aweta👏
@wasli8257
@wasli8257 4 года назад
ቀፅልሉ ዓወት ወዳጅ
@jcfug3355
@jcfug3355 4 года назад
ዋውውውው ዓወት ወዳጀ ኣጀካ ክኽክክክክ
@haftomhintsa4419
@haftomhintsa4419 4 года назад
ዘሕዝንን ዘሕምምን ታሪክ ኣብ ዉሽጢ 2-3 ወርሒ ኣብ ትግራይ ተፈጽሙ ፡ እዋይ ኣሕዋተይ🤔😌የብቅዕ ኣዓመጽ ኣብ ኣሕዋተና ደቂ ኣነስትዮ።
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 года назад
ቀፅለሉ ዓወት ጅግና
@alulaalula9344
@alulaalula9344 4 года назад
መንግስቲ ትግራይ ናይ ማእከል ሃገር ሃለውለው ፖለቲካ ገድፉ አብ ክልሉ ዝግበር ዘሎ ናይ ደቂ አንስትዬ አሕዋትና ጥቅዓት ክቆፃፀር ይግብኦ እቶም እዚ ወንጀል ዝፍፅሙ ውን ግቡእ ፍርዲ ክወሃቦም ይገበር !
@oneday9258
@oneday9258 4 года назад
ብትኽክል ድራማ ማለት
@user-lr3ru1tu3p
@user-lr3ru1tu3p 4 года назад
አሰይ ፋና ዋይ ማዕተብ አሲራ ደስ ኢሉኒ ካብ ልቢ😍😍😘😘😘😘
@fremahari3059
@fremahari3059 4 года назад
😍😍😍😍😍
@user-jl8wq4zd8y
@user-jl8wq4zd8y 4 года назад
ማዕተብ ኣይትገብርን ድያ ነይራ ድኣ ካብ ካልኦት ውን ሰሚዐያ ኣለኩ ዛዘረባ
@genetzerihun5658
@genetzerihun5658 4 года назад
ብጣሚ ፅቡቅ ጅማሮ እዩ ቀፅለሉ 👍🏽
@girmayabreha7169
@girmayabreha7169 4 года назад
ቀፅለሉ
@haftahshla1309
@haftahshla1309 4 года назад
ዓወታ ህያብ
@user-el7zy7yn3q
@user-el7zy7yn3q 4 года назад
ቅቅቅቅቅ ማማ ስላስ ወሉ ዶ ይረአያኒ ኣለዋ ጀምዒት ክክክክክክ ዓዊተይ & ፋኑሰይ ብሉጻት የኔ ኣንደኛዎች ስወዳቹ
@jcfug3355
@jcfug3355 4 года назад
2ክፋል ብሃንቀውታ ንጽበ ገብዙ
@muluftwi6962
@muluftwi6962 4 года назад
Btaami yehzn fetari lbona yhabena
@egzabherhaylihiweteyeyu4282
@egzabherhaylihiweteyeyu4282 4 года назад
Wellcome Mkuratey btaemi harif film dugemuna bejakum hadera keytekarxwo tewasaeti klom 100% eyom ab srahkum awet ymneyelkum tsbukat ahwatey 💖💖
@user-sm6kw6kc2n
@user-sm6kw6kc2n 4 года назад
ብጣዕሚ.ፅቡቅ.ስራሕ.ኣጀክም.ኣብ.ጎኒክም.አለና.ደቂ.ዓደይ.ሓላለይ
@user-hz8ng3yf7q
@user-hz8ng3yf7q 4 года назад
Woow des zbl srah ketslelu
@maryanaselam8903
@maryanaselam8903 4 года назад
Amazing derma aymeselin eyu..b nay haki eyu lmesel nfuat konju deki za halal meret
@user-ir7to8yo5k
@user-ir7to8yo5k 4 года назад
ፅቡቕ ቐፅልሉ
@melakgdaygday7330
@melakgdaygday7330 4 года назад
ቀፅሉሉ
@berekettsegay39
@berekettsegay39 4 года назад
Wawww very nice ketslo wey mengsti Tgray kemzi Zgeberu Nay mot Frdi kwehabom alewo Resahat..... Hakom azom Saudya... Wawwww Nbal Aziom ketilka mdrbayom au...
@tsegakahsay2186
@tsegakahsay2186 4 года назад
ኣንሕና ላብ ኣቢይ ቀስትና ንወርወር ማዓት ካብ ኣቢይ ልገደዱ ኣብ ባዕልና ላሃለዉ ዓወት ጅግና ፅብቕቲ መምህሪት እያ ቃፅልላ
@salamail1170
@salamail1170 3 года назад
ቀፅልዎ ጀጋኑና
@kindhaftiabadi9055
@kindhaftiabadi9055 4 года назад
ፅቡቅ ስራሕ መርኣያ እዩ ሓውና ዓወት
@tgraweytieye8435
@tgraweytieye8435 3 года назад
መምህረይ ፅሪቲ
@mizanberihu8936
@mizanberihu8936 4 года назад
ኤልሳ ሓፍተይ ተሓጊስ ቀፅልዬ ፅቡቅ ምህሮ እዩ ካብ ሓፍቲኪ (m)
@klant17denbosch44
@klant17denbosch44 4 года назад
ክሳብ ማኣዝ ምኻኑድዩ ጠፊኡዎ ባሓቂ ማለሊት ክሳብ ዘላግዲ።
@birhandesitabirhan8434
@birhandesitabirhan8434 4 года назад
በርትአልና
@medhingebreyesus2578
@medhingebreyesus2578 4 года назад
ሰበይቲ ዓወት ጎበዝ ተዋናይት ኢኪ ቀፅሉሉ
@wedigebre3256
@wedigebre3256 4 года назад
ብታአሚ ብሉጽ ስራህ ክተባባአ ዝግባኦ
@galtegeraykuhulo9784
@galtegeraykuhulo9784 4 года назад
Wawww betami desss bahalit maritn eiya keteluwa 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍💋❤️
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 4 года назад
Anbesaw Awet te Awet zbok serh eyou. Keytehalelena leyten ketren kem za nay gedli ne dergi zedemseswo nezom bealege serah deserwhu kab meretna mehina kenetfeom alena. Zeyaf resh zkone srah eyou. Nezi werki zkone hezbna leyten ketren kenswalu alena. Nezi kem abi hager kesrhalu alewo. Ab gonkum alena Awetey kezlelu. Kolukum gobezat zedenek eyou. Good Bless you. 👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾❤🌹
@lixmont8294
@lixmont8294 4 года назад
ጀግና ወዲ ትግራይ ፅቡቅ ት ቲ 2ይ ክፍል ብሃቆዉታ ይፅበ ዓወት
@jannajanna94
@jannajanna94 4 года назад
Nsya bhaki awiteye jegna
@tubechannal8457
@tubechannal8457 4 года назад
ዋው ገቦዛት ቀፅልለ
@hmh2324
@hmh2324 4 года назад
wawawww ❤❤❤❤❤❤❤
@user-ej1yj7iq3u
@user-ej1yj7iq3u 4 года назад
Wawww gobezat
@haileokbazghi1537
@haileokbazghi1537 4 года назад
ቀጽሎ ዓወት ወዳጅ
@KakaKaka-hr3ek
@KakaKaka-hr3ek 4 года назад
አግዚአብሔር ልባና ያሃብካ
@user-bl8hv7ux4o
@user-bl8hv7ux4o 4 года назад
ብዘይ ደለትን ዝደፍር ደቂ እንሰትዩ መምሃር ዝከነ ቅፅዓት ክውሃባምይግብእ
@sluhibiglon1934
@sluhibiglon1934 4 года назад
Awet kulu tkielelu
@user-kr4bm4ps7t
@user-kr4bm4ps7t 4 года назад
ዋይ የሕዝን
@user-np2tt6dx3g
@user-np2tt6dx3g 4 года назад
ፅቡቅ ጅማሮ እዩ ደቅዛ ሓላል መሬት።
Далее
БЕСКОНЕЧНАЯ ВОДА . ФОКУС
00:34
Просмотров 152 тыс.
Даня...😂 #badbarbie #musicvideo #xoteam
00:15
Просмотров 325 тыс.
ВЫКИНУЛА МОЙ АЙФОН?? #shorts
00:33
Просмотров 1,2 млн
Gere Emun Drama Top 10 Funny Scenes Compilation
12:50
Просмотров 151 тыс.
ምርጥ ቀልድ(2)
25:43
Просмотров 6 тыс.
ገራሚ ግጥሚ ዓወት ወዳጅ  (Awet Wedaj)
6:35
БЕСКОНЕЧНАЯ ВОДА . ФОКУС
00:34
Просмотров 152 тыс.