Тёмный

ዕልልል! መልእኽቲ ኣሎኒ ትብል ኣላ ካብ ፕሮቴስታንት ናብ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ዝተመልሰት ሓፍትና። ብጽሞና ተኸታተልዋ ሼር በልዎ። ( ኣዳላዊ ሥልጣን ከሰተ) 

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Подписаться 136 тыс.
Просмотров 53 тыс.
50% 1

#ክብሪ_ንእግዚአብሔር_ይኹን_።

Развлечения

Опубликовано:

 

22 авг 2021

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 764   
@mibrakhabte4626
@mibrakhabte4626 2 года назад
Waww thanks sle kulu hakntki btami des zbl amlke ymesgen eza natki mskrnet nbuzhat sebat ktdhn eya🙏❤️
@sabasabinaokubay1929
@sabasabinaokubay1929 2 года назад
Egzabher Ymeesgen zhabty inkai nab lbki temleski.
@genetsabahtu7553
@genetsabahtu7553 2 года назад
Thanks
@user-bn8th8qp3p
@user-bn8th8qp3p 2 года назад
ሽምዓ ብዘይ ክሪ ከም ዝይትነድድ ሂወት ብዘይ ድንግል ማርያም ባዶ እያ ተዋህዶ ንዘልዓለም ትንበር🙏🤲🙏🤲🙏🤲🙏
@you7606
@you7606 2 года назад
Hiwet bezey eyesus bodo enber medhani yesus teray eu
@saraarth6130
@saraarth6130 2 года назад
ኣሜን/3ናይ ባሓቂ 👏👏
@user-jp8km5yr9c
@user-jp8km5yr9c 2 года назад
አሜን አሜን አሜማ
@gaema9673
@gaema9673 2 года назад
Nay bhaki Knstweal alena Kenmermer alana Zay mhewak tseray 🙏🙏🙏 👏👏❤️🎚⛪🇮🇱🐑📖👍👍👍
@user-kr1gb9fm7k
@user-kr1gb9fm7k 2 года назад
ብትክክል ተባርኪ ሐፈተይ
@God-db9vp
@God-db9vp 2 года назад
ክብርን ምስጋናን ንእግዚኣብሄር ይኩን።
@user-cq9hp7sz5e
@user-cq9hp7sz5e 2 года назад
_አሜን አሜን አሜን_
@wediyatu
@wediyatu 2 года назад
ተመስገን !! ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዝልኣለም ትንበር🙏💛
@faruzangosomfaruz4950
@faruzangosomfaruz4950 2 года назад
Megedn haqin hiwetn an yu bezey biay eko hade yelen ybl mexhaf qudus
@GhGh-oy6dw
@GhGh-oy6dw 2 года назад
ተመስገን አምላከ እስራኤል አቦይ እስመ አልቦ ነገር ዘይሳአኖ ለእግዚአብሔር እልልልልልልልልልልል ኦርቶዶክስ ተዎህዶ ንዘልአለም ትንበር
@user-nz4tt3dv1e
@user-nz4tt3dv1e 2 года назад
Amen amen amen amen amen amen amen amen 👏👏👏
@rutharutha2453
@rutharutha2453 2 года назад
Yesus n zelalem ynber ...yesus eyu መድሓኒi ortodox aykonetn...ezi tblo zela kea kulu hasot u...ab edkum alo eti melsi mexhaf qudu anbibi ፍለጥዮ sean mnibab eyshu yesus n zelalem ynebr kitbli eki please kabzi hatewti wxu sean mnbab eyu ko.tebareki
@user-vn1id6yr6f
@user-vn1id6yr6f 2 года назад
ተመስገን ኣምላክ ዕልልልልልል ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይክበር ይመስገን
@tsigeslasiegebremichael6821
@tsigeslasiegebremichael6821 2 года назад
ከምቲ ወንጌል ሉቃ15: ሓደ ሓጥእ ምስ ዝንሳሕሲ ብሓቂ መልኣኽቲ ኣብ ሰማይ ሓጎስ ይኸውን ኢዩ ዝብለና ከመይ ተሓጊስና መልኣኽትውን በዛ ሓብትና ከኣ ከመይ ተሓጊሶም ኣለው ሓብትና ከኣ ክሳብ ፍጻሜ የብቅዓያ ኣሜን።
@musearayagaltigray8682
@musearayagaltigray8682 2 года назад
ዕልልልልልልል ተዋህዶ ንዘልአለም ትንበር ✝️🙌🥰 ክቡር መምህረይ እንኳዕ ብሰላም መፃኢኻ ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሓልካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ እንኳዕ ናብታ ቅኑዕቲ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ተመለሰኪ ሓቢቢቲ 🥰 #ሼርርርርርር_በልዎ ደቂ ተዋህዶ ✝️
@user-nm5kw3tw7u
@user-nm5kw3tw7u 2 года назад
እልልልልል መሲተይይይ እታ እልልል
@musearayagaltigray8682
@musearayagaltigray8682 2 года назад
@@user-nm5kw3tw7u ግርማነሸይ ዕልልልልል እወ ዕልልታኺ ይጥዓም 😘😘😘ኦርቶዶክስ ንዘልአለም ትንበር
@fhhfhh4566
@fhhfhh4566 2 года назад
💐💐💐💐💐💐💐💐💐🌹🌹🌹🌹
@musearayagaltigray8682
@musearayagaltigray8682 2 года назад
@@fhhfhh4566 😘😘😘♥️👭🙌
@fhhfhh4566
@fhhfhh4566 2 года назад
🏡🏡🏡🏡🏡
@mahderemesfun5039
@mahderemesfun5039 2 года назад
ቃል ሂወት የስመዓልና። ሕጂ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ንእግዚኣብሄር ዘሕጉስ እዩ፡ እታ ሓፍትና ክኣ እንኳዕ ናብ እምነታ ተመልሰት።
@user-ei2qg6pz9m
@user-ei2qg6pz9m 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ብሓቃ
@musearayagaltigray8682
@musearayagaltigray8682 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ
@user-by5wy6yt4n
@user-by5wy6yt4n 2 года назад
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ክብሪ ነቲ ሉኡል ኣምላክ ይኩን ካብ ጌጋ ናብ ሓቀኛ እምነታ ዝመለሰ ንዓና ንኣመንቲ እዉን ኣብ እምነትና የፅነዐና
@user-bk4sl2fz8z
@user-bk4sl2fz8z 2 года назад
*ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ኣምላኽ እስራኤል ይክበረ ይመሰገን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓውና ሰልጣን ፀጉኡ የብዛሐልካ እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣሜን ኣሜን ኣሜን📖📖📖
@user-dw5rw3gl7v
@user-dw5rw3gl7v 2 года назад
Smki kilie Ezgabiher xegu yebzhalki
@mashomm4963
@mashomm4963 2 года назад
እልልልልልልልልልልልልልል ተመስገን ኣምላክይ ተባረክ ሰልጣን ሓውና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ⛪⛪⛪☝
@user-tm5ux6rb1w
@user-tm5ux6rb1w 2 года назад
አልልልልልልልል ሰለ ኩሉ ነገር ክብርን ምሰጋናን ንአግዚኣብሔር ኣምላክ ይኩን አንኳዕ ናብ አምነት ተመለሰኪ ዝሓፍተይ
@user-if9uk1dx3z
@user-if9uk1dx3z 2 года назад
እልልልልልልልልልልልልል ስመኣልቦ ነገር ዘይስኣኖ ለእግዚኣብሔር ኣነስ ቃላት ሓፂሩኒ ተዋህዶ ለዘልኣለም ትኑርርርር🍀🌷🌷🌷🌷🌷🍀🍀 መምህረይ ኣቦ ዕረፍቲ ብሓቂ ቃለህይወት የስምዐልና ናይ ኣገልግሎ ት ዘመንካ ይባረክ መምህረይ ዘደንቅዩ በቃ
@gebresuskflay5788
@gebresuskflay5788 2 года назад
እልልልልልልልልልልልል እንኳዕ ናብ እምነት ኣቦታትና ተመለስኪ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኪብርቲ ሓፈተይ መምህርና ሰልጠነ ሐውና ኣምላክ ነውሕ ዕድመ ይሃብካ ብሓቂ እትሕልፈልና ዘለኻ ትምርቲ ኣዝዩ ገዚፍ እዩ ስለዚ ብዙሓት ኣሕዋትና ካኣ ካብዚ መንፈሰ ሰይጣን ሕዝዋም ዘሎ ብሳላም ናብ ልቦም ይምለሶም
@user-xu9tl4dv6r
@user-xu9tl4dv6r 2 года назад
ኣሰይይይይ እሰመ ኣልቦ ነገር ዘይሳኣኖ እግዚአብሔር ኩሎም ቀስብቀስ ክመለሰ መድሃኒኣለም ሰናይ ፍቃዱ ይኩን ሰልጣነይ ሓው ጳውሎስ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ ኣጆካ በርተለዐልና
@user-kn5it6zs9f
@user-kn5it6zs9f 2 года назад
ኣሰይይይይ ተመሰገን ኦርቶ ዶክሰ ተዋህዶ ንዘላኣለም ትንበር ኣሜን/3/ መምህረይ ፀጉኡ የብዘሐልካ😘
@user-ex9gr7dc8q
@user-ex9gr7dc8q 2 года назад
እልልልልልል ተመሰገን አምላክየ ኤሰራኤል ክብሪን ምሲገናን ንወዲ ቅድሰት ድንግል ማርያም ይኹን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ናይ አቦታትና ናይ ጥንቲ ንዘለአለም ትንበር አሜን🙏🙏🙏 ሰለ ኩሉ ነገር ተመሰገን ፍጣሪ እንካዕ ብሰላም መፃእኪ ክብረት ሓፍትና ተመሰገን
@user-eu6vq8ql1t
@user-eu6vq8ql1t 2 года назад
አሰይይይይ እልልልልልልልል ተመስገን አምለክና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልኻ እግዚአብሔር አምለክ አርተዶክስ ተዋህዶ ትንበር ለዝልአለም አሜን
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 2 года назад
ዝጠፍኡ ኹሎም ናብ ልቦኖኦም ይምለሰልና ናብ ዛ ሓቀኛ እምነት ተዋህዶ ኦርቶደክስ አሜን
@Mera_fetawi_yorda_11
@Mera_fetawi_yorda_11 2 года назад
Amen amen amen 🙏 🙏🙏
@asmerattesfay797
@asmerattesfay797 2 года назад
Amennnnnnn
@teamehaile7097
@teamehaile7097 2 года назад
እግዝኣብሄር ይመስገን እግዝኣብሄር ይመስገን ካባካ ተፈልየ ብገዛእ ፍቃደይ ቀረባ እንከለካ ንዊሐ መንገደይ እግዝኣብሄር እከሎ ዕረፍቲ ሂወተይ ብየማን ገድፈ ጸጋም ብካደይ ኣነ ግን ተጋጌ ከይሓትት ካናተይ ብሓሰውቲ ነብያት ሽፊታ ሂወተይ ንእግዝኣብሄር ገድፈ ሰይጣን ብምምላከይ ዕረፍቲ ሰኣንኩ ተሸሪፈን ምዕልተይ ሎሚን ግን ተመስገን በሪሄን ይዕንተይ እቲ ሓቀና ኣምላክ ረክበ ኣብ ውሽጠይ ናብ ቀደመይ መጽየ ረክቤ ዕረፍተይ እግዝኣብሄር ይመስገን ዓልሉ ይሕዋተይ እሳያ እታ ሓቂ መሰረት እምነተይ ካብ ቀደም ካብ ጥንቲ ዝሃቡኒ ወለደይ ኣብኣ ንክጸንዕ ክሳብ ግዜ ሞተይ እግዝኣብሄር ይመስገን ዓልሉ ይሕዋተይ እግዝኣብሄር ይመስገን ዓልሉ ወለደይ ብዘይ ገመትክዎ መንጢልኒ ተክላ ናብ መናፍቃን ኣትየ ተዋህዶ እከላ ክንዕቲ ሃይማኖት ጎይታ ዝተከላ ናይ ቀደም ካብ ጥንቲ ጹኑዕ ዝመትከላ ኣብ ከውሒ ዝተሰረተት ብቃሉ ዝተከላ ንሳያ ተዋህዶ ዘይብላ ሓበላ ክንዕቲ ሃይማኖት ንሕና ንኮርዓላ ተመስገን ንበሎ ኣምላክ ፈጣሪና ጸኒዕና ክነብር ከምቶም ኣቦታትና ገጣሚ ጣዓመ ወዲ ቀሺ
@musearayagaltigray8682
@musearayagaltigray8682 2 года назад
ወንጌል ማቴዎስ 10 ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯ ²⁶ እምበኣርስኸ፡ ዘይቕላዕ ክዱን፡ ዘይፍለጥ ድማ ስዉር የልቦን እሞ፡ ኣይትፍርህዎም። ²⁷ ኣብ ጸልማት ዝነገርኩኹም ብብርሃን ተዛረብዎ፡ ኣብ እዝንኹም ዝሰማዕኩምዎ ኸኣ ኣብ ናሕሲ ዄንኩም ስበኽዎ። ²⁸ ነቲ ነፍስን ስጋን ኣብ ገሃነም ኬጥፍእ ዚከአሎ ደኣ ኣዚኹም ፍርህዎ እምበር፡ ነቶም ንስጋ ዚቐትሉ ንነፍሲ ግና ምቕታላ ዘይክአሎም ኣይትፍርህዎም። ²⁹ ክልተ ዑፍዶ ብኣሳርዮን ይሽየጣ ኣይኰናን፧ ሓንቲ ኻባታተን ብዘይ ፍቓድ ኣቦኹም ኣብ ምድሪ ኣይትወድቕን። ³⁰ ጸጉሪ ርእስኹም ኵለን እኳ ቝጹራት እየን። ³¹ እምብኣርሲኸ ንስኻትኩም ካብ ብዙሓት ኣዕዋፍ ትበልጹ ኢኹም እሞ፡ ኣይትፍርሁ። ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘልአለም ትንበር አሜን ፫
@user-jl9wr3zo7v
@user-jl9wr3zo7v 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@azarabhi9893
@azarabhi9893 2 года назад
AMEN AMEN AMEN
@saraarth6130
@saraarth6130 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና👏👏
@user-sy6es4oj4f
@user-sy6es4oj4f 2 года назад
እልልልልልልልልልልልልልልልልልል ተመሰገንልና ወድ ድንግል ማርያም ደዘላአለም ተዋህዶ ደዘላአለም ትንበር አሜን/3/ ቃል ህይወት ያሰመዐልና ክዉር ሓውና ስልጣን እስይ
@fanatadese4327
@fanatadese4327 2 года назад
አዋይ አዋይ ብጣዕሚ ይገርም ኦግዝኣቢሔር ኣምላክና አንገብሮ ኣይንፈልጥን አና አሞ ማሓረና
@user-nv5vt5ct6f
@user-nv5vt5ct6f 2 года назад
ተመስገን እቲ ሉዑል እግዚአብሔር ናብ ልቦናኪ መሊሱ ናብዚ ለብቀዐኪ ክብርን ምስጋናን ንዑኡ ይኩኖ ኣሜን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ልዘልኣለም ትንበር✝💒🤲🤲🤲🙏🙏🙏❤❤
@jmylove5318
@jmylove5318 2 года назад
እኔም ተዋህዶን ትቸ ወጥቸነበር በስሜት እግዛብሄር ይመስገን ተመልሻለሁ😍😍
@user-my2xb7hh3c
@user-my2xb7hh3c 2 года назад
እንካን ተመለስሽ የኔ ማአር😘😘😘
@jmylove5318
@jmylove5318 2 года назад
@@user-my2xb7hh3c 💓💓💓💐
@kahsaytekiegebremedhin7230
@kahsaytekiegebremedhin7230 2 года назад
እንኳን ወደቤትሽ መለሰሽ ማማዬ
@jmylove5318
@jmylove5318 2 года назад
@@kahsaytekiegebremedhin7230 አሜን ማሬ ስሜታዊ መሆን ይጎዳል ብቻ ለበጎነው እግዛቤሄርይክበር ይመስገን ተዋህዶ ለዘላለም ትኑር💕💕
@fnfjehrv3868
@fnfjehrv3868 2 года назад
እልልልል ተመስገነ አምላኽየ አርቶደክስ ተዋህዶ ንዘላአለም ትንር
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v 2 года назад
ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ዛሓፍተይ እንኮዕ ናብ እምነትኪ
@user-cq9hp7sz5e
@user-cq9hp7sz5e 2 года назад
ተመስገን ኣምላኬ
@user-dp4ge3xb9u
@user-dp4ge3xb9u 2 года назад
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ክብርን ምስገናን ንሉኡሉ እግዚኣብሄር ይብፆሖ ኦሩቶዶክስ ንዘልኣለም ትንበር ኣሜን ፫ ፀጋኡ ያብዘሐልካ ስልጣን ሓወይ ድንግል ማሪያም ኣዶ ምሕረት ናይ ህይወት ምንጨይ እያ ዝብል ላይክ ናኣየዬ እዎ እያ እምባ መጥጋያየ ድንግለይ ይብፃሕኽ ምስጋና ኣሜን ፫
@michealghebrezgi8929
@michealghebrezgi8929 2 года назад
መምህር ሰልጠነ ሐውና ብዝትገብሮ ዘለኻ መንፈሳዊ ትምህርት ብጣዕም ከየመስገንኩኽኻ ከሐልፍ አይደልን እየ እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሐልካ መድሀኔአለም
@yohanesasmerom3190
@yohanesasmerom3190 2 года назад
ተመስገን አምላክ ስለ ክሉ ነገር ስልጣን hawey edmen tenan yhabka fetari👉⛪🙏⛪🙏⛪🙏❤
@plmokntesfay3851
@plmokntesfay3851 2 года назад
እንጓዕ ፍረጻማኻ ረኸብካ ስልጣን ሓውና
@user-ej9zx4vb7n
@user-ej9zx4vb7n 2 года назад
ተመስገን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዝልኣለም ትንበር 💖💖💖💖
@selamberaki9416
@selamberaki9416 2 года назад
amen (3).
@user-jl9wr3zo7v
@user-jl9wr3zo7v 2 года назад
ክብርም ምስጋናን ንሉዑል እግዚብሔር ኣምላክ ይኩን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ስልጣነይ 🙏🙏🙏
@hdgf2950
@hdgf2950 2 года назад
እሰይይይ ዕልልልልል ተመስገን አምላኬ አርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘልአለም ትኑሪሪሪሪ ብሓቂ ክቡር መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ❤💐💐🕊🕊
@user-nn3bq2uh5w
@user-nn3bq2uh5w 2 года назад
እግዚአብሔር ይመስገን ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እንኳን ናብዛ ሐቀኛ ዝኽነት ሃይማኖት ተዋህዶ ኣርቶዶክስ በሰላም ተመለስኪ ሓፊተይ መዓርይ ክቡር ሓወና ፀጋ በረከቱ የብዝሐሊካ ቃል ህይወት የስመዐልና አብ ቤቱ የፆንዐና አሜን ፫
@simonkifleyesus3929
@simonkifleyesus3929 2 года назад
ዕልል እግዚኣብሔር ኣምላክና ስለ ኩሉ ሰናይ ውዕለታቱ ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን ።
@salama9687
@salama9687 2 года назад
ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ብሓቂ እንኳዕ ብሰላም ተመለስኪ ዝሓፍተይ ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህርይ
@lemlem5552
@lemlem5552 2 года назад
ተመስገን አምላኬየ እስራአል ሰለ ኩሉ ነገር አምላክ ይመስገን ስልጣን ሓዉና አብ በቱ ያንበረኻ ባሓቂ ከመይ ዱኡ ደስስስስ ዝብል ክመዚ ድዋል ትስመዐልኽ ደስታየ ወደብ የቡሉይ የኔ ጌታዋ አብ እምነትና አፀንዐና 🤲🏼✝️⛪⛪👍🏼
@Trhasgaltewahdo
@Trhasgaltewahdo 2 года назад
ዕልልልልልልልልልልልልልል 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹አምላክ ይመስገን ብሓቂ ✝️ እግዚአብሔር አምላክ እንኳዕ ናብታ ቅንቲ ሃይማኖትና መለሰኪ ህያበይ ጎበዝ መጨረሻኺ ያፀብቀልኪ ጠንካራ ሓፍትና 👏👏👏 ብሓቂ መምህርና ቃለ ህይወት ያስመዐልና ፀጉኡ ያብዝሕ ናይ አገልግሎትካ ዘመንካ ይባርኸልካ ቅዱስ አምላክና ብአኻ ሓዲሩ ዘምሀረና አምላክና ይክበር ይመስገን ብሓቂ ስልጣን ሓወይ ✝️👏😘
@user-uz5kf1ss7r
@user-uz5kf1ss7r 2 года назад
አግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር መምህርና አንካአ ብሰላም መፃካ ክቡር መምህርና ፀግኡ የብዘሐልካ አሜን ክብርቲ ሓፍትና ደማ ካብ መንገዲ ጥፋአት ናብ መንገዲ ሂወት አንካአ ብሰላም መፃኪ ክብርተይ አልልልልልልል ክብሪ ይኩን ንስላሴ አቶም አብምንፍቅና ዘለዉ አሕዋትና ደማ አግዚአብሔር አምላክ መንገዱ አፍሊጡ ናብ ቤቱ ይመልሰልና አሜን አሜን አሜን 👏👏👏🤲
@saraasefaw3459
@saraasefaw3459 2 года назад
ኣሰይይይይይዕልልልልልልልልልልልልልልል ኣምላክ ይኽበር ይመስግነ ሓፍተይ እንካዕ ናብታ ኣማናዊት ሃይማኖትኪ ብሰላም ተመለስኪ ዲያቆን ሓውና ከኣ ዕድመኝ ጥዕናን ይሃብካ ናይ ኣጉልጉለትካ ዘበን ይባርኸልካ ኣምላክ
@selamawikrstosselamkahabena
@selamawikrstosselamkahabena 2 года назад
ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር 💒❤🤍💟
@user-sd6nh3ri2n
@user-sd6nh3ri2n 2 года назад
እግዚአብሔር ይመስገን እልልልልልልልል ክንደይ ደስ ይብል እንዃዕ ሰላም ናብታ ቅንዕቲ ሃይማኖት ብሰላም ተመለስኪ ስልጣን ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎትካ ዘመን ይባርኽ አብታ ቅንዕቲ ሃይማኖትና አፅኒዑ የንብረና ፈጣሪ🙏➕
@Embaynesh1083
@Embaynesh1083 2 года назад
ኽብሪ ይኹን ንስላሴ (2)ኣሜን። ተይ ሰማዕኩ ዕልልልልልልልልልልል ክብል ደቂ ኪዳነ ምሕረተይ ንኣምን ብኣብ ወንኣምን በወልድ (2) ወንኣምን ወንኣምን ንኣምን በመንፈስቅዱስ ኣሰይይ ዕድመን ጥዕና ሰልጣን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክብራት ኣሕዋተይ እግዚአብሔር ይመሰገን ክብርቲ ሓፍትና እንኳዕ በድሓን መፃእኪ ኣቡ ኦርቶዶክስ ተዋህዶና የፅነና ፍጣሪ ዓለም 📖🕯
@user-hy8bg8dt6m
@user-hy8bg8dt6m 2 года назад
አሰይይይይይ ተመስገን አምላክ ዋይ ደስታይ ዉስን የብሉ ክቡር ሓዉና ብሓቂ ቃለ ሰናይ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ አብ ቤቱ የንብርካ አምላከ እስራኤል ይደግፍካ ዘለካዮ ስራሕ ፅጋበ አሰይይይይይይ ክብርቲ ሓፍተና እንካዕ ሰላም መፃአኪ ዕልልልልልል ተመስገን አርቶዶኩስ ዝገበርካኒ ፈጣርየይ ሰማይን ምድርን ዝፈጠርካ ጎይታ መዲሂና ዓለም ንአምን ወናአሜን ናምን በመንፈስ ቅዱስ ብሓቂ ዝማሬ መላአክት የስመዐልና
@adddas7554
@adddas7554 2 года назад
ዕልልልልልልል ክብርን ምሰገናን ል እግዝኣቤሄር ይኹን እንኳዕ ናብዛ ቅንዕት እምነት ተመለሰኺ ዝሓፍተይ ሰልጣን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ፍጣር
@user-kh1eu4je4j
@user-kh1eu4je4j 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና እግዛብሄር ይመስገን እንካዕ ብሰላም ተመለስኪ ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዛብሄር ኣምላኽ 🙏🙏🙏⛪⛪⛪🌹🌹
@user-bs8mh6em4x
@user-bs8mh6em4x 2 года назад
እልልልልልል ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን እንኻዕ ብድሓን ተመለስኪ ክብርቲ ሓፍትና ንምስክርነትኪ ውን እናመስገና ኢና ስልጣን ሓውና ውን አመ ኣምላክ ትደግፍካ ኣብ ኩሉ ስራሕካ
@user-gq5gx4iq9c
@user-gq5gx4iq9c 2 года назад
እልልል ክብርን ምስጋናን ንእግዝኣብሔር ይኩን እንካዕ ብሰላም ሙፃካ ስልጣን መምህርና ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ እግዘአብሔር✝️✝️✝️⛪️⛪️⛪️🙏🙏🙏🌿🌿🌿
@yordanoshagos3755
@yordanoshagos3755 2 года назад
ኣሰይይይይይይይ ክብርን ምስጋናን ንእግዚአብሔር ኣምላኽና ይኹን ደቂ እመብርሃነይ ናይ ባሓቂ ደስ ዘብል ነገር እዩ
@manetsgabahaidu8336
@manetsgabahaidu8336 2 года назад
ሰለ ኹሉ ነገር እግዚኣብሄር ይመስገን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና እንካዕ ናብዛ ሓቀኝ ኣርቶደጉስ ተዋህዶ ተመለስኺ ክብርተይ ስልጣኑ ሓውና እውን ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሄር ኣምላክ አሜን፫👏👏👏
@user-nm8rs2zc2u
@user-nm8rs2zc2u 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይውት የስመዐልና ኦሮቶዶክስ ንዘላኣለም ንባረክ ኣሜን
@rutamicheale3140
@rutamicheale3140 2 года назад
ኣሰይ ተመስገን መድሃኒኣለም ኣቦይ 🙏🙏🙏ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር ንዝተረፉ የሕዋትና ከምኡ የርኤየና ኣምላኽ ናብ ልቦም ይምለሶም 🙏🙏🙏🙏
@titi___gal___keshi___awash8228
@titi___gal___keshi___awash8228 2 года назад
እስይ እልልልል ተመስገን እግዚኣብሔር ኣምላክ ክብሪ ንእግዚአብሔር አምላክ ይግባእ ዘለአለማዊ ስልጣነይ መምህረይ እግዚኣብሔር ኣምላክ አብ ቤቱ የምብርካ ለባመይ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ🙏🎚😔♥💝♥
@user-ij2bl1iu1j
@user-ij2bl1iu1j 2 года назад
ፀጋ በረከት ያብዛሓልኻ መምህር ስልጣን 🌸🌺🌺🌺🌺🌺🌷🌷🌷🌹🌹🌹🌹🌹💐🌻🌺🌺🌺🌸🌸🌸
@user-ys4km5db2t
@user-ys4km5db2t 2 года назад
ቃል ህውት ያሰማልን ኩብር ሕውን ኩብርት ሕፍትን አኑኳን በሰላም ተመለስሽ አልልልልልልልልልል ብለን ተቀበንልን አበቱ ይፁንሽ
@momlove2688
@momlove2688 2 года назад
እንኳዕ እመብርሃን ብሰላም ናብዛ ቅንዕቲ መንገዲ መለሰኪ ክብርቲ ሓፍተይ። ብዙሓት ኣለዉ ኣነ ዝፈልጦም ክምለሱ ማራ ይፅግሞም ንምንታይ ስለዝሰብክዎም ።ኣብኡ ግን ልቦም ብሕቶን ብጭንቅን ተወጢሮም ምንም ዓይነይ ናይ ኣእምሮ ቅሳነት ዘይብሎም።
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 2 года назад
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ተመስገንካ ኣምላክ ተዋህዶ እንካዓ ብሰላም ናብታ ቅድስትን ቅንዕትን እምነትኪ ተመለስኪ ክብርቲ ሓፍትና 🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️
@____5958
@____5958 2 года назад
ኣሜን ክብሪ ምስጋና ነቲ ሉዕል እግዚኣቤሔር እንታይ ይሳኣኖ⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️🙏🙏🙏🙏
@user-iz5yk7dg6f
@user-iz5yk7dg6f 2 года назад
እልልልልልልልልልልልልልል ሰለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሔር ኣምላክ ይክበር ይመስገን ሰልጣን ሓወይ ድማ ናይኣገልግሎት ዘመንካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይባርከልካ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ትሓሊካ ክቡረይ👏👏👏👏👏 ኣነ ንዓካ ዝከውን ቃላት ይሓፅረኒ ስልጣነይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ልዘላኣለም ትንበር ኣሜን/፫/👏👏👏👏👏😍
@zemedateka1919
@zemedateka1919 2 года назад
ተመስገን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘለአለም ትንበረልና ይመስገን ስለ ቱ ቃላቱ ልዑል በዓል ቤት ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክና ፀግኡ የብዘሐልካ ስልጣን ሓውና ሃርበኛ ተዋህዶ ብምሕረት ይሓልወልና
@gebrihiwetgebremeskel9568
@gebrihiwetgebremeskel9568 2 года назад
ተመስገን ኣምላከ ቁዱሳን ልቢ ልድያ ዝኸፈተ እንኻዕ ልብኺኸፈተልኪ ስለ ኩሉ ሓበሬታ ከኣ ነመስግን ንኹልና ደቂ ተዋህዶ ከኣ ጀመርቲ ዘይኮና ፈጸምቲ ክንከውን ኣምላኽ ይሓግዘና ነቶም ካብዚ እምነት ወጽዮም ዘለው ከኣ እዝግኣብሄር ኣዒንተ ልበነኦም ይኽፈተሎም 🙏🙏🙏::
@yonatanabraham412
@yonatanabraham412 2 года назад
እልልልልልልልልልልል ክብርን ምስጋናን ንእግዝኣብሔር ኣምላኽ ይኩን ተመስገን ኣምላኽ🙏
@Brhanezemichaelw.Nazu12
@Brhanezemichaelw.Nazu12 2 года назад
ተዋህዶ ንዘለኣለም ትንበር ክብርን ምስጋናን ንጎይታና መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ይኹን !!
@milashmilash3881
@milashmilash3881 2 года назад
ክብርቲ ሓፍትና ካባኪ ቡዙሕ እናተምሃርና ኢና ዝያዳይ ብርትዕ በልልና ሓቀኛ አምለክና ሓቂ ዝገለፀልኪ አምለክና ይክበር ይመስገን እስመ ኣልቦ ነገር ዘይሳኣኖ ለእግዚእብሄር
@user-xs3mv7ry6u
@user-xs3mv7ry6u 9 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ክብርቲ ሓፍትና እንካዕ ብሰላም ተመለስኪ ኦ ኣምላከይ ኣብታ ቅንዕቲ እምነትካ ኣፅነዐና ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ለዘላኣለም ትንበር ኣሜን (3)❤❤❤❤
@mebrhitglakesehi6632
@mebrhitglakesehi6632 2 года назад
ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ✝️✍️
@user-qu2ip8pb9s
@user-qu2ip8pb9s 2 года назад
ዕልልልልልልልልልል ተመስገን አንኳዕ ተመለስኪ ክብርቲ ሓፍትና ኣብታ ቅንዕቲ ሃይማኖትና አግዚአብሔር ኣምላክ የፅነዐና 👏👏
@loveyouforevergod9057
@loveyouforevergod9057 2 года назад
*Kulom Kab orthodox zwexu nabta knati emnet orthodox kemzmlesu ane rgxena aye mknyatu amnet nay menafkan sur yeblun🙏🙏😇😇😇😇*
@hntsawelday7809
@hntsawelday7809 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ክብር መምህር ስልጣን ሓውና ኣብትሕቲ ፈታሪ እዞም ክሎም ዝምለሱ ዘለው ብጻዕርኩም እዩ ኣብ እምነትኩም ጸኒዕኩም ተጸሪፍና ከይበልክም ለይትን ማዓልትን ትጽዕሩ ዘለኩም ፍረ ጻምቅኩም እዩ ኣምላክ ንዓኩም ዝሃበና ክብርን ምስጋናን ይኩኖ
@user-vf6io8ws5g
@user-vf6io8ws5g 2 года назад
አሰይይይይይ ተመስገን አምላክ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እክኳዕ ብሰላም መፃእኪ ክብርቲ ሓፍትና ክብሪ ምስገና ልአምላክ ይኩን አሜን ፫ ?🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💐🌾🌾🌾💐💐💐💐
@temsgenamelaki7579
@temsgenamelaki7579 2 года назад
አሰይይይይ እግዚአብሔር አምክ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
@user-fq6if3zl4w
@user-fq6if3zl4w 8 месяцев назад
ተመስገን ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ❤❤❤ ፀጉኡ የብዘሐልካ ኩቡር ሓውና ሓፍትና ውን ንዚ ምክሪይ ዘካፈልክና ክንጥንቀቅ ዘፍለጥክና የቀንየልና እንኮዕ ናብ ሃይማኖትክይ ተመለስክይ ዝሓፍተይ
@user-kt7cb7yz1d
@user-kt7cb7yz1d 2 года назад
ተመሰገን ኣምላኬ እንኳዕ ብሰላም መፃኢኪ ናብዚ ሓቀኛ ኦርቶዶክስ ኪ ሃይማኖት ኪ ዝሓፍተይ ክብርን ምሰጋናን ኑሉዑል እግዚአብሔር ኣምላክ ይኹን እግዚአብሔር ኣምላኽ አብዚ ሓቀኛ ኦርቶዶክስ የፅንዓና ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፅጉኡ ይብዘሐልካ ክብር ሓወና ሰልጣን
@user-un7bb9sx6i
@user-un7bb9sx6i 2 года назад
እልልልልልልልል እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ክብርቲ ሓፍትና እንኳዕ ናብታ ቅንዕቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ተመለስኪ ክቡር ሓውና ውን ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ወስብሃት ለእግዚአብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ማርያም ወለመስቀሉ ክቡር 💐💐💐💓💓💓
@user-kt1ky7wn3p
@user-kt1ky7wn3p 2 года назад
ተመስገን እግዚአብሔር ይመስገን ስም እግዚአብሔር ኣምላክ ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን ካብ ጎኒ ወዳ ዘይትፍለ ቅድስተ ቅድሳን ድንግል ማርያም ክብሪ ንዓኣ ይኩን ኣሜን ፫
@heavenberhane8918
@heavenberhane8918 2 года назад
Egziabher ymesgen! Ni hawna kal hiwet yesmialna.tsega yebzihalka.eme amlak bi redieta amaladneta aytifeleyena. Ni haftina kea enkae nabza kidisti emnet meleseki.netom kalot yehwatna kemzi natki kimelsom yeintom kikeftelom nay egziabher amlakna kidus fikadu ykun! Amen
@user-kd7lt2cu5r
@user-kd7lt2cu5r 2 года назад
ኡሰይይይይይይ ዕዕልልልል ተመሰገን ኣምላክ አሰሞ አልቦ ነገር ዘይሰአኖ ለሰአግዜብሔር ኣምለካ ኣንተይ የሰአና ኩሉ ጊዜ ከለበ ጥፊአትናን ውድቀትናን በለ አተነሰሰአና አዩ አበይ አለለካ እምቦር አበይ ነይርካ ዘይብለ ፈቃረ አምላክ ክብሪ ይኩና ንሓፍተና ለ እንካዕ ብሰላም ናበ ኣምነትክን ሃይምኖትክን ብሰላም ምለሰኪ ሰለጣና ሓወይ ዕድሜን ጥዕናን ያሃብካ ናይ አግልጉሎትካ ዘመን የብረኩልካ ከማካ ዙቦሉ ሰለ ኣምነተኒ ዙሙሱኩሩን ሓቃ ቃለ ኣምላካ ዘነጉሩን የብዘሐልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@mrhwetmrhawett5487
@mrhwetmrhawett5487 2 года назад
ሓንቲ ሓፈትና ናብ መናፍቃን ቀይራ ኣላ እሞ አምላክ ናብ ልባ ክመልሰ አብ ፀሎትና ንሓሰባ አሓዋተይ እግዚአብሔር አምላክ ከምዛ ሓፈትና ናብዛ ቅንዕቲ እምነትና ክትመለሰ እንኳዕ ብሰላም ተመለሰኪ ዛሓፍተይ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልል ተመሰገን
@medihintadese7390
@medihintadese7390 2 года назад
_እልልልልልልልልልልልልል ተመሰግን ኣምላኽ እንኮዕ በሰላም ተመለስኪ ሰልጣን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር ኣምላኽ ቃል ህይወት የሰመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልካ✝️❤❤❤_
@user-ms9gi5ye3k
@user-ms9gi5ye3k 2 года назад
ተመስገን አምላክ እልልልልልልልል ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብር ይኽብር ይመስገን ስልጣን ሓወይ ሰቱ ኩሉ ዉዕለትካ እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዝሐልካ ሓወይ ናተይ
@user-qz7xm8xo1l
@user-qz7xm8xo1l 2 года назад
ዕልልልልልል ንእግዚአብሀር እንታይ ይሳኣኖ እንኳዕ ናብታ ቅንዕትን ሓቀኛን ሃይማኖትኪ ተመለስኪ ሓፍትና እቶም ዝጠፍኡ መለወጥ ኣሕዋትና ናብ ልቦም ይመልሶም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘለኣለም ትንበር🙏❤
@user-wf6he3nt4e
@user-wf6he3nt4e 2 года назад
አሰይይይይይ እልልልልልልልልልልልልልልልል ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር አምላክ ይክበር ይመስገን ክብርቲ ሓፍትና ድማ እግዚአብሔር አምላክ አብ እምነትኪ የጽንዕኪ/ና ክብርተይ መምህረይ ዶሞ ጸጋ እግዚአብሔር አምላክ የብዘሐልካ ናይ አገልግሎት ዘበንካ አምላኬ ቅዱሳን ይባርከልካ እንኳን ናትና ኳንካ ብሓቂ ተመስገንንንን❤
@mebrhitfutsum7997
@mebrhitfutsum7997 2 года назад
ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሰይይይይይ ስልጣን ሓወይንኣካ እዉን ቃል ህይወት የስመዐና ፀጉኡ የብዘሐልካ ዘሓወይ ክብርቲ ሓፍትና ኣብ እምነትኪ የፅነኪ
@user-hn2ei6nx5j
@user-hn2ei6nx5j 2 года назад
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር ሓወይ ስልጣን እልልልልልልልልልልልልል ተመስገን ኣምላክና ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራት አሕዋተይ ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ እምነኪ የፅንዕኪ የፅነዐና ዝሓፍተይ
@user-nu8qz1wm6v
@user-nu8qz1wm6v 2 года назад
ኣሰይይይይይይይይይይ ብሓቂ ክብሪ ይኩኖ ንኣምላክና እልልልልል ክብርቲ ሓፍተይ እወን እመብርሃን ኣደይ ላብዚ ቅንዕ መንገዲ ዝምፀአትኪ ስልጣን ሓወይ እወን ፀጉኡ የብዘሐልካ ካብዚ ንላዕሊ ጥብቡን ምስጥሩን ይግለፀልካ ክብር ሓወይ✝️
@user-kg9qm7ew9c
@user-kg9qm7ew9c 2 года назад
ተመሰገን እልልልልልልልልል እንኳዕ ደሕና መፀእክ ክቡርተይ ትክክክክክልኛ ሃይምንተ ኦርቶዶከስ ተዋህዶ እዪ ሰለዞ አሕወትይ ተጥንቅቅ አሕወትይ እግዚአብሔር ይመሰገን እልልልልልልልልልል
@user-yf4sv9bv6v
@user-yf4sv9bv6v 2 года назад
እልልልልልልልል ስለ ሁሉም ነገር እግዚአብሔር ይመስገን መምህር ቃለ ህይወትን ያሰማልን እህታችን እንኳን ደህና መጣሽ እግዚአብሔር አምላክ በቤቱ ያፅናሽ ያፅናን እግዚአብሔር አምላክ ወደ እነተኛይቱ ሀይማኖት ይልሳቸው እኛንም ያፅናን 🙏⛪️✝️
@user-lv6yk9kz2p
@user-lv6yk9kz2p 2 года назад
እልልልልልልልል እልልልልልልልል እልልልልልልልልል ተመሰገን ፈጣረ እንካዕ ናብቲ ቅንዕቲ ሃይሞኖትኪ ተመለስኪ ተመስገን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌳🌳🌳🌳🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️
@melestesfay4159
@melestesfay4159 2 года назад
ሓብትና እንቋዕ ዓይኒ ልቦናኪ ከፈተልኪ እንቋዕ ናብ ቤት ኣቦኪ ተመለስኪ💒💒⛪️💒💒⛪️💒💒
@khantaddgh2452
@khantaddgh2452 2 года назад
እሰይይይይይ እልልልልልልልልልልልል እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ ሓፍተይ ስልጣነይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ
@eyobek1496
@eyobek1496 2 года назад
ናይ ዕድመ ዘመንካ ይባርክ ስልጣን ሓወይ
@user-wy6co5cq6k
@user-wy6co5cq6k 2 года назад
እልልልልልልልልልልልልል ኣሰይይይይ እንካዓ ብሰላም መፃእኪ ሓፍተይ ናተይ ንክቡር ሓውና ስልጣን ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና
@user-qv2zr8jh4z
@user-qv2zr8jh4z 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ስልጣነይ ናኣና ደማ አብት ቅዱስቲ እምነትና የፅነዓና እግዚአብሔር ኣምላክ አሜን፡፡ ክብርቲ ሓፍትና እመ ብርሃን ምስኪ ትኩን ኣጆኪ ፡፡
@iloveadey6110
@iloveadey6110 2 года назад
ተመስገን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኩቡር መምህርና ፀግኡ የብዘሓልካ 🙏🙏ተዋህዶ ንዘለኣለም ትነብር ቃል ብተግባር ክክሕዳ እምበር ማንም ተማጉቱ ዘይረትዓ ሃይማኖት 🥰🥰🥰
@user-jw9tk6mh8q
@user-jw9tk6mh8q 2 года назад
እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር መምህረይ ቃለ ሂወት የስመዕልካ መምህረይ❣️❣️❣️ ክብርት ሓፍትና ቃለ ሂወት የስመዕልኪ ክብሪ ምስጋና ንእግዚአብሔር ይኩን✝️
@shishaymengis1489
@shishaymengis1489 2 года назад
ቃል ሂወት የስመዓልና ኣሜን ብዛዕባ ጸግሪ ዝበልካያ ኣበየና ምዕራፍ ክረክባ ይኽእል ዝፈልጣ እባ ይመልሰለይ
@nimonimo9165
@nimonimo9165 2 года назад
ተመስገን ኣምላክ ኣቦይ ክብር ናዓኻ ይኹኑ እልልልልልልልልልልልል ንብል ደቅ ተዋህዶ ሃይማኖት🙏🙏🙏🙏🙏🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊
@vddfgrff5639
@vddfgrff5639 2 года назад
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እግዚኣብሔር አምላኽ ይክበር ይመስገን ሰለኩሉ ነገር በእውነት ንሕና ውን መስተውዓሊ ዬኃበና አብ እምነትና የጽነዓና አምላኽ እስራኤል 🤲
@user-lj4zb1zd3o
@user-lj4zb1zd3o 2 года назад
ሰላም እግዚአብሔር ምሳኻ ይኹን ሰልጣን ሓወይ( መምህረይ )ዕድመ ጥዕናይ ይሃብካ ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልኻ መስጥሩ ይኽፈተልኻ ክብርቲ ሓፊቲና እንኳዕ ናብታ ቀጥተኛ እምነት ተመለስክ ስልጣንየ ቀፅለሉ ፀረ መናፍቃን ሓድስ ሃዋርያ
@Embaynesh1083
@Embaynesh1083 2 года назад
ብሓቂ ዘገርመኒ ኣነ ኽብሪ ይኹኖ ንጎይታና መድሓኒና እዮሱስ ክርስቶስ ብሓቂ ወልድ እግዚአብሔር ኢሎም ዝኣምኑ እንተኮይኖም ንምንታይ ድኣ ወላዲት ኣምላክ ኢሎም ዘይ ኣምኑ ይገረም ጸላኢ ሰናይ እዩ ብሓቂ ንሱ እዩ ኮድ ዝህቦም ናይ ሓሰት ራራራራራ ክክክክ
@sagalaney4676
@sagalaney4676 2 года назад
ናይ ብሓቂ ወጨጭቲ መእወይቲ ካብዚ ከምኦም የድሕና ንዖኦም ክአ ናብታ ቅንዕቲ ሃይማኖቶ ይምለሶም ጊታ አሜን
Далее
Как вам наш дуэт?❤️
00:37
Просмотров 500 тыс.
Maybe a little TOO much gel 😂
00:12
Просмотров 12 млн
ዝብልዎ ዘለው ስምዑ
24:05
Просмотров 21 тыс.
19 июля 2024 г.
0:20
Просмотров 9 млн