Тёмный

ኲናትን ሕርሻን - ኣብ መረታ ሰበነን ጾሮናን 

Eri Meskerem
Подписаться 34 тыс.
Просмотров 3,7 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

24 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 8   
@zrqrzsfcnppwjlzwfxe
@zrqrzsfcnppwjlzwfxe 2 дня назад
Great program Robi❤❤❤. Please continue your great job….🎉🎉🎉
@HabtegebrielBrhane
@HabtegebrielBrhane 7 дней назад
❤❤❤
@simonghebru7176
@simonghebru7176 7 дней назад
ሰላም ዋና ቻነል መደባት ብጣዕሚ ጽቡቕን ጽፉፉን ቀጻሊ ከኣ ንከታተሎ ብዝያደ ግን ታሪኽ ክትስንድ ከለኻ ናብቲ ቦታ ኬድካ ሰብቲ ከባቢ ሓቲትካ ብቪድዮ ዝተሰነየ እንተዝኸውን ዝያዳ ምመቀረ። ብፍላይከኣ ኣብዛ ናይሓዲዳ ታሪኽ ቁሩብ ዝተዛበዐ ኣለዋ ብኸምኡ ኢየ ከኣ ናብቲ ቦታ ታሪኽ እንተትቀሳቐሱ ዝበልኩ። መጀመርያ እቲ ዝስራሕ ዝነበረ ዲጋ ዘይኮነ መትረብ ወይ ካናለ ካብቲ ሩባ ካብ ሰገነይትን ከባቢኡን ዝወረደ ኣሊኻ ናብቲ ሕርሻ ናይታ ዓዲ መእተዊ ዩ ኔሩ።ቀጺለ እታ ገብረሂወት ዝተሰወኣለ ዶኖጎላ ከምቲ ዝበልካዮ ብጣዕሚ ገዛፍ ስለ ዝነበረት እቲ መትረብ ውን ካልእ ኣመራጺ መገዲ ስለ ዘይነበሮ ናይግድን በታ ኮውሒ ክሓልፍ ኔርዎ ስለ ስለ ዝኾነ ከኣ እታ ኮውሒክትእለ ኔርዋ።ኣብቲ ግዜቲ ንበይኖም እቶም ክፍሊ ህዝቢ ዘይኮኑ ብምልኡ ሰብኣይ ሰበይቲ ኣብቲ ማእቶት ኔሩ ኢዩ።ኣብታ ከባቢ ኮውሒ ግ ኣሸጋሪ ቦታ ስለ ዝነበረ ብዙሕ ህዝቢ ኣይነበረን ብፍላይ ኣንስቲ: ከምቲ ዝበልካዮ ግን ክከራኸሩ ክብሉ ናይመዓልቲ ጉዳይ ኮይኑ ኣብ ዝባን ገብረሂወት ውዒላ ብዲሕሪ ዚ ከምዚ ምስኣጋጠመ ነቲ ህዝቢ ጸሊኢ መጺኡና ወይ ወፊሩ ኣሎ ፋሕ በሉ ኢሎም ኢዮም በቲኖሞ ኣብቲ ከባቢ ዝነበሩ ነቲ ኩነታት ዝተዓዘቡ ግን ኣጠንቂቖሞም: ብድሕሪኡ ድሕሪ ሰለስ መዓልቲ ከቢድ ስራሕ እታ ደነጎላ ተዳቒቓ ሬሳ ገብረሂወት ወጺኡ ኣብቲ ከባቢ ድሕሪ ምቕባሩ ቲ ሰራሕ ቀጺሉ ድሕሪ ናጽነት ከኣ ከም ብጸቱ ኣስኬሬኑ ተኣርዩ ኣብ መካነ መቓብር ሰገነይቲ ዓሪፉ ይርከብ። ሕጂ ግን እቲ መትረብ እዚ ኹሉ ሂወት ተኸፊልዎ ናብያ ስኢኑ ነበረያ ነበረ ኮይኑ ይርከብ ብኸምዚ የ ከኣ ናብቲ ከባቢ እንተትዛወሩ ብኣካል ዘበለኒ ወደሓንኩም ቀጽልሉ።
@ይናፍቀኪኣሎበልለይንማማ
ንፍዕ ጽብቅ ትንታነ ብፍላይ ብዛዕባ ሩባ በለሳ ጽብቅ ገርካ ኣምጸኢልና ኩናት ውበ ኣብ ሩባ በለሳ ህዝቢ በለሳ ኣበይ ኣሎ ሕጂ ዝሕለፎ ኩናትም ኣደራዕን ትብዕ ኢልካ ኣምጸኢልናኣ 1ይ ወራር 2ይ ወራር 3ይ ወራር
@rigatkifle342
@rigatkifle342 7 дней назад
You’re layer they never help us
@HabtegebrielBrhane
@HabtegebrielBrhane 7 дней назад
❤❤❤
Далее
iPhone Flip станет ХИТОМ!
00:40
Просмотров 277 тыс.