Тёмный

"ዕላል ጎረባብቲ" ሕብረተሰባዊ ዘተ ጓል ኣነስተይቲ ኣብ ክንደይ ዓመታ ትመርዖ! 

Dimtsi Weyane Television
Подписаться 423 тыс.
Просмотров 21 тыс.
50% 1

Subscribe ይግበሩ!
©Copyright: Dimtsi Weyane
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
-----------------------------
Website www.dmtsiweyane.com/
Facebook / dimtsiweyane
Twitter / dimtsiweyane
Telegram t.me/DimtsiWeyaneTigray
Instagram / dimtsiweyane

Опубликовано:

 

26 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 57   
@SUNRISE-qx8vi
@SUNRISE-qx8vi 5 лет назад
ናይ ትምህርቲ ዕድለን ረሲዕኩሞ ክማሃራ ኣለወን መርዓ ድሕሪ ዓሰርተ ሸሞንተ ዓመት ኩቡራት ኣሕዋት
@grmawit1902
@grmawit1902 5 лет назад
አይ ወለተይ ጥዑማት ላዛ መኽበርቲ ባህሎም አነስ ናቓደም ባህሊ ዳአም ሸገ ብለኩ ከዚ ግዜ ትባላሽው ዳአም ናቓደም እማ ብወለድቲ ትመርዕወን ወልደን ዘምደን ዕድመልክዐን ብሓደ ይነብርለው ብፍቕራ አያ እከለ፣ ጎይታዋ ፣አትሞየ ላትብሀለ ትፅዋወዑ ተለው ፣እነእከለ ትብልለው ናቓደም ዳአም ጥዑም👌👌😍😍 ናከዝማ ፍቅር ወድፍቅራ ፣መብተይ ፣ግደተአይ፣ ቁርሺ ወርቂ ላትብሀለ ወርሒ ትአትውካ ብወርሒ ላትፋታሕካ አረድየ 🙈🙈🙈
@hntsahaylay1955
@hntsahaylay1955 5 лет назад
😂😂😂ሓቂ
@user-il5zb6ts5o
@user-il5zb6ts5o 5 лет назад
ግርማዊትይ ፅብቅቲ እንድሕር በዘይ ድሌት ኮይኑ ከ ማዓረይ እስኪ ንገርኒ ሓቢብተይ
@grmawit1902
@grmawit1902 5 лет назад
@@user-il5zb6ts5o ዓሳድዋ ብግዲ ዳአም ታመፅኡ አያእትው ብለን ካብ ገጠር ላከተማ ልጥፍአ እኮ ብዙሓት እየን ግን አይናእትውይ ልብላሉ ምክንያት እንሆ ልምሳሌ ቆልዓኡ ዓብዩ ተኮይኑ ልቑርሺ ወይም ልመሬት ውይም ሂወትኪ ልጎድአሉ ተኮይኑ እምብይ ምባል ሽገ ይኡ 👌ግን እቲ ቆልዓ ዕድመኡ እንታይነቱ ዘርኡ ምስአኪ ልከድ ተኮይኑ ወለድትኪ ላምፃእልኪ ናብራ ሕጉስ ሂወት ኢኪ እትነብራ እና ብወለትካ ትለምንካ ኻብርካ ምእታው ልወለትካ ልባዕልካ ክብረት ይኡ ብናተይ ሓሳብ ይኡ ምቅርተይ ካብኡለ ብወለትካ ልመፅአ ናብራ እኮ ትፃልእካለ ተሎ ይትዳፉፈርይ ተሎ አይትፉተሕይ 👈👉ብባዕልካ ላምፃእካያ ናብራ ግን ዉይ ትፃላእለካለ ሀምለይትፋለጥ ይካ ትኮን ምፍታሕለ ሰሙን አይወስደካይ እና ሀምአነ ብወለቲ ይአልመርፅ ነብረ ቃርዩዳአም ጋል ዓደይ
@user-il5zb6ts5o
@user-il5zb6ts5o 5 лет назад
@@grmawit1902 ትክክልኪ ማዓረይ ኣነ ጋል ዓድጉደም እየ ስብኣዩ ዓብይ ዋላ ከይኮነስ ካብ ትምህርቲ የቃርፅና እዮም
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 5 лет назад
Grmawit ጋል ማይጨው: kikikikkkkkkk ሓቅኺ ኢኺ ደስ እዩ ዝብል ግና ብያንስ 15 ብትኸውን ይሕሽ ተሓፅያ ክዓ ትምህርታ ክሻብ ትውድእ ክፅበዩ እና ክዕገሱ ቃል ክኣትው ኣለዎም ባሕሎም ሃይማኖቶምን ቃንቃኦምን ማንነቶምን ሓልዮም ምስኡ ድማ ፍልጠትን ትምህርትን እናዳበሩ ክቀስሙ ኣለዎም ኢለ እየ ዝኣምን:::!!!!
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 5 лет назад
ባህልና ደስ እዩ ዝብል ምክብባር ግን እቲ ዕድመ ካብ 18 ብዝኾን ዝሕሽ ይመስል ምእንቲ ክማሃሩ እና ፍልጠት ክረኽቡ ካብኡ ክዓ ባዕላ ዘፍቀረቶ ጥዑይ ሰብ ዝኾነ ሪኣ ንወለዳ ኣፍሊጣ ምስ ወለዳ ተረዳዲኣ ተስማሚዓ ተመኻኺራ ክኾን ኣለዎ ብባህሊ መንገድ ስርዓት ክኸውን ኣለዎ:::: ካብኡ ጋልኩም ሃቡና ኢሎም ሽማግሌ ክልእኹ ኣለዎም::: ካብ ባህልና ስርዓት ክዎፁ የብሎምን፡፡ ባህሎም ትምህርቶም ማንነቶም ቃንቃኦም ሃይማኖቶም ኩሉ ኣጥቢቆም ክሕዙ ኣለዎም እየ ዝብል ብናተይ ሪኢቶ ህዝበይ ትግራይ ክጥንክር ክምዕብል ኣለዎ ብሃይማኖቱ፥ብትምህርቱ ፍልጠት፥ብቃንቃኡ፥ብባህሉ ዝጠቅሞን ዝጎድኦን ፈሊጡ ኩሉ ነገር መርሚሩ ኣስበውዒሉ ብፈጣሪ መንገድ ክጋዓዝ ኣለዎ እየ ዝብል::: ብዝተረፈ ኣጆኹም ትግራይ ምዓራተይ ፈጣሪ ይርደአኩመ ኣምላኽ ኣይፈለየኩም ኩልሻዕ ይሓልወኩም::::!!!!!!
@user-hd1sj5tx5f
@user-hd1sj5tx5f 5 лет назад
ኣያም በል ይብሎ ከኣ ሓባይብ ኣያታተይይ ባህሊ ራያና ኸምዚ ያ በቃ ኣነ ለሕጅ ጋል 22ኣመት የ ኣይተመርዓኩን ሕጅ ግን ይሃስብ ኣለኩ ኢንሻ አላህ
@amharaahyagondergonderyeah5946
An ewn Wedi 24amet ey aytemrokn ey kemrowky abey aleki fp instagram aleki dy. ❤️✌️✌️
@nebriharas9494
@nebriharas9494 5 лет назад
ኣብ 12 ኣይትሸኸሉ ካብ 15-18 ኣብ ዘሎ ዕድመ ብሕፀ ወይ ብመርዓ ኣዋልድና ክምርዓዋ ኣለወን። ካብኡ ንድሓር ዘሎ ዕድሚአን ግን መፃወቲ ዓደሃገር ኮይነን ምናምን ኮይነን ክሓልፋ ኣብ ርእሲ ምፍራድ ናይ ማሕበረ-ሰብና ሃይማኖትን ክብርን ክዓኑ ንገብር ከም ዘለና ክንፈልጥ ኣለና።
@sebawnetselam9905
@sebawnetselam9905 5 лет назад
ክክክክክ እዋይ ደስክብል ምጉቶም
@funfactor3491
@funfactor3491 5 лет назад
ካብ የማን ማእከላይ ተዛራቢ ብጣዕሚ ንፉዕ
@user-jm9jj2wj4k
@user-jm9jj2wj4k 5 лет назад
good job right speakers . under age marriage is like selling your daughter
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 5 лет назад
ባህልና ማራ እዩ ደስ ዝብል ኣብ ኩሉ ትግራይ ኣቱም ኣትን ማለት ናይ ክብሪ ፍቅሪ መሰረት ግና ብያንስ 15 ብትኸውን ይሕሽ ተሓፅያ ክዓ ትምህርታ ክሻብ ትውድእ ክፅበዩ እና ክዕገሱ ቃል ክኣትው ኣለዎም ባሕሎም ሃይማኖቶምን ቃንቃኦምን ማንነቶምን ሓልዮም ምስኡ ድማ ፍልጠትን ትምህርትን እናዳበሩ ክቀስሙ ኣለዎም ኢለ እየ ዝኣምን:::!!!!
@paulsamsung453
@paulsamsung453 5 лет назад
ብቆላዓኣ ማለተይ 12ዓመት ተምርዕያ እንታይ ከምትሰሕ ኣይትፈልጥን ሓማት ዝብልዎን ካ ኣለዋ እንታይ ቆልዓኣ እ ያ እዝኣከ ክተዕብያዲኻ ኣምፅእካያ እናበላ የሸማቅቃኣ የጭንቅኣ ስለዚ ጋል ክብረታ ሒዛ 18ዓመት ትምርዖ
@AaaAaa-nq6gk
@AaaAaa-nq6gk 5 лет назад
Wawww
@galtomjeganu8613
@galtomjeganu8613 5 лет назад
Kitimahar alewa kisab 18 amet timherta kitiwdi alewa❤❤❤❤
@titigelweyane9612
@titigelweyane9612 5 лет назад
25 ዓመት ምስ ግብርኩ አዩ ዝሓስብሉ መርዓ ግን ውዲ ራያ ዝመረዕ ድምፂ ወያኔ ድምፂ ህዝቢ ቅፅልው
@abebetsehayu7417
@abebetsehayu7417 5 лет назад
አያም በል ጓል 18 ዓመት ተመልአ ኹሉ አብ በርኻ ይአ ትውድኦ። ሀሀሀሀሀሀሀሀሀሀሀ
@user-il5zb6ts5o
@user-il5zb6ts5o 5 лет назад
ኣበረካ ድያ ትውድኦ ክክክክክ
@user-en7xk5tw7w
@user-en7xk5tw7w 5 лет назад
ክክክክክክክክ ትውድኦ
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 5 лет назад
Grmawit ጋል ማይጨው: kikikikkkkkkk ሓቅኺ ኢኺ ደስ እዩ ዝብል ግና ብያንስ 15 ብትኸውን ይሕሽ ተሓፅያ ክዓ ትምህርታ ክሻብ ትውድእ ክፅበዩ እና ክዕገሱ ቃል ክኣትው ኣለዎም ባሕሎም ሃይማኖቶምን ቃንቃኦምን ማንነቶምን ሓልዮም ምስኡ ድማ ፍልጠትን ትምህርትን እናዳበሩ ክቀስሙ ኣለዎም ኢለ እየ ዝኣምን:::!!!!
@user-hh7fl8ng6i
@user-hh7fl8ng6i 3 года назад
ሃለቃ በረሀ ሕደግይዶ ናቃደም ባህል ጎዳእ ይኡ ዋ
@samisaba4082
@samisaba4082 3 года назад
Wow ensisa yhaysh kabziom
@user-ty7nf7hl7q
@user-ty7nf7hl7q 5 лет назад
እበአር ፍተዉ ፅልኡ ናተይ መርዓስ 33ዓመት ክኾን ከለኹ እዩ
@atalamekonen8129
@atalamekonen8129 5 лет назад
ezgio zebl eyu kkkkkkkkk hader iele wuld iele 💞🙏
@user-sp5xi1jo1l
@user-sp5xi1jo1l 5 лет назад
አቤት አታሓሳስባ ጓል 12 ዓመት መርዓ ጨካን ወላዲ የኹም ባሓቂ
@miyerigaltgray8774
@miyerigaltgray8774 5 лет назад
Kkkkk
@amfatherofpeace5845
@amfatherofpeace5845 5 лет назад
way deki keshi tay dea nay beteseb gerkuma kalie seb denber deyabelkumulu
@shishaymengsteab2250
@shishaymengsteab2250 5 лет назад
ኣታ አቲ ናይ ትምህርቲ አድላ ከ ኣትሃስብላን ዲኩም
@abebetsehayu7417
@abebetsehayu7417 5 лет назад
Kkkkkkk
@amharaahyagondergonderyeah5946
Ay deki Raya. Gen 200 amet yadelkum ey ketseltnu. Gen ab 13 kefil seben ekm zelkum. Kk
@tsegayamaha1573
@tsegayamaha1573 5 лет назад
ስልጣነ ማለት አንታይ ማለት 'ዩ? ክምዙይ ስለ ዝጸሓፍካ ስልጢንካ ሞይትካ ማለት ዲዩ? ክብሪ ሕብረተስብ ሓሉ!
@313_Secret
@313_Secret 5 лет назад
ንኸምህሩ ኢሎም እዮም ነናቶም ሓሳብ የቕርቡ ኣለዉ እምበር ጓል ትሕቲ ዕድመ መርዓ ዳርጋ ተሪፉ እዩ።
@amharaahyagondergonderyeah5946
@@tsegayamaha1573 seltan Entay malt dy. Entay deym zebelu zelew deki Raya Gual ab 12 Amt ketmrow alew eym eko zeblu zelew. Meine Schwester Mann ist Wedi Raya ey deki Raya ayxlen ey.
@amharaahyagondergonderyeah5946
@@313_Secret ok. Sorry bro. An ey tederbsh malt ey. ✌️
@yoniyonaslove4273
@yoniyonaslove4273 5 лет назад
ክክክ ንስኻ ጨናዊ ሓማሴን ኢኻ ዝታለለልኩም የለን ኣይትድከሙ
@user-tf5bd7ms7g
@user-tf5bd7ms7g 5 лет назад
ደቂ ራያ ክክክክ
@user-ty7nf7hl7q
@user-ty7nf7hl7q 5 лет назад
ለዛይ ለዘይዘይ አትበል
@user-yz3bn4pc3n
@user-yz3bn4pc3n 5 лет назад
ትክክልኛ ጋል 12ክትምርዖ ኣለዋ
@haftomhintsa4419
@haftomhintsa4419 5 лет назад
Tewlde kkkkkkk ak ata kab behalius degamiu. Temahar ok tmhrti yedlyeka alo miflat xibuk eyu.
@user-yz3bn4pc3n
@user-yz3bn4pc3n 5 лет назад
@@haftomhintsa4419 ሱቅ በሊ ኣብዝኮነ ምስበፅሐት ኣነ ኣይምርዖን ጋል12እይ ክምርዖ
@haftomhintsa4419
@haftomhintsa4419 5 лет назад
@@user-yz3bn4pc3n No aytgage nska nkaliot ktmhr eyu zgbaeka gal anesteyti kitwuxae yeblan tihti edime ktmirio yeblan. Nska dea tihti edime zeytmirio entedelika
@user-yz3bn4pc3n
@user-yz3bn4pc3n 5 лет назад
@@haftomhintsa4419 ኣነ ትሕቲ ዕድመ እናሃለኩ ችክ ሲኢነ እምበር ክምርዖ ይደሊ ነይረ
@salamb9556
@salamb9556 5 лет назад
Tewlde Abrah ብምንታይ ምክንያት ? 12 ነሪ
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 5 лет назад
ባህልና ማራ እዩ ደስ ዝብል ኣብ ኩሉ ትግራይ ኣቱም ኣትን ማለት ናይ ክብሪ ፍቅሪ መሰረት ግና ብያንስ 15 ብትኸውን ይሕሽ ተሓፅያ ክዓ ትምህርታ ክሻብ ትውድእ ክፅበዩ እና ክዕገሱ ቃል ክኣትው ኣለዎም ባሕሎም ሃይማኖቶምን ቃንቃኦምን ማንነቶምን ሓልዮም ምስኡ ድማ ፍልጠትን ትምህርትን እናዳበሩ ክቀስሙ ኣለዎም ኢለ እየ ዝኣምን:::!!!!
@user-kr4nz4jj4n
@user-kr4nz4jj4n 9 месяцев назад
ትክክል
Далее
Получилось у Миланы?😂
00:13
Просмотров 1,1 млн