እቲ ኣበሳ ዚዘርእ መከራ ይዓጽድ። (ምሳሌ 22፡8)ኣብ ሕይወት ንገብሮም ተግባራት እዮም ንመጻኢ ሕይወትና ዝትክእዎ። ስለዚ ኣብ ሕይወትና ጸጽቡቑ ንዝራእ።
28 сен 2024