Тёмный

ኳንተም ፖድካስት #46 ምስ ጸሓፍን ጋዜጠናን ዘካርያስ ገሪማ፡፡ ትኽክል ኣነባብራ፥ ህይወትን ስነ ስርዓታን ፥ ትርጉም ምንባር 

Samuel Okubay
Подписаться 18 тыс.
Просмотров 6 тыс.
50% 1

17 ዙርያ ምዝገባ ጀሚርና ኣለና፥ (ስልጠና ኣብ ስቶክማርኬትን ክሪፕቶካረንስን)
መመዝገቢ ሊንክ forms.gle/mrBeUozdNWzTcSuh9
ዋትሳፕ (+12263372020)
ዋትሳፕ ሊንክ wa.me/12263372020
ዝበለጸ ትምህርትን ኣገልግሎትን ክትረኽቡ ኣባላት ናይዚ ቻነል ኩኑ፡፡ Join this channel to get access to perks: ሊንክ
/ @samuelokubay
ኩሉ ኣብዚ ቻነል ዝቐርብ መደባት ንትምህርታዊ መዓላ ደኣ እንበር ፋይናንስያዊ ምኽሪ ኣይኮነን፡፡

Развлечения

Опубликовано:

 

1 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 91   
@SamuelOkubay
@SamuelOkubay 3 дня назад
1ይ ክፋል ፖድካስት ኣብዚ ኣለኩም ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-FQnXmo_XNhk.htmlsi=a26DM9SGdASvViPo
@teklehaimanottesfay-wp5ix
@teklehaimanottesfay-wp5ix 3 дня назад
ሰላም ሓው ሳሚኤል ኣዝዩ ደስ ዝብል መዳብ ናይ ብሓቅ ጽቡቅ ትምህርቲ ንፉዓት የሕዋት፡ ጋዘጠኛ ዘካሪያስ፡ፍላስፋ ጆኦ ሳይነስቲ ሄኖግ፡ኣዝዮም ምህራት ብሳይነስ ግን ከኣ ክብር ኣምላኽ ዘይርስዑ መምሃራን። ከምዚኦም ለባማት የብዛሓልና።
@akiyor3615
@akiyor3615 2 дня назад
Zaki ሓውና ስለቲ እሩብ ሕብረተሰብ ክህልወና እትገብሮ ጥበብ ዝተሓወሶ ኣበርክቶ ብልቢነመስግነካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@gezaeasgddet1767
@gezaeasgddet1767 2 дня назад
ብጣዕሚ መንፈስካ ዘሕድስ ፡ቁኑዕ ኣምልኮ ዝመሃርኩሙና🎯 ቀጽልዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። በረኻት ኢኩም ንበረኸት ኩኑ💖🇪🇷
@biniamproduction2438
@biniamproduction2438 3 дня назад
ንሰብ ንምሕጋዝ እትገብርዎ ጻዕሪ ኣድናቖት ኣለኒ ሳሚ ከምኡ ውን ዘካርያስ።
@user-rt7gs1st6h
@user-rt7gs1st6h 3 дня назад
This man has great knowledge. Thank you both.
@weldehiwettsegu
@weldehiwettsegu 3 дня назад
ቀዳመይቲ ክፋል ሰሚዐያ ልክዕ ከምዚ ናይ ፍልስፍና መጽሓፍ ዘንበብኩ ኮይኑ ተሰሚዕኒ። Big love 💙💙
@dawit8554
@dawit8554 2 дня назад
ብጣዕሚ ድንቂ ዝኾነ ኣገላልጻ፡ ትርጉም ምንዳይ ሂወትን ስርዓተ-ኣተጋብርኡን❤ ሳሚ and ዛኪ ኣዝየ ክመስግነኩም እድሊ፡ ደጊምካ ደጋጊምካ ከተምጻልና ንዛኪ ክኣ ንትስፎ❤ ባህልና ከይፈለጥና ዝመጸና ኢና ኣነን እዚ ከማይ ንኡስ ወለዶን።
@SilaTeweldemednin
@SilaTeweldemednin 22 часа назад
ባጣዕሚ ዐምቆት ዘለዎ አስተምህሮ ከማኩም እብዙሑ ዕመን ጥዕናን እሃብኩም መጣሪ 🙏🙏🙏
@Tigray-
@Tigray- 2 дня назад
ብጣዕሚ ንፉዓት፡ አማእዛኒ ወግዒ ነይሩ።
@samuelgebremeskel7958
@samuelgebremeskel7958 2 дня назад
It‘s amazing .. abgizieun ab seatung.. bfiela absidet seb hiwetu tirgum sienila alo.. so next program abzi zetokere & meftihitatu kem hibreteseb entezkewun xbuk neru Thank’s so much it was amazing broadcast 👍
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 2 дня назад
ብጣዕሚ ብሉጽን ዓቢ ትምህርቲ ቀሲምና ሃብትና ባህልናን ሃይማኖትናን ድማ ብኽብሪ ክንዕቅብ ከምዘለና ተማሂርና ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም፡ ብሉጽ ሓሳብ ካብ ብሉጻት ሰባት ሰስኑልና ❤😊🎉!
@berihgebremariam9020
@berihgebremariam9020 День назад
ናይ ብሓቂ ክድገፍን ክሰፍሕን ዝግባእ መደብ ኢኹም ሒዝኩም ዘለኹም ቀጽልዎ ኣጆኹም
@bahriherani4060
@bahriherani4060 3 дня назад
እንቋዕ ብሰላም መጻኻ ጸሓፊ ዘካርያስ ገሪማ❤
@meracolorado1915
@meracolorado1915 3 дня назад
I have seen many teaching videos, this video is the best video of this year, tnx guys for your time
@ermiastewelde4666
@ermiastewelde4666 18 часов назад
OMG free lesson for life thanks so much brothers bless bless you God
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 3 дня назад
ሰሱንልና❤❤❤🎉
@meharihabtegergishzeru9297
@meharihabtegergishzeru9297 День назад
Thank you Sami
@Tigray-
@Tigray- 2 дня назад
ብቆልዑና ኢና ንመውት ዝበላ ብጣዕሚ መሲጣትኒ።1000 ዓመት እዩ ዘድልየና ክንልብም❤
@mosesmoses7893
@mosesmoses7893 3 дня назад
Wow Thank you so much zekaryas. you intelligent proud of you, 😊please comeback again.
@ermiasmedhanie340
@ermiasmedhanie340 17 часов назад
Brilliant ❤
@hermonseyoum6864
@hermonseyoum6864 3 дня назад
Very deep podcast,mature knowledge,i have gained great understanding of the meaning of life.
@yohannesnegassi174
@yohannesnegassi174 2 дня назад
ዘኻርያስ ሓውና ብጣዕሚ ጽቡቅ መግለጺ፡ኽንድዚ ረዚንን ዓሚቁን ዝኮነ ባህሊ እዩ ዘለና።ንምዕቃቡ ግን ናይ ኹላትና ሓላፍነት እዩ።ንነብስኻን ንኽብርታትኻ ምምሳል ኣገዳሲ እዩ።ብልቢ የቀንየልና።
@user-gl5sd1tc7f
@user-gl5sd1tc7f 2 дня назад
Well timed podcast! Thank you zaki and sami ❤
@mustekk3250
@mustekk3250 3 дня назад
I am one who frequently listen to TEDtalk, and I find ZG would be one of the finest thinkers, I really enjoyed his speech and as usual it is very deep and educational
@rogebre5822
@rogebre5822 2 дня назад
What an explanation
@Mikael7702
@Mikael7702 День назад
Yekenyelna Sami hawey 💙💙💙💙 Zaki hawey bruk dima GBU 🙏🏿
@afewerkiablel4064
@afewerkiablel4064 3 дня назад
ዋውውውውው ሳሚ ሓወይ የቀንየልና ፡ ጠለብና ሰሚዕኪ ካልኣይ ክፋል ንዛኪ ዘምጸኻልና ፡ ጸግኡ የብዘሐልኩም ፈጣሪ ፡ ተባረኹ ቡሩኻት !!!
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 3 дня назад
ናይ በሓቂ ደስ ዝብል ኣገላልጻ ብዘደንቅ ሓሳብን ዕሙቅ ዝበለ ኣፍልጦን😮፡ ሳሚ ሓወይ ክትዛረብ ከለኻ ድምጽኻ ህስስ ኢሉ ይድገም ኣሎ!
@er-uq6we
@er-uq6we 3 дня назад
እንቋዕ ብሰላም መጻእኩም
@nationalist4867
@nationalist4867 3 дня назад
ሳሚ & ዛኪ ናይ ብሓቂ ዓቢ ስራሕ ኢኩም ትሰርሑ ዘለኩም የቀንየልና ❤
@shewitgofar8152
@shewitgofar8152 3 дня назад
ሰላም ንዓኹም
@rahelmihretab3565
@rahelmihretab3565 9 часов назад
Heard it 3 times 😊
@AlaySolo-px4lv
@AlaySolo-px4lv 3 дня назад
Thanks 🙏
@samuelfoto1113
@samuelfoto1113 10 часов назад
ብጣዕሚ ኣገድሲ ዝርርብ። ይበል ኣገላልጻ።
@henoktadese3313
@henoktadese3313 3 дня назад
ሳሚ መደባትካን ሓሳብ ተምጾኦን ብጣዕሚ'የ ዘድንቀካ ምስ ዛኪ ትገብሮ ዛዕባ ኻኣ መግለጺ የብሉን።
@susus712
@susus712 День назад
Betami des zebil tintena that is very realistic without attacking anyone with negativity. Zekaria kemzi kem rieto natka medeb enetikirib betami sebuk neru bezaba zikone aresti even meshaf sebuk kitgelix tikiel ika.
@abrahamisak7011
@abrahamisak7011 3 дня назад
ብጣዕሚ ኣድኒቐካ ንድሕሪት ድማ መሊስካና ኩሉ ኣገባብ ኣነባብራ ሂወትና ካብ ዝነበረ ንመጺ ድማ ንኣለባብሳን ኣቀማቕማን ኩሞኡ ድማ ኣብ ግዜ ሓዘንን ሓጎስን ክንገብሮ ዝግብኣና መደብ ሕጅካ ክትመጽኣና ድማ ተስፋ ንገብር ብፍለይ ንኣለባብሳ ጓል ኣንሰተይቲ ቐደምን ሕጅን ክገብርኦ ዘለወን እዞም ዝመሳስልወን ዘለው ደቒ ተባዕትዮን ገለ ትምህቲ ንደሊ ኣለና ብኣክብሮት
@Yoram-xi1xc1bs9b
@Yoram-xi1xc1bs9b 3 дня назад
Bluxat ekum sami and zekarias yehwat edme ms tiena yebzhalkum ❤
@anghesomk
@anghesomk 3 дня назад
It’s right topic guys thanks 🙏 ❤
@user-rc9si8zd8b
@user-rc9si8zd8b 10 часов назад
ብጣዕሚ ዝምስገን ምህሮ ። እታ ኣውያት ካኣ ዓሪፉ ኣሎ እዩ ዝባሃል ። እታ ዓሪፉ ፡ ዕረፍቲ ረኪቡ ማሌት እዩ ፡ መሊሱ ዝሓሸ ዕረፍቲ ከይዱ ዩ ዘስምዕ ። ነዚ ሲ ብዓይነት መጽሓፍ እንተ ትዝርጉሖ ባ በለልና ። ንእሽቶ መጽሓፍ ጌሩ ምስዚ ናይ ምዕራባዊ ሂወት እንዳ ኣዛመደ please
@abrahamgebrekidan9547
@abrahamgebrekidan9547 3 дня назад
Nay bhqi eamqot zelewo mnbar hewt ❤❤❤
@habtimtekle7761
@habtimtekle7761 День назад
ብታሚ ደስ ዝብል ሳሚ &ዘኪ
@Darubwh
@Darubwh 3 дня назад
❤❤❤
@user-rc9si8zd8b
@user-rc9si8zd8b 2 дня назад
ክልተ interview ናይ ዚ መንእሰይ ዘካሪያስ ሰሚዐ ኣለኩ ፡ ዝድርበ ቃል ዘይብሉ ትምህርቲ ከሲበ ።
@redwanmahmud3979
@redwanmahmud3979 2 дня назад
Thankyou ብሉጽ መደብ ❤❤❤
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 2 дня назад
ዛኪ በሓቂ ገላጺ ሓሳባት ዘይውዳእ ፍልጠት ተዛሪቡ ዘይርብርብ እቲ ዘረባ ግን ተራ ዘረባ ዘይኮነ😮 በቃ ሳሚ ኣብ መንጎ ከማን ይኣትዎ ኔሩ ብጥበቡ ንኸዕርፎ ዘገርም ብሉጽ ሰብ ኣምላኽ ከማኹም ብሉጻት የብዝሓልና❤😊🎉
@SamuelOkubay
@SamuelOkubay 3 дня назад
7 ዙርያ ምዝገባ ጀሚርና ኣለና፥ (ስልጠና ኣብ ስቶክማርኬትን ክሪፕቶካረንስን) መመዝገቢ ሊንክ forms.gle/mrBeUozdNWzTcSuh9 ዋትሳፕ (+12263372020) ዋትሳፕ ሊንክ wa.me/12263372020
@SamrawitMlash
@SamrawitMlash 2 дня назад
❤❤❤❤❤❤❤
@SamrawitMlash
@SamrawitMlash 2 дня назад
❤❤❤❤❤
@philiposyonas744
@philiposyonas744 3 дня назад
❤🎉ዜኬ ብራቮ
@mosesmoses7893
@mosesmoses7893 3 дня назад
Ab mozayik and panorama yesemaka nere nay behaki mrewah demsi
@bisratghoitom7155
@bisratghoitom7155 2 дня назад
ኣዝዩ ዘኹርዕ መን ምዃንካ ብምልኣት ፍልጠት ዘረድእ So I thank you brothers.
@user-qo6gg7fl4l
@user-qo6gg7fl4l 2 дня назад
Thank you zaki kemakum ybzhu ❤
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 2 дня назад
ኣብ 1.54 ደቂቅ ናይ በሓቂ ብሉጽ ኣተሓሳስባ መንፈስካ ተተቀንጢጡ ክዳን ኣየማሙቀካን ኢዩ፡ ክዳንካ ተተቀንጢጡ ግን መንፈስካ የማሙቀካ ኢዩ❤😮🎉😊
@johnhabtughdey4212
@johnhabtughdey4212 2 дня назад
Sbuk zzrrbe bhaki des zble yekenyelna sami zaki
@jossytm6814
@jossytm6814 День назад
👍
@kulutkelamlak9531
@kulutkelamlak9531 3 дня назад
Sami hawey ❤ Aziye zednkea nsika bulux eka qexlo buzuh nrebh alena
@Nahom123.
@Nahom123. 3 дня назад
Echo
@SemiraMohammed-x7f
@SemiraMohammed-x7f 20 часов назад
Akmi Eritrawyan kitftish zegedideka medeb yekeniyelna Samuel ziyada dma zekaryas .
@shewitgofar8152
@shewitgofar8152 3 дня назад
ከምዚኣ እንተዘይ ጌርካ ኻኣ ከምታ ብቐዳማይ ዝበልካያ ናብ ቴራፒስ ብምኻድ ከፊልካ ትሓዝን! 😢
@mehariokbay5878
@mehariokbay5878 14 часов назад
Des zbil astemhro yehwat kexlwo .
@berhehagos864
@berhehagos864 2 дня назад
😍😍😍
@Gl.f
@Gl.f 3 дня назад
Wawww ezi wedi kgelx Hiwet fetfitu e u zgelxa Flasfa e u wedi Mxhaf kxhf alowo ezi wedi
@shewitgofar8152
@shewitgofar8152 3 дня назад
ቱርጉም ሂወት ንኽትርዳእ ከም ሕብረተ-ሰብ እትኽተሎም ፍልስፍናዊ ኣነባብራ ወይ ባህሊ መሰረታዊ ነገራት ኢዮም።
@NakHida-wp9yd
@NakHida-wp9yd День назад
ኣምጻዮ ንኻልእ ምዓልቲ ሳሚ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ።
@shewitgofar8152
@shewitgofar8152 3 дня назад
ሕቶ ናብ ዛኪ እዚ ወለዶ መቐጸልታ ናይቶም ዝሓለፉ ወለዶታት ኢዩ። እንተኾነ ከቐጽሎ ዝነበሮ ክትገልጾ ዝጸናሕካ ደቀቕቲ ዝመስሉ ግን ካኣ ኣብ ሂወት ኣገዳሲ ተራ ዘለዎም ጸጋታቱ ብሩዱእ ምኽንያት ዳርጋ ታኣልዩ ወይ ርሒቑ ይርከብ ኣሎ። ስለዚ ሕቶይ በዚ ዘለናዮ ኣካይዳ ኣብ ዝቕጽል 10 ወይ 20 ዓመታት እንታይ ይራኣየካ? ንምዕቃቡ' ኸ እንታይ ክግበር ኣለዎ ትብል?
@No-miss-No-miss201
@No-miss-No-miss201 3 дня назад
ሓጎስ ከም ጽላሎት ያ፣ እንተቀረብካያ ትርሕቀካ, ኤንተረሓቃያ ተቀርበካ። ዘካርያስ ገረማ፣ ሂወት ማለት ናብ ሞት ንከይትቀርብ ዝካየድ ቃልሲ ዩ
@Nahom123.
@Nahom123. 3 дня назад
Japan lgbtq legal geromo yehzn eyu 😭😭😭
@tedroskidane5672
@tedroskidane5672 2 дня назад
Zeyhmamka resni Smh.
@tedroskidane5672
@tedroskidane5672 2 дня назад
Zecharias is simply saying that life has no meaning,it is how you make it.
@TedrosYonas
@TedrosYonas 2 дня назад
That isn't said.
@dahlakamanuel4338
@dahlakamanuel4338 3 дня назад
NM
@merhawi2328
@merhawi2328 2 дня назад
ኣብ ርትዓውነት ዘለካ ርድኢት ዱኹም'ዩ! ርትዓዊ ኣተሓሳስባ ምውናን ማለት ጽቡቕ እምበር ሕማቕ ኣይኮነን፡ ምናልባት ገለ ዝርአ ጌጋትታ ክህልዎ ይኽእል እዩ፡ ፉጹም ጥቕሚ ከምዘይብሉ ጌርካ ምግላጽ ግን ጌጋ እዩ። ዘበነ-ርትዒ ንዓለም ዓቢ ለውጢ ዘበርከተ ግዜ እዩ፡ ብርግጽ ኣብቲ ኣተራጕማ ምዝንባዕ ተጌሩ'ዩ ግን ጥቕሙ ይበዝሕ። ኣብ ሃይማኖት ከኣ'ሞ ኣዝዩ ኣደናጋሪ መግለጺ ኢኻ ሂብካ! ኣብ ታሪኽ ሃይማኖት መግለጺ ዘይብሉ ዕንወት እዩ ኣውሪዱ፡ ነዚ ክትገልጾ ኣይክኣልካን/ኣይደለኻን። ብሓጺሩ ዝበዝሐ ዝንቡዕ ትንተና እዩ ክብሎ ይኽእል እየ።
@SamuelOkubay
@SamuelOkubay 2 дня назад
ነቲ ዘመን ኢዮም ደኣ ዘመን ርትዓውነት ኢሎሞ እንበር ፥ እቲ መምርሒ ኮነ ስርዓታት ርትዓዊ ኣይኮነን
@merhawi2328
@merhawi2328 2 дня назад
@@SamuelOkubay እቲኦም ነቲ ሓሳብ ዘበገስዎ ውልቀ ሰባት ወላ ሓደ ጌጋ ኣይነበሮምን፡ እኳ ደኣ ሰባት ካብ ናይ ሃጸያት ጸቕጥን ናይ ቤተክርስትያን (ሃይማኖት) ዘይሚዛናዊ ፍርድን ሃሜንነትን እዮም ኮኒኖም። ሰባት ኣብ ምኽንያታውነትን ክኣምኑ ከምዘለዎም ሰሪሖም። እቲ ጸገም ኣብ ኣፈጻጽምኡ እዩ፡ እቲኦም ኣብ ስልጣን ዝመጹ ነቲ ስነ ሓሳብ ብዝጥዕሞም ስለ ዝተርጎምዎ እዩ እቲ ጸገም፡ ልክዕ ከምዚ ን ዴሞክራሲ ጌጋ ትርጉም ዘትሓዝዎ። ካብ ሃይማኖት ዝኸፍእ ስነ ሓሳብ ግን ክሳብ ሕጂ ኣይተፈጥረን!
@TedrosYonas
@TedrosYonas 2 дня назад
ናይ ምርዳእ ዓቅምካ ኢዩ ድኩም ወይ ዝንቡዕ ኢዩ። ርትዓውነት ሕማቅ ኣይበለን። ሓደ ዘመን ርትዓውነት ዝተጸውዐ ዘመን ርቱዕ ኣይኰነን ኢሉ።
@merhawi2328
@merhawi2328 2 дня назад
@@TedrosYonas ንስኻ ከይሰማዕካ ወይ ከይተረዳእካ ናይ ምጽሓፍ ድሌት ጥራይ እዩ ዘለካ ከም ዝርኤካ ዘለኹ፡ ርትዓውነት ዝብሃል ኣብ ዓለም ኣይሰርሕን'ዩ ኢሉ። ካብ ሃይማኖት ወጺእካ ኣብ ርትዒ ምእማን ማለት ሕማቕ ባህሊ ምኻኑ ከረድእ ተዳጋጋሚ ተዛሪቡ።
@AlexkidaneNegasi
@AlexkidaneNegasi 12 часов назад
You are so smart .
@bereketberhane4154
@bereketberhane4154 2 дня назад
ትርጉም ዘለዎ ህይወት፡ ሓቀኛ ምንጪ ሓጎስ እዩ። እቲ ከም ጽላሎት ገሊጽካዮ ዘለኻ ሓጎስ፡ ኣብ ትርጉም ዘይብሉ ህይወት ዝርከብ ዓይነት ሓጎስ እዩ። ሰብ፡ ትርጉም ዘለዎ ህይወት ንምንባር ኣብ ዝቃለሰሉ እዋን፡ እቲ መጨረሽታ ዝሃርሞ ዕላማ፥ ሓቀኛ ሓጎስ እዩ። ትርጉም ዘለዎ ህይወት ንኽትነብር ድማ፡ ብዙሕ ቃንዛን መስዋእትን የጠቓልል። ስለዚ፡ ትርጉም ዘለዎ ምንባር፡ ሓቀኛ ሓጎስ ንምጉንጻፍ ዝግበር ጉዕዞ ካብ ኮነ፥ ዕላማ ምንባር ሕጉስ ንምዃን እዩ። NB: ኣብዛ ንሓጎስ ሸፈፍ ኢልካ ዝሓለፍካያ ነጥቢ፡ ብኸምዚ ዝገለጽኩዎ ሓሳብ፥ እቃወመካ።
@TedrosYonas
@TedrosYonas 2 дня назад
ንሓጎስ ሸፈፍ ኣይበላን።ሓጎስ ካብ ዕላማ ምርካብ ኢዩ ኢሉ።
@miskryikealo6586
@miskryikealo6586 2 дня назад
እቲ ትኽክለኛ ኣነባብራ ሂወት፤ ሂወት፤ ንሓደ ውልቀ-ሰብ ብእትህቦ ትርጉም እዩ ዝውሰን። ይሕመቕ፤ ይጸብቕ፤ ሞራል ይሃልዎ ኣይሃልዎ ፤ ንሰብ ይጥቀም ኣይጥቀም ብመሰረቱ ነቲ ውልቀ-ሰብ ብዝህቦ ትርጉም እዩ ዝዕየር ።ኣድማሳዊ ሕጊ ትኽክለኛ ኣነባብራ የለን ። ሓጎስ ምስ ትኽክለኛ ኣነባብራ ብምትሕሓዝ ዘካርያስ ዝሃቦ መግለጺ ፤ ከም ናተይ ሪዲኢት ኢሉ ክገልጾ ይግባእ ኔሩ።እንተኾነ ሓጎስ ምንዳይ ትርጉም ዘይብሉ ኢሉ ምግላጹ ዘይኣእምሮታዊ ጥራሕ ዘይኮነስ ባዕላዊን ኣደናጋርን መግለጺ እዩ። ነዚ ዓቢ ሕቶ ፤ ፍልስፍናና፤ ስነልቦና ፤ ሃይማኖት ፤ ፓሊቲካዊ ቁጠባን ምርኩስ ብምግባርን ሓፈሻዊ ትንታነ ክወሃበሉ ነይርዎ ። ዳሓር ካብ'ቲ ዓንኳር ሕቶ ሂወት ምንድልሓጽን ግዜ ዘባኹኑ መግለጺታትን በዚሑ ። ማኦ።፤ ቦልሼቬክ እንታይደመይዶስ በዚሑ።
@TedrosYonas
@TedrosYonas 2 дня назад
ከም ናቱ ርድኢት ምኳኑ ካብቲ ኣርእስቲ ክትፈልጥ ኔርካ። ብሓጺሩ ከምቲ ንስካ ትደልዮ ስለዘይተባህለ ኣይተቀበልካዮን።
@merhawi2328
@merhawi2328 2 дня назад
እዚ ወዲ ኣብ ህይወት ፉጹም ዙንቡዕ ዝኾነ ኣረዳድኣ ኣለዎ!! ኣብ ዱሑር ባህሊ ክትነብር ክትኣምንን ዝገብር ትምህርቲ እዩ እዚ።
@TedrosYonas
@TedrosYonas 2 дня назад
ንምንታይ ግን ትሓርቅ???
@merhawi2328
@merhawi2328 2 дня назад
@@TedrosYonas ንዓይ ዲኻ🤔 ርእይቶኻ ምጽሓፍ ምሕራቕ ጌርካ ኢኻ ትርድኦ ማለት ድዩ፧
@SemharRezeneTSD
@SemharRezeneTSD 2 дня назад
❤❤❤
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e 3 дня назад
👍
@aroneyob3836
@aroneyob3836 3 дня назад
❤❤❤
Далее
Incredible magic 🤯✨
00:53
Просмотров 13 млн
FARUX RAIMOV AVJIGA CHIQDI - JAVOHIR🔥
01:01
Просмотров 1,5 млн
ናይ ኲናት ጥበብ | The art of war
26:30
Просмотров 43 тыс.
3 ስግንጢራት ባህሪ ደቀ’ንስትዮ!
19:48
Climbing from $6,000 to $150,000 Monthly revenue
46:46