ሰላም ፍናን app thanks for uploading the video to entertain us. But I have some reservation.. እዚ ተኸዲንዎ ዘሎ ክዳን ምስቲ ሒዝዎ ዘሎ ካራክተር ዘይከይድ ኢዩ። ነዚ ባሕላዊ ክዳንና ኣይተራኽስዎ pls.. ክምዚ ተኽዲንዎ ዘሎ ዝለብስ ሰበይታይ ሰብኣይ የብልናን። እዚ character እዚ ምስዚ ናይ ሕጂ ዘሎ ዘበናዊ ኣከዳድና ዝኸይድ ኮይኑ ይስማዓኒ...this is only my opinion