እዛ ኣብ ስእሊ እንርእያ ዘለና ምጭውቲ ሓውትና: ነባሪት ፈረንሳይ ኮይና ኤርትራዊት ዝዜግነታ ብበዓል ቤታ ካብ ላዕላይ ደርቢ ተደርብያ ሕይወታ ዝሰኣነት ኢያ።ኤርትራውያን ክሳብ ክንደይ ወዲቕና ከም ዘለና ዘርኢ ህያው ምስሊ ድማ‘ዩ።ሓው ኣብ ሓዉ ሰብኣይ ኣብ በዓልቲ ቤቱ ዘሕዝን ጭካነ።
Развлечения
25 мар 2023