እዚ ን 14 መዓልታት ዝቕጽል ገዛእ ርእስኻ ኣብ ምዕባይ ዘተኮረ መደብ'ዩ። ኣብዚ መደብ ዘለኩም ርይቶታት ዝሓሹ ቪድዮታት ንምድላው ክሕግዝ ስለ ዝኽእል ዘለኩም ርእይቶታት ኣብ መውሃቢ ርእይቶ ክትጽሕፉ እዕድመኩም። የመስግን።
7 сен 2024