Тёмный

ወድና ኣብ 6ተ ወርሑ ዘይተፀበናዮ ተግባር ገይሩ 😱 

Nueud (ንኡድ) Tube
Подписаться 36 тыс.
Просмотров 24 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

28 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 431   
@NuedTube
@NuedTube 3 месяца назад
ናይ ኣሹ ፎቶግራፈር ዩቱብ ሊንክ youtube.com/@1ashenafikiros?si=PIxYvN-kPTDxfSee
@gamilahgamilah3329
@gamilahgamilah3329 3 месяца назад
ነይ ለምይ እንየካ ትውልዲ መሕፈሮ ስብኣይኽይ ከመይ ገይሩ እዩ ሐዝልዎ እንዮ ብቅድሚኡ ገይሩ ሐዝልዎ ብመሕዘል ድዩ ብተረሽዋ እንዒ ትርጉሙ ትፍልጥዎ ድክም ወላድካ ንምንታይ ብማሕዘል ገይራ ኣብ ሕቖኣ ትሐዝሎ ሐደ ባሕልና 2ይ ከም ገለ እልካ ተወድቅካ ብሕቀኣ ስለ ዘሎ ንሳ እምበር ንሱ ብዝተከአለ መንገድይ መሕዘል ስለ ዘሐዞ ኣይግደእን 3ይ መንገድይ ወለደና ክምርቁ ተለው ንድሕረይ ይሐደግካ ይብሉ ወለድና ስለዚ ታይ ክብለክም ደልየእየ ምኡዝ ብቅድመካ ሐዝልካዮ ዘለካ የባህልናይ ካልኣይ ተወድቅካ ከም ገለ እልካ ንሱ እዩ ተጋደኣይ ብቅድመካ ምሕዘል ትርጉሙ ቅድመይ ይግበርካ እዩ ስለዚ ነይ እንዳማትና ባህሊ ኣይተምጽእልና ሰበይትይ ማሕዘላ ገይራ ወዘክ ተበላት እዩ ዘጥእመላ ከብኩ ሐልፍ ከዓ ብፍጣ ቅልል ዝበለ ጽብቅ እዩ እና ንእደይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ይሃብካ ንደካ ልማኣዝ እልክዮ እዩ ትማእገርክይ ዘይ ትሓዝልንይ በላ ተስፍ ይገብር ዛ ኸመት ርእካ ሕዘልንይ ክት❤❤😂
@NuedTube
@NuedTube 3 месяца назад
ንምክርኪ ክብረት ይሃበልና አግዛብሀር ተይልዎ ብድሕሪት አውን ይውደቕ አዩ አደገና ብቕድሚት እዩ ዘሐሸ ምክንያቱም በኢድካ ትከላከል
@natsinettesfay4018
@natsinettesfay4018 3 месяца назад
ምቅርተይ ቅድም ክብለኪ ዕድመ ወዲ ሰብ መን ዳሕራይ መን ቀዳማይ ከያደይ ብማሕዘል ዘይኾነ በቲ ህያው ዝኾነ እግዚኣብሔርና እዩ ዝውሰን።ምዕራባዋን ሃገራት ብቅድሜኦም ዘሓዝሉ ንምንታይ ድኣ ቅድሚ ቅድሚት እንዳከዱ ዘይተወድኡ?ብቅድሚቶም እንበር ብድሕሪቶም ኣይሓዝሉን።ፈረንጂ ንቅድሚት ዝሓዝሉ ከኣ ብድሕሪት እንተኾይኑ ሓደ ነገር እንተወቀዖ ከመይ ጌረ እርእዬ ውላደይ ብሕቅፎይ ከሓዝሎ ዘለኒ ይብሉ እቲ ዝሓሸ ክኣ ብቅድሚት ምሕዘል እዩ።ሳልሳይ ዝብለኺ ኣብ 21ክ/ዘመን ኣለና ምዑዝ ወዱ ብቅድሚት ሓዚሉ ምካዱ ሰበይቱ ይሕግዝ ኣሎ። ኩሉ ግዜ ኣዲኡ ብዝባና ተሸኪማ ግድን ክትከይድ እሞ ኣብ ገዛ ዘሎ ስራሕ ቆልዓ ሒዝካ ንሰበይቲ ወይ ብኣዴታትና ወይ ብኣና ክንደይ ስራሕ ተዳራሪብወን ዘይንሰን ዝመስላ።ስለዚ ሰብ ሓዳር ክታሓጋገዙ ኣለወም ።ሙዑዘይ ከዓ ቀፂለሉ መርኣያ ናይ ዘመና መናእሰይ ሰብ ሓዳር ኢኩም።ዘይ ጠቅም ብኣባሃህላ ክተርፍ ኣለወ ።
@gamilahgamilah3329
@gamilahgamilah3329 3 месяца назад
ዛሓፍተይ ምሕጋዙ ደስ ይብለንይ ክብሪ ይሃቦ እና ምትሕግጋዝ ካብ ዝፍትዎ ሐደእዩ እና ምዕራባውያን ሃገራት ስለ ዝገበርዎ ክንገብር ግን ጌጋ እዩ ምዕረባውያን ሃገራት ዝገበርኡ እንድሕር ገርና ደኣ ባህልና ብምንታይ ክንዕቅብ እዝይ እኾ ባህሊ ደኣ እምበር በለትካ የከነይ እና ብባህልና ደኣ እምበር ብካልኦት ሐገራት ዝገበርኡ እልና ንክተል እንድሕር ከንና ባህልና እና ነጥፍእ ኣብነት ቤብይ ሰዋር ዝበሃል ቆልዓ ከይተወለደ ካብ ነይዳማትና ባህልይ ዝመበጸ ቅብል ድኪ ትብልዮ እና ሐሰብክይ የክብረልክይ እየ ዛሓፍተይ ይመችክይ❤
@natsinettesfay4018
@natsinettesfay4018 3 месяца назад
@@gamilahgamilah3329 ንቆልዓ ብቅድሚካ ዓቂፍካ ምሕዛል ንነቅድሚት ዝወስድ ንድሕሪት እንተሓዚልካዩ ንድሕሪት ዝተርፍ ዝባሃል ኣባሃህላ ከ ትክክለኛ ኣባሃህላ ፅቡቅ ባህሊ ድዩ?ኣዲኡ ኩሉ ግዜ ኣብ ዝባና ሓዚላ ክትከይድ እከ ፅቡቅ ባህልና ድዩ? ካፍቲ ባህሊ መልክዕ ኣታሓዛዝላ ውፅእ ኢልኪ ናይቲ ቆልዓ ድሕነት ከመይ ይሓይሽ እንተይልኪ ቅድሚት እንተኮይኑ ሙሉእ ዓይንካ ውላድካ ትቋፃፅሮ ትክእል ኢካ።ናይ ምዕራባዋን ኣታሓዛዝላ ባህልና ዘባላሹ ኣይኾነን ። ቡዙሓት ነገራት ኣለው ናይ ምዕራባዋን ባህሊ ባህልና ዝመረዙ ንዕዖም እንተንገድፎም።
@tigraytigray5893
@tigraytigray5893 3 месяца назад
አታ አይተሕምማና ህውክት ብቅድሚት ኢልካ ብድሕሪት ኩላ ሓንቲ እያ ፡፡እዚ ኩሉ ድማ ናይቲ ስማያዊ ንጉስ እዩ ☝️☝️❤️ እቲ አበሃህላ ላምፃእክን አብዚ ኮለል እናበልክን አይተፅምማና ፍእ😏😏😏
@berekechtadese2084
@berekechtadese2084 3 месяца назад
ጅበዐይ እንዃዕ ተወለድካ ሙቁራተይ አነስ ክፈትወኩም ጅበዐይእንዃዕተወለድካሙቁራተይአነስክፈትወኩምለባምት።
@ግርማዊትዘተዋህዶ
@ግርማዊትዘተዋህዶ 3 месяца назад
እንኳዕ ተወለድኻ ንኡደይ እግዚአብሔር ኣምላክ ብጥበቡ የዕብይኻ ምቁረይ🙏💙🕊ኤምየ ምዑዝ ሓወይ ሓዳርኹም ይባረኽ🙏💙🕊
@RdEy-lu8vo
@RdEy-lu8vo 3 месяца назад
እንኳዕ ተወለድኻ ንኡድ ወደይ ዝተረፈ ዕድመኻ እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ይባርኸልኻ ዓቢኻ ልወለድኻ ልሃገርኻ እልተሐጉስ ይግበርኻ ጎይታዋይ እና ኣጆኺ ናይ ኹሉኹም ፀባይ ደስብሃሊ እዩ ደሞ ክሕዝ እዩ ቆልዓ ብንኡሱ ጀሚሩ ወለዱ ዝገብርዎ እዩ ልኽተል❤❤❤❤
@ራያራዩማ-ቨ8የ
@ራያራዩማ-ቨ8የ 3 месяца назад
ያዕብየልኩም ፈጣሪ ❤❤ግን ናብ ደገ ትወፁ ከለኹም እቲ ወድኩም ባዕልክ ሓዝ ኣብ ኣንእስት ዘሎ መሰለይ ማዕርነት ግርም እዩ😂😂❤❤❤🎉🎉🎉ብጣዕሚ የኹም ድስ ትብሉ
@tigraytigray5893
@tigraytigray5893 3 месяца назад
ናኡደይ እንኳዕ ተወለድካ ቀሪ ዘመንካ ዝተባረክን ዝተቀደስን ክኮነልካ ይምነ 🎉❤❤❤ 🎂🎂🎂🧁🧁🧁🥮🥮🥮🍨🍨🍨🍨🍨🥂🍻🍾🍷🍺🍹🍬🍬🍬🍬🍽️🍽️🍽️
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 3 месяца назад
ንኡደይ እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕብካ 🙏♥️ ምቁራተይ ♥️♥️♥️♥️
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 месяца назад
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤❤
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 3 месяца назад
@@merhawitmuaz1619 እሺ መዓረይ ♥️
@KhanKhan-kh4im
@KhanKhan-kh4im 3 месяца назад
ንኡደይ❤❤❤❤❤ አምላኽ ብጥበቡ የዕቢኻ ሓቢቢቢ አክባሪ ወለዱ ይግበርካ ጎይታዋ ❤❤❤❤❤
@FsefDwef
@FsefDwef 3 месяца назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እንኳን ተወለድካ ቤብዋይ ማዓረይ ❤❤❤❤❤❤❤
@AaAa-g7j7z
@AaAa-g7j7z 3 месяца назад
እንኳዕ ተወለድካ ብጥበቡ ያዕብካ ፈጣር🙏❤😘
@FeeffCsef
@FeeffCsef 3 месяца назад
እንኳዕትወለድኻ❤❤❤❤❤
@زايد-د8ع
@زايد-د8ع 3 месяца назад
እንኳዕ ተወለድካ ንኡደይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤❤
@trhasAlemat-y5s
@trhasAlemat-y5s 3 месяца назад
እንካዕ ተወለድካ ንኡደይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@ساليسوليي
@ساليسوليي 3 месяца назад
አንኳን ተወለድካ ቤቢየ 🙏💘ደስ ክትብሉ ሓዳርኩም ይባረክ ፅቡቃተይ❤
@ksamobileksa3780
@ksamobileksa3780 3 месяца назад
እንካዕ ተወለድካ ንኡደይ💝💝💝💝💐💐💐💐💐
@AaAaa-hu7kn
@AaAaa-hu7kn 3 месяца назад
እንካዕ ተወልደ ናኡደይ ነቡኡ ይመስል❤
@Emangalmekele
@Emangalmekele 3 месяца назад
Ewe btami nafiknaku❤❤❤Eqaee teweledka Nueud shikor❤❤❤🎉🎉🎉
@ዕድልቲጋልዓባይትግራይ
ብጣዓሚ ደሰ ባሃሊ አዩ አንኮዕ ተወልድካ መፃእካ ብሩህ ይክን 🙏💋💋🙏
@Brihan-dl8pg
@Brihan-dl8pg 3 месяца назад
እንኳዕ ተወለድኻ ኑኡደይ እግዝኣብሄር ኣምላክ ብጥበቡ ያዕብየልኹም ክብራተይ❤❤❤❤❤ኣከዳድና ሸገ ይኡ ግን ናይ ሙኡዝ ጫማ ና እቲ ናይ ዕጣቑ ድንሆ ቆራጠ ብላዕሊ ይኡ ድኾን ❤❤🎉🎉
@መልካምነት
@መልካምነት 3 месяца назад
እንቃዕ ተወለድካ በብየ ፈጣሪ ብጥበቡ የዕብየልኩም ሙቅራት ስድራ እፈትወኩም እየ
@ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ
እንኳዕ ተወለደኪ ዛወደይ ባህለ ጥዑም ይሞችኩም
@ዉዉዋ
@ዉዉዋ 3 месяца назад
ናኣሹ ቻናል ሊክ ኤሚየ
@1ashenafikiros
@1ashenafikiros 3 месяца назад
🥰
@NuedTube
@NuedTube 3 месяца назад
youtube.com/@1ashenafikiros?si=PIxYvN-kPTDxfSee
@Hareg675
@Hareg675 3 месяца назад
እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕብየልኩም❤🙏 ግንሲ እዙ ብቅድሚት ምሕዛልስ ጉድኣት የቡሉን ?ወለድና ከይተምሃሩ ሙሁራት ምእንታን ወዲቅና ከይጉዱኡ እዩ ብዝባና እንሓዝሎም እሞ ይቅርታ ጉበሩለይ ፋሽን ኢልና ኩሉ እንተዘይንክተል#
@NuedTube
@NuedTube 3 месяца назад
ፋሽን ኮይኑ ኣይኮነን ተከቲልናዮ ብክልቲኡ ምሕዛል ናይ ባዕሉ ሪስክ ኣለዎ እዩ እንድያም ብቕድሚት ተኮይኑ ብኢድና ክንከላከለሎም ንክእል ኢና ንድሕሪት ተወዲቕና ግን ክንኸላኸል ኣይንክእልን ኣብ ልዕሊኦም ኢና ንወድቕ ብቻ ልሓልዮትኪ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን 🙏
@Hareg675
@Hareg675 3 месяца назад
@@NuedTube ክብረት ታዓደሉ 🙏 ብዝባና እንተወዲቅና ኣብ ዝባና እዮም ዝውዕሉ ጊድኣት ኣይበፅሐሙን ብቅድሚት ዶ እንድዒ ? ብዝኾነ ሕማቅ ማዓልቲ ኣየውዕለና እዩ ዝባሃል❤🙏
@FreweiniFreweini
@FreweiniFreweini 3 месяца назад
እግዚኣብሄር ብጥበቡ ብመጎስ የዕብየልኩም 🙏❤️❤️❤️
@plal7101
@plal7101 3 месяца назад
Enkua teweledka neud Wedna egziabher amlak btbebu yebyelkum❤❤❤❤❤
@Shewit4569
@Shewit4569 3 месяца назад
አንካዓ ተወለድካ ዝወደይ
@መብሪጓልትግራይ
@መብሪጓልትግራይ 3 месяца назад
ዕድመን ጢዒናን ይሃቦ ብጣዕሚ ደስ ይብል
@Mikumarda5
@Mikumarda5 3 месяца назад
Happy birthday yen wud🎉🎉🎉🎉
@DdRr-nc1pz
@DdRr-nc1pz 3 месяца назад
ደስ በሃሊ እንካዕ ብዳሕና መፃኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tesgamezgobo2787
@tesgamezgobo2787 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤
@AzebMehoni
@AzebMehoni 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@safsdhadff2044
@safsdhadff2044 3 месяца назад
❤❤❤
@FihbHhjj
@FihbHhjj 3 месяца назад
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@فتوه-ز5ض
@فتوه-ز5ض 2 месяца назад
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@tesgamezgobo2787
@tesgamezgobo2787 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤
@arz9027
@arz9027 3 месяца назад
❤❤❤❤
@ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
@ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ 3 месяца назад
ዋውውውው ክፈትወኩም ማዓት እየ ካብ ስዑዲ ዓረብ ፀሎት ግበርለይ ይሕመኒ ሰለ ዘሎ ናብ ሰድራይ ብሂወት ክምለስ ሓደራካ ኣሜላክ ኣምነ ኣረጋዊ ኣቦይ ማሓረኒ 😢👏ወድኩም ለ ዕድመይ ጥዕናን ይሃብቦ መርዑኡ ውላዱ የርኢኩም ❤❤❤
@FreweiniFreweini
@FreweiniFreweini 3 месяца назад
ኣጆኺ ፀሎት ናይ አዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ኣይፈይኺ 🙏❤️❤️❤️
@militigraweyti6418
@militigraweyti6418 3 месяца назад
ምሕረት የውርደልኪ ማዓረይ 😢🙏
@NuedTube
@NuedTube 3 месяца назад
Bsemlam ymleski zahaftey
@lidyaGg-z5s
@lidyaGg-z5s 3 месяца назад
ኪድና ምህረት ኣደይ ምሕረት ትስደደልኪ ምቅርተይ ኣጆኺ 🙏🙏🙏
@MengediHaki9324
@MengediHaki9324 3 месяца назад
አዮኺ ፀሎት ናይ አዴና ቅድስት ድንግል ማርያም አይፈለየኺ 🙏🙏🙏 ❤❤❤
@UjJh-yw9hi
@UjJh-yw9hi 3 месяца назад
ንኡደይ እንኳዕ ተወለድካ ዝወደይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ የዕብየልኩም ፈጣሪ ኤሚየይ❤❤❤❤
@zaid4763
@zaid4763 3 месяца назад
❤❤የኔ ቆናጁ ሓዳርኩም የባርክ ናዓና ለ አብ ዓድና ኣቲና ካም ደስና ነኮነሉ ዘበን የምፀእልና 🙏🙏🙏💕💥💥❤❤ ፈጣሪ ኣቦይ💥💥💕🙏🙏❤💥💕🙏
@እየሱስክርስቶስአምላኬድን
ዋው ናይ ራያ ኽዳን ኣጥዕምልኹም
@fekartarsema
@fekartarsema 3 месяца назад
እኳዕ ተወለድካ ንኡደይ ንዓመታ ሓውካ ወይ ክዓ ሓፍትኻ ሒዝካ ክትጻወት የርእየና ንገሮም ንማማን ባባን እሺ ዝወደይ 🎉❤🎉❤🎉❤ ሸገታት አላማጣ ዓደይ አዘኪርኩምኒ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 месяца назад
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤❤
@FyoriBaraki
@FyoriBaraki 3 месяца назад
Neudey yebika ❤amlak yhalka 🙏🙏🙏nice family des behalti❤❤❤❤አቡኡ እዩ ልመስል ደሓር ከአ ንሪኦ ቆልዓ ተቀያያራይ እዩ
@AsAs-wz8cv
@AsAs-wz8cv 3 месяца назад
እንኳዕ ተወለድኻ ዝወደይ ኣምላክ ብጥበቡ የዕቢኻ ❤❤❤🎉🎉🎉 መኹሺ ወደይ ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@mmn7636
@mmn7636 3 месяца назад
እንካዕ ተወለድካ ማዓረይ ❤ዘመንካ ይባረኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪይ❤❤❤❤
@ማማ-ዘ4ረ
@ማማ-ዘ4ረ 3 месяца назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤እና እንካዕ ተወለደካ ማዓረይ ❤🎉❤🎉
@ፈቃርእዩልበይ-ፈ1ወ
@ፈቃርእዩልበይ-ፈ1ወ 3 месяца назад
ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ግን እቱ ቆልዓ ባዓልኺ ሓዚ ኣብ ገዛ ከም ድላይኺ ንደገ ክትወፂ ግን ባዓልኺ ሓዚ ኣነስ ኣይውዕላን ለ በጀ ውን ኣይብለንን እዩ ክኾን ኣለዎ ግን ብጣዕሚ እየ ደስተኛ ስብኣ ሰሪሑ ክኣቲ እንበር እንታ እዩ ከምዚይ ኸ ከይፀልአኪ❤
@ጋልትግራይ-አ6ቐ
@ጋልትግራይ-አ6ቐ 3 месяца назад
እንኳዕ ተወለድካ ኑኡደይ ❤ ናይ ኣሹ ሊንኪ ኣቅምጥና
@الحمدالله-ث4م8ل
@الحمدالله-ث4م8ل 3 месяца назад
እንካዕ ተወለደልኪ absiye ❤❤❤❤🎉
@ሊሀምትግራይ
@ሊሀምትግራይ 3 месяца назад
ብጥበቡ የዕብየልኩም❤❤❤❤ ናይቲ ዩቱብ ሊኪ ኣቀምጡልና ኣነስ ፅሒፈ ክወፀለይ ኣይካኣለን
@seli1719
@seli1719 3 месяца назад
Happy birthday cute soul 🥰
@user-bo1ep7pf8i
@user-bo1ep7pf8i 3 месяца назад
ብጣዕሚ ደስ ባሃልቲ ❤❤❤❤❤❤
@user-uc6yf3dh4n
@user-uc6yf3dh4n 3 месяца назад
እሰይ ዛቤተይ ኣቡኡ ኣምስልኪ ወሊድክዮ ሓቀደ ተጋሩዋኒ ቤቤ ን ኣቡኡ ይመስል ❤❤❤
@natsinettesfay4018
@natsinettesfay4018 3 месяца назад
ንኡደይ ብጥበብ ብሞጎስ ያዕብይኻ እግዚአብሔር🙏ወለዲ መመሊስኹም ድገሙና 😊
@HgFv-iv9xe
@HgFv-iv9xe 3 месяца назад
እሰይ ሽኮሪናታት ስድራ ንኡደይ ድማ ኣምላኽ የዕቢኻ❤❤❤
@titinotitino2910
@titinotitino2910 3 месяца назад
ሳብስክራይብ ክንገብሮም ትደልይዎ ሰብ ሊንክ አቀምጡልና ቤቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🥰🥰🥰
@YeabiK
@YeabiK 3 месяца назад
Ashu photographer mekelle
@1ashenafikiros
@1ashenafikiros 3 месяца назад
This is our link
@mulumulu1654
@mulumulu1654 3 месяца назад
ከምዙይ ዝበሉ አወዳት ተጋሩስ አበይ እዮም ዝርከቡ
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 3 месяца назад
I agree with your comment
@azimerakahasi7286
@azimerakahasi7286 3 месяца назад
እንኮዕ ትወልድኻ ብጥበቡ ያዕብኻ ፈጣሪ ብጣዕ ቃሕ እኹም ትብሉ አማየ 🎉🎉🎉🎉
@zaid4763
@zaid4763 3 месяца назад
ብጥበብ የዕቢየልኩም ኣሕዋተይ🙏🙏🙏💕💕💕💕💥
@kalkidan555
@kalkidan555 3 месяца назад
እንኳዕ ተወለድካ ኑኡደይ❤❤
@brllabay3842
@brllabay3842 3 месяца назад
ናኡደይ እንካዕ ተወለድካ እግዚአብሔር አምላክ ብጥበቡ የዕብካ❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰
@ለዘዉስዩም
@ለዘዉስዩም 3 месяца назад
ናራያ ኽደን ደስስስስስስ ትብሉ የኔ ጣዕማምታት❤❤❤❤
@مازنحامضي
@مازنحامضي 3 месяца назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉 ግን ንምንታይ ማዕተብ ዘይትገብሪ ዋይ😢😢
@Sosial3187
@Sosial3187 3 месяца назад
ን ሙዑዝ ሰለ ዝተፍቅርዩ ነቡኡ ኣምስልኺ አኺ ወልድኺ ኢሚተይይ❤
@MeazaTube12
@MeazaTube12 3 месяца назад
ዋውው ናኡደይ እንኳዓ ተወለድካ ፈጣሪ ብጥበቡ የዕቢይካ🙏❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@temesgentemesgen839
@temesgentemesgen839 3 месяца назад
እንኳዕ ተወልድካ ንኡድ 🎉 የዕቢካ ናዓካቱም ንወለዱ እውን ዕድመ ይሃብኩም ሊክን አቅሙጥልና ናይዞም አሕዋትና አቲና ነበረታትዖም
@እየሱስክርስቶስአምላኬድን
እሰይይ ደስስ ትብሉ በጥበቡ ያዕብየልኹም ናይ ራያ ኽዳን ውን ደስስ ይብል ኣጥዕምልኹም
@bege8567
@bege8567 3 месяца назад
እንካዕ ትወለድኻ እዝወደ ድተረፈ ዕድመኻ ይባረከ ሙቁራት ሓዳሩኹሙ ይባረከ ደቅኖዋ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@haahaa8114
@haahaa8114 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🔥💞💞💞💞🥰🥰🥰🥰🥰🥰💘💘💘💘💘💘💞💞💞💞🥰🥰🥰🥰🥰🥰💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞🥰🥰🔥🔥🔥🔥💞💞ምቅራትይይይይይይ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 месяца назад
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤❤
@hadasshshay3636
@hadasshshay3636 3 месяца назад
አሰይ ዝወደይ የዕቢኻ እንዃዕ ተወለድኻ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@zayd-m5b
@zayd-m5b 3 месяца назад
ኣምላክ ብጥበቡ የዕብየልኩሙ♥️🦋
@MhretTades
@MhretTades 3 месяца назад
እንካዕ በሰላም መፃእኹም እንዳ ወለላይ እንካዕ ተወለድካ ❤❤❤
@fsfgd4800
@fsfgd4800 3 месяца назад
እንካዕ ተወለድካ ዝወደይ🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤🎉🎉❤🎉🎉❤🎉🎉
@Slamh-qv4gm
@Slamh-qv4gm 3 месяца назад
ሚጣ ከረሜላ❤❤♥️
@ksaksa4270
@ksaksa4270 Месяц назад
ንእደይ እንኳዕ ተወለድኻ🎉
@tigrayvoice
@tigrayvoice 3 месяца назад
Idime xina yihabika H B D 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@brhangebre8486
@brhangebre8486 3 месяца назад
እንካዕ ተወለድካ ብጥበቡ የዒቢካ ፈጣሪ
@SaronGebreyesus
@SaronGebreyesus 9 дней назад
Konaju Ekum WoW Fetekum
@astermichael476
@astermichael476 3 месяца назад
btami konjo iki wedki ewn kulukum
@milaye3667
@milaye3667 3 месяца назад
ኣብሲየይ ወድኪ ባዕልኪ ሓዝዮ
@DiEg-f9y
@DiEg-f9y 3 месяца назад
ዋው❤❤❤❤❤❤❤
@avg4628
@avg4628 3 месяца назад
እንካዕ ተወለድካ ንኡደይ
@Channel-qe9mn
@Channel-qe9mn 3 месяца назад
ዳወለላይ ጽቡቃት ❤
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal 3 месяца назад
ስብስክራይብ ግበሩለይ ኣባል Tdf እየ ኣታባብዑኒ ❤️💛❤️
@Genettadese-j6x
@Genettadese-j6x 3 месяца назад
🎉❤❤❤
@alganeshbahre8598
@alganeshbahre8598 3 месяца назад
I don’t think it’s good idea bringing you child to your video my opinion
@tirhasagw5728
@tirhasagw5728 3 месяца назад
HAPPY BIRTHDAY, BABY 🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉 Thank you for 🎉🎉sharing this information. I hope one day we comes to our country😢
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 месяца назад
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤❤
@AdanechiSebgades
@AdanechiSebgades 3 месяца назад
እንኳዕ ተወለድካ ወዲ ሓፍተይ ሽኮር
@senugalTigray-r4l
@senugalTigray-r4l 3 месяца назад
እንኳዕ ተወለድካ ኑኡደይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ጋልትግራይ-አ6ቐ
@ጋልትግራይ-አ6ቐ 3 месяца назад
ፅቡቃት ፍጥረት❤
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
ኑኡደይ እንኳዕ ተወለዲካ😘👈 ኤሚየይ ውሊድውሊድ ኣብሉ ተጋሩ ክንበዚሕ እዩ ዘለና ናይ ኣነስ ባሓቂ ብጣዒሚ እየ ዝስስዕ ዘለኩ ኩለ ዱዩ ከማይ ማለተይ ድሕሪ ጅኖሳይድ ክንበዚሕ ኣለና ዝብል ሓስብ እዩ ዘለኒ ውሓዲት እሎም ሰለ ዝደፎሩና ክንበዚሕ ኣለና ተማህሪና ዓባይ ዓደዲና ክነዓብ እዩ ዘለና ወለዱዱዱዱዱዱዱዱዱዱዱ☝😘😘ናይ ራያ ዓዲና እወን ብጣዒሚ እዩ ኣጣዓሚሊኩም❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 месяца назад
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤❤❤
@NuedTube
@NuedTube 3 месяца назад
እሽኒ ዛሓፍተይ ትክክል ክንባዛሕ እዩ ለለና ክብረት ይሃበልና 🙏🙏
@tesgategrewyti6347
@tesgategrewyti6347 3 месяца назад
እንካዕ ተወለድካ ቤብየይ ❤🎉🎉🎉
@SlamaXx-l7w
@SlamaXx-l7w 3 месяца назад
እንኳዕ ተወለድካ ዛወደይ❤❤❤🎉🎉
@ጋልትግራይ-ቨ1ቘ
@ጋልትግራይ-ቨ1ቘ 3 месяца назад
እንካዕ ተወለድካ ዙወደይ ❤❤
@SlamAgh
@SlamAgh 3 месяца назад
ንኡደይ እንኳዕ ተወለድካ ዝወደይ❤❤❤❤
@ለዘዉስዩም
@ለዘዉስዩም 3 месяца назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ፊጣሪ ❤❤❤
@mulumulu1654
@mulumulu1654 3 месяца назад
ናይ በሓቂ ንስክም ቆንጆ ኢኪ
@Mimisyum2813
@Mimisyum2813 3 месяца назад
መልካም ልደት ንኡደይ እግዚአብሔር በጥበቡ ያዕብኻ 🎉🎂🎂🎂💋💋🥰🥰🥰🥰
@menkemtg6761
@menkemtg6761 3 месяца назад
Enkaee teweledka shkorina
@همه-ح9ظ
@همه-ح9ظ 2 месяца назад
😘😘😘😘😘😘❤❤❤❤💚❤💚💚💖💞💘💘
Далее
С какого года вы со мной?
00:13
Просмотров 199 тыс.
Inside Out 2: BABY JOY VS SHIN SONIC 4
00:16
Просмотров 3,7 млн
Главное рыба есть, а воды нет..
00:54
ንሓማየተይ ፕራንክ ገይረያ 😆😆
20:41
С какого года вы со мной?
00:13
Просмотров 199 тыс.