Тёмный

ዕልልታ ረዳኢ - ቀዛሕታ ፖድካስት - Kezahta Podcast - Elilta Redae 

ቀዛሕታ Kezahta
Подписаться 118 тыс.
Просмотров 75 тыс.
50% 1

© Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
00:00 - መእተዊ
03:48 - ውልደትን ዕብየትን ዕልልታ
05:44 - ምስ ኣርአያ ዘሪሁን ዘራኸቦም
09:55 - ሓዳር ምስ ኣርአያ
15:11 - ሕልሚ ኣርአያ ዘሪሁን
22:38 - ደቂ ኣርአያን ዕልልታን
30:45 - ዕልልታን 5 ደቃን ድሕሪ ሞት አርአያ
35:34 - ሕቶ ካብ 5 ደቃ
46:55 - ድሕሪ ኣርኣያ ሓዳር ዘይገበረትሉ ምኽንያት
54:25 - ናብራን ፈተና ህይወትን
58:00 - ፈረቃ ምስ ዕልልታ ኣብ TBS
01:06:12 - ዘይሰመረ ትምኒት
01:08:14 - ምስጋና
Lion Internatiinal Bank
/ lionbanksc
/ lion.banksc
/ lionbanksc
t.me/LionBankSC
/ @lioninternationalbank

Развлечения

Опубликовано:

 

16 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 604   
@efyabrha9839
@efyabrha9839 Месяц назад
መደብካ ብጣዕሚ ዝቡቅ ኣሎ ግን ዝጎድሎ ነገር ኣሎ ኣርኣያ ዘሪሁን መን ሙኻኑ ጽቡቅ ገርካ ክትገልጾ ነይሩካ ካልኣይ መታን ሰብ ክርድኦ ብስእሊ ኣብ ማእኽለል ዘረባኹም ብ ስእሊ እዳኣእታኻ እተተምጽኦ ከኣ ጽቡቅ ነይሩ ንሳ ውን ቀደም እትሰርሖ ዝነበርት ብስእሊ እዳእተኻ እተተቅርቦ ዝያዳ ምቀረት ምሃለዎ ❤❤❤❤❤❤
@user-hy4wu3cw5s
@user-hy4wu3cw5s Месяц назад
::👍
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Месяц назад
#subscribe please
@zemer321
@zemer321 Месяц назад
ትኽክል
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Месяц назад
ሓቅኻ እቲ መደብ ሽዑ ሙሉእ ሓበሬታ የሕልፍ ኣሎ ማለት ዩ ።ኣዝያ ጠቀሚት ሓበሬታ❤
@martawoldyohannes888
@martawoldyohannes888 Месяц назад
Exactly
@freweyniyemane6697
@freweyniyemane6697 Месяц назад
ኣነ ኣደ 2ቆልዑ እየ ብዘይካ ኣቦ ንኣስታት 4 ዓመት በይነይ የዕቢ ኣለኩ ሕዚ 8&6 ገሮም ኣለዉ ደቀይ ኣማዉታ ባዓል ገዛይን ባህሪታት ኣርኣያ ዘሪሁን ን ባዓልገዛይ ኢንጅነር ሃፍተን ተመሳሲሉኒ😢💔I knew your pain how hard it's 💔 ኣነዉን ከማኪ ደቀይ ዓብዬም ኣብ ፁቡቅ ደረጃ በፂሖም ዝርእየሉ ግዜ ብጣዕሚ እዩ ዝናፍቀኒ ካብ ናትኪ ሂወት ታሪክ ቡዙሕ ተማሂረ እየ ንስኪ ጅግና ኣደ ኢኪ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ክህበኪ ይምነየልኪ 🙏🙏🙏
@Hareg675
@Hareg675 Месяц назад
ፈጣሪ ንመን ኢልዎ ኣጆኪ እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕብየልኪ ሓሳብ ልብኪ የስምረልኪ❤🙏
@freweyniyemane6697
@freweyniyemane6697 Месяц назад
@@Hareg675 ኣሜን ክብረት ይሃበለይ ዛምበይተይ ❤🙏
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Месяц назад
ፅንዓት ይሃብኪ መዓረይ ንበዕል ቤትኪ ከዓ መንግስተሰማይ የዋርሶ ደቅኺ የዕብየልኪ
@freweyniyemane6697
@freweyniyemane6697 Месяц назад
@@zaebakulu8553 ኣሜን ዛሓፍተይ ኩፉእ ኣይትርከቢ 🙏❤
@Hareg675
@Hareg675 Месяц назад
@@freweyniyemane6697 ክብረት ታዓደሊ ዛናተይ ኣካእሎ ይሃብኪ❤ 🙏
@user-ci5ro4fg4w
@user-ci5ro4fg4w Месяц назад
ነዚ ፕሮግራም ትከታተሉ ዘለኩም ብዙሐት ኢኩም ብትግርኛ እውን እዩ ንምንታይ ላይክ ዘይትገብዎ አነ አይርድአንን
@user-it6wx1cu9r
@user-it6wx1cu9r Месяц назад
ጥዑም ዘረባ ወ/ሮ ዕልልታ ረዳኢ። የቅንየልና። ለባምን ተፈታዊትን ከም ኣርኣያ ዘሪሁን።
@leultechbest7474
@leultechbest7474 Месяц назад
Realy a very strong woman,thank,u so much.Gebretsadik.
@nanecyhabesha839
@nanecyhabesha839 Месяц назад
ትክክል
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Месяц назад
#ሳብስክራይብ ፕሊስ
@BerhaneBerhe-dt4cl
@BerhaneBerhe-dt4cl Месяц назад
ንብዙሐት ተጋሩ አሕዋትና አብነት ከምትኸውን ዕልልታ ሐፍትና አይጠራጠርን ።
@yordanos5186
@yordanos5186 Месяц назад
ዕልልታ ክብርቲ ሐፍትና ጅግና ትግራወይቲ አዶ እዝውቲ ኢኺ። ዕድመን ጥዕናን ይሀብኺ።
@user-rr3ot4nh8m
@user-rr3ot4nh8m Месяц назад
ናትኪ ዘረባስ 24 ሰዓት እንተዝስማዕ ውን ኣይስልቹን የስተኻኽሉልኪ እምበር. . . ክብርቲ ዕልልታ and proud of you all single moms.
@STAMA123
@STAMA123 Месяц назад
እልልታ ለባም ካብ ዕድሚአ ንላዕሊ ዝዓበየት ኽብርቲ ሰብ ብጣዕሚ ኢና ንኾርዓልኪ ደቂ እዚ ጅግና አያና ብፅቡቕ ዘዕበኽልና ድማ ብጣዕሚ ነመስግነኪ ::ብደቅኺ ሙሉእ ሓጎስን ኽብርን ተጎናፀፊ ክሻብ መጨረሻ እግዛቤር አምላኽ አይፈለኪ ❤❤❤
@betsitiaraya6033
@betsitiaraya6033 Месяц назад
Adeway, I have no words to describe how grateful I am to you! Temesghen 💜
@Bahgi_
@Bahgi_ Месяц назад
You are lucky. You have a wonderful Mom. ❤ Elilta and Araya ❤
@tesfaydesta4015
@tesfaydesta4015 Месяц назад
Be strong and courageous like your mom.
@user-iz1wm4rr2f
@user-iz1wm4rr2f Месяц назад
በጣዕሚ ዝኾርኣላን ዝሕበነላን ኣዶ እያ❤❤❤❤
@user-gz7vb9vz9i
@user-gz7vb9vz9i Месяц назад
ዝገርም ኣደነት እምንቲ በዓልቲቤት ወናኒት ልቦና ፋሪሃ እግዚአብሔር ኩሉ ዝዓደላ ጋሻ ኢኻ ኣቕሪብካልና❤❤
@user-rq3un6ee1c
@user-rq3un6ee1c Месяц назад
አቤት ህድአትን ረጋዕታን ተዓዲልኪ ምጭውቲ ፍጥረት ግድን እዮሞ ናታኪ ክሕዙ ደቅኪ እውን ብእግዚአብሔር እምነትኪ ክዓ ዝበለጸ ሴትነትኪ ይገልጾ እግዚአብሔር ዕላማክን ሓሳባትክን ክሉ ይፈጽመልኪ ዛአደዊተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hannahkassa6319
@hannahkassa6319 Месяц назад
ናይብሓቒ ብልጽቲ ምርጽቲ ምቕርቲ መስተዉአሊትን ዋዕሮ ኣደን ሓፍቲ ኢኺ ዕልልታ ሓፍተይ። ንደቕኺ ኣምላኽ ይባርኸልኪ። ንኣኺ ድማ ኣምላኽ ብደቕኺ ይካሃሰኪ። ናይ ኣምላኽ ፈቓድን ናሓትኪ ድሌት እንተኾይኑ ድማ ከም ባዓል ገዛኺ ዝነበረ ፅቡቕ ኣጋር ናብራ ይሃብኪ ምሳኺ ኾይኑ ንትግራይ ክሓንፅ ዝደልይን ኣብይ ትልሚ ዘለዎ ትግራዋይ ይሃብኪ❤💛🙏🏾 በዓል ገዛኺ ኣርኣያ መን መኳኑ ኣይፈልጥን እየ ኔረ ግን ንኽፈልጦ ክገብር እየ። ኣብ ማእኸል ኣዲ ተወሊደ ዝኣበኹ ትግራዌቲ ግና ድሕሪ ፅንተት ሕዝብና መንነተይ ዝፈለጥኩ ስለዝኾንኩ ብዙሕ ዝማሓሮ ኣለኒ ... የቀኔልና ቀዛህታ ሚዲያ ነዚ ፅቡቕን ጥዑም እላል ሂዝኩም ስለመጻኣኹም ❤💛🙏🏾
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Месяц назад
#subscribe please
@nevergiveupyes
@nevergiveupyes Месяц назад
I heard so many interviews but this was sensational , amazing strong blessed women. I proud of you ❤🇪🇷 56:18
@user-tx9zi7sd1y
@user-tx9zi7sd1y Месяц назад
ጥዑም ዕላል፤ ጥዕናን ዕድመን ይሃበልናን።🎉
@rezantewelde5279
@rezantewelde5279 Месяц назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ኣርአያ ዘሪሁን ትግርዋይ ኣዝማሪኖ ዘናጥ ሰብአይ ነይሩ ኣብ ኣስመራ ፍሉጣት ስድራ እዮም ነይሮም 🙏🙏🙏🙏
@mennabekelebekele676
@mennabekelebekele676 Месяц назад
እልልታ ረዳኢ 🎉አቲ መአር ወለላ ምርጽቲ ክብር ዝግባአኪ ቆንጆ እርምቲ ትግራዋይቲ ❤ሰይት ጅግና አያና መንግስተ ሰማይ ያዋርሶ 🎉🎉🎉
@henoksisay9713
@henoksisay9713 Месяц назад
ጀግና አዶ ❤❤❤❤
@almazdesbele1837
@almazdesbele1837 Месяц назад
ደስ ዝትብል ጋሻ ። ነገርግን ሓዉና በረከት ሓታቲ ዘይኮነስ ተሓታቲ ዒካ ትመስል ። ንአጋይሽካ ዕድል ሓብ
@SoanHagos
@SoanHagos Месяц назад
Thank you so much
@tigraihagerey8246
@tigraihagerey8246 Месяц назад
ክብርቲ ኣዶ ናይ በሓቂ ምስሊ ኣያ ትግራይ ኣርኣያ ዘሪሁን::
@beana3912
@beana3912 Месяц назад
ፅባቀ ምስ ወኒ💯👌ትድነቂ አዶ ኢኺ 🙏ዕድመ ምስ ጥዕና ይምነየልኪ እልልታ ሽኮር🙏🙏🙏🙏 thank you kezahta show
@sertsegebremeskel4942
@sertsegebremeskel4942 Месяц назад
ብሓቂ ዕልልታ ሓፍትና ንዓኺ ንምግላፅ ቃላት የሓፅረኒ ጅግና ለባም ወረጃ ትግራወይቲ ሰላምኪ ይብዛሕ::
@andomkbrom8072
@andomkbrom8072 Месяц назад
ብጣዕሚ ኣዝያ ጠንካራ ንፍዕቲ ብዝገርም ጥዑም ኣገላልጻ✍️🫶❤️❤️❤️👏ቓለ መሕትታ ሰሚዐ።🫶👏❤️
@user-wg3rj4de1z
@user-wg3rj4de1z Месяц назад
ቹቹ ሓፍተይ ድሕር ነዊሕ ዓመት ስለዝራእኹኺ ደስ ኢሉኒ ነዊሕ ዕድመ ይምነየልኪ።
@mohammedumer4449
@mohammedumer4449 Месяц назад
ቀዛሕታ ቶክሸው (በረኸቲና ) የመስግነካ ብሓቂ ደስ ኢሉኒ ፣ዝፈትዋን ዘኽብራን መሳርሕተይን በዓልትቤት ጅግና አርአያ ዘሪሁንን እልልታ ረዳኢ ስለዝዓደምካያ
@samsonm2011
@samsonm2011 Месяц назад
ዕልልታ ብሓቂ ብሓቂ ክብርቲ ትግራወይቲ፤ ኣትን መንእሰያት ካብ ዕልልታ ብዙሕ ክትመሃራ ትኽእላ ኢኺን ዕልልታ ምስ ደቅኽን ቤተሰብክን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ
@asfawtsegay6419
@asfawtsegay6419 Месяц назад
እልልታና ዘይምኖ ላዛ ዘለዋ መምሃሪ ዝኾነ ጥዑም ዘረባ
@Sam-ws3cy
@Sam-ws3cy Месяц назад
አነ ኩቡር አቶአርአያ ዘርሁን ብአካል አይፈልጦን እየ ብዝና ግን ሹሙ ውርይ ብሙኻኑ ትግራዎይ ብሙኻነይ ይሕበን ብሐቂ እዛ ጀግናእደ ድማ ብሐቂ 5 ቆልዑ ሒዛ ከም አደን አቦን ኮይና ብምዕባያ ድማ ጀግና ጉዎል ጀግና ብሙኻና ክብርን ሞገስን ይግብአ እዩ እየ ዝብል በረኸት ድማ ነዛ ጀግና ሐፍትና ብምቅራብካ እናመስገንኩ ብአካል ንዘይ ንፈልጦ ናይ ክቡር አቦናአቶ አርአያ ስእሊከተቅርበልና ነይሩካ እብል
@tigraywinbkalsi.3574
@tigraywinbkalsi.3574 Месяц назад
እልልታ ትግራይ እንቋዕ ብደሓን መፃኪ!!
@tigraywinbkalsi.3574
@tigraywinbkalsi.3574 Месяц назад
@user-gz9kk5cu8r
@user-gz9kk5cu8r Месяц назад
ኣደይ ንዓይ በይና እያ ኣዕብያትኒ እና ኣደይ ዝኽሕሰላ ጊዜ ክህበኒ ይምነ እና እግዚአብሔር ንኣዴታት ትግራይ ዕድመን ጥዕናን
@ejigufeleke9572
@ejigufeleke9572 Месяц назад
ጀግና እኖ ኢኺሞ አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ከምትምኒትኪ ብርሃን ደቕኺ የርእይኪ ::
@user-iu3pg2ji1t
@user-iu3pg2ji1t Месяц назад
ጀገና ኢኪ አዳ ትገረይ
@yennygebre9216
@yennygebre9216 Месяц назад
Still Gorgeous and Classy. So nice to see you Elilta❤️💛
@eliltaassefa5142
@eliltaassefa5142 Месяц назад
ፅብቅተይ ኣርኣያ ተራእይዎ ካባኺ ዝውለደ ዋዕሮ ርግዕቲ ዋው 🫶🏽💯🙏🏾
@user-hr5ms5jm2n
@user-hr5ms5jm2n Месяц назад
ንብዛሓት ተጋሩ ኣሕዋትና ኣብነት ኣዶ ከም እትኮኒ ኣይጠራጠርን እልልታ ኣዴና❤
@finbrak9737
@finbrak9737 Месяц назад
Best mother from Holy Tigray.
@kiruab
@kiruab Месяц назад
❤❤❤ Thank you Becky for inviting Elilta! Araya was such a noble human-being!
@Naodmiss
@Naodmiss Месяц назад
ዕልልታ ረዳኢ ባዓልቲ ሙልኡ ቁመና ካባኪ ቡዙሕ ነገር ተማሂረ ክብርቲ ኣደ እዝጋቢሄር ኣምላክ ብደቅኪ ርከቢዮ❤❤❤
@sgebrese
@sgebrese Месяц назад
She is very strong and inspiring. Thanks for all you do!
@nanecyhabesha839
@nanecyhabesha839 Месяц назад
ጥዑም ወግዓ ወ/ሮ ዕልልታ ረዳኢ ጀግና አዶ ትግራወይቲ❤️ ወግዓ ኩሉ ጥዑም ከም ስማ ዕልልል ዘብል🙏
@meashogmariam
@meashogmariam Месяц назад
ወይዘሮ ዕልልታ ብጣዕሚ ለባም ኣዶ እያ ኣርኣያ ዘርሁን ከምዘይሞተ እየ ዝሪኦ ኣዶታት ትግራይ እሩማትን ኣብሓዳረን ፁንዓት እየ ካብኣተን ሓንቲ ሓንቲ ምኳንኪ ይኾርዕ ደቅኺ ካብ ኣርኣያ ንዓቐብ ንትግራይ ኣብቲ ንምነዮ ከብፅሑ ይምነ በርትዒ ጠንካራትግረወይቲ ኢኺ
@Hareg675
@Hareg675 Месяц назад
ብሓቂ እዚ ዝመስል ኣይፈልጦን ነይረ ኣርኣያ ዘሪሁን ኣብዚ ኩፉእ ዘርኢ ምፅናት ኣብ ትዊተር እየ ሰሚዐዮ ኩሉ ዝገበሮ መንግሰተ ሰማይ የዋርስ😢🙏
@brhanebereke5422
@brhanebereke5422 Месяц назад
ብመጀመርታ ኣዳለውቲ መደብ ቀዛሕታ ነዚ ኣዝዩ መሃርን መሳጥን ተመክሮ ዘካፈልኩምና ኣዚየ የመስግን ኣነ ብወገነይ ብዙሕ ትምህርቲ ቀሲመ የመስግነኩም ከኣ ክብርቲ እልልታ በዚ ኣጋጣሚ ክሳብ ክንደይ ጠንካራ ከምዝኾንኪ ውን ምሂርክኒ ኢኺ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክቡር ብዓል ቤትኪ ክሳብ ክንደይ በዓል ዓቢ ራኢ ከምዝነበረ ብኣንደብትኪ ነጊርክና ኣለኺ እሞ ኣብነታዊት ኣደ እንተበልኩኽስ ዝንእሰክን ዝዓቤክን ኣይመስለንን ከምዚ ክብለኪ ዝገበረኒ ካብ ኣንደበትኪ ዝሰማዕክዎ ቃላት ብዛዕባ ክቡር በዓል ቤትክን ደቅኽን ዘለኪ ኣድናቖትን ክብርን ዝለዝተረዳኣኒ እየ በዚ ኣጋጣሚ የድንቕክን የኽብረክን ከኣ ኣብ መወዳእታ ነዛ ጽሕፍቲ እንተሪኢኹማ ናይ ክቡር ኣያና ብዓል ቤትኪ ነበር ኣርኣያ ዘሪሁን መጽሓፍ "ኮኾብ ጽባሕ" ኣበይ ክረኽባ ይኽእል ሓውኺ ብርሃነ ካብ ኖርወይ የመስግን🙏
@tsigabhaile7088
@tsigabhaile7088 Месяц назад
ጀግና ኣዶ,ፅብቅቲ,ርግዕቲ,ጠንካራ,ታይ እሞ ክብላ ❤ሰበይቲ ጀግናና ፈጣሪ ምስ ደቅኪ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@FuRy-uz6xi
@FuRy-uz6xi Месяц назад
ተጋሩዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@Lwanna27
@Lwanna27 Месяц назад
እዘን ሰበይቲ ትውረስ በየነ ይባሃላ። 7 ሕጉም መጎብነዪ ኣነ ነይረይ። ደስ ዝብል ማዕልቲ ነይሩ። ብዙሕ ካብ ተመስገን፡ ሄለን ካብኪ ክማሃር ዊዒለይ። ነዊሕ ዕድመ ይምነየልኪ
@genetfissha1295
@genetfissha1295 Месяц назад
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ።
@rezantewelde5279
@rezantewelde5279 Месяц назад
ሽክርና ዕልልታ ብጣዕሚ ኣድኒቅኪ እወ እቲ ገባርሰናይ ዕድመ የብሉን እምበር ምስተፍቅርዮ ሰብእይኪ ነዊሕ ክትነብሩ እዩ ዝግበእ ነይሩ ግን ዓለም መመላእታ የብላን ኣጆኪ ፕሮግራምኪ ብሃረርታ ንጽበ 🌷🌷🌷🌷👍👍👍💯💯💯
@bahlbibaraki6277
@bahlbibaraki6277 Месяц назад
እዋእ እዛሓፍትናስ ክንደይ ይጥዕም ኣንድቤታ ኣቦና ኣርኣ እኴ ንቃባሪ መርድእ እይ ዋ ኣሕዋትና ናይ ዘዘመን ፂን ኢልኪን ኣዳምፅኣ ይበል ስነ-ስርዓት ዕድመን ጢዒናን የሃብኪ ምስ ደቅኪ እግዚኣብሄር ይባርኩ
@tigstitigsti9607
@tigstitigsti9607 Месяц назад
❤❤እልልታ እምበር እልልታ❤❤
@temesgenkasahun2847
@temesgenkasahun2847 Месяц назад
Amazing Mother Ililta you are loving,strong, selfless, wise, brave and dedicated to your family may God bless you ubundantly.
@gideyabraha3922
@gideyabraha3922 Месяц назад
የቀኒየልና ዝገርም ናሂወት ተሞክሮ🙏❤️❤️❤️ ዕልልታ ❤❤❤ናይ ባሐቂ ጀግና ኢኺ (ዋዕሮ) ቃላት ይሐፅረኒ ክገልፀኪ ብወገነይ ዋዉዉዉ ዕድመን ጥዒናን እምነየልኪ ዝሐፍተይ ❤
@user-yz6fg3bv2q
@user-yz6fg3bv2q Месяц назад
Great Mom🙏🙏🙏🙏❤❤❤ ...you are a motivational speaker
@tiruembaye4890
@tiruembaye4890 Месяц назад
ዕልልታ ጠንካራ እኖ!!
@tdftigray4500
@tdftigray4500 Месяц назад
Araya Zerihun was an extraordinary man who loved his people dearly. His legacy will always remain in our hearts. That being said, all Kalamino students are his kids. RIP champ
@tigisttewelde5841
@tigisttewelde5841 Месяц назад
She makes me cry.አምላኽ ዝተረፈ ሂወትኺ ዘደንቅ ነገር ይፍጠረልክ ጽብቅቲ ፍጥረት።
@romanzeru9063
@romanzeru9063 Месяц назад
ብጣዕሚ ብጣዕሚ ለባም ዝተረጋገዐት ደስ በሃሊት ኣደ :: ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ማዓረይ::
@rahwakefela3367
@rahwakefela3367 Месяц назад
Waww strong woman you are a model to our generation stay blessed ❤from 🇪🇷
@sabalegese762
@sabalegese762 Месяц назад
ጅግና ወላድት ኢኪ መግለጺ የብለይን ኣደ አዩ ትርጉም ኣደ ቆልዑ ብዘይ ኣቦ ምዕባይ ❤
@asgedomtesfay2290
@asgedomtesfay2290 Месяц назад
ዕልልታ ጓል ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ !! እንቛዕ ናትና ኮንኪ !! ዘጋጠመኪ ፈተና ብጣዕሚ ከቢድ እዩ !! ብዝኾነ ንሕበን በኣኺ !! ሠላምን ዕብየትን ነዛ ቅድስቲ ዓድና ትግራይ ።
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Месяц назад
ብሓቂ ኣነ ን ኣርኣያ ኣይፈልጥን ነይረ ከምዚ ዝበለ ጀግና ትግራዋይ ዘይምፍላጠይ ንዓይ its a big shame😢፣ ግን የቕንየልና ሐዚ ንኽፈልጦ ስለዝገበርኩም❤
@milli12354
@milli12354 Месяц назад
ታሪኹ ሓቢኦምዎ ኔሮም 😢ብዙሕ ሰብ ንከይፈልጦ ተጌሩ
@user-gz7vb9vz9i
@user-gz7vb9vz9i Месяц назад
ኣያና ኣርኣያ ዘሪሁን ንኾርዓሉ ሕሩር ትግራዋይ ነይሩ ደስ ዝብል ፕሮግራም ምስ ክብርትን ፍትውትን ዕልልታ ረዳኢ❤❤❤
@BirhaneGereziher-iu4ry
@BirhaneGereziher-iu4ry Месяц назад
እዚ ኹሉ ዓብዪ ሰራሕ ሰሪሑሰ ታሪኹ ኣይንፈልጦን ። እዚ ናይ ውግእ ታሪኽ ኩሉ ብ TV እናራእናዮ ዓቢና ግን እዚ ናይ ልምዓት ከም በዓል ኣርኣያ ዝሰርሕዎ ዘይኣርኣዩና ብጣዕሚ መሕዘኒ ። ኣነ ንባዕለይ ብዛዕባ ኣርኣያ ኣብዛ ቃለመሕትት እየ ፈሊጠዮ ።
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix Месяц назад
​@@BirhaneGereziher-iu4ryዋላ ኣነ ከዚ ፈለጠዮ ግን ኣዓረና ክንፈልጦ ናይ ቀደመ ዝሰረሕም ዝነበረ ሰራሓቱ ንእሽተይ ከርእየና ነይሩ በረክት😊
@BirhaneGereziher-iu4ry
@BirhaneGereziher-iu4ry Месяц назад
@@chf-cv4ix መሰራቲ ቀለኣሚኖንን mit(mekelle institute technology ) መሰራቲ እዩ ።
@user-gz7vb9vz9i
@user-gz7vb9vz9i Месяц назад
@@BirhaneGereziher-iu4ry ነብዪ ኣብ ዓዱ ኣይኽበርን እዩ ናይ ትግራዋይ ነገር ንትግራይ ክንድ ኣርኣያ ዘሪሁን ዝሰረሐላ ኣሎ እንተተባሂሉ ሓሶት ትግራይ ግን ክንድትዝድለ ክብሪ ኣይሃበቶን ኢለ እየ ዝኣምን ኣብ ሕድሕድ ልቢ ትግራዋይ ግን ኣሎ!! ኣርኣያ ትግራይ ብውግእ ዘይኮነ ትህነፅ ብዝተማሃረ ሓይሊ ሰብ እዩ ትግራይ ጅግና ትባሃል ብውግእ ወረ ውግእ ከይኮነስ ጅግንነት ብልምዓት እዩ ኢሉ እዩ ዝኣምን ነይሩ ብቻ ኣርኣያ ዘሪሁን ንትግራይ ከም ሽምዓ ዝመኸኸ ሓቀኛ ሙስና ኣይፈቱ ፅልኢ ኣይፈቱ ቅኑዕ ናይ እግዚአብሔር ሰብ ነይሩ ኣማውትኡ እውን ሃንደበት እዩ ነይሩ ብቻ ናይ ኣያና ኣርኣያ ታሪኽ ሽምባይዶ ብሒደት ፊደላት ሃገር ሙሉእ መፅሓፍ ፂሒፍካ እውን ኣይውዳእን በዚ ኣጋጣሚ ግን ኮኾብ ፅባሕ ትብል መፅሓፍ ኣላ እንተረኺብካያ ንበባ ሽዑ ኣርኣያ መንዩ ብደንቢ ክትፈልጦ ኢኻ
@BirhaneGereziher-iu4ry
@BirhaneGereziher-iu4ry Месяц назад
@@user-gz7vb9vz9i ሓቅኻ ኢኻ ። እዚ ኹሉ ነገር ንትግራይ ሰሪሑሰ ዝግበኦ ኣፍልጦ ክወሃቦ ይግባእ ንሰድርኡ እውን ክብሪ እዩ ። ብዝኾነ እዛ መፅሓፍ ሰለዝሓበርካኒ ብጣዕሚ እየ ዘመሰግን ከንብባ እየ ።
@girmaygtsadik7176
@girmaygtsadik7176 Месяц назад
ዝገርም ፕሮግራም። ከምዚኦም ዝበሉ ሰባት ዓመት ሙሉእ 365 መዓልቲ ክዝመረሎም ይግባእ። ብዙሓት ሓወልቲ ክስረሐሉ ይግባእ።
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Месяц назад
ብሓቂ
@weldaytsegay5215
@weldaytsegay5215 Месяц назад
ኣነ ካብቶም ኣብ ሎስኣጀለስ ካሊፎርንያ ብ1989 ዓ,ም,ፈ ምስ ኣርኣያ ዘሪሁን ኮይና TDA ካብ ዝመስረቱ ሰባት ሓደ እየ! ናይ ብሓቂ ኣርኣያ ዘሪሁን ዓብዪ ሰብ እዪ ነይሩ
@Hareg675
@Hareg675 Месяц назад
ዕልልታ ዋዕሮ ዕድለኛ ኢኪ ቡሩኳት ደቂ ሂቡኪ ፈጣሪ እግዚአብሔር ሓሳብ ልብኪ የስምረልኪ ፍረ ናይ ደቅኪ እውን የርእኪ❤🙏
@titinotitino2910
@titinotitino2910 Месяц назад
ክብርቲ አደና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 🥰🥰🥰🥰🥰
@tikelary6959
@tikelary6959 Месяц назад
You are a typical ‘chawa Tigraweity. Bless you 🙏
@abraham.tesfay
@abraham.tesfay Месяц назад
ብዛዕባ ኣርኣያ ሞት ክሓስብ ከሎኹ ብጣዕሚ ኢየ ዝሓዝን:: ብቐረባ እፈልጦ ነይረ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ቢሮኡ ከሎኹ ምስ ዕልልታ ሓዳር ክገብር ከምዝወሰነ ንሓደ senior ተጋዳላይ ብስልኪ ክነግሮ ከሎውን እዝክር። ኣርኣያ ሓሙሽተ ቁልዑን ዕልልታን ገዲፉልና ኣሎ:: ብጣዕሚ ደስ ይብል:: ኣብ ቀላሚኖ ብሽሙ ዝተሰየመ እንታይ ኮን ይህሉ? ኣብ ወፃኢ ስለዝኾነ ዝነብር ዘሎኹ information ስለዘይብለይ ኢየ።
@edentesfaye6195
@edentesfaye6195 Месяц назад
ለባም ሰበይቲ❤️🙏
@asnakewassie6580
@asnakewassie6580 Месяц назад
Rest in peace🖤💜💚 Such a nice program for the remembrance of Tigray It is very appreciated. Elilta Redae so great
@gdeyfkr8926
@gdeyfkr8926 Месяц назад
እፍፍፍፍፍ እውይ አንደበት እውይ ስነስርዓት እውይ ስነልቦና እውይ ትዕግስቲ ለባምነት ዝገርም ትምህርቲ አቀቢልክና ወ\ሮ እልልታ ክብረት ይሀበልና ዕድመንጥዕናን ይሃብክን አደዋይ መርአያ ፅንዓት ብሓቂ
@dani123haylemaryam9
@dani123haylemaryam9 Месяц назад
ዕድመን ጥዕናን የሃብኪ ዋዕሮ ኣዴና ❤️🙏🙏
@rigathailemariam8516
@rigathailemariam8516 Месяц назад
What a women proud to have you as a tigray society. Respect and love ❤.
@kemal4775
@kemal4775 Месяц назад
ኣርኣያ ብ1997 ዓ/ም (ቅድሚ 19 ዓመት) ዝተዛረቦ እናዘከርኩ ይገርመኒ። "እቶም ብአዴን ኣብ ኸባቢ ወልቃይት ዝጅምርዎ ዘለው ሽርሒ እቶም መራሕትና ኣይፈልጡዎን'ኳ ኣይብልን፤ ንዒቖም ከይገድፍዎ'ሞ ሕማም ድሓር ከይኾነና ግን ይሰግእ" ኢሉና ምስ ሓደ ሓውና እናሃለና። ኣርኣያ ፈታዊ ዓዱ ጥራሕ ዘይኮነስ፤ ኣርሒቑ ኣማቲ በሊሕ መራሒ'ውን'ዩ ነይሩ። ንትግራይ ዳርጋ ትካል'ዩ ስኢና። የቕንየልና ዕልልታ ሓፍተይ። ጥዑም ዕላል ርብዒ ስዓት'ውን ኣይመሰለንን።
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Месяц назад
#subscribe please
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Месяц назад
መለስ ታይ ዶ ገዲፍልና እዩ
@milli12354
@milli12354 Месяц назад
ብኸመይ እዩ ግን ዓሪፉ
@tesfayegebrehiwot7709
@tesfayegebrehiwot7709 Месяц назад
ከዝሰዕኽዎ ዕልልታ ለባም ስብ ምኻና ክብ አንደበታ ይፍለጥ በርትዒ ጀግና ሰበቲ ካብ ሰብዓይ ትሕረ
@girmakirose6696
@girmakirose6696 Месяц назад
ብጣዕሚ ብስልቲ መልስታታ ደስ ክብል ብጣዕሚ አንደበተ ሩትእ እያ ። ይበል እርንብቲ ወይዘሮ ። ብርክቲ እግዚአብሔር መሊኡ ይባርኪ
@kbromgkidan4804
@kbromgkidan4804 Месяц назад
ፅቡቅ ደስ ልብል ፕሮግራም ህድእቲ ለባምን መስተውዓሊትን አዶ እንኳዕ ደማ ብደቅኪ ሕጉስቲ ኮንኪ ገና ድማ ዓብዮም አስር ጀግና አብኦምን አደኦምን ተከቲሎም አብ መፃኢት ትግራይ ልክእልዎ አበርክቶ ሀምልገብሩ ተስፋ ንገበር አብ ለለኩምዎ ሰላምን ጥዕናን ንምነ
@user-kd1co9cv2w
@user-kd1co9cv2w Месяц назад
አዲታትና ብዓል ቤተን ምሰ ተፈለይን ዝዉሃበን ጸጋ አሎ ልእልታ ናይ ብዓልቤታ ዝተወሃብ ጸጋ ሃይልን አምላክ ዝዓደላ አየ ዝብል አምነት አለኒ
@azebg7176
@azebg7176 Месяц назад
ፍትውትቲ ሐፍትና እንኳን ደህና መፃኪ ።
@luliyagebrehiwot2112
@luliyagebrehiwot2112 Месяц назад
እልልታ ስላየሁሽ ደስ ብሎኛል አርአያ አሁን ድረስ እውነትም በትግራይ ህዝብ ልብ ውስጥ አለ ልምአት ትግራይና በደንብ ነው የማስታውሰው ትግራይንም አላቃትም ግን ያኔም በቤተሰባችን ልክ እናዋጣ ነበር ደስ ብሎኛል❤
@abrahahagos6325
@abrahahagos6325 Месяц назад
እዉነት አነ እየዉን አይፈልጦን ነይረ ግን ለወለዶ ታርኩ ይተሓላለፈ
@genettebeje1163
@genettebeje1163 Месяц назад
Never ever forget Areaya Zerihun ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@guoyayele4491
@guoyayele4491 Месяц назад
❤❤Tigray needs such a Role Model like Elillta. Thank you Kezahta.
@AlemTeklay-dq9hx
@AlemTeklay-dq9hx Месяц назад
ደስ ዝብል ነገር ሓሙሽተ ቆልዓ ምውላድኩም ብጣዕሚ ደስ ይብል❤❤❤❤❤
@user-cp1sv2bq1h
@user-cp1sv2bq1h Месяц назад
ብጣዕሚ ሰሓቢ መሃራይ ነዊሕ ኣማቲት በላሕ የዋህ ለባም መስተውዓሊት ፅንዕቲ ተዓማኒት ናይ ዚ ዘበን መርኣያ ከም ኣያና ኣርኣያ ዘሪሁን ጀግና ዋዕሮ ... መግለፂ ኣልቦ ዕልልታ ናይ ልብኪ ሓሳብ የስምረልኪ !!! ንፅበይ ኣለና መደብ ፋርቂ ስዓት ምስ ዕልልታ ኣብ Tbs
@yook273
@yook273 Месяц назад
Tigrignaki kimikir... Big RESPECT haftey
@alemdesta4923
@alemdesta4923 Месяц назад
ደስ ዝብል ዕላል!!! ሓቦኛ ትግራወይቲ ፡ ከም በዓልቤታ!!! ይበል!!! ቐፅልሉ ፡ ይቕናዕኺ ።
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Месяц назад
ትግራይ ሓድነት የድልያ endeed❤
@WeldatBaraki-bj4jx
@WeldatBaraki-bj4jx Месяц назад
ዕልልታ ንፍዕቲ ፡
@user-wr5ym5qt3x
@user-wr5ym5qt3x Месяц назад
😢😢😢😢ኣጆኺ ዛሓፍተይ ጀግና ኢኺ እግዛጋብሔር የዕቢየልኪ❤❤
@fishayezeru1365
@fishayezeru1365 Месяц назад
Btami des tibl ade eyamo kabaki bzuh temahire ❤❤❤
@letshy
@letshy Месяц назад
ብጣዕሚ ንፍዕቲ ኢኺ ዛማዓረይ
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m Месяц назад
ሰላም ክቡራት 🕊🕊❤️❤️ ጀግና አደ ፅቡቅ መርጫ ኢኺ መሪፅኺ ንደቅኺ ንነፍስኺ ብሰማይን ብፈጣሪ ብምድሪ ብደቅኺ ክብሪ ትረክብሉ መርጫ እዩ ። አደዋይ ዝተረፈ ዕድሜኺ ይባርከልኺ ምስ ደቅኺ🙏🕊🕊 ❤️❤️❤️❤️
@deqiqehadush424
@deqiqehadush424 Месяц назад
I really thank you Bereket hawey and Kezahta Posdcat for bringing this heroine sister, a wife of the hero, visionary and truly nationalist Tigrayan, the late Ayana Araya Zerihun! May God bless his family! May God bless Tigray and Tigray people! May his soul rest in eternal peace! ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Месяц назад
Thanks❤ Amennn
@BirhaneGereziher-iu4ry
@BirhaneGereziher-iu4ry Месяц назад
Please can you tell me about Araya zerihun ? Was it a politician ?
@deqiqehadush424
@deqiqehadush424 Месяц назад
Ayana Araya was a truly civilian hero Tigrayan who co-founded TDA along with other good citizen Tigrayans. He rehabilitated war wrecked Tigray by building schools, clinics, health posts, Kallamino STEM SHS, MIT and established links with many foreign scholarship academies. He let TDA to be a truly Tigrayan umbrella ☔ organisation. I suggest you to read the book Kokob Tsibah, written in Tigrinya.
@xegabberihu5778
@xegabberihu5778 Месяц назад
thank you Beki hawey. he was ONE OF HIS KIND. GENIUS, GENERIOUS, KIND AND DELIGENT!
@esuali2818
@esuali2818 Месяц назад
በረከት ዘርዕካ ይበርክት!!!
@rahelbuzayene2970
@rahelbuzayene2970 Месяц назад
እልልተ ብጣእሚ ንፈትወኪ ነክብረኪ ሓፍትና በርትኢ ብጣእሚ ኢና ንፈትወኩም
@tsegaandom3444
@tsegaandom3444 Месяц назад
Wow What a personality ❤❤
@user-sp7ym1lz7l
@user-sp7ym1lz7l Месяц назад
እልልታ እድመን ጥዕና ይሃብኪ በጣእሚ አና ንፎትየኪ ነክብረኪ❤❤❤
@merhawitkidanemariam3617
@merhawitkidanemariam3617 Месяц назад
ዕልልታየ ስለዝራእኩካ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ለባም በሳል ጀግና ርግዕቲ ንክቡር አቦና ኡቦ ትግራይ አርኣያ በዓልቲ ገዝኡ አርኣያ መርኣያ ኣዶ ትግራይ ኢኪ እሞ ካባኪ ብዙሕ ተማሂረ ክብርት ይሃበልና ብጣዕሚ ንፍትወኪ ንናፍቀኪ ብሰላም ምፅልና ❤❤❤🙏
@belaydorri6825
@belaydorri6825 Месяц назад
ናይ ብሓቂ ቆንጆ፣ ለባም ፣ፅንዕቲ ኽብረረቲ ፍፁም ሰብ ኢኺ እግዚአብሔር አብጎንኺ ይኹን 🙏
Далее
ተጋዳላይ ሆቴል ኣብ ቀዛሕታ Kezahta
55:59