Тёмный

ዛዕባ ሎሚ ቁጠባ ኤርትራ ካበይ ናበይ እዩ። ዶላር ኣበይ ይኽዘን ስለምንታይ? 

Fnan App Infotech
Подписаться 340 тыс.
Просмотров 36 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

22 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 118   
@yklmno5617
@yklmno5617 2 года назад
ዋው ኩሉ ገሊጽካዮ ውፎይ ዓቢ መምህር ናይ ብሐቂ መምህር ሐቂ ኢለካ አለኹ
@angish4430
@angish4430 2 года назад
እንቓዕ ደሓን መጻእኩም ፍናን ከምኡውን ውፉይ❤️❤️❤️
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 2 года назад
የቐንየልና ጀጋኑና ከማኹም ይብዝሑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@hagosdebesay8960
@hagosdebesay8960 2 года назад
ኣታ ፍናን ምስዚ ኩርኩር ትግራይ
@shimetghebremedhin7093
@shimetghebremedhin7093 2 года назад
ኣታ ኢዚ ውፉይ ሲ ብጣዕሚ ኢዩ ደስሕቀኒ ንኽልቴኹም የመስግነኩም ቀጽልዎ በርትዑ
@amlaktume6417
@amlaktume6417 2 года назад
thankyou lovely brothers 👍👍
@nasinetb1462
@nasinetb1462 2 года назад
Thanks Thanks Thanks 🙏🏾 🙏🏾🙏🏾📚📚📚❤️❤️❤️💯💯💯.
@ermiaskidane4239
@ermiaskidane4239 2 года назад
ኣብዞም ተስፋ ህዝቢ ዝኮኑ የህዋት ላይክ ሳብስክራይብ ምኢታውኩም ዘይተርፈኩም ዋላህደ ኣይክፈሎን ንተባባኣዮም መታን ክንኢወት
@tesfaywoldehariat4449
@tesfaywoldehariat4449 2 года назад
ጽቡቕ
@hagosdebesay8960
@hagosdebesay8960 2 года назад
ተሕዝን
@መሲሙሴላምሳኤል
@መሲሙሴላምሳኤል 2 года назад
ውፍይ ግን ናይ ኤርትራ መራሒ ተዘክውን ፅቡቅ ነይሩ ፍናን ከዓ ናይ ኤርትራ ጋዜጤኛ ምኮንካ ፅቡቅ ነይሩ። ግን ካዓ በርግፅ ንቅፃሊ ክትኮኑ ኢኩም
@andevasal1199
@andevasal1199 2 года назад
Dream doui
@andevasal1199
@andevasal1199 2 года назад
Zeykewn eba aythlemi
@filimonmehari3133
@filimonmehari3133 2 года назад
Ya bor
@መሲሙሴላምሳኤል
@መሲሙሴላምሳኤል 2 года назад
@@adeytube6750 ኢሂ ናይ ዳሓን ደኣ አዚ ኩሉ ሰሓቅ
@MorgenwirdbesseralsHeute
@MorgenwirdbesseralsHeute 2 года назад
ዘይተርፍ እዩ ውፉይ መራሒ ግድን እዩ ክኸውን
@smilesmile2096
@smilesmile2096 Месяц назад
GOD bless you brother wefeyou ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@halewbelom6192
@halewbelom6192 2 года назад
ውፉይ ማለት ነበረልና'ስከ ❤️❤️❤️❤️
@mebrahtomabraha504
@mebrahtomabraha504 2 года назад
ዉፍይ ጂግና ፋኒ ሃወይ የከንየልና
@amenamen1612
@amenamen1612 2 года назад
Thanks fnan& wufuý✅✅✅✅✅✅✅✅✅
@gudayeyaykonen6095
@gudayeyaykonen6095 2 года назад
Btaeim xebuk medeb 🥰❣️
@ruthh1755
@ruthh1755 2 года назад
Kem lomi sihike ayfelitin 🤣😂🤣 Yeqeniyelina Wufuy endasehaqina nimehar alena 👍👍 Thanks Finan as well 👈👍👍⭐⭐✌✌
@efremghebremedhin6873
@efremghebremedhin6873 2 года назад
ፍናን ጽቡቅ መደብ ። ዉፉይ ከም ወትሩ ብሉጽ መምህር ምካኑ ኣመስኪሩ እዩ። ርእይቶይ ግን ዉፉይ ካድረታት ኣብ ዝርዩኡ ዘሎዉ ኣብዚ ናትካ መደብ ሓደ ሓደ ግዝየ እንተ ተምጽኦም ንሱ ዉን ብደቁ ቅሩብ መዕረፈ ፡ ንሕና ዉን ክሳብ ክንደይ የፍሪ ኣሎ ምገምገምና , ዉፉይ ናብራ ዝመርሕ ምካኑ ካብዚ ዝጾሮ ዘሎ ከ ንፉዕ ንፉዕ እንዳ በለ ዲዩ ስቅ ክብል ወይስ ቅሩብ ሕገዝ ብህዝቢ ኣሎዎ እዩ ።ንስካ ዉን ካብዚ ቅሩብ ቅራቦ ዩ ት ብ ትረክቦ ኣታዊ ቅሩብ ሕግዝ እንተ ተብሎ ዝያዳ ተስፋ ምገበረ ። ብዝኮነ ኣብ ዉፉይ ኣድናቆተይ ትብዓቱ ፍልጠቱ ቃላቱ ብዙሓት ለዊጡ እዩ ። ፍናን ዳርጋ ካብ ዉፉይ ትሓምቅ ኣይኮንካን ሞ ቀጽሎ ነዛ መድያካ ካብ ቀጻልነት ክህልዋ ካብ ቫይሮስ ተጠንቀቅ ሕጊ መድያ ሒዝካ ኪድ ብኡ ቀጽሎ ኣጆካ ።
@milkiyasabreha2077
@milkiyasabreha2077 2 года назад
Wufuy jigna and fnan great 👍👍 I love you so much guys
@shishaymoba5033
@shishaymoba5033 2 года назад
good job
@ምድረሓበሻ
@ምድረሓበሻ 2 года назад
ሰላም ሰላም መማህራን
@js2974
@js2974 2 года назад
ሰላም ክቡራተይ
@Thz12
@Thz12 2 года назад
Thank you Fnan and Beyene 🦁😲
@fshaemha4000
@fshaemha4000 2 года назад
ኣብ ዕዳጋ ጥሪት ናይ መንደፈራ፡ኣብቲ ኣፍደገ ናይቲ ዕዳጋ ዓባይ ማኪና ሒዞም፡ ኣብቲ ዉሽጢ ዘየኤተኹመን ኢሎም ነተን ጤለበጊዕ ጸጺዕኖም ይወስድወን ነይሮም።
@Senafe-v2r
@Senafe-v2r 2 года назад
ወይ እዞም ሸፍቱ ! ህዝብና ኣበሳቢሶሞ
@flilmonmaeri9244
@flilmonmaeri9244 2 года назад
Seb zykonu
@doromdorom5271
@doromdorom5271 2 года назад
Nice wufuy you are so smart
@salemmahari1403
@salemmahari1403 2 года назад
Thank you ቡሉጻት
@teweldeberhantzeggai7854
@teweldeberhantzeggai7854 2 года назад
BRAVO, Beyene! Thank you! You should study Economics at a University level!
@fekedetesfay6745
@fekedetesfay6745 2 года назад
Beyenay resu kewexa university dea.eten kab hzbi ertra zrekeben qurub qurabo geru endealu anxar hzbi ertra zewelen zelo
@msegnabatha8832
@msegnabatha8832 2 года назад
ሰላም ፍናን ውፉይ በየነ ክብራት ተዐዘብቲ እንቋዕ ድሐን መጽእኹም 👍🌷❤️
@kalabaregawi1050
@kalabaregawi1050 2 года назад
በየነ ብጣዕሚ ዘስቅ እዩ ቀልዱ
@misginaberaki6911
@misginaberaki6911 2 года назад
Nice fani and wufuy keep going
@bahabelomhadgu4567
@bahabelomhadgu4567 2 года назад
good job ❤️❤😘
@hagosawushek1284
@hagosawushek1284 2 года назад
አጆኹም ፍናን በልዎም ነዞም ሸፋቱ!!
@berketokubay5988
@berketokubay5988 2 года назад
በጃኻ ፍናን ንኣቶ ኩብሮም ዳፍላ ኣምጽኣዮ ሓቀኛ ቁጠባ ትንታኔ ዝነበረን ዘሎን ክምህረና ብኽብሪ ነያታትና ደለይቲ ፍትሒ ንጠቀመሎም።
@debashaile1249
@debashaile1249 2 года назад
Wufuy and Fnan....I love your videos!!! Just a correction for Fnan..Hyundai is Korean car and not Japanese. For Wufuy...."STARVE" is the right word not Strave.
@asterkidane2035
@asterkidane2035 2 года назад
👌👌☝
@wedikelie4419
@wedikelie4419 2 года назад
Nkarneshm kea ezi kulu bahri b konetl zhafslu zneberna agdifna shabya gahaff King 🤴 wfuy you are my best
@meleymeley8215
@meleymeley8215 2 года назад
Welcome our analysis 💓💓💓
@hlnayumnbar4521
@hlnayumnbar4521 2 года назад
👍❤
@ዳዉንዳዉንካህዳማት
Memhrey enka dhan mexakum fnan ka tenkiw
@bahabelombahre
@bahabelombahre 2 года назад
ኣብታ 50ሽሕ ኣብ ዝክፍለለኡ ዝነበረ እሰያስ ዘይፈልጦ የልን ነቲ ከባቢ ብፍላይ ኣንጸርጺሩ ክጠፍኣሉ ስለ ዝደሊ እዩ ምስመን ከም ሓደሩ ዝፈልጦም መራሕትስ ኣይፈልጥን እዩ ክብል ነዚ ከምዚ ዓቢ ነገር ዘይሕሰብ እዩ ቀጽልዎ ጽቡቅ መደብ
@filimonmehari3133
@filimonmehari3133 2 года назад
Wufuy jenan 💗💗💗🇪🇷👌
@goitomteklu6681
@goitomteklu6681 2 года назад
በጃኻ ሓደ ሕቶ ምስ ሓተትካዮ ኣወደኣዮ ክሳብ መጨረሻ please ክንደይ ግዜ ከሙ ኢልናካ ኣለና ፍናን ኣብ መንጎ እናኣተኻ ሓሳባቱ ትሰርቆ ኣለኻ።
@negasikahsay9170
@negasikahsay9170 2 года назад
Tsbuk aleka adgi etehatsebkayos nab hamedu koynu
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 2 года назад
ንምዃ፡ኡ ኤርትራስ ቁጠባ ኣሎዋ ድዩ፧ ንባዕላ ተደፊና ተሓድር መስኪነይቲ ካብኣ የድሕኖ ህዝቢ ዓለም።
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 2 года назад
ደይ ነቲ መንእሰይ ጉልበቱ ንምምዝማዝን ዕድሚኡ ንምብኻንን ኢዩ እምበር ሓጽቢ ደልዲሎም ጽሒሮም ቁምነገር ክገብሩ ሃገር ከማዕብሉ መደብ ሃልዩዎ ዝመስለና እንተኮይኑ ግጉያት ኢና።
@שימישימי-נ7ס
@שימישימי-נ7ס 2 года назад
❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@aka_cr7.
@aka_cr7. 2 года назад
ሽጉርቲን በርበረን ናይ የመን ፍሉጥ እዩ ኣብ ኤሪትሬ
@መለይ-ፀ1ቨ
@መለይ-ፀ1ቨ 2 года назад
100%✅✅✅✅
@habtomentertainment8495
@habtomentertainment8495 2 года назад
Yes that is correct 👏👍👌 2008 ህግደፍ ዝገበሮ ጽሊም ታሪኽ ኣስካሕኪሕና'ዩ እኽሊ ኣብ ገዛ ገዛ ፈትሾም ወሲዶም ኣይንርስዖን ፡
@arfessa2571
@arfessa2571 2 года назад
ስርዓት ኣስመራ ራኢኡ እዩ ዘተግብር ዘሎ.
@eirtran.madae.e7591
@eirtran.madae.e7591 2 года назад
ዋላ እዚ ካሰር ዝበዝሕ ዘሎ ካብኡ ዝተመርኩሰ ይኩውን
@rawarawa6055
@rawarawa6055 2 года назад
ናይ ውፍይ ዘረባ ዘስሕቆ ይህሉ ዶ 😂😂😂❤
@ruthh1755
@ruthh1755 2 года назад
Ane aleku kem lomi aysehaqun gina kulu gizie eyu zeshiqeni xibuk yu endatezenagaena ni mehar alena🤣😂😂🤣
@mulubeiene3583
@mulubeiene3583 2 года назад
ውፉይ፣ ንየማነ ማንኪ፣ የማነ ጐብልስ ተባሂሉ ክጽዋዕ ሓቢርካና ኣሎኻ። ጐብልስ መን ከም ዝዀነ እውን ሓጺር መግለጺ ሂብካ። ጽቡቕ፣ ካብኡ ስፍሕ ዝበለ መግለጺ እውን ከተቕርቡልና ሙዃንኩም እውን ጽቡቕ ኣፍልጦ ይህልወና። እንተኾነ መምህር ኢሳይያስ ዝመሃሮ የማነ ማንኪ፣ የማነ ጐብልስ ኰይኑ ወጺኡ ትምህርቲ ምስ ወድአን፣ተመክሮ ምስ ደለበን ኣብ ትሕቲ ትዕዝብቲ መምህሩ። ደሓር እቲ ተመሃራይ ዝነበረ፣ መምህሩ ኰይኑ ነቲ ዝመሃሩ። ዘገርም ኢዩ።
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 2 года назад
ልዕሊ 18 ዓመት ንዝመልኦ እኹል ሰብከ ክትሕተተሉ ይግባእ ድዩ፧ ብወላዲኡ ዝእዘዝን ወላዲኡ ዝሕተተሉን ትሕቲ ዓቕሚ ኣዳም ንዘይበጽሐ እምበር ንሊዕሊ 18 ዓመትስ ክሓቶምን ከዕድዮምን ዘይሕጋዊ ኢዩ ዝሓቶ ስለዘይብሉ ግንደኛ ክሳዕ 50 ናቕፋ የዕድዮም መስኪን ህዝቢ።
@drarhayle5553
@drarhayle5553 2 года назад
Wifuy Belux menesey qexilo
@abrahatsenaregehey4442
@abrahatsenaregehey4442 2 года назад
ውፍይ ማለት ከዳዕ ኢና ንፈልጥ እንታይ እፍልጥካ ብዛዕባ ሃገር ብዛዕባ ትግራይ ፍለጥ ዓዋን
@ኣስሜ4101
@ኣስሜ4101 2 года назад
ዉፉይ ከም ወትሩ ቡሉጽ መንእሰይ
@tesfaybirhane4435
@tesfaybirhane4435 2 года назад
Nizi werikawi hawiNan ayana kimieu fiNan
@luley5106
@luley5106 2 года назад
Kalie nfnan hanti htoy entay ya ezia super stickers eilka zereba kurub eti nay RU-vid ayiaklekumn diu koynu ab zedln zeyedln gofundme trgum yeblun eilkum enda ankahkum nseb si shim keyra zela timesl eza lmano gn aytikori koys
@fnanappinfotech
@fnanappinfotech 2 года назад
Hawey natey habuna zbele yelen nzihabuna ena nemesgn zelena
@nyny3032
@nyny3032 2 года назад
እዚ ውፉይ ትዛረቦ ዘለኻ እኽሊ ምሕዳግ ግራት ምሕዳግ ዝረኣኽዎ ዝፈልጦ ዘጋጠመኒ ሓቂ ኢኻ ትዛረብ ዘለኻ ኣበይ እሞ እዚ ትዛረቦ ዘለኻ ሓረስቶት እንተ ዝሰምዕዎ ናይዚ ደንበ ፍትሒ ሓቅነትን ፈውሱን ምናፈቅዎ።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 2 года назад
"ህዝቢ ኤርትራ ብፍታዉ ኣብ ባርነት ዝነብር ዘሎ ህዝቢ እዩ" ይብሉ ገለ ኢትዮጵያውያን። እዚ ገለ ሓቅነት ኣለዎ ፡ ዝብሉ ለባማት ኣለዉ። ከመይ እንተልኩም ፡ እዚ ይመስል፥ እንተደኣ ኩሉ ኤርትራዊ ነቲ ዝዓጠቖ ብረትን ነቲ እተማህሮ ትምህርትን ሒዙ ፈቐድኦ ብጓሳ ጤልን ገመልን ቤጃ ሃደንደዋ እናተገርፈ : ናብ ስደትን ናብ ወጻኢ ሃገር ሃዲሙ። ንእግሪ መገዱ ንብረቱን ሰበይቱን ሓውቱን ንዓረበ ራሽያዳ በድዊንን ኣረኪቡ ፡ እሞኸኣ ብድሕሪ እዚ ኣብ ስደት ብማዕዶ ጥራይ ብዛዕባ ኤርትራ ኣብ ከንቱ ናይ ሓሶት ፈኸራ "ኤርትራውነት ኩቡር መንነት" እናበለ ዝግዕር ኮይኑ ፤ ገለ ውን ቋንቋታት ትግረ ትግርኛ ፈንፊኖም ብሓዊ ኣንዲዶም "ዓረባዊት ኤርትራ" ካብ ሓለሙ ፡ እዞም ኢትዮጵያውያን ከምዚ እንተሉ ከመይ ጌሩ የገርም? ....
@tekleabeba88
@tekleabeba88 Год назад
They're asking me more than two percent .and asking me bribe.
@debashaile1249
@debashaile1249 2 года назад
Mohammed Saeed al-Sahaf, better known to American reporters and TV viewers as "Baghdad Bob," was the Iraqi information minister from 2001 to 2003. During the 2003 U.S.-led invasion of Iraq, his outlandish pronouncements of Iraqi military supremacy became the source of amusement to many in the West.
@adhanomdemoz2279
@adhanomdemoz2279 2 года назад
Wedi. Gehb
@መሰለይክገሃስኣይፈቅድን
👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽✅✅✅✅✅✅👌🏽👌🏽👌🏽
@msegnabatha8832
@msegnabatha8832 2 года назад
ፍናን ሐደ ማዐልቲ እባ ንባዐል ኩብሮም ዳፍላ አምጽአዮም ምሳኻ እንድዮም ዘለዉ
@destalemtesfa8659
@destalemtesfa8659 2 года назад
ሰፈር ቸራሩ መእሰሪ ኣድጊ መእሰሪ ብዕራይ ክገብሮ የ እዚ ሰሪሕክሞ ዘለኹም ማለቱ እዩ
@banaksemere823
@banaksemere823 2 года назад
ygerim eyu nayzom denakur fashishtawyan
@tsegayamora6024
@tsegayamora6024 2 года назад
ኣብ ባጽዕ ኣብ ርእሲ ምድሪ ተቐቢሩ
@berhaneteame4141
@berhaneteame4141 2 года назад
ፍናናን ልኬዕ ኣኻ በዕሉ ኤሰያሰ አብቲቪኤረ ዝተዛረቦኢዩ ምኽንያቱ እቶም ሓረሰቶሰ አብከተማ ምህርቶም ምሻጥ ሰለዝኽልኦ ቡሑቅ አብ ዕትሮ ጌሮም ንኽተማከእተዉ ምሰተታሕዙ ባዕሉ ኢሰያሰ ዝተዛረቦ ኢዩ
@Habesha28
@Habesha28 2 года назад
ህግደፍ ከጥምየካዩ ዝሰርሕ አብ ሞንጎ 30 ዓመት ሐንቲ መዓልቲ ድጎማ ጌሩ አይፈልጥን እስቲ ሕተቱ ነብስወከፍ ክንደይ ከፊሉ
@abrahamtekle4944
@abrahamtekle4944 2 года назад
ገዛ ምፍራስ ዋላ አብ ባረንቱ ብብዝሒ ኔሩ
@lovetwo7220
@lovetwo7220 2 года назад
Aye beal finan, lomis ember hizbi Eritrea felitikom. Tigray teawet trah bel. Kemu yu zexebkelka. Economy nay zkone hager ms zdekm embear msrah eyu fewsuuu. Hasewti
@almazhayle911
@almazhayle911 2 года назад
Tehzin
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 Год назад
ፍናን መድያ ወዲ ፈራዳይ ሎክሞኛ፥ኣብ ቲቪ ኣሪ አቶም አንዋጎኦም ዝነበርና ፍትሂ ሚሂሮምና አትብል ኣርአስቲ ሂዙ ኣጀውጅው ክብል ሪኣዮ ኣለኩ ፥ከስህቀኩምን፥ክገርመኩም አዩ ፥ሃሰስ በላ፥
@divoraafrikashop7895
@divoraafrikashop7895 2 года назад
awak Anta fnan naka eye ab zena zsemaka nere awy azney
@luley5106
@luley5106 2 года назад
Kkkkkk zblae molikikum diu zeyti molikukum diu entay beliu u zkeyd zelo ezi hzbi❤ nay bhaki wufuy
@wegihutesfamariam1567
@wegihutesfamariam1567 2 года назад
ክልተ ኣባጊዕ ናይ ኣውስትራልያ በሊዕና እወ። ቆርበተን ቀሊጥኩም ሃቡና ይብሉና ኔሮም። ኣብ ሰባር-ጉማ ኔርና ሽዑ፡ ካብ ጋሕቴላይ ንባጽዕ ኣቢልካ ምስ ሓለፍካ ኣብ ጎልጎል ብሓጹር ተዳጒነን ኔረን
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 2 года назад
ኣሪትራ ባአሉ አቲ ዲክታቶር ተዛሪብሉ አዩ፥ቁጠባ ኣሪትራ ካብ ኢድ ናብ ኣፍ አምበር ቁጠባ ኣሎ ኢልካ ክትዛረብ ኣይትክአልን ክብል ከይሃፈረ ተዛሪቡሉ አዩ፥ሃንቲ ሃገር አዚ ኣይነት ቁጠባ አዝን ከምዝን ናብ ወጻኢ ትልአክ፥አዚን ከምዝን ድማ ካብ ወጻኢ ተኣቱ ንህዝባ ድማ ክንድዚ ወጻኢ ብምግባር ንህዝባ ድጎማ ትገብር፥ዝባሃል ኣብ ኣሪትራ የለን፥ህግደፍ መረትን ባህርን ሰማያት ኣሪትራ ከይተረፈ በዚ ኣምጺ ጉጂለ ህግደፍ ገቢቱ ህዝቢ ኣብ ቁጠባ ሃገር ክሳተፍ ማለት ብህታዊ ትካላት ብምምስራት ናብርኡ ከማሃይሽ ይግባአ፥አንተኮነ ህግደፍ ብመሰረቱ ጸረ ሙሁሩን ጸረ ሃብታም ወልቀ ሰብ ክህሉ ኣይፈቅድን፥በዚ መሰረት ደቂ ሃገር ገንዘቦም ካብ ኣሪትራ ወጻኢ ከም ኡጋንዳ፥ኣንጎላ፥ደቡብ ሱዳን፥ወዘተ ገንዘቦም የዋፍሩ፥ህግደፍ ኣማጽን ገባትን ስለዝኮነ ዝኮነ ይኩን ውልቃዊ ወፍሪ ኣብ ኣሪትራ ከይህሉ መኣልትን ለይትን ከይደቀሰ ዝሃድር ማፊዞ ስትኣት አዩ፥ህግደፍ ናሰርተታት ኣመታት ወርቂ ማአድን ፍሪያት ብቢልዮናት ዶላራት ኣብ ናይ ዉልቁ ማህፈዳ ብምአታው ንተቃወምቲ ሃይልታት ምብራቃዊ ኣፍሪቃ ብምህጋዝን ብመአቅጣቅን ኣብ ነፍሲ ብባህሪ ይኩን ብመረት ዝዋሰብኦ ሃገራት ጣልቃ ብመአታው ህውከትን ኩናትን ብምፍጣር አዩ ገንዘብን ሃብትን ኣሪትራ ዘባክኖ፥ስለዝኮነ ኣብ ኣሪትራ ህዝቢ ንበተሰቡ ብዝሰዶ ዶላራት 80% ኣብ ማህፍድኡ ብምአታው አቲ ዝተረፈ20% ጥራይ ኢዮ ነቲ ዝተሰደድሉ ስድራ ዝህቦም፥ህግደፍ ብመሰረቱ ህግን ፍትህን ዝባሃል ስለዘይብሉ ኩሉ መግለጺ ቁጠባኡ ዘይህጋዊ ኮትሮባንድ ምዝውዋር ደቂ ሰባት ብኣቢኡ ዝጥቀመሉ ሃደ መግለጺ ናይዚ ጸሊም ማፊያ፥ተባሂሉ ክጥቀስ ይካኣል፥
@ኣለኹኣምላኽይመስገን
ውፉይ ሞዴል መንእሰያት
@mulugetanegash594
@mulugetanegash594 2 года назад
ዘረባኻ ዘረባ ለቱ እዪ ( ዘረባ ለቱ አየውፍር አየእቱ ) ይብላ በዓል አደይ።
@eliasweldemichael3710
@eliasweldemichael3710 2 года назад
1:00:12 Eway abzias ab 2015 memhr koyne ab Kehawta nay ztekarekwa room nay hade habtam seb bdozer kefrsu neta me'ekobitey zneberet kfli wn akal nayti hintsa sle zkonet ms aratey lekimoma ...beqa metewi siene maexo techefliqu.....bia nefitse ms mexaku... Natna aywdaen eu. Ajokum kwegih eu .
@tesfaybirhane4435
@tesfaybirhane4435 2 года назад
yibel agalalixa
@tesfaywoldehariat4449
@tesfaywoldehariat4449 2 года назад
@paulosmelake468
@paulosmelake468 2 года назад
Ewe gefa nay ensesa yegebru eyom
@lulagebrehiwet3165
@lulagebrehiwet3165 2 года назад
Ab kebabi Mendefera ab Awudi mexiom iyom zmzgbo nerom kemu tray aykonen nay Hrsha mereit Ngezawuti kdmi 14 amet teadilu ksab hiji Ayteserhe ayteharese Konto ybadm alo
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 2 года назад
Tkkl Lula habtey. Ab adina dhri 15 amet lomi adilomo kkk
@wediasmera7883
@wediasmera7883 2 года назад
Eza guday edamin bokosa iseyas entay alo zeygebero elkum ms hzbkum tetewerardu des mbeleni fani wufuy dereja zefelali welhanti aytrekbelomn eka eko zigermeka alem bkemzi niseyas lomi trio zela eya triom nera nioom keman bdhriu ab mwxom entay tefetiru bdekiku tenzerarebelu mkniyatu gele seb dhri iseyas frhi yreayo eyu ane 0% frhi yebleyn gin kisab kindey eyu tekeydu ab gega mengedi nktmleso zelo mengedtat ke entay aynet kikowun yikiel hzbna after ezi srat lomi confidence kihlwo eyu ab mengedna hagazi ymesleni
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 Год назад
ሻአብያ ሃደህደ አዋን ስም ትስአነሎም ፥ተግባር ሻአብያ ኣብ ሊአሊ ህዝብና ዝፈጸሞ ተግባር ( the holodomor) ጽብቅቲ ንህግደፍ መንደፍ አትገልጽ አያ ፥
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 2 года назад
Ab emni hayli lemidna zeakebten 2 ribiet taf n temaharay weda kthbo tekariyu znebr kehdiguwa fetinom. Leminatom abyoma habina elom. Haray belu kwerd kabza mekina ela. Kab nskum kehadti dekina twesduwo ela abzi derbiya fah fah abilato. Msti Hamed hwuswus abilato. Kharma hasibu hade, gidef adena knharm xebuk aykonen elomo.
@ermiwedikeshi3579
@ermiwedikeshi3579 2 года назад
Ata fnan medebka etekrbo medeb btaemi xbuk eyu tfelto zeyblu baeba kotoba mdebka fh aytebl
@luley5106
@luley5106 2 года назад
Coz etom kaliot abeyti chanelat kab seb like and subscribe tray eiyom bfkri zihatu
@misghnadelina2831
@misghnadelina2831 2 года назад
ተሳኺዕሉ ገዲፍኩም ሰሊጥዎ በሉ
@redsea3274
@redsea3274 2 года назад
Kindey atal kebti nerenaka
@msegnabatha8832
@msegnabatha8832 2 года назад
ሽግሮ ናይቲ ጓሐፍ ህዝብና ናይ ደም ካንሰር ይሳቀ አሎ
@mhreteabgebrezgi5341
@mhreteabgebrezgi5341 2 года назад
Bihik zhigerela hager si kkkkkkkk kemey geyrka economi bkemzi kwisik nay bhaki
@ከምዓለመይ
@ከምዓለመይ 2 года назад
ፐው ውፋይ ንዓኻ ዝወለደት ኣደ ንዓኻ ወሊዳ መኺና ትኸውን ክልኣይ እንታይ ይገብረላ ንስኻ ክንዲ ሽሕ ኢኻ 4,000,000 ህዝቢ ተኣኪቡ ከማኻ ኣይመጽእን እዩ ሰላምካ ይብዛሕ ብጻይ ውፍይ ::
@ተስፋለም
@ተስፋለም 2 года назад
😄😄😄
@tadessewoldu3266
@tadessewoldu3266 2 года назад
Zayte bele nay sebhe nemsh zekwen et zayet ab sehay yemkek kab jerka yefase maden zay belo nekanser yekale alo Abage klo kanesar eyo tey ngrat hgdaf tey megbe ayetwen eyo kaselwo ajekom
@piyaryohanakehasesarahana
@piyaryohanakehasesarahana 2 года назад
ዉፈይ ያሆ ተወዲኡካ በቃ ማዘ እልካ ከይ ተረዳኣካ እብራይስ ተዛሪብካ 56:25
@mulugetanegash594
@mulugetanegash594 2 года назад
ዓጃው መንፍለጥ ኢሉካ ብዛዕባ ቑጠባ ኤሪትራ። ብዛዕባ ዓድኻ ትግራይ ግበር ህዝብኻ ብጥምየት ይመውት አሎ ። Loser.
@ERIEPHTV
@ERIEPHTV 2 года назад
Tezaribe ilka dkia Adi yblka awedi
Далее
Как не носить с собой вещи
00:31
#kikakim
00:17
Просмотров 8 млн
Как не носить с собой вещи
00:31