Тёмный

ዕድጊ ቢትኮይን (ምግዛእ ቢትኮይን ካብ ኮይን በይዝ ) 

Samuel Okubay
Подписаться 20 тыс.
Просмотров 2,2 тыс.
50% 1

ኣብዛ ቪድዮ ቢትኮይን ብቐሊል መገዲ ከመይ ኢልካ ካብ ኮይን በይዝ ክትገዝኦ ትኽእል ተገሊጹ ኣሎ፡፡ ንተወሳኺ ትምህርቲ ወፍሪ ኣብዚ ፎርም ምምዝጋብ ይከኣል ኢዩ፡፡
ኳንተም ኣካደሚ
forms.gle/ax3V...

Опубликовано:

 

7 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 21   
@teklifinance
@teklifinance 10 месяцев назад
Good job sami hawey very interesting topic keep going we need more like u
@SamuelOkubay
@SamuelOkubay 10 месяцев назад
ኣብዛ ቪድዮ ቢትኮይን ብቐሊል መገዲ ከመይ ኢልካ ካብ ኮይን በይዝ ክትገዝኦ ትኽእል ተገሊጹ ኣሎ፡፡ ንተወሳኺ ትምህርቲ ወፍሪ ኣብዚ ፎርም ምምዝጋብ ይከኣል ኢዩ፡፡ ኳንተም ኣካደሚ forms.gle/ax3VzXE1xQX3Zo577 Whatsapp +12263372020
@yoni981
@yoni981 10 месяцев назад
Thank you brother for the great information. My question is " Do US & Canada governments charge income tax from doing digital businesses ". Thank you!
@werede2welday285
@werede2welday285 10 месяцев назад
እዛ መጽሓፍ ይደልያ'የ ግን ክረኽባ ኣይከኣልኩን ኣብ ግብጺ
@abrhamgrmay
@abrhamgrmay 8 месяцев назад
ሰላም ሳሚ ኣብቲ ናይ ትምህርቲ link ጠዊቀ ናብቲ ዝክፈል እዩ ሰዲዱኒ ብዛዕባ እቲ ትምህርቲ ቅሩብ ሓቤሬታ እንተ ትህበና ጽብቅ ነሩ ኣብቲ መእተዊ ብዝኮነ ግን ንክንደይ ወርሒ እዩ እቲ ኮርስ ካልኣይ መሰራታዊ ትምህርቲ ድዩ ዋላስ ብዛዕባ ቢትኮን ጥራህ ብምንታይ ቃንቃ እዩ ከ ብትግርኛ ድዩ ተገዲስካ መልሰለይ ብ መሰጀር ውን ክረክበካ ክፍትን እየ
@shimendiembaye2049
@shimendiembaye2049 9 месяцев назад
Hello sami,bikedamnet sile eti busul tmhrtka yemesgneka kexile ,UTRON BLOCH CHAIN ALLO EZI KEM BAL ETHEROM ,BIT COIN eu zbahal please bzaaba ezi UTRON BLOCK CHAIN zbahal altogether entehaluka tegediska melsi weydma bi tmhrti melke gerka mebrhi kthbena Hader ybl.thank you so much
@Yonas5181
@Yonas5181 10 месяцев назад
Yekeniyelna sami hawna
@ha800
@ha800 10 месяцев назад
ትምርትኻ ብዙሕ ጽቡቕ ትሕዝቶ ኣለዎ ነገር ግን ኣብ ኣቀራርባኻ ሰሓቢ ኣይኮንን፡ ብፍላይ ከኣ ኣተቃቅማ ቅኑዕ ትግርኛ፡ ይጎድሎ እዩ። እንግሊዘኛ ኣብ ዘይቦቱኡ እንተ ዘይትእትዎ። ከኣ ሓጺር ሓጺር እንተ ዝከውን፡ ምድግጋም ዘረባ ትብዝሕ ኮንካ
@dawitzeratsion4579
@dawitzeratsion4579 10 месяцев назад
Kabzi nlali kmy Meredith delicate bruk hawey😊
@ha800
@ha800 10 месяцев назад
@@dawitzeratsion4579 ሪኢቶይ በቲ ኣወንታዊ ትሕዝትኡ የ ጀሚረ ወይ ኣይተረደኣንን ውን ኣይበልኩን ኣብ ኣጠቃቅማ ትግርኛ ግን ጸገም ኣሎ ወይ እንግሊሽ ብምድግጋም ነቲ መደብ ሰሓቢ ከይ ከውን ይገንሮ የ ዝበልኩ።
@SamuelOkubay
@SamuelOkubay 10 месяцев назад
ጽቡቕ ሃናጺ ርእይቶ ፥ ከማዕብሎ ኢየ ኣጠቓቕማ ቋንቋይ የመስግነካ።
@riamevu93
@riamevu93 10 месяцев назад
ኣብ ናትካ ኪተሕልፎ ኣለካ ትብል ኢካ ቢትኮይን እንታ ማለት እያ ከምዛ ናይ ሕጂ ከኣ ብግብሪ ተተርእየና ብዝተረፈ የቀንየልና
@warrihabesha
@warrihabesha 10 месяцев назад
ሰላም ሳሚ ሓወይ ከመይ? ኣነ ኣብ እስራኤል ኢየ ዝቅመጥ ቅድሚ 3 ዓመት ክገዝእ ድሌት ነይሩኒ ግና ፓስፖርት ወይ ID ስለ ዘይብለይ ግን ክገዝእ ኣይከኣልኩን። ኣብ እስራኤል እንቅመጥ ሽግር ኮይናትኒ ኣላ። ካልእ መፍትሒ ኣለዎ ዶ! ብናይ ኣብ ካልእ ሃገር ዝነብር IDገይረ እንተተቂመ እንታይ ሳዕቤን ኣለዎ? 2 ሰባት በበይኑ ኣካውንቲ ከፊቶም ግና ብሓደ ID ክጥቀሙ ይኽእሉ ዶ?
@Ndndnd-lq8yx
@Ndndnd-lq8yx 10 месяцев назад
Hasabka xbuq eu kubur haw etekone gna eti zigebrelka seb tiamno entekonika ykeal eu abzia kititnqeqa zelatka gna dewilom neaka awahimom zetallu buzuhat slezkonu xbuq gerka axaryo kemuwn nkielatat awaferti tewekes kem Sami hawna maekele brhane eziom tewekes entezeykoynu 50% risk alewo
@warrihabesha
@warrihabesha 10 месяцев назад
@@Ndndnd-lq8yx thank you ስለ ምኽርኻ👍
@SamuelOkubay
@SamuelOkubay 10 месяцев назад
ሰላም ዝሓወይ ብርግጽ ዝኾነ ኣብ እስራኤል ዘሎ ስደተኛ እቲ ወረቐት ስለ ዘይብሉ ቁሩብ ይሽገር ኢዩ። ከም ሓሳብ ሕጂ ክትመሃር ጸኒሕካ ካብ እስራኤል ምስ ወጻኻ ወፍሪ ክትገብር ይሓይሽ። ባዕልኻ ክትውንኖን ክተማሓድሮን እንከለኻ ይሓይሽ። ብዛዕባ ወፍሪ ከኣ ዝሓልፍ የለን ኩሉ ግዜ ዕድላት ኣሎ ንዘስተውዕል።
@warrihabesha
@warrihabesha 10 месяцев назад
@@SamuelOkubay thank you sami hawey
@wedisenhitabay5897
@wedisenhitabay5897 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤
@tesiboy9007
@tesiboy9007 10 месяцев назад
eza mexhaf ab amazon yelan bmntay kirekba yiekiel
@jbgchannel6533
@jbgchannel6533 10 месяцев назад
Mgzae mshatn ab crypto ykun ab stock mstgebr tax ketesrho ymexeka do?
@practicetosayno
@practicetosayno 10 месяцев назад
Ya yimexka eyu
Далее
Linkin Park: FROM ZERO (Livestream)
1:03:46
Просмотров 7 млн
Cute kitty gadget 💛💕
00:23
Просмотров 17 млн
mindfulness ምልኣተ ልቦና
22:47
Просмотров 4,9 тыс.
ወፍሪ ኣብ REITs ንጀመርቲ
22:34
Просмотров 7 тыс.
ቲክቶክ ስሚ’ዩ | Samuel Okubay
28:43
Просмотров 7 тыс.
Linkin Park: FROM ZERO (Livestream)
1:03:46
Просмотров 7 млн