Тёмный

"ወይ ግዘ" (Wey Gze) ሓዱሽ ተካታታሊ ሲት ኮም "ድራማ" 'ክፋል 7 

Подписаться
Просмотров 77 тыс.
% 4 737

Subscribe
© Copyright:ሜዳ ትግራይ - Meida Tigray
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#ሜዳ_ትግራይ
#ሜዳ_ትግራይ #Meida_ Tigray

Опубликовано:

 

19 янв 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 319   
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray
ብስም ሃገረ ትግራይ Like 👍 ግጨውኒ 👇
@zefengorhawaria8526
@zefengorhawaria8526 Год назад
❤️❤️
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Год назад
ወድያው
@kfjcjcjcjcjc1890
@kfjcjcjcjcjc1890 Год назад
😘❤
@user-rn9tt8uh6n
@user-rn9tt8uh6n Год назад
@@kfjcjcjcjcjc1890 😘😘😘😘😘💊💊
@swsw3157
@swsw3157 Год назад
♥️♥️♥️🏖
@user-mk6wg1kc4z
@user-mk6wg1kc4z Год назад
ጭላቆ ትፈትዉ ላይክ ሸር❤❤❤❤
@angosamhagos2800
@angosamhagos2800 Год назад
Yes 👍 like gere aleku
@user-mk6wg1kc4z
@user-mk6wg1kc4z Год назад
@@angosamhagos2800 ymecheka arkey
@samerasamera5140
@samerasamera5140 Год назад
ጭላቆ ሸኮርርር❤❤❤❤❤
@user-mk6wg1kc4z
@user-mk6wg1kc4z Год назад
@@samerasamera5140 👍👍👍
@lidu8890
@lidu8890 Год назад
ጨላቆ ሸኮር ፍጥረት😘😘😘
@bareho4586
@bareho4586 Год назад
ደለይቲ ሃገር ትግራይ ላይክ ግበሩ
@user-tw2wv3ei7l
@user-tw2wv3ei7l Год назад
እንካዕ ዳሕና መፃእኹም ሙቁራተይ💗💐💗💐 መዝሙር ብምስምዑ ከማየይ ዝተሓጎሰ ኣሎ ዶ💗💐
@user-fb7xh9np6l
@user-fb7xh9np6l Год назад
ኣነ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ እዛ መዝሙር
@user-tv9yo2rc8j
@user-tv9yo2rc8j Год назад
አነውን ብጣዕሚ ዝፈትዋ መዝሙር ናይ ብሩክታዊት ሓፍትና መዝሙር
@cucumberoct1156
@cucumberoct1156 Год назад
ኣነ ብጣዕሚ ደስ ኢላትኒ❤😢🙏
@lilitylility4864
@lilitylility4864 Год назад
ኣነ እነእኩ ወለላ
@fanafana311
@fanafana311 Год назад
መዝሙር ሰሚዐ ደስ ኢሉኒ ኣብ ስደት ዘለና ብሰላም ዓድና ይምለሰና
@jermenwedienday7706
@jermenwedienday7706 Год назад
ንጭላቖን ንትካቦን ዝፈቱ ላይኽ 👍 ንቁሓት ቆልዑ ተስፋ ኣለዎም ናይ ፅባሕ ደረስትን ዳይሬኽተርን ንኽኾኑ ደቂ ምድረ ገነት ኽልል ትግራይ ትግራይ ትግራይ ❤❤❤❤
@user-vo2rz8tp6q
@user-vo2rz8tp6q Год назад
ኣብ መላእ ዓለም እትረከቡ ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት እንኳዕ ኣብፅሐኩም ንብዓል ጥመቀት ጎይታና ኣምላኽና መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ ሰላም ነቲ ወፁዕ ህዝቢና🤲💔
@dabashenawro3290
@dabashenawro3290 Год назад
ኣሜን(3) ወለላየ🙏🙏🙏💘
@swsw3157
@swsw3157 Год назад
Amennn🤲🤲🤲🤲🏖🏖🏖
@mikomiko8022
@mikomiko8022 Год назад
አሜን ኣሜን ኣሜን
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Год назад
አሜን አሜን አሜን
@tigrayeyahegrey3705
@tigrayeyahegrey3705 Год назад
እንኳዕ አብፀሐኩም ተጋሩዋይ ንብዓል ጥምቀት ♥️💛♥️🙏
@user-qd3rc3in9m
@user-qd3rc3in9m Год назад
ጭላቆ ብጣዕሚ እዮ ዝፈትወካ ፅብቅ ስራሕ እዮ 🙏😘❤️😘😘😘🌹🌹💋
@user-kg7se4qf5c
@user-kg7se4qf5c Год назад
እታ መዝሙር ደስ ክትብል ተጋርዋይ👏❤❤❤❤
@tdftdf5811
@tdftdf5811 Год назад
ብሽም ጭላቆ like
@user-tv9yo2rc8j
@user-tv9yo2rc8j Год назад
እንኳዕ ንጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ናይ ጥምቀት በዓል ብሰላም ኣብፀሓኩም ናይ ዓመት ሰባት ይበለና እግዚአብሔር ኣምላክ መሊኡ ሰላም ይግበረልና ሰለ መዝሙር ዝማሬ መላእክት የሸመዐልና ክቡራተይ 🙏❤
@user-qn4rm3ue7x
@user-qn4rm3ue7x Год назад
_እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ተጋሩዋይ💛❤️ኣታ ዞም ቆልዑ ክሽኩሩ🤣🥰🥰_
@rshi7505
@rshi7505 Год назад
😁😁🥰🥰⛱♥️
@hiwoetgerezgbher4924
@hiwoetgerezgbher4924 Год назад
እንኳዕ ኣብፀሐኩም አብፀሐና ፈጣሪ ንህዝብና ሰላም ይግብረልና 🙏🙏🙏🙏
@samssm111
@samssm111 Год назад
ወየኔ ትርጉም ባይገባኝም በጣም ደስ ያለኝ ድራማ 😜😀😀😀😀😀
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 Год назад
ኣይዞህ ፍላጎት ካለህ ትግርኛ እናለማምደሃለን😅
@Tigraweyti_Queen
@Tigraweyti_Queen Год назад
ተጋሩዋይ ፅሩያት ፅብቅ ስራሕ እዩ ቀፅሉሉ❤️🥰
@meri.tigraweti
@meri.tigraweti Год назад
ካምዚ ካማይ ሃገረ ትግራይ💊💛 ዞሃረረ👍 ብዘለክምዎ አምላክ ያሓሊኩም ተጋሩ ደመይ
@negasitesfaye9978
@negasitesfaye9978 Год назад
ደስ በሀልቲ ደቂ ትግራይ ተዋሳእቲ በርትኡልና ናይ ትግራይ ትንሳኤ ነበስር ቋንቋ ትግርኛ ብምእባል !!!
@fderfeet7866
@fderfeet7866 Год назад
ኣሰይ መዝሙር ደስ ክብል👏
@user-ff2dt7hk8y
@user-ff2dt7hk8y Год назад
ተመሰገን ኣታ ኣምላክ ኣቦይ ተመስገን ብዝቀደመይ ሙሉእ ሓጎሰ ይግበረልና ፈጣሪ♥❤🙏♥♥♥♥♥💔❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏♥
@user-ev5bj1qx5r
@user-ev5bj1qx5r Год назад
አነሰ ጭላቖ ክፈትዮ ማዓት እየ ❤❤❤❤❤😘😘😘😘😘
@Lteshu
@Lteshu Год назад
እንካዓ አብፀሐኩም ተጋርዋይ ንብዓል ጥምቀት አሰይ ክትጥዕም መዝመር🙏❤❤❤
@user-ul3th3gc7e
@user-ul3th3gc7e Год назад
እንኳዓ አብፀሐክም ንባዓል ጥምቀት👏👏👏❤ ደስ ክብል እቲ መዝምር👏❤❤
@vjr7453
@vjr7453 Год назад
አነስ ጭላቖ ክፈትዮ ሽኮር❤❤❤
@user-gq1is1eh2s
@user-gq1is1eh2s Год назад
ጭላቆ ያኣኪ👑❤💛❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰 እዛ ምልማን ግን ኣይናትናን ሰሪሑ ዝበልዕ ጅግና ህዝቢ እዩ ትምህረቲ ኣይ ራኣኩላይ እና ትታኣረም ❌❌😉🥺
@cucumberoct1156
@cucumberoct1156 Год назад
መልእኽቲ ኣለዎ ሓደ ነገር ክስራሕ ከሎ ብቀጥታ ኣይትረድእዎ ወይ ኣፀቢቕኪ መርምሪ
@kidigaltgray3392
@kidigaltgray3392 Год назад
ኣይትረአኪ ማለት አዩ ንስሙ ምላኽቲ አየም ዝሕልፉ ዝለው ኩሉ ሰሪሑ ክብልዕ ዓይን ብርኪ ሕዝካ ምልማን ኣይናትናይ ግን ስብ ብቅጥታ አየ ዝርድኦ 👏
@user-of5kb6vl7q
@user-of5kb6vl7q Год назад
ተጋሩ 💊🔥
@aotali8812
@aotali8812 Год назад
መዝሙር ትሰምዑ ተለኹም ደስ ዝበለኩም
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 Год назад
☝️❤️
@user-my2xb7hh3c
@user-my2xb7hh3c Год назад
አነ💗
@AsAs-eq1nr
@AsAs-eq1nr Год назад
አነ 🙏🥰
@kidigaltgray3392
@kidigaltgray3392 Год назад
አነ 👏😍😍😍😍😍
@user-gy4eo5bw5h
@user-gy4eo5bw5h Год назад
ደለይት ሃገረ ትግራይ Lik
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ክቡራተይ እሰይ አምላከ እስራኤል ሙሉእ ሰላም ይግበረልና
@genetgebrekidan9124
@genetgebrekidan9124 Год назад
ደቅዛ ሓላል መሬት እንኳዕ ሰላም መፆኡኹሙ ሙቅራት ፍጥረት ሙሉኡ ሰላም ይግበረልኽ ትግራይ ዓደይ🥰
@leenaf7639
@leenaf7639 Год назад
እንካዕ ቡሰላም መፃኡኩም ተጋሩዋይ💊💓💓
@jyy7434
@jyy7434 Год назад
ትካወ ተፈታዊ አነስ ከመይ ድየ ዝፈትወካ 💞💞💞💞💞ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 💞💞💞💞💞
@biniaber9538
@biniaber9538 Год назад
ሰፈራይ ❤❤❤
@tsguatesfay6334
@tsguatesfay6334 Год назад
ጭላቆ ዓይነይ😘😘😘😘
@newuaq1125
@newuaq1125 Год назад
ጀጋኑ ደቂ ሀገር ትግራይ ቀፅልሉ🙏🙏🙏❤️❤️💛💛💪💪💊💊🕊🕊🕊💋💋
@cucumberoct1156
@cucumberoct1156 Год назад
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም ቀፅልሉ ከኣ ኣጆኹም ተጋሩዋኒ❤😘😘😘😘😘😘😘ንኹልኩም
@user-gd3zl6ne5j
@user-gd3zl6ne5j Год назад
ኣሰይ ሙቁራተይ እንዃዕ ብሰላም መፃኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ደቂ ዓደይ ነተባባዓዮም ሓላላት ፍጥረት
@vjr7453
@vjr7453 Год назад
ዋውውውውውውውውው ክፅበ እየ ፀንሐ እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ደቅ ሓላል መሬት💊💊💊🕊💊
@dhabmediaandcommunications784
ገለ ዓይነት በላሕቲ ዕሸላት ዶ ተፈጢሮም እንሄለዉ! ዋው። ብዝኾነ እዞም ዕሸላት ሓዊሱ ጠቅላላ ናይዛ ሲትኮም ኩሩታት ኪነጥበብ ትግርኛ ሓደ ስድሪ ሓፍ ከምዝብልዎ ተስፋ ይገብር። ፅቡቅ ጅማሮ
@brllabay3842
@brllabay3842 Год назад
እንኳዕ አብፀሐኩም ንበዓል ጥምቀት ተጋርዋይ ናይ ዓመት ሰባት ይበለና ንሃገርና ትግራይ ሙሉእ ሰላም ይግበሮ እግዚአብሔር አምላክ አሜን🤲🕊❤️❤️❤️
@hagushmebeahatom
@hagushmebeahatom Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ግን ይድገም ኣሎ ኣስተካክልዎ ተጋሩዋይ ❤️♥️
@dawitmicheal3132
@dawitmicheal3132 Год назад
Nice movie kef alewa I am from eritrea Asmara. I love tigray people ❤️❤️❤️
@hfhcf5142
@hfhcf5142 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ዓበይ ትግራይ🙏🙏🙏❤❤❤❤
@dassdgast8738
@dassdgast8738 Год назад
እንካዕ ብስላም መፅእኩም ተጋሩዋይ ማዓረይ❤🥰🥰❤❤🥰🥰🥰❤
@bri7094
@bri7094 Год назад
ጭላቖዋይ መኽበሪ ወለዱ ዕድመን ጥዕናን ልኹለኹም ጎተተይ
@faswelsfr1974
@faswelsfr1974 Год назад
በስላም ሙፁ😘😘😘😘
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Год назад
እንካዕ ብስላም መፃእኩም ደቂይ ሓላል መሬት
@ekubealay5018
@ekubealay5018 Год назад
ንጭልቆ ትፈው ላይክ ኮሞናቲ ::❤️❤️✨️❤️
@user-ph7vc7td8b
@user-ph7vc7td8b Год назад
እንኳዕ ኣብፀሐኩም ተጋሩዋ💜 ቅድመኹም ሙቁራት ቆልዑ😁💜
@eseyasghebrhiwet
@eseyasghebrhiwet Год назад
ሓደ ሓደ ቃላት ሕዋስ ይጋግር :ያው :ምንጋር :ካልኦት ውን ኣለዉ እዚኦም ኣውጽካ ባጣዕሚ ጽቡቅ ቀጽልሉ... 👌👏..
@roozz5503
@roozz5503 Год назад
እንካዕ ዳሕና መፃኹም ጭላቆ ሽኮር❤❤💛♥️
@user-hx4uc3pv2d
@user-hx4uc3pv2d Год назад
ጭላቆዋ መቅሰን ከመይ ድየ ዘድንቀካ ዥፈትወካን እንካዕ ናብ ብርሃነ ጥምቀት ናይ ጎይታና መድሓኒናኢየሱስ ክርስቶስ ብሰላም አብፅሐኩም ተጋርዋይ
@galkeshiasli5162
@galkeshiasli5162 Год назад
ኣሰይ ተጋሩዋኒ ፅሩያተይ ከመይ ድኩም ደስ ክትብሉ 💊👌
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Год назад
ተጋሩ ኣበይ ኣለና ናይ በዓልና ነዕብይ
@lilitylility4864
@lilitylility4864 Год назад
ስላም ንህዝብናን ናዓዲናን🙏🙏🙏❤❤💛💛❤❤💛💛👍
@user-fd3db4jv4m
@user-fd3db4jv4m Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሪዋይ ማዓረይ እንኳዕለ ንባዓል ጥምቅት ኣብፀሐኩም ህዝቢ ክርስትያን
@SaSa-sr6tp
@SaSa-sr6tp Год назад
አሰይይይይ💖💖💖💖💖💓💓💓💓✍️💪💪💪💪💪💓💓
@alexanderkehase3335
@alexanderkehase3335 Год назад
ደቂ ትግራይ ❤️❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛
@aaashashutsegy
@aaashashutsegy Год назад
ተጋሩዋይ ናተይ❤❤❤❤❤❤❤
@birhanbirhan1074
@birhanbirhan1074 Год назад
ልመና ይቋረፅ ዝትብሉ ብላይክ👍
@user-gl4mt9ci5l
@user-gl4mt9ci5l Год назад
እዉይ ጭላቆዋይ ሽኮር 😘😘😘😘
@user-gl4mt9ci5l
@user-gl4mt9ci5l Год назад
እንካዕ ዳሓን መፃእኹም ተጋሩዋይ ሩሑስ ባዓል ጥምቀት ይግበረልና ፈጣሪ❤💛👏
@rgbe----tigraweyti-
@rgbe----tigraweyti- Год назад
ተጋሩዋኒ❤💛
@geret1212
@geret1212 Год назад
እንኳዕ አብፀሐኩም ንበዓል ጥምቀት ተጋሩዋይ❤️❤️❤️😘😘😘❤️❤️❤️
@user-re8hi9tw8c
@user-re8hi9tw8c Год назад
ዋይ ፀላኢና ይለምን😂😂
@biniaber9538
@biniaber9538 Год назад
ኩሎኹም ጅጋኑ 🥰🥰🥰🥰
@TitiGalMekele
@TitiGalMekele Год назад
ተናፈቅቲ❤️🔥
@user-io4bw1wp8l
@user-io4bw1wp8l Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ እንኳዕ ካዓ ኣብፀሐኩም ንባዓል ንጥምቀት ንኩሉኩም ደቂ ተዋህዶይ ሩሑስ ባዓል🙏🙏💓💛💓💊 ጭላቆ ዝፎቲ ወዲ ሰብ👍 ይበል💓💛💓💊
@AAa-fx8tw
@AAa-fx8tw Год назад
ዋዛ ምስ ቁምነገር ዛድራማ 💘💘💘💘💘💘
@tigraweytieye6171
@tigraweytieye6171 Год назад
ቀፅሉሉ ደቂ ሪመይ
@selamenat2212
@selamenat2212 Год назад
አየ ጭላቆ ማዓረይ
@user-fh6wj8ln3c
@user-fh6wj8ln3c Год назад
እንቃዕ ብሰላም መፃኣኩም ተጋሩዋይ ደመይ ❤❤❤👏
@tsega3999
@tsega3999 Год назад
ተመስገን አምላኬ ሙሉእ ሰላም ግበረልና ዓድና
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Год назад
እንኮዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ዓደይ ሓላልት♥️✝️
@dabashenawro3290
@dabashenawro3290 Год назад
ኣሰይይይ ምቁራት እንኳዕ ኣብፀሐኩም ተጋሩዋይ💊💊💊🙏🙏🙏🙏💘💘💘💘
@user-jh1uk7je2m
@user-jh1uk7je2m Год назад
ጭላቆ ጎቦዘ 💘🤴🔥
@YUu-im1oj
@YUu-im1oj Год назад
እንኮዕ ብሰላም መፃክም ደቀ ትግራይ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳😘❤❤
@AAa-fx8tw
@AAa-fx8tw Год назад
እንካዕ ድሓን መፃኩም ፍትዋተይ🌷🌷🌷🌷💖💖💖💚💚💚💚🌺🌺🌺💕💕💕💘💘💘💘💙💙😘😘😘😘😍😍😍😍
@rhohrhoh1855
@rhohrhoh1855 Год назад
እንዃዕ ብሰላም መፃአኹም 🥰🥰🥰🥰
@user-mq1vi6rm6j
@user-mq1vi6rm6j Год назад
ኣሰይ ሙቁራተይ 🥰🥰♥️🙏
@user-vw4jt3de5w
@user-vw4jt3de5w Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም😘😘😘😘😘🌹🌹🌹🌹🌹
@rhohrhoh1855
@rhohrhoh1855 Год назад
አሰይ ጭላቆ ሽኮር 🥰🥰🥰
@user-uh7sy9uy6j
@user-uh7sy9uy6j Год назад
ጭላቆየ ሙቁር 🥰👍
@selamlekmu9726
@selamlekmu9726 Год назад
መዝሙር ክትገብሩ ከኹም ደስ ክብል
@debesaytekia4663
@debesaytekia4663 Год назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ኩሉ ይግባኣኩም ላይክ ሳብስክራይብ 🙏
@ururhdiiehwugh979
@ururhdiiehwugh979 Год назад
እንካዕ ብሰላም መፅእኩም ደቂ ሪመይ♥️🥰❤️❤️❤️💛💛
@fgsd1103
@fgsd1103 Год назад
ይልመድኻ ኣይበለይ🤣🤣ኣይ ጭላቆዋይ🤙
@user-ox7ty4mt5m
@user-ox7ty4mt5m Год назад
እስይይ ቆንጁ❤💋❤
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 Год назад
ትግራይ ማእኸል ጥበብ በርትዑ
@shashutsegy3170
@shashutsegy3170 Год назад
ተጋሩዋይ ማዓረይ❤❤❤🌹
@tdfgyrfy7390
@tdfgyrfy7390 Год назад
እንካዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ብርኳተይ💚💧❤️
@ddsd2475
@ddsd2475 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፀኩም ዲቅ ትግራይ♥♥♥♥💛💛💛💛💊💊💊💪💪
@sooqusaabya3831
@sooqusaabya3831 Год назад
ኡንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሃገረይ ማዓረይ ቃልኣብየ ፀላእየይ ምልማን ስዳድ 😁 ጭላቆየ ክፈትዎኩም ማዓት 💊💊💊💊
@Saudi-mq1dp
@Saudi-mq1dp Год назад
እንኳዕ ዳሕና መፃእኹም ተጋሩዋይ 💊😘
@tsegawezam1814
@tsegawezam1814 Год назад
🙏♥እግዚአብሔር አምላክ ሰላም የውረደኺ ዓደይ 💔😂♥ሙቁር ዝቆልዓ
@wedihaneyti6156
@wedihaneyti6156 Год назад
እንካዕ አብፀሓኩም
@mylove1520
@mylove1520 Год назад
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ mekoray
@aotali8812
@aotali8812 Год назад
እውይ ዙ ልልምን ሎ ቆልዓ ግን የፅቡቕይ ታእዩ ትምርቱ
@user-zs1rr4bo6c
@user-zs1rr4bo6c Год назад
እንኳዓ ሰላም መፃኩም ተጋሩ ፅርያት እንቱም ሰባት እዙም ኣንእሽተይ ቆሉዑ ደስ ክቡሉ ዕድመን ጥዕናና ይሃቡኩም ፈጣሩ ሰላምን ፍቅሪ የዋርደልና ንህዝቢ ንትግራይ
@abigaltigray-ur2ih
@abigaltigray-ur2ih Год назад
እዛ ናይ ልመና ግን ሓደራኩም ብካሊእ ተክእዋ ልመና ኣይባህልናን ኣሕና ተጋሩ ህዝቢ ትግራይ ለባም እዩ ፃዕራም እዩ ዝጠመየ ዘዐንግልዩ ዝፀመአ ዘርዊ እዩ ልመና ዘይኮነ በዛ ሰዓት ተስፋ ቆሪፁ ዘሎ ህዝብና ሞራሉ መልዓሊ መነቃቅሒ ዝከውኑ ድራማታት ተተምፅኡልና ተጋሪዋይ😒❤💛😍👏✊✊
@kidigaltgray3392
@kidigaltgray3392 Год назад
አሞ maarey ኩሉ ስርሑ ክበልዕ ክጽዕር ኩአየ መልአከት አዩም ዝማሕላልፉ ዝልው ምልማን ዘይናትን ምኻኖ ክኡየም ዝናገሩ ዝልው ብቀጥታ ኣይትረደአዋ
@abigaltigray-ur2ih
@abigaltigray-ur2ih Год назад
@@kidigaltgray3392 ሓሳብኪ ተረዲእኒ እዩ ካሊእ ትምህርቲ ንዓና ዝከውን ክከውን ኣለዎበይ ኣፍቱ ድራማ ናይልመና ሰሪሕካ ዝሓልፈልካ ከምዝኮነ ብከመይ ከምትልወጥ ዝዓይነቱ ትምህርቲ ክከውን ኣለዎ እምበር ከም ባህልና ልመና ከቅርቡ ኣይግበኣናን
@user-io4bw1wp8l
@user-io4bw1wp8l Год назад
ተመስገን ኣምላክ መዝሙር ሰሚዐስ ደስ ኢልኒ ኡፉ🙏🙏🙏💓💛💓💊