Тёмный

ወላዲተ አምላክ/Weladite Amlak ዘማሪ ዲያቆን ክብሮም መሓሪ Zemari Kibrom Mahari Tigrigna Orthodox mezmur 2023 

ዘማሪ ዲያቆን ክብሮም መሓሪ Kibrom Mahari official tube
Просмотров 34 тыс.
50% 1

ወላዲተ አምላክ/Weladite Amlak ዘማሪ ዲያቆን ክብሮም መሓሪ #Zemari_Kibrom_Mahari #Tigrigna_Orthodox_mezmur_2023
#orthodox_mezmur #eritrean_orthodox_mezmur

Опубликовано:

 

4 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 274   
@kibrommahariofficialtube8346
ብሓደ ናይ መላእኽቲ ዝማሬ የስመዐና። ናይ ዝማሬ ኣገልግሎትና ካብዚ ብዝሐሸ ናባኹም ንምባል ክጥዕመና ሓሳብኻቱምይ ርኢቶኹምይ ኣይፈለየና። የኽብረለይ!!
@meaz_demse
@meaz_demse Год назад
ፀጋ ይብዛልህ ክብሮሜ
@stegahiayluhiaylu1843
@stegahiayluhiaylu1843 Год назад
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ድያቆነይይ አመብርሃን ኣብዙርያካ ትኩን ጥዑመ ልሳን ንፍተወካን ነክበረካን ኣጁኩሙ ኩላቱኩሙ ብርቱዑልና❤❤❤
@ኪዳንጋልተዋሕዶ
አጀኩም ቀፀላ ዲያቆን ብርቱዕልና ጥራይ አሕዋተይ እመ ብርሃን ምሰ ትኩን አሕዋተይ ❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤
@ماجدالقحطاني-و7س
💗💗💗
@khangkhan8839
@khangkhan8839 Год назад
❤❤❤
@ጓልዓጋመእየ-የ5ዀ
ወላዲተ አምላክ ማርያም ድንግል ሰአሊተ ምሕረት መንበረ ልዑል ቅድስቲ ኣዴና ዋሕስ ኩሉ ፍጥረት ማሕደረ መለኮት ለምንልና ምሕረት/2/ ሓጥያትና በዚሑ ድቃስ ምስ በርተዐ ማዕበል ሞት መጺኡ ልብና ከይወቅዐ ንብሩክ ወድኪ ዕርቂ ለምንልና ካብ ርክሰት ዘበለ ብጽድቂ ኣንጽህና ተፈስሒ ፍስሕት ኦምልተ ጸጋ ህዝብኪ ባርኪ ብነብስኒ ብስጋ ወላዲተ አምላክ ማርያም ድንግል ሰኣሊተ ምሕረት መንበረ ልዑል ቅድስቲ ኣዴና ዋሕስ ኩሉ ፍጥረት ማህደረ መለኮት ለምንልና ምሕረት ኩሎም ወለዶታት ብጽእቲ ይብሉኪ ሰላምታ ናይ ሰማይ ክብሪ ዝሰማዕኪ ብክብሪ ቀዊሙ ዘበሰረኪ ገብሪኤል ስርግውቲ ብኩሉ ወላዲተ ልዑል ተፈስሒ ፍስሕት ኦ ምልእተ ጸጋ ህዝቢኪ ባርኪ ብነብሲ ብስጋ ወላዲተ አምላክ ማርያም ድንግል ሰአሊተ ምሕረት መንበረ ልዑል ቅድስቲ ኣዴና ዋሕስ ኩሉ ፍጥረት ማህደረ መለኮት ለምንልና ምሕረት ትምክሕቲ ወዲ ሰብ ምክንያተ ድህን ንጽሕተ ንጹሓን ምዕዝንቲ ከም ዕጣን ብሰማይ ብምድሪ ብዙሕ ምስጋናኪ ምልእተ ውዳሴ ሕይወትና ባርኪ ተፈስሒ ፍስሕት ኦምልእተ ጸጋ ህዝብኪ ባርኪ ብነብሲ ብስጋ ወላዲተ አምላክ ማርያም ድንግል ሰአሊተ ምሕረት መንበረ ልዑል ቅድስቲ ኣዴና ዋሕስ ኩሉ ፍጥረት ማሕደረ መለኮት ለምንልና ምሕረት ኩሎም ወለዶታት ብጽእቲ ዝብሉኪ ሰላምታ ናይ ሰማይ ክብሪ ዝሰማዕኪ ብክብሪ ቀዊሙ ዘብሰረኪ መልኣክ ስርግውቲ ብኩሉ ወላዲተ ልዑል አምላክ ተፈስሒ ፍስሕት ኦ ምልእተ ጸጋ ህዝብኪ ባርኪ ብነብሲ ብስጋ ወላዲተ አምላክ ማርያም ድንግል ሰኣሊተ ምሕረት መንበረ ልዑል ቅድስቲ ኣዴና ዋሕስ ኩሉ ፍጥረት ማህደረ መለኮት ለምንልና ምሕረት/2/ ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና መዝሙራትካ ኩሎም ኮ ተሰሚዖም ኣይጽገቡን ድያቆን ሓውና አምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ✝️💐 እንቋዕ ድማ ኣብጻሓና ንዓመታዊ ክብረ በዓል ኣዴና ቅድስተ ድንግል ማርያም
@swsw5226
@swsw5226 Год назад
💞🥰💙🥰🤲🥰
@ghfg5618
@ghfg5618 Год назад
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 3 месяца назад
Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
@birktilebasi7406
@birktilebasi7406 Год назад
Amen amen amen zmari melakti ysmalna fetari Kbrom hawey xegu ybzhlka fetari 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 3 месяца назад
May Jesus Christ Bless you Amen Amen Amen.
@berhnehaftom6950
@berhnehaftom6950 2 месяца назад
እልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያሰመዐልና።ኦ እመብርሃን ኣደይ ብመንገድኺ ምርሕና።ኣብ ፈተነ ኣይታእትውና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 3 месяца назад
May Jesus Christ Bless you and keep you safe Amen Amen Amen.
@zaalletush1871
@zaalletush1871 Год назад
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላአክት የስመዐልና ክቡር ሓወይ ፀጉኡ በረከቱ የበዘሐልካ ፍጣሪ አልልልልልልልል አልልልልልልል አልልልልል 👏👏👏👏👏👏👏👏💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐
@MELE_MEDIA
@MELE_MEDIA Год назад
ዝማሬ መላእክት ያስመኤልና ዲያቆን ሃወይ
@ተቲየጋልተዋህዶ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር ሓውና ናይአግልግሎትካ ዘመን ይባረክ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@ፅገዘኪሮስ
@ፅገዘኪሮስ Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልእክቲ የስምዓልና ፀግኡ የብዘሐልካ ዲያቆነይ🙏🙏🙏❤✝️💘
@ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ
እሜን እሜን እሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ዳያቆን ክብሮም ፀጉኡ በረከቱ እግዚአብሔር አምላክ❤❤❤
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዘማሪ ዲያቆን ክብሮም ሓውና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ⛪️❤️💛
@newuaq1125
@newuaq1125 Год назад
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዐልና ክቡር ድያቆን ክብሮም ሓውና 🙏🙏🙏❤💛❤🕊🕊🕊🤲🤲🤲🌹🌹🌹👏👏👏👏
@حبشتىحبشتى
@حبشتىحبشتى Год назад
አሜን ፫ዝማሬ መላእክት የሥመዐልና ጸጉኡ በረክቱ የብዝሕልካ እግዚአብሔር አምላኽ ዲያቆን ሓወይ ናይ አግልግል ዘመንካ ይባረክልካ🙏🌹🌹
@MtslalBrhane
@MtslalBrhane Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይባረከልካ ድያቆን ሓወይ🙏🙏🙏
@ffyggg5636
@ffyggg5636 Год назад
እሰይይይይይይ ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክቡር ሓውና ❤❤❤❤❤😘😘😘😘😘😘😘🤲🤲🤲🤲
@azyeb3119
@azyeb3119 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእት የስመዐልና 💒➕➕➕🌷🌷🌷🌿🌿🌿❤❤❤🙏🙏🙏🤲🤲🤲🙏🙏🙏🤲🤲🤲ክቡር ሓውና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ❤❤❤🙏🙏🙏🤲🤲🤲🌷🌷🌷🙏🙏🙏
@Mm-ov7id
@Mm-ov7id Год назад
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
@akberettekle543
@akberettekle543 Год назад
Zmare melaekt esmeelna diyakon hawna
@-user-ro4qm9op7y
@-user-ro4qm9op7y Год назад
ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ናይ ብሓቂ ድያቆን ሓውና ክንደይ ደስስ ዝብል ድምጺ ኣለካ መዝሙርካ ክሰምዕ ከለኹ ደስታ ይስማዓኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ እግዚአብሔር አምላክ እመ ብርሃን ትሓልውኻ ❤❤❤
@csefdefgf3229
@csefdefgf3229 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዐልና ክቡር ዘማሪ ዲያቆን ክ❤❤❤
@حسن-ظ3ن1ل
@حسن-ظ3ن1ل Год назад
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላአክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ድያቆነይ
@ማርያምኣዲጎታይ
ዝማሬ መላእክት ያሰመዐልና ክብር ሓውና ዲያቆን ናይ አግልግሎት ዘመንካ ይባርክ🙏🙏🙏❤️
@user-hiwen
@user-hiwen Год назад
ዝማሬ መላኣክት የሰመዐልና ዝፍተወካ ክቡር ሓዉና ዘማሪ ዲዪቆን ክቡሮምይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዝመን የባረክልካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤️👏
@akazehaftu7898
@akazehaftu7898 Год назад
ኣሜንኣሜንኣሜንኣሜን ዝማሬ መላእት ያስመዐልና ክብር ሓወና 🤲🤲🤲🤲🤲🤲
@KalidJemal-s5j
@KalidJemal-s5j Год назад
Amen Amen Amen zmarie melaikt yesmeana Des zbl mezmur ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ tsegu yebzehalka kbur hawna
@MaaanjJopnj-pg2bu
@MaaanjJopnj-pg2bu Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ድያቆነይ ቅዱስ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣቦታትና ናይ ኣገልግሎት ዘምንካ ይባርክ ዝሓወይ እመርሃን ትደግፍካ ኣሕዋተይ በርትዑ ♥♥♥
@ተመስገንአምላኬ-መ6ሠ
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዝሐልካ እግዚአብሔር አምላኽ 💕🙏💕
@usersams-mr1ml
@usersams-mr1ml Год назад
Amen amen amen zmareye melaketry yesmelna
@tsegahagos6015
@tsegahagos6015 Год назад
ዝማሬ መላእክት የሥመዐልና ክቡር ሓውና ብሓቂ ጥዑም ዝማሬ እግዚአብሔር ፀጉኡ የብዘሐልካ
@سارهزيد-ن8م
@سارهزيد-ن8م Год назад
ዝማሬ ማላእክተ ያስመዓልና ዘማሪ ዲያቆን ሓውና ፀጋ በረከቱ ያብዘሓልኩም✝️💒❤️🙏🙏🙏
@የድንግልማርያምልጀነኝ
@የድንግልማርያምልጀነኝ 9 месяцев назад
ኣሰይይይይይይ እልልልልል ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና ኩቡር ድያቆን ክብሮሞ ማሓሪ ፀጋኡ ኣብዚሑ ያዓድልኻ ✝️💒🙏❤❤❤😥
@እግዚአብሔርፍቅሪእዩ-ፀ5ሠ
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና ፀጋ አምላክ የብዘሐልኩም❤👏👏👏
@ተክለወጀረተይትዩቲዩብ
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ ክብር ሓውና ዘማሪ ክብሮም
@fusfv877
@fusfv877 Год назад
ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ኩቡር ዲያቆን ሓወይ ኣሜን ልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣሜን ❤❤ኣሜን 🤲🤲🤲🌹🌹👏👏🌹💒💒🌹❤🤲❤💒❤
@ቅዱስጊወርጊስጠብቀኝ
እልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ጥዑም መዝሙር 👏👏👏
@samera7354
@samera7354 Год назад
ዝማሬ መልእክተ ያስምዕልን ቃል ህይውት የስመዐልና ክብር ሓውና ዕድመ ጥዕና ይሃበለይ ፈጣሪ አምላክ
@tesifaxibah
@tesifaxibah Год назад
እግዝአብሔር አምላክ ጸግኡ አብዝሕ የብለልካ ድያቆን ክብሮም ሓወይ ፈጣሪ ብዕድመ ብጥዕና ይሓልወለይ ወድነይ
@almazgebrezgabher3047
@almazgebrezgabher3047 8 месяцев назад
Amen amen Amen Amen Amen Amen Elllllllllllll Elllllllllllll Elllllllllllllll❤❤❤
@mmmmm2701
@mmmmm2701 Год назад
ዝማሬ መላኣክት የስመዓልና ዘማሪ ዲያቆን ሓውናፀጋበረከቱ የብዘሓልኩም
@zaleentertainment5130
@zaleentertainment5130 Год назад
❤❤❤❤❤
@UserUser-nf4pl
@UserUser-nf4pl Год назад
አሜን ፫ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸጉኡ የብዝሓልካ ክቡር ዲያቆን ሓውና ❤
@soshitube7215
@soshitube7215 Год назад
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክትን የሰመዓልና ፀግኡ የብዝሐልካ ሓወና
@robelmtrd
@robelmtrd Год назад
Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak🙏🙏🙏⚓
@zebibtewelde3305
@zebibtewelde3305 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክት የስመዐልና እመ ብርሃን ምስ ኩላትና ትኩይ❤❤❤❤❤
@GenetGebrekidan-n1t
@GenetGebrekidan-n1t Год назад
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ድያቄን ሓዊና ጸጋኡ በረከቱ የብዘሐልኻ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ብዓል ጥዕሙ ልሳን 👏👏👏
@seblegebrehiwot6145
@seblegebrehiwot6145 Год назад
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ዲያቆነይ
@selamlekmu9726
@selamlekmu9726 Год назад
እሰይይይይይ ክቡር ሓውና ድያቆን ክብሮም ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ብቋንቋኻ ብባህልኻ ኩሩዕ ዝሓወይ
@hamanot3362
@hamanot3362 Год назад
ወላዲተ ኣምላክ ማርያም ድንግል ሰኣሊተ ምሕረት መንበረ ልዑል ቅድሰቲ ኣዴና ዋሕስ ኩሉ ፍጥረት ማህደረ መለኮት ለምንልና ምሕረት (2 ሓጥያትና በዚሑ ድቃስ ምሰ በርተዐ ማዕበል ምት መፂኡ ልብና ክይወቅዐ ንብሩኽ ወድኪ ዕርቅ ለምንልና ካብርኩሰት ዘበለ ብፅድቅ ኣንፅህና ተፈሰሒ ፍስሕት ኦ ምልእተ ፀጋ ህዝብኪ ባርኪ ብነብሲ ብሥጋ 👏👏👏 ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ኩቡር ሓዉና 👏👏👏👏
@ክርስቶስእልሻዳይክርስቶስ
እልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊❤❤❤❤❤❤❤😊😊😊❤❤❤😊😊😊😊❤❤❤❤ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ❤ ወላድተ ኣምላክ ድንግል ማርያም ለምንልና ምሕረት አሜን ❤😊 ማርያም ማርያም ማርያም❤❤❤
@ኣሱጋልትግራይ-ጨ7ኘ
እንካዕ ብሰላም መፃካ ዘማሪ ክብሮም ሓወይ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላከ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረክ👏♥
@Ksa-dv1fe
@Ksa-dv1fe Год назад
አሜን በእዉነት ይኹነልና ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ፀጋኡ ያብዝሐልኻ እመ ብርሃን ናይ አገልግሎት ዘመንኻ ታብዝሐልኻ ክብሮመይ
@mmmmm2701
@mmmmm2701 Год назад
ዝማሬ መላኣክየስመዐልና ፀጉኡ የብዘሓልካዘማሪ ዲያቆን ሓውናኣሜን ኣሰይይይ ምግቢ ዝኮነ መዝሙርካ ንምገበለና ብጣዕሚ ኢና ንፍትወካ ። ወሲኩ የብዘሓልካ ፀጋእግዚኣብሔር💒
@ማርያመይሩፉታልበይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት ያሰመዐልና ክብር ሓውና ✝️
@mebrhitlove4374
@mebrhitlove4374 Год назад
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልኻ🙏🙏🙏
@brhangaltigray7221
@brhangaltigray7221 Год назад
ዝማሬ መላኢክቲ የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ እግዛብሄር ኣምላክ ክቡር ሓውና
@almazgebrezgabher3047
@almazgebrezgabher3047 8 месяцев назад
Egazibher yabaerki Hawladaicn kalhwte yasmilana
@Salam-in7ct
@Salam-in7ct Год назад
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ቅድስት ድንግል በረከታ ምስኹልና ይኩን🤲👏
@الا-ظ1ح9ه
@الا-ظ1ح9ه 11 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓዉና ድያቆነይ እግዚኣብሔር ኣብዚሑ ይባርካ መዝሙራትካ ብጣዕሚ እና ንፈትዎ ጸግኡ የብዘሓልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ መዘምራን ተጋሩ ዓይኒ ትግራይ ኢኩም ብርካተይ❤❤❤
@SOLYANA434
@SOLYANA434 Год назад
እልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ዲያቆነይ ጥኡመ ልሳን🥰🥰🥰🥰🥰❤🙏ንኩልኩም እንኳዕ ኣብጸሐና ናይ ዓመት ሰባት ይበለና❤🙏
@ibrahimalsharif9013
@ibrahimalsharif9013 Год назад
Amen Amen Amen 🙏zmarye Melaekti ❤
@banayoutube5447
@banayoutube5447 Год назад
እሰይ ዕልልልልል ጥዑም መዝሙር ድያቆን ሓውና ቃለ ህይወት ይሰመዐልና🥰🥰🥰
@danielmamu10
@danielmamu10 Год назад
ዝማረ መላእኽቲ የስምዓልና ሓውና ጸጋኻ ካብዚ ንልዓሊ የብዝሓዮ
@ዛፉጋልትግራይ-ቸ3ለ
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ድያቆን ሓውና ❤❤🎉🎉
@sarahali9429
@sarahali9429 Год назад
ዕዕዕዕዕዕልልልል ❤️❤️❤️❤️
@ፋንፊልሞን
@ፋንፊልሞን Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን😍 መዝሙር መላእክቲ የስምዓና ንዓካ ከኣ ጸግኡ የብዝሐልካ ኣብ ቤቱ የጽንዕካ ንዓና ከኣ ከማካ የማስለና🙏
@hcjth1747
@hcjth1747 Год назад
ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን ወንድማችን አሜን አሜን አሜን አሜን🙏👏👏👏👏👏💒💒💠💠💠🌹🌹🌹💐💐💐
@rshangaltigeray1109
@rshangaltigeray1109 11 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🥀🥀🥀🥀
@Aነኝየደንግልማርያምልጅነ
አሰይይ ብጣዕም ደስ ትበል መዝሙር ዝማሬ መላእክት ያስመዕልና ክብር ሓወና❤❤🙏🙏
@negasitesfaye9978
@negasitesfaye9978 6 месяцев назад
አሜን "ዝማሬ መላዕኽቲ የስመዓልና"!!!❤❤❤❤
@furutabiadi3171
@furutabiadi3171 Год назад
❤ ኩቡሮምይ ክንደይ ይጦዕም ዶምፁካ ዕዶመ ጢዕና ይሃብካ ቃል ሂውት ይስምዕልና ። 🎉ንጎሆ ን ጎሆ እይ ዝዳምፆ 🎉
@ብሬጓልጊወርግስ
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክብር ሓውና ፀጋኡ የብዘሐልካ
@muzeyleul1813
@muzeyleul1813 Год назад
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
@nwnwjwjjwjwjw5912
@nwnwjwjjwjwjw5912 Год назад
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክቡር ሓውና እግዚአብሔር አምላክ አቤቱ የንብርኪ👏👏🌻🌻💐💐💐💐 💐
@nwnwjwjjwjwjw5912
@nwnwjwjjwjwjw5912 Год назад
@yute2286
@yute2286 Год назад
✝️❤🙏
@ነፃነትአርጋዊጎልተዋህዶ
❤ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና❤በዓል ጡዑም ልሳን
@kiflayteklebrhan2714
@kiflayteklebrhan2714 Год назад
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ዲ/ን ክብሮም
@ጓልወየንቲትግራይትግራይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት ይስመዕልና
@ተመስገንኣምላክ-ዠ8ረ
ዕልልልልልልልልልልል☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️ዕልልልልልልልልልልል🌻🌻🌻🌻🌻🌷🌻🌷🌻 ዕልልልልልልልልልልል💐💐💐💐💐💐💐🌱🌱🌱🌱🌱ዘማሬ መላእክት የስማዐልና ፀጉኡ የብዛሓለክ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@JjJj-qh2wd
@JjJj-qh2wd Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤❤
@ኪረሳዊትጓልፅዮንማርያም
አሜን አሜን አሜን👏👏👏
@genetteklebrhan2596
@genetteklebrhan2596 Год назад
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ድያቆን ሓዉን
@ልእልቲ-ዘተዋህዶ-ጸ3የ
ልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐና እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዘሐልካ ❤❤❤
@aregawimamo4688
@aregawimamo4688 Год назад
teame zmarie melaekte yesmealna zemari dn.kibrom.egziabher kabzi nlaeli tegelglelu tsega yadlelna
@almazfsha6660
@almazfsha6660 9 месяцев назад
Amen amen amen zemare milakt yesmalna Egzabhr Xegiu yebzhalka daykon hawey kndy dsss zebl eyu bhakiy ✝️🕯️🙏😔🥺🥲🥲🥲🥲🥲🥲🥲🥲❤️✝️✝️🕯️🕯️🕯️🕯️ nay embrhaniy brktan amladnitan ayflyna ,✝️🕯️🙏😔
@samaesamse9224
@samaesamse9224 Год назад
🤲🤲🤲
@aabaditmumu2317
@aabaditmumu2317 Год назад
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብር ሓውና ❤❤❤❤
@AsQw-n2v
@AsQw-n2v Год назад
Amen Amen Amen❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ድንግልይርፍታልበይ-ቸ6ወ
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልካ ክቡር ሓውና❤
@GgGg-kv1xm
@GgGg-kv1xm Год назад
Amen amen amen🙏🙏🙏🙏❤
@milonmilon6338
@milonmilon6338 Год назад
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብር ሓዉና በርተዐልና ዝሓወይ ❤
@bhi8499
@bhi8499 Год назад
አሜን አሜን አሜን ❤ዝማረ መላእክት ያስመዐልና❤❤❤🙏
@-user-ro4qm9op7y
@-user-ro4qm9op7y Год назад
ወላዲተ አምላክ ማርያም ድንግል ሰኣሊተ ምሕረት መንበረ ልኡል ቅድስት አዴና ዋሕስ ኹሉ ፍጥረት ማህደረ መለኮት ለምልና ምሕረት/፪/ ሓጥያትና በዝሑ ድቃስ ምስ በርተዐ ማዕበል ሞት መጺኡ ልብና ከይወቀዐ ምስ ብሩኽ ወድኺ ዕርቂ ለምልና ካብ ሩኹሰት ዘበለ ብጽድቅ ኣንጽህና 'ተፈስሒ ፍስህት ኦ ምልእተ ጸጋ ህዝብኺ ባርኺ ብነፍሲ ብስጋ ኹሎም ወለዶታት ብጽእቲ ይብሉኺ ሰላምታ ናይ ሰማይ ኽብሪ ዝሰማዕኺ ብኽብሪ ቀዊሙ ዘብሰረኪ ገብርኤል ስርግውቲ ብኹሉ ወላዲተ ልኡል 'ተፈስሒ ፍስህት ኦ ምልእተ ጸጋ ህዝብኺ ባርኺ ብነፍሲ ብስጋ ትምክሕቲ ወዲ ሰብ ምኽንያተ ድኅን ንጽህተ ንጹሃን ምእዝቲ ከም ዕጣን ብሰማይ ብምድሪ ብዙሕ ምስጋናኺ ምልእተ ውዳሴ ህይወትና ባርኺ 'ተፈስሒ ፍስህት ኦ ምልእተ ጸጋ ህዝብኺ ባርኺ ብነፍሲ ብስጋ ኹሎም ወለዶታት ብጽእቲ ይብሉኺ ሰላምታ ናይ ሰማይ ኽብሪ ዝሰማዕኺ ብኽብሪ ቀዊሙ ዘብሰረኪ መልኣክ ስርግውቲ ብኹሉ ወላዲተ አምላክ 'ተፈስሒ ፍስህት ኦ ምልእተ ጸጋ ህዝብኺ ባርኺ ብነፍሲ ብስጋ
@ትግራይእያሃገርይ
ዝማሬ መላእክት የስመዐና ድያቆን ሓወይ🙏❤
@የድንግልማርያምልጅነ-ፀ8ቈ
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና🤲♥️✝️
@tiemtidawitgebre5892
@tiemtidawitgebre5892 Год назад
Amen Amen Amen zemari mlaket yesmalna diykoni hewey ❤❤❤
@ሂወትጓልተዋህዶ-ጸ1ጸ
_አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዲያቆነይ ጸግኡ የብዘሐልኻ ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክ ኣሲተይይይ ክንደይ ይጥዕም መዝሙርካ ሰሚዕካ ዘይምኖ ተመስገን❤ናይ እመብርሃን በረከታ ምስ ኩላትና ይኩን_
@WediKentiba-vf4dp
@WediKentiba-vf4dp Год назад
አሜን አሜን አሜን ቃልመላእክት የስመዐልና ብጣዕሚ ዘኽብረካ
@sisayembaye6879
@sisayembaye6879 Год назад
አሜን አሜን አሜን 🙏
@hgkodxzx1378
@hgkodxzx1378 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክቲ የስመዕልና 😢❤
Далее
V16 из БЕНЗОПИЛ - ПЕРВЫЙ ЗАПУСК
13:57
Women’s Celebrations + Men’s 😮‍💨
00:20
Просмотров 4,5 млн
skibidi toilet multiverse 042 Trailer
01:57
Просмотров 2,6 млн
Living life on the edge 😳 #wrc
00:17
Просмотров 6 млн
V16 из БЕНЗОПИЛ - ПЕРВЫЙ ЗАПУСК
13:57