Тёмный

"ውሂብሰ ለሚዱ ውእቲ" - ምሃብ ምርካብ ኣይኮነን ምሃብ ልምዲ እዩ 

Wushatena Media
Подписаться 125 тыс.
Просмотров 14 тыс.
50% 1

✅ ናብ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ዝኸኣልናዮ ንሓግዝ!!
/ @wushatenamedia
✅ ትርሐስ ፀጋይ እትበሃል ሓፍትና ናይ ኣይተ መረሳ በርሀ ፀገም ዕረፍቲ ክህባ ስለዘይኸኣለ 5ሺሕ ብር ብምልኣኽ ፀገሞም ናብ ለጋስ ሕብረተሰብ ክቐርቡ ገይርና ኣለና።

Опубликовано:

 

28 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 52   
@ኣሉጎልትግራይ
@ኣሉጎልትግራይ 3 года назад
E.R Mharet Ywrdelkum Baba Muluy Admen Tanan Yhabka
@daniya4773
@daniya4773 4 года назад
ስለ ኩሉ ነገር እግዝእልብሄር ይመስገን መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሓቂ ዘሐብን ስራሕዩ እዛ ግዜ ተደጋጊፍና ንሕለፋ ነቲ ፅቡቅ ግብርኩም ሪኦም ኣብ ሰማይ ዘሎ ኣቦኩም ምእንቲ ከመስግንዎ ብርሃንኩም ኣብ ቅድሚ ሰብ ይብራህ ክቡራት ኣሕዋተይ ብዝወፀ ይተክአልኩም
@مونعلي-ش1ع
@مونعلي-ش1ع 4 года назад
ምሕረት የውርደልኩም ኣቦዋይ
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 4 года назад
መምህር ተባረኽ
@ቲቲነኝየማርያምልጅ
እግዚአብሔር ምስኩም ይኩን እንተ መምህር ሙሉ ግን ቃላት የብለይን ዝከድኳዮ ኩሉ ለምለም ይፅናሕኳ
@hyatemdhmed2926
@hyatemdhmed2926 4 года назад
መ/ሙሉ እግዚአብሔር ንሽሕ ዓመታት የንብርካ ንዓካስ ተዝከአል ኔሩ 10000 ላይክ ምሃብኩካ
@samraselam1206
@samraselam1206 4 года назад
God bless you father 🙇‍♂️🙇‍♂️🙇‍♂️
@samirai4705
@samirai4705 4 года назад
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደለም መምህር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ
@hanasolomon7069
@hanasolomon7069 4 года назад
God bless you
@embasoyra6815
@embasoyra6815 4 года назад
እግዚኣብረሔር ምሕረት የውርደልኩም ኣቦይ መኣረይ ካብ ወድኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኣቱም dislike ገርኩም ዘለኩም ሰብኣውነት ዘይብሎም
@gantataewed4461
@gantataewed4461 4 года назад
ሙሉየ ዋጋካ ካብ ሰማይ እዮ ዝሓወይ። ግን ሓጋዘይ ከምተገበረሉ 2 ወይ 3 ከምኡ ዝበሉ ጥዑያት ከምሐገዝዎ እምበበር ሐደ በይኑ ንትግራይ ሙለእ ከመይ ገይሩ ይውዳእ ፀገም ናይ ስብ ብዝኮነ እመብርሃን ሓይሊ ትኩንካ ንኣቦና ከኣ ምሕረት የውረደሎም
@gooxplaza1790
@gooxplaza1790 4 года назад
እግዚአቤሔር ፈዉሲ ምሕረት ይዉርደሎም መምህርይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@binyam1578
@binyam1578 4 года назад
ሙልየ ብርክካ ይጽናዕ🙏🏼✝️ኣቦየ ምሕረት የዉርድ
@zeresenaymengstab5144
@zeresenaymengstab5144 4 года назад
ኣብ ዓምደ ሰመያት መጽሓፈ ሂወት ይጽሓፈልካ እግዚኣብሄር
@lyufkralenlehagere314
@lyufkralenlehagere314 4 года назад
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ መምህር ሙሉ ሓወይ እዋይ ገዛ ከዳኒ ትብል ዓባየይ ለከ ሕጂ ክርዳኣኒ ከሎስ ሓቃ እያ ገዛ ከዲንዎ እምበር ክንደይ ክፉእ ኣሎ መምህር ሙሉ ሓወይ ኣነስ ቃላት የብለይን ንኣኻ ዝገልፅ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንኩሉኩም ገበርቲ ሰናይ ብዝወፀ ይተከኣልኩም ኣቦይ ማዓረይ ፈውሰ ምሕረት የውርደሎም
@fi7521
@fi7521 4 года назад
እግዚአብሄር አምላክ ምሕረት የውርደልኩም ኣቦና መሉየይ ቃለት የብለይን ዕድመ ማትሳላ ይሃብካ ፈጣሪ
@ድንግልማርያምአደይዋሕስሂ
መምህርሙሉየይ ብኣምላክ ርከቦ ሙሉእ ምሕረት የውርደሎም ኣምላክ ንዋብቱ እውን አብዚሑ ይሃብኪ ኣምላክ ዛሓፍተይ
@ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደሎም አቱም ለገስቲ አሕዋትና ክብረት ይሃብልና
@ruftalbey8635
@ruftalbey8635 4 года назад
ሰላም ኣምላኽ ምስ ኩላትና ይኹን ኤርትራውያን ኢትዮጵያውያንን (ተጋሩን) ኣነ ኤርትራዊ እየ ግን እዚ ጉዳይ ብጣዕሚ ከብደይ ስለ ዝበልዓኒ እየ ክጽሕፎ ተገዲደ ዘለኹ። ካብዚ ብምቅጻል ሓንቲ ሓበሬታ ኣላትኒ ንሳ ኸኣ፡ ከምዚ ትስዕብ ትመስል። ሓንቲ ሓፍትና ነባሪት ከተማ ዓዲ ግራት ወ/ሮ ኣብርሀት ተስፋይ ብበዓልቲ ገዘአን ኣለማዮ ገብረስላሴ ብኣዝዩ ዘሕዝን ፍጻሜ ብጥይት ተቀቲለን ኣለዋ😭😢። 2ተ ቆልዑ ውን ኣለዉወን እቲ ሓደ ቆልዓ ምሰአን እዩ ኔሩ እታ ጓለን ግን ኣብ ቤት ምግቢ እያ ትሰርሕ። ስለዚ ኣነ ክብሎ ደልየ ዘለኹ Chanel Wshatena Media ምስ መምህር ምሉእ ማለት'ዩ ነዚ ኣዲኡ ስኢኑ ዘሎ ከብድኻ ዝበልዕ ቆልዓ😢 ብሰንኪ ስእነት 5ይ ክፍሊ በጺሑ ኣቋሪጽዎ ኣሎ ስለዚ እቲ ሕልና ዘለዎ ሰብ ምእንቱ ክሕግዞ ኣጆኻ ኢሉ ከጸናንዖ ብመልክዕ ቻነልኩም እንተ ተቅርብዎ ክንደይ ሰናይ ነገር ኔሩ መሲልኩም። ብፍላይ መምህር ምሉእ ኣቦ ጭኑቃትን ሓብሓቢ ስኡናትን ዝኾንካ ጠንካራ በዓል ሕልና ሰብ ኢኻ እሞ ሓደራ እዚ ቆልዓ ብMedia ከተቅርቦ ምሕጽንታይ የቅርብ። በዚ ዝስዕብ ስልኪ ጌርኩም ድማ ረኺብኩም ከተቅርቡልና ተስፋ ይገብር 0914723183 ገብረመስቀል ገብረእግዚአብሄር 0914723183።
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 года назад
ኣይይይ ብሓቂ መሕዘኒ
@hiwetgerye3408
@hiwetgerye3408 4 года назад
Memher mulu btaemi eye zednkeka ahwatey nay memher selki zethababerni
@mg-kb9cr
@mg-kb9cr 4 года назад
ፈጣሪ ምሕረት የውርደልኩም ወላዲ
@ፍሩትጋልዓጋመወልዋሎ
Amen newhabi amlak abzihu yhabo
@amanielyrga8521
@amanielyrga8521 3 года назад
ፈጣሪ ምሕረቱ የዉርደልኩም አያ
@ትግራይዓደይቅድስቲመሬት
ኣያና ምሕረት የዉርደልኩም😢😢
@shashayhaftuwediderialbadr3928
@shashayhaftuwediderialbadr3928 4 года назад
ኣምላክ ምሕረት የውርደለም ንዓካ አውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ መምህረይ
@ኤስሮምወዲሓጂ-ቸ2ሐ
@ኤስሮምወዲሓጂ-ቸ2ሐ 4 года назад
ጸጋ የብዝሓልካ መምህር ምሉእ ብጣዕሚ ካብ ኣምልክ ርክቦ ንዝሓመሙ ካኣ ምሕረት የውርደሎም
@የድግልማርያምልጅነኝጌታሆ
Mhret yewurdelkum abona hawuna memhr Mulu egziabher amlak edmen tenan yhabka
@almasneggaz2302
@almasneggaz2302 4 года назад
ምህረት ይውርድ መዳህንአለም አባታችን
@ፍቕሪእዩጡዑም
@ፍቕሪእዩጡዑም 4 года назад
Mhret ylaakelkum fetari🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 muley tebarek
@ሕልሚኣለኒክበፅሑዝደሊ
ምሕረት የውረድሎም ኣባይ
@ትግራይዓለመይናፈቅ
ምሕረት ይውረድ አባና 🙏🙏🙏😍😍
@gideykidane4717
@gideykidane4717 4 года назад
Egzabehar edamna tena yhabka🙏🙏🙏💗💗💗💗
@dawitteame3666
@dawitteame3666 4 года назад
Egziabhier mhret yewrdelom
@kahsayemane4559
@kahsayemane4559 4 года назад
ምሕረት የውርደልኩም ኣያየ
@milonmilon6338
@milonmilon6338 4 года назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ክብር ሓዉና አቦና ምሕረት አምላክ ምሕረት የዉልደልኩም ክብር ሓዉና ሙሉ ዓስብካ ብአምላክ ርከቦ ዝሓወይ
@ሳምራዊትጋልኣሕፎሮምተመስ
❤❤❤
@ኦበዓልብዙሕምሕረትጎይታይ
እዚ ናይ ርኩስ መንፈስ እዩ ማየጨሎት እዩ ዘድሕነኩም ኣቦና እግዚኣብሄር ምሕረቱ ይለኣኸልኩም
@ትግራይዓለመይናፈቅ
መምህረ መሉ ሓወና የቀንየልና
@ቅዱስሩፋኤልጠብቀኝ
ልኣያና እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደሎም መምህር ሙሉ ደሞ ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና
@ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ
አይ ሓረስታይ አሽኳንዶ ሓሚሙ ሓሪሱ አዳፋሪሱኳ ፀገሙ ዘይቕረፈሉ መሕዘኒ እዩ አያይ መዓረይ አጆኹም መምህረይ ብሓቂ ኢኻ ለባም አነስ ዝብለካ የብለይ ፈጣሪ አምላኽ ምሳኻ ይኹን
@lave9644
@lave9644 4 года назад
እግዚኣቢሀር ምሕረቱ ይልኣከልኩም ኣቦይ ሙልየ ተባረክ
@galltigray4548
@galltigray4548 4 года назад
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደሎም አያዋይ መዓረይ ዝሃብኪ ሓፍትና ይሃብኪ ዝሓፍተይ
@ቲቲነኝየማርያምልጅ
አሜን አሜን አሜን የኔ ቆንጆ
@lmlmhou2187
@lmlmhou2187 4 года назад
Egzabehr mulue mihret yewerdelkum ayeway marey 😭
@almazgebru4633
@almazgebru4633 4 года назад
God bless you 🙏 ❤ 🙌
@ADMASHXANAT
@ADMASHXANAT 4 года назад
Tele natka gen ayserhin zelo memher mulu eske xehafeley bezi
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 4 года назад
00251914722907 Mulu
@salamgaberlul8451
@salamgaberlul8451 4 года назад
💖💖💖💖
Далее