Тёмный

"ዘገርም ፍጻሜ'ዩ ኣጋጢሙኒ (ዕላል ምስ ሱዛና ካብ London" ሰሚዕኹም ርእይቶኹም ሃቡ( ንዘይፈለጡ ንኽፈልጡ ሼር በሉሎም) 

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Подписаться 138 тыс.
Просмотров 139 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

7 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 828   
@ጋልጀጋኑተጋሩ
@ጋልጀጋኑተጋሩ 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዐልና ብጣዒም ጠቃምት ትምህርት እያ ካብ ከምዝ ዓይነት ፈተና ይሰውረና👏👏👏👏👏
@vnvv3454
@vnvv3454 3 года назад
ዝገርም እዩ ኡኡኡኡኡ ምሕረት አዉርደልና አምላከይ ስልጣን ሓወይ ከዓ ጎበዝ
@yordigaltigrayselammskulu2399
@yordigaltigrayselammskulu2399 4 года назад
በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ከመዚ ከ ኣሎ ድዩ እውይ ኣታ ፈጣሪ ባዕልካ ካብ ስሑት መንገዲ ሓልወኒ ብመንገድካ ምርሓኒ ኣሜን ኣሜን ኣሜን🤲
@begenayaleku4475
@begenayaleku4475 4 года назад
እቲ ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ጸላኢና ዝኮነ ርጉም መንፈስ እዚ ኣይኮነን ካልእ ክፍትነና እውን ይክእል እዩ እሞ ከነስተውዕል ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና። እቲ ኩሉ ዝከኣሎ ልዑል ኣቦና ካብ ፈተነ የድሕነና እንበር ኣብ ፈተነ ኣየእትወና ኣሕዋተይ ወገናተይ ። ⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️
@yohanesgoitom9990
@yohanesgoitom9990 4 года назад
ዝገርም እዩ። ከምዚ እኮ ሰሚዕና ኣይንፈልጥ። እንታይ ኢና ኮይና ግን ከም ንፋስ ናብ ኩሉ መኣዝን ንነፍስ። እግዚኦኦኦኦ መሓረናናናናና !!! በጃኹም share ንበሎ ካልእ ምእንታን ክመሃርሉ።
@brhankiros7109
@brhankiros7109 4 года назад
ስልጣን ሓወይ ታኣምር እዩ ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚብሔር ኢቲ ሓቀኛ መንፈስ ንክንፈልጦ ዘስተውዕል ሕሊና ይዓድለና ኣሜን ኣሜን ኣሜንንንን
@semrawityebiyo5242
@semrawityebiyo5242 2 года назад
Amen Amen Amen 🙏
@munaaman4152
@munaaman4152 2 года назад
ዘገርም ፥ ብሓቂ ዝእመን ዛንታ'ዩ፡ እግዚአብሔር ይመስገን!!! ናይዚ ረቂቅ ዝኮነ ናይሰይጣን ስራሕ ዝመሃረና።
@furtunamenges84
@furtunamenges84 4 года назад
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ሱዛን ሓፍትና ሙሉእ ምሕረት ይግበረልኪ/ድያቆን ድማ ቡዙሕ ምስጋና ኣሎና ነዓኻ ናብዚ ሼር ብምግባርካ ናብህዝቢ ።ኣነስ ቡዙሕ የ ተማሂረ ካብዛ ቪድዮ ፡ ብጾሎት ፡ ብጾም ፡ብስግደት ንኽነቅሕ ኣሕዋተይ ንኹላትና እግዝኣቢሄር ብምሕረቱ ይርደኣና 🙏 ።
@goitomhabtom9273
@goitomhabtom9273 4 года назад
እዋይ እዛሰብ ቅድሚ ክልተ ኣመት ኣብ ኢታሊ ከይዳኮላ ኩሉዝበለቶ ሰሚዐ ብተለፎን ደዊሎም ኣዴና ቅድስቲ ማርያም መድሂንኣለም ዝግለጸላ ኣላ ርከባ ኢሎምኒ ኣይኣሞንክዋን ኣቤዮም ናብ ሓወይ ደዊሎም ኣራኪቦሞ ከምቲ ዝቦሎቶ ኣዴካ ንማጨሊት ሰድዋ ኢላዮ ምስኡ ውን ናይ ሓሶት ትንቢታት ትዛረብ ስለ ዝነበረት ኣይኣመናያን። ኣምላክ ይመስገን እግዚኣቢሄር ኣሕሊፉ ኣይሃባን ኣጆኪ ኣይትሕመቂ ኣምላክ ምሳኪ ይኩን ።
@lavenderseasonamen3937
@lavenderseasonamen3937 4 года назад
Aygermekan egzabiher harika nab hasot tinbit ni keytikeyed .
@lavenderseasonamen3937
@lavenderseasonamen3937 4 года назад
But was it 6yrs ago or 2yrs ago mase eyu nero
@ሳሕልከምሃገርghiy1685
@ሳሕልከምሃገርghiy1685 4 года назад
ዎ ክርስቶስ ጎይታይ ካብ ርኹስ መንፈስ ባዕልኻ ሓልወና ፣ከም በዓል ድያቆን ስልጣን ዝኣመሰሉ ከኣ ጰጋኻ ኣብዝሓሎም ምእንቲ ህያው ቃልካ ኢልካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@geni2251
@geni2251 2 года назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ስልጣን ክቡር ሓውና መምህርናን ካብዚ ዓይነት ፈተና የድሕነና ፈጣሪ🤲🤲
@taegesmamo6179
@taegesmamo6179 4 года назад
ጸጋ በረኸት የብዝሓልካ ብጣዕሚ ዘገርምዩ ካብዚ አጋጢምዋ ዘሎ ፈጣሪ መዋጽኦ ይፍጠረላ።
@ሚሊጋልራያትግራይ
@ሚሊጋልራያትግራይ 2 года назад
እግዞኦ እግዞኦ እግዞኦ ማሃረነ ክርስቶስ ካብዝ ማሃረና ሩኩሳት መናፍስቲ ካባና ኣርሕቀልና እግዚአብሔር ኣምላኬ ስልጣን ሓዉና ኣገልጉሎት ዘመንኻ ይባረኽ ፀጋኡ የብዘሐልካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን💒💒💒💒💒🙏👆🙏🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ለዘልአለም ፀንታ ትኑር ኣሜን ኣሜን ኣሜን💐🙏🙏💒💒💒
@tsigehalafi1755
@tsigehalafi1755 4 года назад
እግዚኦ መሃረነ ክርስቶስ ርኹሳን መናፍስቲ ካብ ምድረ ገፅ የጥፍአልና። ብኸምዚ ዓይነት ልሳቀዩ ኣሕዋትና ምሕረት ይልአኸሎም መድሃኒአለም።አሜን ቃለ ሂወት የስምዐልና እንዃዕ ምሕረት አውረደልኪ ሓፍትና
@ሂወትጓልተዋህዶ-ጸ1ጸ
ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣነይ ናይ ኣጎልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ አሜን ፫ በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ አሜን እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ ካብ ከምዚ ዓይነት ፈተና ሰውረና መድሃኒ ኣለም ኣቦይ🤲😭 😢
@svudfhcr9688
@svudfhcr9688 3 года назад
ስልጣን ሓውና ብሓቂ ፀግኡ የብዝሓልካ ካባኻ ብዙሕ ት/ቲ እና ወስድና ንሓፍትና ድማ ሙሉእ ምሕረት የውርደላ አሜን(3)
@saraasefaw3459
@saraasefaw3459 2 года назад
ብሓቂ ዘገርም ነገር ኢዩ ኣምላክ ካብዚ ይሰውረና ሓፍትና ከኣ ሓያል ኢኺ በቲ ኣምላክ ዝሃበኪ ተቃሊስኪ ኣምላክውን ኣይገድፈክን ሙሉእ ምሕረት ይግበረልኪ
@eriasmara8111
@eriasmara8111 2 года назад
ኦ ኣምላከይ ካብዚ ከምዚ ይሰውረና አብ ፈተና ኣይተእትወና ምሕረትካ ኣዝዘልና ጽቡቅ ሓበሬታ 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@tekileeritrea2282
@tekileeritrea2282 4 года назад
አምላኽ ብምሕረቱ ይጠምተና ካብ ፈተነ ሕማቅ ይሰውረና አሜን።
@tabeyeebyo3690
@tabeyeebyo3690 Год назад
በስማኣም በወል መንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን 3 ካብዚ ዓይነት ስውር ዝኾነ ሕማም የድሕነና ቃል ህወት የስመዓና ስልጣን ሓውናን ስዛና ሓፍትና
@wedigash1349
@wedigash1349 4 года назад
ኦ እየሱስ ክርስቶስ ኣምላኽና ካብ ፈተና ኣድሕነና እንበር ኣብ ፍተና ኣይትእትወና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@abushgaltgray9046
@abushgaltgray9046 3 года назад
ብጣዕሚ ከቢድ ፈተነ እዩ ግን እግዚአብሔር አኪኢሉኪ እግዚአብሔር ከምናዓኪ ዝገበረ ይግበረልና ይመሓረና።
@missiewediemebrhan378
@missiewediemebrhan378 4 года назад
ወይ አምላከ ከምዚ ከኣ ኣሎ ።ኣብ ኩልና ኢዩ ዘሎ መክንያቱ መንፍስ ድዩ ወላ ካልእ ከይፈለጥና አሜን ንብል ብዝራኣናዮ ንኣምን ጽሎት ቁድሳን ኣቦታትና ደኣ ኣይፈለይና (2)ክፋል ክንጽበ ኢና ስልጣን ሓዉና
@azahelazahel2921
@azahelazahel2921 4 года назад
Ezgio maharena kiristos kab fetena sewurena fethari
@beynberhane6629
@beynberhane6629 4 года назад
በስመ ኣብ ኣንታ ኣምላከ እስራኤል ምሕረትካ ኣውርደልና ይቅረ በለልና ፡ ንሓፍትና ከኣ ምሕረት የውርደላ ፡ ማእረ ክንድዚ ግን ኣታ ኣምላከይ መሓረና እንዶ!!!!
@ሽሻይጓልፅዮንማርያም
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ ካብዙይ ሰውረና ጎይታይ ቃል ህይወት የስመዕልና ስልጣን ሓወይ
@tv-gc1yx
@tv-gc1yx 4 года назад
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣኃዱ ኣምላክ ኣሜን፡፡ክቡር መም ሱልጣን ሓውና እዚ ብምቕራብካ ብጣዕሚ ነመስግነካ፡፡ክብርቲ ሓብትና ድማ እግዚኣብሄር ኣምላክ ገላጺ ምስጢራቱ እንቋዕ ገለጸልኪ፡፡ብሓቂ እዚ ርኹስ መንፈስ ብሓይሊ ሲየሱስ ክርስቶስ ተሳዒሩ፡፡ኣጋእዝተ ዓለም ስላሴ እንቋዕ ንድያብሎስ ሰዓሩልኪ፡፡እኅተ ማርያም ክትጻረፍ እንከላ እሞ ንካህናትን ጳጳሳትን ቅድስት ድንግል ማርያም ወላዲት ኣምላክ ርኅርኅተ ሕሊና መቁረሪት መዓት እምበር ተጻራፊት ኣይኮነትን ንጸርፊ እውን ኣይትልእካን እያ ብዝኾነ ብጸጋ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ብሳህለ ምሕረቶም ጸጋ በረኾቶምን ብቅዱሳን መላእክትን ጻድቃናትን እንቋዕ ድያብሎስ ፈሸለ፡፡ኣድራሻኺ ክትጽሕፍልና ከኣ ንምሕጸነኪ ክቡር ሓውና እውን ጸጋኡ የብዝሓልካ ዎስብሃት ለእግዚኣብሄር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን፡፡
@kesitweldeselassie5422
@kesitweldeselassie5422 4 года назад
ተስፋ ኣለኒ ኣብ ኢንግላንድ ኣሊካ ምሉ ትርካ ክትስንዶ። ኣድረስ ስለዝሓተካ ኢየ
@slmena9603
@slmena9603 4 года назад
ወንድሜ ትግርኛ አልችልም ግን ምታወርው ሰለ አህተማሪያም እንደሆነ አውቂያለሁ አንተንም እሳንም እውነቱን ሰለናገራችሁ እግዝያብሄር ይስጣችሁ የሺብር ሲናገር ስምቼ ትግርኛውን በአማርኛ አስተርጉሞት ሰምቻለሁ ክፈ መንፈስ እንደሆነም ተርድቻለሁ ህዝብ ተርድቶ ወደእውነተኛው መንገድ እንዲመለስ በተለያየ ቃንቆ አስተላልፈ ስወዳችሁ እሳም እንድትመለሰ እግዝያብሄር ቅድስ ፈቃዱ ይሁን የጎዳና ተዳዳሪዎችም እርዳታዎ እንዳይቆም የድርሻችንን እንወጣ።
@temesgenamlak6063
@temesgenamlak6063 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚአብሔር ኣምላክ ካብዚ ሕማቅ መናፍስቲ ይከውለና በረከት ረድእት ኣማላድነት ናይ እመብርሃን ከምእውን ናይ ቅድሳን እይፈለየና🙏🙏🙏
@truthalwaysprevails6669
@truthalwaysprevails6669 4 года назад
አቡነ ዘበሰማያት ጥራይ ብምሉእ ልብና ንጸሊ ። ኣጋንንቲ ብዙሕ ሓይሊ የብሎምን፥ ካብ ፍቅሪ ክርስቶስ ዝፈልየና ሓይሊ የልቦን፥ እዚ ግን ፍጹም እምነት ኣብ ክርስቶስ ምስ ዝህልወና ጥራይ ኢዩ።
@dawittewahdotuyub3176
@dawittewahdotuyub3176 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና መምህር ፀጋኡ የብዘሐልካ ብሓቂ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ መምህረይ 💖💖💖👍
@haftomtewelde9407
@haftomtewelde9407 4 года назад
አቤት ፈጣሪ እየሱስ ክርስቶስ ካብ ሽይጣን አርሕቀና ባዕልኻ ውሑሱን ጠበቃን ኩነና ብዓይነ ብሩኩ ንሽይጣን ሓዘልና አመላኽና
@cell2183
@cell2183 4 года назад
ኦ ጎይታ ማሓረና ይቅር በለልና 😢 ኦ ጎይታ ማሓረና ይቅር በለልና 😢 ኦ ጎይታ ማሓረና ይቅር በለልና 😢
@yohanabeyene5048
@yohanabeyene5048 4 года назад
Awe xecaka abzehelna. Weladit amlak maryameye''tlemnelna Amen (3)
@abrahampeace8372
@abrahampeace8372 4 года назад
እግዚአብሔር ንኩልና ምህረት ይብዝሃልና:: አሜን::
@afarisafari2833
@afarisafari2833 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰምዐልና ሰልጣን ሓውና እዛሓፍትናውን እንኳዕ ብሰለም ተመለሰኪ
@እማየይንሩልኝብቻእንጂየት
እግዝዮ ማሃረነ ክርስቶስ 👏👏👏 ልቢ ንበል አሕዋተይ እዚ ዝተዛረበቶ ቃላት ኩሉ አብ ልብካ አትዩ ብዙሕ ነብስካ ክትምርምር እዩ ዘገድደካ ::ምክንያቱ ክንድትይ ናታ እካ እንተዘይኮነ ብዉስኑ አብ ሂወተይ ብዙሕ ብሕልሚ አምሲሉ ቀልበይ ይስዉረኒ የዕገርግረኒ ኮታስ ከምትይ ናታ ተመሳሳሊ ተሳቅየን ተመሊከን እየ ሕጂ ግን እግዛብሄር ይመስገን ናብ ንቡር ሂወተይ ተመሊሰ አለኩ ስሙ ዝተመስገነ ይኩን አሜን :: አብ ነብስካ ዘይ በፀሐካ አይትአምንን ግን አሎ እዩ እመኑ አሕዋተይ :: ከምዛ ሓፍትና ዝበለቶ ግን ንዝመፀና ቀሺ እዩ ባህታዊ መምህር እዩ ኢልና ኢድና አይንሃብ አይንእመን ነስተዉዕለሉ ምክንያቱ እትይ ርኩስ መንፈስ አብ ኩሉ ድኩም ጎነይ እዩ ዘሎ አብ ቀሺ አይብል ዓለም ንኩሉ እዩ ዘደናግር ብ ፀሎትን ፆምን ክንቃለሶ እግዛብሄር አምላክ ይሓግዘና ::ክቡር ሓዉና ስልጣን ነዚ አብነት ጌርካ ብዙሕ ዝምሃርካና እግዛብሄር ናይ አገልግሎት ዕድሜካን ግዜካን ይባርከልካ ንክብርትይ ሓፍትና እዉን ተገዲሳ mzntawa አዚና ነመስግን እግዛብሄር ካብዚ ርኩስ መንፈስ እዚ ይሰዉረና አሕዋተይ አሜን አሜን አሜን ::
@ተመሰገተመሰገ
@ተመሰገተመሰገ 4 года назад
አሜን አሜን አሜን
@እማየይንሩልኝብቻእንጂየት
@@ተመሰገተመሰገ አሜን አሜን አሜን ክብረተይ
@handd4215
@handd4215 4 года назад
Amen amen amen
@zmmediaeri8764
@zmmediaeri8764 4 года назад
Amen(3)
@እማየይንሩልኝብቻእንጂየት
@@zmmediaeri8764 አሜን አሜን አሜን ብሩከይ /ተይ
@ፅጌጓልተዋህዶ
@ፅጌጓልተዋህዶ 2 года назад
እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት ይኣዝዘልና ኣሜንንንን
@የድንግልማርያምልጅነ-ኰ2ኘ
ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዐልና ብጣዒም ጠቃምት ትምህርት እግዚብሔር ኣምላክ ካብ ከምዝ ዓይነት ፈተና ይሰውረና ኣሜን ፫
@knowledgeisneccessaryknowl5904
@knowledgeisneccessaryknowl5904 4 года назад
እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ ከመዚ ኸ ኣሎ ድዩ።ወይለከይ መርመም እንኳዕ በሊ እቲ ኩሉ ዝክኣሎ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረቱ ልኣኸልኪ ።ብጣዕሚ ንህዝብና ዓቢይ ትምህርቲ ኢዩ ።መምህር ስልጣን ክኣ ናይ ብሓቂ ደኺመ ከይበልካ ከይትሓለልካ በቢዓይነቱ ትምርቲ ትሰደልና ዘለኻ ብልቢ ነመስግን ።እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ኣጎልጉሎት ዕድሜኻ ኣዕዚዙ ይባርኸልካ።
@ابويحي-ز6ج
@ابويحي-ز6ج 4 года назад
እግዚአብሔር ምሉእ ምሕረት ይግበረልኪ ክብርቲ ሓፍትና ብጣዕሚ ዝገርም እዩ በስመአብ ንዓና ድማ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና እግዚአብሔር አምላክ
@ምሕራትኸሕስ
@ምሕራትኸሕስ 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዐልና ብጣዕም ጠቃሜት ትምህርት እዩ ካብ ከምዝ ዓይነት ፈተና እግዚአብሔር ኣምላኬ ይሰውረና 👏👏👏
@የክርስቶስባርያ-ጀ5አ
ናይ ብሓቂ ሱልጣን ሓውና መስተዊዐልት ሓፍትና ቃለ ህይወት ያስመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐላ ከም ኣፎምያ መስተውዐልት እግዚአብሔር ይገስፆ ድያብሎስ ዘለዎ ሰራሕ ዘለዎ ተንኮል ልብ ዘለዎ ልብ ይበል 🤔🤔🤔
@abie3566
@abie3566 Год назад
ብኽያትን ሰሓቕን ገራትና ዛሓፍትና እግዚኣቢሄር ካብዚ ይምሓረና💕
@KhanJan-vx9dg
@KhanJan-vx9dg 4 года назад
ናይ ብሓቂ ኣምላክ ይመስገን ምሉእ ምሕረት ይግበረልኪ።
@zersenaysbhat4524
@zersenaysbhat4524 4 года назад
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሐዱ ኣምላኽ ኣሜን ! ልክዕ ከምዚ ናይዛ ሓፍትና ነዓይ ውን ሓንሳብ ሓንሳብ ኣየናይ እዩ እቲ መንፈስ ቅዱስ: ኣይናይ ዩ እቲ መንፈስ ሸይጣን ምርዳእ ይኣብየኒ ዩ ሱልጣን ሓወይ ናይዛ ሓፍትና ምስ ሰማዕኩ ግን ገለ ነገራት ነጺርለይ ኣሎ : : ብኣምላኽ ርከቦ ሱልጣን ሓወይ ነዛ ቪድዮ ዘክረብካያ : :
@MarYam-gs3xt
@MarYam-gs3xt 2 года назад
ባሓቂ ቃልሂወት ይሰማዓልና ኣምላክ ካብዚ ይውፃና
@ፍረሂወትገብረሃንስጋልትግ
ካብ ከምዚ ዓይነት ርኹስ መንፈስ እግዚኣብሔር ይሰውረና ሓፍትና ከኣ ምሉእ ምሕረት ይግበረልኪ
@mayorzeweldi4044
@mayorzeweldi4044 4 года назад
ስልጣን ሓዉና ጾጉኡ የብዝሓልካ ፈጣሪ፡የሕዋት ሩኹሳት መናፍስቲ ረቀቅቲ ዮም ንጠንቀቅ በጃኹም ጾሎትን ስግዳንን ኣይነቋርጽ።
@mikialenguse9934
@mikialenguse9934 4 года назад
እግዝኣብሔር ኣብ እምነትኪ በርትዕኺ ንኽትጸንዒ ካብ ዘይኣመንቲ ብጥበቡን ብምሕረቱን ሓይሊ ህይብኪ ኢዩ እሞ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልኪ ምስ ስዳኺ ዝሓፍተይ ማዓረይ።
@fanueltesfay2871
@fanueltesfay2871 3 года назад
Ezgieo meharene krstos Amen Amen Amen
@user-Pc-1132
@user-Pc-1132 Год назад
እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ ካብ ከምዚ ዓይነት ፈተና ይሰውረና እግዚኣብሄር።
@adiamkbrom6918
@adiamkbrom6918 4 года назад
በስመኣብ በወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ
@ቲቲየኪዳንምህረትልጅ
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ሰልጣን እግዚአብሔር ዕድሙን ጥዕናን ይሃብኩ🤲🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒
@angosomsahle9641
@angosomsahle9641 4 года назад
ኦ ኣምላከይ ማዕረ ክንድዚ በጃካ ስልጣን ኣይትሃቦ ከም ድስ ዝበሎ ክጻወተልና ኣይትፍቀደሉ በጃካ ቀልጢፍካ ምሕረትካ ልኣከልና።እንታይ ዝበልዎ ትኣምር እዩ ወደይ ኦ ኣምላክ ሓይልካ ሃበና።እስከ በሊ ንሓብትና ክኣ ካብቲ ርኩስ መንፈስ ብሰላም የጋላግላ።
@awettsegay7953
@awettsegay7953 4 года назад
ስልጣን ዝሃብናዮ በዓልና እና :ፍቃድና ንፅላእና ኣግዝእናዮ እና እሞ መሓረና እልካ ምጽላይ :ምስትውዓል እዩ::
@ቋንቋየነሽ-ዸ2ጨ
@ቋንቋየነሽ-ዸ2ጨ 4 года назад
ከሙኡ ኢሉ ከምዝመፅእ ክርስቶስ ነግርና እዩ ግን ካብ አንደበቶም ትፈልጥዋም ኢኹም ኢልና አዩ።
@senaitsibhat189
@senaitsibhat189 4 года назад
Seb Keytkesr Diyakon BegJaka Sbket Tetmhrena Subuk Kmzi Halwlew Dahray Dma Ngste Negsti Ktama Eika BeJaka Diyakon HAWna
@lavenderseasonamen3937
@lavenderseasonamen3937 4 года назад
@@senaitsibhat189 haftey ezi halewlow aykonen niaki dema libona yientiki kikeftelki yimini .please sit back and listen and learn.are you saying this s halewlow do you know how many followers does sindo has kindey seb ab addisabab a zetalelet
@lavenderseasonamen3937
@lavenderseasonamen3937 4 года назад
@@senaitsibhat189 please senait haftey listen and learn
@danielkahsay8488
@danielkahsay8488 3 года назад
ሓፍትና ጎይታና መድሓኒና እየሱስ ኩርስቶስ እንካእ መሃረኪ ንዝሓመሙ ከኣ ምሕረት የዉርደሎም እግዝኣቢሀር
@fishalekidane1225
@fishalekidane1225 4 года назад
እዝጊኦ መሓረና ክርስቶስ, ካብ ሕማቅ ሰውረና, ጎይታይ መዓረይ ከም ብዝሒ ምሕረትካ መሓረና, ኩሉ ህዝበ ክርስያን ክሰምዖ ዘለዎ እዩ እዚ.⛪⛪⛪
@sabaaraya5314
@sabaaraya5314 4 года назад
ወዲ ስብ ቆፎ ኢይ እግዚአብሔር ብመስቀሉ ይግናዮ
@recoeriy.1354
@recoeriy.1354 4 года назад
ስላም ንዕካ ይኩን Please tell ናትካ ደልይ
@buucsbb8535
@buucsbb8535 2 года назад
ናባሓቂ ቃለ ህይወት ያስመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልካ ስሊጣን ሓወይ ክብርቲ ሓፍትና ደማ ፀጋኡ ያብዘሐልላ🌼😘😘😘🌸😘🌼🌷ስለ ሁሉ ነገር እግዚኣበሔር አምላክ ይክብር ይመስገን🌼😘
@selamkabed6855
@selamkabed6855 4 года назад
እግዚኦ ማሓረነ ክርስቶስ አቤቱ ማረን ይቅር በለን አቤቱ ማረን ይቅር በለን አቤቱ ማረን ይቅር በለን
@biniamghirmay6702
@biniamghirmay6702 4 года назад
አግዚኦ መሓረና ክርስቶስ አንታይ ዘስደምም ታሪክ አዩ አዚ ምሕረት የውርደላ ንሓብትና
@rutatesfaalem7536
@rutatesfaalem7536 2 года назад
Qale hiwet yesmalna Amen hzbey Sean fltet ytefie Alo
@birktyeri3832
@birktyeri3832 4 года назад
ሕልሚ እንተ ሐሊሞም ካብ እግዛቢሄር ጥራይ ዝመስሎም አለው መናፍስቲ ከምኡ ከም ዝገብሩ እይርድእናን እዩ እግዛቢሄር ምሕረቱ የውርደልና
@handd4215
@handd4215 4 года назад
Amen amen amen
@edengoytom5197
@edengoytom5197 3 года назад
Amen Amen Amen
@سلامهفرويني
@سلامهفرويني 3 года назад
አሜን አሜን አሜን 🙏
@WeldeMaryam185
@WeldeMaryam185 4 года назад
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን። ኦ ጎይታ ምሕረትካ ኣውርደልና። ኦ ጎይታ ካብ ርኹስ መንፈስ ሓልወና። ኦ ጎይታ ኩሉ ጊዜ ንጸሎት ከይተሃከና ኣነቃቕሓና። ኦ ጎይታ ብቕዱሳን መላእኽትካ ጌርካ ሓልወና። ኦ ጎይታ ብሩኹሳት ኣጋንንቲ ዝሳቐዩ ዘለው ደቕኻ ምሕረትካ ኣውርደሎም ኣሜን። እንቃዕ ምሕረት ኣውረደልኪ ሓፍተይ ናተይ። ብሩኹሳት መናፍስቲ ሓሚሞም ንዘለዉ ኣሕዋት ድማ እግዚኣቢሔር ከማኺ የማስሎም።ምሕረት የውርደሎም ኣሜን። ን እህህ ማርያም ሓፍትና ድማ እግዚኣቢሔር ነቶም ርኹሳት መናፍስቲ የርሕቐላ ኣሜን።።
@yordanoshagos9977
@yordanoshagos9977 4 года назад
Kale hiwet yesmealna. Egzabher amlak eze lbonana yebrhelna.
@yonasgoitom2177
@yonasgoitom2177 4 года назад
እንታይ ዝበልዎ ሽግር እዩ ወደይ እግዚኣቢሄር ኣምላኽና እንቋዕ ንሱዛና ሓፍትና ማሓራ። እዞም ርኹሳት መናፍስቲ ከኣ ኣምላኽ ካባና የርሕቐልና
@sarahsweer1856
@sarahsweer1856 4 года назад
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ እግዚአብሔር ኣቦይ ምሕረትካ ለኣከልና ኣብ ፈተነ ኣይተእትወና
@edgwd3138
@edgwd3138 3 года назад
እውውውውይይይይ ታኣምር እዮ ሰልጣን ሓወይ ዝገርም ነገር
@fokirmua1035
@fokirmua1035 3 года назад
እዝግዮኦ መሐረና ጎይታ የሕሊፍካ አይትሀበና
@ሊሊጋልትግራይ-ቐ1ጠ
@ሊሊጋልትግራይ-ቐ1ጠ 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@fretamay7608
@fretamay7608 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ስልጣን ሓወይ እግዚኣብሔር ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@embeyteyberhe515
@embeyteyberhe515 2 года назад
እሲመ አልቦ ዘይሲአኖ ለኢግዚአብሔር ብሓቅ ቃል ህይወት ይሲመዐልና ጠቃምት እያ ከምዝ ዓይነት ፈተና ይሰውረና አሜን አሜን አሜን በሉ አሓተይን አሒዋተይን ተገዲሲና ሰምዕና ሸር ሸር ንበሎ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@Habu98
@Habu98 4 года назад
ምስጥረ ደብተራ ፉሉይ ኢኻ እግዝኣብሄር ይገስጥካ:: ሱዛና ሓፍትና ካኣ እንቃዕ ምሕረት ኣውረደልኪ ፈጣሪ::
@ruthfera160
@ruthfera160 4 года назад
Please go to pray man of God to pray more for you
@ruthfera160
@ruthfera160 4 года назад
please go to Jesus only Jesus to rebuke the devil and the name of Jesus heals people and cast out demons
@tsigeredaalem4644
@tsigeredaalem4644 4 года назад
ክንደይ ትጸንዕ ከ አዛ ሓፍትና አግዚኣብሔር ምሕረት የውርደልኪ ጋለይ አንበር ገሪምና ስልጣን ሓውና ከኣ የቐንየልና
@asmaitkefle7643
@asmaitkefle7643 4 года назад
Haki yhaysh ane eka hade Seb kmay braya slase ztftre kmu eluni kamen aykeln eya egzabher enke mehret awrdlki
@michgj5143
@michgj5143 3 года назад
ሰምዕናያ ስልጣን ሓዉና ቃል ህይወት ያስማልን ሓዉና
@michgj5143
@michgj5143 3 года назад
ቀፅለሉ ስልጣኑዋ
@TesfaldetHagos
@TesfaldetHagos 4 года назад
ምጠዓሚ ዘገርም ኢዩ ኣምላክ በዕሉ ነቲ ርኩስ መንፈስ ይገስጸልና እግዝኣብሔር በዕሉ ይገስጾ
@zufanhaile1680
@zufanhaile1680 2 года назад
ብሓቃ ቃል ህወቱ ያስመዐና ሓወይ
@እማየይንሩልኝብቻእንጂየት
ካብዝይ ዝዓቢ ትአምር መምሀሪ ዝኮንና ስለ ዘየለ እታ ትቅፅል እዉን ስደደልና ክቡር ሓዉና ምክንያቱ ብዙሓት ከማይ ዝበሉ ግዙአት ድያብሎስ ስለ ዘለዉ ካብዝይ ተማሂሮም የማን ክምለሱ ስለ ዝክእሉ⁉️⁉️ እግዛብሄር ፍፁም ምሕረቱ የዉርደልና አሜን አሜን አሜን 👏👏👏
@mayaabaalmary1249
@mayaabaalmary1249 4 года назад
00962788767621
@የድንግልማርያምልጅነ-ሐ7በ
ባሕቂ ቃል ሂወት የስማዓልና ካብ መፈንጠርያ መናፍስቲ እግዚኣቢሔር ይሰውረና
@ቅዱስሚካኤልፈጥኖደራሼነዉ
እሞ እህተ ሰይጣ ድንግል ማርያም ድንግል ማርያም እናበለት ብቅድስቲ ድንግል ማርያም ማዓልቲ እስርቤት ተዳጉና አላ ማዐረይ ብጣዕሚ እያ ተሕዝነኒ ካብ መንፈስ ቅዱስ ተኮይኑ ፍሉጥ እዮ ብፍረኡ ይፍለጥ እዮ ተምሳሌ እቶም መማህርና ከስተምህሩና ከለዉ ገፆም ብሩህ እዮ ሰጋእ መጋእ ከይበሉ ይምሁሩና መአዝ ክንደይ ሰአት ከምዝወሰድና ንክንሰምዖ አይርደአናን ገፆም ገፅ መስትያት እዮ ብትሕትና ዝተመልኡ እዮም ፀላእቲ ኩፍእ እዮም ንፀላኢኦም ዝሐዝኑ እዮም ብዘለወም ዘመስግኑ እዮም ።እዚ ኩሉ ደቂ ፍረ መንፈስ ቅዱስ እዮም። ናይቲ እከይ ግን ዓይኖም ፍጥጥ ጎረሮኦም ግርግሕ እግሮም ዝርግሕ ርእሶም ባዶ አነ እየ ዝፈልጥ ባሃልቲ ወዘተረፈ ሰይጣን ግን አብ ፆም ጎሐትን ምሸትን ምስጋድ ስንክሳር ምስማዕ መፅሓፍ ቅዱስ ምንባባ ማይፅሩይ ብንፅህና እናፀሎትካ ፈጣሪካ ተማህፂንካ ምስታይ ኩሉ ግዜ ሐጥያተኛ ምኮንካ ምሕሳብ አስራት ምዉፃእ ካብ ሐሜት ምርሐቅ ሕልሚ ዘይምቁንቋይ ወዘተ አምላከ ቸሩ መድኃኔአለም ምስ ኩልና ይኩን አሜን
@ቅዱስሚካኤልፈጥኖደራሼነዉ
ካብኡ ብጭር ይብሉ አባና እዉን አይቀርቡን ።ግን የቆመ የመሰለዉ ካለ እንዳይወድቅ ይጠንቀቅ ሐፍትና ስለ ምስክርኪ ነመስግን ግን አብ ምድሪ ከለና ፈተና አለና በርትዒ ሰይጣ ብካሊእ እዮ መንገዱ አልዮ ዝመፀካ አጆኪ የአባቶቻችን አምላክ ካንቺም ከኛም ከሁላችንም ይሁን አሜን
@wasli8257
@wasli8257 4 года назад
አቤቱ ጌታ ሆይ ማረን ይቅር በለን አቤቱ ጌታ ሆይ ማረን ይቅር በለን አቤቱ ጌታ ሆይ ማረን ይቅር በለን እደ ሀጥያታችን ሳይሆን እደ ቸርነትህ ማረን ይቅር በለን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን
@robelkifle2180
@robelkifle2180 2 года назад
Agziabhir ymesgen Fertari mhretu ylakelna amen.
@berhanatesfa9295
@berhanatesfa9295 4 года назад
ቃለ ሂወት የስማዓልና ክገርመካ ንዓይ ብዙሕ ትምህርቲ ኢኻ ትህበኒ ዘለካ እዚ ነገር ብዙሕ ዘይአምን ሰብየ ሕጂ ግን ገሪሙኒ ምኽንያቱ ሰይጣን ማዕረ ክዲዚ ጨካን ምኻኑ አይፈለጥኩን ክብረት ይሃበለይ ብጣዕሚ የመስግነካ
@ዘ_ተዋህዶ-ዸ1ለ
@ዘ_ተዋህዶ-ዸ1ለ 2 года назад
እግዚኦ መሐረነ ክርስቶስ ፣አቤቱ አብ ፈተና አይተእትወና🙏 ጥበብ ዲያብሎስ ክንደየና መስሓቲ ከም ዝኾነ ኩላትና ንመሃረሉ ዝግባእ እዩ ። አብታ ቅድስት እምነትና ኣፅንዐና አምላከ እስራኤል ሆይ🙏
@teamekesete2358
@teamekesete2358 4 года назад
ዘገርም ፍጻሜ እዩ ኣምላክ ምሕርቱ የወርድልና
@tsigereda2299
@tsigereda2299 4 года назад
እንታይ ሰሚዕካ ሕጂ እንድያ ወሪዳ
@ስደተኛነኝ-ሰ3ጘ
@ስደተኛነኝ-ሰ3ጘ 2 года назад
@@tsigereda2299 😃😃
@ወይኒክንፈጋልኪዳነምህረት
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂይወት የስመአና
@teclezionmusie8186
@teclezionmusie8186 4 года назад
ናይ ብሓቂ ጅግና እያ እዛ ሓብትና
@amlakiesmani3149
@amlakiesmani3149 4 года назад
እዝጊኦ መሃረና ክርስቶስ ሰማይን ምድርን ዝፈጠርካ ኣምላክ ካብ ርኩስ መንፈስ ኣድሕነና መንገዲ የማንካ ምርሓና ካብ ኩሉ ክፉእ ዘበል ሰዉረና
@aynfelaleaynfelale6402
@aynfelaleaynfelale6402 4 года назад
ሰላም ስልጣን ሓወይ ብእትህበና ትምህርት ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግነካ ናይዛ ጋል ግን ትብሎ ዘላ ኣብቲ ቦታ ሓታቲትካ መብርሂ ክተቅርበልና ብትሕትና ይሓትት ይቅረ በለለይ ደፊረ ዝሓተካ ዘለኩ።
@לכחכחהחהחבו
@לכחכחהחהחבו 3 года назад
Mhret yewrdelki zhatey
@goggo5414
@goggo5414 11 месяцев назад
አምላክ አቦይ ከብዝይ ሰውረና ኦግዜብሔር አምላክ ብምሕረቱ ይጠምተና✝️ 🙏🙏
@ቋንቋየነሽ-ዸ2ጨ
@ቋንቋየነሽ-ዸ2ጨ 4 года назад
ብጣዕሚ ይገርም እዩ ሓቂ ክርስቶስ ነግርና እዩ እንጠንቀቅ
@biniam1467
@biniam1467 4 года назад
ብጣዕሚ ይገርም ኣምላኽ እንቋዕ መዋጽኦ ፈተረልኪ ሓፍተይ ይገርም
@ኪዳንኪአየኣደይ
@ኪዳንኪአየኣደይ 3 года назад
ኣግዚይ መሕረና ክረስቶስ ምሕረትካ ኣወረደልና እግዚኣብሄር ኣማላክ
@sofiatekelzgi5555
@sofiatekelzgi5555 4 года назад
ፈጣሪ ምስትውዓልልን ጥበቡን ይዓድለና፡ናይ ብሓቂ ትሕትናኺ ጠቂምኪ ፡ድንግል ማርያም ምሳኪ ትኩን፡ስላሴ ይሩዱእና ፡ኢየሱስ ክሩስቶስ ይርዳኣና ፡የድሕነና ፡ኦ ኢየሱስ ክሩስቶስ ርዳኣና?!
@maitedola6511
@maitedola6511 4 года назад
እንታይ ዲያ ትብለና ዘላ፡ ድንግል ማኪዳነ ምህረት ኢሉ ዶ ኣይኮነን ዝጻወተለን ዘሎ ?። ደሙ ዝኸፈለልና ክርስቶስዩ፡ ብዘይካ ኢየሱስ ን ሰይጣን ዘሕምቆ የብሉን። ንስም ኢየሱስ ጥራዩ ዝወጽእ፡መጽሓፍ ቅዱስ ኣምብብ እሞ ኩሉ ክበርሃልካዩ። ስቅ ኢልና ብዝተነግረና ጥራይ ኣይንኺድ።
@yednglmaryamlg2864
@yednglmaryamlg2864 4 года назад
በጀባትኩም በአምሓረኛ ተርጉሎም እዛም ተከተልቲ ስንዱ ምእንታን ክርደኣም ዋይይ እግዚአብሔር አምላክ ይገስጽህ ፈጣሪ ሓፍትና ግን በሓቂ ከደንቀኩ አይሓፍን ብሓቂ ፀጋኡ የብዘሓልኪ አጃኪ በርትዒ
@birhandessie3129
@birhandessie3129 4 года назад
Yednglmaryam Lg please translate amharic
@መንእንደእግዚአብሔርእግዚ
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ 😭😭 እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ 😭😭 እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ 😭😭 🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲 ብጣዕሚ ማሃሪት ዝኮነ ሂወት ታሪክ እውይ ሕልሚስ ማዕረ ክንደይ ፈታኒ እዩ በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቁድስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን ካብዚ ማሓረና ጎይታናን መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ 😭😭😭😭😭😭😭
@yeorthodoxlij953
@yeorthodoxlij953 4 года назад
ክንሰምዓ ኢና ስልጣን ሐወይ መወዳእታ ከዓ share ክንብላ ኢና
@tesfiteyeunatey1176
@tesfiteyeunatey1176 4 года назад
Ja bro
@gebremeskelkahsay5558
@gebremeskelkahsay5558 4 года назад
Egzabhere enqae mhretu lakelki brkti haftna
@henokfseha8164
@henokfseha8164 4 года назад
@@tesfayzaid9374 እዚ ኮ ዩ ጸገም ኮይኑ
@yeorthodoxlij953
@yeorthodoxlij953 4 года назад
@@henokfseha8164 ኣየናይ ፀገም
@Endrtaweit
@Endrtaweit 4 года назад
ስልጣነይ ተባዕ ወዲ ተዋህዶ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ
@habtomghirmay7482
@habtomghirmay7482 4 года назад
እዝግዮ ማሓረነ ክርስቶስ ካብ ርኹሳት መናፍስቲ ይሰውረና ንሓብትና ድማ ፈጣሪ ምሉእ ምሕረት ይሃባ።
@SamiTesfamhret
@SamiTesfamhret 3 месяца назад
Amlak aboy yqrebelelna bedelna rieika aytfredena ❤❤❤
@binamkidane472
@binamkidane472 4 года назад
ኦ ጎይታ ባዕልካ ሓልወና ካብ ክፉኡ ነገር ። ኣሕዋት please ነስተውዕል ዝኮነ ቀሺ ረኪብና ኢልና ኣባት ነብስ ይኩን እናማክሮም እቦታትና ኣቅሽሽቲ ንፍለጦምን ንመርምሮምን ይግባኣና ዋላ እካ ኣፍልጦ ኣይሃልወና ብዓቅምና ስቅ ኢልና ቀሺ ረኪበ ኢልና ኣባት ነብስ ኣይንሓዝ ብፍላይ ኣብዚ ሕጂ ግዜ ተሪሩ ዘሎ ምክንያቱ ኣለዉ ናትና መሲሎም ዝከዱ ግን ካኣ ዘይ ናትና so ኣሕዋተ ንጠንቀቅ ብዓብይኡ ካኣ ኣምላክ ይሓልወና ኣምላክ ምሳና ይኩን ፍቁራት ደቂ ፍቅሪ 🙏🧡🇪🇷
@swswiy9610
@swswiy9610 2 года назад
ኣቤት ኣምላኬ ካብ ከምዙይ ዓይነት ፈተና ሰውረና
@ዳኒ-ቐ3ጰ
@ዳኒ-ቐ3ጰ 4 года назад
እግዚኣብሄር ኣምላክ ከብዚ ይሰውረና እንቃዕ ምሕረት ወረደልኪ ክብርቲ ሓፍትና ጎይታ ባዕል ይቅረ ይበለን።
@tsedalmaryam9778
@tsedalmaryam9778 4 года назад
ስልጣን ሓዉና እግዚአብሔር ይሃበልና እቲ ልትገብሮ ኩሉ ብጣዕሚ ከምስግነካ ይፈቱ
Далее
POLI и Маша - Сигма бой
00:20
Просмотров 422 тыс.
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Просмотров 843 тыс.