Тёмный

ደሃዪ ተረኪቡ | ጀነራል ወዲእምበይተይ ዘድሓነ ወፍሪ ፡ ብስመይ ፀዊዑ ፀላኢ ክሕዘኒ ፡ ቀይሕ መስቀል ሰራሕተኛ ዝሰኣሉኒ 👉 ተጋዳላይ ፍቅረ 0951345720 

Desta ደስታ Show
Подписаться 73 тыс.
Просмотров 41 тыс.
50% 1

subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
ደሃዪ ተረኪቡ | ጀነራል ወዲእምበይተይ ዘድሓነ ወፍሪ ፡ ብስመይ ፀዊዑ ፀላኢ ክሕዘኒ ፡ ቀይሕ መስቀል ሰራሕተኛ ዝሰኣሉኒ 👉 ተጋዳላይ ፍቅረ 0951345720
Desta show 👉 (0940985113)
Copyright ©2024: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

Опубликовано:

 

25 мар 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 143   
@user-iz5ws3tz3t
@user-iz5ws3tz3t 2 месяца назад
ፅቡቅ እንድዩ እቲ ታሪክ ኮይኑ ግና ሕጅም ካብ ጦርነት አይወፃእናን ዘለና ፀላእትና ፍልጠትና ክወስዱ አይግቦኦምን
@temporary995
@temporary995 2 месяца назад
ክቡር ሓው እቲ ሓልዬትካን ጥንቃቄን ይርድኣኒዩ ግን ታሪኽን ስሪሒታትን ዳይናሚክዩ ማለት ታሪኽ ኣብ ግዘይኡን ኣብ ቦትኡን ክንገር አለዎ እንተዘይኮነ ሕልሚ ፈሪሕካ ከይደቀስካ ምሕዳር ዩ ዝኸውን ፣ስለዚ ታሪኽ ጅግንነትናስ ይዘንቶ ድኣ
@user-eh5iv3jq8p
@user-eh5iv3jq8p 2 месяца назад
@@temporary995 አይ ግዚኡን አብ ጦርነት ኢና ዘለና
@chaltuaddisabebakegna265
@chaltuaddisabebakegna265 2 месяца назад
መን ክሰምዕ
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 2 месяца назад
ደስታ Desta Show እዙ ከምዙይ ዝኣመሰለ ቃለመሕትት ሃገር ምስኮንኳን ከምቱ ደርጊ ምስተደምሰሰ ብልፅግና ምሉእ ብምሉእ ክድምሰስ ከሎ ብድሕሪኡ እዩ ክቐርብ ዝግባእ እምበር ሕይ/ሕጂ ኣይኮነን በይዛኻ ከምዚኦም ዝበሉ ቅያታት ምዕቃብ እምበር ኣብዝእዋን እዙይ ክዝረብ ኣይግብኦን ኣቑም! ንህዝቢ ናብ ሓደጋ ኣይተእትው:
@user-hg4yd3kq1t
@user-hg4yd3kq1t 2 месяца назад
Ewe shaebiya kimilesekum eyu aba tirekbuwa ahahahahah
@letshgeremariam9258
@letshgeremariam9258 2 месяца назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩሞ እሰቲ አብናአረጋዊ አቦይ 🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️💛💛💛💛🥰🥰🥰🥰🥰
@selamhagos7187
@selamhagos7187 2 месяца назад
ዓገብ ዓገብ ሚስጥር ዘይምሕላው ጅግንነት ተጋሩ ተዛሪብካ አይውዳእን እና ግዜ ንሓሉ
@user-vw5cj4ec7g
@user-vw5cj4ec7g 2 месяца назад
እዙ ሚድያ እዚ ኩሉ ጊዘ እዩ ምሸጥር ዘውፅእ ፀላኢ ህዝቢ ትግራይ ክኾን አለዎ
@albadralbadr3948
@albadralbadr3948 2 месяца назад
ባህዛዝ
@user-wb8ry3cj6g
@user-wb8ry3cj6g 2 месяца назад
ኣቱም ሰባት ሐዝ ኮ ሰላም ኣይኮነን ብዝብዝ መሬት ትቆርሻ ናብ ውግእ ዘይተርፍ ምዃኑ ናረኤና ንምንታይ እና ንምድያ ዘይጠቅም ክዝረብ ዘይብሉ ናብ ምድያ ናቃልዕ ንፀላእት ትምህርት ድዩ በዛኹም ልብ ግበሩ ይቱብ ትሰርሑ ሰባት😢
@chaltuaddisabebakegna265
@chaltuaddisabebakegna265 2 месяца назад
እስኪ ተረጋግኡ አበይ ከም ዘለና አይንፈልጥን ህዝቢ ከይተወድእዎ አብይ ዝደቀሰልና አይመስልን
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 2 месяца назад
ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ
@mekonengeretsadik
@mekonengeretsadik 2 месяца назад
እንታይ እዩ ጥቕሙ እዚ ኢንተርቪው ምሽጥራትካ ዳሕዲሕኻ ምዝራብ ዓገብ እባ ።
@chaltuaddisabebakegna265
@chaltuaddisabebakegna265 2 месяца назад
ይገርመኒ እዩ ዘሎ አበይ ከምዘለና ዘይተፈለጠ ምስጥር ከምዚ ምውፃእ አይተረደአንን ዐገብ ወላ ገሬ እሙን ዝሀለ ትያትር ጆከር ንጋሉ ወርቂ ሰርቁ kidnap አግብርዋ ናይ ትግራይ ስራህ ዘይኮነ አብ አስመራ ቀደም ዋእ ተጋሩ እንድዮም ሀተፍተፍ የለን ከምዘይተበሀለ ህጂ ድርብሽ ብሽ እልዎም የህዝን
@elsaberhe3671
@elsaberhe3671 2 месяца назад
ደስታዋዋዋ ሓወይ እታ ስእሉ ብወላዲትካ 🙏🙏🙏ተማሕጺነካ ለኹ ኣዕቢኻ ስደደሉ ትገብሮ ይመስለኒ ዩ ግን ምርሳዕ ይሁሉ እንድዩ ተዘይ ጌርካያ ብወላዲትካ ቸዕቢኻ ስደደሉ ታሪኽዩ እዝይ ጀግና
@STAMA123
@STAMA123 2 месяца назад
ደስታ ቡዙሕ ሚሽጥር ክዕቀብ ዝግቦኦ ቦታን ታክቲክን አይትዘርግፉዎ በይዛኹም ፀላእትና ገና አይደቀሱን ልቢ ንግበር !!!
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 2 месяца назад
ልክዕ
@zbx-pj3vl
@zbx-pj3vl 2 месяца назад
ምሽጥር ድሕሪ ናይ ትግራይ ሰላም ይኩን እቱ ምሽጥር ይፅናሕ
@abrahamalemayehu9701
@abrahamalemayehu9701 2 месяца назад
በጃኻትኹም። ምሸጢር ዓቅቡ ገና አይወዳእናን።
@albadralbadr3948
@albadralbadr3948 2 месяца назад
ኣይርደእምይ
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 2 месяца назад
ትግራይ ስዒራ!
@goitomfoto5276
@goitomfoto5276 2 месяца назад
ኣንሳሕብና ሃዲምና ተክብብና ተወጊኤ ንዚ ዘንታ ትረኽቡ ዉዒሎ ጀጋኑ ኽተዘኑቱ ትዓዘብቲ ዉን ይኣሲ ስሊቲ ተረኽቡለይ ምስጥር ኣትዉጽእ መሕፈርቲ ናይ ባሓቂ ሩሙሳት እኩም ዛንታኩም ተዋስኦ ካሊእ መሳጢ ዘንታ ኣርኣና ኣሰማዒና ብኣንሳሕብና ተክቢቢና ዘኔታ እልካ ኣሎ ትግራይ ዛንታ ተዋስኦ
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 2 месяца назад
Seq bel rumus niseka eka wae
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 2 месяца назад
Thank you for your service dear. May the Lord God bless you and keep you safe wherever you go, in Jesus' precious name l pray
@user-hg4yd3kq1t
@user-hg4yd3kq1t 2 месяца назад
Hey bro, what a fk you saying, this is shaebiya you know,🤣💪🇪🇷🇪🇷💪🤣💪🇪🇷🇪🇷
@user-it9pm9nk8z
@user-it9pm9nk8z 2 месяца назад
ብጣዕሚ ንኡድ ኢኻ ቀፅለሉ ዝሓወይ ። ሓደ ህፃን ቆልዓ ምስ ኣሹ ጫካ ብስእሊ ቀሪቡስ ኣብ comment ብትክክል ናቱ ድዩ ዝብል ኣሎ እስቲ ኣቅርበልና ቀፅለሉ ጅግና
@user-pc5hk9ng8v
@user-pc5hk9ng8v 2 месяца назад
ኣቱም ሰባት ዩቱብራት ኣደብ ድሕር ዓወት እዩ ቓለ መጠየቕ ልግበር
@mekonengeretsadik
@mekonengeretsadik 2 месяца назад
መሳለ ይሰርሕ ነይረ ጥፍኣት ሰላማውያን ሲቪላት እዩ ዘስዕብ
@user-gl1nq6ei9i
@user-gl1nq6ei9i 2 месяца назад
ጀጋኑ ምፊላጥ ዋላ ፁቡቅ ተኮነ ግን ነገራት ኣብ ዘይተወደኣሉ ከምዝ ዓይነት ጥቅሙ እንታይ እዩ
@gelilag772
@gelilag772 2 месяца назад
ሚስጥር ናይ ትግራይ ጥርሓ ኣውፂኢኩማ አየ ተጋሩ ክብ ሕሉፍ ዘይንማሃር😢
@FsSd-jd1ym
@FsSd-jd1ym 2 месяца назад
ደስታ ግደፈ ምስጠር ኣይተዉፅእ😢😢
@GerewediHawza
@GerewediHawza 2 месяца назад
ፍቅረ ሓወይ እንኳዕ ብሂወት ሃለኻ ደስትሽ ውን ክብሪ ይሃበልና።።።
@user-pc5hk9ng8v
@user-pc5hk9ng8v 2 месяца назад
ገና እዩ ኻልስና ህዝብ ትግራይ ኣምላክ ምሕረት ያዉርድ
@universityabraha8030
@universityabraha8030 2 месяца назад
You are doing great! Brother. Keep going. We were happy to see this Heroes ( TDF)
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 2 месяца назад
በቃ ድዩ ቃልሲ ተወዲኡ ከምዚ ነይረ ከምዚ ሰሪሐ ዝብሃል ዘሎ 🤔 አረ ሓሞኹም ዩቱበራት ልቢ ግበሩ
@user-eg6up7lp5b
@user-eg6up7lp5b 2 месяца назад
ጅግና ወዲ ህዝብ ትግራይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-hg4yd3kq1t
@user-hg4yd3kq1t 2 месяца назад
Ewae kid hilkus shaebiya eyu ko ahahahahah tedelyu yosheyim tedelyu ab gudguad yosheyim 🇪🇷💪🤣💪🇪🇷🤣💪🇪🇷🤣💪🇪🇷🤣
@WediGebru-rf1xl
@WediGebru-rf1xl 2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ጀግና ወዲ ትግራይ
@Gochu1132
@Gochu1132 2 месяца назад
Desta tebahal seb abkebdekha teatew kemseleka .hezi mennetekha nemen kemtesereh geltsi eu.
@sabafekadu911
@sabafekadu911 2 месяца назад
እዚ ምስጢራት እዚ ምውፃእስ ግዝኡ ድዩ አታ ደቀይ ቁርብ ዘይትፀንሑ
@vvg5520
@vvg5520 2 месяца назад
ግን እዚ እታይ እዩ ጥቅሙ አረ ተረጋጎኡ ወይ ጦሩነት እኮ አተወደኣን በስማም ብምሽጥር ዝተሰረሐስ አብ ሚድያ ምዝርጋፍ አረ ለብሙ አቱም ጋዘጠኛታት ኢና ብሃልቲ😢😢😢😢😢😢 ብዙይን ወዲ ከምዝይን እዩ አቅሽቲን አረጎቶትን መጣትን ከም እቲን ዝጨፍጨፍዎ ፀላእቲ
@AbrahamGebrehewot
@AbrahamGebrehewot 2 месяца назад
ታሪክና ክንፈልጥ ውልድ ወለዶ ከምዚ ዓይነት ክስነድ እዩ ዘለዋ ።ቀፅልሉ
@awetafera2102
@awetafera2102 2 месяца назад
ኣቀራርባኻስ ይፍለ ካብ ስትድዮ ውፅእ ኢልኻ እግረ መንገድኻ ዓድኻ ተፋልጥ Keep It Up Bro
@ghideyhishe9395
@ghideyhishe9395 2 месяца назад
በርትዕ ወዲ ዓበይቲ እስቲ ፍሉይ ታሪክ ዝሰርሑ ስውኣትና ብብፆቶም እንተዝቀርብ እንተካኢሉ
@biniyamberhe8530
@biniyamberhe8530 2 месяца назад
ጅግና✊✊✊
@rahelkiros561
@rahelkiros561 2 месяца назад
ጀጋኑ 🙏❤️❤️✊✊
@user-vw5cj4ec7g
@user-vw5cj4ec7g 2 месяца назад
ደስታ ዝብሉካ ወዲ ፀላኢ ናይ ትግራይ ዲካ ልምታይ ምሽጥር ላውፅኡ ቃለመጠየቅ ትገብሮም 3ጌዘካ ከምዚኣ ክትገብር ዘሓለፈ ንኢሱካስ ሀዝለ ንዕቀት ህዝቢ ድዩ ዓገብ አታ ወዲ ተዘይኮይኑ ስጉምቲ ክንወስደልካ ኢና ዕርፍ ህዝብና ዘጨርስ ሚስጥር አይተውፅእ ጦርነት ተተኸፊቱና ታይ ከምዘስዕብ ይርደእካዶ
@AbduazizTyuby
@AbduazizTyuby 2 месяца назад
ተባዕ ትግራዋይ❤❤❤❤❤
@user-ur1sh6kl8r
@user-ur1sh6kl8r 2 месяца назад
❤💛❤️💛❤️💪💪💪💪
@HappyFriedEgg-oe8ir
@HappyFriedEgg-oe8ir 2 месяца назад
Keep going ❤
@teddygebre7230
@teddygebre7230 2 месяца назад
ደስ ክብል ❤
@user-mb1cf4dx5f
@user-mb1cf4dx5f 2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mafuzasedome3954
@mafuzasedome3954 2 месяца назад
ዓሰርተ ትሻዓተ በል እስኪ
@selamhagos7187
@selamhagos7187 2 месяца назад
ጅግና ትግረዋይ
@user-sn9ee7vk5w
@user-sn9ee7vk5w 2 месяца назад
❤❤❤❤
@Salam76-dp8cv
@Salam76-dp8cv 2 месяца назад
❤❤
@Hayelom.
@Hayelom. 2 месяца назад
Entay mstir alokum dkumat hji ktdgema ekin delikn
@user-qu3uj2qm5p
@user-qu3uj2qm5p Месяц назад
ኩሎም ሚድያታት ኣለና ናብ ህዝቢ ሓበሬታ ንህብ ኢና እናበሉ ናይ ወታደር ምሰጢር ዘውፅኡ ዘለዉ ግን ዓገብ ግበሩ በልዎም
@user-qu3uj2qm5p
@user-qu3uj2qm5p Месяц назад
ከ ዝስ እቶም ሓተታ ዘካይዱ ኣለይቲ ሚድያ እንታይ ከም ዝገብሩ ዘለው ምርዳእ ኣብዩና ንፀላኢ ድዮም ብቲኦሪ የሰልጥኑ ዘለዉ
@user-gc5ps6ol6x
@user-gc5ps6ol6x 2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@AhmedMseid-cr2tx
@AhmedMseid-cr2tx 2 месяца назад
Enkah tawladkaly
@user-el9gk6xj6b
@user-el9gk6xj6b 2 месяца назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-fx6ys6yd6m
@user-fx6ys6yd6m 2 месяца назад
Welcome
@tekestetesfalem4196
@tekestetesfalem4196 2 месяца назад
ምዝባዕ እንታይ ማሌት እዩ
@user-vv8yd7me2j
@user-vv8yd7me2j 2 месяца назад
Jegna
@user-fz2ul9ef3u
@user-fz2ul9ef3u 2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤👏👏👏👏👏👏👏
@user-go6ew6qq3n
@user-go6ew6qq3n 2 месяца назад
ካብ አርሚ 17 ባ አምፅእልና
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 2 месяца назад
እዛ መሬት ትግራይና ክንደይ ሓርበኛታትን ፅፅኑዓትን ነቁሓትን ደቂ ህዝቢ ወየንቲ እያ አፍሪያን ምእንቲ ህዝባ አሰዊኣን ? ዘገርም ሕቡን ህዝቢ !!👌🤝💪✌️✌️✌️
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 2 месяца назад
ን ገለበዳ እስኪ ኣብ ቐፃሊ ኪድ
@daamatimages5662
@daamatimages5662 2 месяца назад
ኣታ ሕደጉ እንዶ ኵናት ከይተወደአ ስልቲ ኵናት መሽጥር ኣይተባኽኑ 😮
@abrahamalemayehu9701
@abrahamalemayehu9701 2 месяца назад
ቃላቅል ዓዲ አቦይ ።
@GjKj-cq8kx
@GjKj-cq8kx 2 месяца назад
❤❤❤
@FGx-js7co
@FGx-js7co 2 месяца назад
💛♥️🙏🙏🙏
@harusemret8272
@harusemret8272 2 месяца назад
ኣቱም ትጋሩ ግደፉ ዝንብር ምስህይትር ኣወትኩ ግድፉ ግናኣ ካብ ሃድጋኣ ኣይትጋ ላግልኩም ከሳብ ናጻ ትወጹ ኣቅብዎ ሚይትርኩን
@user-qg6jt8fm7y
@user-qg6jt8fm7y 2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤
@geritsiyon6146
@geritsiyon6146 2 месяца назад
ኣቱም ሰባት እዙይ እዩ ዝውደአና ዘሎ እና መጀመርያ እቲ ጦርነት ንወደአዮ ዋሕስ ንግበራ እታ ትግራይ ድሕሪኡ ንትርኮ ኢና
@beletu7041
@beletu7041 2 месяца назад
ደሰትሽ መቸም ካብ ተግራይ ረሕቅ አለና እንነበር ናፍቆት አተዓባብያ ምዝካርን ምንፍቅን ዘረባ የበሉን በሎ መን ዝባሃል እንባ ድአ አበዚ ባክ ግራውን ድኹም ግርም ታሪኽ ጅግንነት ተ/ጋይ ሰለሰተ ምዕረፍ አዚ ታሪኽ ገድሊን ፅሕፍካን አዘንቲኻን አይውዳእን ምሰዞም ሰብ ዛንታ መውዓል ዕድል ዩ በርትዕ ደስትሽ
@user-pu2pz5lr2n
@user-pu2pz5lr2n 2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@samiates5057
@samiates5057 2 месяца назад
🙏🥰🙏🙏🙏🙏
@yjghgy6495
@yjghgy6495 2 месяца назад
ንምንታይ ኢኹም ግን ምሽጥር ተውፅኡ????
@TesfayGenet-hn7ph
@TesfayGenet-hn7ph 2 месяца назад
ጋዘጠኛ ንእሽንተን ናይ ሐዘን ምልክት አይተርእን ድካ?
@alemamichanal82
@alemamichanal82 2 месяца назад
ወይ ህዝበይ በገዛ ዓድካ ዝርከብካዮ
@YirgaAraya
@YirgaAraya 2 месяца назад
ስርሒት ህዝቢ ትግራይ አይትበትኑ በይዛኹም
@WeyniTshaye
@WeyniTshaye 2 месяца назад
❤❤❤💪💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏
@TadkanBrhana
@TadkanBrhana 2 месяца назад
🙏🙏🙏☔️☔️☔️
@temesgenfisshya1875
@temesgenfisshya1875 2 месяца назад
ገንዘብ ክትኣርዮ ናይ RU-vid ሕጂ ክትጥቐምሎ ትክእሎ ሜላ ንጸላኢ ትህቦ ኣለኮም ትግራይ ሕጂ ውን ናይ ኮይናት መድረክ ክገጥማ ተኮይኖ ንምንታይ ከምዚ ዓይነት ሚስጢር ተሕልፎ ኣለኮም እንታይ ትረክቦ።
@Amazonwill-yt6hd
@Amazonwill-yt6hd 2 месяца назад
በርቱ እደዚህ በየ ገጠሩ የተደበቁ ጀግና ሚድያ ስለማያገኙ እንደዚህ በየገጠራማው ቦታ ይኖራሉ እና ጥሩ ስራ ነው በርቱ from saudi
@user-pc5hk9ng8v
@user-pc5hk9ng8v 2 месяца назад
ከመይ ገይሩ ድሕር ዓወት ተዝኸዉን ጨለ ነይሩ
@user-wb8ry3cj6g
@user-wb8ry3cj6g 2 месяца назад
እንታይ ዳኣ ዋጋ ኣለዎ ትግራይ ኣብ እድ ፀላእ ናሃለየት ምስጥር ናድወፀ አረ ህዝብ ትግራይ ፈጣሪ ያሓልዮም
@FLion-wk3nh
@FLion-wk3nh 2 месяца назад
​😂😂😂😂 ክንመጽእ ኢና ብኢድ ክንሕዞ ኢና ነዛ ሎቅማጽ ሰብኣይ ክክክክክክክክክክ 😂😂😂 ካብዞም ለለ ክኣ ኣይኮነትን ዓጋመ ኢያ እዞም ዓጋመ እኮ ጽብቅ ትግርኛ እክን ትክእላ ከም ናይ ኤርትራ ። ቁሩብ ኢክን ትሽገራ 😅😂😂😂😂😂😂😂​@@user-wb8ry3cj6g
@user-wb8ry3cj6g
@user-wb8ry3cj6g 2 месяца назад
@@FLion-wk3nh ትግርኛ ትግራይ እዩ ኮ ገዛኣ ኤርትራ ናይ 30 ዓመት ታርክ እዩ ዘለዋ እዞም ርጋፅ ጫማ ናይ ኣማሓሩን
@FLion-wk3nh
@FLion-wk3nh 2 месяца назад
@@user-wb8ry3cj6g እሱስ ድሓን ኣንታ ቆማል ዓጋመ ሳሕሳሕ ትግርኛ ናይ መን ኢዩ ኢልካዮ ኣብ ታሪክ እኮ ሽረ ኣክሱም ዓድዋ ዓዲ ግራት ጥራይ ኢዩ ኣብ ትሕቲ ኤርትራውያን ዝማሓደር ኔሩ ሃመማ። እታ ዝሃብናካ ትግራይ ሰላም ጌርካ ሓልዋ ። እንተ ዘይኮይኑ መጺና ክንኩድ ደካ ኢና ሎቅማጻት
@goytomadhanom5652
@goytomadhanom5652 2 месяца назад
Kbrn mogosn njeganu semaetatna
@mu-ue1gs
@mu-ue1gs 2 месяца назад
መከላኪያ ዝብል ትግርኛ የለን😂 ምክልኻል ተዘይ ኮይኑ
@BelewSeifu-he4lt
@BelewSeifu-he4lt 2 месяца назад
ኑሮ በትዝታ 😂😢
@gelilag772
@gelilag772 2 месяца назад
እዚ ጋዜጠኛ የ ባሃሊ ኮነ እሉ ናብ ፀላኣትና information ዘማሓላልፍ እዩ ዝመስል😡
@brejax5184
@brejax5184 2 месяца назад
ክቡር ሓው ኺናት እኮ ኣይተውድአን መን ኣፍቂዱልካ እዩ ንተጋደልቲ interview ተግብር ንዘይጠቅም you tube ክትብልሲ 😮😮😮😮😮
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 2 месяца назад
ኩናት ከይወደአ ምሽጥር ናይ ውግእ ትዝርግሕ ኣለኻ ደስታ😏😏😏
@haileb1709
@haileb1709 2 месяца назад
ጦርነት ገና ኣይተወድእን!! ን RU-vid ክትብሉ ሚስጢር ተውፅኡሎኹም::
@FLion-wk3nh
@FLion-wk3nh 2 месяца назад
😂😂😂 ጽናሕ ኣንታ ሎቅማጽ ሰብኣይ ተመሊስና ክንምጽኣካ ኢና 😂😂😂😂ዓዲ ሃገራይ ምስ ጸጋይ በራኪ ክክክክክክክ ወዲ እምበይተይ ናብ ትሃድምዮ ክጠፍኣኪ ኢዩ። ሻዕቢያ ዋዛ መሲልካ ኣሎ።😊😂😂😂😂😂
@FsSd-jd1ym
@FsSd-jd1ym 2 месяца назад
ሻዕብያ ቅደሚ ምምፃእካ ስዉኣትካ ኣርድእ 4 ዓመት ገይረም ኣክላባትኪም😂😂😂😂😂😂ታሓንጋሪ እንታይ ታሪክ ኣለካ ሰራቂ ጃርካን😂😂😂😂😂
@hadishanan695
@hadishanan695 2 месяца назад
jeganu tegaru entay mo hewaht edo mo tebdelkum ala
@TeweldeTemesgen-hi3jg
@TeweldeTemesgen-hi3jg 2 месяца назад
ምሽጥር ተሞክሮ ኣይተባኹኑ ግዜ አለዎ
@Mogesgebremikal
@Mogesgebremikal 2 месяца назад
ደስታ ሸው ንዘይረብህ ጥቅም ክትብልስ ገና እናኮ ውራይና አይወዳአናን ፅባህ እባ ክንጥቀመሉ በይዛካ
@amanalex3722
@amanalex3722 2 месяца назад
ደስታ ሸው ኢቲ ናይጀጋኑ ስልትታት ንጸላኢትና ኣሕልፍካ ትህብ ኣለኻ ኢቲ ምስናድ ሰንዶ ካብ ባደባባይ ምዉጻእ ግን ተቆጠብ ካብ ሕሉፍ ንማሃር.::
@mikobini2278
@mikobini2278 2 месяца назад
እባክህ ደልተው ገና ብዙ ነገር ይቀራል
@habtayhagos5182
@habtayhagos5182 2 месяца назад
Kkkkkkkkkkk bi haswot eyom tetemiqom
@user-ei4sg9vg9w
@user-ei4sg9vg9w 2 месяца назад
Ne Wedi Embeytey Adhionu? 😂😂😂😂😂 Heji Gen Nenebsu Keman kab Temeyt, Axebo Kedehen Aykealen.
@FLion-wk3nh
@FLion-wk3nh 2 месяца назад
😂😂😂😂😂😂😊😊😊😊😊
@mt8589
@mt8589 2 месяца назад
በይዛኹም ሕደጉ ገና እዩ ዝግዜ ስብስክራይብኩም ኣልዕሉ ተጋሩ
@user-yu7xn6yl6x
@user-yu7xn6yl6x 2 месяца назад
አታ ዓጀዉጀዉ አይተብሎ
@hintsagmeskel3907
@hintsagmeskel3907 2 месяца назад
አነ ብጣዕሚ ዝገርመኒ ዘሎስ ዝነግረኩም ድዩ ስኢንኩምስ ዋላ እንታይ ከምትዛረቡ ዘለኩም አይርደአኩምን ዘሎ ምሽጥር ሲስተም ወታደራዊ አብ ሶሻል ወፂካ ከምዚ አዕሽናዮም እናበልካ ዘሎ ኩሉ ሲስተማትኩም ምቅላዕስ እንታይ ግበሩና እዩ አረ ዓገብ ጠየቅቲለ ዝምልከተኩም ሕተቱ ተሐተትለ ምሽጥር ሲስተም ወታደራዊ አብሚድያ አትዛረቡ እየ ክብለኩም ዝደሊ ምክንያቱስ አውዚ ናይ ዓሰርተ ሸውዓተ ዓመት ቃልስናሲ ሕሉው እዩ ነይሩ ምሽጥር ተጋዳላይ ዕቁብ እዩ ዝነበረ እሞሲ ሕሰብሉ።
@berihuh01
@berihuh01 2 месяца назад
ደስታ ፎሽፋሽ
@tesfalem78
@tesfalem78 2 месяца назад
እዛ ሚስጥር ቃልሲ ናብ ሚዲያ ምውፃእ ከቢድ ዋጋ እንዳኽፈለና መፂዩ ኣይተማሃርናሉን ሕዚ ድማ ንናይ ዩቲዩብ ገንዘም ንምእራይ ብጥራዕራዕ ንብል ኣለና ጉዳይና ከምዝወዳእና። ደስታ ሸው እዚ ሰለልቲ ኔርና ነዛብዕ ኔርና ዝብል ቃለመሕትት ምውዛዕኻ ፅባሕ ንዝገጥመና ወራር ንዘጋጥም ህልቀት ህዝቢ ተሓታቲ ኢኻ። ምኽንያቱ ሰላሊ ዶ መዛብዒ እዩ ዶ እንዳተባህለ ምንም ዘይፈልጥ ህዝብና ዋጋ ክከፍል እዩ።
@medhanyehaile5072
@medhanyehaile5072 2 месяца назад
Kkjkkkkkkk ewai entai ebahal aye hilmi resikayo bir ente belku hilmi kkkkkk
@kasechteklay4118
@kasechteklay4118 2 месяца назад
አረ በዛካትኩም አብምድያ ዝዝረብን ዘይዝረብን እናፈለኩም ተዘረቡ ተኮነ ናይ ውትድርና ምስጥራትን ቦታን ተዘትዛረቡ መሬትና ብፀላእቲ ተታሕዙ እናሃለወ ሰላም ከረከብና ግደፉ እቶም ዝተረፉ ከተወድእልና በዛካትኩም አፍኩም ዘምፀአልኩም አትዛረቡ
@BrightHope-HorizonMedia
@BrightHope-HorizonMedia 2 месяца назад
እዋይ ዓጀውጀው። እቲ ሰራዊት ኤርትራ እንታይ ገምዝገበረኩም እቲ ዝነበረ ኣውያትኩም ስለዘዘንቱ ኣብ ናይ ሜድያ ዶሮና ምስራሕ ትርጉም የብሉን።
@djdjkriri4o367
@djdjkriri4o367 2 месяца назад
😂😂😂😂😂😂😂
@FLion-wk3nh
@FLion-wk3nh 2 месяца назад
እዛ ሎቅማጽ ዓጋመ ሰብኣይ ክክክክክክክ ሰለያ ትሰርሕ ኔራ ሻዕውያ ጂግና 😂😂😂😂😂 እንዳ በለት ሳሕሳሕ ዓጋመ😊😊😊😊😊😂😂😂😂
Далее
Я ТВОЙ ОТЕЦ #большоешоу
01:01
Просмотров 239 тыс.
Best ASMR 😳
00:26
Просмотров 19 тыс.
ተጋዳላይ ሆቴል ኣብ ቀዛሕታ Kezahta
55:59
Я ТВОЙ ОТЕЦ #большоешоу
01:01
Просмотров 239 тыс.