Тёмный

ዕላል ምስ ኮሚቴ ዝኽሪ ከዋኽብቲ ስነጥበብ ኤርትራ - መደብ ጉዳይ ኣብ ዘተ - ER-TV 

Eri-TV, Eritrea (Official)
Подписаться 562 тыс.
Просмотров 10 тыс.
50% 1

ERi-TV, Eritrea - ጉዳይ ኣብ ዘተ - ዕላል ምስ ኣባል ኮሚቴ ዝኽሪ ከዋኽብቲ ስነጥበብ ኤርትራ ኣቶ ተወልደ ገ/እግዚኣብሄር ስነ-ጥበበኛ - ኣቶ ኣስመሮም ሃብተማርያም ጋዜጠኛ - ኣቶ ኣኽሊሉ ዳኒኤል ስነ-ጥበበኛ | guday ab zete - Interview with Committee to study the contribution of Eritrean legendary entertainers
Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly prohibited.

Развлечения

Опубликовано:

 

7 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 33   
@senaitkidane9500
@senaitkidane9500 18 дней назад
ብጣዕሚ ጽቡቕ ምጅማር ኽተባቤዕ ዘለዎ መደብ እዮ አምላኽ ይሓግዝኩም።🙏
@mehretnegusse8569
@mehretnegusse8569 19 дней назад
It's a start please 🙏 keep up the good work ❤❤.
@zeratsiontesfayweldemichae8094
@zeratsiontesfayweldemichae8094 18 дней назад
ብጣዓሚ ደስ ዝብል እዩ ምዝቃታትናን ደረፍታትናን መሐዘል ኣደታትናን ንኩለር ጸላትና እዩ።
@hareguyemane9075
@hareguyemane9075 18 дней назад
God bless Eritrea and Eritrean People Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@zafubeyene4688
@zafubeyene4688 18 дней назад
Agiokum deki Erei geganu kibri niakum ikon awet n hafach wetru zikri n sematatna ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹💯💯🙏🙏🙏🙏👍👍👍💯💯
@Warsaywedieri1991
@Warsaywedieri1991 18 дней назад
መርሓባ ደቂ ሓላል መሬት ኹቡራት ኣቦታትናን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም❤ ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🌹💟🇪🇷🌺👌🌺👍🇪🇷💟🌹🇪🇷👍🌺🌺🌹💟🇪🇷👍🌺👌
@berhanuabderhim8767
@berhanuabderhim8767 18 дней назад
Grazie mille ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🙏
@gegerbashay719
@gegerbashay719 16 дней назад
ስነ -ጥበበኛታትና ኮዋኽብቲ ሃገርና ንዝሞቱ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ንህልዋት ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤
@margarettesfamicael4853
@margarettesfamicael4853 18 дней назад
🎉tikkle deki Eriy kebrn mogson nsemaietna given their life for freedom peace beautiful music in my ears 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@michealtewelde2855
@michealtewelde2855 18 дней назад
Aman baman behaki tsibuk hasab ey derfe hagena tarki ey emo nekxelo 🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@Tesfagabir456
@Tesfagabir456 19 дней назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@eritrea6227
@eritrea6227 18 дней назад
Arkanat artist hagerna Edman tinana yehbkum 🙏❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@zafubeyene4688
@zafubeyene4688 18 дней назад
Welcome kuburat harbegnatat Eritrawian geganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍💯💯💯👏👏👏👏💪👏👏💪
@habtomrussom3689
@habtomrussom3689 19 дней назад
Selam Abeyti Adi
@biniamweldemichaelb9384
@biniamweldemichaelb9384 19 дней назад
Nic see you after ling time ❤Eritrean musican old singer still I love it still I like it still I listened new singer is ?🐪🐪🇪🇷💯
@Weldezghi
@Weldezghi 19 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-df3lm6gm6o
@user-df3lm6gm6o 19 дней назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️👍
@berhaneghebremeskel5622
@berhaneghebremeskel5622 18 дней назад
❤❤❤ሃገራዊ ባህልና ንምዝካርን ንምዕቃብን ነቶም ዘየምትን ገጠምትን ከምኡውን ሙዚቀኛታትን ክንዝክሮም ኣለናሞ ቀጽልዎ ጥራሕ❤❤❤
@Cherchu4Semere
@Cherchu4Semere 18 дней назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@himanteklemariam8749
@himanteklemariam8749 18 дней назад
🙏🙏🙏🙏❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@samigilay139
@samigilay139 18 дней назад
❤❤❤
@galaxy7056
@galaxy7056 18 дней назад
❤❤❤❤❤❤
@avgasbbs7173
@avgasbbs7173 11 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@nugusearey3923
@nugusearey3923 18 дней назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@OgubaiZere
@OgubaiZere 18 дней назад
ብጣዕሚ ዘሖጉስ ታሪኽ (ዛንታ) ናይብሓቂ ናይብሓቂ ሕጉስ አነ ሙዙቀኛታ ኤርትራ ልዑል አበርክቶ ገይሮም ይገብሩ አለውን ሕጂውን አነ ኤርትራውነት ኩቡር መንነት ኤርትራውነት ብማንም ከድዓት ዘይክማህ መንነት ይብለኩም ሓውኹም ዑቀቝባይ ዘረኤ ዓወት ንሐፋሽ ውድቀት ንፈሽፋሽ ቻው።
@senaitgeremedhin6515
@senaitgeremedhin6515 18 дней назад
❤🎉 🐫❤🇪🇷💪🇪🇷
@samiarai-pk7tt
@samiarai-pk7tt 18 дней назад
ሓወይ ኣታ ዕሻ፡ ዓርከይ ኣታ ዕደ፡ በረኻ ዘይትወፍር ክራማት ከይነጎደ። ቁመጦ ስሬኻ፡ ግበር ጥላም ሳእንኻ፡ ዉጻእ ንበረኻ፡ ቀበጥበጥ ኣይትበል ስራሕ ንዓድኻ። ነዛ ደርፊ ክልተ ግዜ ጥራሕ ኢየ ሰሚዐያ፣ ሓንቲ ግዜ ብሬድዮ ኣስመራ፡ ካልኣይ ግዜ ከኣ ብድምጺ ሓፋሽ። ምስ ስዉእ ተስፋይ ፍስሓ ኣተኣሳሲረ ከኣ ይዝክራ። ጓል ሓወብኡ ንተስፋይ፡ ንኣቦኣን ንተስፋይን (ክልቲኦም ኣብ ገጠር ኢዮም ዝነብሩ ዝነበሩ) ነዊሕ ስረን ካልእ ህያብን ካብ ዓሰብ ትሰደሎም። ተስፋይ ከኣ ነታ ጽብቕቲ ነዋሕ ስረ ቆሚጡ ሓጻር ጌሩ፡ ዝተረፈ ከኣ ሳንጣ ሰፍይዎ። ብኣ ኣቢሉ ከኣ ናብ ህ.ግ. ተሰሊፉ፡ ንሱን ድሕሮም ዝተሰለፉ ኣሕዋቱን ከኣ ተሰዊኦም። ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስዉኣትና!!! ስነጥበብ መራሒ ኢዩ ኔሩ፡ ባርያ ከኣ ሓደ ዓቢ ጀነራል!! ዶር. በረኸት ኣብታ ብስምኩም ቃኒና ደሪስና ዘሚርና እትብል ደርፉ፡ ብዓቢ ጥበብ ገሊጽዎ ኣሎ።
@esaiasmehari7409
@esaiasmehari7409 18 дней назад
❤🎉❤🎉❤😢❤🎉❤🎉❤🎉❤
@weldeyonastekie4979
@weldeyonastekie4979 18 дней назад
melhek culture history cores ezi weledo kebete kezeket keweze selezytedelye eyou himam narcist alekum not sstand let us talk
@weldeyonastekie4979
@weldeyonastekie4979 18 дней назад
how to express them selementay kezeketen kebtenen kewezen zytedelye elena entehasibena ///we do not stand we do not walk telahun geses wedesu great shame hisory
@dolcevitac.lassale9974
@dolcevitac.lassale9974 18 дней назад
ታሪኽ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ውቅያኖስ እዩ፣ፍሒርካ ዘይውዳእ ክቡር ካብ ኣልማዝ ንላዕሊ እዩ። ክፈሓርን ክወጽእን ናብ ህዝቢ ኤርትራን ወለዶታትን ክቐርብ ብመንግስቲ ውን ግቡእ ኣቓልቦ ይወሃቦኳ ተኾነ ክዛይድን ንከምዚ ተበጊሶም ዘለዉ ኣቦታትን ባዕሉ በቲ ሚንትስር ደረጃውን ፈሓርቲ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ፣ ዘየምቲ-ደረፍቲ ገጠምቲ፣ ተዋሳእቲ ስፖርተኛታት፣ሽሕ ዩ መወዳእታ የብሉን ፣ስለዚ ብቕንዕና ንታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ናብ ዘሎ፣ ዝመጽእ ወለዶ፣ንቤተመዘክርን ክኸውን ንዝብገሰ ዘበል ኩሉ ፍሉይ መተባብዒ ክግበረሉ እንተዝኸኣል ሰናይ ነገሩዩ። ፕ ኢሳያስውን ኣብ ዓዲ ጣልያን ምስ መራሒት መንግስቲ ጆርጂያ ሜሎኒ ኣብዝተራኸበሉ ልዕሊ 150 ሽሕ ካብ ህዝቢ ኤርትራ ብመንግስቲ ጣልያን ክዕስክር ተጌሩ ክሳብ ኣብ ትሪፖሊን ካልኦትን ብምውጋእ ሂወቶም ዝወፈዩ መዛግብቶም ክቕላዕን ኣብ ቤተመዘክር ኤርትራ ክሰፍርን መተሓሳሰቢ ምሃቡ ይዝከር።እዚ ዓቢ ቁም ነገር እዩ፣ ከምኡ ከኣ በዞም ኣቦታትን ኣያታትን ዝብገስ ዘሎ ኣካል ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነ ታሪኽ ስነጥበኛታት ኤርትራ ክብርበርን ክጽናዕን ክስነድን ብመንግስቲ ፍሉይ ሓግዝን ምትብባዕን እንተዝግበረሉ ዝበለጸ ምኾነ።ግሩም ስራሕ ።በርትዑ።ዓወት ንሓፋሽ።
@selamneritranaselamneritra3954
@selamneritranaselamneritra3954 18 дней назад
ግርም ነሩ እዝ ጥራይ ኣይኮነን ገድፍክሞ ጸንሕኩም ኣቶ ኣያና ጋዜጠኛ ኣስሞሮም ዘምጾኦ ዝነበረ ናይ ታሪኽ ወይ መደብ መርሓባ ኣቃርጽወ ስለምንታይ ካልኣይ ኣዝዩ ኑፉዕ በሊሕ ንኽሉ ብኽሉ ዝተዓጻጸፍ ጋዜጠኛ ደራሲ ተዋሳኣይ ት ዝዓበይ ካብ ስነጥበባውያን ደበሳይ ወልዱ ዘቕርቦ ዝነበረ መደብ ብጋህዲ ኣቃርጽክሞ ስለምንታይ ስለዚ ህዝቢ ብመስኮት ተለቢዘን ኦር ቲቪ ቦሎ ብዘይገድስ ሓሳቡ ክገልጽ እንተዘይክእሉ ት ኣብ ደገ ዘሎ ህዝቢ ሃገሩ ናበይ እንታይ ሽግርን ራህዋን ጽባቐን ብምንታይ ይፍለጥ ስለዚ ከተቕርብልናን ከተቐጽልወን በዚ ኣጋጣሚ ክምሕጸን ይደሊ
Далее
ERi-TV ድራማ: ቀምሻ - ሓቀኛ ዛንታ
27:43
МОЙ НОВЫЙ ДОМ
1:01:04
Просмотров 2,1 млн
Maybe a little TOO much gel 😂
00:12
Просмотров 11 млн
Wait for the BOWLING BALL! 👀
00:38
Просмотров 18 млн
ዘተ ኣብ ጉዳይ ፀጥታ ከተማ መቐለ
19:29