Тёмный

ወፍሪ ሰላምን ፍትሕን ካናዳ፣ ኪሮስ ኣስፍሃ ኣብ ኢትዮጵያ.. 

Ti gezana
Подписаться 18 тыс.
Просмотров 3,9 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

11 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 61   
@Tusfai
@Tusfai 3 месяца назад
ደስ ዝብል ምእካብ እዩ ወፍሪ ሰላም ዝቃወሞ ጌጋ ኮይኑ ይስምዓኒ ሓሳብ ምጽዋር ክንላመድ ይግባእ ብዝኮነ ምውግሑ ዘይተርፍ እዩ ክንደይ መንግስታት ተፋንዮም እዮም ህግደፍ ምስ ኩሉ ሓሳቦም ክብርቆቁ ኣለወም ነቂሑሎም እዩ መንእሰይ 💙💙💙💙💙💙💙
@andompillastro6856
@andompillastro6856 3 месяца назад
ሙቁራት ፍቱዋት ጭዋታት ኣብነታውያን ሰባት ተምሳሌት ናይ ህዝብና ❤🎉❤🎉❤ ክብረት ይሃበልና ክቡር ጋዘጠኛ ኣማኒኤል ❤❤❤❤
@atitasafiei4104
@atitasafiei4104 3 месяца назад
Athasu Gayla ayneberen adiss
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 3 месяца назад
Senesrat brother
@tefetawitalkshow
@tefetawitalkshow 3 месяца назад
Tegagika Amanuel aygeberun 💯
@TsehayGhebremiceal
@TsehayGhebremiceal 3 месяца назад
ፁቡቅ ስራህ ሰላም ምሰጐረቤትካ ዘይኩነሰ ምሰ አለም እዉን ፁቡቅ እዪ ቀፁልዎ እየ ዝብል✌🏽💕💕
@Berisham9595
@Berisham9595 3 месяца назад
ኤማ ሓውና ደስ ዝብል መብርሂ ኢዩ ። ኣብታ ናይ ኣዲስ ግን ጋይላ ኣይነበረን መአረምታ ግበረላ ብሰንኪ ናይቲ ዝተረክበ ሓዘን እቲ ናይ ጋይላ ፕሮግራም ተሪፉ ኢዩ።
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 3 месяца назад
Absolutely right nobody should be against wafri selam it’s very important 👍
@meharitafere67
@meharitafere67 3 месяца назад
Nice job bro
@semere8059
@semere8059 3 месяца назад
ኤማ ኣነስ ካብቶብ ሰዓብትካ እየ ኣብዛ ሎሚ ዘክረብካያ ዘና ምሉእነት ስለዘይራእኩላ ዳግማይ ክትዛረበላ ይምሕጸነካ እዚ ርእቶ እምበር ከም ትእዛዝ ከይትሓስቦ ይምሕጸካ።
@Liam-liam
@Liam-liam 3 месяца назад
ጌጋ መልእኽቲ ኣይተሕልፍ ኤማ ኣብ ኣዲስ ጓይላ ኣይነበረን
@yessir9421
@yessir9421 3 месяца назад
ጽቡቕ መደብ ኤማ፡ ግን እንዳ ዋን ዊጥሲ ውሒድዎም ከማን😂
@galmehamed2362
@galmehamed2362 3 месяца назад
Ema gn bebi qurub do ntahti twerd aleka haqey. Hawna aynu keynetee gayla gerom si qbul gerkayo? Eti neti wefri selam kqawemwo xenihom kelew si hji n wedi werqu mehsqeti geromo tblo zeleka kea kemeu aykonen eti guday. Nsom malet eyom teqawemti tblom zeleka abza hji ewan brged nhamedu hagez yedlyo slezelo kulu seb n beged nhamedu kjgz alew eyom eilom. N wefei selam aykonun teqawimomo. Slezi Eman tgage eika zeleka. Qdmi hji n koros sdrabetu krei weridu eilka tzareb nerka! Bejaka aytgage::
@estifweleabzig
@estifweleabzig 3 месяца назад
Lekbat ab adis hanti goyla ay neberen
@yordag9538
@yordag9538 3 месяца назад
💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@rahelmerkeb4564
@rahelmerkeb4564 3 месяца назад
ኣበይ ትክክል ትፈልጥ ንዓባ እንታይ ይሽቁጡ ወገኖም ዶ ኣይኮነን ሰቅ አልካ ምእሳር ጆን ህጉስ ምካንካ ረሲዕካዮ ካልእይ ነቶም ኣብ ጀርመን ንወፍሪ ንሰላም ዝተካላከሉ ደኣ ስለምንታይ ዘይጣበቅሎም ናትካ መን ትክክለኛ ኢሉካ ንስካ ሰነስርዓት ዘይ ብልካ ።
@semeremebrahtom7658
@semeremebrahtom7658 3 месяца назад
ጹቡቅ ኣቀራርባ ኤማ እንተኾነ ግን ወፍሪ ሰላም ክብገስ ከሎ ይድግፎን ይስዕቦን ኔረ ኣብዛ ዓመት እዚኣ ግን ኣብታ ቐንዲ ምስ ሻዕብያ ንራበረበላ ዘለና ወርሒ ብምግባሮም እሞ ኸኣ ካብ ነዊሕ ዘዳለዉዎ እዩ ሃንደበት ኣይኮነን ስለዚ ኣይፈተኹዎምን ጥራይ ዘይኮነ ጥርጣርታት ውን ፈጢሩለይ እዚ ግን ነቶም ንዕኡ ዘካይዱ እምበር ነቶም ናብኡ ዝኸዱ ኣይኮነን ናይ ኪሮስ ግን ዋላካ ዝፈልጦ እንተዘይ ብለይ ከም ርዲኢተይ ግን ኣበኢትይኦጵያ ብሙኻኑ ኣብ ሓጺር ግዝየ ዝተመደበ ብምኻኑ ኽትቃዎሞን ክትድግፎን ዝኣክል ግዜ ኣይነበረን ነቲ ጓይላ ዝምልከት ግን ከም ሕብረተሰብ ኣብዚ ፎቆድኡ ፋሕ ልናሉ ዘለና ግዜ ንዓና ቃልሲ እምበር ካልእ ኣየጸብቀልናን አዩ።
@tesbamicael9132
@tesbamicael9132 3 месяца назад
nska nbaelka weyal eka ayserekan ab nay wufuy wn kemzia eka gerka
@zeraymahari9372
@zeraymahari9372 3 месяца назад
ኣማኒአል ቅድም ቀዳድም ንተስፎምን በረኸትን ጠቒስካ ናይተስፎም ዳሐን። ናይዚ በርኸት ዝብሀል። ኣበይናይ ቃልሲ ይርከብ ደጊምካ ደጋጊምካ በረኸት በረኸት ትብል እዚሲ ኣበየናይ ምንቅስቓስ ይርከብ ኣብገዝኡ ተዓጽዩ ዝውዕል ምስ ተስፎም ክትሰርዖ ዓገብ
@jorgotfanus5230
@jorgotfanus5230 3 месяца назад
ኤማ ፡ መደብካ እንዳ ተበላሸወ ይከይድ ኣሎ ፡ መጽናዕቲ ይጎድሎ ፡ ዘለፋን ምንእኣስን ይበዝሖ ፡ ምዛናውነት ይጎድሎ ኣሎ ። ኣመሓይሽ ፡ ዘይነበረ ኔሩ ኢልካ ካብ ምምስካር ዝከፍእ የለን 😢
@Canok341
@Canok341 3 месяца назад
Xbuk hasab bro, gn I think ab adiss gayla ayneberen.Double check it🙏
@haragtes5360
@haragtes5360 3 месяца назад
❤❤❤❤🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 3 месяца назад
Ageb Adiss gauyla ayneberen hasawi
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 3 месяца назад
Well done👏
@user-zt5ls1fi8o
@user-zt5ls1fi8o 3 месяца назад
መሰዋእቲ ገና ክህሉ እዩ፥ ስራሕን ቃልስን ግን ንሰከንድኳ ክቋረፅ የብሉን፥ ፅንዓት ይሃብ ኢልካ ስራሕካ ቀፅል፥ ኣቐዲሙ ምድላው ዝተገበርሉ ብዙሕ ዝፈሰሰሉ መደባት ብክሳራ ምቍራፅ ኣይግባእን፥፥
@danielkbrom8735
@danielkbrom8735 3 месяца назад
ንምንታይ ግን misinformation ተማሓላልፍ ኣብ Addis ጎይላ ኔሩ ዲዩ 😱
@tigezana3605
@tigezana3605 3 месяца назад
እቲ ኪሮስ እንዳሳዕሰዐ ዝተሳተፎ ጓይላ ኣበይ ድዩ?
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 3 месяца назад
@@tigezana3605nsu kdmi mumatu semun znebere ms tegaru asteweilika tezareb sorry bel
@Canok341
@Canok341 3 месяца назад
Bro I don’t think ab adiss gayla znebere kiros ab kale bota kdmiu znebere keykewn
@danielkbrom8735
@danielkbrom8735 3 месяца назад
@@tigezana3605 ቅድሚ ናይ እስራኤል ሓደጋ ኢዩ ኔሩ 100% ኣነ ይዝክሮ ኢየ ቅድሚ 3 ሰሙን ኔሩ
@hope52052
@hope52052 3 месяца назад
@@tigezana3605 Don't disseminate false information, the video that shows Kiros was dancing was not on Brged Nhamedu program rather it was when Kiros was invited onTegaru program which was days before the death of Our brother Wedi Worku. You can't justify the unaccepted event of "Wefri Selam" by such disinformation.
@temenow
@temenow 3 месяца назад
Ema, here you made a mistake. Birged Nihamed never had quayla in Addis Abeba. The guayla you showed is few weeks ago. Please stay honest, don't fall for the trap.
@TVMESSEL
@TVMESSEL 3 месяца назад
ሰላም ኩብር ሓው እዛ ናይ ኣዲስ ኣበባ ጓይላ ዝበልካያ ቀልጢፍካ ይዕርያ ዘይነብረት ናይ ካሊእ ግዜ ጓይላ ኢኻ ሪኢኻ ሰለዚ ሰዓብትኻ ኣይተቖጥዕ ጌጋ መልእኽቲ እያ።
@habenn7407
@habenn7407 3 месяца назад
ጓሓፋት ዒጎ ረሳሓት ። ብርእሰ ምትሓት ዝሳቐዩ ባራዩ
@user-tn2bh6tc2s
@user-tn2bh6tc2s 3 месяца назад
አንታ ንስካ ከ ፖለቲካ ጀሚርካ ዲዩ ዝበሃል!!!ፎኪስ እባእልካ😢!እዞም ዘምጸካዮም ወፍሪ ትብሎ ዘሎካ ወፍሪ ጸላም ዩ!!!ዝበሃል ሐሪኢ ደሳለ እግሪ ተስፋጽዮን ኢካ
@tesafymeryfishaye9100
@tesafymeryfishaye9100 3 месяца назад
Authasu ab adis gayla ayneberen
@Dr_Kassa
@Dr_Kassa 3 месяца назад
Gega habereta temehalalf aleka
@simongrmay9975
@simongrmay9975 3 месяца назад
ኪሮስ ዓጋመ እንድዩ ናይ ዓዱ ዘይገብር
@user-yx6gz9em4q
@user-yx6gz9em4q 3 месяца назад
Ezi wefri selam tiblwi giziu aykonen kindey eritrawyan btegaru endatechewyu ashihat kifelu endatebahlu ageb zeytblu mis halefti tigray zeytzerarebu
@Insider24840
@Insider24840 3 месяца назад
ኣንታ ከመይ ዝበሉኻ ድፉን ኢኻ ወደይ! ንወድወርቁ መሸቀጢ ትጥቀምሉ ትብል? እዚ ኩሉ ደላይ ፍትሒ ብግብሪ ዝገብሮ ዘሎ ሓገዛት ኣይረኣየካን ኣሎ? ካልእ ካብ ቀደም ዝተዓዘብኩኻ ምስ ኪሮስ ዝኾነ ጽልኢ ኣለካ፡ ብውልቂ ረኺብካ ዘይተዘራርቦ ንምንታይ? ኢትዮጵያ ካብዝወርድ ጥራሕ ካልኣይ ግዜኻ ተዕዘምዝመሉ ኣለኻ። እቲ ሓቂ ግን ክንዲ ኪሮስ ዝውፈን ሓቀኛን ከቶ የለን። ንስኻስ ኣበየናይ ክትሳተፍከ ርኢናካ ንፈልጥ፡ ኣብዚኣ ሳንቲም ክትኣሪ እንተዘይኮይኑ! ድኹም ኢኻ
@nakuragrimay4085
@nakuragrimay4085 3 месяца назад
ኣብ ቃልሲ ዘየለው በዓል ደሳለ በረኸት ተስፎኦም ዮናስ ሃብተስላሰ ዮሴፍ ገብሪሂወት ፈቨን ከምኡ ፈልሲ ትበሃል ውድብ እዞም ኩሎም ኣብዚ በርገድ ንሓመዱ ዘየለው ወይ ተሳትፎ ዘይብሎም ከም በዓል ዶክተር ነጋሲ ውን መንነቶም ዘይፍለጥ ኣብ ወፍሪ ሰላም መንእሰይ ዘይረብሓሉ ነዚ ቃልሲ ክዕንቅፉ ዝተወደቡ ሕልና ኣለቦ ካብ ህግደፍ ፈሊኻ ክረኣዩ ዘይበሎም ሸፋቱ ኢዮም ኣድሞቆም ክኣ ሰሚዕናካ።
@samueltsehaye930
@samueltsehaye930 3 месяца назад
ዓቅምካ ዘይምፍላጥ ኢዪ ነዞም ሰባት ተክፎኦም ዘለካ
@AndyiNuguse-mg1zx
@AndyiNuguse-mg1zx 3 месяца назад
Hiji grem brigade nhamedu ab Addis Ababa Ethiopia 👌👌💯💯✅️✅️💙💙💙👌👌💯💯✅️✅️💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@samsonhaile5072
@samsonhaile5072 3 месяца назад
ክክክክክ እወ ግርም ሻዕብያ አጽዋሩ መፈተኒ ክረክብ እዩ አናጹ ከም ሃመማ ከርግፈን እዩ ግን ጎርሐት እንድየን እንታይ ኢለን ክከዳ 90% ተጋሩ እየን ይፈልጥአ እየን ኢድ ሻዕብያ ክአ
@samsonhaile5072
@samsonhaile5072 3 месяца назад
ዓጋመን ደቃሉ ናይ ዓጋመን ወስ ጥራይ በላ ክትረግፋ ኢክን ከም ሃሙማ
@hope52052
@hope52052 3 месяца назад
You are disseminating false information, there was no dancing or such event in Addis Ababa, I was there bro. Please correct your information and you should to apologize for your disinformation.
@user-xt6lt2zf3k
@user-xt6lt2zf3k 3 месяца назад
ሓሳእ እሞ ኣብዚኣ ! በዓል ደሳለ ወዲ ንጉስ ናይ ነዊሕ ተምክሮ ዘለዎም ተቓለስቲ እዮም :: ምስዞም ሓደስቲ ናይ ኣዲስ ኣበባ ብሓደ ክርአ ዝግባእ ኣይኮነን :: ንምኻኑ ኣብ ኤውሮጳን ኤሜሪካን ዝግበር ዳንኬራ ወፍሪ ሰላም : ነቲ ብሻዕብያ ዝተቐተለን ዝቆሰለን ህዝቢ ትግራይ እንታይ ክገብረሉ ይኽእል, ? ሰላም ናይዚ ኣሕዋት ህዝቢ ክወሓስ ዝኽእል : ንግዳያት ብምኻሓስን ንገበነኛታት ናብ ሕጊ ብምቕራብን እዩ ::
@samsonhaile5072
@samsonhaile5072 3 месяца назад
ክክክክክክክ ደንቆሮ ንሳተን ድአ ጎርሐት እንድዩን ኢድ ሻዕብያ ክአ ይፈልጥአ እየን ሕጂ ውን ንኤርትራ ዝደፍር ዓጋመ እንተሎ ካብታ ናይ ቀደም ዝገደደት እያ ከተጋጥሞ ቆንዳፍ ሳሕሳሕ
@user-xt6lt2zf3k
@user-xt6lt2zf3k 3 месяца назад
@@samsonhaile5072 #ባርያ 21 ክፈለዘመን ::
@girmayhadish6275
@girmayhadish6275 3 месяца назад
Kbur haw amanuel ab ethiopia gaila ayneberen akeba tray eyu neru
@samsonhaile5072
@samsonhaile5072 3 месяца назад
አኬባ ኢሉ ተጋሩ አኪቡ እዚ ጀልፋፍ HIV
@lukasweldu6781
@lukasweldu6781 3 месяца назад
ኣቐዲሞም ብሕማም ትግራይ ዝሳቐዩ ዝነበሩ ፌክ ተጋሩ ንማንም ኤርትራዊ ኣይውክሉን፡ኣብ ኤርትራ ድማ ኤርትራዊ ዳኣምበር ተጋሩ ዝብሃል መንነት ዝብሃል ቦታ የብሉን
@user-zt5ls1fi8o
@user-zt5ls1fi8o 3 месяца назад
ትግርኛ እምበር ኤርትርኛ ዝብሃል ቋንቋ የለን፥ ት፡፡ግ፡፡ር፡፡ኛ፦ ->ብሔር ትግርኛ ተባሂሉ ኣብ ኤርትራ መንግስቲ ይፍለጥ . ክም 9ይ ብሄር ይፍለጥ።።። ብሔር ትግርኛ :: ትግራይ ተጋሩ ትግርኛ ብዓልካ ትግርኛ ናፀሓፍካስ ትግርኛ ትግራይ ዝብሃል የለን ትብል😂😂😂
@Senayhadush7215
@Senayhadush7215 3 месяца назад
This is misinformation bro 😂😂
@Majthegreat560
@Majthegreat560 3 месяца назад
He’s A laiet
@emahatsionyohannes2272
@emahatsionyohannes2272 3 месяца назад
Guhaf intay malet eyw tegaru Eritrea zibahal yelon wedi haram
@brhanemebrahtom6264
@brhanemebrahtom6264 3 месяца назад
kela ata nska kea dehan do anebrkan aslamays xubuq ysesi xenhus abmengo tili ybl yblu msla weldna men ta wefr selam sm gal dya wala nay behaki nhzb nselam tserh ya bel smai za gulje zea wala hade alama yeblan tay dea nay lemchat melhas teblxt wefr negado eya nhna kem brged nhamedu ko nselam nfthi hzb ena nkales zelena awe btkel nsu eu kalsna hjs yiakl bseb lagx ab ris wata zwats aykwatn kewtet eu nska kea kurub dehan seb eu ymeslen neru gn????
Далее
መልሲ ናሆም መስተ ብዛዕባ ህሉው...
15:15