Тёмный

ዘተ ምስ ኣቦታት ቀሺ፡ዶር፡ተስፎም ገዛኢ ምስ ቀሺ ማርቆስ ደባስ 

TEMESGHEN NETWORK
Подписаться 24 тыс.
Просмотров 58 тыс.
50% 1

ዘተ ምስ ኣቦታት ቀሺ፡ዶር፡ተስፎም ገዛኢ ምስ ቀሺ ማርቆስ ደባስ
ብዛዕባ ኩነታት ህዝብናን ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያንን።

Опубликовано:

 

30 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 142   
@gatogato2852
@gatogato2852 4 года назад
በጃኻ ኣይትጥፍኣና ጸላኢኻ የርቆ ኣይትርሓቐና ትምህርትኻ ኣዝዩ ኣገዳሲ ሻራን ኣድልዎን ዘይብሉ ንሓንቲ ሃገር እዩሞ ቀጽሎ ድኣ። ኣጆኻ ቀጽሎ ትብዓትን ጸጋ ጥዕናን ይሃብካ።
@alissd6794
@alissd6794 4 года назад
ኩ ቡር ሓው ጸጋ አምላኽ ምሳካን ምስ ቤተሰብካን ይኹን መምህር ::ከማኻትኩም የብዛሓዮ ንመንገዲ አምላክ ዝመርሕ ጊዜኹም ይባረክ 🌽🍇🥬🍏🍒🍐🍓🥦ለምለም ይኹን nabrakum:: ካብ ደንቆሮ ትጻራፋይ ዕረ መልሓሶም ሴፍ ዝመክሓሶም የድሕነና አሜን ::
@selamnikulu-ol1ul
@selamnikulu-ol1ul 4 года назад
ኣሜን (3) !!!
@eduyohannes5004
@eduyohannes5004 4 года назад
Amen amen amen 🙏🙏🙏
@kibram6805
@kibram6805 4 года назад
Amen kbur haw.
@meharikfle4087
@meharikfle4087 4 года назад
ኣምላኽ ይመስገን ከምዚ ኢሎም ብትብዓት ዝዛረቡ ካህናት ዝሃበና። ኣገልግሎትኩም ይባርኽ።
@BhHb32
@BhHb32 4 года назад
ተምየ ሓወይ ኣንበሳ። እንቋዕ ከምዚ ከማኻ ኩቡራት ክብረት ዝሰላምትኦም ሰባት ሃለዉና ኣመስጊነ ኣይጸግበካን ኢየ። ሙቕሉል፡ ትሑት፡ መኽበርሰብ፡ ፈላጥ መምህር፡ ለባም ኩሉ ኢኻ። ክብረት ይሃብካ ቀጽሎ
@selamnikulu-ol1ul
@selamnikulu-ol1ul 4 года назад
ኩቡራት መራሕቲ ሃይማኖትን መምህር ተመስግን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም! ናይ ብሓቂ ሓገዝ ዘድልየና ህዝቢ ኢና! ኣብ ባህልናን ልምድናን ተጌሩ ዘይፈልጥ፡እከይ ምቅትታል በፍጹም ንዓና ዘየርብሕ መግዲ ጥፍኣት እዩእሞ፡ ሓደራ ንከይ ድገም።
@danielhadgu
@danielhadgu 4 года назад
ተመስገን ካሕሳይ ፡ ኣታ ቆንዳፍ ዓጋመ ፡ ቆማል ትግራዋይ ።
@mariawoldeab4544
@mariawoldeab4544 4 года назад
@@danielhadgu አርኺብካ ።
@toyotaw2500
@toyotaw2500 4 года назад
@@danielhadgu ሓለይ አይትኹን ከይተረደአና አጋመ ክትብል ከለካ ንስካ ካብ ወርሒ ቀጥ ቢልካ ካብ ወርሒ ናብ ኤርትራ ድካ ወሪድካ? ኖ አይኮንካን ኢሳያስ አጋመ ወዘተ ዝበሀል ነገር ዘይስነሞገት ዩ ።ወለዶ ኤርትራ ምስአንበብካ እካ ጥራሕ ክትፈልጥ ትክእል።ስለዚ እስከ አባሕጎካ ሕተት እሞ ክነግረካ።አጋመ ኢልካ ክትጻረፍ ንስካ መን ምስመንእካ።? ሓደ አብነት ሓንቲ አዴ መስትያት ሪኤን ዘይፈልጣ ነበራ ይኹን እምበሪ ካብ እለታት ሓደ ማአልቲ መስትያት ምስ ራኣያ እዛ ሰበይቲ ክንደይ ትከፍእ አጋመ ትመስል በላ ይባሐል።
@robeltesfu7261
@robeltesfu7261 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏 ቃለ ሂወት የስመኣልና ብሩካት ኣቦታት ሰላምን ፍቅርን ይውርደልና ልዑል ፈጣሪ 🙏🙏🙏
@alsatsfay7277
@alsatsfay7277 4 года назад
ተወልደ ከም ጋዜጤኛ ነባ ሉቃስ ብአፎም ዝበልዎ ተቃራኒ ክሐቶም ዝግባእ ኔርዎ ግን ከም ናይ ሐደ ወገን ደጋፊ እዩ ኔሩ።
@danielhadgu
@danielhadgu 4 года назад
ተመስገን ካሕሳይ ፡ ኣታ ቆንዳፍ ዓጋመ ፡ ቆማል ትግራዋይ ።
@tekliasmellash3289
@tekliasmellash3289 4 года назад
መ፡ተሜ ክቡር እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይባርኽካ ነዞም ክቡራት ኣቦታት ምዕዳምካ ጽቡቕ መደብ ኣምላኽ ይሓግዝኩም ፍቕርን ሰላምን የውርደልና ።
@tomitomi6008
@tomitomi6008 4 года назад
Tgraway kab konka men tibehal biza ba Eritrea kitzareb noooooooo mesel yebilkannnnnnnn askut
@ወዲነገደጽራይ
@ወዲነገደጽራይ 4 года назад
Tomi Tomi ሓቂ ብእግራ እንተቀበርካያ ብርእሳ ትወጽእ ንሓቂ ደው ንበል እንተዘይክይኑ ንጠፍእ ኣለና ::
@gergishgergish1130
@gergishgergish1130 4 года назад
ተብዓት ኣቦታት ከምታ ኣምላኽ ዝምሃረኩም ኣብ ጎኒ ውጽዕ ህዝብኹም ደው ምባልኩል ኣምላኽ ይባርኩም ተመ ሓውና ክኣ ጅግና ኣጆኻ በርትዕ።
@amthe55
@amthe55 4 года назад
ኣዝዩ ዝድነቅን መሃርን ቃለ መሕትት።ኣምላክ ይመስገን ከምዚ ዓይነት ኣቦታት ምህላውና
@danielhadgu
@danielhadgu 4 года назад
ተመስገን ካሕሳይ ፡ ኣታ ቆንዳፍ ዓጋመ ፡ ቆማል ትግራዋይ ።
@amthe55
@amthe55 4 года назад
@@danielhadgu ንምንታይ ሕማቅ ዘረባ ።ካብ ጸርፊ ዝመጽእ መክሰብ ከ እንታይ ኣሎ።ተጋጊካ ሓወይ ናተይ
@mariamzion6960
@mariamzion6960 4 года назад
GebreYesus can’t you express your idea Without insulting him.
@mariawoldeab4544
@mariawoldeab4544 4 года назад
@@danielhadgu ደቂ ሓንቲ ሃይማኖት, የሕዋት እንዳተቃተሉስ አብ ጸርፊ አርኺብኻ አብኡ የለናን ሓወይ። እንታይ ዝበለ ሕማቅ ግዜ አና በጺሕና ዘለና ማርያም አስመራ አይትፈለይና። ⛪⛪
@hagosatesfamariam5061
@hagosatesfamariam5061 4 года назад
አምላኽ 🙏 ምሕረት የውርደላ ንስምር ከም ቀደምና፡ ስለ ሃይማኖትና ስለ ሐገርና ንመክት አበርትዕና ንአምላኽና ንልምን ንጽል 🙏🙏🙏 አሜን
@mazafesaha3309
@mazafesaha3309 4 года назад
በጃኩም አቦታት አብሙሉእ ዕለም ዘለና ብሐደ ማዕልቲ እዝግዮ ኢልና ዘይንምህለል ከምአዎጅ መልክዕ እንተተውጽኡ ጽቡ ነሩ
@mentakeremla7626
@mentakeremla7626 4 года назад
መምህር ተመስገን ነዞም መራሕቲ ሃይማኖት ምቅራብካ ብጣዕሚ ዘሕጉስ ኢዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምክርታቴኩም ምዕደኩም ኣብ ልብና የሕድሮ ነዞም ኣሕዋትና ኣብ እስራኤል ዘለዉ ካኣ ሰላም ይወርደሎም🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 4 года назад
Kibrer uihabeley
@hagosatesfamariam5061
@hagosatesfamariam5061 4 года назад
Thanks God bless you 🙏🙏 guys 🙏
@nizihtipietros7347
@nizihtipietros7347 4 года назад
እቱ ስርዓት ዝሐንጸጾ፡ እቱ ስርዓት ጋንዘብ እናከፈለ ዝገብሮ ዘሎ እዩ ኩነታት ናይ እስራኤል
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 3 года назад
🇪🇷🕊💗🤝⛪️📖🕌🤝💗🕊🇪🇷selam temesgen hji temzom zelka etay nemaltka eyu zekwn abdege tekmtkum nhizb tetfu zelkum matelo thtetlu ekum eseyas dtray dyu abetra zemrh zelo kudu weyane selam aykublon nasem bgelbta knwesdo ena idbelu 20 habru keynbir kthagrat 2015 mesel gezu meftni abhizbina neritrea fetnuwo zhezin haki tezrebu gezeb tarik ybulun 💗🕊🇪🇷🤔🤔🤔
@yousufmussa8976
@yousufmussa8976 3 года назад
ተመስገን እኽብረካ እየ እንተኾነ ንርኹስ ማሪቆስ ብምዕዳምካ እንድዒ
@habtaidawit5519
@habtaidawit5519 4 года назад
Listen dud you are agame tigrian and etjiopian. So why you have to talk about eritreans. Go back to TIGRAYKA AGAME .
@Eri24882
@Eri24882 4 года назад
ሕቶ ን ቀሺ ማርቆስ? ስለምንታይ ኣባ ኣንቶንዮስ ን ኣባሉቃስ ጳጳስ ገይሮም ሰምዮሞም እዚ ኩሉ ገበን ከለዎም?
@fthi3585
@fthi3585 4 года назад
Abotatna Abotat Abnetawiyan haki feriha Igziabiher zelekum btaiemie ina nikbrekum hagerna hizbina Abonan tewexiom ilkum leytin maltien dekimna keybelkum bsxolotin hizbie bimnkakahkum bhakie Igziabher zifetwo sirah iyu tiserhuwo zelekum imo hanti maltie kemtie timneyiwo hizbien hagerin kitriewo ikum Amlak misakatkum yukeeun Amen
@mulgetaarefe3870
@mulgetaarefe3870 4 года назад
ተምየ ሓወይ እቲ ትገብሩ ዘለካ ይካቲተል እየ
@elsaberhane1370
@elsaberhane1370 4 года назад
Dr. Keshi Tesfomin Abona keshi Marikosin zeben kihnetkum yibarek edmen tienan kea yihabkum. Memhir Temesgen kea Amlak asbika yihabka sileti niwisue hizbika tidekmo zeleka.
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 4 года назад
Kibret yuhabelna
@gatogato2852
@gatogato2852 4 года назад
ተሜሓውና እንኳዕ ብድሓን ብሰላም መጻእካ ኣምላኽ ይመስገን ተባረኽ።
@greatstar5111
@greatstar5111 4 года назад
God bless you all the time teme hawey
@zereelyas4501
@zereelyas4501 4 года назад
Thanks Good Job all of them 🙏🙏🙏👍👍👍
@fthi3585
@fthi3585 4 года назад
Teme hawey Igziabiher selamka abzihu yibarika Amen
@abebaweldesilassie457
@abebaweldesilassie457 4 года назад
Behaki abona kalom bemsemena ane bewgeney betami higusti eye enkue kalom keyesemaena amlak ayewsedom
@wainimichael481
@wainimichael481 4 года назад
God bless you more aboy Keshie That's what we need unity.
@ogbamicaelweldemichael4505
@ogbamicaelweldemichael4505 4 года назад
ስቅ በል ዓጋመ እንታይ ይምልከተካ
@meriedmeried9384
@meriedmeried9384 3 года назад
Entai,iyu,hasabatki,hangolna,selam,siunu,hanseh,nmerahti,haimanot,te.methsi,hansab,Esesas,temethsi,selam,siena
@Andebrhane
@Andebrhane 4 года назад
እግዚአብሔር ዝመሃርኩሙና ቃላት አብ ልብና የሕድሮ ክቡራት ካህናት አቦታት። መምህር ተመስጉን ክብርን ሞጎስን ንዓኻ ይኹን ጽቡቕ ስራሕ ሰሪሕካ።
@js2974
@js2974 3 года назад
ተምየ ሙቁር አይትጥፈአና
@ogbssolomon2803
@ogbssolomon2803 4 года назад
አዚ ጸሎት፡አንተዘይኮይኑ ዘረባ ኣይፈትሖን ኢዩ ክፉአ ካብቲ ክፉአ ማለት ዲያብሎስ ኢዩ ሰብ ቃል፡ኣምላኽ አንተዘይፈሊጡ መጻወኢት ስይጣን ይኸዉን ሽዑ ነንሕድሕዱ ይጣፋአ ትባረኹ ክቡራት ይሕዋተይ ጸሎት ንግበር ሐደራ
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 4 года назад
Kuburat Abotat kberu nberu mkrkum abgbri yawelo Amen.
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 4 года назад
Kibret yihabelna
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 4 года назад
መ/ም ተመስገን ነዞምለባማትንሰብሕልናን ኣቦታት ኣብዚ መደብ ብምቅራብካ ኣዝየ የመስግነካ ዓስብኻ ካብ ኣምላኽ ተኸፈል ከምኡውን ኣቦታተይ ኣቦይ ቀሺ ማሪቆስ ኣቦይ ቀሺተስፎም ምስኩሉ ጽበት ግዜኹም ጉዳይ ቤተክርትያንኩምን ሃገርኩምን የሕሚሙኩም በያታትናን ብሊቃውንትናን ተጠሊምና ከም ደቂ ዛግራ ፋሕ ኢልና ተስፋኣብ ንቆርጸሉ ግዜ ተስፋ ዝኾንኩምና ኣብ ጎኒ ውጹዕ ህዝብኹም ኩሉ ተጻብኦ ጼርኩም ደው ዝበልኩም ኣነ ከማኻትኩም ኣቦታት ምህላወይ ኩርዓት ይስመዓኒንዓኻትኩም ከኣ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዘመንኩም ይባርኽ ንሃገርና ብጾሎትኩምን ጾሎት ኩሎም ጻድቃናት ይታዓረቃ ። 🙏🏽
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 4 года назад
Kibret yihabeley
@tinsaeyohanse1091
@tinsaeyohanse1091 4 года назад
Kemnatkum ĺbona yebzhalna ertrawyan
@amhgreat4658
@amhgreat4658 3 года назад
Mejemerya eska maeriqose nehzbi Eritrea eqarita behafesha kaa neslamya eqrti Bala kab bezab seb mezerab aykone selzi eska ab giga enda geberka xeboq aykone selzi eska Madi ketkwen naka mada yegbaka selzi bewoyou eqrti bala
@djgeezawi2313
@djgeezawi2313 4 года назад
*እቶም **#ዓሌቶም** ከም **#ሃይማኖቶም** ሃይማኖቶም ከኣ ዓሌቶም እስኻ ኸ ኣበየኖም ኢኻ ፍለጥ!* *ተምሃሩላ እዘኣ* ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-tWkajCxKvk4.html
@ogbaizerabruck5841
@ogbaizerabruck5841 4 года назад
ፍቑራት መማህራን ልዕሊ ኩሉ ሰላም ንዓኻትኩም ይኹን ንዓናውን፡ ኣብ ቤተ ክርስትያን ተዋሃዶ ኣብ ካልኦት ኣመንትን እቲ እኩይ ዘይምቕሉል ዕቡይ ንጉስ፡ ሃገርና ናብ ህዝብና ክጻወሮ ዘክእል ኩነት ይመርሖ ከም ዘሎ፡ ኣብቀድሚ ዓይናን፡ ካብ ጉንዲ እዝንና እንዳኣተወ ፡ ኣብ ርእሲ እታ ክትድፈር ዘይግባእ ኣብ ውሽጣ ሰሊኹ ብምእታው ገማሚዕዋ ይርከብ። ካብቲ ዘሕዝን እዛ ጋሳ ህዝቢ ኮይና ጸኒዓ ኣብ ክንዲ ንህዝባ እትጋሲ ኣብ ርእሲ እቲ ናይ ነዊሕ ጊዜ ብባዕዳውያን ዘመን እካ ተጻዊራ ኣብ ናጻ ሃገር ኣቕማ መስዋእቲ ዝኸፈለት፡ ሎሚ ናብ ዳግመ ውድቀት በቱ ጨካንወልቀ መላኺ ኢድ ወዲቓ ኣብ ሕሱም ኩነታት ኣብ ውሽጥን ኣብ ደግን ትርከብ ኣላ። ብኢደ ወነነ ዝንገስ ምኽሩ ብዘይ ወግዓዊ መገዲ ኣብ ስልጣን ተኾይጡ ምን ከማይ ክብል እርከብ። ብኣቦታት ሊቃውንቲ ዘይግታእ ደረት ዘብሉ ባዕላዊ ምልክን ክሳብ ናብ ናይ ጽላለ ዝድሃበ ሽፍታ ገባቲ ኮይኑ ዘተንከፋ ትካል ኣብ ኤርትራ ኣላ ክባሃል ዝካኣል የልቦን። ካብቲ ዝገረመኒ ዓይኒ እቁሪ ሓሶት ሓደ ካብቶም ላዕሎዎት መራሕቲ ፓትሪይሪክ ኣቡነ ሉቃስ መንግስትና ኣብ ቤተጅርስትያና ኢድ የብሉን ክብሉ ምስ ሰማዕኩዎም፡ ኣንታ ፈላሲ ከ ይሕሱ ድዩ ክሳብ ክንድዚዶ ይፈርህ'ዩ ክብል ደፊረ። ከማኻትኩም ዉፍያት ንቑሓት ካህናት ብትብዓት ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ወጺኹም እቲ ሓቂ ምምስካርኩም ንምስግነኩም። በርትዑ ጎይታ ይባርኩም እዝግን ሰብ ዝፍትዎ ዋላ ትጽበብ ንፍትሒ ደው ምባልኩም ህዝቢ ኣብ ጎንኹም ደው ከም ዝብል እርግጸኛ'የ። እቲ ኩሉ ዝዕዘብ ፈጣሪ ካቫና ርሑቕ ኣይኮነን፡ ከምቲ የርሳልም እተሳቐየቶ ደቃ ናብ ስደት ዘምርሑ ብጾሎትምን ብኩሉ ዓቕሞምን ከም ባዓል እዝራ ፡እስቴርን ብዝገበረዎ ጻዕርን ደጊማ ከም ተሃንጸት ሕጂውን ኣምላክ ይድጉይ እምበር ዓመጺ ሓይሊምዳቑ ኣይክትርፊን'ዩሞ ብጽንዓትኩም ምስ ህዝብኹም ኣኣንጻር ዓመጽ ደው ምስቲ ውጹዕ ህዝብኹም ምጽናዕኩም ዝያዳ ጽንዓት ይሃብኩም። ብዚ እጋጣሚዚ ሎሚ ዓመት ባዓል ዓድና ብምኻኑ ናብዚ መዓልቲዚ እንካዕ ኣብጻሓና እንዳበልኩ። ነዞም ክቡራት እጋይሽ ቀሺ ማርቖስን። መም ተመስገንን ኣገሪሞምና ዝዋዓሉ ናብ ኣንዳቦና ቀሺ ገብረመድህን ምሳሕ ኪትጋብዝዎም ተስፋ ንገበር፨ እዚውን ፍቓድ ኣንላክ ኮይኑኑ ጅሓልፍ'ዩ! ክብሪ ነቲ ሰናያዊ ኣቦና ኣሙአን!!!
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 4 года назад
Kibret yihabelna
@Wedigerima-12
@Wedigerima-12 4 года назад
Mejemerta hgdef ab tawla kjmru alewom ab hagerna yehwatna ab gudgad yetyomom alewu abzi Europe wn bzuh ab wray ab mahber nati nay Eritrea mengsti netom tearisu zelewom xbuk gebrom enda belu kemey elna sk knbl aiklen
@yohans3237
@yohans3237 4 года назад
ኣምታ እዚኦምሲ ወንጌል ይስብኩዶ ወንጌል ግዳ ዘይትሰብኩ ካብ ኣብ ዘይሃገርኩም ወጺኩም ንሲኖዶስ ክትቃወሙ ሓቀኛ እንተኮንኩም ደኣ ከም በዓል ዮሃንስ ኣፎርቂ ፊት ንፊት ምስ መንግስቲ ዘይትዛረቡ
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 4 года назад
ኩቡር ሓው ተመስገን ብሓቂ ዝምስገን ሓሳብ ሓሲብካ። ነዞም ኣቦታትና ዓገብ ክብሉ ዕድል ዝሃብካዮም። ኩሉ ግዜ እውን ሓሳብካ ብጣዕሚ ረዚን እዩ። ኣጆኻ ቀጽሎ እቶም ዓገብ ዝበሃሉ ዘለው ድማ ኣብ ልቦም ተመሊሶም ናብ ቅኑዕ ኣተሓሳስባን እሩም ናብራን ክኣትው እግዚኣቢሔር ይሓግዞም። ኣሜን።
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 4 года назад
Kibret yihabeley
@almazmehari4160
@almazmehari4160 4 года назад
Egzio meharena krstos nblelu gze eyu .Thanks memhr Temesgen
@mfh8140
@mfh8140 4 года назад
Temesgen hawna behaki xebuk medeb ,👍👍👍🙏🏾🙏🏾🙏🏾♥️💖💝
@justice1st245
@justice1st245 4 года назад
ኩቡራት አቦታተይን፡ ይሕዋተይን፡ ንሓቂ ደው ምባልኩም ደጊመ ደጋጊመ የመስግን። ኪኖቲ፡ አብ ኣቡነ እንጤኔዎስ ዝወርድ ዘሎ ግፍዒ፡ ንዓይ፡ ቀሺ ገብረመድህን፡ ቀሺ ዶር ፍጹምን፡ ቀሺ ዶር ተኽለኣብን፡ ከም መንፈሳውያን አቦታተይን፡ ከም ይዕሩኽተይን ከም ሰብን፡ ብዝወርዶም ዘሎ ስጋዊ ስቃይ ወትሩ ይነብዕ። ከም ሕሩያት ፈጣሪ ግን፡ ንስርየት ሓጥያተይን፡ ሓጥያት ኩሉ ፍጡርን ዋጋ ይኸፍሉ ስለዘለዉ፡ ብጹአን’ዮም። ክርስቶስ ንዝኸፈሎ ዋጋ ደው ስለዝበሉን፡ ብግብሪ ስለዘመስከሩን፡ ፈጣሪ ብዝሃቦም ትብዓትን ጸጋን አብ ልቦም ብርሃን ነጊሱ ከምዘሎን፡ ጽባሕ ከምዝወጹን አይጠራጠርን። ፈጣሪ ንምሉእ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራን ኡሱራትን ብሓፈሻ፡ ነኣቡነ አንጠንዮስን፡ ንስድራቤት ቀሺ ገብረመድህን፡ ቀሺ ዶር ፍጹምን፡ ቀሺ ዶር ተኽለኣብን፡ ክዓ ብፍላይ፡ ፍረ ምሩጻት ደቂ ሓቅን ደቂ አምላኽን ብምዃንኩም፡ ኣምላኽ ባርኾቱ የብዘሓልኩምን ተሓበኑን ይብል። ከምዘይ ድኹም ቃላተይ፡ አምላኽ ውን ብቓሉ ከምዚ’ይብል። I will never leave you or forsake you (Hebrews 13:5). Wait on the LORD: be of good courage, and he shall strengthen thine heart (Psalm 27:13-14). Don’t be afraid, for I am with you. Don’t be discouraged, for I am your God. I will strengthen you and help you. I will hold you up with my victorious right hand (Isaiah 41:10) . ዶር ዮሃንስ ወልደማሪያም ጉብሳ ሚነሶታ
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 4 года назад
ኩቡር ሓወይ ዶር ዮውሃንስ ስለቲኩቡር ግዜኻን ሓሳብካን የመስግን ኩሉ ንሓስቦ ኣብ ዓወትን ሓቅን ክበጽሕ ድማ ግድንዩ
@awetfehera3231
@awetfehera3231 4 года назад
Eziom abitazina eyom 🇪🇷💪💪💪
@tinsaeyohanse1091
@tinsaeyohanse1091 4 года назад
Ewe bhgi ngezae mesar, mktal ybke. yekenyelna memhr Temesgen nezom Astewalti Abotat Zesmaekana.
@gatogato2852
@gatogato2852 4 года назад
ኣባታችን ደይ መርዚ ኢሳያስዩ ንስኻትኩም ድማ ሓላፍነትኩም ተውጽኡ። እዚ መርዛም ኢሳያስ ምስ ስዓብቱ እዩ ኣብቲ ዝተሰደድናዮ ሃገራት እግሪእህርና መጺኡ የጣፋእና ኣሎ ብሰሪ ስንፍናን ድንቁርናናዩ ንጠንቀቕ ልቢ ንግበር ንስመር ንሕበር ።
@adyamtekle9244
@adyamtekle9244 4 года назад
ኣምላክ ዕድመ ይሃቡ ንኩሉኩም
@Hanna_star_cool
@Hanna_star_cool 4 года назад
Nkatolik aywkln eyu tewelde weldegebriel////////////
@almazmehari4321
@almazmehari4321 4 года назад
ብቀዳምነት ንሃይማኖት መራሕትናን ንመምህር ተመስገን ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🙏🙏 ኣገዳሲ ትምህርቲ እዩ ኣብ ልብና የሕድሮ
@alganeshgoitom9405
@alganeshgoitom9405 4 года назад
Amen amen amen amen Amlak mesasa amlak jhagzena msnai jukuen amlak Amen.
@meditationminutes985
@meditationminutes985 4 года назад
Great Abotatna ! Thank you Memhir 🙏
@abebaweldesilassie457
@abebaweldesilassie457 4 года назад
Abey nirekba eza metshaf hawena temsgen
@meharitesfu8378
@meharitesfu8378 4 года назад
menafkan knrebare ena
@ghirmamogos9374
@ghirmamogos9374 4 года назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ።
@davidharcot220
@davidharcot220 4 года назад
ኢሰያስ ጸላኢ ኹኹኹኹኹሉ እዩ ዋላ ሐደ ንሱ ዝፈትዎ ሰብ የቡሉን ከምዚ ዝዓይነቱ መራሒ ሒዝና ኢና ንነብር ዘለና ከምዚ ዓይነት መራሒስ(ጸላኢ) ንጸላእትኻ እኳ አይትምነዬን
@freweiniteklemichael5823
@freweiniteklemichael5823 4 года назад
ሰማዕ እንዶ እንታይ ገዲሺካ ብዛዕባ ክቡር ኘረስደንት ኢሰያሰ አፈወርቅ ብጀካ ንሰካ ጸላኢ የብሉን እቲ መጽኡ ዘሎ አርእስት ብዛዕባ ካልእ በጃካትኩም አፍኩም ሕዝሉና ህግደፍ ሰርዓት ደገፍት ክትብሉ ፎፎፎእ እርእሰትኩም ቀይሩ ህግደፍ ሰርዓት ምባል ዓሌታዊያን ብሰንክኩም እዮ አብዚ በጺሑ ዘሎ ዝቀታተሉ ዘለዉ መንእሰይ
@davidharcot220
@davidharcot220 4 года назад
@@freweiniteklemichael5823 ሰላም ፍሪታ የመስግን ዝመለስክለይ ከም ዝበልክዬ ግን መንእሰያት ነንሕድሕዶም ይቃተሉ ኢልኪ እዚ ኸአ ፈቲኺ ጸሊእኪ ፈሊጥኪ አይፈሊጥኪ መዙ እቲ ዘይኩቡር ክቡር ዝበልክዬ ፕረዚደንት ኸማን ኣይበሎንየ ኢሰያስ እዩ።
@ogbamicaelweldemichael4505
@ogbamicaelweldemichael4505 4 года назад
ጎሃፋት ስቅ በሉ ዋጋ የብልኩምን
@davidharcot220
@davidharcot220 4 года назад
@@ogbamicaelweldemichael4505 ዑቕባይ ስለ ርእሰይ አይኮንኩን ዘለኹ ስለኻን ስለ አሕዋትካን እየ ስለዚ ሓቂ ተዛረብ ሓቂ ተዛሪብካ አብ መገዲ ባቡር ደቅስ እዩሞ ዋላ እታ ፊሬኖ ዘይብላ ኢሰያስ ዝዝዉራ ባቡር ከማን አይትረግጸካን አያ ንስኻ ግን ከይተረገጽካ ሩጉጽ ኢኻ ትመስል ዘለኻ ምኽንያቱ ብኢሰያስ ዝተረግጸ ኩሉ ጊዜ ኢሱ ምስ በለ ኢዩ ። ውልቀ መራሒ ዲክታተር ብቕዓት አልቦ ዝብሉ ወገናት ከአ አለውም ነዚኦምከ እንታይ ትብሎም?
@brhanetesfamichael9396
@brhanetesfamichael9396 4 года назад
Yehwatey zereba abotatna ablbna yehdrelna yehwatey
@merhawighirmay6439
@merhawighirmay6439 4 года назад
Werar weyane aytbelu men kemzwerere aragagixkum dikum?
@samnatu6592
@samnatu6592 4 года назад
ብጣሚ ልኡም ዘረባ ኣቦታት ሕማቅ ንጉስ ኣብ ፍሪኡ ኢኻ ትሪኦ እንተኾነ ግን ካህናት ኣብ መንጎ ህዝቦምን ኣብ ስሮሖምን ክሰርሑ ንፍትሒ መገዲ ክርስትና ክትምህሩ ይላቦ ናይ ፍትሒ መፋትሕ ንኹን ወድሰብ ጽልኢ ዩ ጸላኢኡ ሞ ኣብ ዉሸጥና ፋቅሪ የሃሉ የሕዋት ብፋላይ ኣብ መድያ ፈስቡክ ትዛረቡ
@yonassemere6463
@yonassemere6463 4 года назад
Temsgan good job Good bless you
@budgreen2166
@budgreen2166 4 года назад
ብሰንክኹምዩ። ቀሺ እንታይ ክገብር እዩ ኣብ ፖሊቲካ ዝእቱ። ቀጠፍቲ ሰሪሕኩም ግዳ ዘይትበልዑ። ሱቕ በል ቅድም ንህዝቢ ፈላሊኹም፡ሕጂ ከኣ ንቤተ ክህነት።
@assefawmatiwos7516
@assefawmatiwos7516 4 года назад
waw betaemi meharen semietawen tekebalenet zelewo meleketi behabar nekulahkum amen amen amen,
@yordanosgebremeskel4028
@yordanosgebremeskel4028 4 года назад
Amen Amen Amen bmhretu ytemtena eritrea hagerna egzabher ybarkelna nbotatna edmen tenan kemeu wen nmemher temsgen xegeu ybzhalkum
@edentesfankid4090
@edentesfankid4090 4 года назад
Ezegabhr edemen tenan yhbkum seb hken meskelen tebarku
@genetmehari8120
@genetmehari8120 4 года назад
Amen Amea Amen🙏🙏🙏
@brhanetesfamichael9396
@brhanetesfamichael9396 4 года назад
Xbuq aleka nay bahaki Abesa
@George-rq1yp
@George-rq1yp 4 года назад
Tehadso ab bietekrstian alo. Dr Tekleab mnfqna (Krstos ylmnelna eyu) kmhr b video semienayo ena. Ezom kahnat dma msoom hbret alewom, slezi n tewahdo wekilom kzarebu aykeelun.
@katiwa
@katiwa 4 года назад
بارك الله فيكم كلام جميل بس التطبيق صعب . أيها الناس اسمعو كلام قساوستكم قبل فوات الأوان
@ariamemun9576
@ariamemun9576 4 года назад
welcom ❤️❤️❤️
@eyobnegash5036
@eyobnegash5036 4 года назад
Edmen tienan yhabkum egzabher Ms kulna ykun
@temesgenmisgina2461
@temesgenmisgina2461 4 года назад
May God bless u teme.
@brhanetesfamichael9396
@brhanetesfamichael9396 4 года назад
Amlak xegau nYfsiselkum
@brhanetesfamichael9396
@brhanetesfamichael9396 4 года назад
Amlak mhretu yefsselna
@respectprivace4496
@respectprivace4496 4 года назад
Temesghen,"A can do men."
@nebiathagos6837
@nebiathagos6837 4 года назад
Amen this is what we all need thank Menfesawyan abotat
@ngusetekle1475
@ngusetekle1475 4 года назад
How can we buy it this book?
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 4 года назад
Call 704_231_3469 USA
@leilayemane3439
@leilayemane3439 4 года назад
Memhirey tsubuk srah,🙏🏻😘😘
@amanielasfaha5732
@amanielasfaha5732 4 года назад
ኩቡራት አቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብቀዳምነት ብምቅጻል ከማካትኩማ የብዝሓልና ትምህርትኩም አብ ልቢ ኤርትራዊያን የሕድሮ እግዛአብሄር አምላክ ኩቡራት አቦታትና
@taygerwelday8324
@taygerwelday8324 4 года назад
Amen amen amen
@weiniamen2404
@weiniamen2404 4 года назад
ክብሪ ኩሉ ስግደትን ነቲ ዓቢ ኣምላኽ ይኹን ኣመን
@ballfoot7809
@ballfoot7809 4 года назад
bhaki zebene lueukat satnaeal mkuane enategahde metsi kemti deki betak srat neti tnbit ztentenwa wekarya zwawe tshelima ab kebdi adiom kelewo znebhu korakur eu andmu kaa amenzratat zkoralu chiwatat zhasralu abo tsinah kzareb zbllulu zeben kmetsi e u koynu thztoka kab meskel n kobie mgjafn tray koynu ebuyay hasewti mesih tejaharti weylekum ezi kulu shebdaede trfi flteto zeykone tejarti geiru sle zfeterom u ezi ka eti tnbit nkftsem eu
@habishsyodit5837
@habishsyodit5837 4 года назад
አምየን አምየን አምየን , አንዳመስግና
@birhaniyumengedey8479
@birhaniyumengedey8479 4 года назад
Kehat bejakum ab mengo itewu presiden!
@asmarina2540
@asmarina2540 4 года назад
Abotatey yehwatey nizeli Amlak kirediana
@ephremtsegay8938
@ephremtsegay8938 4 года назад
Sele Zehabekemuna Astemehero Ykeneyelenaaa... 🙏
@banahagos1930
@banahagos1930 4 года назад
memhir temsgen bitami xibuk madeb mizrirab hamanotn hagarn, kamowen nay abona masertyn. nay hasot selame. kulu sab yfleto. sile izy kulu kamshma yfleto adme yhabka. kibrat abotatna dima salotkum. aygadafena.
@tesfalemghrmawi7252
@tesfalemghrmawi7252 4 года назад
Amilk megoskum ykun nfuat abotat.
@bitsumalakasgedom2898
@bitsumalakasgedom2898 4 года назад
m.m temsgen ab resi lebka kemta maregom. aboy keshi elka ketsemyom elabeweka
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 4 года назад
ሓቅኹም ኣባ ቀሺ እዚ እውን መቐጸልታኡ እንድዩ። ቀደም እቲ ንጹህ ተጋዳላይ ስምረት እዩ ፍታሕ እንዳበለ እዞም ሕጂውን ደም ህዝብና ሰትዮም ዘይጸገቡ ከሓድቲ ስውኣት ፡ ኩናት ሕድሕድ ወሊዖም ካብ ከበሳ እንደገና ንሳሕልን ባርካን መሊሶሞ። ኣሕ እዚ ሕጂ እውን ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝነካ፡እቶም ነዚ ስርዓት እዚ ዝሓልዩን ዝድግፉ ነዚ ክርእዩ ዘይምኽኣሎም።
@eritreawit7916
@eritreawit7916 4 года назад
Neten deqi anztyo ageb beluwen
@hiwettiakabo2751
@hiwettiakabo2751 4 года назад
Atum kburat abotat Igzabiher iski zamakum igzabiher idu yeitwelu kdus abuna Antonios ab memberom ymleselna amen
@Negash4
@Negash4 4 года назад
Aye wedi 40 , ab America konka eretrawiyan ktebaali thalim alekha anta kondaf.hilmi eyu ezi natka teberaber lomi 40tat 50tat aykonen.
@ልብካኣሚንካምፍቃርእዋይኽ
ካብ ጽልኢ ብኣሲን ሲ እንታይ ይርከቦ ኮኑ እንትርፏ ክሳራ ተዘይ ኮኑ እዞም ዲስላይክ ዝገብሩ ዘለው ሲ ህግደፍ ዲዮም ኮኖም ወርቂ ዝኮነ ዘረባ እንዳስምዑ ሲ እንታይ ከፊዎም እዩ ክንዲ ሰላምን ኣምላክ ዝፈትዎን ንፋቀርን ንትሓላለን ስለ ዝበሉ ከምዛ ዝብልዋ ዘለው ጸገምና ኣብ ጣውላ ኮነ ንፍትሓዮ ንራዳዳእ ይሕዋት ንካባበር ሰብ ኩቡር እዩ ክብረት ሰብ ይሃልኩም እቶም ሕማቅ ትገብሩን ትሓስቡን ሰብ ትቀትሉን ዘለኩም ወዲ ሰብ ቀቲልካ ከ ኣበይ እዩ ክንበር ሰብ ዘይ ብሉ የለን ኣብ እስራኤል ዘለኩም ካብዚ ክቲ ምሃሩ ይላቦ ሎሚ ልቦና ዝሓትት ጊዜ እና በጺሕና ዘለና ኣብ ሓደ ሓቢርና ንጋዓዝ ንሰብ ብፍቂ እካ ትስሮ ዓሻ ሰብ የለን ዓሻ ኣተሓሳስባ ግን ኣሎ ኣብ ኩሉ ሰብ ኢስራኤል ሲ ካብ ዜግኦም ሓደሰብ ክጠፍኦም ኣይ ፍትውን እዮም በጃ ሓደ ሰብ ኩሎም በጃ እዮም ዝሓልፉ እስከ ንሕሰብ ከምዚ ናቶም ንኩን ንትሓላለ
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 4 года назад
Kibret yihabelna
@ልብካኣሚንካምፍቃርእዋይኽ
TEMESGHEN NETWORK ናይ ኩልና ሓላፍነት እዩ ሓወይ ንቅድሚት ጥራይ ንኪድ ብፍቅሪ🇪🇷👍👍
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 4 года назад
Xelotn bereketn aebona aeyfelekum!!!
@hidardige379
@hidardige379 4 года назад
Amen ❤
@therealjusticeseekersforer8862
@therealjusticeseekersforer8862 4 года назад
These are "secret members of yegfet", enemy of Eritrea. They're not Eritreans. Temesghen is from Tigray, he said "I don't want to be an Eritrean". Therefore he should mind his business. yegdef's keshi marikos also is not Eritrean. So, leave the Eritrean people alone. There will be a day that they will receive judgement.
@tewoldesemere1241
@tewoldesemere1241 4 года назад
"ሃይማኖታውያን ድዮም ፖለቲካውያን"
@angosomsium4412
@angosomsium4412 4 года назад
Temesgen Tigreway bizaeba Eritrea tay ymlketeka
@medatewolde
@medatewolde 4 года назад
Angosom Sium Iseyas ati merahi ayu zibahal win aka tigraway mikanu kezekireka yideli. Kone elka kitsyik ante konka kala aresti ayu. Please be civilised
@bitsumalakasgedom2898
@bitsumalakasgedom2898 4 года назад
Betami dess zebel Amlak mesakum yekun
@nigistihagos4530
@nigistihagos4530 4 года назад
ኣምላኽ ምሓረቱ ኣብ ሞንጎ ኣሓዋት የዎርድ ምኽርኹም ኣብ ልቦም ይሓደረ
@nebiatberhane4076
@nebiatberhane4076 4 года назад
Egzabihet semaeti ygborom makatkumdma egzabiher ybarkum
@hamer7428
@hamer7428 4 года назад
ኣየ ጋዶ! ወንጮስ እንተገልበጥካያ ወንጮ ይብሉ ኣቦታት። ናይ ቀሺ ማርቆስ ደባስ ኣሎውን እምበኣር ብናይ ብቀሺ ተስፎም ገዛኢ ተደጋፋፍነት ክራጐድ ተደልዩ !! እንታይ ይብሃል እዚ ንብዓት ሓርገጽ እናፍሰስካ ብቀጻሊ ንመንግስቲ ኤርትራ እናወንጀልካ ምምጽዳቕ? ካን ኣሎን ዘየሎን ኣበሳ መንግስቲ ኤርትራ`ዩ ፈጻሚኡ? በየናይ ፍርዲ በየናይ መዓቀኒ? መንግስቲ ኤርትራ ንመንነትን ጭውነትን ኤርትራውያን ደው ስለ ዝበለ ድዩ? መራሕቲ መንግስቲ ኤርትራ ሒወቶም ረሲዖም፣ ንናብራን ቀጻልነት ህንጸት ሃገራዊ ክብርታት ኤርትራውነት ስለ ዝሰርሑ ድዩ እዚ ኣደራዕ? እቲ ዝገርም ግን፣ እዞም ሰባት እዚኣቶም፣ ዋላ ንሓንቲ ሳዕ እኳ፡ ነቲ ካብ ብጊሓቱ ካብ ኢትዮጵያን፡ ልኣኽቲ ኣትዮጵያን ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ሕዝቢ ኤርትራን ዝወረደን ክወርድ ዝጸንሐን በደላት ፈጺሞም ኣይዛረቡሉን፣ ኣይዝክርዎን`ውን። ንምንታይ !! ስለምንታይ ዓይኖም ጨፊኖም ቄናን ዝኾነ ነገራት ሃጠው ቀጠው ክብሉ ዝነብሩ። እዞም ሰባት እዚኣቶም፡ ኤርትራውያን እንተኾይኖም፡ ከም ኤርትራውያን ብኽልተ ኣዒንቶም እናጠመቱ፡ ንጉዳይ ኤርትራን ኤርትራውያንን ክቐርቡዎ ይግባእ። ዘይ ኤርትራውያን እንተ ኾይኖም ግን፣ ጉዳይ ኤርትራን ኤርትራውያንን፣ ንኤርትራውያን ግደፍሎም፡ ንስኻትኩም ግን፡ ናይ ዓድኹም ግበሩ ክብሃሉ ይግባእ።
@teklittesfay7895
@teklittesfay7895 4 года назад
ኣመንንንንንን
@naserzeinu7604
@naserzeinu7604 4 года назад
Hety eza meslmena ehwatekom enty ketgbrrman eritrean delkom
@Fagi-24
@Fagi-24 4 года назад
👌✋❤🌹🌷🌸💐
Далее
▼ КАПИТАН НАШЁЛ НЕФТЬ В 🍑
33:40
Просмотров 441 тыс.
23 November 2019
51:37
Просмотров 71 тыс.