Тёмный

ዩጋንዳውያን ብዛዕባ ኤርትራውያን እንታይ’ዮም ዝብሉ ዘለዉ? 

Aklilu H.michael
Подписаться 82 тыс.
Просмотров 122 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

30 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 688   
@zlove8820
@zlove8820 3 месяца назад
ሰላም ከመይ ኣለኹ የሕዋት ኣሓት ሓውና ኣኪለ እዚ ዝበልካዮ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኢዩ ክቅጽል ከም ተቀመጥቲ ሃገሮም ከኣ ክንሓስበሉ ኣለና ኣነ ብዝርዝር ክገልጾ ክፍት 1. ኣከዳድና ኣወዳትን ስረ, ጸጉሪ ደቂ ኣንስትዮ ሕምብርትኻ ከፊትካን ዕርቃንካ ዘርኢ ክዳውንትን 2. ጥፍ, ሽጋራ, 3. ንዕቀት ኣብ ልዕሊ ደቂ ዓዲ 4. ደላሎን, ተካረይትን 5. ምምሳይን, ምስካርን ኣኪለ ሓወይ ብዙሕ ጎደሎታት ኣሎ እንተኾነ ግን ነቲ ጽቡቕና ኣይረኣይዎን ናይ ስራሕ ዕድል ተፈጢርሎም ኢዩ ህዝብና ከኣ ኣብ ኩሉ ንግድን ስራሕን ምቅጻጽ ኣብዚህዎ ኮይኑ ይስምዓኒ እዚ ጉዳይ ከኣ በዓል ኣኪለ ምስ ኩሎም መራሕቲ ሃይማኖት ኮንኩም ተኣኪብኩም ተዘራሪብኩም ትምህርትን ተግሳጽን ክትህቡሉ ንጽበ ኣለና ስደትና ከህጽረልን ንለም ንሃገርና ካብ ዘላቶ ኣናጊፍና ዓድና ንምእታው ከኣ ንቃለስ እንተ መውስቦ ግን ምስ ደቂ ዓድና ደኣ ሰላም ንኩሉ ህዝቢ ዓለም!
@User-ER24AS5ER91
@User-ER24AS5ER91 3 месяца назад
ብሓቂ ሃናጺ ርእቶን ሓሳብን እዩ እዚ ጽሑፍካ። ግን እቲ መረረ አብ ኢትዮጽያ, አብ ሱዳን አብ አንጎላ አብ ኬንያ አብ ሃገራት የዕራብ አሎ። ኩሉ ኤርትራዊ ከምኡ እዩ ዝገብር ማለት ዘይኮነስ ብሰንኪ ንቁጽ ይነድድ ርሑስ እዩ እሞ እቱም ንጽሃት ኤርትራውያን ማሕበር አቂምኩም ነዞም ገበርቲ ጸይቂ አብ ሕጊ እነተተቅርብዎም ሰነ ስርዓት ምገበሩ ነይሮም ምተቀጽዑ ነይሮም ። ስነስርዓት ዘይገብር ሰብ ፈውሱ ድላን እስሪ በትን እዩ እሞ አቱም ጡዑያት እቲ ዝሓሸ ግበሩ።
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 3 месяца назад
​@@User-ER24AS5ER91Tkkl aleka bruk hawey.kab hgi zwexe kikixae tray eyu zelewo
@MichaelAlexander-dy6qf
@MichaelAlexander-dy6qf 3 месяца назад
ከም ሓሳብካ እዩ ኣነ ውን ሪኡቶ ዘለኒ 🙏👍
@tsehayegebrehiwot6225
@tsehayegebrehiwot6225 3 месяца назад
Yes!!! Ente mesobo mes Eritrean only if it's possible. ❤
@jesusislord.9123
@jesusislord.9123 2 месяца назад
Hakika akile. Gudletna kinmilie yigibae eyu.nihna gida mis bzuh gudletna ab sidetsi wela mibzahna beh aybilomn eyu. Zey adika ayadikan eyu mewaxio yifter amlak.
@simonluul3417
@simonluul3417 3 месяца назад
እተን ደቀንስቲዮ ቀጽለኦ። ምስ ሓውክን ጥራይ ተዋሰባ! (ድንቂ) እንተ ስነስረዓት እቲ ሕብረተ,ሰብ,ዘይቅበሎ gn ነወግዶ!
@beyenatseghai5252
@beyenatseghai5252 2 месяца назад
ብዛዕባ ሽጋራ ምትካኽ ሐቆም እዬም። When it comes to business & jobs, I totally disagree. Let’s say, when Ugandans come to America, they could be lawyers, doctors, businessmen or drug dealers. They could be whatever/whoever they want to be. I understood that life can get expensive for them but at the same time, having Eritrean immigrants is good for the country’s economy. PEACE TO THE WORLD 🌎🙏🏿🍀
@tesfalemg.ghebremariyam2876
@tesfalemg.ghebremariyam2876 3 месяца назад
ሓው ኣኪለ ብትገብሮ ኣገዳሲ ማዕዳን ትምህርትን ምስጋና ይብጻሕካ። ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ ብዙሕ ክንጥንቀቀሉ ዘሎና መንገዲ ኣለዉ። የቐንየልና ቅርጽሎ።
@samuelmehari6397
@samuelmehari6397 3 месяца назад
ብመጀመርታ ሓውና ኣኪለ ብትገብሮ ተገዲስካ ሓበሬታታት የመስግነካ እድመን ጥእና ይምንየልካ(ህጅ ብፍላይ ወላ ንሕና ኢና ንስከፍ ዘሎና ኣይ ስነስርዓት ኣይ ኣከዳድና ኣዝዩ ይሕዝን እዩ እተ ተካኤሎ ብአብያተ ክርስቲያን ተግሳጽ ተዝግበር ይብል ከም ኣነ)
@michaelgezae6640
@michaelgezae6640 3 месяца назад
ጽቡቅ ሓበሬታ እዩ። እንተኾነ ኩሉ ደደረጅኡ ኣለዎ እንዶ፡ ቀንዲ ግን ብዛዕባ ገዛ ዝግበር ዝርሎ ነገራት፡ ማለት ንደቂ ዓዲ ካብ ገዝኦም ኣውጺኻ ክትካረን ከተካርን ብወገነይ ይቅረ ዘይበሃሎ ቀጥታዊ በደል ኣብ ልዕሊ ኡጋዳውያን ኮይኑ ይስመዓኒ፡ ካልእ እዚ ገዛ ተኻሪኻ ምክራይን፡ ንሰብ ኣጨናኒቅካ ዋጋ ገዛ ምንሃርን፡ ነዚ ነገር እዚ ኣኪለ ሓውና ደፊርካ ስፍሕ ዝበለ መግለጺ ክትህበሉ፡ ምናልባት ውን መራሕቲ ሃይማኖት ድዩ ወይስ ምስ ካልኦት ከስምዑ ዝኽእሉ ኣካላት ተሓባቢሮም ዓገብ ክብልዎ ኣለዎም። ምኽንያቱ ጽባሕ ንግሆ ጽቡቅ ክህበና ዘይክእል ክፉእ ስራሕ እዩ።
@AdayHiwet
@AdayHiwet 3 месяца назад
ጽቡቕ መልእኽቲ፡ እቲ ሽጋራ ምትካኽ የሕዝን እዩ፡ ሽጋራ ምትካኽ ቀደም ዝተረፈ እዩ፡ ናይ ድንቁርና ናይዘተማህረ ሰብ እዩ። ኣነዃ ዝገርመኒ እቲ ድኻ ስዱድ ህዝቢ ክንድዚ ትዕቢትን ጽጋብን ንዕቀትን ነቲ ዘዕቁበካ ህዝቢ ኣየድልን፡ ምልክት ድሑር ህዝቢ መለክዒ እዩ፡ "ዝብእስ ኣብዘይዓዱ ከይዱ ኣጎዛ ኣንጽፉለይ" እዩ ነገሩ። እቲ ኻልእ ዝገርመኒ ኸኣ ካብ ሓዋላ ለሚንካ ትበልዕ ምህላውካ ምርሳዕ እዩ። እቲ እቶም ኤርትራውያን ነቲ ኣዋልድና ይደልይወን ውን ክብለጹለን ንግዝይኡ ክጥቀሙለን የታልልወን እንበር ደልዮመን ኣይኮነን እዚ ኸኣ መዳናገርቲ የብሎም። ካብዚ ክንምሃር ዘለና ካብቶም ህዝቢ ዘለኻዮም ምምሃር የድልየና። ❤
@wedigomida-je4ol
@wedigomida-je4ol 3 месяца назад
Ane ab afrika 🇦🇴 ykmet aleku kulu gzie yketatelela eiye halafnet tesekimaka tegediska nhwatka mmkar key mesgenkuka khal ay delekun akile abi seb kexlo ❤❤❤
@efremberaki1464
@efremberaki1464 3 месяца назад
ጽቡቅ ነገር! ኩሉ ዓይነት ስራሕ ምስራሕ:: ክትዛመዶም ዘይምድላይ:: ከም ኣበር ዝርአ ኣይመስለንን!! ሕማቅ! ሽጋራ ትሰትየሉ ዘይምፍላጥ:: ጉዳይ ገዛ ክራይ:: "ጸለምቲ" ኢልካ ምስትንዓቅ:: መስተ ምብዛሕ: ምርባሽ:: ነቲ ዓዲ ዘይምጥን ኣካዳና:: ምግያጽን ካልእን ከነስተብህለሉ ይግባእ::
@SamiLondon
@SamiLondon 3 месяца назад
ክቡር ሓዉ እንታይ ኮንካ ዘይትደፍራ ክሳብ መዓስ እንዳተሰሰድና ክነብር ።ዩጋንዳ ኤርትራዊ ጥራይ ኣይኮነን ዘሎ ስደተኛ ህንዲ ብብዝሒ ኣለዉ።ኤርትራዊ ግን ክሳብ ኣዴታታን ኣቦታትን ኩሉ ግልብጥ ኢሉ መጺዎም ከከም ዓቅሙ ዝካረ ዝነበረ ዩጋንዳዊ ስደተኛ ብሼር ክኸፍሎ ኣይሃስዮን እዩ ሓዳር ጌሩ ኮፍ ክብል ዩጋንዳዊ ግን ንበይኑ ገዛ ክራይ ኣብዘይክእሎ ደረጃ በጺሑ ኣሎ።ዋና ገዛ ከኣ ዘርብሖ እንበር ዝፈልጦ ኣይኮነን ዘድልዮ።ኣብ ኢትዮፕያ ብግልጺ ጽልኣቶም ገሊጾም እዮም ንኤርትራዊ ኣደተኛ ።እቲ ጸገም ብዝሒ ሰብ ፈሊሱ ኣብዘን ሃገራት እዩ ዘሎ።ድሕሪ ቁሩብ ግዜ ዩጋንዳ ዉን ቦታ ኤርትራዊ ናይ ምዃን ተኽእሎ ክጸብብ ይኽእል እዩ።ስለምንታይ እዩ እቲ ስርዓት ህዝቢ ኣብ ካብ ቅድሚኡ ምስ ኣልገሰሉ ፍታሕ ኮይኑ ዝርኣዮ ዘሎ።ንሕና ኸ ኣብ ዓዲ ስደት ኮንካ ስቅ ኢልካ ምውላድ ዘይንቁጠብ።2 ምዉላድ ዘይንምሃር።ኩሉ ኣይጠዓየን ።ኤውርትራዊ ኣብ ህድሞ ድዩ መረባዕ ኣብታ መበቆሉ ክሳብ መንበሪኡ ዘይገበረ ከም ከልቢ በስ በስ እንዳተባህለ ክነብር ትሑዝ ንግበሮ።ኩሉ ይስደድ እዩ።ሶማል ኣብዚ ግዜ እዚ ዓዶም ይኣትዉ ኣለዉ ።ከከም ዓቅሞም መንበሪኦም ፍራስ ገዝኦም የዐርዩ ኣለዉ።ከም ባህሪ ወድ ሰብ ውን ሰብ ጌሹ ክመጽእ ኮሎ ተቀባሊ ክሳብ ዝምለስ ኩሉ ግዚኡ ኣጥፊኡ ኣኽቢሩ የጽንሖ ኮፍ ክብል ክመጽእ ኮሎ ግን ንፈልጦ ኢና ዘይክወል ሓቂ ስለ ዝኾነ።ስለዚ ነቲ መንግስትና ትብልዎ ኣብ ዩጋንዳ ኣይትሓዙና ሃገርና ትብሉ ኣለኹም ካብ ወጻኢ እቶ ዓድኻ ካብ ዝብሉ ካብ ዩጋንዳ ኣዲስ ኣፍሪቃ ኣብ ዘይዉሕስ ዘሎ ህዝቢ ቅድም እተዉ ይበለኩም።ሓቂ መራር እያ ግን ናብ መንገዲ ትመርሕ ዉን ንሳ እያ።ኣብዚ መጺኹም ህዝቢ ኣይተዳናግሩ ።ዩጋንዳዉያን ስድተኛ ዒቅ ኢልዎም ጸሊኦምና እዮም ዘለዉ።ኣብ ታሪኽ ዩጋንዳ ዘየተራእየ ኤርትራዊ ምስ ረገጻ እዩ ኩሉ ዘይፈልጥዎ ሽግር መጺዎም።ንሶም ኤሜሪካ ኤዉሮፓ በየን ምዃኑ ዛቱ ኣይፈልጥዎን እዮም መንእሰይ ኣብ ዩጋንዳ ብቁሩብ ሰልዲ ቅሱን ሂወት ይመርሑ ኔሮም።ኣዴታት ኣለዋ ሓንቲ ጤል ኣብ ዓቢ ድስቲ ይሰርሕኣ ሩዝ ዓበይቲ ድስትታት ይሰርሕኦ ባናና ከም መሸላ እኽሎም ስለ ዝኾነ ካሳቫ ድንሽ ባናና ኣበሳሲለን ብያቲ ሙሉእ ብ50 ሳንቲም ከፊሎም ኣብ ኣ በሊዖም ኣብ ኣ ክጻወቱ ይዉዕሉ ።ንጽባሕ እንታይ ክንበልዕ ኢና ዝብሃል የለን ።ኤርትራዊ ምስ ኣትዎ ዓዶም ኣዋልድና ኮፍ ኢለን ክዉዕላ ክዳነን ፓንተን ኣኪበን ሕጸብኦ ኢለን 3ቅርሺ ይህብአን ንሰን ከኣ በየን ረኺብናዮ ኢለን ገዛ ገዛ ዉዒለን 10ቅርሺ እንተረኺበን ሃብታማት እየን ኔረን።ባናና ጣዕሙን ግጅፉን ኣብ ርእሶም ተሽኪሞም ገዛ ገዛ ክሸጡ ሳንቲም ክረኽቡ ዝሰርሑ ዝነበሩ ብሓወላ ዝመዘ ዶላራት ምስ ተሸርፈ በሽ በሽ ኣቢሉ ዓዲ ሃብታም ዝነብራ እንበር ድኻ ዘይነብራ ዩጋንዳ ጌሮማ ።ስለዚ እንኮ ፍታሕ ንሶም ኣይስደዱን እዮም ብከምዚ ክነብሩ ዉን ኣይክእሉን እዮም።ምስ ግዜ ዕዳግኦም ዝጽይቅ ኣብዘይክእልዎ ናብራ ንዘዉድቆም ምእላይ እዩ።ሎሚ ዩጋንዳ ዘሎ በዓል ቪዛ ኮይኑ ዝመጽእ ወርሒ ንዓዱ በጺሑ ዝመላለስ ወይ ኣብ ካልእ ኣፍሪቃ ኣብ ዝደልውዮ ጊዜ ዝቅይር ከይከዉን ኣብ ኩሉ ዋና ዝሰኣነ ህዝቢ እንኮ ኤርትራዊ ዘጣቅዕ ንስደቱ ዘንዉሕ ባዕሉ ከኣ ኤርትራዊ ስለዚ ይግብኣና እዩ ኢልኩም ንዉርደት ተቀበልዎ።ሽጋራ ምትኻኽ ኩሉ የትክኽ እንበሺ ገዛ ገዛ ኣትዮም ዝሰርቁ ዘለዉ ንሶም እዮም።ካብ ቦዳ ቦርሳ ጓል ቦግ ኣቢሎም ኩሉ ዘስእንወን ንሶም እዮም።ግን መሰልካ ክትረክብ ዝግብኣካ ሕቶ ሕተት ስለምንትይ ንዓኻ እንዳሰጎገ ኤርትራ ትሕምበብ ኣላ ዝብሉኻ።
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 3 месяца назад
Nay bhaki xebuk gelixkayo.mendelay enda belka b ahwatna mixiwat alo
@OurAfrika1
@OurAfrika1 3 месяца назад
ኣኪለ ሓውና ኣብ ጅንጃ፡ ማለት ብዕብየታ ኣብ ካልኣይ ደረጃ እትስራዕ ድሕሪ ካምፓላ፡ ካብ ዓሰርተ ዘይበዝሕ ሓበሻ እዩ ዘሎ፡ ስለምንታይ ትእከቡ ኣብ ካምፓላ፡ ገዛ ክራይ ይኹን ካልእ ኣብ ጅንጃ ኣጸቢቑ ይሓይሽ። ስለዚ ብፍላይ ድማ ነቶም ውሉድ ዘለውኹም ኣብ ካምፓላ ጎኒ ጎኒ ውሉድካ ክትከይድ ዘይሕሰብ እዩ። ጅንጃ ግን ነቶም ውሉድ ዘለኩም ብፍላይ ድማ ጽቡቅ እዩ እሞ ሕሰብሉ፡ ንምንባር ይኹን ንፕሮሰስ ጽቡቅ ከተማ እዩ፡ ናይ ሓበሻ ድኳን ይኹን ቤት መግቢ ሓንቲ ኸማን የላን፡ ስለዚ ኣሕዋትን ኣሓትን ኣብ ካምፓላ ተኣኪብኩም ክቡር ዋጋ ትኸፍሉ ዘለኹም ሕሰብሉ። የመስግን
@Easylife-2024
@Easylife-2024 3 месяца назад
Taxi entay serihna neblae browaye
@Govvviii
@Govvviii 3 месяца назад
Nay Srah edilat erikab do ekowin or zkona tkal kitkefit is it convenient dear?? Eti bota
@OurAfrika1
@OurAfrika1 3 месяца назад
@@Govvviii እቲ ዝበለጸ ኣማራጺ፡ ንኹሉ ዕላማ ዝገበረ ስራሕ ክትከፍት ኣሎካ ይብል ኣነ፡ ማለት ንወዲ ዓዲ ይኹን ንቱሪስት፡ ብፍላይ ድማ ንቱሪስት፡ ምኽንያቱ ብዙሓት ቱሪስት ካብ ንካምፓላ ንጅንጃ ስለ ዝመርጹ። ካልእ ውን ምስ ከም ሕርሻን ምፍራይ እንስሳታት ዝተሓሓዘ ጽቡቅ ዕድላት እዩ ዘሎ።
@OurAfrika1
@OurAfrika1 3 месяца назад
@@Easylife-2024 ታክሲ ኣነ ከምዝተዓዘብክዎ ደቂ እዚ ዓዲ እዮም ኩሎም ዝሰርሕዎ፡ ስራሕ ታክስን ምክራይ መኪናን ብዙሕ ጠለብ እዩ ዘለዎ፡ ብፍላይ ምክራይ መኪና ጽቡቅ ስራሕ ኣሎ
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 3 месяца назад
Ezia eba xibkti hasab
@God-db9vp
@God-db9vp 3 месяца назад
ኣኪለ ሓወይ ከም ሓሳብሲ ምስቶም ሃብታማት ኤርትራውያን ተሓባቢርካ ገለ ነቲ ህዝቢ ኡጋንዳ ዝጠቅም ህዝባዊ ፕሮጀክታት እንተዝስራሕ እሞ እቲ ህዝቢ ውን እንተሃድአ፡ እስከ ብውልቂ ነቶም ሃብታማት ሓሳብ ኣቕርበሎም ኢካ፡ ኣብ ርዋንዳ ከምኡ ጌሮም ኔሮም።
@yosefberhe5302
@yosefberhe5302 3 месяца назад
ዝበለጸት ኮሜንት ...!!! ዋላ ኣብቲ ስራህ ተዝቆጽርዎ ኣዝማዶም ካብ ኤርትራ ኣምጺኦም ኢዮም ዝቆጽሩ
@abduhangalay2297
@abduhangalay2297 2 месяца назад
Dear Aklilu, I am so glad you brought up this subject, I live in America but I have been hearing about this for a while, and it is very concerning. Eritreans should be aware of the situation and discuss how to best resolve this issue before it is too late, what happened in S. Africa could happen in Uganda. If things go bad they have a lot to lose because most of them are invested in real estate. Please offer this clip you made to be played in all the Eritrean establishments, restaurants bars, stores. President Museveni loves Eritreans but he is not going to live forever. Good luck my people and be smart.
@KebiKebi-w9p
@KebiKebi-w9p 3 месяца назад
በጃኩም ብጃኹም ብፍላይ እዛ ጸለምቲ ትብል ቃል ንግደፋ በጃኹም ኣይገደፍናያ ዘለና ❤
@SamiSami-s9u
@SamiSami-s9u 3 месяца назад
qendi ab delalo eyu eti xegem zelo Aklilu hawey
@User-ER24AS5ER91
@User-ER24AS5ER91 3 месяца назад
ነዞም ደላሎ ምኻን ሲኢንኩም በልዎም ቀጥቅጥዎም ሰላም ክትረኽቡ
@angesomghebrengus6995
@angesomghebrengus6995 3 месяца назад
ቅድሚ በጃኹም ጸለምቲ ኣይንበሎም ምባልካሲ ፡ንሳቶም ባዕላቶም ከደሮት ከምዝብሉናኸ ትፈልጥዶ። ሙዚንጉ እንታይ ማለቶም ምዃኑዶ ትፈልጥ ኢኻ፧ ወደይ ኣብቲ ዓዲ ስለዝተወልደ፡ ኡጋንዳዊ ኢዩ'ኮ እንተበልክዎ ንሓደ ኡጋንዳዊ እንታይ ኢሉኒ መስለካ፡ ''But he is white'' ኢሉኒ። ኡጋንዳዊ ክኸውን ኣይክእልን ኢዩ ንምባል ኢዩ። ስለዚ ባዕላቶም ዓሌተኛታት እንከለዉ ከመይ ኣቢሎም ኢዮም እቲ ንሕና ንብሎን ንገብሮን ዘሕምሞም።
@tsegayabraham2424
@tsegayabraham2424 3 месяца назад
እሞ ጸሊም ምባል እኮ ጸርፊ ኣይኮነን
@tittms2199
@tittms2199 3 месяца назад
Weylekey hayli ab gezom mexikayom ember meas mexiomuka​@@angesomghebrengus6995
@luluhabtu6808
@luluhabtu6808 2 месяца назад
እታ ሰነስርዓት ግበሩ ምባልካ ይቅበላእየ ሓቅካ ሓቅካ ኤርትራዊያን ሕማቅ ጸባይ አሎና ዝብእስ አበዘይ ፈልጥዎ ሃገር ከይዱስ አጎዛ አንጽፉለይ በለ ከምዝብሃል ነጋይጽ ጠፋሕፋሕ ንብል ነቲ ከባቢና መሲልና ዘይንከይድ አብዝተሰደድናዮ ሃገር ይሕዝን አብ አዲስ አበባአኡን ከሙ ተወቂስና ብጣዕሚ ሓዚነ ብሽግርን ብኩናትን ከምዘይዓበና ዋይ የጉሄካ ትሕትና ዘይንፈልጥ ኮና ዋላ ተሓዊሉ ደም እንዳ ጠዓሞ ዝመጸና ርኣዩኒ ንብል ኮይና አብ ኤዉሮጳን ተጸሊእና ኤርትራዊት ምባል ገዲፈዮ ብሕማቅ ሰለዝጥምቱና በጃኩም ሃገርና ሃገር ጀጋኑ አይተጽርፉና 😮😮
@luluhabtu6808
@luluhabtu6808 2 месяца назад
ኡጋንዳ 2ተ ግዜ ከይደ ብፍላይ ደቀንስትዮ አይትሓዛለይ አካዳድናክን ከተጽልኣ ፍጊዕ ፍንፊነክን እዚከማን ስጋብ ሕጂ ተዓጊሶም ብገዛእ ዓዶም መጺእናዮም እምበር አይመጽኡናን ንዓታቶም ንምሰል ከባቢካ ምምሳልዩ ጽቡቅ ስክራን ዕብዳን እንታይ አምጽኦ ምዕባሌታት ተቆጺሩ አታሓሳስባና ንማዕብል ተዋሪድና ብሓቂ ብተገዳስነትካ የቀኔልና ኩቡር ሓዉና ሰማዒ እዝኒ ይሃልዎም
@Magdelina792
@Magdelina792 3 месяца назад
እንተ እቲ መርዓ ሞ ደቀ ኣንስትዮ ኤርትራ ኖን ንዩጋንዳውያን ንደቂ ዓደን ኣብ ዩጋንዳ ዝቅመቱ ሰሪሖም ዝነብሩ ከማን ፍቅደኛታት ኣይኮናን ምክንያቱ ድንቁርነአን መወዳእታ የብሉን ን1ዓለም ዝወስደን ሰሪሐን ነብሰን ከማዕብላ ዘይሓስባን ብዛዕባ ሹፎን ከዕልላን ዝመጸት ፋሽን ክዳን ብናይ ሰብኣየን ገንዘብ ክገዝኣን ነተን ሰሪሐን ነብሰን ክክእላ ዝጽዕራ ከነኣእሳን ዝውዕላ የን ሶ ይትረፋኩም።ኣብ ክንደይ ንሰን ከስተናዕቃ .....
@luluhabtu6808
@luluhabtu6808 2 месяца назад
ንቡር ኔርካስ ንዕዉር ከምዝብሃል ሃላያት ምንድኣሉ ምስኦም ኽዋሰብ ኤርትራውነት ኩቡር ምንነት ዘለናዩ አደይሲ ሓማት ኡጋንዳዊ 😅😅 ክትከዉን የቅልሎ አታ ሙቁር ሃወይ ንስሚዒታቶም ክንርዳእ ከንብሩናሲ ክንምርዓዎም ሱቅ ጥዑም😮
@geneteden4343
@geneteden4343 Месяц назад
ዘይሰርሕ መን ከልኪልዎም ስራሕ ወዲ ሀገር ወይ ስደተኛ ዝብል ህጊ የለን ሰብ ኮይኑ ዝተፈጠረ ኩሉ አብ ዝኮነ ክሰርሕ መሰል ዘይኮነ ተፈጥራዊ እዩ ::---አየ አፍሪቃውያን አይሰርሁ አየስርሁ 🤔ብዛዕባ ስነስርዓት ሺጋራ ብግሮፕ ሆ ምባል ጃህራን ፀርፍን ንእቀትን ዝበልካዮ ስደተኛ ኮይንካ አብ ሰብ ሀገር እንዳነበርካ አይኮነን አብ ሀገርካ ቤትካ እንዳነበርካም እሩም ሰብ ሙካን ስልጣኔ ዘመናውነዊነት ስነስርዓት ንባእልካም ሰላም እዩ ::!!!!!!!
@OgubaiZere
@OgubaiZere 2 месяца назад
ዓድኻ ምምላስ እዩ ዘወጻጽእ ወርቂ ዝኾነት ሃገር አላትኩም ብሰላም ምጹ እዚ ወድሓንኩም ቻው።
@issacharheylu6002
@issacharheylu6002 2 месяца назад
Nab sawa diyu?
@amanabdulsamed3171
@amanabdulsamed3171 2 месяца назад
ሓውና እክሊሉ ፡ እዚ ብዛዕባ ኤርትራውያን ስደተኛት ኣብ ኡጋንዳ ዘቅረብካዮ ርኢቶ እዝዩ እገዳሲ ኢዩ ። ብዘይካኻ ብዝዕባዚ ጉዳይዚ ተገዲሱ መግለጺ ዝሃበሉ የለን ቀጽሎ ዋላኳ ንሕና ኤርትራውያን ብፍላይኳ ኣብዚ እዋንዚ ኣብ ምሉእ ዓለም ፡ እብ ኤውሮጳ ይኹን ሰሜን ኣመሪካ ከምኡ ውን ኣብ እስራኤል, ሕሉፍ ሓሊፉ ውን ኣብ ኢትዮጵያ ከይተረፈ ስምና ብኣሉታ ዝግለጸሉ እንተበዝሐ፡ ፡ እሞ ድማ ካብ ግዜ ናብ ግዜ እቲ ኣተሃላልዋና ኣብስደት ን ምስቲ ኩሉ ከቢቡና ዘሎ ሽግራትን ብጽሞና ክንሓስበሉን መፍትሒ ሃሰው ክንብለሉን ዝግባእ እንተነበረ እቲ መዽያታትና ነቲ ሽግራት ዘርራብሕን ሓድሕድ ዘናቑትን እንተዘይኮይኑ እብቲ ትነብረሉ ሃገርን ምስ ቲ ትነብለሉ ዘላኻ ፡ ዘዕቆበካ ህዝቢ ከመይ ተመሳልካ ትነብር ተዛሪብካ ሰሚዒ ዘይትረኽበሉ ጊዜ ኢና ዘለና። ኤርትራውያን መዋእልና ካብቲ ኣብ ሃገርና ዝነበርናሉ ኣብ ስደት ዝነበርናሉ ኢዩ ዝበዝሕ፡ ቅድሚ ሕጂ ብስደት ዝፍለጡ እቶም ሃገር ኣልባ ዝኾኑ ፍሊስጠማውያን ኢዮም ዝነበሩ። ልሚ ግን እብ ምሉእ ዓለም እቶም ሃገር ከላትና እንተስ ብድሌት እንተስ ብግዲ ፈቐዶኡ ተሰዲድን ዘሎና ንበዝሕ ። ተር ብዝሕና እይኮነን የግዳስ ምስቲ ዋሕዲ ናይ ቁጽሪ ህዝቢ ኤርትራ ክዛመድ ከሎ ማለተይ ኢዩ። 1000000 ናይጀራውያን ተሰዲዶም እንተተባህለ ካብ 1% ንታሕቲ ኢዮም 500፡000 ኤርትራውያን ተሰዲዶም ክበሃልከሎ ድማ 12.5% ኢዩ። ስለዚ ቁጽርና ይብዛሕ ይውሓድ ብዘየገድስ እብቲ ናይስደት ሃገራት ብእነርእዮ ጠባያት ነቶም ካልኦት ኣፍሪቃውያን ኣሕዋትና ውን ለኪምና ኢና ንሕመ ዘለና
@yonikifle5101
@yonikifle5101 3 месяца назад
ነቲ ዝበልዎ ከም ሓሳብ ንቅበሎን ዘይንቅበሎን ብንጹር ክፍለ ይግባእ። ቀዳማይ ሽጋራ ኣብ ህዝቢ ዝእከቦ የትኩኹ ዝበልዋ ጽቡቅ ኣለው ክትእረም ይግበኣ። ካልኣይ ይጸልኡና እዮም ትብል ውን ብጽልኢ ዓይኒ ዝርእዮም ኤርትራዊ ከይህሉ ምጥንቃቅን ምእራምን። ሳልሳይ ብኹቡር ተኻርዮም ተኻረይቲ የስጉጉ ትብል ውን ጌጋ እያ እቲ ኮሚኒቲ ተዘራሪቡ መፍትሒ ይግበርላ። ራብዓይ ቪዝነሳት ይፈኽቱ ዝብል ሓሳብ ግን ድኻም ናቶም እዩ ኤሪትራውያን እልቢ ዘይብሉ ዶላራት ኣምጺኦም ስራሕ ይፈጥሩ ስለዘለው ክምስገኑ ይግባእ እምበር ክውቀሱ ኣይግባእን ነዚ ምስቲ መንግስቲ ተዛቲኻ ክባራታዕ ከማን ይግበኦ። ሓሙሻይ ኤርትራውያን ምሳና ኣይዋሰቡን እዮም ንዝበልዎ ድማ እዚ ናይባዕሎም ሽግር እዩ ንሕና ባህልናን ልምድናን መንነትናን ዓቂብና ክንከይድ መሰልናን ግዴታናን እዩ ኣብ ኣሜሪካውያን ኣብ ካናዳውያን ሱዳንውያን እስራኤልውያን ኣብ ኩሉ ዓድታት ከምኡ እዩ።ስለዚ ነዚ ውን ከነረድኦም ይግባእ።
@efyabrha9839
@efyabrha9839 3 месяца назад
ጽቡቅ ገሊጽካዪ ኣለኻ ኡጋኣንዳውያን ምሳና ኣይምርዓውን ኢዮም ዝበለዋ ኣሲሒቃትኒ እብ ዓድና ሓደ ወዲ ኣስመራ ምስ ጋል ሰንዓፈ ከምዘይምርዓው ሓደ ወዲ መንደፈራ ምስ ጋል ከረን ሓንቲ ጋል ሰገነይቲ ምስ ወዲ ጾሮና ከምዘይንዋሰብ ሲ ዝነገሮም ዶ ስኣኑ ኣየ እጋንድውያን ለውሃት እቲ ዝበልዎ ኩሉ ግን ጽቡቅ ኣለዉ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@edentsegai5801
@edentsegai5801 3 месяца назад
ተጋጊካ ናይ ቀደም ቅድሚ ገድሊ ኤርትራ ምጅማሩ ተኮንካ ኣይፈልጥን አንተ ሕጂ ግን ምስ ዘፍቀርካዮን ዝደለካዮን ዝደለካን ወላ ምሉአ ዓለም 😅
@efyabrha9839
@efyabrha9839 3 месяца назад
​@@edentsegai5801እስኪ፡ንገረኒ ኣነ ብ ዓዲ ኣይንራኸብን ኢና ኢሎም ዝተፈላለቱ ይፈልጥ ኢየ እደገና ተፋቂሮም ሓዳር ክገብሩ ምስ ቀረቡ ስድርኦም ኣይመዋስብትናን ኢሎም ስድርኦም ዝፈላለይዎም ውን ይፈልጥ ኢዩ ኣዚ ሓሳብ እዚ ኣብ ርእስኻ እተሃልዩ ግን ጽቡቅ ኢዩ እበር እቲ ዝበዝሐ ትግርኛ ካብ እምነትካን ባህልኻን ንላዕሊ ዓድኻ ኢዩ ዝሓትት ሙስሊ። ከኣ ካብ ዓዶምን ሃገሮምን ንላዕሊ እምነት ኢዪም ዝሓትቱ መጽንዓቲ ግበር ኢኻ
@Godislove798
@Godislove798 3 месяца назад
Aygermekan
@lulrbahri
@lulrbahri 3 месяца назад
ይገርመካ አዩ ኤርትራውያ ጸበብቲ ምዃና ስሒቶም ምሽ ምስ ኡጋንዳውያን ምስ ደቂ ዓድና ከማን ጸበብቲ
@Halamadrid676
@Halamadrid676 3 месяца назад
እንታይ ኮይና ንጸብብ ዳኣ ምስ ናይ ጀርያ ጸዓዱ ይምርዓዋ ዘየለዋን​@@lulrbahri
@ghebrabmichael3794
@ghebrabmichael3794 3 месяца назад
አክሊሉ ሓወይ ብጣዕሚ አድኒቀካ እቲ ዝበልካዬ አብ ምድሪ ጥብ ዘይብል እዩ. ከምቲ ዝበልካዬ ዩጋንዳዉያን ናይ ብሓቂ ተቀበልቲ ጋሻ እዬም. ብሰንኪ ዘይምስትዉዓልና ግን ምስ እቶም ዘዕቆቡና ክንበአስ ንክእል. ስለዚ ከም መፍትሒ እዘን ዝስዕባ ክሕብር እደሊ! 1. ንሕማቅ ይኩን ንጽቡቅ ጽልዋና ክብ ንክብል ከም ሕብረተሰብ ክንጥርነፍ አለና. ማሕበረኮም ብሓድሽ አወዳድባ, ናብ መንእሰያትን ከምኡዉን ነጋዶ ንኡሳት ኮሚቴ ጌሩ ከነቃቅሕ አለዎ. አብቲ ምትእክካብ ከአ ከም በዓል አክሊሉ ግቡእ አወንታዊ ተራ ንክጻወቱ ቦታ ክወሃቦም አገዳሲ ይከዉን. 2. ድሕሪ ጥርናፈ ከመይ ጌርና አወንታዊ ዝኮኑ ምንቅስቃሳት ብምግባር, ዪጋንዳዉያን አብ ልዕሊ ኤርትራዉያን ዘለዎም ሕማቅ አረአእያ ክንቅይሮ ንክእል ብምባል አብ ምትሕግጋዝ ምስ ዝተፈላለያ ቤተ እምነት ናይ ክርስትናን, ምስለምናን አብ ሚድያ አወንታዊ ዝኮኑ ንጥፈታት ብምምዋል, ንክልቲኡ ሕብረተሰብ ከቀራርቡ ዝክእሉ መደባት ምስራሕ. ዩጋንዳዉያን ስነጥበበኛታት ንኤርትራ ዝከዱሉ ጊዜ እዉን ይዝከረኒ ከም ማሕበረኮም ከአ ገንዘብ ድዩ, ካልእ ነገራት ብምዉጻእ, በብግዚኡ ንጽጉማት ዩጋንዳዉያን ምርዳእን, እቲ ስራሓት እኩል ናይ ሚድያ ሸፈነ ከምዝረክብ ምግባርን የጠቃልል
@yosefberhe5302
@yosefberhe5302 3 месяца назад
እቲ ምትእክካብ ናይ ፖለትካን ሃይማኖትን እንዳ ኮነ በጃኩም እቶም ደገፍቲን ተቃወምቲን ትበሃሉ እዚ ካብ ኤርትራ ወጻኢ ዘሎ ሰብ እንዶ ገደፍዎ
@ttek9180
@ttek9180 3 месяца назад
ብራቮ አቤል ኩሉ ትኽክል ኢዩ። ንኤርትራውያን አሕዋትና ከአ ምስትውዓልን ጥበብን ይሃቦም። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@brhanalem5387
@brhanalem5387 3 месяца назад
ወይ ጉድ ! በጃኹም ስርዓት ግበሩ ሕጊ ናይቲ ዓዲ ኣክቢርኩም ክትከዱ ናይ ግድን እዩ ስለምንታይ ኣብ ታርገት ታትዉ ኣብ ወጻኢ ብስነስርዓት እዩ ዝፍለጥ ዋእ ዓገብ ስርዓት ኣክቢርካ ምክያድ ዝበለጸን ዝሓሽሀን እዩ እቲ ትገብሮኩሉ ጽፉፍ ክከዉን ኣለዎ ኣብ መርዓ ድዩ ኣብ ገለ ብመጠን ብስርዓት ክትከይድ ሓቂ ባህሎም ክትፈልጥ ናይግድን እዩ ኩነ ከም ሃገረ እዩ❤ ኣምላኽ ይባርኽካ ወዲ ኤረይ ለባም ዘረባ❤
@godislove7507
@godislove7507 3 месяца назад
ኣኪለ ሓውና እዛ መውስቦ ዝበልካያ ኢሎም ኢልካ ከማን ካልኣይ ግዜ ከይትደግማ ማዕረ እቲ ንፈትወካን ነኽብረካን ማዕሪኡ ከይንጸልኣካ፡ ንሶም ዝበሉ ይበሉ እቲ ሕግን ስነስርዓትን ሓቂ ይሓይሽ ንሕና ውን ንሶም ከይበሉና ከነተግብሮ ኣለና እንተ'ዚ መውስቦ'ዶ ወላ ናፈተናየን ዘይቀርባና ዝበሃል ዘረባታት ግን ክሕሰብ ውን የብሉን ምናልባት እዘን ዝቁጸራ ሓደ ክልተ ኣብ ደገ ጌረንኦ ኢልካ ነተን ብዙሓት ክልከማ የብለንን ኣተዓባባያ ኣዋልድናን የሕዋትናን ከም ከብዲ ኢድና ንፈልጦን ንምክሓለንን ኢና ጭዋ ዝኾነ ባህልን ስነስርዓትን እዩ ዘለና ማንም እራይ ምራይ ኣብ ጎደና ቃሎም ሂቦም ኢልካ ዝግበር ኣይኮነን
@danelYosefe
@danelYosefe 3 месяца назад
Brovo yes
@ኤረይ-ቘ7ገ
@ኤረይ-ቘ7ገ 3 месяца назад
ናይ ገሊኦም,ሲ ማራ ኢዩ ዘስሕቅ እቲ ሕጊ ዘይምክባር ጹቡክ ኣለዉ እቲ ካልእ ግን ቱርኩም ዘይብሉ ኢዩ ሰብ ኣብ ሃገርካ መጺኡ ትካላት ከፊቱ እንተ ሰርሐስ የሓጉሰካ እንበር ኣይሕርቅን ኢዩ, በሓይሊ ተመርዓዉና ምባል ከ እንታይ ኢና ኽንብሎ ኩሉ ሰብ ናቱ መሰል ኣለዎ ኣብ ዝደለዮ ክምርዖ ብሓይሊ ክንምርዓወኩም ንደሊ ኢና እሞ ተምርዓዉና ምባል ግን ትርኩም የብሉን ንኽትሰምዖ ስሕፍር ኢዩ።
@AsghedomWeldegiorgis
@AsghedomWeldegiorgis 2 месяца назад
ኤሪትራውያን ካብ ደንቁሩና ክድሕኑ ኣሎዎም፡ ደናቁር ስለ ዝኾኑ ኣዮም ኣምበር ኣብ ኡጋንዳ ነጻ ኮይኖም ስለ ዝሰርሑ ይበልጽ ኣለው። ኣቲ ሓሳዊ መንግስቶም ምስተር ምሶቨኒ ምስ ከደ አንታይ ከም ዝምጽእ ኣይፈልጡን አዮም። ኤሪትራውያን ኣብ ኤውሮጳ ኣናተጽልኡ ይመጽኡ ኣሎዉ ፡ ኣብ ኣፍሪቃአውን ዘፈትዎም ዘሎ ኣይመስለን። ብጣዕሚ ዝሕዘን ንኡጓንዳ ኣማዕቢልናያ ክብሉ አዮም ዝስምዑ ፡ ብጣኦም ዘሕዘን አዩ፡ ዓዶም ዘይምዕብሉ ዓድሰብ ዘማዕብሉ ተስፋ ዝቆረጹ ሕብረተሰብ ኣምቢቦምን ጽሒፍምን ዘይኽሉ ሕብርተሰብ ምዃኖም ፍጽሙ እይርዶኦምን አዩ። ኤሪትራውያን ናቶም ዓዲ ዘይማዕብሉ፡ ኒኢትዮጱኢያ ኣማዕቢሎማ፡ ንሱዳን እማዒቢሎም፡ ንሳውዝ ሱዳን እማዕቢሎማ፡ ሕጂ ድማ ኣብ ኡጋንዳ ኮይኖም ሓተፍተፍ ምባል ጀሚሮም፡ ኣቶም ኤሪትራውያን ኢና ትብሉ ደቓሉ ስነ ሰርዕት ገበሩ። አንተ ኪእልኩም ኣብ ዓድኹም ኩርዑ ዓዲ እንተሎኩም ኮይኑ። በረምበርም ግደፉዎ፡ ስዱዳትን ስደተኛታትን ምዃንኩም ኣይትረስዑ። ተምሃሩ፡ ድሕሪ ዓልም ኣይትኹኑ።
@merasolo7598
@merasolo7598 2 месяца назад
Don’t worry Eritrean, some Ugandan hate foreigners specially for investors, make sure follow a safety protocol. Overall Ugandan people are sweet and respectful, wise and humble people so no worries. But your advice is important
@GhenetGhebremicael
@GhenetGhebremicael 3 месяца назад
ኣይ እዚኣስ ጉዳይ ቢዝነስን ናብራን ኣይኮነትን ☝️ ጉዳይ መውስቦን ቃጥባንን ኢያ ኣሕርቃቶም ዘላ 🤓 ኤርትራውያን ግን ጥንቅቕ በሉ 🙏🇪🇷🙏❤️
@Wedihagereseb-q3h
@Wedihagereseb-q3h 3 месяца назад
ልዕሊ ክሉ ድስብሊን የድሌና ኣሎ ኤርትርዉያን በጃኩም ይሕዋተይ ሓውክም ተቀማጢ በኤልጅም
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ 3 месяца назад
ካብ ናጀርያስ ኡጋንዳ ዶ ይሕሹኹን ክክክክ ግዳ ሓቆም እዮም ኡጋንዳ ኬድካ ትሪኢ ሓፊርካ ትምለስ ብሕልፊ ኽኣ ደቂ ንስትዮና ኣብ እንዳ ሽሻን ባርን ይደልያ መግቢ ካብ ከተብልዐን ቀቢጸየን እየ ኣነስ
@erena-africa5909
@erena-africa5909 2 месяца назад
I feel sorry for uganda 🇺🇬 😢 people, wow . Something well happens tomorrow. Be careful. This is a warning ⚠️ When it happens, there is no mercy. So you guess you need to be careful? And you need to follow the rule of the country. Love Peace and Respect from ERITREAWIT God-bless 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷☦️☪️☦️☪️🇺🇬
@Epicmood444
@Epicmood444 3 месяца назад
Any one who lives in Africa (We Eritreans), all over Africa today and even overseas (Anywhere outside of Africa), has to listen to AKILES'S ADVICES, we are getting it for FREE, and lets use or apply it to our daily lives and OF COURSE WE WILL ACHIEVE OUR GOALS, G-d sends wise men when He wants to deliver his people and we have to Listen just for our own GOOD and WELL- BEING!!!
@eritraweteritrawet7048
@eritraweteritrawet7048 3 месяца назад
????
@MinabTzagai
@MinabTzagai 3 месяца назад
ሰላም ❤️ ዘቕረብካዮ ሓሳባትን ርእይቶን የዕጋብን ሓቕን ሓላፍነታውን እዩ፥ ክትምስገን እዩ ዝግብኣካ። ኤሪትራውያን ካብ ዓለታውነት( ራሲዝም) ክነቕሕን ነጻ ክወጽእን ክናገፍን ኣለዎ። ንየሕዋትና ኣፍሪቓውያን የናእስን ይንዕቕን ንተጋሩ ይንዕቕ ።እቲ ዘሕፍርን ዘንዕቐክን ከምኡ ሕማቕ ሳእበን ዘለዎ እዩ ።ስለዚ ካብ እዚ ትሑትን ድንቑርናን ክላቐቕን ነጻ ኰጽእን ኣለዎ፥ እንተዘይ ኮነ ሕማቕ ሳዕበን ከውርድ እዩ። ካብ ሃገሮም ክሰጉ ክጅምሩ እዮም ። ኤርትራዊ ካብ ዝኾነ ዓለት ከምዘይ በልጽ ኣጸቢቑ ክርዳእ ኣለዎን ይግባእን ።ዓለታውነት እቲ ዝተሓተ ድንቑርና እዩ።ኣሕዋትና ኣፍሪቓውያን ከኣ እዚ ድንቑርናን ትምክሕቲ ኤሪትራውያን ኣጸቢቆም ይፈልጥዎ እዩም ።
@ቅዱስኢዩሞቅዱሳንኩኑ
@ቅዱስኢዩሞቅዱሳንኩኑ 3 месяца назад
ንሕናስ ኣብርእሲ እቲ ዘይእሩም ኣካያይዳና ምሩራት ኢና ምስለኒ ኣካያይዳኩም ኣምሓይሺ በጃኩም እዚ ድብልዎ ደልዉ እኩል ሓበሬታዩ ንክትጥንቀቁን ኣካይዳኩም ንክተምሓይሹን
@betrosTewelde-dz4tj
@betrosTewelde-dz4tj 3 месяца назад
ናይ ብሓቂ ጽብቅ መልእኽቲ ኣኪል ሓወይ ካብ ኣንጎላ❤
@MuluAbraha-wi8yd
@MuluAbraha-wi8yd 3 месяца назад
ውርደተኛ ህዝቢ ኣብ ዝኸዶ ክዋረድ ይነብር ሳኣን ተቃሊስካ ዓድኻ ምምላስ ::ነዚ ውርደት ዚ ረኺብናዮ ዘለና ዘኹርዖም ድማ ኩራዕ ኤርትራዊ ዝብሉ ድፉናት የእምሮ ኣለዉና ብጣዕሚ ዩ ዘሕዝን ማዕረ ክንድዚ ምውዳቕና ::
@eritraweteritrawet7048
@eritraweteritrawet7048 3 месяца назад
Kid Agame
@ቅድስትድሜናገዳምኤርትራ
ናይ ሃገርካ ኢትዬጵያ ግበር
@aziebtekie4932
@aziebtekie4932 3 месяца назад
shut up don't talk listen.
@ንስሪሰማይ
@ንስሪሰማይ 3 месяца назад
Ignorant 💔
@weyniissac2053
@weyniissac2053 3 месяца назад
👍🙏
@AlexanderKebede-yq3qm
@AlexanderKebede-yq3qm 3 месяца назад
ኣኪለ ሓደ ነገር ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ ኣፍደገ ኪንግስ ጌት ደም ምልጋስ ይካየድ ነይሩ። እቲ ኤርትራዊ ሕብረተሰብ ኣብ ከምዚ መደባት ሓቢሩ ክሳተፎም እንተዝክእል ጽቡቅ ነይሩ ከም ሓሳብ
@amanuelafeworki4455
@amanuelafeworki4455 2 месяца назад
Very commendable interesting and educational lecture timely and important information Thank you very much for your interest.
@e.gebremedihen9551
@e.gebremedihen9551 3 месяца назад
ብዙሓት ሃገራት ብስራሕ ገይሸ ኩለን ሃገራት ወጻእተኛ ብጽቡቅ ኣይቅበላን እየን እዚ ቡጋንዳውያን ዝስማዕ መረረ ዝተፈልየ ኣይኮነን ወደባት ቀዳምነት ክህልዎ ቅቡል እዩ ናትና ፍሉይ ዝገብሮ ምሂር ፍቅሪ ወጻእተኛ ኣለና ኣብ ሃገርና ተሪኢና ቀዳምነት ንወጻእተኛታት እዩ ዝወሃብ ወዲ ሃገር ክሰርሕ ኣይፍቀደሉን 5000 ናቅፋ ክትሰርሓሉ ዝኾነ ክትነብረሉ እውን ከቢድ እዩ ጥልያን ኣትዮሙና እልልታ ቱሪስት ኣትዩና ከም ዓቢ ነገር ተውስዱ ዛዕባ ኢኸውን ካብ ኡጋንዳውያን ክንመሃር ኣለና
@maysoonhussein20
@maysoonhussein20 3 месяца назад
Regrettably, Mr. Aklilu, it's true that those comments from Ugandan citizens hold weight. I must respectfully acknowledge their observations. As Habeshas, we often display arrogance, disrespect, body-shaming, and racism. Having spent nearly nine months in Uganda and befriended many Ugandans who echo these sentiments, I find myself pondering why we don't emulate their humility and friendliness. Instead, we Eritreans tend to carry ourselves arrogantly, despite not possessing half of their admirable qualities.
@halamadrida6075
@halamadrida6075 3 месяца назад
Mo zeytmerawi yom Nugandawiyan
@maysoonhussein20
@maysoonhussein20 3 месяца назад
@halamadrida6075 First of all, I didn't mention anything about getting married to an Ugandan. Secondly, are they not humans? Why not? We are all equal in God's eyes . Ugandan ykun wn kali, seb ksab zkone xegem ylen. Ignorant😂!!!
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 3 месяца назад
We eritreans show arrogance against the the other People.we have a failed state under Esseyas Regime.we had achieved nothing,when we compare ourselves with the world.they live free under Ugandan constitution.but in Eritrea could not.most of them recieve every month from their siblings,who live in Europe and America.They don't go to school.i was one month last January in Uganda.My brother live in Uganda.we have paid for him 7000 dollar from Eritrea to Uganda.I and my brother have to send money every Month to him.we have recommended him to make driving licence and go English School.But he didn't want to do that.
@AbiesaGhirmay
@AbiesaGhirmay 3 месяца назад
Well said...we need more civilaised person like u..
@staysave7656
@staysave7656 3 месяца назад
Well said dear. I have a lot of friends from Nigeria,Senegal and Gambia and they said thesame thing.
@bereketezra9207
@bereketezra9207 3 месяца назад
ዓለም ለካዊ ሕጊ ፡ወጻእተኛ ኣብ ደቂ ዓዲ ክሰርሕዎ ዝክእሉ ክሰርሕ ከም ዘይ ክእል ኣፍልጦ ክህልውና ይግባኣ፡ ማሕበር ንጋዶ ኡጋንዳዉያን ዉን ብዛባ እዚ ጉዳይ ይዛረቡሉ እዮም፡ ስለዚ ኣብ ምንታይ ነዉፍር ስርሓ ክንፈልጥ ይግባኣ !!!
@akiyor3615
@akiyor3615 3 месяца назад
ምርጫ እብ ዝግበረሉ ኣብ Uganda ከም መሸቐጢ ከም መለዓዓሊ ክጥቀምሉ ኢዮም። ስለዚ ንቃለስ ሃገርና ካብ መንጋጋ ህግድፍ ንመንጥላ እንተ ዘየለ ጽግዕተኛ ምካን ውርደቴኛ ኢዩ ዝገብረካ።
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 3 месяца назад
Nay bhak kiewetilu ykielu eyom.entay semie eski ab Uganda zneberkulu.eti tekanakani nay ezi ab merihnet zelo keribu teawitu neyru eyu.anxar sdetechatat neadom ksegom eye elu gosguisu.nbretom kea yehdige n deki adi khb eye elu. Ezi ms semiu Eritrawyan,hndawyan zeyteadene genzeb kefilom neti mrcha nay ezi zelo mengsti kem ziewet geyromo.abu zelewu hndawyan kbezhu meat eyom.mara habtamat eyom kea
@JimaAllu
@JimaAllu 2 месяца назад
Eritrawiyan zekbrom ayfetwu🤬🙌
@maekelet
@maekelet 3 месяца назад
ንዓይ ዘጋጠመኒ ከዕልለካ። መርዓ ሓወይ ንምስታፍ ካብ ኣሜሪካ ከም ቱሪስት መጽየ ኔረ። ሓደ መዓልቲ ካብ ሓንቲ ኣብ ጎደና መግቢ ትሸይጥ ምግቢ ሃብና ኢልና ንሓታ። ድስ ኢሉኒ ዘይኮነ፡ ክሕንሽሸላ፡ ጽቡቕ ቲፕ ክህባ የ ሓሲበ ኔረ። 20 ደቒቕ ሐራይ ከይበለትና ሱቕ ኢላ ንኻሎኦት ተአንግድ ኔራ። ኣብ መወዳእታ ትጽቢት ምስ ነውሐ ይሓታ ክተስተናግደና እንተ ኾይና፡ ኣይመለሰትለይን። ብጣዕሚ ገሪሙኒ። ካልእ ግዚየ ከኣ ኣብ ሓደ ቡቲክ ብዙሕ ሓንሺሽና Uber ንጽውዕ። Uber driver ኣብቲ ትቓና ኮፍ ኢሉ ፍርቂ ሰዓት ኣጸብዩና። ኣብ መጠረሽታ ትጽቢት ነዊሑኒ፡ ደዊለ ድሕሪ 10 ደቒቕ cancel ከም ዝገብራ ሓቢረዮ። እታ ኣቡኡ ትሰርሕ ጓል cancel ከይትገብሮ ኢላ ምሳይ ተኻራኺራ። ኣይምልከታን ዩ ክጅመር ከሎ። ቁሩብ እቶም ዓዲ ክጅመር ከሎ ጽላኣት ኣብ ልዕሌና ከም ዘለዎም የ ተገንዚበ። ደሓር ዶቦም ዝፈልጡ ኮይኑ ኣይስማዓንን ዩ። ብዝኾነ። ሃገርና ተመሊስና፡ ገጽ ሰብ ከየድነነና ብሰላም ንነብረሉ ግዚየ የምጽእ።
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 3 месяца назад
Ab kulom zrie akayada gn aykonen.ane zhalefe werhi tri abu neyre.btaemi eyom respect zgebru.service nay über ewun xebuk alewom.gizie kekbiru meat eyom.gn neaka agatami hmakat rekibomuka.ab kulu botatat tezawire xebuk eyom tekebilomuni
@HD202v
@HD202v 2 месяца назад
አብ ዱካን ኬድካ ተገዚኢካሎም ብፅባሂቱ የለን ይብሉኻ ምዕንታን ኬይዶም ከየመፅኡ ምዕንተን። ሃንቲ ዱካን ናይ ዪጋንዳዊ ሹዱሽተ ወርሂ ተፀኒሃ ፅቡቅ ፀኒሁ ማለት እዪ።
@SiedeRaja
@SiedeRaja 2 месяца назад
የቀንየልና ኣኪለ ሓወይ ባህሎምን ብስፊሕ እንተ ትገልጸልና ጽቡቅ ነይሩ
@AmeAme-c9o
@AmeAme-c9o 3 месяца назад
ቤተክርስቲያን ውስጥ ሳይቀር ሰው አይቀርቡም በጣም ዘረኞች ናቸው
@gerigeremeskel5273
@gerigeremeskel5273 3 месяца назад
Akile eta werekt nay sdeteja nmtay bgenzeb tekeyra zeytahatula ???
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 3 месяца назад
እዚ እንታይ ሕቶ ደሊኻሉ? ባህሪ ናይ ሕብረተሰብካ ጠፊእካ?ባዕሉ እቲ ኤርትራዊ ገንዘብ ጌርካ ምርካብ ኣልሚድዎም ።ከምዚኣ ጌርካ ስርሓለይ ክንድዚ ክኸፍለካ ይብልዎም በቃ ።
@MerhawitTesfay-zf2rb
@MerhawitTesfay-zf2rb 3 месяца назад
Thanks Akile, I would definitely agree with their complaints because I would have felt the same if Ugandans or Ethiopians came to my country getting my job or jobs that can be done by Eritreans. What is the problem with Eritreans including me we forget that we are refugees. If we don't go as per the rule of the Ugandans and Ugandan government, it will be catastrophe like in south Africa, if we don't correct ourselves very soon. As you said Akile engagement is vital, unfortunately because of the dictator in Eritrea, engagement is not in our dictionary. Time is ticking so we better proactively work in engaging the government and people. Thanks for bringing this up. I hope we Eritreans learn and read the Ugandan society and government.
@MihretAndom-ge6mb
@MihretAndom-ge6mb 2 месяца назад
Good information thank you Bro
@eritraweteritrawet7048
@eritraweteritrawet7048 3 месяца назад
😏😏😏🥱 ሐንቲ ግዜ ጹቡቅ ኤርትራውያን ተዛረብ በጃኻ...ሕጂከ እንታይ ሒዝኻ ትመጽእ ንሪኢ ንስ እያ....ዃሐሊት መሲላስ መንቆሪት😂😂
@BiniamTeklemariam1
@BiniamTeklemariam1 2 месяца назад
በጃኹም ዓድኹም ተመለሱ ፋቻ የብሎምን ከመይ ጌረን ክምርዓውኦም ደቂንስቲዮ ኤርትራውያን ግን ኣኹሪዕክናኒ ዋላ ጀልፋፍ ይኹን ወዲሃገርክንድኣ 😂😂😂😂 ኣወዳት ግን ትሕመዩለኹም ከም ጋውና መምስ ዝረኤኹማ ኣይትሰቐሉ 😮😮😮😮😮
@AbrahamTecle-r6r
@AbrahamTecle-r6r 3 месяца назад
ብጣዕሚ አገዳሲ ደስ ዝብል ሓቤሬታ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኻ
@maekelet
@maekelet 3 месяца назад
ጸላኢና ስደተኛ ይኹን። ከም ሽጋራን መውስቦን ምብልጭላጭን ዝኣመሰለ ምኽንያታት ሲ ያኣይ ምኽንያት ኮይኑስ ኣብ መደብ ተለቪዥኖም ኣቕሪቦሞ። መረረ ይበዝሕ ምህላዉ የሻቕል ዩ። ብኹሉ ንኤርትራዊ ኣይጠዓሞን። ኣብ ኢትዮጵያ እንተ በልካ ኸሙኡ። እታ ፍታሕ ሓንቲ ያ። ተቢዕካ ካብ ሃገሩ ኤርትራዊ እንታይ ኮይኑ ወጺኡ ስደተኛ ኮይኑ ትብል ሕቶ ክትምልስ ፈትን። ኣብ መደብካ ኣቕሪቦ፡ ጎቦ ጎቦ ጽቡቕ ኣይኮነን።ብዛዕባ ፍታሕ ከኣ ንዛተ።
@asliruessom3573
@asliruessom3573 3 месяца назад
አኺሊሉ፡ሰላም፡እታይ፡ይመሲለካ፡አቢእጋዳ፡ሚባር፡ኪሳዒማዐስ፡እዩ፡ተተኒህ፡ዘለኻ፡ብዛዒባ፡ህገርካ፡ንኻናዳዲዩ፡ቢኸመይኸ፡እታሀገር፡ናጻቲወጽእ፡ኲሳዒማዐስ፡አቢኢጋዳ፡ኢጋዳ፡ቡዙሕ፡ዚገበሩ፡አለው፡ኒቢርገዲኒሐመዱ፡ዘይቲዲጉፍ፡ኒሀገር፡ሐራየተዉጹእ፡መብዛሒት ስም፡አቢሲደት፡ኮይኑ፡ኒብርገዲኔሐመዱ፡ይቀትል፡ኪሳዕማዐስ፡።ነጽር፡ሲፍሕ።ታዐወት።ናይጋዳ፡ሲለቲኞ፡ናአሚላኽ፡የመሲጊኖ፡ኢጋንዳ፡ቲባረኽ፡ኒፍቲሒ፡ኒሒጊ፡ተሰለፍ፡ቲጊዜ፡ሒጅ፡፡❤
@eyobtesfamariam1683
@eyobtesfamariam1683 2 месяца назад
ኣኽሊሉ ሃይለሚኻኤል፡ዘቅረብካዮ መደብ ብጣዕሚ ጽቡቅ እዩ፡እንተኾነ ኣነ ከም ስደተኛ ኾይነ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበርክሉ ግዜ ቅድሚ3 ዓመት ኣብ 2015-2021 ከም ትዕዝብተይ UNHCR ካብ ማዓስከር መዕቆቢ ስደተኛ ካብ ከተማ 34 ኪ፡ሚ ክርሕቅ ከን ዘለዎ እዩ ኣብቲ ሕገ መንግስቲ ኣራ ብዝገበሮ ስምምዕ ግን ንረብሐኦም ክብሉ ን ኤርትራውያን ናብ ኣዲስ ኣበባ፡መቀለ፡ጎንደር ፡ደሴ ክስደድ Urban migrants ተባሂሉ ናይ ከተማ ስደተኛ መንቀሳቐሲ( PR resudent) ተዋሂብዎ እዚ ኣብቲ ማዓስከር ስደተኛ ብ UN ኣብ ወርሒ 100 ዶላር ንሓደ ስብ ዝተሰላዓሉ ብ ስርናይ ካናዳ ድስቲ ኩስኩስቲ የዐሺዮም የንብሩና ነይሮም ኣብ ሕንጻጽ፡ዓዲ ሓርሽ እዚ በቶም ተጋሩ ኣብቲ እንዳኣራ ዘለው ዝግበር ሽርሒ ማእለያ ዘይብሉ ነይሩ ነዚ ከም ኣብነት ዝጠቅሰልካ ዘለኹ፡ናብ ከተማ መጺኡ ክስረሕ ዝፍቀዶ ምንጪ ኣታዊኡ ምስታ ኣብ ማዓስከር ዝቀመጠላ 100 ዶላር ንወርሒ እያ ኣብ ኢዱ ክዋሃቦ ኣይተገብረን ምክንያቱ ናብ ዘይግቡእ ማዓላ ከይውዕል ይኹን እምበር እቲ ረዳኢ ዘለዎ ብሓዋላ ይነብር እቲ ዘይብሉ ድማ ስርናይ ካናዳ ቕጫን እንጀራን ፓስታን እንዳበልዖ ኣብ ቴንዳ ጥራጥ ንጥራጥ ምስኮነ ናብ ፍቀዶ እጋንዳን ስግር ባሕሪ ንልብያን ተሰዲዱ፡ኣብዚ ብልክዕ ናይ ገለገለ ስባት ካብ ስንምግባር ወጻኢ ሽጋራ ምትካኽ ፍቀዶ መንገድን ሽሻን ብዕልግናን ይረአ እዩ፡ወላ ኣብተን ምዕቡላት ሃገራት ካናዳ እስራኤል ተሰዲዱ ኣመል ምስ መግነዝ ዝኾነ ስፈተኛ ምህላው ዘይካሓድ እካ ተኾነ እቲ ንምንታይ ትሰርሑ ትሽቕጡ ዝብል ክሲ ግን ካብ ቕንእን ሕስድናን ዝነቀለ እዩ፡ትካል ክኸፍት ስደተኛ ወላ ኣብ ካናዳ መሰሉ እዩ ከም ባዓል ዩክረይን ትፈናቀልቲ ስደተኛ ግን ኣብ ካናዳ ምስ ናይ ኣፍሪቃውያን ዝተፈልየ ኣተሓሕዛ መሰልን ኣለዎ።እዚ ፖሎቲካዊ ክልታዊ ዝምንድና ናይተን ዜጋታተን ዘዕቆቡለን ሃገራት ዲፕሎማሲ ጽልዋ ኣለዎ፡፡ኡጋንዳውያን ህዝቢድማ ምስቲ ስደተኛ ዘለዎም ኣረኣእያ ከምቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ሕብረተስብ ባህልን ልምደን ሃይማኖትን ዝየራኽብ ስለ ዝኾነ ብርቱዕ ብዶሆታት እና ገጠሞም ይነብሩ ኣለው፡መዋጽእቲ ይፍጠርሎም ኣብዚ ኸድዎ ዓዲ ብምንነቶም ዘይኮነ ብእንታይኖቶም ክጽረፉን ክናዱን ይግባእ፡፡ክሉ ኤርትራዊ ጻዕራም እካ ተኾነ ብሓደ ሓደ ጽጋበኛታትን ሰብ ረብሓ ፒሎቲከኛታትን ግን ሃገር ብክፋእ ክትላዓል ኣይግባእን፡ኣነ ኣብ ኢትዮጵያ ብሞያይ ብስእሊ ኣርት ምስ ፍሉጣጥ ሳኣልቲ ካብ የመን ጆማል ዝባሃል ካብ ኢራን ማሂር ዝባሃል ካብ ኤርትራ ብ ሓባር ኣብ ሆስፒታላት ኢትዮጵያ ኣብ መንሊኽ ፡ጋንዲ ሆስፒታል እንዳሳኣልና ንሓንቲ ስእሊ ኣብ መንደቅ በቲ ስትሰልዐ ባጀት ኣብ ነፍሲ ወከፍ ፕሮጀክት 100ዶላር ጥራይ ነይሩ ሕብርታት ብናይ ባዕሎም ወጻኢታት እዚ ብ UN ዝተገብረ ሓገዝ እዩ።ስለዚ ኣነ ዕጋበኛ ዝኾንኩ ዘለኒ ሓሳብ ሞያይ ንህዝብ ምቕራበይ እዩ።እተን ዝረኽበን ዝነበርኩ ድማ ንግዚያው ሽግረይ ንመግበይ ሓዋላ ኸይተጸበኹ የናብራኒ ነይረን፡እዚ ንጃህራ ዘይኮንኩ ግዝየይ ወፍየ ዝጽሕፈልኩም ዘለኹ ክንደይ ጻዕራማት ኣብዝላዓለ ደርጃ ዝበጽሑ ኣብ እጋንዳ ብጻዕሮም ዘይትዋሕጦሎም ስባት ከናኣእስዎምን ኽቓወምዋምን ግቡእ ከም ዘይኮነ ፍትዩ ኣይኮነን ንረብሑኡ እዩ እቲ መንግስታዊ ኣካል ኣፍቂዱ ሓጋጊ ኣካል ድምጺ ህዝቢ ክስምዕ ከሎ ብ 2 ሸነኽ ክርእዮ እዩ፡ዜጋታት ስደተኛን ወዲ ሃገር ኣብ ስራሕ ቐዳምነት ብማዕረስ ወዲ ዜጋ ዝሰርዖዖ እቲ ፖሊሲ ናተን ከይትስማምዐ ልቼንሳ ክፍቅድ ኣይምካኣለን ወይ ብፍቓድ ንግዲ ናይ ወዲ ሃገር ዝግበር ሽጥር ድማ ኣንዳዕዲዑ ይፈልጥ እዩ ፡ብዝኾነ ኣጆኹም ስብ ጻዕራማት ስደኛታት ኣሕዋተይ ስኽፍ ኣይበልኩም ትክን ቕራጽ ስብን መውጺኢ ኣይስእኑን እዮም መውጽእቶ ይፍጠርልኩም
@abrahamyohannes1515
@abrahamyohannes1515 2 месяца назад
Abskdkayo mszkone knmarw aybhlnn ayou nsrah ayom keydom naqba aye konoun keydom Sarah mbla DMA mskr ayou kab ed seb ayxbeyn ena😂😂😂
@zemenfes2023
@zemenfes2023 2 месяца назад
ግን ንምንታይ ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት (እስራኤል: ሺዊደን: እስፓኛ: ፈረንሳ: ዩጋንዳ: ኢትዮጵያ ) ናይ ኤርትራውያን ሽም ብሕመቅ ይርቋሕ ኣሎ? ንምንታይ???
@terhasberhane71
@terhasberhane71 2 месяца назад
ኤርትራዊ አብ ሐገሩ ጥራሕ እዩ ተሸቁሪሩ ዝነብር አብ እዳማቱ ሐገር ብንዕቀት እዩ ዝነብር መጨረሻ እናከፍኤ ከምዝመፅእ አይርዶኦን እዩ
@Weyni-lm1hv
@Weyni-lm1hv 2 месяца назад
ኡጋንዳውያን ፦ ንደቂ ❤አነስትዮ ኤረትራውያን ይወልድሎን አሎው ንጥቅሚ ቅርሺ ክብላ ምስ ፅሎሎ ዝመስሎ ንዔዔን ዘይምጥኑ ይምርዔዋ ❤😅😅😂😂 ኤረትራውያን ደቂ አነስቶ ክሎን ፅሎሎ ዝመስሉ ቆሉዑ ይደቅላ አሎዋ😂😂😂😂
@benmeron8926
@benmeron8926 2 месяца назад
100% agree. I came to visit my friends from toronto and i spent two months last year around Gaba Road ugandans are saying exactly same things .the most annoying thing that I have seen around kabalagala junction eritrean pastors preaching in tigrigna with huge speakers
@Alexcomedy-256
@Alexcomedy-256 Месяц назад
Kulu nay megeste xagame gn shigara hamaq nay seb ane ugandawi gn tigrigna tzalabo essu xbuk .we should treat all Africans equal even if not non members of acountry but African is enough for me to give you a cup of water from my heart because after all one day I can find you in dechkamahare one day and treat me like I treated you in kamapala@Akililu.H.michael that's it
@DejenDeke
@DejenDeke 3 месяца назад
ሱዳናውያን ኣብ ኤርታራ ዘለዉ ምሳና ምስ ኤርትራውያን እንተዘይተመርዕዮም ሕጂ ይውጹኡላ ከም ምባል እዩ ዝሕሰብ።ሓንቲ ጎል ኣንስተይቲ መሰል ኣለዋ ስዴቴኛታት ደቀንስትዪ ድማ ብፍልይ ዝበለ ኣይኮነን ግን ኤርትራዊት ጎል ኣንስተይቲ ተሰዲዳ ከይዳ'ስ ብግዴታ ክምርዓውዋ ።ኣይደልን ዝበለት ጎል ምሳና ክምርዓዋ ኣይደልያን እየን ኢልካ ንደቀድስትዪ ዒራ ዓቅሚ የብለንን ብዘስምዕ ከማኻ ዘኣመሰሉ ሰባት ውን ደገፍ ይሕዋቶ ኣይኮኑን እዮም ኣይጣበቁለንን ኢሎም ክዕምጽጽወን መሊስካ ነቲ ገበን ሓሳቦም ኣብልዕሊ ይሕዋትና ምድጋፍካ 111 ኢልና ኣለና ሂወትካ ምራሕ ብሰንካ ይሕዋትና ዕላማታተን ተሰይሩ ብኡጋንዳውያን ክድፈራ ትገብር ኣለኻ።ጎል ሓቲትካ ኣብያትካ ንበል ስዴተኛ ካብ ዝኮነት ሃገር ዝመጸት ኣብ ሃገርካ ንቡር ሙኻኑ ጎል ክትኣብየካ ሓሲብካ ዲኻ ትኸይድ ወላስ ከምዚ ንሶም ዝበልዎ ኣብ ሜድያ ወጽዮም ደቀንስትዮና ዘዋርድ ክንደይ ጥዑያት ከለዋ ሙሁራን ስነስርዓት ዘለወን ብሕጽር ዝበል ዓሌታውያን ኢሎሙኻ'ስ ተቀቢልካዮ መሊሲካ ተዳምቀሎም ኣለኻ።እሞ'ኻኣ ንደቀንስትዮና ካልእ ጾረን ዘይኣኽለን ክንደይ ስድራዝኣልያ ተጸጊመን ጸገም ከይመጸን ተሸቁሪረን ዝኸዳ ንስኻ ብእትርእየን 2-3 ደቀንስትዪ ሳኣን ምምዓድካ ኣብዚ ኣልጊብካ ቡኡዙሓት ተናውጽ።
@sabahale6110
@sabahale6110 2 месяца назад
እዚ ኣብ ሙሉእ ዓለም ዘሎ ኢዩ። ኣብ ዝኸድካ ዓዲ ወጻእተኛታት ጹሏት ኢና። ኣብ ዝኾነ ዓዲ ኩሎም ወጻእተኛታት ስራሕና ወሲዶሞ እናበሉ ዝቕረምሩሙ ። እቲ ሽግር ናይ ዓዶም ናብ ወጻእተኛ ኢዮም ዘላግቡዎ። ኣብዚ ኣመሪካ ተኸኽ ኢዮም ዘቡሉና ወጻእተኛ፣ ወጻአተኛ እዳ በሉ። ኣነ ከም ዝመስለኒ፡ (1) እቲ ሽግር ባህሊ ናይቲ ሃገር ዘይምፍላጥ ኢዩ። ስለዚ ንስኻ ክማኻን ለባማት ኣኪብኩም ዘይትምህሮም? (2) ናይ ቛንቛ ሽግር ኣሎዎም ኢልካ። ባዓል ንስኻ ካልኦትን ግለጽሎም፣ ማሃሩዎም። (3) ብዛዕብ መርዓ ድማ ነቶም ኡጋንዳውያ ግለጹሎም። ብህልና ኣይኮነን ውጽእተኛ ምምርዓው። ኣብ ዝኸድካ እንተ ኬድካ ስደተኛ ጽሉእ ኢዩ።
@TeklemariamGhebre
@TeklemariamGhebre 2 месяца назад
ኤርትራውያን ብሜላ ብርሃጾም ይሰርሑ ኣለዉ፥ ኣብ ኡጓንዳ ድማ ብሰንኪ ኤርትራውያን ብዙሕ ገንዘብ ይጠፍእ ኣሎ። እንታይ ግበር ይብልዎ ኣለዎ ነዚ ኤርትራዊ። ኡጋንዳ ብሰደኘታት ኢያ ሃብቲማ። ቀደም ሂንዳውያን ኔሮም ሕጂ ድማ ካልኦት። ኤርትራዊ ድማ ኣሽንኳይ ዶ ምስ ኡጋንዳውያን ምስ ጸዓዱ ብቐሊሉ ኣይዋሰብን እዩ። መብዛሕቲኡ ንፕሮሰስ እዩ ኣብ ኡጋንዳ ዘሎ ኣብኡ ክነብር ኣይኮነን። ኣብ ኩሉ ዓለም ስደተኛ ምስ ወዲ ሃገሩ እዩ ብብዝሒ ዝለግብ ዝንቀሳቐስ። ብሓይሊ ልገቡና ተዋሰቡና ዝብሃል ጌጋ እዩ። ኤርትራዊ ንነብሱ ዝጥዕሞ ደስ ዝብሎ እዩ ዝገብር እምበር ንኻልኦት ከሕጉስ ኢሉ ዝገብሮ ነገር የለን። እዙ ኣብዚ ዜና ዝወጸ ሃለውለው ናይ ኡጋንዳውያን እዩ። ኤርትራውያን ዉሑዳት ክንሶም ልዕሊኦም ስለ ዝነፈዑ እዮም ሓዙልና ዝብሉ ዘለዉ። ኡጋንዳ ናጻ ሃገር ተኾይና ኩሉ ነገር ብውድድር ክኸውን ኣለዎ። ኡጋንዳውያን ተዋዳዲሮም ነቶም ኤርትራውያን ከሰንፍዎም ኣለዎም እምበር እዚ ዝዛረብዎ ዘለዉ ናይ ስንፈት ሕስድና እዩ።
@fasikamesfun7232
@fasikamesfun7232 2 месяца назад
ሰላም ይሕዋተይ ጽቡቅ ኣለዉ ኣነ ርኤዮ እየ ኣብ ሱዳን ኣብ ኡጋንዳ ብፍላይ ገዛ ክራይ ዝበልዎ ሓቆም እዮም ኤርትራውያን፡ንፉዓት ኢና ግን ቡነት ኢለ ሎሚ ሎሚ ግን ሰሲዕና ተንኩልና ገዛ ክራይ ሓደ ሱዳናዊ ብ100 ተካሪኒ ኤርትራዊ ሓወይ ከኣ ብ2000 ሽሕ የካርየኒ እዚ ኣነ ባዕለይ ዝረኣኽዎ ሓቂ እዩ ሰለስርዓት የብልናን ኣብ ዓድና ክንገብሮ ዘይደፈርና ኣብ ዓዲ ጓና ንገብሮ እ ህ ህ ህ ካብ ሰዓሚዓ ጻሕታሪኣ ነዓና ኤርትራውያን እዩ ተመሲሉ ሰላም ንኹሉ ዓለም ንኹሉ ኣፍሪቃ ንሃገርና ኤርትራ ❤
@kesetemekonen5069
@kesetemekonen5069 2 месяца назад
ኣኽሊሉ tnx ነዚ ሓበሬታኻ: ኣብ ኡጋንዳ ዝነብር ህዝብና መብዛሕቱ ብሓዋላ ዝነብር ክነሱ ዝገብሮ ሸብዳዕዳዕ ዘገርም ዩ ::ግን ሓንቲ ነገር ዝሰኣንኩላስ በዚ ጉዳይ ቲ ብቐጥታ ዝምልከቶ እቲ ኣብኡ ዝነብር ሲ ሓሳቡ እንታይ ዩ? ብደረጃ ማሕበረኮም ድዩ ብኻልእ ውዳቤታት ይዝረበሉ ይዝተየሉ ድዩ? ዓበይቲ ዓዲ ለባማት መራሕቲ ሃይማኖታት ወ. ዘ. ተ. ኸ ታይ ዩ ተርኦም?
@michaelzereyohannes3072
@michaelzereyohannes3072 Месяц назад
እንታይ እዩ ወሪድዎ እዚ ህዝቢ እዚ አብ ኩሉ ሃገራት መረረ ካበይ ዝመጸ ስርዓ እዩ እዚ ክሳብ ካብ ዓዶም ከባርርኩም ዲኩም ትጽዑሩ በጃኩም በጃኩም ርግእ በሉ ስርዓት ግበሩ ደሐር ዋይ ዋይ ከይትብሉ ስርዓት ግበሩ ይበዝሕ አሎ እቲ ሐዋላ ዝመጸኩም እኮ ሽቃቅ ጸሪጎም እዬም ደም ሪሂጾም ዝሰድልኩም ዘለው ሐደራ ለቡሙ፡
@berhaneh7587
@berhaneh7587 3 месяца назад
ኤርትራውያን ሕጊታት ናይ ዘለናዮ ሃገር ሕጊታት ዘይንኽተል እንተኾይና ጸገም ከምዝመጸና ክንፈልጥ ኣለና። ኣብ ኡጋንዳ ዘለዉ ኤርትራውያን ዘርእይዎ ሓሓሊፉ ዘይእዱብ ኣካይዳ ከስጉጎና ከምዝኽእል ወይ ዘለና ዕድላት ከምእንስእኖ ክንፈልጥ ይግባእ። ምኽንያቱ ኩሉ ገደብ ኣለዎ።
@DejenDeke
@DejenDeke 3 месяца назад
ኣብ ሃገርና ኤርትራ ባዕሉ እቲ ሰብ ሸለል እንተ ዘይኢሉ ዝኾነ ኣካራይ ካብ ሕጊ ወጻኢ ልክዕ ከምዚ ናይ ኤሮፓውያን ብሜትሮ እዩ ክራይ ዝኽፈል።ኣብቲ ምምሕዳርካ ኬድካ ገዛ ኽራይ በርቲዕኒ ካብ ጉብኦይ ንላዕሊ የኹፉሉኒ ኣለዉ እንተ ኢልካ ምምሕዳር መጽዩ ኣብዓዲ እንተ ኮይኑ ኣብ ከተማ ድማ እቲ ዝምልከቶ ኣካል።ዓቂኑ ብሚትሮ ንሚትሮ ክንድዚ እዩ ዝፍቀድ ብሕጊ ኤርትራ ብሚኒስትሪ ማይን ሜሬትን ኢሉ ሃቢሩ ቀጺዑ ወይ ድሕሪ ሕጂ ክንድዚ እዩ ዝኸፍል ዝግብኦ ይብሎም።ተወድኤት።ኣብቲ ዘለኻዮ ሃገር ኡጋንዳ እቲ ህዝቢ ናይ ኡጋንዳ ከምዚ ክገብር ኣለዎ ሕጊ እንተ ዘይብሎም ድማ ንሕና ናቶም ጌጋ ታሓመልቲ ክንከውን ኣይንኽእልን ኢና።ድሓር እቶም ኣካረይቲ ናይቲ ገዛ ኡጋንዳውያን እንድዮም ንምንታይ ልዕሊ ጉቡእ ክንካረዮ ክብልዎም ከለዉ ሕጋውያን ሃገር እንተ ኮይኖም ኣይከውንን እዩ።ሕጊ ሃገረይ ኣየፍቀደለይን እዩ።ዝውይብሉ።ቀዳማይ ጌጋ ናይ ሰብ ገዛ ደለልቲ እንበር ተኻረይቲ ካብ ደላላይ ስለ ዝካረዩ።ጌጋ የብሎምን።ሽጋራ ምትኻኽ ዝበልካዮ ነቶም ኤርትራውያን ሽጋራ ምትኻ ጽቡቅ ከም ዘይኮነ ኣኼባ ጌርካ ምሃሮም።ክትምህሮም ዝደለኻ ትመስል ኣለኻ ።ሓደ ሰብ ዘትክኽ ዘብላ ሃገረ ኡጋንዳ ኡጋንዳውያን ካብ ሽጋራ ነጻ።ኮሙኡ ኣምሲልካያ ምምዓድ ካልእ እዩ።እዚ ኣምሲልካ ምስጣን ግን ጽቡቅ ተመኩሮ እዩ ዘለና ኡጋንዳውያን በለልና።ጽልኢ ጸገም ይፍሕትሩ ብምህላዎም ግን ሕጂ ውን ሃገር ከቀይሩኹም ይድልዩ ኣለዉ እሞ።ተጠንቀቁ ደቂ ኤረይ።
@DejenDeke
@DejenDeke 3 месяца назад
ይቅሬታ ኣነ ግን ኣይክድግፈካን እየ ኣብ ስራሕ ኮይነ ለይቲ ይሰምዓካ ነይረ።ገለ ገለ ክዕረ ዝኽእል ይህሉ እዩ ግን ቀሪብካ ምስ ህዝቢ ሃገርካ ኣብ ኡጋንዳ ዘሎ ኣኼባ ጌርካ እንበር ብኸምዚ ሕሜታ ኣይዕረን እዩ።እቲ ገለ ገለ ዝብልክዎ እንበር ገሊኡስ ንስኻ ውን ንምንታይ ኡጋንዳውያን ኮምኡ ይብሉ ኢልካ ክትካታዓሉ ዝግብኣካ ንሶም ስለ ዝበሉ ጥራይ ምድጋፎም ቅቡል ኣይኮነን ድሓር ሚኒን ጥራይ ምኽንያት ጥራይ ኣይትኹኑ።ብግዴታ ይሕዋትና ክምርዓውወን ደልዮም መስላተን ክገፍወን ንምታይ ዘይተመርዓዋና ክብሉ ከለዉ ብሕጊ ውን ኮሙኡ ኢሎም ክዛረቡ ዘፍቅደሎም የለን ስርሕ ዝበልዎ ድማ የስሕቅ እንታይ ድኣ ክልምን ክሰርቅ ደልዮም ተደልዮም ሕጎም ይዕርዮም ቀረጽ ዘየኽፍልዎ ንሶም ብሕሞቆም ሸቀጥ ተዘይ ገበሩስ ብምስርሖም ከኽስስ ዝኽእል ሕጊ የለን ቀረጽ ምኽፋል ተደልዮም ይልመዱ ሕጊ የውጽእሉ።ጻዕዳ ሽጋራ ክሰቲ ኮሎ ግን ኣብ ሃገሮም ምስኡ ክሳኣሉ እዮም ዝብህጉ።እዚ ርኡይ ሕስድና ኮነ ኢልካ ጸገም ኣብልዕሊ ኤርትራዊ ንምፍጣር እዩ።ክንዕዞቦ ኢና ኣብዚ ቀረባ ግዜ እንታይ ከም ዝመጽእ።ንዒቆሙኹም እዮም።መሰላትካ ዝግፍፍ ቃልት ጌሮም እንዳ ዘለፉኻስ ጽቡቅ ኣለዉ ብዘስምዕ ቃላት ጌርካ ዝበልዊ ሓቂ እዩ ክትብለና ።ዳግማይ ምስ ሕጊ እንዳ ኣራኣኣኻ ስምዓዮ
@Weyni-lm1hv
@Weyni-lm1hv 2 месяца назад
❤ናብ ማዓስከር ክስብሰቡ አሎዎም ኤረትራውያን❤ ዕድሜ ልክዕ ስደትን ድክነትን ኤረትራውያን ምንጩ እሳያስ አፈወርቂ ህግደፍ እዩ❤
@ahmedabdelkader7187
@ahmedabdelkader7187 3 месяца назад
ኣኪለ ሓወይ እዚ ኣቅሪብካዮ ዘለኻ ርኢቶ ንኣብ ኡጋንዳ ዝነብሩ ኤርትራውያን ጥራሕ ዝምልከት ኣይመስለንን። ምኽንያቱ ብዙሓት ኤርትራውያን ኣብ ዝነብሩለን ሃገራት ኣፍሪቃ ተመሳሳሊ ባህርያት ከምዘንጸባርቁ ካብ ዝተፈላለዩ ሰባት ይስማዕ እዩ። እንተኾነ እዚ ናይ ኣብ ኡጋንዳ ዝነብሩ ዝፍለየሉ፡ እቲ መልእኽቲ ናይ ህዝቢ ዝያዳ ናብ ኤርትራውያን ዘተኮረ ብሙዃኑ ካብቶም ኣብ ካልኦት ሃገራት ፍሉይ ይገብሮ። እቲ ዝበሃል ኩሉ ኢልካዮ ኢኻ ፡ ከምተወሳኺ ግና ክብሎ ዝደሊ፡ ነቲ ኤርትራዊ ማሕበራዊ ውዳብ ፈጢርካ ብዛዕባ ሕግታት ናይታ ሃገር ኣፍልጠኦም ክብ ንምባል ዝሕግዙ ብትግርኛ ትተርጊሙ ናብ ኩሎም ንኽባጻሕ እንተዝግበር (ነቲ ንህዝብና ዝጸሉ ክፋል ሕግታት) ፥ ዝሓሸ ናይ ኣነባብራ ለውጢ ኣብ ኤርትራዊ ክፈጥር ምኸኣለ እብል። ንእትገብሮ ጻዕሪ ከመስግነካ እደሊ ኣኪለ ሓወይ።
@HabteselaseTesfamariam
@HabteselaseTesfamariam 2 месяца назад
መ ኣኽሊሉ እዚ ዝበልዎ እዞም ዓዲ ሓቂ ኢዩ ፡እንተኾነ ሰማዒ እዝኒ ኣሎ ድዩ? ኣንቱም ሰባት ግደፉ ብምስትውዓል ንንበራ እዛ ዓዲ፡ምኽንያቱ ሕጂ ተርፋትና ዘላ ዓዲ እንኮ ዩጓናዳ ጥራይ ኢያ፡ጁባ ካርቱም ኢትዮጵያ ኩለን እዚኤን ነቕነቕ ኢለን ስለዘለዋ መህደሚ የብልናን፡ስለዚ ህዝቢ ክፈትወና ኣለዎ እምበር ምስ መንግስቲ ጥራይ ዕርክነት ጌርና ክንብር ኣይንኽእሊን ኢና ኢሞ ሓደራኹም ሰፈርና ኣይነባላሹ፡ከም ለባማት እምበር ከም ዓያሹ ኣይንምበር ኢሉ ኢዩ ሃዋርያ ጳውሎስ።
@amansimon640
@amansimon640 2 месяца назад
ዋይ ኣታ ኣክሊሉ ንስኻ ከኣ ካብኦም ትገድድ ራሽናል ትሓስብ እንተ ኮይንካ መርዓ ስቅ ኢልካ ድዩ ዝፍጸም ምስ ዝኾነ ርክብ ኮነ ሌላ ዘይ ብልካ ሰብ ኣብ ዓዱ ስለ ዝተቀመጥካ ክትምርዓዎ ኣለካ ማለት ድዩ ኩሎም ዋራጂ ሰትዮም ዝተዛረብዎ ዘረባዩ በዓል ንስኻ ከኣ ኣብ ማስ ሜድያ እንዳ ተዘረብኩም ዘይ መልክዑ ተትሕዝዎ ኣለኹም ምስ ጭብጡ ዘረባየ ዝብለካ ዘለኹ ዘይ መልክዑ ይሕዝ ኣሎ
@simongrmay9975
@simongrmay9975 2 месяца назад
ኣፍሪቃ ኣፍሪቃ ምኳኑ ኣይተርፎን እዩ ሓደ መዓልቲ ሃንደበት ትካላትኩም ይኩን ገንዘብኩም ክውረስ ይክእል እዩ ስለዚ ኣብ ትገብርዎ ወፍርታት ንኩሉ ኣብ ግምት የእቲኩም ጥንቁቃት ክትኮኑ ኣለኩም
@negagetachew974
@negagetachew974 3 месяца назад
ኤርትራውያን - አነ አብ ጊዜ ኃ/ ሰላሴ 1970 አስመራ ነይረ። ሽኡ ማንም ኤርትራዊ ካብ ዓዱ ዝወጽዕ አይነበረን፣ ኩሉ ነገር ርካሽን ናይ ሰላም ጊዜ ነይሩ። ኤርትራዊ ብብዝሒ ካብ ዓዱ ምውጻዕ ዝጀመረ ድሕሪ ናፃነት እዩ እንታይ እዩ ሽግሩ? ኤርትራ በቲ ጊዜ ብኩሉ ነገር ካብ አፍሪካ ቀዳመይቲ እያ ነይራ፣ ሕጂ ግና ኤርትራዊ ካብ ዓዱ ወጺኡ አብ ዝረስኸ ከተማ አፍሪካ ከይዱ ምውራዱ ዘሕዝን እዩ፣ እዚ ክቅየር አለዎ።
@MaikelKesete
@MaikelKesete 3 месяца назад
እሺ ከም ደቂ ሃገር መጠን ዝኾነ ጥርዓን ከቕርቡ ቅቡል እዩ። ኣብዘን ክልተ ግን መሰል የብሎምን። (ክቕበልዎ ጥራይ እዮም ዘለዎም) 1ይ 💪ኩሉ ንግድን ስራሕን (ምዝዋር መኪና ኤርትራውያን ) ወዘተ,,, 2ይ ብዛዕባ ኣዋልድና😊 ዝምልከት ተዘይ ደሌንኦም ሲ ብሓደ ዓይኖም ክርኢወን ከማ ኣይንፈቕደሎምን ኣይንደልዮምንን ኢና። እዘን ጥርዓን ናብ ዓሌትነት ገጸን ጸርየን ኣለዋ😮ካብኡ ኣይሕለፉ ከኣ ኣሕባይ😂 ኣነ ትቐማጣይ ሆላንድ እየ፡ ሆላን ቀሪባ ኣላ ናትና ክትኸውን፡ ንስኹም ከኣ ኣጆኹም ኩሉ ነገር ናትናክኸውን ኣለዎ።
@HadishWedi
@HadishWedi 3 месяца назад
ኣቱም ኣሕዋትና እዚይ ብኤረትራዊያን ዚመጽእ ሓዋላ ገንዘብ ፡ሓስራሕ ትካላትን ነቲ ሃገርን ህዚብን ሓገዚ እዩ።ብዛዕባ መርዓ ውን ኣብ ምስ ናጀርያን ኡጋንዳን ወዘተ ተዋስብና እና።እዚይ ነታ መደበር መልሲ ክትህብዎም ኣለኩም።ብዛዕባ ምሕንሻሽ ውን ቃንቃ ባህልይ ዘይምካል ይከውን።
@abrhamtesfay1586
@abrhamtesfay1586 2 месяца назад
ካን ድዩ ኮይኑና ኣብ ዝከድናዮ ሃገር ክንምረር፡ ኮይንዎ ድዩ እቲ ጭዋ ባህልና ተበሪዙ ተሪፉ? መርሕቲ ሃይማኖት ትብሉ ኣለኩም፡ ንሶም ዶ ኣይኮንን ደድሕሪ ዶላር ዝቀዳደሙ ዘለው፡ እዚ ነቶም ፍርሃት እግዚኣብሄር ዘለዎም ኣይምልከትን ኢዩ። ቅሩብ እንዶ ህድእ ንበል፡ ትሕትና ነር ኢ፡ ኩሉ ነገር ገደብ ኣለዎ፡ ኡጋንዳዉያን ከኣ ምስ ተወደ ኦም ከቢድ ሳዕቤን ከየምጽ ኡ።
@David-wf4pd
@David-wf4pd 3 месяца назад
😂😂ኤርትራውያን ጀጋኑ አጆኩም ኢጣልያ ተመሊሶምና አለው ወዲ አፌ አነ ልዐሊ አቅመይዮም በዓልኩም አምሃደርዎም ብ ዓደስ ክህዞም አይከአልኩን ብ ፓስታ ፈተንዎም ኢሉ ሀገር አረኪቡዋ አሎ 😂😂
@IbrahimAbdu-pc4xx
@IbrahimAbdu-pc4xx 2 месяца назад
AGAME is spreading toxig agenda against Eritrea. Bejakum dequi Ere ezi seb zigebro delo betaami himaq eyu ni hizbi Eritrea,. Adikum Etewuo dequi Ere . Ni agame bezekdekumo kem Temen felyiwo.
@ZemenTegegn
@ZemenTegegn 2 месяца назад
ኤርትራውያን ንጸገምኩም ከምቀንዲ ፍታህ ስደት አይትምረጹ እዚ ሕማቅ ባህሊ ዩ ሀገርኩም ካብ ዲክታተር ናጻ አውጽኡ ብምቅጻል ሀገርኩም ህነጹ ዓርስኹም ከዓ ትልወጡ እምበር ስደተኛ ኩሉ ጊዜ መሰሉ ዝተደረተ ዩ ።
@beyenatseghai5252
@beyenatseghai5252 2 месяца назад
ብዛዕባ ሽጋራ ምትካኽ ሐቆም እዬም። When it comes to business & jobs, I totally disagree. Let’s say, when Ugandans come to America, they could be lawyers, doctors, businessmen or drug dealers. They could be whatever/whoever they want to be. I understood that life can get expensive for them but at the same time, having Eritrean immigrants is good for the country’s economy. PEACE TO THE WORLD 🌎🙏🏿🍀
@arsemabiniam8900
@arsemabiniam8900 3 месяца назад
ክንፈርሕ ኣለና ምበር። ከም ኤርትራዋ ጽጋቡ ዘይክእልሲ ኣሎዶ ኣብዛ ዓለም? ። ምዕቡል ዓዲ ክንዲ ነብስኻ ተማዕብሉሲ ትጽይቐሉ ። ጥዑያት ግዳ ይልከሙ እምበር ጽጋበኛታትሲ ንርእዮም ኣለና። እቶም ትሕውሉ ከኣ ዳግመ ግምት ግበሩ
@TheWoalo2003
@TheWoalo2003 3 месяца назад
እዛ እንኮ ሃገር ኣታ ተብሂላ ትጽዋዕ ሃገር ኤርትራ እያ ወዲ ሓዋቦይ "ኣታ "ተብሂላ ትጽዋዕ ሃገር ኣብ ዛ ፕላኔት ። ዩጋንዳ ኣይኮነን ብዛእባ ኣሜሪካ ጽባሕ ረሲዕና ናብ ኣድና ዝኮነት ሃገር ኤርትርያ ንኣትወሉ ገዜ ቀረባ እዩ ንግዜ ንሃቦ ወዲ ሓዎቦይ
@Cliques996
@Cliques996 3 месяца назад
ሓንቲ ምርጫ ዘለኩም ሃገርኩም ምምላስ ጥራሕ ኢያ: :እዚ ማለት ንቲ ኣብ ሃገርኩም ስልጣን ሒዙ ዞሎ ሺፍታ ምግጣሙ ዩ 🙏🙏ተዘየለ ጽግዕተኛ ማለት ሑሱር ዉሕስነት ዘይብሉ ጎዶሎ ምኻኑ ምፍላጥ ይግባእ /ስደት ፍታሕ ኣይኮነን ::
@eritreaadey24591
@eritreaadey24591 3 месяца назад
Angolan authorities were one of the examples which they closed all foreign businesses for week in 2018.
@Fthawikun
@Fthawikun 2 месяца назад
ኣብዚ ናይዚ ወዲ ቻነል መጺኹም ብ ኢንግሊሽ ቋንቋ ትጽሕፉ ዘለኹም፣ ኣቋርጽዎ ንሱ ተዘይሚዒድኩም ንሕና ክንሕብረኩም። ህዝብኹም ብ ኢንግሊሽ ኣይትጽረፍዎ።
@betiGebrehiwet-p6m
@betiGebrehiwet-p6m 2 месяца назад
ገዛ ክራይ ሲ እንታይ ክገብር እዩ ካብ ሚእቲ ዶላር ዝሓልፍ ብዘይ ንሱ ከማን ናብራ ኡጋንዳ ኣይከኣልን እዩ 😢ንዘይ ትጠቅም ገዛ ስ 500 ንኸፍል ብፍላይ ከኣ ኣብ ብዙሕ ሓበሻ ዝነብርዎ ቦታ ኣብ ሓበሻ ዘይብሉ ቦታ ከድካ ዋጋ እታ ገዛ ተሓተትካስ ካብ 300 shilling 😂
@mossesblessed113
@mossesblessed113 2 месяца назад
ቀደም ናብ ሱዳን ኢትዮ ዝስደድ ዝነበረ ህዝብና:ብስራሕ ብጻዕሪ እዮም ዝፍለጡ ዝነበሩ:ሓዋላ ዝሰደሎ ኣይነበረ ዝሕግዞም።ናይ ሕጅ ወለዶ ግን እንትርፎ:ስደዱለይ ስራሕ ኣይሰርሑ:ጠባይ የሎ።
@Nayb-ov5gt
@Nayb-ov5gt 2 месяца назад
ብጣዕሚ ሃናጽን ምሃርን ሓበሬታ ኢዩ እዝ ተቅርቦ ዘለኻ መኽናቱ ምስ ናይ ግዜ ምንዋሕ በቶም ደቅ ዓድን መንግስትን ሓደገኛ ስጉምቲ ክውሰድ ይኽእል ኢዩ ኣነ ብወገነይ መደባትካ ኣዝየ ፈተዮ ኣብ ሂወትካ ጥዕና ኣብ ስርሓኻ ኣሳልጦ ይምነየልካ
@semyatalem8320
@semyatalem8320 3 месяца назад
Thanks Mr Aklilu ewe ab hade ena nneber gn mejemerta azika sle tferh ms tfelto knkewn slendeli eyu .bmqtal knzarebom kelena bthtna kkewn alewo .asbeza geziena boda tesekilna gezana ms bexahna ka zelena hanti mhab knlemd alena zbl emnet aleni .thanks Bzaeba mmrew wooooo ytrfena hmaq hawna da 😂😂😂
@YosepheYehdego-cc8zw
@YosepheYehdego-cc8zw 2 месяца назад
I THING there's no problem opening a business with a community that provides a great income to the country 👍. Following the rules of Uganda and ERITREA 🇪🇷 is more important to all Uganda 🇺🇬 and ERITREA. About love ❤️ . People have a right to engage 💍 with the person who loves and cares. It doesn't make a no sense 😕. About renting a house. The government must beuid enough house 🏠 for their own people . Business is a great beginning for all Uganda 🇺🇬 because of ERITREAN is a great combination for all Uganda 🇺🇬. Just. Follow the rules. Thanks ✋️
@MedhanieMoges-jr6lw
@MedhanieMoges-jr6lw 2 месяца назад
ኣታ እዞም ጨው እግሮም ደቂ መራሒት ሽግርን ጥሜት: ኤርትራዊ ዝበሃል ብጫ ጀሪካን ዝረገጻ ሃገር ሽግር እዩ ዝበዝሓ:ገጾም ትርሓቅ እዞም ኣርማ ድኽነትን ጸገምን ሰደትን ረሳሓት ፍጥረት
@yosefberhe5302
@yosefberhe5302 3 месяца назад
ኤርትራውያን ኣብቲ ቢዝነስ ንዩግንዳውያን ሼር የእትዎም ካብ 5 % ክሳዕ 50 % ኣብቲ ቢዝነስ ሽርካ የእትውዎም ኣብቲ ናይ ኤርትራውያን ትካላት ቆጺርኩም ይሰርሕዎም ኣብ ዩጋንዳ ኣብ ዝከድኩሉ ዝተዓዘብክዎ ንዩጋንዳውያን ንገዛ ሰራሕተኛታት ጥራሕ ኢዮም ዝደልይዎም እዚ ቅኑዕ ኣይኮነን ከም ኣኮውንታት ሓካይም ዩጋንዳውያን ኣብቲ ናይ ኤርትራውያን ትካላት ክቁጸሩ ኣለዎም ዋላ እቶም ዩጋንዳውያን ዝሓመቁ እንትኮኑ ኣብ ስራሕ ክትሕውሶም ኣለካ እዚ ኣቢ መጠንቀቅታ ኢዩ እዚ ከምዚ እንተቀጺሉ ነቲ ን ዓመታት ዘፍረይዎ ንብረት ክስእንዎ ኢዩም ንብረት ጥራሕ ዘይኮነ ህይወቶም ኣብ ሓደጋ ኢዩ ዘሎ
@akliluamanuel5952
@akliluamanuel5952 3 месяца назад
ኣነ ኡጋንዳ መጸ ነረ ጊን ኩሎም አቶም ተቃማጦ አሪትረዊያን ወረቀት ዘሎዎም አዮም ገሊኦም ናይ 5 ዓመት ገለ ካኣ ናይ 3ውርሒ ዘሕዱሱዎ አዩ ሕጂ አዚኦም ሲለተቀበሉዎም ኪሰርሑን ከተማ ኪቅመጡን ብሕጊ ይግቦኦም አዩ ሲለዚስ ሲለምንታይ ኣብ ካንፕ ኪነብሩ አቲ ምዉሳብ ካኣ አቲ ባህርያት ናይ ወልዲና አዩ ዚወረሲናዮ በር ናትና ወይ ባዕሊና ዘምጻናዮ ኣይኮነን አሪትራዉያን ኣብ መግዛቲ ምዋኢልና አና ከታሓናፈጽና ጸኒሒና ኒመዋኢልና ሲልዚ አዚ ስቅልካ ሙዉሳብ ኣይ ብህሊናን አዩ አቲ ክሊኡ ቲብሎ ዘለካ ዘለ ይቅዎሞ አየ። ገለገል ካ ዪድግፎ አየ thanks
@angesomghebrengus6995
@angesomghebrengus6995 3 месяца назад
You are right, we Eritreans like Indians and Arabs have a conservative culture. Marrage between us and people of other cultures is rare. It is not because we are disrespectful to Ugandans that we don't marry with them, even here in Europe marrage between us and Europeans is rare unlike other people who simply like to marray with any humanbeing. Therefore Ugandans too must understand our culture.
@ቤንሁርቦኽሪ
@ቤንሁርቦኽሪ 2 месяца назад
@@angesomghebrengus6995tegagika ab Europe wey American 🇺🇸 zelewa Eritrawyan awald 90% ms kale zega eyen zwaseba nebsemthat alema awald awedat gn eritrawit ymerxu wey nab Eritrea keydom ymrawu
@AronImmeti
@AronImmeti 3 месяца назад
ካብ ዓድኻ ተሰዲድካ ከምስደተኛን ኮንካ ኣብክንዲ ምንባር ዓዶም ክገድፉ ምድፍፋእ ኣየዋጽእን እዩ. ዓርፍኩም ኮፍ በሉ ከምዛ ናይ ኢትዮጵያ ከይትኸውን ካብ ካምፓላ ምህዳም
@DanielGidey-kr9cw
@DanielGidey-kr9cw 2 месяца назад
ኩልና አፍሪቃዊያን ኢና ኢሞካአ Uganda is east of Africa,so we need to share everything with them as our people,but Uganda is our country, Jesus Christ is Lord,
Далее
Teeth gadget every dentist should have 😬
00:20
Просмотров 1 млн
荧光棒的最佳玩法UP+#short #angel #clown
00:18
МАЛОЙ ГАИШНИК
00:35
Просмотров 225 тыс.