Тёмный

ዝሽየጥ 140 ካሬ ኣብ መቐለ ከባቢ ዲያስፖራ - ዋጋን ዝርዝር ሓበሬታን ከየምልጦም 

ጎብለል Goblel Media
Подписаться 3,3 тыс.
Просмотров 4,2 тыс.
50% 1

#tigray #ethiopia #eritrea #new #ትግራይ_ንዘለኣለም_ትነብር #wedding

Опубликовано:

 

7 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 15   
@ArayaTeklay-ki2pe
@ArayaTeklay-ki2pe 4 месяца назад
ገዛ ፅቡቕ እዩ፡፡ ኣቀራርባ ድማ ሰሓባይ እዩ፡፡ ጎብለል ሚድያ እዚ ከምዚዓይነት ዕዳጋ ተኮር ዝኾኑ ሓበሬታታት ናብ ሕብረተሰብ ኣብ ምብፃሕ ኣበርቲዕኹም ቀፅልሉ፡፡
@kidanearagay8011
@kidanearagay8011 4 месяца назад
እቲ ገዛስ ንሪእዮ ኣለና ገምጋም ዋግኡ ኸ ክሳብ ክንደይ ይበጽሕ መጨረሻ ኡ የቀንየለይ
@ፍቅሪ-ፈ8
@ፍቅሪ-ፈ8 4 месяца назад
8ሚልዩን5.ሚኢቲሹሕ እካ ኢላ 😂
@user-yo3sp2dn3h
@user-yo3sp2dn3h 4 месяца назад
ሰላም ፅቡቕ ገዛ ግን ሰፍሓት ናይ ሓደ ክላስ ወይ ድማ ሳሎን ሽንት ቤት ስፍሓቱ ንምፈላጥ ብሜትሮ ንገርና ሱቕእልክ ሰፍሕ ሰፍሕ ካብምባል ተመልካትውን ግልፅ ክኾነሉ መንታን ኣብራህርህልና ❤
@user-se5wy3jw5k
@user-se5wy3jw5k 4 месяца назад
Good job
@user-hm6ez8dx1x
@user-hm6ez8dx1x 4 месяца назад
ደስ ክብል ገዛ ❤❤ዋጋ ግን ኣይዝረብን
@Goblelmedia
@Goblelmedia 4 месяца назад
መልዓሊ 8.5 ሚልዮን
@sesensesen8025
@sesensesen8025 4 месяца назад
ክሽነ እዩ ልብሃል ኩሽና የኾነይ ሃሃሃሃሃ
@hyabeynatey1679
@hyabeynatey1679 4 месяца назад
Kushuna tigrgna dyu amarna
@damtew8363
@damtew8363 4 месяца назад
ሚዕቲ ሸሞንተ ነጥቢ ሀሙሽተ ሀሀሀሀ ተጠያቂው የትግራይ ትምህርት ቢሮ ነው ።
@ArayaTeklay-ki2pe
@ArayaTeklay-ki2pe 4 месяца назад
ከመይ ዲኻ ትሰምዕ? ሚኢቲ ትብል ቃል ኣይሰማዕናን፡፡ እንተዝኸውን እውን ናይ መልሓስ ምዕንቃፍ እዩ ክበሃል ነይሩ፡፡ እዚ ድማ ኢዲተር እዩ ክሪኦ ዝግባእ፡፡ ቢሮ ትምህርቲ እዩ ተሓታቲ ዘብል ኣይኮነን ንባዕልኻ ተኣረመሉ፡፡ እዚ ከምዚ ዓይነት ስሕተታት ገ/ሄር ክትፅውዕ ሓሲብካ ገ/ማርያም ኢልካ ከም ምፅዋዕ እዩ፡፡
@militigraweyti6418
@militigraweyti6418 4 месяца назад
3 ኣነ ኽገዝእኩም ኻብኡ ንላዕሊ ግን ዓቅሚ የብለይ
@Goblelmedia
@Goblelmedia 4 месяца назад
ናይ 3 ንሪአልኹም
@medhanitgaltgraytgray2732
@medhanitgaltgraytgray2732 4 месяца назад
ኮዶምንየም ኣምፅእልና
@mamusha536
@mamusha536 4 месяца назад
ዋይ ዛገዛ የተሸጠቲይ ኽንደይ ኣድኸመትና😊
Далее
Modus males sekolah
00:14
Просмотров 11 млн
ПРОСТИ МЕНЯ, АСХАБ ТАМАЕВ
32:44
Просмотров 2,4 млн