Тёмный

ውዕሎ ሽወደን ፧ ሓቀኛ ታሪኽ ስድራበት ኢሰያስ ሌላ ምስ ስድርኡን ኣመጻጽኡን 

TEFETAWI TALKSHOW
Подписаться 145 тыс.
Просмотров 24 тыс.
50% 1

ውዕሎ ሽወደን ፧ ሓቀኛ ታሪኽ ስድራበት ኢሰያስ

Опубликовано:

 

6 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 121   
@tefetawitalkshow
@tefetawitalkshow Месяц назад
Don’t Forget To Like Subscribe & Share መደብና ብቀጥታ ብ መንገዲ ሳትላይት ዓዲ ስለዝኣቱ ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿here donorbox.org/tefetawi-talkshow Join this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿 ru-vid.com/show-UCSMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQjoin
@OgbaiZera
@OgbaiZera Месяц назад
ናትናኤል ድርባይ ጋሓፍ ምካኑ ኣይፍክጥን እዩ
@OgbaiZera
@OgbaiZera Месяц назад
ለተገርግሽን እዛ ምሽምሽቲ ስሎሜን ጥፍኡ ቅድሚ ኢሳያስ ሓሰውቲ ሸቀጥቲ ሽለት ምስ ምዕበይቶም ቦግ በሎ። ምርጋም ይፍቀድ እዩ ይመስለኒ
@OgbaiZera
@OgbaiZera Месяц назад
ሓሶት ጸላእኩ ግርግሽ ጆርጂና ደው ኣብሊዮነየናይኪ ክንኣምን
@Galeb414
@Galeb414 Месяц назад
Brey eisayes bela kid Dua 😂😂😂​@@AduTes-by4es
@LemlemBerheReda
@LemlemBerheReda Месяц назад
Selitenezeytflitoaytizarebderikibezemnderkiyuneruabgezehylesilseanebrnnsemitikhktrytzrebbuzhhzibselezsemeknyhdewulksebhizikaytzreb
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk Месяц назад
ብራቮ ጅግና ተፈታዊ ሓቀኛ ታረኽ ዝሰምዖ ክበዝሕ አለዎ
@pelarbackenmottagning544
@pelarbackenmottagning544 Месяц назад
Thank you Seltene 💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙❤
@elsagebrehiwet6295
@elsagebrehiwet6295 Месяц назад
ኣነ ዝገረመትንስ ንኢሳያስ ሓዉ ጥማዕ ዝኽርታተይ ትብል መጸሓፍ ጺሒፉ ንኣንድነት ዝነበረ ሓወቡኡ መዘከርታ ን20 ሰነ ምኽንያት ብምግባር ወፍይዋ ማለትስ እንታይ ማለት እዩ።
@BETESEB1972
@BETESEB1972 Месяц назад
እንታይሞ ኤርትራውያን ረሳዕቲ ኢና ባርነት ለሚድናዮ ዘሕዝንን ዘሕፍርን እዩ😢😢😢😢😢😢😢
@YosefTsehay
@YosefTsehay Месяц назад
ነዞም ደገፍቲ ህግደፍ ሰብ ዘይኮኑ ሰብ መሰል ሃሰማ አዮም፥ነዚኦም ብትራክተር ክትረፍጾምን ክትጪፍልቆም ጥራይ አዩ ፥
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk Месяц назад
ሓቀኛ ታረክ ድክታቶር
@MengistabGubsa
@MengistabGubsa Месяц назад
ካብ ኩሉ ሚድያታት " ሓቂ ክትፈልጥ - ትፅዕር ሚድያ ተፈታዊ ሸው " ናትካ ናይ ሰልጠነ ጅግና ኢያ ። ኩለን ሚድያታት " ሓሶትን - ሓቅን - እንዳፈለጡ ፣ ምእንቲ ገንዘብ ( ሕልኖኦም ) ይሸጡ ። በዚ ምክንያት ሪኢቶ ኮመንቲ ምፅሓፍ ገድፈዮ ። አብዛ ናትካ ምድያ ግን * ይፅሕፍ - አለኩ * ።ክፅሕፍ እየ ፥ ምክንያቱ ሚድያካ * ኢታ ዝበለፀት ምድያ ኢያ ። ብዓይነይ ።
@MengistabGubsa
@MengistabGubsa Месяц назад
እምብአር ኩሉ ትብሎ ዘለካ " ኩሉ ሓቂ ኢዩ " ።ፕሎትካ ይርድአኒ ኢዩ ዝብል ሰብ ። ኢታ ንሃይለ ስላሴ አብ ዓለም " አብ ሃገረይ ጥምየት የለን ዝበለ ፣ ጠንቂ ሓውቡኡ ንእሰያስ ኢዩ ሓላፍነት ዝስከሙዎ ። ኢዚ ናይ ( ወሎ ) ጥምየት ከይመስለኩም ፥ አብ ከተማታት " አዛብእ ንሰብ ብህወቱ ከሎ ዝበልዕሉ ዝነበሩ ኢዮም ። አነ ወዲ 83 / ዓመት ኤርትራዊ ወዲ ማዕረባ ብዓይኖም ዝርአይዎ አዕሊሎምኒ ።
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk Месяц назад
እስያሰ ህዝብ ኤረትራ ከጠፈእ እምበር ከሊምዕ ዝመጸ ቀታሊዩ
@kaliebseium1049
@kaliebseium1049 Месяц назад
💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙
@debbasyohannes203
@debbasyohannes203 Месяц назад
"ካብ ዝቀበረስ ዘላቀሰ"ከምዝባሃል ብዛዕባ ደጃዝማች ሰሎሞን አብራሃ ዝሃብካዮ ጌጋ ሓቤሬታ ቁሩብ ክምስክር። ልክዕ እዩ ደጃዝማች ሰሎሞን ናይ ወሎ እንደራሴ(አማሃዳሪ) አብዝነበረሉ እዋን ወሎን ደቡባዊ ትግራይ በተፈጥራኣዊ ማይ ብምስኣን አቢ ጥምየት ተኸሲቱ ብዙህ ሰብ መይቱ። ንሃይለ ስላሴ መንግስቲ ምውዳቅ ዊን ካብቶም ምኽንያታት ሃደ እዩ ነሩ፣ ይኹን እምበር ደጃዝማች ሰሎሞን ብዕዋኑ ንዝመልከቶም መዝታት አንተሓበሩ ዝሰምዖም አይረኸቡን ስቅ ነኽብሉ ከማን የጥንቅዎም ነሮም። እቲ ምኽንያቱ ድማ ወሎን ሽዋን ፖለቲካዊ ቅርሕንቲ ስለዝነበሮም እዩ፣ ራስ ተፈሪ(ሃየለስላሴ)ናብ ስልጣን ክድይብ ከሎ ንልጅ እያሱ፣ወዲ ጓል ሃጸይ ምንሊክ ዕልዋ ብምግባሩ እዩ።ስለዚ እቲ ዘስካሕክሕ ጥምየት ወሎ ብስርኣት ሃይለስላሴ ደኣምበር ብደጃዝማች ሰሎሞን ጌጋ ከምዘይኮነ ክንግንዘብ ይላቦ።ናይ ስልጣን(power ) መስርሕ ንዝፈልጥ ናይ ደጃዝማች ሰሎሞን ገንሸል ምዃን ዘደንቅ አይኮነን።
@rosyghide3037
@rosyghide3037 Месяц назад
Very nice ,good Job
@MengistabGubsa
@MengistabGubsa Месяц назад
አነ ካብዛ ናይ ሎሚ መደብካ ዝመሰጠትኒ * ታርክ - ናይ - ዓብደልቃድር - ከብረ - ሙሁር - ጀብርቲ * ምምፃእካ ኢዩ ። ሰልጠነ ንእሽተይ ዕድመ ዘለካ ኢካ * ብፃዕርካ ግን ዓበይቲ ሙሁራት ኤርትራውያን ፥ ፈሪሖም - ሓቂ ፥ እንዳፈለጡ አፅቅጦም መብዛሕቶኦም ይሞቱ አለዉ ። ንስካ ግን ሰልጠነ " ንዓካ - ፈልጥካ - ንቡዝሓት - መንእስያት - ተፍልጥ አለካ ።
@natsinettesfay4018
@natsinettesfay4018 Месяц назад
ኪኪኪኪኪ ሰልጠነ ሓወይ ናይ እሳያስ መቦቆል ጎርጊርካ እንተኣውፂካ ደገፍቱ ወድኩም ተንቤናይ እሳያስ ኣብሊዕሌና ዝገበሮ ግፍዒ ኢሎም ክዘሙቱና እዬም 😀😀😀ብደፍኑ ደኣ ከይታምፀልና ሰልጠነ🤗🤗🤗🤗
@asternegasi7594
@asternegasi7594 Месяц назад
💙💙💙
@alemdesta454
@alemdesta454 Месяц назад
ሐዝሲ ትግራዋይ እዩ ዲኩም ትብሉ አይትኮውንን ያ😂 ዋይ ዘይወፀልና ተጋሩ ዘዝአረጉን ዘዝተደርበዩን😫አድልይኩም ብርካሽ ሽጥዎ😉
@selam7603
@selam7603 Месяц назад
This is 💯 Right the dictator he came to destroy ERITREANS 😂😂😂
@woldemichaelgebremichael3126
@woldemichaelgebremichael3126 Месяц назад
ደገፍቲ ምልኪ,ገረብ ብሓክላ ተባሂሎም ስም እንዝጽውዑ መንእሰይ ወለዶ ታሪኩ ብዝቀለለ ፈሊጡ ንለውጢ ምተቃላጠፈ ይብል!!
@doitnowstudio7867
@doitnowstudio7867 Месяц назад
ትግራዋይ ሙካኑ ሎሚ ዲካ ፈሊጥካ ሰልጠነ?
@0mohammed703
@0mohammed703 Месяц назад
I have to laugh out loud when you blubbered that abdulgadir Kebire was from inticho. You ugums keep it up and entertain us.. Hahahaha. I know who he is, Iam related to the great martyr abdulgadir Kebire.
@habtommasgina4065
@habtommasgina4065 Месяц назад
እንዳፈለጠ ዘጽቀጠ ህዝቢ እሞ ኣበይ ክሰምዕ ኢሉ
@Aswa2000
@Aswa2000 Месяц назад
ናይ ኢሳያስ ኣፈውርቂ ተንኮልን ክፍኣትን ወይ ናይ ግዳይነት ባህርያት ብዝዓብየሉ ከባቢ እዩ ዝውሰን ኣብዚ ድማ ኢሳያስ ጥራይ ኣይኮነን። ን ክፍኣት ግብሪ ስብሓት ወይ የማነ ማንኪ ካብ ኢሳያስ ዝፈልዮም የሎን
@MengistabGubsa
@MengistabGubsa Месяц назад
ኢቲ ዝገርመኩም " አብ ግዜ ጥልያን / አብ የመን "ትርጁማን - ኮዩኑ " ክሰርሕ ከሎ ዓብደልቃድር ከብረ " ኢዚ ሩኩስ መንፈስ " ። ንየመንን / ስዑዱን - ክዓርቅ አብቲ ናይ ዕርቂ አከባ ከም ዝተሳተፈ ሽሙ ይርከብ ። አብ ኤርትራ ግን * ንኩሉን ቀብላን / እንዳን አኪቡ * አልራብጣ - አልእሳልምያ - * ትብል ብጨንፈር "አክዋኒና - ሞስልምን " ብምስጥር ትምራሕ ( ማሕበር ) መስሪቱ ብአሻሓት ንፅሃት ኤርትራውያን [ አብ ጀብሃን - ሻዕብያን ] ክርስትያን አቅትሉ ። ኢዚ ሓሳብ " ዓብደልቃድር - ከብረ ኢዩ ። ሰብ - ስጉኡ - አይኮነን - ሓደገኛ ። ሓደገኛ ኢቲ ሩኩስ መንፈሱ ( አተሓሳስቡኡ ኢዩ ) ። እምብአር አስላም ሙሁራት ኤርትራውያን * ናይዚ ሩኩስ መንፈስ ዓብደልቃድር - ከብረ - ሙሁር - ጀብርቲ - ሕዞም - ኢዮም ( አፅቅጦም - ዘለዉ ) - ግን - ብሓይሊ - ፈጣሪ - ኩሉ - ዓለም - መጥፊኢኦም - ክከውን - ኢዩ ። ለውጢ 100/100 ኢዩ ዘሎ አብ ኤርትራ ። አብ ስልጣን ዘማሓድር ግን " ካብዘይ ተፀብዮ ህዝቢ " ኢዩ ክመርሕ ። ሱዳን - ከምዚ - የጋጥሞም - መን - ይሓስብ - ኔሩ ። ኮዩኑ ግን " አጋጢሙ " ። ሰብ - ዝዘርኦ - ኢዩ - ዝዓፅድ ። ፁቡቅ - ንዝራእ - ፁቡቅ - ክንዓፅድ ።
@tewoldekahsai415
@tewoldekahsai415 Месяц назад
Right 100%
@almazmokenne9705
@almazmokenne9705 Месяц назад
Thank you Seltane hawena....We Eritrean don't know our own history
@pelarbackenmottagning544
@pelarbackenmottagning544 Месяц назад
👏👏👏👏
@ahferomgebremedhin3289
@ahferomgebremedhin3289 15 дней назад
ሎቕማጵ ሓሳዊ ወለዶ ናይ ባዒል ድሩዕ ዳእ ዘይትዛረብ።
@faligali6690
@faligali6690 Месяц назад
ተደምረናል ሓደ ኢና ።እስኻ ኢኻ ትመርሓና ዝዛረቦ ዘለኾ ንቐሊዓለም ኣይኮነን ክብሃል ኣበይ ነርኩም።ሕጂ ድኣ እንታይ እዩ እቲ ጸገም።ሕጂ ነቲ መራሒኹም ከምዚ ኢልካና ነርካ ሕጂ ድኣ እንታይ እዩ እቲጸገም በልዎ።ኣይትፍርሑ ኩሉ ዝበለኩም ኣይትግበሩ ምሕታት ልመዱ።
@Issco1987
@Issco1987 Месяц назад
Absolutely true dear brother
@OgbaiZera
@OgbaiZera Месяц назад
ሰላም ሰልጠነ ኣቦና ሃብተማርያም ኣብራሃ ብዛዕባ ኢሳያስ ካብ ኣዋላልዳኡ ብጽሑፍ ኣቕሪቦም እዮም። እቲ መሻረዊ ህዝቢ ንኢሳያስ ምጽላን ገዲፎም ምስ ኣቦይ ሃብተማርያም ነቒፍና ኢሎም ምስ ሃይማኖት ኣሳቢቦም ክጽልእዊም ከጽልምዎም ዝተራእዩ። ናይ ኢሳያስ ባራዩ ክኮኑ ዝመረጹ ብዙሓት እዮም። እዚ ክምዚ ዝኣመሰለ ሸፈነ ረኪቡ ኢሳያስ እንዳተሓጎሰ ነታ ሃገር ህዝቢ እንዳጋጨወ ኣብምንታይ ይእቲና ከም ዘሎ ከም ጽሓይ ብርሃን ኢሳያስ ንስልጣኑ ንተልእኮ ስለያዊ ሚሽን ክፍጽም ኪኢሉ ኣሎ። ሕጂ ግን ህዝቢ ክርድኦ ጀሚሩ ወይልኡ ዝብሉ ኣናብስ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ተዳጉኖም ይርከቡ። ሎሚ ኢሳያስ ዘይኮነስ እቶም ናቱ ዋሃዮታት ዝያፋ ንሃገረ ኤርትራ ከጥፍእዋ ይርከቡ። ብእንጻር ንስይዚ ኩሉ ድማ ሳልሳይ ወለዶ ስርሕ ህግድፍ ብግቡእ ዝተረድኡ ምምጽኦም ናይ መውዳእታ ምዕራፉ ክብጽሕዎ ኣብ ምድላዋት ኣለዉ። ታርክ ውልቀ መላኪ ኣክቲሙ እዩ ሓመድ ድበ ጥራይ ኣይተገብረን።
@teswedi9193
@teswedi9193 Месяц назад
ተፈታዊ ከመይ ትከውን ኢንተ ሪኢካያ ኢዛ ኮመንት ድምጽካ ብ ጣዕሚ ትዕጾ ኣለካ ካብ መግሮፎን ክከውን ይክእል ስለዚ ኣስተውዕለሉ ሓወይ
@Sesaaythaile
@Sesaaythaile Месяц назад
ተድምርናል ከምዝብሉ ሕጂ ርስዐሞ
@aklilutewelde6777
@aklilutewelde6777 Месяц назад
ዝገርም እዩ
@abebugola7767
@abebugola7767 Месяц назад
ሠልጠነ ጌጋ ታሪክ እዩ ፈጺሙ ኢሳያስ ምስ ሀፄ ዮሐንስ ደራኩብ ከምዘይብሉ ዩንቨርስቲ መቀለ አረጋጊጹ እዩ ሸቁ ሐጐስ አባ ሐጉኡ ንኢሰያስ ወታሀደሮ ናይ አሉላ እዩ ኔሩ
@Hadera-od7jn
@Hadera-od7jn Месяц назад
Yewardka ! Nizi telam seytan agame eseyas welodo afewerki dejezmach abraha kasa wedi tigray aytifeliton dikha 1975 firki mekele geza nipret zitewerese inda abraha castil hotel natom iyu neru !
@B-syi8jj
@B-syi8jj Месяц назад
ሎሚሲ ዋላቶ ኮንፊስ ግበሮም ኢሎምኒ ዝበልካዮም ውን ቅጭ ኣምጺእካሎም
@bereketbeyene2243
@bereketbeyene2243 Месяц назад
True story thanks
@user-kp6ph7br8d
@user-kp6ph7br8d Месяц назад
ሐጎስ ኪሻ ሐው ትዕበ ሰንዓፈ ሆቴል ዘለዋ ንሱ እውን ቴቤን እዮም
@jemalabdela269
@jemalabdela269 Месяц назад
Hasse ika seltne
@amanhaile6579
@amanhaile6579 Месяц назад
Reall story 👏👏👏👏👏👏👍
@weghufetwi5868
@weghufetwi5868 Месяц назад
👑🫶💙💙💙🌿🌿🌿🌿
@MengistabGubsa
@MengistabGubsa Месяц назад
እምብአር - ሓንቲ - ካብ - ኢሰያስ - ንላዕሊ - ፀላኢ - ህዝቢ - ኤርትራን ( ሓበሻን / ቀርኒ አፍርቃን - የሁዳውያን ) ኢዚ " ብዓል ሩኩስ መንፈስ - ዓብደልቃድር - ከብረ - ኢዩ ። ካብቲ ዝገርመካ ( ሶማል ስጋብ ኢዛ ስዓት እዝአ ድሕሪ " ስያድ - ባይረ " ምስ ሞተ ሽግሮም - ምፍታሕ ሲኢኖም ዘለዉ - ጠንቂ ዓብደልቃድር ከብረ ኢዩ ) ። ሞዩቱ ከሎ ዓብደልቃድር ከብረ " ሓሳቡ - ግን - መንሽሮ - ኮዩኑ - ንፅሃት - ሰባት - የጥፍእ - አሎ " ። ስጉኡ ሞዩቱ ከሎ ( ሓሳቡ - ምስ - ሙሁራት - አስላም - ብረን ዎሽ - ገሩ - ጠንቂ ስጋብ እዛ " ስዓት ኮዩኑ አሎ ) ።
@asgedombeyene8771
@asgedombeyene8771 Месяц назад
ሰልጠነ ኩሉ መደብካ ጽቡቕ እዩ ግን ኣብ ግዜ ንባብ ተዳሊኻ እቶ እቲ መልእኽቲ ተሕልፎ ዋግኡ ይጎድል ኣሎ ብዘይ ትንታነ ጽቡቕ ንባብ ገርካ እንተትሕልፎ ውጺኢታዊ ምኾነ።
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv Месяц назад
ኣስምረላ ኣለኹ።
@nohahassen6731
@nohahassen6731 Месяц назад
Seket hasawei mn da terifika tegrawy zygberkaiyo meskinay 😅😅😅😅
@yonaskidane9267
@yonaskidane9267 Месяц назад
Xbuk Srah btaemi mehri ayklaeka memhari Aygebrka endu seke EZOM BARAYU NAY HGDEF EZiKULU MEMHARi RKibom Zeymeharu Dea koynom enber
@tesfuhat.407
@tesfuhat.407 Месяц назад
ህዝቢ ኤርትራ ኣይፍልጦን ነይሩ ዘይኮነ ከስምዕ ስለ ዘደለየ ኢዩ ሓድ ምሳሌ ኣሎ ንሱ ድማ ካብ ክሰምዕ ዘይደሊ ንላ0ሊ ጸማም የለን ። ኮይኑ ምበር ኣብ 1974 -75 ወድ ጆርጆ ንጀብሃ ኩሉ ነጊርዋስ ትምህረሉ ነይራ ኢያ -።
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk Месяц назад
እሰያስ መጋበርያ አመረካዩ ናይ ሓሶት ጽልኢዩ
@bereketgebre4685
@bereketgebre4685 Месяц назад
ማስሜድያታት 20 ዓመት ኮይኑ ኢሰያስ መን ኢዩ ኢሎም ካብ ዝዛረቡ
@The1shikorina
@The1shikorina Месяц назад
Selam Seltene, ኣብዛ ጆርጆ እንዳተዛረብ ትረኤ ዘላ ስእሊ ናይ ስውኣት ናይ ሓሶት'ያ። ኣነ ብሂወተይ ኣለኹ ።መወሰኺ ዕድመ ድኣ እገብረይ እኸውን'ምበር ስመይን ስም ኣቦይን ስእለይን ተጠቂሞም። ስለምንታይ ከም ዝተጠቀምሉ ኣጸቢቀ እፈልጥ'የ። ናይ ሻዕብያ ተጋዳሊት ወይውን ወሃዮኦም ኮይነ ኣይፈልጥን።
@MengistabGubsa
@MengistabGubsa Месяц назад
እምብአር - ንእሰያስ - አነ * ሳዕበን - ኢየ - ዝገብሮ * ። ጠንቂ ሞዩቱ ኮሎ " ሓሳቡ " አብ ኩሎም ሙሁራት አስላም ፡ንክርስትያን - አጥፍእካ አብ [ ኤርትራ - አብ ኢትዮጵያ - አብ ቀርኒ አፍሪቃ ] እስላማውት - ዓረባውት - ኤርትራ ክሰርሑ * ቃለ- ማሕላ * ዘእተዎም ሩኩስ መንፈስ " ጀበርቲ ሙሁር ዓብደልቃድር ከብረ ኢዩ ። እምብአር ኢሰያስ * ሳዕበን * ኢዩ ። እወ - ንኩሎም - በልዕዎም - እዞም አብ " ምስጥራውት - ሰልፊ " ዝነበሩ ( 11 - ሙህራት - አካላት ) ቃልሲ ኤርትራ - ዝጨወዩ - ኢዮም ። ታሪኮም - ነውሕ - ኢዩ ። አብ 21/ ክፍለ - ዘመን ዝሕባእ ( ምስጥር ) የለን ፡ኩሉ ክፍለጥ ኢዩ ። ኢሰያስ - ጠንቂ - ዘይኮነ ( ሳዕበን ) ምካኑ ክትአምኑ ኢኩም ። ስጋብ ሕጂ " አስላም ኤርትራውያን አብ ምቅዋም የለዉን ። እንታይ ይፅበዩ አለዉ ? ? ? ገረብ - ብሓክላ ) ናይ ዓብደልቃድር ከብረ ሓሳብ ኢዩ ። ማሕበሩ ዝመስረታ አብ ከረን * አልራብጣ - አል እሳልምያ * ብሳዕብቱ ብምስጥር ስጋብ ሕጂ ትሰርሕ አላ ። ናይ ገንዘብ ሓገዝ ክአ ካብ { ሱዕድያ ዝነበረ መራሒ * ንጉስ - ፈይሰል - ይምወል * ኔሩ ። ዓብደልቃድር ከብረ " ንጉስ - ፈሰል " ቅፅል ሽሙ ጅግና - ማሳዋ / አቦ - ማሳው ፣ እንዳበለ ይፅወዖ ከም ዝነበረ ።
@mathewostsegay4868
@mathewostsegay4868 15 дней назад
Kla ዓሌተኛ ዋሒድ
@abrahamgirmay3044
@abrahamgirmay3044 Месяц назад
ሰልጠነ, ዘይራኸብ ዛንታ ኢኻ ሒዝካ መጺእኻ ሎሚ:: ንኣብነት ናይ ወሎ ሓሪ/ድርቂ ምስ ሓወብኡ ዝራኸብ ኣይኮነን:: ሃጸይ ዮውሃንስ ምስ ባዕዳዊ ወረርቲ ዝገበሩዎ ተጋድሎ (ናይ ሰባት ሞት) ምስ ባህርያት ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ዘራኽብ ምንም ነገር የብሉን:: *ብሓፈሻ እቱ ግናይ ባህርያቱ ምስ መቦቆሉ ዘራኽብ ነገር የብሉን:: ናይ ባዕሉ ክፉእ ግብሪ ተሓታቲ ንሱ ባዕሉ ጥራሕ'ዩ:: ብምኻኑ ድማ ንኽትእርሞ እላቦ::
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 Месяц назад
Nay beteseb wurisha zeykones Nay ateababiya xegem yimeslni eti himaq bahri tilabeso
@RobelJETRO
@RobelJETRO Месяц назад
Tegaru rishatkum akibulna beqa yiblekum alo Seltene 😂 lekando gda ⁉️👉🇱🇷👈🍖🍗🦮💨🇪🇹
@SiedOmer-xo7tp
@SiedOmer-xo7tp Месяц назад
ሓሶት ገድፍ ዳሕን ደቁ ኣልው አብ ሽወድን ኣልው ሐቶትም ብጅካ አብ ሓሶት ኣይተንበር ethiopa ደቂ ኤርትራ መነታይ ካድንገር አዮም ዛሕሰብ gen ካብኦም ንሐና ነገርሓ
@yosantrfe-yt6pk
@yosantrfe-yt6pk Месяц назад
💙💙💙💙💙
@simonm.7755
@simonm.7755 Месяц назад
Putin: እዋእ ባዕልና ዘይበልናዮስ? መን ይብሉኻ?
@rahwamengisteab7753
@rahwamengisteab7753 Месяц назад
ጉዳይ ቀዳማይ ጸላኢ ህግደፍ ካብ ትገብር ወለዶ ኤርትራ ትግራይ ክትብል መሬት ክዓርበካ። ክትፈልጥ ኤርትራዊ ምስ ኩሉ ህዝቢ ዓለም ተዋሲቡ ኢዩ
@Gbre1996
@Gbre1996 Месяц назад
I personally i don't care who is Agame or Tgrayay or Eritrean anymore we're fed up with these crap dirty politicians people. What can we do Sabiya Doctatorial . So we aren't the lucky people. I love my people 💙 Eritreans poor Aditat and Abotat and young generation. Selten enough talking about Tigrina nation God be with them. They can talk themselves. We had enough with the two countries. Esaias Afwerki go to Hell and Hwohat go to Hell this two are destroyed innocent people. People are Fed from both side.
@simonzeray1841
@simonzeray1841 Месяц назад
Europa nbalen mis Putin zarqen ydelya alewa anta wedi adgi
@user-cl1xt8jo4g
@user-cl1xt8jo4g Месяц назад
Seltene binam bediau eritrawi entekoynu eritrawi mkanu yneso maletka dyu nsu.sportgnga EYU
@tsegu6068
@tsegu6068 Месяц назад
Seletene nay Yohannes tarik hasot iyu. Ezi sebay teshifuleka zelo , check his background Denbia kekewin. Yohannes nehizbi hiwotu zehabe Hatseye iyu.
@senaitsolomon449
@senaitsolomon449 Месяц назад
💙💙💙💙💙💙🎉🎉🎉
@almazmokenne9705
@almazmokenne9705 Месяц назад
We are dieing for Lack of Knowledge. Thank you Seltane hawena...this important topic.
@MengistabGubsa
@MengistabGubsa Месяц назад
ተክላይ - ዓደን - 3000 ተጋደልቲ ተረሽኖም ኢሉ ። ኢሞ ኢሰያስ ቀቲሉዎም አይበለን ።ኢሞ መን ቀቲሉዎም ? ? ? ቀተልቲ ኢታ ምስጥራውይት ሰልፊ መስረታ * 9 ደቂ ሰምሃር 2ተ ክርስትያን ኢሰያስን + መስፍን ኢዮም ። ኢሞ እዞም 9 ደቂ ስምሃር " ኮሚንስቲ ኮዩኖም ፣ መውልቲ ዝነበሩ [ ሰዳም - ሕሰን / ጀማል - ዓብድ ናስር / ሓፍዝ - አልአሰድ ] ኢዮም ። እዝኦም ክአ " እስላማዊ ኮምንስቲ ፓርቲ ኢዮም ። ነቲ ናይ - ማርክስ " ስነ - ሓሳብ " ጨውዮም ናብ ረብሓ ዓረባውን / እስላማውን ኮምንስቲ ንፍጠር ኢሎም ዝመስረትዎ ኢዩ ። እምብአር ኢዚ " ኢሰያስ " ነዞም 9ተ ደቂ ስምሃር በሊዕዎም ፡ ኤርትራ - ናቱ - ሓሳብ - ከምዝነግስ - ጌሩ ። ኢዞም 9 ደቂ ስምሃር " ክንደይ ክርስትያን ቀቲሎም ? ? ? ኢሰያስ ክአ ክአምንዎ ኢሉ " ንሓሳቦም - ይቅበሎ " ኔሩ ። ኢሰያስ ክአ " ንዕላሚኡ - ዝዕንቅፉ - ኩሎም - ሙሁራት - ክርስትያን " ይቀትል ኔሩ ። እምብአር " ጠንቂ " መን ኢዩ ? " ሰበብ " ከ መን ኢዩ ። እምብአር " አክዋኒና - ሞስልምን - አብ ምስሪ ( ግብፂ ) ብ 1928 ኢዩ ተመስሪቱ ። አብ ስዕድያ ክአ " አልዋሃቢ ዝብል አክዋኒና ሞስልምን " ብ ንጉስ - ፈይሰል ዝምወል ተመስሪቱ ። ብ1938 ክአ * አብ ቃህራ * ቤት / ፅሕፈት ከፍቱ - ስርሑ ጀሚሩ ። እምብአር ዓብደልቃድር ከብረ ሙሁር ጀበርቲ " አብዚ ምንቅስቃስ " ብንጉስ ፈይሰል " እንዳተመወለ አብ ባፅዕ አተኣታትዩ ፣ ክትአምኑ * መፅሓፍ አለምሰገድ ተስፋይ አንቡቡ * ። መንሽሮ - ኤርትራ - ዓብደልቃድር - ከብረ - ከም - ዝኮነ ። አብ 40ታት ክአ * አልራብጣ - አልእስላምያ - * መስሪቱ ። እንታይ ማለት ኢዩ አልራብጣ - አልእስላምያ ? ? ? አብ 40ታት ራሻይዳ አብ ቁፅሪ አይእትዋን ኢዮም ነሮም ። ዋላ አብ ግዜ ጀብሃ ከማን ። እምብአር ትግሪኛን ኩናማን ገድፍካ * ዝተረፋ እንዳን / ቀብላን - አብ ሓደ ኢስላማዊ / ዓረባዊ ሓንቲ ምግባር ኢዩ ። አል ራብጣ - አልእስላምያ " ብአክዋኒና - ሞስልምን " መስራትአ ( ሓሰን - በና ) ዝተባህለ ግብፃዊ " ዝተዋህበ { ምስጥራዊ - ሰልፊ } ኢዩ ። ካብ ዝገርም " ስጋብ ኢዛ ስዓት እዝአ " ሙሁራት ጀበርትን " አክረርቲ - አስላምን " ይሰርሕሉ አለዉ ። ኩሉ አብ ትግሪኛ ዘሎ ፍልልይ * ጠንቂ ሙሁራት ጀበርቲ * ኢዮም ። ንሓማስየን ካብ ድምብያ ዝመፁ ኢዮም ይብሉዎም ። ንሰራየ ደቂ ማይ ጠላምት ኢኩም ትባሃሉ ። ንአከለ ጉዛይ " ካብ ደቂ ምሓረ ዓጋመ ኢዮም ። ባዕሎም ዘይኮኑ ነዚ ብሮቦጋንዳ ዝዝርግሕዎ " ብፈክ - መፃሕፍቲ " እንዳገበሩ ። ንድካታት / ወይ ሱሱዐት / ወይ ዓያሹ ክርስትያን ትግሪኛ እንዳገበሩ ኢዮም ። ሓንቲ ክንፈልጣ ዘላትና ፡ ኩላትና ቃንቃ አደና ትግሪኛ - ዝኮነ - [ ዋላ - አብ ማርስ/ አብ ወርሒ ንሃሉ አሕዋት ኢና ] ። ተሰዲድና - ነርና " አብ ዝጥዓመና - ናብ መርየት አቦሓጎታትና - ክንምለስ ጉቡኡና/ መሰልና ኢዩ ። 21/ ዘመን - ሓቂ ዝነግሰሉ / ሓሶት - ዝፈሽለሉ ግዜ ኢዩ ።
@berhanefitsum8227
@berhanefitsum8227 Месяц назад
ሓጎስ ክሻ ኢሮብ እንዳ ኣልገዳ ዩ
@Numbers_May24
@Numbers_May24 Месяц назад
SelaTene Hagerkan hizbikan TiTelim aleka ( Eritrawi inte koynka)
@woredeimam6966
@woredeimam6966 Месяц назад
ገረብ ብሓኽላ ማለት ብሓዉኻ ምጥፋእ ማለት ኢዩ ::
@tesfuhat.407
@tesfuhat.407 Месяц назад
ሰልጠና እታ ገረብ ብሓኽላ ኣሸጊራትካ ኣላም ገረብ ብሓኽላ ማለት ገረብ ብምሳር ኢኻ ትቆርጾ እታ ምሳር ድማ መትሓዚኣ ሓኽሊ ይብሃል ናይ L ቅርጺ ዘለዎ ኮይኑ ካብ ገረብ ወይ ኦም ኢዩ ዝስራሕ። ስለዚ እታ ገረብ ብናታ ገረብ ትቁረጽ ማለት ኢዩ። ኤርትራዊ ድማ ብኤርትራዊ ክጠፍእ ኣለዎ ማለት ኢዩ ልክዕ ከም ኮማንደስ ናይ ሱሳታት።
@minassieshibru266
@minassieshibru266 Месяц назад
መላሓሰ ኣ ኢርትረ ትግረኛ ኢደር ጋሕማጥ ዘደተዘሩ ኢዮም👎👎 ሳሐ 💚💛❤ዶ አበይ ካብ አዲ ሓለዐው አወጺኡ ኣብ አለም ሓዊሰኩም
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv Месяц назад
😂😂 ታይኡዝኸ ምን ለማለት ፈልገህ ነዉ ኣህያ😅😅
@alazarteame0
@alazarteame0 Месяц назад
It is an incridible this much pain history on that trash family
@AbdullahAbdullah-fz6mx
@AbdullahAbdullah-fz6mx Месяц назад
You are always creazy for supporting tigrai. Saying tigrai tigrai made you forget that you are eritrean. Eritrean is a sovereign independ country, while the region tigrai ia part of Ethiopia.
@mebrahtuateweberhan341
@mebrahtuateweberhan341 Месяц назад
ዓብደልቃድር ከቢረ ኣብ ደሴት ደሴ ዝተወልደ ወዲ ዓፈር እዩ። ከም ኣዳላዊ መደብ ናትካ መጽናዕቲ ክትገብር ይግብኣካ።
@mebrahtuateweberhan341
@mebrahtuateweberhan341 Месяц назад
ከምኡ`ውን ኣቶ ሰሎሞን ንኢሳይያስ ሓወቦኡ ምንባሮም ፍሉጥ እዩ። ከም ኢሳያስ ዘይኮኑ ኣብ ወሎ ፍቱውን ክኢላን ምንባሮም እዩ ዝፍለጥ። ንጥምየት ወሎ ኣመልኪቱ ቀሪቡ ዘሎ ሓበሬታ`ውን ግጉይ እዩ። ሃይለስላሴ ንጥሜት ወሎ ክዓብጦ ክፍትን ከሎ፡ ኣቶ ሰሎሞን እዩ ንቢቢሲ ሓበሬታ ኣስሊኹ፡ ብመንገዲ ጆናታን ዲምቢልቢ ዝተባህለ ፍሉጥ ጋዜጠኛ ቢቢሲ፡ ኣብ ዓለም ከምዝቃላሕ ዝተገብረ።
@mebrhitabraha2381
@mebrhitabraha2381 Месяц назад
Hatew qetew gedifkum tarik nay baelkum srhu srbay sebaut iyu iseyas
@MeazaCzestochowa-uc9jm
@MeazaCzestochowa-uc9jm Месяц назад
Fkuratey etimeadi natkum eyou amlak mayu yestkum .
@user-mz5tr5ve2s
@user-mz5tr5ve2s Месяц назад
Emo ata seleten ezom agame n tegaru endiyom dea neza adi atifeoma zelewu kulom higdef tegaru tekoynom dea
@user-ee1gn6zh6s
@user-ee1gn6zh6s Месяц назад
11
@almazmokenne9705
@almazmokenne9705 Месяц назад
111
@user-db9mi5ux7i
@user-db9mi5ux7i Месяц назад
Niska nay zeryi wedi seb himam hizuka alo
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly Месяц назад
እወ ንትግራዎት እናጸላእኩም ነቶም ተጨብጭብሎም ዘለኹም ሕሪ-ሕራይ ጌሮም ዝድክርኹም ዘለው ድማ ትግራዎት ምኻኖም ከዘኻኽረኩም ደልዩ ኢዩ:: ቁሩብ እንተተመሃርኩም
@eritreantiktokjustforfun..6697
@eritreantiktokjustforfun..6697 Месяц назад
Ata haweyy nska ertrawi dika wala tgrawayy
@nugusekahsay6845
@nugusekahsay6845 Месяц назад
ATA AZI HZBI WELA TUY MERAHI GERKALU WUN ZARE AY KONEN NMESELU NINEBSU ZEY KEWUN AYU GUHAF ZKONE HZBI
@teweldeabraham7663
@teweldeabraham7663 Месяц назад
Selam tefie jigna
@essayasberhane7698
@essayasberhane7698 Месяц назад
Hasot yemane Aebue hindi benan eiyu gebraeb yeibiwo sebaey aediu eiyu neru
@gizegize4486
@gizegize4486 Месяц назад
ጠፈእካናኮ,ሃገር,አማንዶ???
@hayletkle2197
@hayletkle2197 Месяц назад
ሰልጠነ ፡ የማነማንኪ ወዲ ኣቶ ገብረ ኣብ ሽከቲ ኣይኮነን ፡ኣቦኡ ህንዳዊ ኢዩ ኣዲኡ ድማ ወይዘሮ ገብሬአላ ኣብ መንደፈራ ጸሟቚት ስዋ ኢየን ነይረን ፡ይኹንምበር ን ኣቦይ ገብረ ኣብ ለሚነን ብስምካ ይጸውዓለይ ምስ በል ኦም ብስሞም ተጸዊዑ ።
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv Месяц назад
ሓቅነት ኣለዋድያ
@Bay862
@Bay862 Месяц назад
የማነ ህበይ ህንዲ ኢዩ ኣቡኡ
@Gbre1996
@Gbre1996 Месяц назад
Selten I love your show but is getting so boring now about Beniam, so what Beniam is Eritrean or Tigraway. Has to stop this topics it doesn’t make sense when is go on and on.
@user-kp6ph7br8d
@user-kp6ph7br8d Месяц назад
ካሳ ምራጭ እዩ
@berhanemehretu1079
@berhanemehretu1079 Месяц назад
Esu❤❤💪💪💪💪💪💪
@zaidabraha7877
@zaidabraha7877 Месяц назад
🤣🤣🤣🤣🤣 wey hateftef
@desbeleembaye7921
@desbeleembaye7921 Месяц назад
nahamedu xada❤
@almazmokenne9705
@almazmokenne9705 Месяц назад
WHO IS ISSIAS Afewerki????
@Esromtesfay772
@Esromtesfay772 Месяц назад
Wedi TEMBENAY
@berhanemehretu1079
@berhanemehretu1079 Месяц назад
Godfat Drbay Teref Agame
@berhanemehretu1079
@berhanemehretu1079 Месяц назад
🤮
@dawittesfay4980
@dawittesfay4980 Месяц назад
ከም ሙሉ ገታ ጡዑምዝጊ ማለት ኢዩ ኢሳያስ ተላኢኹ ናብ ሚዳ ወሪዱ ።
@jadnawfal3534
@jadnawfal3534 Месяц назад
እውነተኛ ታሪክ አይደለም ሰልጠነ ሓወይ
@fridaystar
@fridaystar Месяц назад
ውሸት እያወራ ሓወይ ትለዋለህ።
@BerheDce
@BerheDce Месяц назад
እዛ ቋንቋኻሲ ኣይ ኣምሓርኛ ኣይትግኛ ሓዋዊስካያ፡፡
@user-re6fj4ne3m
@user-re6fj4ne3m Месяц назад
Indeati uwinetegna lihoni ayichilim? Abirarawi?
@user-jh1rd9kc5o
@user-jh1rd9kc5o Месяц назад
Bravissimi ragazzi la vittoria a voi
@haigebre
@haigebre Месяц назад
If Biniam is smart that he must apply for asylum in this western world. If he returns to Eritrea, his place will be imprisoned. Biniam has a lot of feeling in his stomach, he shows that feeling on his face. He is very lucky because his family is in France or Belgium. Then Biniam must choose freely for the rest of his life or must sit in prison for the rest of his life.
@user-db9mi5ux7i
@user-db9mi5ux7i Месяц назад
Ezi tiblo zeloka memhir muliwek hasot eyu elu ab tv mexiyu
@MotnaMotNatsnet
@MotnaMotNatsnet Месяц назад
Kahsay Mrach is the name of Emperor Yohannes before he became Emperor.
@ghirnikelati6152
@ghirnikelati6152 Месяц назад
Bzbz kasa
@Galeb414
@Galeb414 Месяц назад
💙💙💙🌿🌿🌿🫂🫂🫂✌️
@rttr3992
@rttr3992 Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤♥️♥️♥️♥️☂️☂️☂️☂️☂️💙💙💙💙💙💙
Далее
Сказала дочке НЕТ!
00:24
Просмотров 822 тыс.