Тёмный

ዛዕባ ሎሚ ዝኽሪ ኣቦና ብጹእ ወቅዱስ 3ይ ፓትርያርክ ኣቡነ ኣንጦንዮስ 

Fnan App Infotech
Подписаться 332 тыс.
Просмотров 84 тыс.
50% 1

fnan app infotech
ሰላም ተኸታተልቲ መደብና ቻነልና ኣብ ትምህርቲ ሓዘል መደባት ዘተኮረ ኮይኑ መዓልታዊ ብዝቀርብ መደባት ስፖርት ውን ዝማሞቀዩ።ዝኾነ ሰበ ኣብመደባትና ከቅርቦ ዝኽእል መደባት ኣለኒ ዝብል እንተሎ ማዕጾና ርሑውዩ።
ኢመይልና fnangebretinsae@gmail.com
ንእትህቡና ሃናጺ ርኢጥዕጥእጥ እቐዲምና ነመስግን
ናይ ፌስቡክ ኣድራሻና
/ finan.gebretinsae
ናይ ዩቲዩብ ኣድራሻና
• ገንዘብ ዘኻዕብቱን ሚልዮነር ዝገብሩ...

Развлечения

Опубликовано:

 

28 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 264   
@nk-yp5yw
@nk-yp5yw 2 года назад
እግዚአብሔር ይመስገን ጎይታ ንኩሉ ስለዝፈቀድካን ዝሰራዕካን ንአቦና ብጹዕ ዎቅዱስ አቡነ እንጦንዮስ ድማ ናብ ሕቅፊ ቅድሳን አቦታትና አብርሃም ይስሃቅን ያዕቆብን ይቀብለልና በረከቶምን ረዲኤቶምን አይፈለየና አሜን💒♥️
@muluegerye6307
@muluegerye6307 Год назад
Anune
@fithawitzenagebriel1953
@fithawitzenagebriel1953 2 года назад
ኡፍፍፍፍፍፍ ኣቦይ መዓረይ ኣቦይ ኣቦይ ኣቦይ ብጥራዩ ርእስና ባ ጌጋ ትምህርቲ ብዛዕባኹም ርእስና ተሃኒጽና ይቕረ ግበሩለይ ኣቦይ መዓረይ ጸሎትኩምን በረኸትኩምን ኣይፈለየና እግዚኣብሄር ዕረፍቲ ይሃብኩም እግዚኣብሄር
@ariammengisteab7300
@ariammengisteab7300 2 года назад
ሰላም ኣቦና ዝዛረብዎ ኩሉ ሓቂ ኢዩ ፍናን ሓውና ኣብዚ ግዜ ክልተ ጳጳሳት ኣለዉ ኣቦና ፓትርያርክ ኣንጠንዮስ ዝድግፉ ክልተ ኣንጻራት ድማ ስለዚ ብኣቡነ ሽኖዳ ዝማሓደሩ ኣቅሪብካ ፍልልያቶምን ኣብ መኣዲ ዘተ ዝቀርብሉ መንገዲ ንፍጣር ፈትን ኣምላኽ ይባርካ
@efremhabte3610
@efremhabte3610 2 года назад
ክብርቲ ሓፍተይ እዚ ትብልዮ ዘለኺ ብወገነይ ጽቡቕ ኮይኑ ኣይስማዓንን ። ምኽንያቱ ንኦርቶዶክስ ሃይማኖትና ሰይጣን ካብዝፈታተና መዋእልዩ ኮይኑዩ ። ስለዚ ድማ ምምስኻ ፣ መን ሓቀኛ መን ካሓዲ ፣ ዘይኮነ ዘድልየና ኣብዚ እዋንዚ ኩልና ኣብ ፈጣሪና ቀሪብና ምሕረት ክንልምን እዩ ዘለና ።
@amanfreta9814
@amanfreta9814 2 года назад
ፍናነይ ብርሃን ዓይኒ ብዓል ሕልና !አምላክ ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።ያሆ ሽሕ ዓመት ንበር ብሐቅን ጥዕናን
@zebibadhanom8219
@zebibadhanom8219 2 года назад
መንግስተ ስማያት የዋርሶም ነቦና፣ ተባዕ ቀሺ ማሪቆስ ፣ ዕድመን ጥዕንስ ይሃብካ ፍትሓዊ
@andom8177
@andom8177 2 года назад
Tankes fenan hawei❤️🙏💒mengste semay yewarsom nbetesb xnat yhabkum
@ngstik2kahsu699
@ngstik2kahsu699 2 года назад
ፍናን ለባም ሓውና ምስ ሓቅን ውፁዑን ምውጋን ናይ ሕልና ዕረፍቲ ይህበካ እዩ እሞ አብ ጎኒ ውፁዕ ህዝቢ ትግራይ ምካንካን ን ኣቦና አብነ እንጦስ ድምፂ ምካንካ ዘሕጎስካ ሓቅካ የሕጉስ እዩ እሞ ንኣቦነ ናብቲ ሰመያዊ አምላክ ከይዶም እዩም ሞ መላእክቲ ብዝማሬ ይቀበልዎም፣ኦቦና ቀሺ ማርቆስ ውን በርትዑ ተጋሩ ትግራይ ውን አብ ጎንኩም አለን ኩልና ካብ ኣቦና ክንመሃር ንሓቂ መስዋእቲ ክንከፍል ፣ንዓመፅቲ ክንቃለስን አምላክ ይሓግዘና ልቦና ይሃበና።
@senaitabraham3763
@senaitabraham3763 2 года назад
Thank u Fnan በረኸቶም ይግደፍልነ አሜን
@luchiatekle434
@luchiatekle434 2 года назад
Way we are here brother so Eritrea and Eritrean peoples are need strong prayer.we got lost thanks.
@zerastionokubay5852
@zerastionokubay5852 2 года назад
Hanty hto ጸሎት ክገብሩ ከለው ነዴና ድንግል ማርያም ዘየልዕላ ክትሓቶ ኣብ መጻኢ ተስፋ ንገብር.
@abeltesfabrhan4325
@abeltesfabrhan4325 2 года назад
ተሃድሶ እንድዩ ከመይ ጌሩ ክጽዉዓ እዚ ድሁል
@sofiateklezgi1832
@sofiateklezgi1832 2 года назад
ንሕና ሕጉሳት ኣይኮናን ኣቡነ እንጦንዮስ ፡እበር ካልእ ፓትራለኽ ዝተቀኤ ኣይንፈልጥን ኣይንኣምንን ከኣ ፡ይቅረ ይበለ ልና ኣሜን ፡በረኮቶም ይሕደረልና ኣሜን
@Awetnwxat
@Awetnwxat 2 года назад
ኣቦና ጉያኦም ብዓወት ወዲኦም ዛዚሞም ኢዮም።ሕጂ ናብ ናይ ሰላም ቦታ ተሰጋጊሮም ኢዮም።
@user-di4ko7dm5e
@user-di4ko7dm5e 2 года назад
ኣነ ዘፍርሃኒ ዘሎ ናይ ኣቦናስ ጸገም የብሉን ፈጣሪ ሓርይዎም ዩ!? እዛ ትኣልዮም ዝነበረት ሓፍትና ምስጢር ትፈልጥ ያ ኢሎም ከይ ቀትልዋ ገለ ጻዕሪ ክግበር ኣለዎ?
@Teklit632
@Teklit632 2 года назад
Fetari abailu yhaliwa hawey natey
@kibromkidane4562
@kibromkidane4562 2 года назад
Aye beal bealom feredti tiali teneyratom dea kemey abilkum 15 amet tehayirom tibliwom alekum aye beal bealom feredti ente nebona ab genetu ekebelom ente natkum emo n beal keshi hatiat muse semiekum tiferdu tedengitsu
@solomonaman6234
@solomonaman6234 2 года назад
@@kibromkidane4562 kid rhak aryos, hlna albo
@freweinitekle9179
@freweinitekle9179 2 года назад
ኣጆኻ ኣይትፍራህ ክንድዚ ንሓደ ቁዱስ ኣቦ ዘገልገለት ኣምላኽ ኢስራኤል ንበይና ኣይገድፋን እዩ ጾሎት ናይ ኣቦና ኣቡነ ቁዱስ እንጦንዮስ ኣይፈለያ
@elfagebrehiwet9444
@elfagebrehiwet9444 2 года назад
አቦና አብ መግስተሰማዮም ዝአትዉ አምላኽ እዩ ዝፈርድ ኦጎይታ አብ የማናይካ ተቀበሎም 😭😭😭 ጽንዓት ይሀብ ንስድራቤት
@user-hv1dn8rg1w
@user-hv1dn8rg1w 2 года назад
በረከቶም ይሕደረና ብፁእ ኣቦና ሰብኣይ ጠፊኡኒ ኣሎ ግና ፍናነይ
@vipistarl5973
@vipistarl5973 2 года назад
ዳሓን ኣቦይ ቀሺ ንስክም ጥራይ ኣምላክ ይሓግዘኩም ብዝሕ ሰብ መሂርኩም ንዖም ዕረፊቲየ
@andebrhangebremedhin495
@andebrhangebremedhin495 2 года назад
Well come kbur Abona, God bless him, wishing to him to live in heaven!!
@merikahsay1557
@merikahsay1557 2 года назад
Nay bahaki kudus abona breketom ayfeleyna buzuh mesgedel halfom abmakl gedamom 😭😭😭
@asmeraabeba7443
@asmeraabeba7443 2 года назад
Marekos haswe mad man.
@shishayasmelash295
@shishayasmelash295 2 года назад
ሰላም ፍናን ፡ ነቦና ቆምስ ገብረምካኤል ኣምጽኣልና። መብርሂ ክህበና
@tareketesfamicael4793
@tareketesfamicael4793 2 года назад
ዝኸበርኩም አሕዋት ዝኸበረ ሰላምታይ ይብጻሕኩም:: አቦና ቅዱስ እንጦንዮስ እታ መንግስተ ሰማያትተኸፊታ ከም እትጸንሖም ጥርጥር የብለይን:: አቦና ቀሺ ማርቆስ ዝገበርካዮ ቃልሲ ብሓቂ ምስጋናይ ወሰን የብሉን:: ኩሉ ግዜ አምላኽ ምሳኻ ይኹን ደው የብልካ:: እቲ ዝገርም ግን ንሓደ ወዲ 90 ዓመት ዝዕድሚኡ ፓትርያርክ ን16 ዓመት ካብ ቤተ ክርስቲያኑን ካብ ህዝቡን ምፍላይ ከመይ ዝብለ ሰይጣናዊ ስራሕ ምኻኑ ዘገርም እዩ:: ንሶም ግን ምእንቲ ሓቅን ፍትሕን ታሪኽ ሰሪሖም ዝሓለፉ አቦ እዮም:: ንህዝቢ ኤርትራ ከኣ ራሕሲ ይግደፉልና::
@abeltesfabrhan4325
@abeltesfabrhan4325 2 года назад
መን ኢልካ ተኸፊታ ከምትጸንሖም ሱቕ ኢልካ ኣብ ቦታ ፍርዲ ኣይትቀመጥ ቀሺ ማርቆስ ከኣ ጩዉ ዝበለ ተሃድሶ ኢዩ ክፈቱ ክትጸልእ
@letenkelleklebrhan1058
@letenkelleklebrhan1058 2 года назад
Wey markos debas bezom kubur Abo aytshekt xolotka keman bgbue ay gebrka abuna zemesemayat bselam kudus gebriel melak yelen guzeka kexl elka alo ere besmab weladit amlak xlala ayfeleyen abona entenyos bereketom yhderena mtlal bshim abona gn yakl
@godkeepingus1354
@godkeepingus1354 2 года назад
ደስ ዝብል ፋኔ ሓወይ ኣቦና ጸሎቶም በረከቶም ምስኩልና ይኹን 🙏🙏🙏
@selamnikulu-ol1ul
@selamnikulu-ol1ul 2 года назад
ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ ወሪዱዎም ኣቦና፡ዘላኣለማዊ ዕርፍቲ ይሃቦም! ብጾቶም ኣሕሊፎም ሂቦሞም ከም ጵላጦስ፡ሰነፋት እዮም ናይብሓቂ።
@membereyemane683
@membereyemane683 2 года назад
Berektomn redietomn yhderena🙏🙏🙏
@jhonbrhane6090
@jhonbrhane6090 2 года назад
ane btami zegermeni bzaba fnan u azi da mo (ቶክላ ) ኡ ኮ
@selemawitzemenfes3096
@selemawitzemenfes3096 2 года назад
Amlak yhagzena amen
@ibrahimali6657
@ibrahimali6657 2 года назад
Allah yirhamom
@kibromyowhans7260
@kibromyowhans7260 2 года назад
ኣቦና በረከቶም ኣይጋደፈና
@mengsteabhabtemaryam2540
@mengsteabhabtemaryam2540 2 года назад
አቦይ ቀሺ መርቆስ ብዙሕ ሰብ አፍሊጥከም ኢኩም በረከት ናይ አቡነ እንጠንዮ መሳኩም ምሳናን ይኩን
@user-vx2qv7gy5i
@user-vx2qv7gy5i 2 года назад
*ፍናን ናይ ብሓቂ ፍናን ኮንካና ኣለካ ፎርሳ ወዲ ህዝቢ ኣጆካ ብዱል ህዝበይ ቀርብና ኢና 🙏*
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem 2 года назад
ፍናን እቲ ትሓቶ ሕቶ ብጣዕሚ ኢዩ ዝምስጠኒ ኣፍልጦ ዝተሓወሶ ኢካ ትሓትት የቐንየልና
@woredeimam6966
@woredeimam6966 2 года назад
ኣቡነ ኣንጤኖስ ልኪዕ ከም ቶም ቁዱሳን ሐዋርያት ዝሓለፉ ካብኣቶም ኣይፍለዩን ኢዮም ስለ ዚ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ክሰፍር ኣለዎ ።
@medhntekle4781
@medhntekle4781 2 года назад
ኣቦና ብሰላም ይዕረፉ(R.I..p) በላ በላ ዝብሉ ካብ ሃገርና የርሕቐልና ክርስትና ገድሊ እዩ ኢሎም ዝምህሩ ብሓይሊ መንፈስ ቅዱስ ዝብርቱዑ ክርስቶስ ጥፍኣት ሓደ ከምዘይደሊ ምእንቲ ኩሉ ከምዝሞተ ዝምህሩ ብቃል ኣምላኽ ዝበርቱዑ ይሃበና ፈጣሪ ክርስቶስ ጥፍኣት ሓደ ኣይደልን እዩ።
@fthi3585
@fthi3585 2 года назад
አቦና ቀሺ ማርቆስ ደባስ አቦ ሐቂ አቦ ተስፍ እድመን ጥዕናን ይሀብኹም እግዚአቢሔር ናይ አገልግለትኩም ዘበን ይባርከልኩም አምላክ እሜን አሜን አሜን አቦና ቁዱስ እውን እንጥንዮስ ናይ ዘበና ሀዌርያ እዬም ንዓና ንኤርትራዊያን ግን ግፍዒ ናይቦና ውሕጅ ኮይኑ ከይወስደና እግዚአቢሔር ይቅረ ክብለልና ንፀሊ 🙏🙏🙏😭🙏😭
@edenmussie5550
@edenmussie5550 2 года назад
ኣቱም ሰባት ምስ አምላኽ ብሽሙን እባግደፉ ዕስቡ ካልእ እዩ ኣቱም ሰባት ምስ አምላኽ ብሽሙን እባግደፉ ዕስቡ ካልእ እዩ እዝግዮ መሐረና ክርስቶስ ቃሉ ንዘይ ሐልፍ እስኩ ትፈትኩ ትፈርዱ አስተብህሉ ከምሰራቂ ኮይኑ እመጽእ አሎ አብዚ ዘለናዮ ስደት እቶም ብሰላም አቶም ዝወጹ ንመዕልቲ ብፍቃድ አምላኽ ክግዕዙ ንርእይ እንኮን እዞም አቦ ብዕድመ በዕል ጸጋ ንሩሕ አምላኽ እበር ሰብ አይወስዳን እዩ እዝግዮ ስለ አታዊ ፕረፖጋንዳን ብሽምክካ ዛተዩ ሐጥያትና ብዚሑ ምሕረት ነዚ ጎደሎ እምነት ውለዶ
@samsombrhane3209
@samsombrhane3209 2 года назад
Amlak b yemanay edu ykebelom 🙏🙏🙏
@henok2826
@henok2826 2 года назад
ፍናን ትሓቶ ሕቶ ብጣዕሚ ዩ ደስ ዝብለኒ
@tsegayafeworki4419
@tsegayafeworki4419 2 года назад
Guahaf
@tsegayafeworki4419
@tsegayafeworki4419 2 года назад
Denkoro silezikonka gidn des kibleka eyu
@shishaytesfamicael8662
@shishaytesfamicael8662 2 года назад
tay geruka beka akilna di u hmak knzareb
@efremambesa1544
@efremambesa1544 2 года назад
ዘንብዕ ታሪክ
@zewdiamlessom5795
@zewdiamlessom5795 2 года назад
ምኤንት ፅድቂ ዝሰደዱ ምንግተ ስማያት ናኣቶም ኤያሞ ብጽኣን አዮም ሕጂ ዝጉህዩ ክሕጎሱ አዮም ኤሞ ብፅኣን አዮም አሜን 🙏
@trueloveisneverend4110
@trueloveisneverend4110 2 года назад
God bless you guys i am so proud of you fnan you are so smart and nice person keep it abona kea mengste semay yewarsom kulu gzee yhateka n dani wedi memhr amxayo ba bejaka
@kiflemariamwoldu4524
@kiflemariamwoldu4524 2 года назад
ፓትርያርክ ኣንጦንዮስ ብሓቂ ሃዋርያ ክርቶስ እዮም። ብዘይ ፍርሃት ፍትሓዮም ኣብ ፍርዲ ይቕረቡ ብምባሎ ተኡአኒኖም። መን ኣሎ ብድፍረት ኣክንዲ ውዙዓት ዝዛረብ?
@user-yt8bn1ml9v
@user-yt8bn1ml9v 2 года назад
Egzabiher baeru mhret yewrdelna
@diyanaeyob8051
@diyanaeyob8051 2 года назад
Abona Mengste semay yewarsom 😭😭😭😭😭😭😭😭😭🙏🙏🙏
@Rahel248
@Rahel248 2 года назад
ቀሺ ማርቆስ ሓወይ ኣምላኽ ይባርኻ ❤️
@user-tf4rk1ev4l
@user-tf4rk1ev4l 2 года назад
Fnann bro we love you
@frelimonasgedom3031
@frelimonasgedom3031 2 года назад
Sk bel keshi hatyat kem tera seb aymgeberkuwon nezi msh keshi fnan Interview tekrbom sebat hasabom kulu kab wedi 5 amet kolia eu kulom temxiom bsul hasab zelewo ayrenalkan
@solomonaman6234
@solomonaman6234 2 года назад
Mush do big ox!
@senaythabteab284
@senaythabteab284 2 года назад
Mengste semay yewarson nabona nskum gn ab fkad Egziabhar eidkum ay teatwu ay tfredu nkey nfred kulu fkad amlak eyu Egziabhar bmhretu yzekrena poletika kal emnetna kale Egziabhar ab amnetna yexnana Egziabhar amlak 💒🇪🇷💒💒💒
@girmayghebreab6446
@girmayghebreab6446 2 года назад
🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤️
@sidonatekeste5888
@sidonatekeste5888 2 года назад
Betami zehzen tarik. Eritrawyan ezi keman wehiduna mekera
@senaitsequar70
@senaitsequar70 2 года назад
ፍናን ሐወይ እቲ ዝገርም ነገር ናይኡቦና አቦነ ዲራስ ማዓልቲ ምዕራፎም እዚ ዓቢ ታራኽ እዩ እግዛእቢሄር አብ የማናይ ኢዲ የቀምቶም አሜን 🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️
@azieb09
@azieb09 2 года назад
ክብሪ ይሃብካ ፍናን ንዚ ዝክረብካዮ
@bekhitamerke2938
@bekhitamerke2938 2 года назад
Gexkum Tirhek Hesewiti Agametat
@tesfsytesfa4881
@tesfsytesfa4881 2 года назад
አብ ዕራዕሮ ዝታአሰረሩ ባዐል ቢቶው ከሙኡ ውን አቦና ህዝቢ ኤረትራ እዩ ጠልሙዎም
@HealthEri
@HealthEri 2 года назад
እዞም ኣቦ፡ ኣዝዮም ተባዕ ኣቦ እዮም
@zafuberhanehabtegaber9621
@zafuberhanehabtegaber9621 2 года назад
🙏🙏🙏😭😭😭
@kerenmariamdearit7733
@kerenmariamdearit7733 2 года назад
Finan kea Wedi kereney ika 🥳🥳🥳🥳🥳🥳🥳🥳kemey dikum tekruuniiiii bel an keren GAZETENAAAA KUWANKA KITSERIHHHH HAXYEKA ALEKUUU 🥳🥳🥳🥳🥳🥳
@letischsamuel7908
@letischsamuel7908 2 года назад
ምሕረት የዉርደልና ዘመነ ኣካሒዳ
@ezgabheryemasegen6009
@ezgabheryemasegen6009 2 года назад
እዋይ አቦይ ማዐረይ ይቅረ በሉልና ንሕናም ማአስ ሐጊዝና😭😭😭
@WediYbrah
@WediYbrah 2 года назад
Mengste semay ywarskum abona 😭😭😭😭
@haragtes5360
@haragtes5360 2 года назад
😭😭🙏🙏
@user-te9kv8ce1s
@user-te9kv8ce1s 2 года назад
አብ አጸደ ገነት የንብሮም ፈጣሪ አቦና ጽንዓቱ ይሃቦም ንቤተሰብና ፈተውቶሙን ግን ብህይወት ናሃለዉ ዘይትቃወሙሎም ነበር ማለተይ ክፍትሑ ምእንታን
@solomontecle8927
@solomontecle8927 2 года назад
የቀነየልና ኣባ ቀሺ ማሪቆስ ናይ ኩቡር አቦና ፓትርያርክ አባ ኣንጦንዮስ እቲ ቀንዲ ዘሔጉስ ኣብታ ተማሂሮም ዝዓበዩላ ገዳሞ ሓመድ ብምልባሶም እንቋዕ ደስ በለካ ኦርቶዶክስ ኣማኒ ክርስትና ፡ እንተ ናይዚ ረሳሕ ፋንፉን ሙሽሙሽ ስርዓት ህግደፍ ሓሳዊ ነቦና ጴንጠ ታሃድሶ ኢሉ ዝጥቅኖም ዝነበረ ኬሜይ ጌሩ ድኣ ሬሳ ንገዳም ሂቡዎም ፡ እቶም ኣቦ ጻድቃን ስለዝኾኑ ኢዮም ነዚ ሓሳዊ ስርዓትን ሓሰዉቲ አቅሺሽትን ኣምላክ ዓይኖምን ልቦምን ደፊኑዎም ፡ ህዝቢ ክርስትና ራኣይዎ ናይ ኣምላክ ሓቂ ተመስገን አምላኼይ። ህዝበይ ካብ ሓሰዉቲ ካህናት ዘለዉዎ ቤተክርስትያን ፈንፉንዎም ራሓቁ መሰቀሎም ኬይትሳለሙ እዚኣዎዳሓንኩም ።
@nuguseegn5087
@nuguseegn5087 2 года назад
God bless you Father ❤️ from your brother catholic
@debesayelias229
@debesayelias229 2 года назад
Fnan ✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️
@berheeyob6456
@berheeyob6456 2 года назад
ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣስተምህሮ የቐንየልና
@berketokubay5988
@berketokubay5988 2 года назад
ኣቦና ቀሺ ማሪቆስ እንቋዕ ድሓን መጻኹም ተሻቂልና ድሃይ ኣጥፊእኩም
@abrahamkesete6140
@abrahamkesete6140 2 года назад
ፍናን መጀመርያ የመስግነካ ፍረ ጻማኻ ኣብ ቀረባ እዩ ኣነ ውን ከማኻ ካብቲ ዘሐጉሰኒ ኣብ ጎኒ ውጹዕ ምኻነይ እዩ ብስም ኣምላኽ ክልምነካ ንኪሮስ ኣስፋሃ ኣምጽኣልና
@tesfaybirhane4435
@tesfaybirhane4435 2 года назад
selam finan netom hayaln mihirun neboy keshi marikos selam belelna
@meharennahabtemariam1637
@meharennahabtemariam1637 2 года назад
What does it mean by Nationalist person? 1)A person who loves the people of Eritrea?
@rigatkifle342
@rigatkifle342 2 года назад
Good afternoon good job 👍 can you please ask me took abut Aberhem in Debarwa what help to them thank you goodness
@davidgidey1240
@davidgidey1240 2 года назад
💔🙏🏾😭😭😭🙏🏾🙏🏾
@negashbezabh1952
@negashbezabh1952 2 года назад
Abona kesh markos des zbl zehgu kal Asmikumuna edmen teanan yhabkum
@kibromtewelde360
@kibromtewelde360 2 года назад
ክብሪይብካ ኩቡር ሓወይ
@mebrehatomgoitom5452
@mebrehatomgoitom5452 2 года назад
😭😭😭😭😭😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏
@Tesfahwetgebrihwet9
@Tesfahwetgebrihwet9 2 года назад
😍😍😍
@wedigere1549
@wedigere1549 2 года назад
Fnan shkor abi seb
@mehretabeyasu1674
@mehretabeyasu1674 2 года назад
Buxu kudus abne Antenos 3 patrartrig Eritrea hizib Eritrea eiu metu nsu tik elu mitmengsit eiu
@user-ho6wg6hr6h
@user-ho6wg6hr6h 2 года назад
Seb haki seb hilna abona
@yosiefasefasef44
@yosiefasefasef44 2 года назад
ጹብቅ አቃራርባ የቀንየልና አቦይ ቀሺ ማሪቆስ ፊናን ዕድለኛ ኢኻ አብ ዶባት ናይ ክልተ ሃገራት ዘይምዕባይካ ። መለት ቡዙ ምፈለጥካ ነርካ ምስ እዝ ዘለካ።
@lillynuguse4758
@lillynuguse4758 2 года назад
Ne Kudis Webxue Abona Antenyos Amalk mengste semayat yawareslna. Abona netom nefkrekum dekukum hadera beseltkum tezekeruna berketkum kebzhalna Amlak ab haymanotna kexnana. Aboye meriru hazenkum 💔💔💔💔💔💔Senay gedlkum wedkum betbat tesmkum kudis hawareyat. Amen Amen Kal hiwet yesmalna Abona 🙏❤🙏 and thank you so much Fenu hawey. God bless you.
@senaitmebrahtom961
@senaitmebrahtom961 2 года назад
😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔
@tsegaygebreyohanes2305
@tsegaygebreyohanes2305 2 года назад
ተለፎንካ ክረኽባ ኣይካኣልኩን
@MP-lu8mh
@MP-lu8mh 2 года назад
Eritrea wyan bi dewkum ninebsikum bikeula . Bi amsale Egziabiher zitefetere hizbi haridkumo amitskumo resatatu hamed dibe keyilebis bi Aklabat azabie kibilae gerkumo ekum . Nutsh dem ayisedekumun kiferdekum eu ❗😭 Bizey weledi atrifkumuna ekum zidikiselkum seb yelen dekiskum ayitihderu.
@halewbelom6192
@halewbelom6192 2 года назад
Mengste semay yewarsom nebona😭😭😭
@tinsaeyohanse1091
@tinsaeyohanse1091 2 года назад
Enehele an liverpool England abune antonios slezbel Tehadso elom yesaddwo bayney zriozeleku ksab hji.
@selemawitzemenfes3096
@selemawitzemenfes3096 2 года назад
Abona hgdef qetilomlna
@efremambesa1544
@efremambesa1544 2 года назад
ዘንብዕ ታሪክ ዋይ ኤርትራ እዚ ኮንኪ ናይ ሸፋቱ ስፍራ ዓሕሕሕሕ !!!!
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 2 года назад
ቀሺ ገርክኤል ዝበሎን ቀሺ ማሪቆስን ዝብሎ ዘሎ ሰማይን ምድርን እዩ ፍልልዩ።
@zekerasberhe5904
@zekerasberhe5904 2 года назад
ሰላም ሰላም
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 2 года назад
Buxue wokudus Abune Antenios 3 patriarch Eritrea Egziabher abta semayawit zelalemawit bietu ykebelkum
@weiniteklay4934
@weiniteklay4934 2 года назад
Zhzennn😭😭😭
@christom9921
@christom9921 2 года назад
Komalat tegaru endatiekum yitwekum ab guday eritrean
@edenabraham6359
@edenabraham6359 2 года назад
Rest in peace abona
@selemawitzemenfes3096
@selemawitzemenfes3096 2 года назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@shebahaweywedikeshi7936
@shebahaweywedikeshi7936 2 года назад
Mengiste semay yewars abona . Ata ezi dyu fnan zbluwo lomi felema gze yrio aleku
@user-vx2qv7gy5i
@user-vx2qv7gy5i 2 года назад
ደስ ዝብል ሓመድ ኣዳም ለቢሶም ኣምላኽ ክፈቱ መን ይከልእ ክብርን ምስጋናን ንኣምላኽ ይኹኖ 🙏🙏🙏
@lichtesgay2208
@lichtesgay2208 2 года назад
Kal hiwte yesmalna nbna ka byemanu ykeblo xlotom ayfeleyna
@ngusehaile6856
@ngusehaile6856 2 года назад
Nbona mengist semay ywarisom
@merhawikeshiyemane9036
@merhawikeshiyemane9036 2 года назад
Egziabher ab genetu yenbro mengiste semayat yewariso Neabona. Kexile kea Morqos kea kabti nay mengedi tifat menfiqinan temeles ab nay gedef hagerat konka seb aytetali
@mihretmedhane7774
@mihretmedhane7774 2 года назад
Mengeset semay ywersem abena
@bamblebam1526
@bamblebam1526 2 года назад
Fenann sebay sebeut ajoka
@zewdiamlessom5795
@zewdiamlessom5795 2 года назад
ሕጂ ዝግህይ ክሕጎሱ አዮም ኤሞ ብፅኣንአዮም ምኤንት ምኤንት ፅደቅ ዝስደዱ
@meharennahabtemariam1637
@meharennahabtemariam1637 2 года назад
The more you know the more you suffer.The less you know the less you suffer.
Далее
ЭТОТ ПЕНЁК ИЗ PLANTS VS ZOMBIES - ИМБА!
00:48
Воскресный утренний стрим!
1:00:16
УРА! Я КУПИЛ МЕЧТУ 😃
00:11
Просмотров 966 тыс.
ነጻ ኣዛናይ መድረኽ ኤርትራውያን.
2:20:23
ዘሕዝን ምህማም መሬት ኢትዮጵያ
13:37
ይኣክል ቅትለት ደቂ ኣንስትዮና
27:20
НРАВИТСЯ ЭТОТ ФОРМАТ??
0:37
Просмотров 7 млн
I only teach well, why am I a victim
0:42
Просмотров 8 млн
НРАВИТСЯ ЭТОТ ФОРМАТ??
0:37
Просмотров 7 млн
Пранк над Махачевым🥶
0:19
Просмотров 11 млн