Тёмный

ዋጋ ወርቅታት ንዝጠየቅክናኒ ንዕነ ተሸለማ 

ግርማ ኣድኣ Grma adea Channel
Подписаться 7 тыс.
Просмотров 12 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

28 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 88   
@Channel-wj3xl
@Channel-wj3xl 10 месяцев назад
ወርቁ ናይ ባሕሬን ቦትኡ ድማ ሳብያ👌ክትረክባኒ ዝደለክን @ግርማ ኣድኣ በዚ ሕተታኒ
@temesgen2257
@temesgen2257 10 месяцев назад
@Germansha abrha ሰላም
@Samib-
@Samib- 10 месяцев назад
ነዛ ፅሕፍቲ እዚኣ ተንብቡ ኣምላክ ገፁ ኣድናን ዓድናን የርአና ኣሕዋተይ ስደትና የሐፅሮ ናይ ግርማ ኣድ ኣቤተሰብ ኣብዚ ዘለኹም 😍 ፕሮፋይለ ኣቲኩም ካኣ ሳብክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋት
@حزامحزامحزام
@حزامحزامحزام 10 месяцев назад
3000 በፅሒኪ ተመስገን 10,000 ኣብ ቃረባ እዋን ንክትበፅሒ ተስፋ ይገብር 💖💘💘💖👸ንግስተይ
@Samib-
@Samib- 10 месяцев назад
ፕሮፋይለ ኣቲኩም ካኣ ሳብክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋት
@Samib-
@Samib- 10 месяцев назад
ፕሮፋይለ ኣቲኩም ካኣ ሳብክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋት
@Channel-wj3xl
@Channel-wj3xl 10 месяцев назад
የቀንየለይ😍😍
@trhaaryam
@trhaaryam 10 месяцев назад
ግርማዊተይ እንኳን ዳሒን መፃእኪ የቀንየልና በርትዒ❤❤❤
@efchhg5815
@efchhg5815 10 месяцев назад
ብሪ እውን ኣምፅእልና ማዓረይ
@munatube-qt3lz
@munatube-qt3lz 10 месяцев назад
❤❤❤❤ይሕሽ ካብ ጥቅም ዘይብሉ ክዳውንት ንገዝእ ወርቅ ሽገ ወርቅ ቅሙጥ ግንዘብ ማለት እየ❤❤
@Samib-
@Samib- 10 месяцев назад
ፕሮፋይለ ኣቲኩም ካኣ ሳብክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋት
@munatube-qt3lz
@munatube-qt3lz 10 месяцев назад
@@Samib- እሺ
@geufrydyg7740
@geufrydyg7740 10 месяцев назад
የቀንየልና ዛምበይተይ❤
@azmiazmi8180
@azmiazmi8180 10 месяцев назад
ውይ ባጣዕሚ ከብሩ በተለይ ደርቤ ቀትልና ግን ኣነ እዝይ ናይ ትግራይ ወርቅይ 240 እየ ገዝእዮ ንግራም😢😢😢
@soliyanamearg5734
@soliyanamearg5734 10 месяцев назад
ዋውውው ምቅርቲ ፍጥረት እንዃዕ ብሰላም መፃኣኺ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ብሪ ኣርእይና❤❤
@kusulovemami7476
@kusulovemami7476 10 месяцев назад
❤❤❤ብሪ ኣርእይና ዝሓፍተይይይ
@ufhdfh6625
@ufhdfh6625 8 месяцев назад
ቁፅሪይ ገበርሊዮ
@سلامأنا-ش2ن
@سلامأنا-ش2ن 10 месяцев назад
ቀፅልሉ ማዓረይ❤❤
@SelamawitTesfay-gr9mv
@SelamawitTesfay-gr9mv 4 месяца назад
Tegediskn melisaley 100 $ kindey u bryal 🙏🏾
@Fer-j8j
@Fer-j8j 10 месяцев назад
ዓተር መእሰሪ ወሪቂ ናይኽሳድ🥰🥰🥰
@selamtube5095
@selamtube5095 10 месяцев назад
ግርማዊተይ ዝፈትወኪ እንኳዕ ሰላም መፃእኪ ክብረተይ ኣሰይ ደስስ ክብል እዚ ወርቂ
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 10 месяцев назад
ሓንቲ ላእኪልይ ዓይንይ😌😂🙊🙊🙊ለምንኛውም ድምርኒ ክምልስ እየ😅😅😅
@sder7673
@sder7673 10 месяцев назад
ናይ ባሕሬን ድዩ ጥዑይ ወርቂ ኮይኑ
@zediyoutube7810
@zediyoutube7810 10 месяцев назад
እግዚአብሔር ይመስገን እንካዕ ብሰላም መፃእኺ ፅቡቕ ስራሕ ይኡ ቃፅልሉ❤
@ufhdfh6625
@ufhdfh6625 9 месяцев назад
ናይ ፈሰብኪ እባ ኒገርና ምቅርቲይ
@Channel-wj3xl
@Channel-wj3xl 9 месяцев назад
ግርማ ኣድኣ ይብል
@hdhhd7462
@hdhhd7462 8 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ነብያትሃይሉ
@ነብያትሃይሉ 10 месяцев назад
❤❤❤ቀፅልሉ ማዓረይ
@ብዓልቲተስፋ
@ብዓልቲተስፋ 10 месяцев назад
ሰላምምግርማዋይ ከመይ ቀኒኪ ❤
@محمداحمد-ي1س6ز
@محمداحمد-ي1س6ز 10 месяцев назад
Jizan dike
@እዩኤልእግዚአብሔርእውነተ
ዋውውው ፅቡቅ ስራሕ
@galtigray6523
@galtigray6523 10 месяцев назад
እዝግዮ 69ሽሕ ረያል ድዩ😢 ግን ናትግራይ ናዙይ ይፈላለ ድዩ ናመኒኡ ይሐሽ ኣብዚ ወርቂ ገዚእኻ ኸ ትግራይ ኸይድኻ ዓቢይ ወርቂ ትገብሮ ትክእል ዶ ዙሰንሰል
@Channel-wj3xl
@Channel-wj3xl 10 месяцев назад
እወ ሪያል እዩ ምሓሽማ ናይዙይ ይሓይሽ ሸይጥኪ ክዓ ትቅይርዩ ትክእሊ ዓዲ ከይድኪ
@ስንታዮህፊደለይኢኺድንግል
ሠላም ሠላም ግርማየይ ዋውውውው❤
@ኢማንዩቱብ
@ኢማንዩቱብ 10 месяцев назад
በር
@ኢማንዩቱብ
@ኢማንዩቱብ 10 месяцев назад
ሰላም 👍👍👍👍
@RakiHailu89
@RakiHailu89 9 месяцев назад
👌❤❤❤
@HdhDggd-k2o
@HdhDggd-k2o 10 месяцев назад
እውይ ደስ ክብል 👌
@natanimnatanim5497
@natanimnatanim5497 10 месяцев назад
ሰላም ናዓኪወርቂ ስባአይካ እዩ ዝሽልመካ😂😂😂😂😂
@Channel-wj3xl
@Channel-wj3xl 10 месяцев назад
እሞ ናታነይ ሃበኒ ኢልካ እዩኮ ዝግዛእ😆😆
@natanimnatanim5497
@natanimnatanim5497 10 месяцев назад
ገዚኢሎይ እማ ኤርትራ ወሲዶሞ
@Channel-wj3xl
@Channel-wj3xl 10 месяцев назад
@@natanimnatanim5497 ውይናታነይ ሽኮር ኣይዘኪ ሐዚ ክገዝአልኪ ተስፋ ይገብር ናኢድኩም ኣይትስኣኑ ኤርትራውያን
@Samib-
@Samib- 10 месяцев назад
ፕሮፋይለ ኣቲኩም ካኣ ሳብክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋት
@ghyu9291
@ghyu9291 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤
@saddvzx9822
@saddvzx9822 10 месяцев назад
አቲ ግርማ ሓፍተይ ብርያል ድዩ እግዝዮ ናትግራይ ናስዕድይ ልበይኑ ድዩ ዋይ ስብአየይ ክነግሮ😁
@Channel-wj3xl
@Channel-wj3xl 10 месяцев назад
በበይኑ እዩ ኣብዚኣ ላሃለኩ ግበረለይ በልዮ😆😆😆😆
@AbxhdBsjs-fl2ec
@AbxhdBsjs-fl2ec 10 месяцев назад
ግርማነሽ ሓፍተይ እዘን ናይ ኣቁሑ ምልኣክ እባ ብድዮ ስርሕልና ማለት ካብቶም ህንዳውያን ምስ ገዛእና ናብ መቀለ ይላኣክ ኢልክና ኣብ መቀለ ተጋሩ ድዮም ዝቅበልዎስ ወይስ ኮምኦም ህንዳውያን እዮም ብምቅፃል ምስ ገዛኣና ወድያው ድዮም ዝልእክዎ ባዓልቶም ወይስ ናብ ካሊእ ይሓልፍድዩ ካብኡ ኣብ መቀለ ምስ ኣተወ ንሓደ በርቢን ክንደይ የቅርፁ ወይስ ኣይቀርፁን❤❤❤❤❤❤ ተገዲስኪ መልስለይ ዝያዳይ❤❤❤
@Channel-wj3xl
@Channel-wj3xl 10 месяцев назад
ኣብ መቀለ እወ ተጋሩ እዮም ዝቅበልዎ ብደስ ዝበለኪ ሱም ናይ ቤቴሰብኪ ትልእክዮ እና ምስገዛእኪ ኣቁሑ ተደሊኪ ወድያው ትልእክዮ ተደሊኪለ ክሳብ ናጣረቀምኪ ትመልእዮ ኣብኡ ፊስኮ ገዚእኪ ኮፍ ተብልዮ ትክእሊ ኢኪ ቀረፅ ኣብ መቀለ ድማ ከም ንብረቱ እዩ የቀንየለይ ክዓ
@-4587
@-4587 10 месяцев назад
👍💖
@melatgeltdf8653
@melatgeltdf8653 10 месяцев назад
❤❤❤❤😊😊
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube 10 месяцев назад
❤❤❤❤መስቀል ናይ ሰንሰለት አሎ እስኪ መልስለይ
@Channel-wj3xl
@Channel-wj3xl 10 месяцев назад
እንዳ ሓበሻ እዩ ዝስራሕ ብትእዛዝ
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube 10 месяцев назад
@@Channel-wj3xl አብ ሳብያ ኣሎ ትፍልጥዮ
@Channel-wj3xl
@Channel-wj3xl 10 месяцев назад
@@lemlemyoutube ጅዳ እዩ ስልኩ ክበኪ ብትእዛዝ ተስርሕዮ ናብ ዝደለክዮ ቦታ የምፀአልኪ
@HdhDggd-k2o
@HdhDggd-k2o 10 месяцев назад
የቐንየልና ዋ ኣብመርዓይ ተማርፅኒ ዶ😜😂
@Channel-wj3xl
@Channel-wj3xl 10 месяцев назад
ታኮይነ ኢለማ😍
@Samib-
@Samib- 10 месяцев назад
ፕሮፋይለ ኣቲኩም ካኣ ሳብክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋት
@وذيس
@وذيس 10 месяцев назад
መግዝኢ ቅርሺ ተረኺቡስ ባዓለይ ከጋዘአኪ እየ
@ትግራይኩሑሎ-ወ3ጨ
@ትግራይኩሑሎ-ወ3ጨ 10 месяцев назад
❤❤❤🎉🎉
@ኦርቶዶክስተዋህዶሀይ-ለ1ቈ
እቲ ቦታ ኣበይ እዩ
@Channel-wj3xl
@Channel-wj3xl 10 месяцев назад
ሳብያ
@hiwotbrhana7405
@hiwotbrhana7405 10 месяцев назад
ተሩዋይ ሳብስ ክራይብ ግበሩኒ ሓዳሽ እየ❤
@Samib-
@Samib- 10 месяцев назад
ፕሮፋይለ ኣቲኩም ካኣ ሳብክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋት
@AnwarAli-ml1gy
@AnwarAli-ml1gy 10 месяцев назад
ሪያል ድዩ??
@Channel-wj3xl
@Channel-wj3xl 10 месяцев назад
እወ
@tigraweyti-b9c
@tigraweyti-b9c 10 месяцев назад
♥😻
@gualhaylezgi9310
@gualhaylezgi9310 10 месяцев назад
ሑቡይ መስቀል ምስ ሰንሰሉ ይርኸብ ዶ ይኸውን ሳብያ መልስለይ እሰኸ❤
@Channel-wj3xl
@Channel-wj3xl 10 месяцев назад
ኣብ ሳብያ የለን ሓበሻ እኒኦ ጅዳ ከራክበኪ ብዝደለክዮ ዲዛይን ሰሪሑ ከምፀአልኪ
@gfhufdjvg4153
@gfhufdjvg4153 10 месяцев назад
ሰልኩ ኣቅምጥልና
@gualhaylezgi9310
@gualhaylezgi9310 10 месяцев назад
እሺ በበይ ኽረኽበኺ ዝሓፍተይ
@DhdhDhdhdhdhdh-u5m
@DhdhDhdhdhdhdh-u5m 10 месяцев назад
💋💋💋💋💋🌷🌷🌹
@gsghshshshs5715
@gsghshshshs5715 10 месяцев назад
ናይ ኣበይ ዓዲ እዩባ ጠይቕዮ ሓቢብቲ ናይ ባሕሬን ድዩ ናይ ስዑዲ ዋላ ድባይ ይፈላለ እዩና
@Channel-wj3xl
@Channel-wj3xl 10 месяцев назад
ናይ ባሕሬን እዩ ማዓረይ
@Samib-
@Samib- 10 месяцев назад
ፕሮፋይለ ኣቲኩም ካኣ ሳብክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋት
@Samsunga535G-we2pr
@Samsunga535G-we2pr 10 месяцев назад
ክንደይ ካራትዩ
@Channel-wj3xl
@Channel-wj3xl 10 месяцев назад
21እዩ
@Samib-
@Samib- 10 месяцев назад
ፕሮፋይለ ኣቲኩም ካኣ ሳብክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋት
@እዩኤልእግዚአብሔርእውነተ
ናይ ቃል ኪዳን ከ ክንደይ ይውድእ ይከውን
@Channel-wj3xl
@Channel-wj3xl 10 месяцев назад
በቢ ደረጅኡ እዩ ማለተይ250 ኣሎ 300 እውን 400 350ከም ግራሙ እዩ ካባኡ ንላዕሊ ኣይወስድንን
@godislove8937
@godislove8937 10 месяцев назад
አነስ ከምናይ ሃበሻ ድዛይን ስኢነ እየ አብ ባሕሬን አዳማይ ይጨነቀሉ ኢለ ሓዲገዮ😅ግን ሓላላተይ ካብ ከተት ክዳውንቲ ወርቂ ዩ ዝሕሸክን ዘክስበክን ዘለአለማዊ ርስቲ ዩ🙏❤
@Samib-
@Samib- 10 месяцев назад
ፕሮፋይለ ኣቲኩም ካኣ ሳብክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋት
@Rokiybiio
@Rokiybiio 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤
@MeriHaylsh
@MeriHaylsh 7 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤
@tgray2416
@tgray2416 10 месяцев назад
❤❤❤❤
@trhaaryam
@trhaaryam 10 месяцев назад
❤❤❤
@SwSwi-m9l
@SwSwi-m9l 10 месяцев назад
❤❤❤
@mylove1520
@mylove1520 10 месяцев назад
❤❤❤❤
@BihanHayelom-lz5fx
@BihanHayelom-lz5fx 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤
Далее
ችዲ ብኡ ገይሪኺጥፍኢ
18:15
Просмотров 29 тыс.