ሰላም ተኸታተልቲ #Familytubesdra ከመይ ኣለኹም?
ንሎሚ ድማ ኣብ ትምህርቲ ናይ ደቕና ክትሕግዘና ትኽእል ኣፕሊከሽን ሕዝናልኩም መጺና ኣለና። ዝደልውናዮ ፖስተር ንደቕና ንትምህርቲ ዝሕግዞም መወከሲ ኣብዛ ኣፕሊከሽን ክንረክብ ንኽእል።
ተስፋ ንገብር እዛ ቪድዮ ፈቲኽማ ክትኮኑ፡ ናብ ካልኦት ኣሕዋትና ድማ share ንበላ።
ናይ ዝሓለፈ ቪድዮታት
ብኸመይ ቆልዑት phonics (ኣደማምጻ) ተጠቒሞም ቀልጢፎም English የንብቡ።
• Video
ናይ ትግርኛ ቃላት ጸወታ ንህጻናት #family tubesdra #ትምህርቲኣብገዛ
• ናይ ትግርኛ ቃላት ጸወታ ንህጻናት ...
27 сен 2024