Тёмный

ዕላል ምስ ተዋሳእቲ ተኸታታሊት ፊልም በርሀ በዓል ርስቲ | Conversation with actors of drama series berhe beAl rsti 

Eri-TV, Eritrea (Official)
Подписаться 580 тыс.
Просмотров 32 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

30 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 138   
@TerhashadishTekle-sm3xu
@TerhashadishTekle-sm3xu 10 месяцев назад
ናይ፣ብሐቂ፣ኩሉኹም፣ንፉዓት
@filmon4597
@filmon4597 10 месяцев назад
ዝኸበረ ምስጋና ይብጻሕኩም። ብዘይቀልዓለም ካብተን ኣብ ሃገርና ዝተሰርሓ ተኸታተልቲ ፊልምታት ምስ ሚለኑ ብማዕረ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ምሰራዕክወን። ብልጽቲ ፊልም ብኹሉ መዐቀኒታት።
@yadel-karneshim
@yadel-karneshim 10 месяцев назад
ንኽንደግማ ተወናውን ስራሕ እያ በርሀ ብዓል ርስቲ ናይ ብሓቂ ብሉጻት ተዋሳእቲ፡ብልጽቲ ስራሕ ኣርኢኹምና ብፍላይ በርሀ ኣድኒቀዮ ደራሲ እሞ ኣድኒቀ ኣይጸግበካን
@teamemesfin4216
@teamemesfin4216 10 месяцев назад
thank you for..sharing with As all Great Movies!
@brktiselemun3495
@brktiselemun3495 10 месяцев назад
ንሕና ከኣ የቐንየልና ንብለኩም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@moolonn4385
@moolonn4385 10 месяцев назад
ኩልኩም ንፉዓት ብዝግባእ ተላቢስኩሞ ብፍላይ ኣቤል ሓድጉ መንፍዕትካ ዘመስከርካሉ ፊልም ዩ ❤️🇪🇷❤️🏆 ።
@semerefishaye
@semerefishaye 10 месяцев назад
ብጣዕሚ ዝነኣድ ስራሕ ሰሪሕኩም ካብተን ሃንቀው ኢለ ዝጽበያ ዝነበርኩም ፍልም እያ በርሀ በዓል ርስቲ። ፍሉይ ምስጋና ደራሲ ኣበል ሓድጉን ብሓፈሻ ኩልኩም።
@selamhadgu4628
@selamhadgu4628 10 месяцев назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኤረይ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ሰሪሕኩም ቀጽልዎ ንቕድሚት ጠራይ ንኺድ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💯💯💯💯💯💯💯💯
@samsomwelday6180
@samsomwelday6180 10 месяцев назад
ተባረኹ ኩልኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ብጣዕሚ ተመጊብና መጊብኩምና ኢኹም እሞ ምቁር ምግቢ ይሃብኩም። ክንድዚ ጻዕሪ ዝሓለፎ ጥበብ ጥበብ ጥራይ ዘይኮነ ከም መስዋእቲ እዩ ዝሕሰብ። ምሉእ ጥዕና ይሃብኩም ደቂ ብርኽቲ ምድሪ ጥበብኩም ይዓምብብ።🇪🇷🌿🇪🇷🌿🇪🇷❤️🇪🇷🌿❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍
@yordanoshaile-cp3ih
@yordanoshaile-cp3ih 10 месяцев назад
ብጣዕሚ ጽብቅቲ ፊልም ብጣዕሚ ኑፍዓት ተዋሳእቲ ብተመስጦ ኢና ተዓዚብናዮ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉
@arsiemanegash8210
@arsiemanegash8210 10 месяцев назад
Btaemi xbuk srah yekentelna bflay berhe adnakitu eye❤❤❤
@tirhasteklhmanot5814
@tirhasteklhmanot5814 10 месяцев назад
ናይ ብሓቂ ብልጽቲ ፊልም አያ ኔራ ክሉ ነገራ, ናፍቅናኹም.❤❤❤ የቀንየልና
@natsnettsegaimehari9964
@natsnettsegaimehari9964 10 месяцев назад
እታ ልበይ ኣእምሮይ ዝሰረቐት ፊልም: ብሰንኪ እዛ ፊልም ንቀዳም መዓልቲ ፈትየያ:: ተዋሳእቲ ካብ ሓድሕድ ዘይሓምቁ ምሩጻት ዳርክተር ወይ መራጺ ተዋሳእቲ ብጣዕሚ ኣድኒቐካ:: ምስ ውዳሰ ግን ኩሉ ትሰርሖ ልውህናኣ ኣደይ ስለ ተዘክረኒ ብልቢ ይፈትዋን የድንቓ:: መሊሳ እንተትድገም ኣይምመነክዋን ኣዝያት ትድነቕ ፊልም የቐንየልና: ጸሓፊ ዛንታን ብፍሉይ የድንቂ:: ጎዶሎ ዘይብላ ፊልም
@bellighebremedhin9462
@bellighebremedhin9462 10 месяцев назад
ናይ ገጠር ፍልም ኣይጽገበን እዩ❤ ኮፍ ኢልና ቡን እንዳሰተና ወዲእናያ❤
@ኹሉኸምፍቃድካይኹንጎይታየ
ኣቤል ሓድጉ ❤️ ብሓፈሻ ኩሉኹም ማማ ውዳሰ ❤️ ብልጽቲ ፊልም ኢኹም ሰሪሕኩም ካልኣይቲ ክንጽበየኹም ኢና 🙏
@briktiwelday9027
@briktiwelday9027 10 месяцев назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፊሊም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@helenlsak337
@helenlsak337 10 месяцев назад
ብጣዕሚ ብልጽቲ ደቂ ኤረይ ❤ ጽቡቅ ስራሕ አርኢኩምና
@abrehetestifanos9710
@abrehetestifanos9710 10 месяцев назад
Deqi Erey shkorinatat btami xbkti Film edmen tienan yhabkum fetari we love you all.
@mussietewelde3546
@mussietewelde3546 10 месяцев назад
ቡሉጻት ኢኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@shgnaberhe-6686
@shgnaberhe-6686 10 месяцев назад
ናይ በሓቂ ዓቢ ስራሕ ኢኹም ሰሪሕኩም ደቂ ኤረይ፡ ኣኹሪዕኩምና ኮሪዕና ኢና፡ ጥበብኩም ይሰስን ። Job well done 👏 🎉
@freitahagos1591
@freitahagos1591 10 месяцев назад
Edmen tenan yhabkum fetari.
@samriwelde3587
@samriwelde3587 10 месяцев назад
Nay beheqi xbuq srah deqi eri❤❤
@saliemtesfamariamgoitom233
@saliemtesfamariamgoitom233 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ This movie is truly amazing!!! Good Job to all who participated in this movie. Keep it up!!! I hope this movie gets an international award.
@Eritrea719
@Eritrea719 10 месяцев назад
ኣድኒቀኩም ደቂ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@astergrmay6970
@astergrmay6970 10 месяцев назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ደቂ ኤረይ ዕድመን ጥዐናን ይሃብኩም 14:30 ❤
@ተስፋጽባሕኣቡየ
@ተስፋጽባሕኣቡየ 10 месяцев назад
🙏 ርኢቶ 🙏 ናይ ብሓቂ ኣዝየየ ፈትየያ !! ግብራ ኣብዚ ሕጂ ናይ ሃገርና ዝግበር ዘሎ ብምግላጽኩምዩ ብሓቂ ንፉዓት !! ኸምኡ ውን ተስፋንኪኤል ናይ ብሓቂ ግብሪ ኢሰያስ ኣፍወርቂ ኣምጺኻዮ ከምኡ ውን በርሀ ተክሊተይ ንስኻ በርጌድ ንሓመዱ ኢኻ ብሓቂ : በርጌድ ንሓመዱ ከም ዝዕወት ኣማን ብኣማን ኣርኢኻኒ 👍👍👍👍👍👍👍👍 ቀጽልዎ ጥራሕ 👍👍👍👍👍👍 ግን እንታይ ኪኹም'ከ ንበርሀ በርጌድ ንሓመዱ ከየዛረብኩም ወዲእኩሞ : ነዚ ፈሽኳል ተክሊት ሰዓቢ ኤሱ ዘረባ ኣብዚሕኩምሉ ☹️
@gideyalem6475
@gideyalem6475 10 месяцев назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💟🙏welcome back 🙏♥.
@mihretasfaha
@mihretasfaha 10 месяцев назад
Deqi erey I miss you kulukumi nifati desi ena beletni zreya filim neyra 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@freweinyteklebrhan5733
@freweinyteklebrhan5733 10 месяцев назад
Bitaemi zeytiminu film eya nera bitaemi nifuet tewasaeti❤❤❤❤
@ghenetrusom3907
@ghenetrusom3907 10 месяцев назад
Bitami tsubuk sirah serikum fetiyeya❤ ❤❤❤❤❤❤❤ketsiluo ajokum deki Erey mearey , hadich friyatkum kea nitsibe kab kulukatkum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞
@bellighebremedhin9462
@bellighebremedhin9462 10 месяцев назад
ብጣዕሚ ጽቡቕ ፍልም💐
@musazghiasfha8361
@musazghiasfha8361 10 месяцев назад
Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍🇪🇷
@geriegerie503
@geriegerie503 10 месяцев назад
ኩልኹም ጽዒርኩም ዕውት ስራሕ ገርክሞ! Thankyou
@KelifaMahmud-s1z
@KelifaMahmud-s1z 10 месяцев назад
🇪🇷❤️🇪🇷🤝 So Much Proud
@yoditbrhane1671
@yoditbrhane1671 10 месяцев назад
Nay bhqi xbqti flim 🇪🇷 🇪🇷❤❤❤ 👏👏👏
@bellighebremedhin9462
@bellighebremedhin9462 10 месяцев назад
ንኽልኹም ዓቢ ኣድናቖት ኣለኑ🇪🇷💐💪❤ኩሉ ድማ ትውላቢስኩሞ❤
@astermartinazzo4309
@astermartinazzo4309 10 месяцев назад
All of them are fantastic from❤❤❤❤❤i wish all they will get award is beautiful really stories of the country 🇪🇷🌹💐🇪🇷🌹💐🇪🇷🌹💐
@haderakelati1160
@haderakelati1160 10 месяцев назад
እታ ፊልሚ ዓባያ ነዊሕ ጊዜ ዝኸደት ኮይና ባህላዊት ብሙኳና ጹቡቅቲ እያ። ግን ጽብቅቲ ጥራይ ክንብል ዘይኮነ ባህላዊት ብሙኳና ንኽእረም እንተ ኾይኑ እቶም ዓበይቲ ደቂ ጌጠር ናይ ዕድመ ጸጋ ዘለዎም እዮም ክእርሙዋ ዝኽሉ ምበር ኣብ ከተማ ዝቅመጡ ሰባት ጽብቅቲ እያ ኢሎሙና ኢልካ ምድዕዓስሲ ኣነ ብወገነይ ኣይቅቦሎን እየ። ምኽንያቱ ኣበላባብሳ ጉድለት ሪኤእየ ኣብ ላህጃ ድማ ባዓቢኡ ዝተፋላለየ ላህጃ እዮም ዘምጸባሩቁ ኔሮም ሓያል ፊልሚ ክስራሕ እንተኾይኑ ብዑቱብ ከንጸባርቅ እንተደይተሰሪሑ ናዓይ ኡኹል ኣይኮነን እቶም ጓሶት እንታዩ ኣላባብሶኦም ጓሶት ሃገርና ሻምቡቆ ሻፍሻፎ በትሪ ነጸላ ክልተ ሜትሮ ዓለባ ኣብ ክሳዱ ጠምጢሙ እዩ ዝኸይዱ ኔሩ ጫማ ሃራምበ ኮይኑ ስረን ጥቢቆን ዊን ሓደ ዓይነት ኣይኮኑን ዝለብሱ ኔሮም ዝተፋላለየ ኣለባብሳ ጀዲድ ጨዳድ ተሰፊዩ ብዘይ ስረ ነዊሕ ክሳብ ዳናጉኦም ዝበጽሕ ጀለቢያ ከንጻባሩቁ ምተገበአ ካልእ ውን ኔሩእዩ ጉድለት በርሀ ደጋጊሙ ይእሰር ኔሩ ብተደጋጋሚ የምልጥ ከምኡ ዓይነት ዕድላት ከ ገበነኛ ዕድል ይረክብ ዲዩ። ቡዙሕ ጽቡቁን ዝናኣድ ስራሕን እኳ እንተነበራ ቅድሚ ኣብ ስራሕ ምእታውኩም ጉድለታ ተኣኪብኩም ሪኢኹማ እንትኾኑ እሞ ካብ ጌጠራት ሃገርና ናይ ዕድመ ሰብ ጸጋ ተሳቲፎም እንዝኾኑ ኣዚያ ኣዝያ ብሃገር ደረጃ ብልጽቲ ኮይና ኣብ ኣህጉራውያን ውድድራት ዊን ክትቀርብ ምበቅዐት ኔራ ዝብል ኮመንት እዩ ዘለኒ የቀኒየለይ የመስግነኩም ኣብ ተዋሳእትና ዘለኒ ኣድናቆት ኣዚዩ ዓቢ ብሃገር ደረጃ ኣብ ዓቢ ውድድራት ገጢሞም ክዕወቱ ድማ እዮም። ❤❤🇪🇷❤❤🇪🇷❤❤🇪🇷🙏🙏🙏❤!!!
@da8387
@da8387 10 месяцев назад
ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ኢኹም ሰሪሕኩም ደቂ ኤረይ 🙏🇪🇷 🌟 👏🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷👏 ብርኩኹም ይጽናዕ ዕድመን ጥዕናን ድማ ይሃብኩም ❤🇪🇷❤️💐❤️🇪🇷❤️
@ogbamariam7833
@ogbamariam7833 10 месяцев назад
Great job thank you for your hard work🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@semaineshgebreab2686
@semaineshgebreab2686 10 месяцев назад
እዛድራማ ብጣዕሚበልጽቲ እያ።በነተይወገን ቀዳምቲእያ።❤❤❤❤❤❤❤
@firewoiniseyum6284
@firewoiniseyum6284 10 месяцев назад
Muluat ikum dekii erey🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🌷😘
@merkebasgedom5403
@merkebasgedom5403 10 месяцев назад
ንሕና በለቢ ይመስገን ፈልም በርሀ በ ርስቲ ኣዙ ጽብቅ ረና ኣብ ታዘብቲ ንኩሎም ህዝቢ ኤርትራ ብጣሚ ይመስገንካ ደጊመ ዕድመ ጥዕና ይሃብኮም ይበል ይቀንላይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅✅✅✅✅✅✅✅💯💯💯💯💯💯💯💯💯
@bisratrusomdebesay6785
@bisratrusomdebesay6785 10 месяцев назад
Edmen tenan yhabeley ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yosefgebrehiwet5910
@yosefgebrehiwet5910 10 месяцев назад
እንታይ ይወጻ ተሓጊስና ተባረኩ ደቂ ኣደይ ጽቡቃት ❤
@adahabte230
@adahabte230 10 месяцев назад
Yta zbelzet film 👏👏👏👏
@hanaenuriloveeritrea3323
@hanaenuriloveeritrea3323 10 месяцев назад
Asey xabukatay edman tanan yamnylkum 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤❤🇪🇷❤🇪🇷❤
@bahlbihruy4051
@bahlbihruy4051 10 месяцев назад
I love you all my Eritrean people especially artists of the Eritreans.
@eritriaeritria7010
@eritriaeritria7010 10 месяцев назад
ብጣዕሙ ጽቡቕ ነይሩ እግዚኣብሔር ነዊሕ ዕድመ ይሃብኩም ።❤
@fyorisolomun-wl9me
@fyorisolomun-wl9me 10 месяцев назад
❤❤❤waw zifetwa abay film hagerna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nahomdc9757
@nahomdc9757 10 месяцев назад
እብ ዕድመይ ካብ ዝራእክወን እታ ዝበለጸት ተካታታሊት ፉሊም ሃገርና❤❤❤
@hewanadam4389
@hewanadam4389 10 месяцев назад
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@HibretDebesay-oi4pw
@HibretDebesay-oi4pw 10 месяцев назад
I love you deqi Erey ❤️♥️❤️🇪🇷 🇪🇷🇪🇷 it was very nice and attractive film.thanks to all artists.
@ghenettewelde4596
@ghenettewelde4596 10 месяцев назад
ናይ በሓቂ ብሉጽ ስራሕ ውዩ ኔሩ። ባጀት ወሳኒ እዩ፡ ምስዚ ኩሉ ጸገም ከምዚ ምስራሕኩም ብሉጻት ኢኩም። የቀንየልና፡
@rahelmussie4977
@rahelmussie4977 10 месяцев назад
Dhri milenu zbelexet teserhet berhe beal resti eya thanks ❤❤❤❤❤❤
@abhiweteyeyezeneber
@abhiweteyeyezeneber 10 месяцев назад
Nay behaki azikum belutsat kab hedhed zeytebelaletsu geganu ikum mekuratey mearey ❤❤❤
@_john2000
@_john2000 10 месяцев назад
የቀኔልና ክቡራት ኣባል በርሀ በዓል ርስቲ..🎉 ንፍዓት ኢኹም ብሓቂ.!
@SB10889
@SB10889 6 месяцев назад
Keep going Shishay Hailab እቲ ንጉስ ቆጫዕ ኣበለ
@Bereketabraham-xr5lo
@Bereketabraham-xr5lo 10 месяцев назад
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@areyzeregabr770
@areyzeregabr770 10 месяцев назад
ናይ ብሓቂ ብሉጽ ስራሕ ደቂ ኢረይ ሓላላት❤❤❤❤
@natsnettsegaimehari9964
@natsnettsegaimehari9964 10 месяцев назад
መድሃኔ ሓወይ ብጣዕሚ የድንቐካ ንፉዕ: ይቕሬታ ብዘይኣፍልጦ ተከዲንካያ ዘለካ ጎልፎ ግን ናይ ዞም ግብረሰዶማውያን ጎልፎ እያ እታ ባንዴራ ኣብ ኣፍልብካ ዘላ መመልይ ናቶም እያ::
@bahlbihruy4051
@bahlbihruy4051 10 месяцев назад
It's so fantastic and attractive. I was waiting to watch the nest coming part for long. I was satisfied.
@adahabte230
@adahabte230 10 месяцев назад
Abel derasi btamy zdenk👏👏👏
@SB10889
@SB10889 6 месяцев назад
Derasi Shishay Hailab
@rezeneasfaha2612
@rezeneasfaha2612 10 месяцев назад
ተቐዳዲመ ቅድሚ ርኢትኦም ምሃቦም, እዛ ፊልሚ እዚኣ ዝነበረና ፍቅሪ ፍትወት ንኩሉ ኣቀራርብኣ ኣብኡ ዘሎ ቃላትን ላህጃ ቀደምን , ነቲ ገጸ ባህርያት ምልባሶምን, ቀዳም መኣስ ትኣክል ክንብል ከምዚ ናትካ ናይ ውልቅኻ ታሪ ሞ ትናፍቆን ሃረር ትብሎን ኤሪትራዊ መንፈስን ሕልናን, ንኩሉ ዝሓለፍናዮ ታሪኽና ትገልጽ, ኩናማ ኩን ናራ ትግሬ ኩን ዓፋር ሳሆ ኹብ ብሌን ትግርኛ ኩን ሕዳርብ ረወላ ሕዳርብ በብኣቀማምጥኡን ሕሉፍ ታሪኹን ከምኡ ስለዝኾነ, ንንፈልጦ ንዝማዕናዮ ኣብ ጽሑፋት ዘንበብናዮ, ብመሳጢ ኣገባብ ወዘተ እንድዒ ስነጥበበኛታትና ንዘለዎም ብቅዓትን ድምቀቶምን ይገርመካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@bisrattecle5640
@bisrattecle5640 10 месяцев назад
Great job🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@wintafetawitthomasalazar6678
@wintafetawitthomasalazar6678 10 месяцев назад
Wedishey ❤👸
@bellighebremedhin9462
@bellighebremedhin9462 10 месяцев назад
እቲ ኣልባሳት ቄሩብ መጽናዕቲ ዘድልዮ ኮይኑ ይስመዓኒ እተን ደቂ ኣንስትዮ ዝኽደነኦ እቲ ክዳውንቲ ጽሩይንውቶ ሓሩ እቲ ቁኖታት ከመይ ኔሩ ኮታ ቁሩብ መጽናዕቲ ዘድልዮ ኮይኑ ይስመዓኒ❤ ግን ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ቀጽልዎ ደቂ ኤረ🇪🇷💪💐 ሰላምታ ካብ ደንማርክ🇩🇰🇪🇷
@adahabte230
@adahabte230 10 месяцев назад
Nykulkum 🌹🌹🌹🌹
@JonathanKiflom-c6m
@JonathanKiflom-c6m 10 месяцев назад
❤❤❤❤
@rahelmussie4977
@rahelmussie4977 10 месяцев назад
Thanks kulom abza zserahkum ❤❤❤❤❤❤ Mara blxti move eya Aseyyy hji kale wesikumna Aseyyyyyy Amlak msakum ykun
@bahlbihruy4051
@bahlbihruy4051 10 месяцев назад
It's so great film.
@HabtomYohannes-i1i
@HabtomYohannes-i1i 10 месяцев назад
ሰላም ሰላም ደቂ ኤረይ ኣብ ሂውውትኩም ጥዕና ኣብ ስራሓኹም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኩም ብምቅጻል በርሀ በዓል ርስቲ ብጣዕሚ ደስ ብሃሊትን መሳጢትን እያ ብሰላም ኣጀሚሩ ምሰላም ዘፈጸመኩም እግዝኣቢሄር ኣምላክ ምስጋና ይብጽሓዮ ካብዚ ንላዕሊ ብኻልእ በሃላዊ ፍልም ክንጽበየኩም ኢና ኣብ ዘለኽሞ ሰላምን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤❤❤
@ሻሎም123
@ሻሎም123 10 месяцев назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ኢኹም ሰሪሕኩም ❤❤❤❤❤❤❤
@semirtekle6428
@semirtekle6428 10 месяцев назад
ጀጋኑ ናይ በሓቂ ጽኑዓት እንታይ እሞ እዚ ኢስያስ Ethopiawi እንድዩ ዓዲ ድሕሪት መልስዋ ፃማኹም ኣብ ቀረባ ብፍላይ ተኽሊት ዉዳሴ ደሳሌ ከንቲባ ሕድራይ ኩሉኹም ደቂ ኤሪ God bless u ናይ በሓቂ ስነጥበብዉያን ሃገርና ናይ በሓቂ ኣድኒቅና ኣይንዉድኦምን ኢና ምስ ጀምዓና እዚኦም ሎሚ ሚልዮነራት ምኾኑ ግን ኢስያስ ከዳዕ Ethopiawi እንከሎ ኣይሕሰብን እዩ 🇪🇷👍 God bless ኤርትራ and Eritran Artist
@sabagebru2087
@sabagebru2087 10 месяцев назад
Btaemi des tbl Sarah deki erey
@tjabzjhzhzh1967
@tjabzjhzhzh1967 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@HenokYemane-e5o
@HenokYemane-e5o 10 месяцев назад
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 geganu kavzuy nlaeli ktdersu btesfa nxbe deki erey halalat
@godislove7204
@godislove7204 10 месяцев назад
Great Film 2023 🩷❤️
@selamzaid8539
@selamzaid8539 10 месяцев назад
Bluxat mtami ena Astemaqirnaya deqi🇪🇷❤️💪
@Fkrey10
@Fkrey10 10 месяцев назад
Fliti filim ❤❤❤❤❤🎉🎉
@noelnoob9928
@noelnoob9928 10 месяцев назад
Deki Eri
@abrahamghebreseasie9640
@abrahamghebreseasie9640 10 месяцев назад
👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👍👍👍👍👍👋👋👋👋👋✅✅✅✅👋👋👋🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ንፉዓት ብዘይ መጠን ህዝቢ ኣዛናጊዕኩም፣ ብዙሕ ህዝቢ ተሓጊሱ ብኣኹም። እቲ ስራሕ ኣዝዩ ከቢድ ማለት ብፍላይ ላህጋ ብጣዕሚ የ ዘድንቐኩም። ንበሩልና ክበሩልና ብልቢ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም። ዳራሳይ ከኣ ኣዝዩ ክድነቕ ይግብኦ👋👋👋👋👋 ንቀጻሊ ከኣ ከምኡ ዝኣመሰለ ሒዙ/ ሒዝኩም ክትምለሱና ትጽቢትና ፍጹም ወሰን የብሉን። እምበር ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@aimertoujour2315
@aimertoujour2315 10 месяцев назад
Berhe h's unique ❤
@fortosawa6274
@fortosawa6274 10 месяцев назад
ደቂኤረይ ብሩኻት ኩሉኹም ተዋጺእኩሞ: ብሉጽ ስራሕ ሰሪሕኩም ኢኹም:ሰላምኩም ይብዛሕ ቀጽልዎ አብ ጎንኹም አለና።
@Zeyhalfelusebyelen
@Zeyhalfelusebyelen 10 месяцев назад
ደቂ ኤረይ ሓላላት ❤❤❤❤
@harenaamanuel8786
@harenaamanuel8786 10 месяцев назад
Meron❤❤❤❤ my best
@adahabte230
@adahabte230 10 месяцев назад
Ny Abel alylena
@adahabte230
@adahabte230 10 месяцев назад
Berh👏👏👏👏
@rezeneasfaha2612
@rezeneasfaha2612 10 месяцев назад
መጀመርያ እቲ ድርሰት ዝገርም ዩ። ንመንነትናን ሕሉፍ ታሪኽናን ብግዜ ክትርእዮ ከሎኻ ናብቲ ወራራት መሳፍንቲ ናይቀደም ምስ ላህጅኡ, ነቲ ናይ ቀደም ኣለባብሳ, እቲ መሰነይታ ሙዚቃ, እቲ ኣሰኣእላ ውን ነቲ ዝበሃልን ትጽበዮን ትሰምዖን ደድሕሪ ቲ ኣቃልቦኻ ዝኸይድ ቀራጺ ካሜራ, ንኣብነት ክልቲኦም ኣሕዋት ተፋሊሞም ብጉራደ እናተሃራራሙ ዝብልዎ ክትሰምዕ ከሎኻ ናይቶም ኣብ ኣፍራስ ዝነበሩ ዝስምዖም ስለትርድኦ ናብቲ ኣቃልቦ ዝወሃቦ ኣተኲሩ ኣብ ኩሉ እቲ ፊልም ዝምስጥ ምትኳሩ, ነቲ ፊልም ዘድሊ ኩሉ ዝተቀረበን ንዕኡ ይመስል።ዝገርም ዩ ልዑል ኣድናቆት ኩልኹም ስነጥበበኛታትና።❤
@aimertoujour2315
@aimertoujour2315 10 месяцев назад
Medhanie ❤ bitami nifue ika🥺❤️
@robeleyob2637
@robeleyob2637 10 месяцев назад
Part 2 elkum way kezi aynet entering zkone seb ewn baelu des elwo nkre zedm film aqrbulna 💯 kab 💯
@MahmudMohamedbrhan-er4wi
@MahmudMohamedbrhan-er4wi 10 месяцев назад
ደራስን ዳይሪክተርን ኣቤል፡ሓድጉ ተካኢ ስውእ ስነ ጥበባዊ ኢሰያስ ጸጋይ ። ናይ ዘመና ቡሉጽ ደራሲ ኣድናቂካ ሸላሓኮ ካብ ጁባ
@AdhanetBerhe
@AdhanetBerhe 10 месяцев назад
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@luwamjudu1747
@luwamjudu1747 10 месяцев назад
Abel hadgu subk srah gn mntay ameteson zeybela berhe mes rekeba
@kasay67
@kasay67 10 месяцев назад
ብዘይ ቃል ዓለም ብጽልቲ ፊልም፡ኔራ።
@yeakalomisghina3901
@yeakalomisghina3901 10 месяцев назад
Kesab hiji kemzae belexti bahlawit film reaya ayfelten.
@haderakelati1160
@haderakelati1160 10 месяцев назад
በርሀ ባዓል ርስቲ ቋንቋ ንምንታያ ላህጃ ዘይ ናይ ሃገርና ተጌራ ንምታይ ጠቅሚ ኸ እዚ ትብሉዎ ደለኹም ላህጃ ኣበየናይ ከባቢ ይዝረብ??? ዳርጋ ኩለን ዞባና ንፈልጠን ኢና ዶቡብ እዮና ናብዚ ላህጃ ዚ ቁርብ ደቆርቡ እምበር ንሶም ዊን እቲ ላህጃኦም ከምዚ ኣይኮነን።ኢዚ ላህጃ ግን በቀጥታ ናይ ትግራይ እምበር ናይ ኤርትራ ኣይኮነን ክብሉ ዊን ቡዙሓት ሰሚዐኤ ሞ ነዚኣ እንተትምሉሱልና ሰናይ ኔሩ ቡኡ መጠን ዊን ምፈለጥና ይብል። ❤❤🇪🇷🍃❤❤🇪🇷🍃❤❤🇪🇷🍃🙏🙏🙏❤!!
@tarikasmerom6238
@tarikasmerom6238 10 месяцев назад
🐪🇪🇷❤🐪🇪🇷❤🐪🇪🇷❤✊✊✊✊✊
@World436
@World436 10 месяцев назад
Slemntay gn Lahaja abuyuna kebiduna zblu abey diyom abiyom Arebic diyom zzarebu koynom welas antay nezi Xuruy lahaja Tigriyna ante zeykialom kemey eyu zkewun zelo 😢😢😢😢
@mikiyatlove9608
@mikiyatlove9608 10 месяцев назад
ሕጂ ንስኻ ኩሉ ላህጃ ትክእል ኢኻ ማለት ዲዩ
@Sami-xq3qs
@Sami-xq3qs 10 месяцев назад
ጽብቅ ስራሕ ኢኹም ሰሪሕኩም ሪኢቶይ ግን ቁሩብ ን ፕረዝደንት ኢሰያስ ኣፎርቂ ዝገልጽ ስራሕ ኢኹም ስሪሕኩም ብፍላይ ናይ ተስፋንኪኤል ብህሪ ብሓፈሻ ኩሉ ኣብ ሃገርና ዝግበር ኢኹም ገሊጽኩሞ ክፋእ ናይ ሃገርና ኣይተጋልጽዎ እምበር ጽብቅ ስራሕ
@adikeyh7770
@adikeyh7770 10 месяцев назад
ትግራዋይ ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ሓሶት ሃይማኖቱ
@ወዲነግሽንቕድሚትጥራይመር
Kla gdefuna Togarattt wign
@fortosawa6274
@fortosawa6274 10 месяцев назад
ሰብ ዲኻ ዓጋመ።
@abhiweteyeyezeneber
@abhiweteyeyezeneber 10 месяцев назад
Eti mekera besenkekum zehalefnayo eu zegelets enteteredieka wela hegi wen entekone gen eritrea neritrawyan be eritrawyan teray ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Далее
Самое большое защитное стекло
00:43
Gerset Road to Golij, Omhajer: Eritrea
2:06
Просмотров 2,6 тыс.