Тёмный

ዮናስ ኣድማስ ዓገብ ዓገብ? መርገጺካ ኣፍሊጥካ ኣለካ ሞ ቻው ፡ ሜድያታት ይተዓጸው ኢልካ ጎስጓስ ጌጋ ዩ 

YEMANE INFO MEDIA
Подписаться 27 тыс.
Просмотров 16 тыс.
50% 1

#eritrea #eritreanmovie #eritreancomedy #eritreanfilm #ethiopianews #tigray #eritreantiktok2023 #tigrignamusic #eritreanmusic #eritreannews ‪@tefetawitalkshow‬

Опубликовано:

 

28 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 191   
@AramAlemey
@AramAlemey 3 месяца назад
ናይ ብሓቂ ድዮም ብሩህ መጻኢ ነዚ ካብ ህግደፍ ዝኸፈአ መርዛም ተመን ሓቁፎሞ ዝኸዱ ዘለው
@yemaneyohannestube9477
@yemaneyohannestube9477 3 месяца назад
ምስጢር ኣለዋ። ስለምንታይ ብወግዒ ዘይሰጉዎ ገሪምና ኣሎ?
@MrHabtemariam
@MrHabtemariam 3 месяца назад
እዚ ፋሉል ዝኾነ ሓሳብ ናይ ዮናስ ማስቲካ ቑልምጽ በልያ ከይትቅድመኪ እዩ ነገሩ። ነቲ ባህሪኡ ብብሪጌድ ንሓመዱ ገይሩ ገሊጽዎ። ዮናስ ከምቲ ተበላጺ ባህርያቱ ስልጣን እንተዝሕዝ ካብ ህግደፍ ብ30 ዕጽፊ ገይሩ ንህዝቢ ኤርትራ መጥፍኦ። እዚ ኸኣ ብርግጽ ወድዓዊ ሓቂ ዝኾነሉ ምኽንያት ወድዓዊ ባህርያት ዮናስ ማስቲካ ዝሰርሖ ዘሎ ዓማጺ ተግባራት ዘረጋግጾ እዩ። ዮናስ ማስቲካ ነቶም ህይወቶም እንዳኸፈሉ ብተግባር ዝቃለሱ ዘለዉ ጀጋኑ ብሪጌድ ንሓመዱ ከጸልም ከሎ ጸረ ፍትሕን ሓቅን ሰላም ስልዝኾነ ዓማጺ ባህርያት ጸረ ፍትሓዊ ባህርያት፥ ከሓዲ ባህርያት ጸረ ውፉይ ባህርያት ወዘተ ስለዝኾነ እዩ። ስለዚ ዮናስ ማስቲካ ኣብ ቃልሲ ሕማም ካንሰር ስለዝኾነ ይቃለስ ዘይኮነ ዘሎ ይቛመር ስለዘሎ ኣብ መዝገብ ክሕደት ክጸንሕን ዝዘርኦ ከኣ ክረክብን እገዳሲ እዩ።
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 3 месяца назад
@@yemaneyohannestube9477the thing is if they don’t bright future has no future::because every Eritrean is bright future in our hearts
@danielkbreab2123
@danielkbreab2123 3 месяца назад
you are right Well done ❤
@sarwansarwan3666
@sarwansarwan3666 3 месяца назад
ዮናስ ካብ መስመር ዝወጽኤ፡ ደላይ ምልኪዶ ንበሎ?
@fesaha2012
@fesaha2012 3 месяца назад
ዝገርመኒ እንተሎ ግን ብሩህ መጻኢ ስለምንታይ እዩ ሱቕ ኢሎም ዝዕዘብዎ ዘለዉ
@AlexkidaneNegasi
@AlexkidaneNegasi 3 месяца назад
መብዝሕትኦም ሓንጎሎም ሓጼብዎም እዮም።
@YonasMebrahtom-f9e
@YonasMebrahtom-f9e 3 месяца назад
እቲ ዝገርም፡እኮ እንታይ ስለ ዝተረከበ ኢዩ ክሳብ ክንድኡ ክበጽሕ ክኤሉ
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 3 месяца назад
ዮናስ ባህርያቱ መኛካ ፣ መንቀኛ፣ ቂመኛ ፣ ዕቡይ መን ከማይ ባሃሊ ፣ ድኹም ተንኮል ክፍሕስ ዘይድቅስ ፣ ቅንኢ ዘይጻወር ፣ስልጣን ንዓይ እዩ ዝግባእ ኣነ እንድሕር ዘይመሪሐ ኤርትራ ገደል ትእቶ ባሃሊ ህልኸኛ ናይመጨረሻ ሕማቅ ሰብ ምዃኑ ተዓዚብናዮ።
@amanuelghide1640
@amanuelghide1640 3 месяца назад
ሜድያታት ይተዓጸዋ ዝበለ የለን
@yemaneyohannestube9477
@yemaneyohannestube9477 3 месяца назад
ከሙኡ ኢሎም ዝሽቅጡ ስለዘለው ኢና ንነግሮም ዘለና
@letischsamuel7908
@letischsamuel7908 3 месяца назад
አምላክ ምሕረት የዉርደልና
@sunrise3179
@sunrise3179 3 месяца назад
ንዮናስ ማስቲካ ብሩህ መጻኢ ካብ ኣባልነት ክሰጉዎ ይግቦኦም
@jerosalem2022
@jerosalem2022 3 месяца назад
ዩሙን ለምስ እዚ ሚድያታት ብጣዕሚ አጽሊእና አብ ኩሉ ቆይቂ በዚሕዎ በጃዅም ነዜ መንእሰይ ማሃሪ ዝኸነ መደብ አምጽእሉ የናስ ከምዚ በለ ሐደ ከምዚ በለ ትርጉም የቡሉን
@habtezekarias6109
@habtezekarias6109 3 месяца назад
🎉🎉🎉🎉well said Yemane
@mulughetaghebresilasie2205
@mulughetaghebresilasie2205 3 месяца назад
Yonas Masteka is PFDJ:::::::::::
@rahelmerkeb4564
@rahelmerkeb4564 3 месяца назад
ጽቡቅ መግለጺ የማነ ብሩክ ሳይብስክራይብ ምስሓብ መሰሉ እዩ ።ምክንያቱ ይጠቅመኒ ኢሉ እዩ ዝመርጾ ሕጂ ኣይጠቅሞ ይስሕቦ።
@bettygebru2975
@bettygebru2975 3 месяца назад
Thank you so much Yumun hawna!
@halaltsilal2652
@halaltsilal2652 3 месяца назад
ዮናስ ማሰትካ ተቋያቋን መኞካን እምበረይ ተቃላሳይ ተባዕን አይኮን ኣብ ግብር ናይ ሎውጥ።
@asternegasi7594
@asternegasi7594 3 месяца назад
አነሲ ይገርመኒ እዩ እዚ ዬናስ ዝባሃል ሲ እምበር ዶ እቲ አ እምሩኡ ትኽ ክል እዩ ? አነስ እቲ ሐንጎሉ ትኽክል አይመስለን ን ዝርድአሉ እዩ ሲኢኑ እምበር ጸገም አለዋ። 💙💙💙
@habentesfatsion6377
@habentesfatsion6377 3 месяца назад
💙💙💙💙💙💙💙💙💙🎉🎉🎉🎉🎉
@senaithadish9105
@senaithadish9105 3 месяца назад
💙💙💙💙💯💙💙💙
@merry7267
@merry7267 3 месяца назад
💙💙💙💙💙💙💙💙💪💪👍🙏
@yemaneyohannestube9477
@yemaneyohannestube9477 3 месяца назад
❤❤merey
@selemonabraham8178
@selemonabraham8178 3 месяца назад
Yemane info Media you are so great I so love your program 👍
@hhggg2840
@hhggg2840 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤
@senaytfshaye7905
@senaytfshaye7905 3 месяца назад
Gn eza bruh mexaet entay eyu xegem wshita zmeshimeshet keykewn edme nbrged nahamedu
@teamemedhanie3669
@teamemedhanie3669 3 месяца назад
Yonas Welad Andebrhan Atehasasba bhryat zwnn eu bealu eu Tenetsilu ember znetselu yeblun
@tiamirkidane7715
@tiamirkidane7715 3 месяца назад
ኣንታ እዚ ዮናስ እንታይ ኢዩ ኮይኑ ብ.ንሓመዱ ስልጣን ምሓዝስ ሕማቕ ኣጋጣሚ ኢልዎ እሞ ህግደፍ ኢዩ
@asternegasi7594
@asternegasi7594 3 месяца назад
💙💙💙
@MerhawiTekie-i6t
@MerhawiTekie-i6t 3 месяца назад
Abzihuwo ber ab 1 seat metfiuwa master plan hlmi abay Tigray
@yosiefokbamichael9209
@yosiefokbamichael9209 3 месяца назад
ብታዕሚ ሓደጌኛታት ሰባት እዮም ሰብ ክነቕሓሎም ኣለዎ
@hadisheyob1272
@hadisheyob1272 3 месяца назад
💙💙💙💙💙💙
@heidshop4103
@heidshop4103 3 месяца назад
🙏🙏🙏🙏🙏
@selamtesfay1834
@selamtesfay1834 3 месяца назад
Brged nhamedu gega telewom ktirmwoy imber , nmntay ikum xerfi mnshaw mxraf ageb ageb
@Muez_Gidey
@Muez_Gidey 3 месяца назад
ናይ ዮናስ ጽሑፍ ብፍላይ ነቲ ተወሊዑ ዘሎ ናይ መናእሰይ ብርጌድ ንሓመዱ ህዝባዊ ማዕበል ብጣዕሚ ሓደገኛን ብኣሉታዊ መንገዲ ዝጸሉን እዩ። ከም ውልቀሰብ ዝመሰሎ ጸግዒ ክሕዝን ክጽሕፍን መሰሉ እዩ ኢልካ ክሕለፍ ዝካኣልኳ እንተኾነ ከም ኣባል/ኣመራርሓ ፖለቲካዊ ውድብ መጠን ግን ናይቲ ውድብ እምነት ድዩ ወይስ ናይ ውልቁ ርኢቶ ንዝብል ህጹጽ መልሲ የድልዮ። ውድብ ብሩህ መጻኢ ከም ውድብ መብርሂ ክህብሉ ኣለዎም። 🩵🩵🩵🩵🩵
@ttek9180
@ttek9180 3 месяца назад
ይሙን ቀደም ብዛዕባዚ ሰብዚ ነጊርናን ጽሒፍናን ዝተረድኦ ሰብ ግን ከምዚ ከማኻ ውሑድ ኢዩ። በቲ ኩሉ አቀራርባኡ ካብ ነቲ ፍትሒ ንምርግጋጽ ዝቃለስ ተቓውሞ፣ ዝያዳ ንህግደፍ ዘርብሕ መንገዲን አገባብን ዝሐዘ ሰብ ኢዩ። መን ይፈልጥ ስዉር ዝተሰለፈሉ ምስሉይ ዕላማ'ውን ዘለዎ ኢዩ ዝመስል።
@peaceforall-ug8vo
@peaceforall-ug8vo 3 месяца назад
Ezi yonas kab qalsi zey ele degafi 'u zemelkealu degefti keman kemzi natu ayblun zelewu. Hizbi ertra wala kemzi enabele kisiebeni elu sle ziamin diu? Wala nieqet kemu zeblo zelo yonas yefris ember aye arin 'yu.
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 3 месяца назад
Kab Tom aklabat nay sahl ay heihn eu Jon blak Ako negirkum eu Gn ay tseman ekum❤
@Welie417
@Welie417 3 месяца назад
Yeah Yonas mestika that he posted absolutely against a blue revolution,
@MeraMaku
@MeraMaku 3 месяца назад
ይሙን ኣጆኻ ጥራይ እቲ ዝሰርሕ ክሰርሕ ክዓቢ ክሽለም ኢዩ እቲ ዝሓሚ ዝቁዝም ካኣ ግዚኡ ኮንቱ ምስኮነ ክርድኦ ኢዩ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ErkoDeriba
@ErkoDeriba 3 месяца назад
ደለይቲ ፍትሒ መሲሎም ብሕቡእ ገኘንዘብ ዝወስዱ ከምበአል ዮናስ ተጠንቀቕሉ ለቕባጥ
@mikieleteklebrhan2765
@mikieleteklebrhan2765 3 месяца назад
ነዓባ የማነ ንብርገድ ንሓመዱ ተጣበቅትን ፈረቃን እምበር ሕጅስ በቃ ኣኸለ ሰርዝዎ ረስዕዎ
@AraratWeldab
@AraratWeldab 3 месяца назад
ዕስለ ማለት እንታይ እዩ ዝነግረኒ 😂😂😂😂
@BETESEB1972
@BETESEB1972 3 месяца назад
ሰላም ኩልኩም ብፍላይ የማነ እተሕልፎም መልእክቲ ጽቡቅ እዩ ግን ንዮናስ ባዕልኩም ኢኩም ሓፍ ተብልዎ ዘለኩም ንሓደ ሰብ መልሲ ከይሃብካ ተዓጺካዮ እንታይ ይገብር ጉዕዝኡ የክትም ስለዚ በጃኩም ኩልኩም መልሲ ኣይትሃብዎ ፣ ርግጸኛ እየ ላይክ የብሉ ዲስላይክ የብሉ ኮመንቲ የብሉ ተኮይኑ ጽሕፈቱ ከቋርጽ እዩ ወድሓንኩም ❤
@MulugetaGirmay-dl3sr
@MulugetaGirmay-dl3sr 3 месяца назад
ኣበይ እሞ ክትበጽሑ ኢኩም ባዓል ፋንዲያ
@erm3806
@erm3806 3 месяца назад
ዮናስ ማስቲካ መዕለቢ ዝሰአነት ናይለይቲ ጭሩ መዕለቢ ዝሰአነ ሰብ ብቓሉ ምስክር አየድልዮን ባዕሉ ብዘምጸኦ ተነጽሎ ከም ዝዐበደ ደልቢ እንዳሐለፈ ዝናኸስ ዮናስ ከማን ዕቡድ ከልቢ እምበር ፖለቲከኛ ዝመስል አንፈት የብሉን ብኻል እ አበሀህላ ሰበይቱ ሸንዲሐቶ ከይትኸውን ዘዕገርግሮ ዘሎ ምሕረት የውርደልካ ወይከአ ጠቕሊልካ ኪድ ናብ ህግደፍካ ናይበሐቂ ማስቲካ
@yosephghiday5264
@yosephghiday5264 3 месяца назад
ኣነ ነዚ ሰብ ካብ ህግደፍ ዝከፍኤ እንተዘይ ኮይኑ ኣይንእስን፡ ዕድመ ይሃብኩም ኣብ ማዕጾ ሕግደፍ የንኻሕክሕ ኣሎ ኣብ ቀረባ ከኣ ክዘላ አዪ። በዓል ዚ ክርሕቁ ከሎዉ ግን ጸጋ እዩ።
@hadishzerezghi9808
@hadishzerezghi9808 3 месяца назад
Yes nsu eu ety haki nay behaki lebam zereba ajoca bertiea kexlo ab godnika alena
@misssunshine865
@misssunshine865 3 месяца назад
Yemane kulu zibelkayo haqi eyu. Mastica keenae hasad eyu nay Wufuy popolariity diqas eyu keliewo zelo yonas ghez beqli😅😅😅😅😅😅
@redaegebremedhin
@redaegebremedhin 3 месяца назад
ዝስዕቦን ዘድንቖን ህዝቢ ከጥሪ ስለ ዘይክ ኣለ ከምቲ ነተን ብዘይግቡእ ወይ ኣገባብ ዘይብሉ ዝዝንጥለን ዝነበረ ውድባት ዝዝንጥል ዝነበረ፡እዚ ናይዚ ሓድሽ ወለዶ መንእሰያት ምንቅስቓስ ብናቱ ቁፅጽርን መገድን ክኸይድ ስለ ዘይኮነ ክዝንጥሎምን ከኽፍኦምን ግድን ኢዩ።ስለዚ ዝኸሰረ ነጋዳይ ዝተደርበየ ደብተሩ ዝግንጽል ዮናስ ከኣ ናብቲ ናይ ቀደሙ ኣመል ምቁሻሽ ክምለስ ግድን ኢዩ።
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 3 месяца назад
Yemane sendu sendu ntarik nxbe❤
@petrostesfay5667
@petrostesfay5667 3 месяца назад
ዮናስ ማኣሲትካ ድኣ ኣብ ዓዲ ገፊፉን ነሩ ጨካን አዩ
@meharikeren9042
@meharikeren9042 3 месяца назад
Seltne halay eu ageb kitblu gn aysemanan
@ashebrabrahakebede5300
@ashebrabrahakebede5300 3 месяца назад
የናስ ዝዛረቦ ባሓቂ እዩ ሓቀኛታት እንተኮይንኩም ኣምጽእኩም ኣዛርበኦ ሓተትዎ ❤❤❤❤❤❤
@letinaabay6991
@letinaabay6991 3 месяца назад
በጃኩም ኣይትመልስሎም ብፍላይ ንተስፎምን ንየናስን መልስኩም ኢኩም ተፋልጥዎም ዘለኩም
@wedinegash924
@wedinegash924 3 месяца назад
ነዕጽዋ ዝበለ ሰብ ኣይ ራኣናን ኣይ ሰማዕናን፡ባዕሎም ዝፈጥርዎ ዘለው ኢዩ።ሳብስክራይብ ካኣ ደስ ዝበሎ ይገብር ደስ ኣይ በሎን ካኣ ሳብስክራይቡ ይስሕብ። ብእትገብሮ ኣዚና ነመስግን የማነ ሓውና
@peacelover5890
@peacelover5890 3 месяца назад
የማነ ፡እዚ ቃሲ እርትራውያን ሽንፉላ ተደመሮ=ባጡቕ ኢዩ ዘሉ ። ከመይ ይዕሪ ዝብል ሕቶ ኩሉ ኤርትራዊ ዘፅኮስ ዝመረሮ ኤርትራዊ ሓቢሩ ይቃለስ 👌🏾💙።
@rezenedebesay5275
@rezenedebesay5275 3 месяца назад
Ezi wedey hgdef eyu
@liyategay874
@liyategay874 3 месяца назад
ዝገርም እስካ ከአ ሪኢቶኦም ዘይተክብር ሐቀኛ ተኮንካ ንሰልጠነ ደአ ሰባት ንስግባርሉ ስክራብ ስለዝ በለ ደጊፍካ ተሐዝን ናይ መድያ ፈላጥ ኮንካ ምካንካ ውፋይ ዉን ኮምኡ ተፈልጥኩም ኢኩም ቀንጸልቲ ዮናስ ቤሪላንት ዘንቀሐካ ኢዩ አተብዛሐዮ ንእሽተይ ኢካ ተመሃር ወገን ግደፍ ፈረድቲ አይኩን😮
@liyategay874
@liyategay874 3 месяца назад
ድሐር መንዩ እዩ ናይበርገድ ንሐመዱ አካየድቲ ጌርኩም ሐሳብ ሰብ አክብሩ
@zemikieltesfazion4908
@zemikieltesfazion4908 3 месяца назад
Seb ixuhuf aytifred
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 3 месяца назад
Yonas has lost his mind very elementary school politics
@kebrontedmer6581
@kebrontedmer6581 3 месяца назад
Ezi dewuy kem etom dewuyat ab HGDF zelewu eyu zekewen ezi me BN zenashu. Ezi zerebeu kinat zemelo eyu zemesel teametu eyu zetsehefo.
@rigatkifle342
@rigatkifle342 3 месяца назад
He is Jules’s because he can’t do
@habtomghebre5084
@habtomghebre5084 3 месяца назад
ንሓደ ኣካል ብግምት፡ ብገበን ምኽሳስ ሞራላዊ ኣይኮነን። ሕጋዊ`ውን ኣይከውንን። ብሥነ-ፍልጠታዊ`ውን ትርጉም የብሉን። ኣቶ ዮናስ ዝብሎ ዘሎ፡ ዝገርምን ዘሕፍርን እዩ። ብሩህ መጻኢ ዝበሃል ምንቅስቓስ ቁሩብዶ ናይ ሥራሕ ኣገባብ የብሉን ኢዩ? ከም ንቡር፥ ሓደ ተቓላሳይ፡ ኣብ ልዕሊ ካልእ ተቓላሳይ ዝንቀሳቐስ ድሕሪ ኮይን፡ እቲ ምንቅስቓስ ልጓም ክገብረሉ እዩ ዝግባእ። ጉሂና!
@mieryhadera9871
@mieryhadera9871 3 месяца назад
ዮናስ ካብዚ ዘሎ ኣካይዳ ግምታቱ ኣቐሚጡ ኣሎ ንስኻ ከኣ ከምኡ ግምት እንተዘይብልካ በቲ ዘለዎ ስራሕካ ቀጽል ሃገር ምስ ወነንካ እንታይ ዝመስል ምሕደራ ይህልወካ ሽዑ ንርእዮ።ሰባት ይሞቱን ፡ይእሰሩን፡ ይጻረፉን፡ይብኣሱን እንተለዉ እንታይ ክኸውን ይኽእል መጻኢና ሓሳብካ ኣቐምጠለይ።
@teklzgiyosief7704
@teklzgiyosief7704 3 месяца назад
ኣብታ ድስፕሊን ትብል ቃል ንዮናስ ዝሃብካዮ ። ርኢኢቶ ኣላትኒ ፡ ከም ዝፍለጥ ካብ ስምረት ብጉድለት ድስፕሊን እዩ ብሕጊ ህንጻ ናይ ስምረት ካብ ሓላፍነቱ ወሪዱ፡ ምክንያቱ ንምንቅስካስ ዘህርም ቃላት ስለ ዝተዛረበ ፡ ናብነት እዛ ምስቲካ ትብል ፡ መሪሕነት ናይ ስምረት ዘትዩሉን ተካቲዑ ካብ ሓላፍንነት ወቲዱ። ኣባልነት ስምረት ግን ባዕሉ ገዲፉዎ ናብ ብሩህ መጻሂ ከይዱ። ህ ሕጂ ድማ ባይቶ ብሩህ መጻኢ ክካታዓሉ ኣሎዎ ኣብዚ ጉዳይ ቅስልሲ ዓንቃፊ እንዳኮነ ይከይድ ኣሎ፡
@misginaabraha9834
@misginaabraha9834 3 месяца назад
ሰላም የማነ እዚ ሰብ እዚ ነውሕ ግዜ ዩ አቁጽሩ አንጻር ብርጌድ ንሓመዱን አንጻር ደለይቲ ፍትሕን ካብዝኮውን ግን ምንቅስቃስ ቡሩሁ መጻኢ ግን ስለምንታይ ሱጉምት ወስዶም ካብቲ ምንቅስቃስ ዘይአልዎ (ፍውስ ዘይርኮቦ ሕማም ሓምሙ እቲ ሕማሙ ድማ ስሙ ቅንኢ ይባሃል ናይ ውፉይ ቅናኢ ዩ አብ ስርኡ ክሽይን ጀምሩ )ሕጂ መፋነው ኢዩ ዝገብር ዘሎ ናብታ ናይ ሽፋቱ መሕብኢት ዳስ ናይ ህግደፍ ክአቱ ስድሪ ተርፋቶ አላ ንበይኑ ከይኮውን መታአትውቲ ከስእን ይሰደሉ አሎኩ 🦝🦝🦝።
@TenseaBerhe
@TenseaBerhe 3 месяца назад
EZI YONAS ZEBEHAL SEB NAY HGDEF HEBUE PAID AGENT EYU ENTAY EMO KEGHEBER BETAHTI TAHTI ENKFAT KEFETER KALSI KE ENKEF EYU TELAEKHU. NEZI SEB EZI SEB NEKIEHLU EYU . GHENZEB HGDEF NAB KEMZEOM ZEAMESELU ABALAT SELEYA DEPARTMENT NAY MISINFORMATION YETEFEA EYU.
@MuluAbraha-wi8yd
@MuluAbraha-wi8yd 3 месяца назад
እዚ ዮናስ ዝባሃል ሰብ ህልኸኛን ትዕቢተኛን እዩ::ቀናእ ሓሳድ ፎ ገጹ ትከወል ዘራጊ እንታይ ግበሩ እዩ ዝብሎም ዘሎ ንዞም መናእሰይ?
@habteghebre785
@habteghebre785 3 месяца назад
Nezi j stdio zbehal nay hasot zena kizrgih ziwiel ageb belwo kedamay hasawi midea eyu
@samrawitgerezgiher6478
@samrawitgerezgiher6478 3 месяца назад
Yemane nay yonas aytemxayo abzi aytemxayo ayeremn eyu kem hgdef reywo kulum
@samueltsehaye930
@samueltsehaye930 3 месяца назад
የማነ ሓቂ ኢዩ ተዛሪቡ ዮናስ ከምዚ ከማካ ኣውራጃውን ዓልየታውን ከልቢ ሰልጠነ ዝኮንኩም ሰባት ንሪኤኩምን ንሰምዓኩሙን ኢና እኮ ዘለና ንምስታይ ኢኩም ነቶም የሕዋትኩም ከማኩም ዓልየተናታት ዘይትዛረቡ ገጽኩም ብጮው ሓጺብኩም ብዕስለ ሰብ ትቅንጹሉን ተክፉኡን ትሕሱውን ትውዕሉ ጠፈሊጥክን ነዊሕ ከይከድክን ፡፡ የማነ ሓሳውስ ብከመይ ኢካ ካብሻዓብያ ትፍለ እነሄካዶ ከም ሻዓብያ ሰብ ትጥቅንን ተናሹን ዘለካ ስልጣን ወይ ብረት እንተ ትሕዙ ካልእ ምገበርኩም
@selamnealmena5407
@selamnealmena5407 3 месяца назад
Yonas malte gohafe malte eyu
@zemikieltesfazion4908
@zemikieltesfazion4908 3 месяца назад
Group konka sebat mitkae yekarix gidefu ayewaxien eyu
@TrhasTesfay-zo9om
@TrhasTesfay-zo9om 3 месяца назад
ዮናስ ኣብዚኣ ሓቁ እዩ። እንታይ ማለት እዩ የሙን ተዊዲብካ ሳብስክራይብኩም ስሓቡ ማለት።
@YonieYosie
@YonieYosie 3 месяца назад
Kemzie kemakie eyom xebebtie sebat zbhlu
@GennetAraya
@GennetAraya 3 месяца назад
Yonas. I really addier. You. But. Know What is Wrong With you. If There is something which you dont like it. Just decicise. With polotician. What you doing Not good
@fesaha2012
@fesaha2012 3 месяца назад
ህግደፍ ከማን ይሐይሽ ካብ ማስቲካ
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 3 месяца назад
Who is yonas he is nothing 🐒 sheger eko koynu a lucky dictator
@tekhlehaimanotgebre5447
@tekhlehaimanotgebre5447 3 месяца назад
ጉሓፋት
@abrhaleyrussom1718
@abrhaleyrussom1718 3 месяца назад
Ata wedi Yonas tsebib kemeja aykonnen aythme gmtattka ewn gega meseret zeyblu nab dketka ayttweyo amtsika azarbo kab tewri kem esle
@zemikieltesfazion4908
@zemikieltesfazion4908 3 месяца назад
ENtay 10 gize bizaeba yonas tizareb hasabka akemit
@Wedichealohadadim9823
@Wedichealohadadim9823 3 месяца назад
ዮናስ ማለት ሓንኳሊ ቃልሲ እዩ።
@meraftesfahannes1978
@meraftesfahannes1978 3 месяца назад
❤❤❤❤
@AraratWeldab
@AraratWeldab 3 месяца назад
ዕስለ ማለት እንታይ እዩ ዝነግረኒ 😂😂😂😂
@gm5215
@gm5215 3 месяца назад
ገለ ሰባት ንቕድሚት ክመጹ ስለ ዓቕሚ ዝስእኑ እብ ጸለመ እዩ ሐይሎም
@tesfaydesta6215
@tesfaydesta6215 3 месяца назад
ስላም የማነ እንፈርም ሚድያ :: ከሉ ጌዜ ተቅርቦ ኑጹር መደባት ብጣዕሚ ጽፉፉን ንጹርን እዩ:: ብዛዕባ :. ዮናስ : ፎንጋጽ ብዙሕ ጽሕፍና ርእቶ ህብናሉ እና ተቆዋማይ ዶስ ተጻራሪ :: ኩሉ ግዜ ምንቅስቃስ ብርጌድ ንሓመዱ ጽቡቅ ምንቅስቃስን ምዕባለታትን ምንቃሕን ንጥፈታት ክግበር ኮሎ ኩለን ዝህበን ጽሑፋት ኣስተዕሉ ዘኩርን ደለይቲ ፍትሒ ንሕና : ስላምን ፍትሒን ሕጊን ቁዋምን ንክነግስ መስልን ማዕርነት ክራጋገጽ እና ንቃለስ ከምባዓል ዮናስ ከዳዓት የሃሉዉ ኣየሃሉ ብዘይ ገድስ ኩሉ ደላይ ፍትሒ ብንቅሓት ክጋዓዝ ክቅጽል እዩ::
@konjithagos7591
@konjithagos7591 3 месяца назад
Wufuy hewey anbesa yekenyelna naykulu tgebrelna biselam wedieika biselam nab adika yimilesika Adey maryam theliweka nay kulu zigeberikalina bitaemi nemesigin
@yonasteages2600
@yonasteages2600 3 месяца назад
Seltene seb akibu kiharmom kelo gin tekawimo ketesmi ygiba yemane hawey haki nifto
@tesfaymeles4614
@tesfaymeles4614 3 месяца назад
ዮናስ፡ለቅማጽ፡ኣበይሞ፡ከይበጽሕ።
@fesaha2012
@fesaha2012 3 месяца назад
ስለምንታይ ኢኹም ንዮናስ ማስቲካ ባይታ ዝወደቐ ፖለቲኩኡ ናናሻዕ ኣይተልዕልዎ ክርሳዕ ጥራሕ እዩ ዘለዎ እዩ ምኽንያቱ እንትርፊ ምቁንጻብን ብደዔን ምንም ዝጠቅም የቡሉን ኣነ ከም ሰብ ውን ክብሪ ኣይህቦን እየ።
@freedompeace3359
@freedompeace3359 3 месяца назад
መርሐባ የማነ ብዓል ማሲትካ ካብ መጀመርታ ናይ ንዕቀትን ቲዒቢት ብዝሞልኦ ዝፍለጥ። አመሉ ይደጋግሞ አሎ። -________- ቃልሲ ኩሉ ዓርበሽበሽ አለዎ። ብንጹህ ልብኩም ትቃለሱ ሐደራ። ሃገርኩም ክብረቱኩም።
@michaletkesete7179
@michaletkesete7179 3 месяца назад
Ane zegrmeni Etom buruh mexae zebahalu bikmey eyom nezi seb ezi abti kalsom kihlu fekdom? Welas nisom win bitahti tahti neti kulu ab lieli birged nihamedu zegbro sele zegdfuwo eyom? Birged nihamdu gin mismen tikalesu alekum filetu meshak sherafat keytkunu💔
@TesfagiorgisHabtemaryam
@TesfagiorgisHabtemaryam 3 месяца назад
እወ የማነ ብዙሐት ከምኡ ዝመስሉ ብወረጦ ጌርና ነቃልሖምን ክሐፍሩን አለዎም እሞ ርእይቶና ነንጸባርቕ ፍርሒ ምዉልዋል ገዲፍና ሐቂ ሐቂ ንግለጽ ሞራል ንደቅና ክንህብ ይግብአና በሉ ደቀይ ብርኩኹም ይጽናዕ አጆኹም ኤርትራውያን ተባዓት ኢነ እሞ አይንሕመቕ❤❤❤❤❤❤❤❤
@Asli-boyyyyyyy
@Asli-boyyyyyyy 3 месяца назад
Ane eko Yonas mastika hgdef kem zekone kab 2017 kasab lomi habirina Ezi hizbi gen Aysemen eu::
@selamnealmena5407
@selamnealmena5407 3 месяца назад
Berged nehmedu nehageru yewet 🩵 🦁💪🏽💙🦁💪🏽🦁💙💪🏽🙏🙏🙏
@DawitGerezgiher-g8g
@DawitGerezgiher-g8g 3 месяца назад
Kedemu seb u msmae abuna ember ezi seb ezi eko bti said melhasu ztefio xuf zereba nzi hzbi waga akfilwo u,abgziu kea buzuh seb tezariblu still gn hakifwo yikeyid xenihu ezi menesey mewedatu gn kemzi koynu bzhzin melkiu ,hji wun Beal ezin kemzi zbelun seb ketkurelom yigbai ,abti nay yodit gn malet kiterem tkiel seb ya emo akedimna sgumti mwsad aymedleyen mbelku yimun
@habteghebre785
@habteghebre785 3 месяца назад
Yonas bhgdef ztemewele anxar tekalesti dew elu kefrs zserh zelo seb eyu nezi kitfeltu zeytikielu tekonkum dkumat ekum eti ab afey zela mastika nisiwui ele ayewixien elu ztezarebo zyada teamameninet rekibu tekalasay eyu kibehal zigebero bhgedf ztewahibo elama eyu zekayid zelo
@teamemedhanie3669
@teamemedhanie3669 3 месяца назад
💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿💙💙💙💙🥰
@anderberhantesfaledet5671
@anderberhantesfaledet5671 3 месяца назад
Media neswa girga iyu zeymkttala gn ykall iyu
@tamesweden123
@tamesweden123 3 месяца назад
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💙💙💙💙
@AngesomAlem-e8p
@AngesomAlem-e8p 3 месяца назад
ሓንቲ ርእይቶ ክጽሕፍ ዮናስ ማስቲኻ ህግደፍ ምኳኑ እታ ብዛዕባ ስዉእ ክዛረብ ከሎ ክትመዝንዎ ይግባእ ።በዓል ተስፋይን ሰምሃርን ዝበሃሉ'ውን ንኣቦኻ ብምትርኣስ ጸቂጥካ ቅተሎ ክብሉ ከለዉ ክትፈልጥዎም ይግባእ ።ምክንያቱ እዞም ሰባት ከም ፍሉያት ጸላእቲ ህግደፍ መሲሎም ይዋስኡ እሞ መንእሰያት ይሕዙ ድሕሪኡ ኣብ ዘይከውን ጊዜ ይወጽኡ እሞ እቲ መንእሰይ ይዕንቀፍ ።ምክንያቱ ልዕሊ እዚኣቶም ተቃዋሚ ኣይነበረን ኢሉ ተስፋ ይቆርጽ ማለት እዩ ።ስለዚ ጥንቃቀ ይገበር ነዞም ኣብ ውሽጢ ኣትዮም ዝብጽብጹ ኣለልይዎም ።ኣብ ውሽጢ ደላዪ ፍትሒ ዘለዉ ህግደፍ ፋሕ ዘብልን ዘፋሓፍሕን ዘረባ እዮም ዝዛረቡ ።
@andomtesfay9065
@andomtesfay9065 3 месяца назад
እዚ ሰብ እዚ ኮነ ኢሉ ኣብዝተመስረት ቃልሲ ንምፍራስ ዝተዓጥቀ ተቃላሳይ መሲሉ ሓደገኛ መርዛም ቃላት ተጠቂሙ ደንበ ፍትሒ ከፍርስ ዝተዓጥቀ ዩ ን ኣብነት ንቡሩህ መጻኢ ንኽዳኸም ካብ ኡ ሓሊፉ ውን ናብ ደረጃ ምብትታን ክበጽሕ ካብዝገበሩ ቀዳባይ ኢዩ ኣብዘይ ግዚ ኡን ሳዓቱን ኮነ ኢሉ ንስዉእ ማስቲካ ኣየውጻኣሉን ኢሉ ዝተዛረቦ እትረፍ ዶ ሓፋሽ ህዝብስ እቲ ኣብኡ ተጥርናፈ ዝነበረ መንእሰይ ብሓደ ለይቲ ልዕሊ ርብዒ መንእሰይ ኢዩ ፈሪሱ ሓዲሩ እዚ ማሌት ካኣ ኮነ ኢሉ ህዝቢ ነቲ ቃልሲ ክጽየኖ ዝማሃዞ ሓሳብ ኢዩ ብ ኡ ኣቢሉ ውን ነቲ ብሩህ መጻኢ ጥራይ ዘይኮነ ዝኮነ ዝምስረት ቃልሲ ሓፋሽ ከምዘይ ስዕቦ ንምግባር ኢዩ ሕጅውን ከምዚኣቶም ዛመሰሉ ኣብ ውሽጥኻ ክይኖም ዝሃነጽካዮ ሓሳባት ሓንቲ ናይ ማእዝን ቃል እንዳፈረሱ ሓደገኛ መርዚ ዝተፍ ኡ ብዙሓት መርዛማት ስለዘለዉ ተቃላሳይ ዝኾንካ ብዝግባእ 360 ዲግሪ ውሽጥካን ደገኻ ምክትታል እንዳገበርካ ቃልስኻ ምቅጻል ናይ ግድን ይኸውን ነቲ ሓሲምዎ ፍትሒ ሲኢኑ ዘሎ ህዝቢ ራህዋ ከተምጻኣሉ ንኹሉ ብንቁሕ ኣእምሮን ትብዓትን ተቃለስ ኣብ ቃልሲ ኩሉ ዓይነት ተጻቦኦታት ከምዘሎ ፈሊጥካ ብንቅሓትን ትብዓትን ንቃለስ
@EagerBocce-vl1ri
@EagerBocce-vl1ri 3 месяца назад
እዚ ዮናስ ዝባሃል ወዲ ሕጂ ኣቡኡን ኣዲኡነ ዘፍለጠ ምቀኛ ዓቃፊ ኣምሰሉ ሙኻኑ ኣፊሊጡ ኣሎ ካብ ሕጂ ንዳሓር ኩሉ ተቃላሳይ ብደቂቅ ክከታተሎን ወይካኣ መርገጺኡ ተፈሊጡ ብሕጊ ውን ክሕተት ይካኣል እዩ ምኽንያቱ ቡዛሓት ናይ ጽልእን ጸለመን እንዳጻሓፈ ንቡዛሓት ከባእሰ ከዋቅዕ ከቀያይምን ኣሰተዊዕልናሉ ኣለና
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 3 месяца назад
እዚ ዮናስ ዝባሃል ሰብ ስለምንታይ ኢዩ ክሳብ ክንድዚ ተማሪሩ ንብሪገይድ ንሓመዱ ዝውንጅሎ ዘሎ ወይ ዝዝልፎ ዘሎ ኢልካ ምምርማር ኣድላይ ኢዩ :: ንምታይ ከምዚ ዝብል ጥራሕ ክንብል የብልናን :: ዝካኣል እንተ ኮይኑ ውን እንታይ ኢዩ ሽግርካ ኢልካ ምሕታቱ ኣድላይ ኢዩ ::
Далее
Barno
00:22
Просмотров 569 тыс.
11 ming dollarlik uzum
00:43
Просмотров 319 тыс.
ሰለማዊ ሰልፊ ስዊዘርላንድ
54:57
Просмотров 4,4 тыс.