Тёмный

ዓባይ ብርጣኒያ ንፕረዘድነት ኢሰያስ ኣፎርቂ ኣጠንቂቃ መጠንቅታ ዝመጾ ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ 

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Подписаться 231 тыс.
Просмотров 10 тыс.
50% 1

ARAዛራ ፍልጠት EXTRA SUBSCRIBE 👇
• ፑቲን 8 ወተሃደራውያን ጀነራላቱ ካ...
ዓባይ ብርጣኒያ ንፕረዘድነት ኢሰያስ ኣፎርቂ ኣጠንቂቃ መጠንቅታ ዝመጾ ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ
zarafltet@gmail.com
#ZARA_FLTET #ዛራ_ፍልጠት
Subscribe✔Like✔Share✔🔔👈🔥😍

Опубликовано:

 

24 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 45   
@user-nc9px7pw5r
@user-nc9px7pw5r 4 дня назад
ንባዕሎም እንግሊዝ ቅዋም ዘይብሎም ስለ ኤርትራ ዘዛርብ የብሎምን
@suleimansafi407
@suleimansafi407 4 дня назад
ዓዲ እንግሊዝ ንባዕላ ብ ህንዲ እያ ትግዛእ ዘላ ሃገር ን አኤርትራ ከተጠንቅቕ ሕልና የብላን ።
@ZbihereShabiya
@ZbihereShabiya 3 дня назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@rigat9
@rigat9 4 дня назад
ዓዲ ኣእግሊዝ ካልእ ስራሕኪ ግበሪ ሕሰቢ ንደቂ ፓለስጢን እታይ ኣላኪ ኣብ ኤረትራ ኣንቲ በዝባዚት።
@mesgennagenet-hz8ej
@mesgennagenet-hz8ej 4 дня назад
God bless you PlA and militaire eritrean viva eritrean 🙏❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌿🌿🌿🇪🇷🌿🌿🌿
@suleimansafi407
@suleimansafi407 4 дня назад
ዓዲ እንግሊዝ በቲ ኹሉ ዝገበረቶ በደል ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ካሕሳ ክትከፍል ይግባኣ ።
@meronweldemichael4054
@meronweldemichael4054 4 дня назад
UK World food አብ ጋሕተላይ ፈብሪካ ክሰርሑ ሐቲቶም መንግስቲ ኤርትራ ነጽግዋ።ዝበሉ ይበሉ ጉዳይና አይኮነን አይንፈርህ አይንብርከክን ኢና ህዝቢ ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 4 дня назад
Selam. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷❤❤
@galasboygoncen3902
@galasboygoncen3902 4 дня назад
ዓዲ እንግሊዝ ንባዕላ ሰብኣዊ መሰላት ተኽብር ገይ ዝኮኑ ሰይጣውንቲ፡ንሻዕብያ ዘፈራርሆ የለን ኣይተፈጥረን
@wediere2238
@wediere2238 4 дня назад
ብርጣንያ ብኤርትራ እንታይ ይምልከታ ነቶም ንርዋንዳ ክትመልሰና ቐሪባትና ዘላ መሊሳቶም ዘላ ኸ መሰል ደቅሰብ ዳኣ ኣበይ ኣሎ። ሃገርና ኤርትራ ኣብ ጽቡቕ ኣብ ትኸደሉ እዋን ሰብኣዊ መሰል እንዳበልክን ምዕራባውያን ትገብሮኦ ጉስጎሳ ኣይሰርሕን ኢዩ ሞ ካልእ ሽጣራታይ ድለዩ እንግሊዝ።
@MedhanieMeda
@MedhanieMeda 4 дня назад
Entay yetewom bzaeba Eritrea
@IsayasGhebrhiwet
@IsayasGhebrhiwet 4 дня назад
Hasewti
@planetearth7135
@planetearth7135 4 дня назад
❤❤❤❤
@eriadijeganu746
@eriadijeganu746 4 дня назад
Men eu halyt geruwom ezhalu ente koynom nety mealetawi zektel zelo flstmawyan motor daw zeybluwo
@harounekubal8436
@harounekubal8436 4 дня назад
እንግለዝ : ካብ - ሀገራ ወጻኢ : ሀገረ - ኤርትራ ብኸመይ ዝበለ አገባብ ዓዳ ተመሓድር : መምርሒ ክትህብ ትኽእለሉ : መገዲ የለን ። ሎሚ ኮሎንያላዝም ( ግዝአት ) ፣ ኒዮ ክኮሎኒያሊዝም ( መግዛእቲ ብተዘዋዋሪ ) ኮነ ሪጅም ቸንጂ : ዝብሀሉ : ናይ ምዕራባዉያን ዓብልል ገብት : ንምትግባር : ከም -መሳርሒታት : ዲሞክራሲ ፣ ሰብአዊ መሰል ወዘተ ...ብዝብል ሽጣራታት : ኮነ ካሊእ : አብኤርትራ ከምዘይሰርሕን : ግዝይኡ ዘሕለፈን ምዃኑ ክነግራ ንፈቱ ።
@robelweldemariam9120
@robelweldemariam9120 4 дня назад
The UK is responsible for the lost life in ERITREA from 1945 till now.
@danieltsegay1413
@danieltsegay1413 4 дня назад
ንባዕሎም ቅዋም ዘይብሎም እንግሊዝ እንታዲኦም ይምልከቶም ወይስ ከምቲ ናይ 2011 ቅንጸላ ምካን ዝኣበዮም ዮም ክደግሙ ደልዮ ኣትማን ከምዚ ክብሉ ከለዉ ብዛዕባ ሰብ ዝሓልዩ ከኣ ይመስሉ ።
@yabetseasgedom9365
@yabetseasgedom9365 3 дня назад
I don't understand about Britain, Britain concern about Eritrea!! please Britains concern about your Country. just Live for us about Eritrea. We Eritrean good enough for our Country .
@selemuntekie3043
@selemuntekie3043 2 дня назад
Hasawit
@yosiefghebrezghi3830
@yosiefghebrezghi3830 4 дня назад
Boring 😴
@natnaeldesale9707
@natnaeldesale9707 4 дня назад
England moral yeblomn bzaeba mesel wedi seb kzarebu bmejerya nsom kab Africa zzerefwo Awarkn zebreswo habtn ymlesun ykrieta yhtetlu. Fuck Emperalism.
@user-jr5wq6uq7g
@user-jr5wq6uq7g 4 дня назад
ኣያ እንግሊዝ ወይዚ ኖዃል ሰልዱ ካብ ዕዱ ዝመጸ ተሰዲዱ ካብ ድኻ ዝበልዕ ኣዋሊዱ ቅለቱና ዘይብል ኣግሂዱ ትብል ናይ ወድ ገብሩ ዜማ መሪጽናሎም ኣለና ንብሪጣንያ ሓላዊት ሰብኣዊ መሰል ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክ
@ghjdjj3442
@ghjdjj3442 4 дня назад
Uk serakti entay ymlketa bzahba eri ngzi tray dhan
@helenteklue2133
@helenteklue2133 2 дня назад
Eritrea is not for sale. UK and USA
@user-wg5zj5zc8x
@user-wg5zj5zc8x 4 дня назад
This was a typical way of Ethiopian army during dergi,they use to drag body of tegadelti in street of Mendefera after loosing war.There is a lot of felasha army in Isreal , wouldn't surprise me.
@trussom647
@trussom647 3 дня назад
እቲ ናታስ ንሓማታ እንግሊዝ ዝገበረቶ ግፍዒ ኸ ድኣ መን ኢዩ ካሓታ ሎሚ ከም ዝሓለፈ ኣይኮነን ኤርትራ ብምዕራባዉያን ዝግበር ሽይጠና እዋኑ ሓሊፉ ኢዩ ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🐪9️⃣✝️☪️💪🏻👈🏻
@yosiefweldesion89
@yosiefweldesion89 4 дня назад
Britaina entay ymlketa gudaya tgber
@yosiefghebrezghi3830
@yosiefghebrezghi3830 4 дня назад
Kilae halewlow
@klant17denbosch44
@klant17denbosch44 3 дня назад
ሓሳዊት 🐈 🐈 🐈 🐈 🐈 🐈 🐈 🐈
@nezenetukbayAraia-jx9ov
@nezenetukbayAraia-jx9ov 4 дня назад
Hzom mhrabawyan zeyhafru, halm mlhti, bsenkom hzbi halem yhalqn, ywaredn alo. Srahel ab lhli hzvi Flstiem tetsnt zella gn, sq...komhu wn, hzbi Ucraina wghu zeykone, mhnti Nieto ameknika hlqit zfydm zelo ke?
@miki-eu1cx
@miki-eu1cx 3 дня назад
ህዝብይ ኤርትራ ዘይ ኣምለሉ መሰል ዶ ክክክ ኢትዮጵያ :ኣይለስላ: መንግስቱ :መለስ ንህዝብይ ኤርትራ ብጃምላ ብውሉቅይ ቀትሎም ገዛውትይ ምስ ንብረቱ ስድራቤት ተቓጽሉ ዝምታን ዓመጽ ኩሉ ኣብ ልዕልይ ህዝብይ ኤርትራ ተፈጽሙ ስቕ ኢለን ን 60 ዓመታት ብገጋ መሰል ህዝብይ ኤርትራ ሓትተን ኣይፈልጣን ጥራይ ኣይኮነን እንግክዝ ኣመርካን ቀዳሞት ናጽነቱ ዝግባእ መብጽዓ እንግሊዝ ጠልማ ምስ ኣመርካ ኮይና ብሓይሊ ምስ ኢትዮጵያ ከም ንቑረን ገረን :: ኢትይ ዝኸፈኤ ናይ እንግልዝ ንስርዓታት ኢትዮጵያ ንወያነ ገዝፍ ወተሃደራዊ :ፈይናልስ : ፖለትካዊ ድፕሎማት ሓግዜን ዕምርይ ስርዓታት ኢትዮጵያ ወያኔ ክናዋሕ ስቃይ ህዝብይ ኤርትራ ክነውሕ ዝገበራ አንግክዝ ኣመርካን ሰዓብታን ኡየን ስለዝይ ንብዓት ሓርገጽ እዩ :: መሰል ይብለንን አንግሉዝ ሰዓብታን ብታርኽ ገበነኛታት ኢየን ብዓይኒn ህዝብይ ኤርትራ :: ህዝብይ ኤርትራ ግን መን ብልቢ ዝሓልየሉ ነጋርይ ኣይድልዮን እዩ. ምኽንያቱ ታርኽ መስካርይ እዩ. ታርኽ ይቕረ ኣይብልን እዩ :: ጽሩይ ኤርትራዊ ኣይታለልን እዩ. ወትሩ ትሕመቕ ትጽብቅ ሃገርይ ዝብል ዝስዕሮ ሓይሊ የለን ዘቤት :: ሎምይ እንግሊዝ ንይኩሬን ብሓይሊይ ጉዱድ ዕስክርናን ብጃምላ ምእሳር ምቕታል ምዕማጽ ይድግፋ ይሕግዛ እንግሊዝ ጉዱድ ዕስክርና አውጃ ኣላ ስለዝይ ከመይ ጌሩ ንኤርትራ ሓራም ናቶም ሓላል ክኽክክኽ. በዝይ ዩኹን በትይ መንግስትይ ኤርትራን ህዝብን ኤርትራ ከም ቀደሙ ሓንትይ ልብይ ክንደይ ምግብባዕ ዘይ ራኣና ግደፍ ሕጂ ምዕራባዊ ደንቤ ብኹሉ ተዳኺሙ ምስ ሙሉእ ሓይሉ ኮሎ ውን ስክፍ ኣይበለናን ከመይ ድና! ጹሩያት ኤርትራውያን ገፈል መፈል ቕልውላው መንነት: ዕሱብ :ከዳዕ ኣርሕቕ ኣቢልካ : 9 ብሄራት ተባዕ ህዝባ 2 ሃይማኖት 6 ዞባታት ሓንትይ ሃገር ኣለና:: ወትሩ ኣብ ኩሉ ኩርናዕ ዓለም መንግስትና ኣብ ዝጸውዓና ኣብየት ብድድ 🇪🇷🌹❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዓወት ንሓፋሽ ዝኽርይ ክብርን ንስውኣትና ወትሩ ሃገረይ በረኸት ዳዊት UK
@ephraimtik920
@ephraimtik920 4 дня назад
ኤርትራ ሽግራ ኢኮኖሚ እበር ሃይማኖት አይኮነን!!! ሃይማኖት ቁርአና መጽሐፍ ቅዱስ ወዘተ አባይ UK መአኮሮ ትማሰጎሉ😂😂😂😂😂
@jamienuru4871
@jamienuru4871 2 дня назад
Eta eza Chanel Nay hasot shlmat knhba.... Kab jubakum ikum tserhuwo eti ziena
@tedroskahsay1920
@tedroskahsay1920 4 дня назад
ገጽኩም ትርሓቅ እቲ ትህብዎ አርእስቲ ካልእ እቲ ዜና ካልእ ከማኹም ድኹማት ሪኢና ኣይንፈልጥን
@yosiefghebrezghi3830
@yosiefghebrezghi3830 4 дня назад
Neww ebba bellom gexom tikewel...temlas
@Yacob-bn1jw
@Yacob-bn1jw 4 дня назад
BEJAKHA AYTREAYOM DHRI HIJI. COMMENT KENIBIB EYE ZATEU::
@yosiefghebrezghi3830
@yosiefghebrezghi3830 4 дня назад
@@Yacob-bn1jw no more watching 😢
@maramihari6453
@maramihari6453 4 дня назад
ትህብዎ ዜና ኣዝዩ ኣስቻዊ ይከውን ኣሎ መጀበርያ ኣብቲ ትህብዎ ኣርእስቲ ነዊሕ ክትትኑ ኣይትክእሉን ነጢርኩም ዘይተጸበናዮ ዜና ተስሙዕና እቲ ትብልዎ ኣብ ኣርእስቲ እንዶ ለጥፍዎ
@Yacob-bn1jw
@Yacob-bn1jw 4 дня назад
AAAAAYYYYYYYTTTTTTGGGGGGEEEEEEDDDDDDEEEEEESSSSSSLLLLLLOOOOOOOMMMMMMM!!!!!!! SDRAN BETSEBIN MIHIGAZZ TRAY::
@robelasmara3971
@robelasmara3971 4 дня назад
Engeland chogar metra
@samuelasgedom2561
@samuelasgedom2561 3 дня назад
Rubbish , do not parot of baseless accusations!
@berhaneweldeab7736
@berhaneweldeab7736 4 дня назад
Uk is not OK except for The BEATLES
Далее
Sinfdosh xotin 7😂
01:01
Просмотров 2 млн