Тёмный

ዕውድ ፕራንክ ከጓይዮም ውዒለ - ንዘዛረበኒ ድማ ሸሊመ - ኣብ እዋን ቀረፃ😂 crazy public prank [ Behind the scene ] 

Yada Tube
Подписаться 71 тыс.
Просмотров 22 тыс.
50% 1

ፕራንክ ፕራንክ ያዳ ፕራንክ ‪@yadaprank‬
ዘይሓልፍ ፀገም የለንሞ ን ደቓይቕ ፀገማትኩም ረሲዒኹም ክትዝናነዩልና ንደሊ❤❤❤❤subscribe ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ
@Yada Tube
kezahta,ቀዛሕታ,interview,ጭላቆ,ዕላል ምስ ጭላቆ
@gereemunentertainment
New Tigrgna music,Tigrgna drama,Eritrean movie,Eritrean comedy,New eritrean music 2022,wedi shuk,yonas minus,Neshnesh tv,tigray media house,መዘንግዕ ካሜራ,ፕራንክ,zeriabruk weeding,habesha weeding,gere emun,enda thsh
ዕውድ ፕራንክ tigrgna music tigrgna drama eritrean movie eritrean comedy funny video gere emun entertainment

Опубликовано:

 

15 июн 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 236   
@yadaprank
@yadaprank Год назад
ሰላም ፉቱዋት ዕውድ ኮይነ ብስርዓት ንዘዋግዑኒ ሸሊመ ንዝተፀየፉኒ ድማ ዘፈራርሖም ፕራንክ ሶሉስ ምሸት ተፀበዩኒ 🙏
@user-be6zm5ik8h
@user-be6zm5ik8h Год назад
ታማ ዘይትለቃ ረቡዕ እኮ ኮይኑ🙄
@selamburuk
@selamburuk Год назад
ያዳዋይ ዋላ ኩሉ ግዜ ይካታተለካ ግን👍እዚኣ ረጊጸ እየ ዝሓልፍ ብዙሕ ኣይጽሕፈልካን እየ እንተ ናይ ሐዚ ወቀሳ እኳ ጽብቅ እንተ ዘይኮነ ከም ምክሪ ዉሰዳ እሞ እቡድ ማለት ሕሙም ማለት እዩ ብዝሓመመ ሰብ ምቅላድ ከኣ ንኩለና ጽብቅ ኣይኮነን እፈልጥ ቀልዲ እዩ ግን ንቅልዶ ንሞራል ሰብ ዘይነክእ ክኮን አለዎ ያዳ ሓወይ 🙏
@yadaprank
@yadaprank Год назад
ድሓን መወዳእታ ናይዚ ስራሕ ምስረኣኺ ሓሳብኪ ትቅይሪ ኢኺ
@letushhaylay-nq7nq
@letushhaylay-nq7nq Год назад
ማዓረይ እዚይ እቲይ ዝበለፀ መምሃሪይ እዩ ብከመይ እንተይልክኒይ እዚይ ሕብረተሰብና ኣብ ልዕሊይ ዝኮነ ይኩን ስነ ኣእምራዊይ ፀገም ዘለዎ ኣራኣእያ እንታይ ይመስል ንምባል ዳኣ እበር ብሱም ዑቡዳት ምቅላድ ኣይኮነን ከምቲይ ኣነ ዝተረደኣኒይ ግን መጨረሹኡ ሓቢርና ንሪኦ ኣብኡ የብፀሐና ፈጣሪይ🙏
@user-th7mg9dj2f
@user-th7mg9dj2f Год назад
ዋይ ሕማቅ ትምኒት ዛሓወይ 😢ታይ ኢና ክንማሃር ካብዚ ክቡር ሓወይ ጌጋ እዩ ድሕሪ ሕጂ ከምዚ ዓይነት ስራሕ ይትረፍካ ዛሓወይ😢😢😢
@berihu07
@berihu07 Год назад
እንታይ ክትማሃሪ ደኣ ሃይስኩል ድዩ እዚ ተተመቺኪ ትዘናግዒ ተዘየለ ሸንኪ ትድቅሲ🤣።
@Lanchbye
@Lanchbye 12 дней назад
😂😂😂😂​@@berihu07
@user-fk8mc6fb9k
@user-fk8mc6fb9k Год назад
ምርኣይ ከይጀመርኹም ላይክ ግበሩ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ንስኻ ንዓና ክሓጉስ ዘይገብሮ ነገር የለን🎉🎉🎉😂😂😂😂😂😂😂🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤
@user-uh7sy9uy6j
@user-uh7sy9uy6j Год назад
ናይ ያዳ ስራሕን ዘረባን ከማየ ዘስሕቆ 👍 😅ያዳዋ ይፈትወካ እየ ዙሓወይ መንጪ ሳሓቀን 😊😍
@user-cy2qe1nh4b
@user-cy2qe1nh4b Год назад
እንታይ እዩ ዘስሕቅ ቁም ነገር ትምህርቲ ኣቦታትክንማ ከምዚኣ ኢልክን ኣዳሚፅክን ንኣቦታት ሊቃዉንቲ ኣመስጊንክን ኣይትፈልጣን
@gdhdejej
@gdhdejej Год назад
ንስኪ ትሰምዒ ትኮኒ እኪ ናይ ኣቦታትና ግን ባዓልክስ ቅምነገር ይሃልዮ ኣይ ሃልዮ ትርእይዮለኪዶ ማለተይ ናይ ኣቦታት ትምርቲ ትሰምዕ ድያ ኣይ ትሰምዕን ንስኪ ኣይ ትፈልጥን ካብኡ ካኣ ሓደ ሓደ ግዜ ከምዚ ምራኣይ እንታይ ኣለዎ ፀገም ???
@user-fk8mc6fb9k
@user-fk8mc6fb9k Год назад
​@@user-cy2qe1nh4b ኣንታ ኣብዚ ፃዲቅ ፃዲቅ ኣይትፃወቲ ሓሰዉቲ ፎእ ንሰብ ሕማቅ ኣይግበር እንበር እሞ እዚስ መዛናግዒ እዩ ታይ ችግር ኣለዎ ደስ ተይሉኪ ራኣይ እንድሕር ዘይ ፎቶክዮ ካዓ ዘይምርኣይ ሓሳድ😮😮😮
@user-cy2qe1nh4b
@user-cy2qe1nh4b Год назад
@@user-fk8mc6fb9k ክክክክክ ፃድቅ ፃድቅ ዘይኮነስ እቲ ሓቂ እየ ተናጊሩ መዘናግዒ ታይ ክዓብስልኪ እዩ ቁምነገር ሓዘል ተኮይኑካ ትምህርቲ ትወስደሉ ካብ ፅላለ እንታይ ትመሃሪ
@user-cy2qe1nh4b
@user-cy2qe1nh4b Год назад
@@gdhdejej ሓደ ወኪል ኣይትኩኒ ንዓኣ እየ ፅሒፈላ ካልኣይ ኣነ እቲ ኣርእስቲ ሪእ እየ ኣትየ እቲ ርእሲ ስለዘናደደኒ እቶም ኮሜንተር ከብሉ ይኮኑ ተበልኩስ ተመችዩና ገለታት ምስ ስራሕ ፈጣሪ ምባኣስ ታይ ኣምፅኦ ፅሉል እኮ ፈተዩ ኣይኮነን ፅሉል ዝኮዉን ብዝተፈላሉየ ምክንያት እዩ ፈጣሪኡ ዘሃቦ ሙሉእ ጥዕና ኣመስጊኑ ካልእ ስርሑ ዘይስርሕ ንስክን ከዓ ስብ ናብ ገደል ኣይተእትዋ ንቲ ሕማቅ ሕማቅ በልኦ
@hammedjhanaj1427
@hammedjhanaj1427 Год назад
መንሎ ከመይ ናይዳ ብራክ ደስ ዝብሎ ❤😂😂😂
@AAAA-tn1ny
@AAAA-tn1ny Год назад
❤❤❤❤
@embeytu
@embeytu 6 дней назад
ane
@zafuzanbeyegaltigray
@zafuzanbeyegaltigray Год назад
እቲ ፕራንክ ኣበይ ኣሎ ቀፅሎ በጃካ🥰🥰💞🥰👌እሺ ንሰሉስ ንፀበ ኣለና መዓረይ 🥰🥰💞ብሃንቀውታ 🥰
@meri.tigraweti
@meri.tigraweti Год назад
😂😂😁 ያዳ ማዓረይ ንስኻ ትሰረሖ ፕራንክስ ኻም ገለ'ዩ። ምንጪ ሳሓቀይ😊ብሃንቐዉታ ንፅበየካ ኣለና ዕቡድ ኻይንኻ ዝሰራሕኻያ ፕራንክ ልቀቀልና ትብሉ👍
@user-zh8bk4xc9f
@user-zh8bk4xc9f Год назад
አረ ንስካ ትፍለ ኢካ🤣🤣 በጃካ ስርሐይ ኢልካ ሓዞ ዙ ስራሕ ግን ኣነ prank ብቻ እየ ዝደሊ ለተጠንቀቅካ ክኣ boye❤
@gs6su794
@gs6su794 Год назад
ድነጋፅ ሕማቅ እዩሞ ግን ኣብ ማካየን ልቃሳቀሳ ኣይትግበሮ ምስ ይቃርታ እና ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤
@user-by5fm2pc8o
@user-by5fm2pc8o Год назад
ብጣዕሚ ገራሚ አክተር ኢኻ ፀላኢኻ ይዕበድ ❤ዊይ አነስ ብፊርሒ ምሞትኹ ነይረ ከም ዕዉድ ዘፍረሐኒ የለን❤
@tigray4374
@tigray4374 Год назад
ዋይ ኣደይ ማዓረይ ብትክክል ደኒጊፀ 😢 ድሙ እንካዕ ባኣካል ኣይሙኮነ ሓተክ ከብለካ ነይረ እየ
@xoxo6891
@xoxo6891 Год назад
_ያዳ ማዓረይ እንኳዕ ብስላም መፀእኻ❤❤ወያ ብራንክ ሙኻኑ ላፈለጥኹስ ኣብዚ ኾይነ ፈርሐ🥺😅_
@nahomiKing-jv9nj
@nahomiKing-jv9nj Год назад
yada yetekealkay😂😂😂👍👍haweni ketslelu
@fridem-tgraweti
@fridem-tgraweti Год назад
ያዳ ሓወይ ናይ ፍሽክታይ ምክንያት ኢካ እሞ ቀፅሎ ብቻ ❤️‍🔥♥️
@user-gm2iz9nl8y
@user-gm2iz9nl8y 10 месяцев назад
kkkk gerami prank🎉❤
@SelamTesfay-qu3pb
@SelamTesfay-qu3pb 10 месяцев назад
ያዱ ኩሉ ትሰሮሖ ፕራንክ ደሰ ክብሉ ቀፅለሉ ብጣዓሚ እና ንፍትዋካ ትግራይ ዓደይ ሳሓቅኪ ይመሰልሰ ❤❤❤
@hiwilove7088
@hiwilove7088 Год назад
ያዳ ሓዋይ ይቅርታ ከባካ ካሊእ ኢና ንፅብ ደስ ዘይብል ነገር ግደታ እዩ ክንፅሕፈልካ ፍተየና ፅለአና ናይ ሐዚ ስራሕ ይሕዝን እንበር አየስሕቅን።
@yadaprank
@yadaprank Год назад
ድሓን ንቀደም ናይዚ ስራሕ መወዳእታ ርኣይዮ ሞ
@meey704
@meey704 Год назад
አረ ብትክክል ደስ ኣይብልን ከምዚ ትስርሕ ኣይፅቡቁን ናይ ምዕራብ ትግራይ ኣብ መቀለ ዘለዉ ህፃናት አጆኩም ላበልካ ደፋትር ግዝአሎም
@TtTt-wn4jf
@TtTt-wn4jf Год назад
አረ ካሊእ ዝጠቅም ግበር ኣብዚ ሐዚ ሳዓት ህዝብና ማዓዝ ዝዓበደ ሲኢኑ ኮይኑ እና ብሰባት ምሕጋዝ ተትቅይሮ ደስ ይብል please ካልኣይ ግዜ ኬትሰርሕ ካምዚ ዓይነት ብምዕባድ ኣነ ፕራንክካ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ ካብ ቅድም ኣቲሒዘ ናይ ሐዚ ግን 100%ጌጋ እዮ እና ኣጆካ በርትዕ ዝሓወይ
@samriguggalmekele1270
@samriguggalmekele1270 Год назад
Yada ዓይነይ 🥰🥰 ዋየ መጀመርታ ዝደንገጽክዎ ኡፍፍ ናማን ዕቡድ መሲልካ 😂😂😂መጸለል ዝኾነ wedi 😘😘😘
@user-ft5hs6zu3v
@user-ft5hs6zu3v Год назад
ያዳ ሓወይ ቀጽሎ በጃኻ ኣነ ንዓኻን ንማጊን ክርኢ እየ ዝኣቱ ናብ ይቱብ❤❤❤❤❤❤❤
@shishayberhane6518
@shishayberhane6518 Год назад
ስራሕካ ጽቡቅ ኢዩ ። ዑቡድ ዝብል ዘረባ ህን ኣቓርጻ ሑሙም ኢዩ ዝባሃል ዑቡድ ጸርፊ ኢዩ። ትቓረጽ
@user-xx9ib1lo6l
@user-xx9ib1lo6l Год назад
ደስ ዝብል መዘናግዒ ቀፅሉሉ ኣሕዋት❤
@user-ck2kx6ld1x
@user-ck2kx6ld1x Год назад
ክክክክክክ ኣበይ እየ ነይረ ግን ዝኩሉ ዓመት ዘይፈልጠካ ከይገረመኒ ኣይሓለፈን ብዝኮነ ማራ ኬፍ ኣለካ ይሞችካ 🥰🥰🥰👌👌👌👌👌ሶ ብሰላም ምፀና
@solyanayoutube7748
@solyanayoutube7748 Год назад
እንኳዕ ዳሕን ምፃእኩም ተጋሩዋይ❤😂
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv Месяц назад
እውይ ያዳ ሓወይ መቅስን ቀፅለሉሉሉ እስቲ ❤❤❤❤❤❤❤
@t.g824
@t.g824 Год назад
yadaway mnchi shakey nay naman ebudko mesilka ktefrh eff😁😁😁
@sjzjbdb305
@sjzjbdb305 Год назад
😂😂😂😂😂 እዎይ ንሲካሰ ከመይ እካ ያዳ ዓይነይ ❤❤❤
@yonatantsegay1539
@yonatantsegay1539 Год назад
ናይታ ጋል ኢድ ደስ ኢልካ ሙሉእ መዓልቲ ክትድረር ዉዒልካ እንበር ክንድዚ ሜክኣብ ኣይመድለየን, ኣበይ ኣሎ እቲ ብራንክ ድሩዝ ዋሒድ,
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v Год назад
ያዳ ሽኮር ኩሉ ዝትሰርሖ ብጣዕሚ እዩ ደሰ ዝብል ቀፅለሉ♥♥♥
@ryfgtfyg5639
@ryfgtfyg5639 Год назад
ምሕረት. የውርደልካ
@medhin8187
@medhin8187 Год назад
ሰላም ያድሻ እንኳዕ ሰላም መፃእኻ ❤ እዋይ ዝዓበደ ፕራንክ ዩ 😂😂😂😂😂 ብዘይ ወጪ ሜካፕ ጌርካ ያዳ 🤪😂😂😂😂😂 እታ ሜካፕ ዝሰርሐት ዘይምድናቕ ኣይከኣልን 👍
@tigray4374
@tigray4374 Год назад
ፅብቅ ደቂ ዓደይ ሹኮሪናታት😂😂❤❤
@temsagneamleki5806
@temsagneamleki5806 Год назад
አታ ልበን ❤ዝሓማ ከይህልዋ እሞ አብአ ከይወድቃካ ሆሆ😊😂😂
@elsatawolde1249
@elsatawolde1249 Год назад
ያዳዋይ ናይ ሰሓቀይ ምንጭይ ይመችካ 😂😂😂❤
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g Год назад
ያዳየ ሽኮር ንዓይ ለ ኣፍሪሕካን 😄❤️
@dydu8272
@dydu8272 Год назад
ያዳ ሓወይ ኩሉ ስራሕካ እዪ ዘስሕቀኒ❤😂😂
@mery0141
@mery0141 Год назад
በስመአብ ከፍርሐካ ንዓይ ዝገጠመኒ 2008 ዓ.ም ፅርግያ ፅርግያ ክርአ ይከድ ኔረስ ብድሕሪአይ መፅይእ እስካዕ ፅርውርው ዝብለኒ ፀፊዑኒ😢😢😢😢
@berekechtadese2084
@berekechtadese2084 Год назад
❤❤❤❤እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ ያዳየ ቆንጆ😢❤❤❤
@negestinina-dg6pi
@negestinina-dg6pi Год назад
ያዳ ሽኮር 😢😢😢እዋይ ተመን ግን ክፍረሐኒ ማዓት ኣነስ ታየ ዝገብሮ ጋና ክሓስቦ ተለኹ እየ ዝፈርሕ 😂😂
@solomonabraham8329
@solomonabraham8329 Год назад
bravo
@alemhagos1284
@alemhagos1284 Год назад
ያሬዳ ማዓረይ
@user-ek8kp5hq1o
@user-ek8kp5hq1o Год назад
❤ ስራሕኻ ብጣዕም ኢየ ዘዲንቀካ ግን ከምዝ ዓይነት ብዙሕ ኣየድልይን ግን ሐዝ ብዙሕ ሰለ ዝደኽማኻላ ልቆቆ አይትሸቁረር በርትዕ
@HaymiYoha
@HaymiYoha Год назад
Wowwwwww
@brhanTekle2778
@brhanTekle2778 Год назад
እም ድራማ ዛይተሰራሓ😂😂
@helenmeles5650
@helenmeles5650 Год назад
ግን ጥንቃቄ ግበር ጥኑሳት ከይትዳናግፀን ክትሃድም ብድንጋፄ ክትጉዳእ ትኽእል እያ ብዝተረፈ ቆጆ እዩ ቀፅለሉ
@ShhhHhh-xd1jd
@ShhhHhh-xd1jd Год назад
ያዳዋይ አነ እውን መጀመርያሰ ፈሪሐ ዳሕራይ ግን ከብደይ ቆሲለ ቀፅለሉ🥰😁🥰
@user-tz7xj6tj5e
@user-tz7xj6tj5e Год назад
Yada😂😂
@user-oe1sh4ih9t
@user-oe1sh4ih9t Год назад
ደስ ዝብል ኡዩ ኣይትጥፈአና ጥራሕ😅😅
@azebsium1880
@azebsium1880 Год назад
ዘይ ንመስሓቂ እዩ :ቀጽሎ እምበር :ሰብ ክስሕቅ እዩ ዝደሊ ዘሎ :ሰብ ድልየቱ ስለ ዘይ ዉድዳእ :ሰብ ኣይትሕተት :ወዮ ሲሕቅና
@user-fj8rv8wj2h
@user-fj8rv8wj2h Год назад
ኣታ ሓወይ አብ ዓዲ ዓረብ ኢና ዘለናዋ ግደፍ ብሳሓቅ ከይተባርረና😁😘
@britgraweyti
@britgraweyti Год назад
😂😂😂😂😂😂
@letushhaylay-nq7nq
@letushhaylay-nq7nq Год назад
ዋ አረ ኣደጊፅካን እኳዕ ብኣካል ኣይምኮነ😭😊
@letishkebede5965
@letishkebede5965 Год назад
ያዳ መሕረር ኹሉ የጥዕበልካ ይመችካ ምንጪ ሰሓቅ😂😂😂😂😊
@user-si6jk6ve6m
@user-si6jk6ve6m Год назад
በስመአብ ሕማቅ ገይርካ 😢ዝዓበዱ ውሒዶሙናስ ዋይ ካልእ ስራሕ ከምዚ ፅቡቅ አይኮነን bro
@berihu07
@berihu07 Год назад
ዋይ ታኾይኑ 🤣🤣🤣
@user-kd8sw3ep2s
@user-kd8sw3ep2s Год назад
ሰላም እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ምጭዋተይ❤❤❤❤❤
@user-vn3oh1zc4i
@user-vn3oh1zc4i Год назад
ፍትዩ አይከነን ዝዓብዲ ዘሎ ሰብ 😢ሰለዝይ ከምዝይ ዓይነት ፕራንክ ተታቃርፆ ይምረፅ😡
@senayitsenayit6029
@senayitsenayit6029 Год назад
❤❤❤❤😂😂😂😂ብሰላም ሚፃእ❤❤❤😂😂😂😂
@khangkhan8839
@khangkhan8839 Год назад
ናዓና ኡኮ ኣደንጊፅካና በስምኣብ❤😂😊
@dvhvfhthubfh5722
@dvhvfhthubfh5722 10 месяцев назад
ያዳ ሽኮር ያ ዓኽ❤❤❤
@qsub3341
@qsub3341 Год назад
Well come😮😂🎉
@selam9178
@selam9178 Год назад
ኣነስ ብሓቂ መሲሉኒ ፈሪሐ ነይረ ያዳ ሓወይ በል እስኪ ቀልጥፍ ክንርኢ ክሉ😂
@TtTt-yx2tg
@TtTt-yx2tg Год назад
መን ኣሎ ኣብ ጫንቀት ነይሩ ላብ ናዙይ መፂኡ ዝዛናጋዕ😁😁😁🤣🤣🤣
@user-mh1uo2dw5k
@user-mh1uo2dw5k Год назад
Yada
@user-de3zb3en5e
@user-de3zb3en5e Год назад
በስመ ስላሴ ክተፍርሕ ናማን ዑቡድ መሲልካ😢😢
@lina-in6zc
@lina-in6zc Год назад
ያዱ ናይ ሕማመይ😂😂
@user-xk1we6gz3f
@user-xk1we6gz3f Год назад
አረ በሳቅ😮😮😁😁😁❤❤❤❤❤
@NohomTeame
@NohomTeame Год назад
❤❤❤❤❤😊😊😊😊
@jeue3286
@jeue3286 Год назад
ያዳ መሕረር😂😂😂😂❤
@KhanKhan-ex9fi
@KhanKhan-ex9fi Год назад
❤❤
@user-up3rc4ke5v
@user-up3rc4ke5v Год назад
ወይ ወይ ቅምጥ ኢልካ ዞም ሕጋዊያን ፁሉልት ምስል ያዳ ዓይነይ😅
@amam5408
@amam5408 Год назад
እጉዞ ኣርባዕተ ሳሙናን ሰለስተ ኦሞን ኣየፅርየካን😂🤣🤣❤
@ganetganet916
@ganetganet916 Год назад
እዋይ ጉድ 😂😂😂😂😂😂😂
@hewangrma6836
@hewangrma6836 Год назад
ይመችካ ያዳዬ 💜
@HomeQatar-kb2hq
@HomeQatar-kb2hq 5 дней назад
Bhankewuta ntsbe❤
@FanusFa-zv3cz
@FanusFa-zv3cz 11 месяцев назад
❤❤❤❤
@dhhduruhduduf9202
@dhhduruhduduf9202 Год назад
❤❤❤❤❤❤
@user-gq1is1eh2s
@user-gq1is1eh2s Год назад
ቀልጥፍ😂❤
@user-yn8ol3su3i
@user-yn8ol3su3i Год назад
ናተይ ምፍራሕ ገደደ ዋይይይይ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@Mebrahtey
@Mebrahtey Год назад
ብሰመአብ ዋይ ትም ዝሓሙ ዘሎዉ እኮ ፍትዮ ይኩኑን ካብ ካሙዚ ናገብርኩም ትዉዑሉስ ኑቱ ሰላም እዚ ዘሙጹኡ ሂወትም ገብሮም ዓይንም ሲኢኖም መላእ እካላትም ሲኢኖም ፎቅዱኡ ጽርግያ አብ ገዛ ትዓጽዮም ዝውዑሉ ዘልዉ ከይድኩም ዝትሪኡውም ካቡዚ እንታይ ኢና ክንማሃረሉ😢😢❤
@zafuzafu7615
@zafuzafu7615 Год назад
ያዲ ሽኮር❤❤❤
@fayt7544
@fayt7544 11 месяцев назад
❤❤😂😂😂
@user-yw6dr5lr6q
@user-yw6dr5lr6q Год назад
ያአውይይ አቲ ከይስነነካ ግደፍፍ ያዳየ❤😂😂😂😂😂😂😂
@mebrehitsweet4230
@mebrehitsweet4230 Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-sq5qy1vo2n
@user-sq5qy1vo2n Год назад
😢😢😢
@user-ti4jy6ld9m
@user-ti4jy6ld9m 2 месяца назад
❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@emmaq1588
@emmaq1588 Год назад
ፅቡቅ መዘነግዒ እዩ ቀፅለሉ
@user-sx1sr1jk7c
@user-sx1sr1jk7c Год назад
በስመአብ ንስካስ ፍሊይ እካ😂😂😂😂😂
@gidgghgd1676
@gidgghgd1676 Год назад
berfect 👌👌👌👌👌👌👌
@samirawittesifay4003
@samirawittesifay4003 Год назад
ሶሉስ ረሕቁ ዋ ሰንበት ግበሮ😎
@trtr7358
@trtr7358 Год назад
❤❤❤🤣🤣👍👍
@mamibabi6805
@mamibabi6805 Год назад
ስራሕትካ ፅቡቃት እንድዮም ግን ዕቡድ/ወይም ብጥዒና ዘይብሉ ምልጋፅ ከቢድ እዩ ኣብዚኣ ዘስሕቅ ይኩን ዘምህር የብሉን ሱቅ ኢልና ኣይነጨብጭብ😌🤔
@yadaprank
@yadaprank Год назад
Mewedaeta keyriaki aytfredi 😉
@mamibabi6805
@mamibabi6805 Год назад
​@@yadaprank ሓሳብ እንበር ኣይፈረድኩን ደሞ ዕቡድ ምባል ባዕሉ ኣግባብ ኣይኮነን ኮ ጥዕና ዝስኣነ ተዝትብሎ ጨለ ምበልኩ ዕቡድ ግን😌
@user-fk8mc6fb9k
@user-fk8mc6fb9k Год назад
​@@mamibabi6805 ፋላስፋ 😂😂😂😂😂😂
@mamibabi6805
@mamibabi6805 Год назад
@@user-fk8mc6fb9k መን ኢሉ ነገር ፍለጋ ዶ።
@user-cg4vx6py5j
@user-cg4vx6py5j Год назад
ገና ከይራኣኩዎ ስሒቀ😂😂😂😂
@lilimulu5020
@lilimulu5020 Год назад
grami prank 😊
@user-ii6cv9df8k
@user-ii6cv9df8k Год назад
ቅምጥ ኢልካ ዕውድ😂😂😂
@GgFf-hm7eq
@GgFf-hm7eq Год назад
አረ ታፍርሕ😂😂😂😂❤❤❤❤
@user-rf2ij6rn4f
@user-rf2ij6rn4f 10 месяцев назад
❤❤😂😂😂😂
@afgcg5271
@afgcg5271 9 месяцев назад
ሞይተ ሳሓቅ😂😂😂
@HagossBerihu
@HagossBerihu Месяц назад
Bro abza tegagka bezi aykledn bzi zisake kidney eu ykreta ❤❤❤😢
@tsigahaftu5304
@tsigahaftu5304 Год назад
Yada Ab Etdelyo Derja Btsah Bluts Btami Eye Lftyka
@yadaprank
@yadaprank Год назад
😊 eshi yekenyeley mearey
Далее