Тёмный

ውድድር ቀጠልያ ማልያ ብወግዒ ኣብቂዑ'ሎ፣ ምዕዋት መድረኽ ግን ክቕጽል ኣለዎ...35 ዓወት ካቫንዲሽ ከምዚ ኢሉ'ዩ ተበጊሱ...!!! 

Подписаться
Просмотров 69 тыс.
% 5 692

#EMMA_TUBE

Развлечения

Опубликовано:

 

11 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 576   
@aronkifle2423
@aronkifle2423 20 дней назад
ብርግጽ ኩልና ኤርትራዉያን ብፍላይ ኣብ ስደት ዘለና ኣብ ዕላማናን መንገዲናን ሕልምናን ጸኒዕና ተኸይድና ከም ንዕወት ኣርኣያናን ኣብነትናን እዩ። ምስጋና ንፈጣሪ ንወለዱ ንስድራቤቱ ንዑዑ ብፍላይ። ንዓኻ ዉን ኤማ
@bereketaynabereketayna8198
@bereketaynabereketayna8198 20 дней назад
ብልክዕ
@Gijert
@Gijert 20 дней назад
ናይ ባሓቂ አብነታዊ ስብ ብኩሉ እንትኑኡ ❤
@user-xe6hx8ei5l
@user-xe6hx8ei5l 20 дней назад
ኤማ& ሄነጋ ክንጽበየኩም እኮ ትንፋስና ሓጺርና እንቃዕ ሓጎሰና ደቂ ኤረይ ኮንግራ ቢኒ ሓበን ሃገር♥😘
@BiniBini-yx1yh
@BiniBini-yx1yh 20 дней назад
ወዲ ጋንትኡ ብጣዕሚ ኢዩ ክድነቅ ዝግብኦ ስሒቡ ኢዩ ኣምጺዎ እንቓዕ ሓጎሰና ❤❤❤❤
@user-ii6kx4ko1g
@user-ii6kx4ko1g 20 дней назад
ቢኒ ከም መብረቅ በራቒ ከም ኖጋዳ ኖጋዲ ከም ሮትኬ ተወርዋሪ ከም ዑፍ በራሪ ኣብ ቱር ዲ ፍራንስ መታሓዚ ተሳኢንካ ወዲ ግርማይ ነብሪ ዝለምድዎ ኣሲኢንካዮም ኮይንዎም ጻሓይ ቁሪ ኩላ ጻዕዳ ኣስጊድካያ ኣብ ምድሪ ነጊርካዮም ሓያል የለን ኣብዛ ምድሪ ብዘይካ ሓደ ፈጣሪ ቢኒ ሮኬት ናዛ ምድሪ ቢኒ ወዲ ኤረይ ኣባ ዳህሪ 🇪🇷 ቢኒ ቪን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@dngleywahsey5061
@dngleywahsey5061 20 дней назад
ገና ብጫ ማልያ ብ ኤርትራዊ ክትመጽእ እያ እዛ ኮመንት ሓዝዋ ኣብ ቀረባ ዓመት በቃ እንተ ብናይ ሎሚ ግን ቃላት ኣልቦ ቢነይ(ተቃረይ) 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤1
@temporary995
@temporary995 20 дней назад
ተቃረይ ግን ትርጉማ እንታይ ማለትዩ ብኣኽብሮት?
@user-cv4go5ne8w
@user-cv4go5ne8w 20 дней назад
ሒዘያ ኣለኹ😢
@mydave1467
@mydave1467 20 дней назад
@@temporary995ናይ ቢንያም ሳጋ (ጠቃር)(ጸሊማይ)
@emawelde698
@emawelde698 20 дней назад
ሞኽሲ ርእይ ዝዋዕልክዎ ጸውታ ናዓኻ ከይሰማኩ ዘይርወየኒ።
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e 20 дней назад
ጊዜና እዩ በቓ ፡ ዓወት ብህሊ ና እዩ ። ቢኒ ጀግና ወዲ ጀጋኑ ሓጉስ ይሃብካ ኣሔጐስካና ! 💚💚💚💚
@arongebre1769
@arongebre1769 20 дней назад
እቲ ትንታኔ ናይ ኤማ 💯
@desiemelake7498
@desiemelake7498 20 дней назад
ኣነስ ፉሉይ ነገር ተሰሚዕኒ ኤማ ሓወይ ከ የቐንየልና ቀልጢፍካ ብምዝርጋሕካ እምበር ቢናምስ ካብ ስራሕ ኣሰር ኣስጉጉኒ እዩ ግን ከኣ ኪሒሱኒ ሰይይይይይይይይይ እንቃ የሐጎሰና ደገፍቲ ቢኒ ❤❤❤🎉🎉🎉
@Eritreyaos
@Eritreyaos 20 дней назад
Ajoka xibah serah ketrekebe eka ❤🇪🇷
@desiemelake7498
@desiemelake7498 20 дней назад
@@Eritreyaos እንቓ ጥራይ ብሓጎስ ተሳራሰርና
@andomestifanos8556
@andomestifanos8556 20 дней назад
ኣብ ሕልሚ ድየ ዘለኹ ብጋህዲ፡ ኣዝዩ ዘደንጹ ቢንያም ኮርዒዳ ናይ በሓቂ ነብሪ ተፈንይዎም፡ ልዕሊ ትጽቢትና ዓወት ኣግዚምና ቢኒ እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጎበዛይ።
@eritreanentertmenthabesha7387
@eritreanentertmenthabesha7387 20 дней назад
ነዓካ ይጽበ ጸኒሐ
@SamuelEye1988
@SamuelEye1988 20 дней назад
ኢሂታ ሎቅማጽ ትዝክር ዶ ቅድሚ ቁሩብ ኣዋርሕ ቢኒያም ኣብቂዑ እዩ ክትብል ከመይ ኣሎ እሞ ሕረት ሕጂ ለማኒ ረሳሕ
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 20 дней назад
ጃሱስ ቕድሚ ሕጂ ክተቆናጽቦ ዘክር 😅
@user-rd9kk1kr3o
@user-rd9kk1kr3o 20 дней назад
አነስ ብምንታይ ከም ዝገልጾ ተፊኢኒ ሃንቲ ክብላ ዝደሊ ግን ድንግል ማርያም ጽላላ ተንብረሉ ብሰላም ይወድእ እንቃእ ሃጎሰና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@solomonaregay2232
@solomonaregay2232 20 дней назад
Kab neti wididir miray eko 15 dekik nay ema mismaie tray ekul ema ema ema 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fenantsegay6143
@fenantsegay6143 20 дней назад
ክብሪ ንኣምላኽ ይኩን ነዚ ዓወት ዘብቅዓና Congra Bini Eritrea 🇪🇷💪🏻💪🏻❤🔥
@TekleweyniTekila
@TekleweyniTekila 20 дней назад
ምስ ናይ ይቅረተኡ ድኣምበር ብሕጂ (2)'! ይጽበዮ ኣለኹ EMMA ሓወይ ❤😂❤
@EfremAmanuel-mr5kn
@EfremAmanuel-mr5kn 20 дней назад
አቲ ማናጀር ብዙሓት፡አስፖንሰራት ይሓትውም ከምዘልዉ ይገልጽ ነይሩ ኑዕ ከተምጹዎ ተጸብየ ነይረ ብዝኾነ ጽቡቅ ኣጋላልጻ ❤❤
@reduredu1438
@reduredu1438 20 дней назад
ኣቱም ህዝቢ 😴 ቱር'ደ ፍራንስ' ዱዩ Eza Hager Ko Dqas Siena 🇪🇷🇪🇷
@berekettesfamariam2486
@berekettesfamariam2486 20 дней назад
ኣብ 600 ሜትሮ ሰብ ዘየስተባሃለላ ሎሚ ቢኒ እዩ ንወዲ ጋንትኡ ብኢዱ ደፊኡ ኣውጻኒ ኢልዎ ድሓር ኣብ ቅድሚት ኣብጺሒዎ ደጊምኩም ረእይዋ❤❤❤❤❤
@Xruramedia
@Xruramedia 20 дней назад
ናይ ብሓቂ ርኢኻያ፡ ኣብዛ ሊንክ ኣቲኻ ግን ክትጸንሓካያ፡፡ ትዕዝብትኻ ዝድነቕ ኢዩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ እንቋዕ ሓጎሰና❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@NahomGoitom-np9dr
@NahomGoitom-np9dr 20 дней назад
Code eyu kulom volatista kemeu eyom zgebru
@haderakelati1160
@haderakelati1160 20 дней назад
ኩርዓት ኤርትራና ሓበን ናይ ኣፍሪቃ ዓቀበት ቁልቁለት ኩላ ሓመድ ጭቃ ጎላጉል ትጥሕሶ ኩርዓት ናይ ጸለምቲ ኣንጊህካ ትወፍር ትጅምር መጥቃዕቲ ዘፍ ኣበልካየን ጻዓዱ ቀያሕቲ ኣላሽ ኣበልካየን ሪዒደን ሰብ ጓንቲ ኩሩዕ ኤርትራዊ ናይ ጸለምቲ ኣልማዝ ሓይልኻ ዝውስኽ ትንፋሕ ከምሓርማዝ ዝፈተና ፈቲነን ኣቢኻየን ማሓዝ ናዓኻ ክሕዛ ሒቆአን ጉዝዝ ኣጉባዝ ከም ነብሪ ትውንጨፍ ትምጠጥ ትበርር ከም ኢራብ ትዘልል ከም ሪግቢ ትነፍር ከም ገበል ትጥምጠም ከም ብተይ ትዕንድር ወላድ ዛ ኤሪትራ ብዓቅሊ ትስዕር ወላድ ናይ ኣፍሪቃ ዓወታት ዝድረር ታሪኽ ሰሪሕካላ ንሓላፊት ዓለም ስምካ ጺሒፍካዮ ብወርቃዊ ቀለም ታሪኽ ወዲ ግርማይ ኣብ ከውሒ ይህደም ቅርሲ ሳይክል ኤረይ ብ ዓወት ይድምደም ኣብ ከውሒ ተወቅሮ ብማንም ዘይድምሰስ ዘይውዳእ ምህሪቲ መሊስካ ተሕድስ ዝተጻሕፈ ታሪኽ ሰባቢርካ ተፍርስ ንጉህዩ ኣእሙሮ ብዓወት ትድብስ። ቢኒ ቢኒ እናለት መንፈሳ ትሕደስ ኮሪዑ ህዝብኻ ብሓጎስ የስተንፍስ። ❤🇪🇷🎉❤🇪🇷❤🎉❤🎉🇪🇷❤!!!
@QusmuMedia
@QusmuMedia 20 дней назад
ኤማ ኣብዛ ትገብራ ክሊብ ናይ ቢንያም ክትቅይራ ተስፋ ንገብር ❤❤❤❤
@wintahaile-wn6n
@wintahaile-wn6n 20 дней назад
I am agree with u wedi erey❤️❤️❤️❤️
@Yoni-ri3uw
@Yoni-ri3uw 20 дней назад
Congratulation Bini. I gonna wait for you super hatrick🎉🎉🎉🎉
@amine4019
@amine4019 20 дней назад
ዝገርም ዩ ደጋፋይ ተቋዋማይ ዘይብሉ ኩሉ ኤርትራዊ ብሓባር ሓጎስ ክገልጽ ክትሪኢ ከሎካ ጥዕና ኤርትራውነት የርእየካ፡ቢኒ ነብሪ ቀይሕ ባሕሪ
@gabigunners8073
@gabigunners8073 20 дней назад
ብዙሓት ህቡባት ሰባት ፖለቲከኛታት ዓሪቖም ዮም እሞ ተስፋ ንገብር ቢኒ ከምኦም ክኾነልና ታይ ይሰኣኖ ፈጣሪ።
@amine4019
@amine4019 20 дней назад
@@gabigunners8073ትክክል ገለ ሰባት ገጽ ናይ ሓንቲ ሃገር ክጽይቁ ከለው ፈጣሪ ከኣ ገለ ሰባት የተንሰኣልካ ሞ ገጻት እታ ሃገር ይጽብቕ ናይዚ ምሳሌ ናይዚ ሰሙን ውጺእት ብቁዕ ዩ ዓለም ብዓለማ ጻዕዳ ምስ ቀይሕ ኩሉ ቢኒ ቢኒ ኤርትራ ኣፍሪቃ ኮይኑ ቋንቋኡ።
@EseyasGrmay-zw5yt
@EseyasGrmay-zw5yt 20 дней назад
Tahaben wedi erey ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@behonest7199
@behonest7199 20 дней назад
ስራሕና ከም ንርስዕ ጌርና ቢኒ ጅግና ❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️💪🏅🏅🏅
@yonas2103
@yonas2103 20 дней назад
ዋው ኤማ ኣገላልጻ ኣብ ገለ እጥሂልካና እዚ እዩ ናይ ሞያ ብቅኣት
@yonas2103
@yonas2103 20 дней назад
ይብል
@berakiweldegergish8202
@berakiweldegergish8202 20 дней назад
Dengukany🎉te hjs🇪🇷
@kibromteklemariam2021
@kibromteklemariam2021 20 дней назад
Heni&ema keytehalelkum bezi tgebrwo zelekum mesati tsebtsab blbi nemesgn bini master of sprinters nay behaki enkae hagosena 💪🥇🥇🥇🇪🇷
@HaniHani-uo9xc
@HaniHani-uo9xc 20 дней назад
Wowwww bini ❤❤❤❤❤❤❤ ኣሒጉስካና ኢኻሞ የቀንየልና ፡ thanks God for every thing
@Giftmedia1997
@Giftmedia1997 20 дней назад
Welcome deki ereyyyy marey ❤ የሐዋት ቁሩብ ምትብባዓ ይደሊ ኣለኩ'ሞ::ኣብ'ዛ ናተይ ቻነል ኣቲኩም ክትሕጉዙኒ ይዕድመኩም ኣለኩ::❣️🕊❣️🕊❣️🕊
@gelilaawet2097
@gelilaawet2097 20 дней назад
Bhaqi haben africa koynu alo bini 🎉❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@senaitgrmaiy1218
@senaitgrmaiy1218 20 дней назад
ነብሪ ጎልልጎ ናይ ባሐቂ ደቂ ኤረይ: ቢኒ እንቃዓ ናትና ኾንኻ ዝያዳይ.🙏🏻🇪🇷❤️⭐️🥇👑🥂🍾💪🎉🎉🎉🎉💚💚💚
@eri-dairyeritrea1377
@eri-dairyeritrea1377 20 дней назад
Congratulations deki Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷
@tasfalemgotiom5650
@tasfalemgotiom5650 20 дней назад
እልልልልልልልልልልልል የቀነልና ቢኒ ሓወይ ከምቲ ዝበልካዮ ተመስገን ኣምላክ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@danielhagos4597
@danielhagos4597 20 дней назад
I really appreciate your analysis, bravo Bini. I wish will come many Eritrean riders in different teams,so that we can get multiple victory. Bini Habrom tiessha.congru viva Eritrea viva Africa. This time for Africa, Shakira!!!
@OmerAbdella-wk4bz
@OmerAbdella-wk4bz 20 дней назад
ኡንቃዓ ኣብ ዘበነ ቢኒ ተፈጠርኩ congra ደቅ ኤረይ🎉🎉
@BiniamBrhane-yy6ls
@BiniamBrhane-yy6ls 20 дней назад
አኩሪዑና ኩርዓት ይሃቦ. Thanks ንኣኹም ድማ
@Ancor123
@Ancor123 20 дней назад
እዚ ዓወት ናይ ኩሉ ኤርትራውን ፈተውቲ ኤርትራን'ዩ። ንተቓወምትን እምኒ ዝድርብዩ ግን ...
@HagosTeklesenbet
@HagosTeklesenbet 20 дней назад
ኮሪዕና ቢኒ፡ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ኣምላኽ
@siemiseyas7371
@siemiseyas7371 20 дней назад
ብኣካል ሪኤዮ እንዲየ ጸወታ ኤማ ሓዊ ኩሉ ስፖርታዊ ፡ ብናትካ ትንተና ግን ክጽበ ጸኒሐ ።
@MichaelTesfay-uo9ov
@MichaelTesfay-uo9ov 20 дней назад
Selsom ye selsom wedi grmay master volata king of the world👑👑 eske nezi jgna meglexi zseankalu like rgex👑👑👑💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@WediNegada
@WediNegada 20 дней назад
eritrea eritrea 🇪🇷 eritrea 🇪🇷 ♥️ ❤️ ❤❤❤ab alem chebitato gbue kbra❤❤❤enkoe natna konki eritrea hagerey
@issayasteklit5362
@issayasteklit5362 20 дней назад
Ata ema hawey tidnguyena aleka
@salah-su3ee
@salah-su3ee 20 дней назад
Hunqa hagosena ne Bini zokawen qalt yebulen sorry beqa hagos haben waresni 👑❤️
@michealemha236
@michealemha236 20 дней назад
ኣነስ ወላ ክርእዮ ውዒለ ዝኾነ ጸወታ ንኤማ ከይሰማዕኩ ዘይዓግብ❤❤❤❤❤
@naodzerai5370
@naodzerai5370 20 дней назад
እሞ ዙር "ብንያም ግርማይ" ዝብል ዘይጅመር ኣብ ሃገርና ነቶም ሓደስቲ ወለዶ ከኣ መተባብዒ ይከውን ወላ ኣብ ዓመት ሓንቲ ግዜ።
@FilmonYemane-j5d
@FilmonYemane-j5d 20 дней назад
Tankess daqi Rimeay des zbel Tentane yu n Bini ka beslam Ajemiru beslam yfexmlena fetari🙏🙏🙏
@yonaskahsu238
@yonaskahsu238 20 дней назад
Wawwwwwwwwww Absolutely Excellent Explanation keep it hero Eritrean❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@B.Tesfame
@B.Tesfame 20 дней назад
Aytdenguyna ba 100 gzie zkewn atye abzi chanell welfi koynuni ❤❤❤❤🎉
@mulugetatewelde1187
@mulugetatewelde1187 20 дней назад
ብሉጻት ብሉጽ ትንተና ግን ንስነ-ጥበባውያና ተባራበሩ በሉልና: ነዚ ክንዲ እንባ ዝኮነ ዓወት መታን ክስነድ
@Bini837
@Bini837 20 дней назад
ጋዘጠኛ ናይ ጀርመን ቢንያም ክጅምር ከሎ ብዙሕ መውደቅቲ የጋንፎ ነሩ ሕጂ ግን ብጣዕሚ በርቲዑ እንታይ'እቲ ምስጢር ኢሉ ኣብ ዝሓተተሉ እቲ ዕዱም ድማ ከምዚ'ሉ መሊስሉ " ቢንያም ዓሚ ኣብ ጂሮ'ዲ ኢታልያ ቀዳማይ ኣብ ዝወጻሉ ኣብ መድረኽ ጥርሙዝ ሻምፓኝ ቆርቆሮ ተፈንጂራ ዝሃረመቶ፥ ሕጂ ድማ ቢኒ ተፈንጂሩ ይውድኦም ኣሎ ኢሉ መሊስሉ" ብጣዕሚ ይገርም ❤
@NohGhide
@NohGhide 20 дней назад
Well cem Ema Hawey NBiniiii Bkemey ktgelxo kxbeyeka xenihe So Tnxxx Bro & Congratulations Biniiiii ❤️🇪🇷🦁👑💪☘️🙏
@mera5023
@mera5023 20 дней назад
Welcome come Guys and እንቋዕ ሓገሰና ❤
@robelhailemicael3784
@robelhailemicael3784 20 дней назад
ቢኒ ሎምስ በዚሑና ዓወት
@LovelyChameleon-ix7bx
@LovelyChameleon-ix7bx 20 дней назад
ተመስገን ኣምላኽ
@yohannesgmeskel401
@yohannesgmeskel401 20 дней назад
Viva Bini 🔥 Congra deqi Erey 🇪🇷❤💪
@ahmedabdelkader7187
@ahmedabdelkader7187 20 дней назад
Bini you are an inspiration of young Eritreans. Congrats Bini.❤❤❤
@SemereBrhane92
@SemereBrhane92 20 дней назад
A Black African who made history on the tour de france
@mogosgrmay1835
@mogosgrmay1835 20 дней назад
The faster sprinter in the world, I have no words, bin King GBY our brother
@habtombahre2075
@habtombahre2075 20 дней назад
Bini King of ❤❤❤❤ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@abelmaygayla922
@abelmaygayla922 20 дней назад
Bini jigna wedimen dika wed azom jeganu ♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🏆🏆🏆🏆🏆
@user-hc2vv8fw5r
@user-hc2vv8fw5r 20 дней назад
Congra ab degen ab wushixi hager nrkeb hubunat deki ere bini haben hagerna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🩸🩸🩸💎💎💎👑 tanks ema and hiega
@efremberaki1464
@efremberaki1464 20 дней назад
ደድሕሪ ዓወት ቢኒ: ናብ ኤማ ኮይኑ ሕማመይ:: እንቃዕ ሓጎሰና:: ኮሪዕና!!
@robibrhane3295
@robibrhane3295 20 дней назад
ኣነስ ወረ ዓቅለይ ይጸበኒ እንተደንጉዩኒ።😅😅😅😅😂😂😂😂😂😂
@msliadam-ek5on
@msliadam-ek5on 20 дней назад
ኣሜን!!❤❤❤
@mebrahtuamanuel9688
@mebrahtuamanuel9688 20 дней назад
Well came deki Ereyyg❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@EtelMehan
@EtelMehan 20 дней назад
Bini Asmara kiatu kelo meqebeli 21 Medfie kitkos alewo
@er-uq6we
@er-uq6we 20 дней назад
ቢኒ🇪🇷🇪🇷 ጸሓፊ ታሪኽ ዪ ክልቴኹም ጋዜጠኛታት ስፖርት ኤማን ሄኖክን ድማ ክብሪ የሃብኩም። ምሕጽንታ ኣላትኒ☝ነዓኹም በጃኹም እባ ሕጂ'ሲ ብቪድዮ እዚ ዓወት ቢኒ ተንቱኑልና፧🎉🎉🎉🎉🎉
@yosieftesfamariam8149
@yosieftesfamariam8149 20 дней назад
Congratulations 🎈🍾🎉 bini and whole team. The people of Eritrea 🇪🇷 and the whole Africa. Ab sirah klana beqa Hagos b Hagos. Thank you 🙏 Ema and henri.
@esmailsaid5543
@esmailsaid5543 20 дней назад
congratulations Bini Vini vini 🎉🎉🎉🎉🎉 ❤❤❤❤❤
@fares2389
@fares2389 20 дней назад
BINI KING We don’t have any words ! Thank You 🫡🫡🇪🇷🚴🏾🚴🏾
@asmeraasmera9844
@asmeraasmera9844 20 дней назад
Èmi Asli welcome back
@josefdebas2019
@josefdebas2019 20 дней назад
Congratulations Biniam Girmay🎉Ema ከማን ብሰንኪ ሓጎስ ብጉብእ ምግላጽ ስኢኑ። Wowwww Bini❤
@simrethabte7546
@simrethabte7546 20 дней назад
Congratulations deki Erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@bibahoney
@bibahoney 20 дней назад
ኤማን ሄኖግን ብጣዕሚ የመስግን ፡ምክንያቱ ኩሉ ብቀጥታ ይከታተሎ እየ ግን ናትኩም ከይሰማዕኩ ግን ኣየስተማቅሮን እየ ስለዚ ቀምም ኢኩምሞ ኣይትደንጉና፡ ካብ ኣልፐሲን ክልተ ካብጊዚኦም ድንጉዮም ብምእታዎም ካብ ጸወታ ዝተሰናበቱ ኣለዉ እዚ ጽልዋ ይህልዎ ዶ ኣብ ኣልፐሲን? ኣብ ናይ ጽባሕ ገለ በሉና
@tmnitemha7679
@tmnitemha7679 20 дней назад
Frist of thanks god and Congra bini god with you
@yosiefmh8891
@yosiefmh8891 20 дней назад
3+2=5 2 ግዜ ተርፈናና አለዋ 5 ሂዝና ብስላም ናብ ኣዓድና ቢኒ
@SalahMega
@SalahMega 20 дней назад
Ema enda hanko medabekom betami xupqo alo gine nay wedi mula ka haweslo pels 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Ellia-ih7ux
@Ellia-ih7ux 20 дней назад
I Hope natnael tesfaxion next year nab Intermarché wanty kekeyd
@EritreanCycling24
@EritreanCycling24 20 дней назад
ka mantijs ci natu mehashom❤
@user-wr9rx9tp9m
@user-wr9rx9tp9m 20 дней назад
Congratulations deqi erey ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@solomonsium9236
@solomonsium9236 20 дней назад
Bini jigna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@JohnWoldu
@JohnWoldu 20 дней назад
Waw . Wedi Sawa Arieyina Ab Ferenca From 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@LionelMessi-xz9jr
@LionelMessi-xz9jr 20 дней назад
Congra Deqi Erey 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
@nattv291
@nattv291 20 дней назад
Jasper without VAN DER POL 😂😂😂😂. Congra bini hawey 😇😇🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@essayasgebremichal4132
@essayasgebremichal4132 20 дней назад
❤❤❤እንቃዕ ተወለድካ ቢኒ ደቂ ኤረይ እንቃዕ ሓጎሰና ❤❤❤
@amanuelteklit9297
@amanuelteklit9297 20 дней назад
ሓደ ሓውና ኣበይ ሃገርካ ምስተባህለ " I am from Biniam's country" ኢሉ ብቐሊሉ ተፈሊጡ😂። ኣብ ነፍስወከፍ tour de france ውድድር 3ተ ግዝየ አንተተኣዊቱ ኣብ 10ተ ኣመት ነዚ ናይ ሕጂ 35 record ቢኒ ክሕዞ ኢዩ። Congratulations Bini the king. God be with you🎉❤
@paulosasmerom1404
@paulosasmerom1404 20 дней назад
Yes ኣብ ናይ ኤማ ውን ቀዳማይ ።ክጽበየካ ኢየ ጸኒሐ ኤማ። ደንጒኻኒ 😂።thank you emma ሓውና።ኣብ ዝመጽእ መደብካ እባ ንጋንታ ናይ ቢኒ ተንትነልና።ማለት ቅድሚ ቢኒ ናብኣ ምምጽኡ ዝነበራ ዓወት ካብ ዝነኣሰ ዓወታ ክሳብ ዝዓበየ ዓወታ በጃኻ።congra ደቂ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@DejenAbrhaley-hb4zg
@DejenAbrhaley-hb4zg 20 дней назад
Congr bini 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉
@HaniAraya
@HaniAraya 20 дней назад
Bini berteiwom alo derjeu aykonun congratulations BINI
@Habteab1995
@Habteab1995 20 дней назад
ናይ ብሓቂ ፡በቃ ስቅ ኢልና ንግለጾ። ዘረባ እያ ኤማ
@dkg4657
@dkg4657 20 дней назад
All eyes on Biniam Girmay. Full coverage on cycling in Eritrea is airing today in the big channels. Thank you Bini.
@MT-kg1dl
@MT-kg1dl 20 дней назад
Viva Bini as usual. Nay Henok kea kolahta geberulu. He's really doing a good job too!
@gideyalem6475
@gideyalem6475 20 дней назад
🇪🇷👑🇪🇷🇪🇷💚🇪🇷🍏🇪🇷🇪🇷My Heroes ppl congratulations glad to see u happy may god bless you all 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷እንቃዕ ሓጎሰካ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ሰለማዊ🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷ህዝበይይይ 🇪🇷 🇪🇷።
@eriboy6841
@eriboy6841 20 дней назад
Grass roots ኣብ 6 ዞባ ክምስረት ኣለዎ ኤርትራውያን ኣብ ደገ ዘለና ዓቢ ስራሕ ክጽበየና ኢዩ ብዓወት ቢኒ ሰኺርካ ምድቃስ ጽቡቕ ኣይኸዉንን congratulations bini and 🇪🇷
@mihreteabgebrekidan3144
@mihreteabgebrekidan3144 20 дней назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍anbelbli banderay anbelbli 🎉🎉🎉🎉
@DejenMeakebe
@DejenMeakebe 20 дней назад
Congregation 🎉🎉🎉🎉🎉🎉bini sebay
@yonastekleab4230
@yonastekleab4230 20 дней назад
I haven't words to describe our Hero BINIAM 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 He is master Sprinter, the Boss of Sprinters no one can stop him . Congratulations my lovely Eritreans❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@robibrhane3295
@robibrhane3295 20 дней назад
ስቅ ኢልና ንግለጾ በቃ ስቅ ኢልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-qd5is6ky1h
@user-qd5is6ky1h 20 дней назад
Congra enqae hagosena nezen terifen zelewa medrekat kea bselam yewedeayo🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@robelhaileab3706
@robelhaileab3706 20 дней назад
King bini zerba tefena 🇪🇷❤️❤️🙏🏽🙏🏽
@grmayberhane2034
@grmayberhane2034 20 дней назад
Emma ወታእትእ ኢልካ ናይ ሓጎስ ድዩ
@zerommihretab1296
@zerommihretab1296 20 дней назад
Thank you meglexi and tintane Entay eya eza PR endabelkum tgelxwa
Далее
Ревнивый песик😁
0:30
Просмотров 2,5 млн