Тёмный

'ደምበ ተቓውሞ ንዓይ ደቛሲ'ዩ - ኣነ ኣውራጃዊት ኣይኮንኩን' 

RADIO ERENA
Подписаться 65 тыс.
Просмотров 17 тыс.
50% 1

ክፉት ዘተ ምስ ፌቨን ጊዶዎን - Open mic with Feven Ghideon - Monday, 08 July 2024
You can contact Radio ERENA’s newsroom by telephone : +33 6 34 90 96 97
Or by email : newsroom@erena.org
#Erena#Radioerena#ERITREA#news#Eritreannews#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#eritreansong#neweritreanmovie
#eritreanmusic​​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​#Eritreannewmovies​ #Ethiopiannews#sudan#ethiopia#Eritreanbestfilm​ ​​​

Опубликовано:

 

7 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 259   
@simomnaizgi3276
@simomnaizgi3276 13 дней назад
ኣውራጃዊት ኮይነ እንድየ ኢልኪ ትዛረቢ ኣለኺ ደቂ ኣውራጃኺ ጥራሕ ትጥርንፊ መሊቁ ዝወጸ ናትኪ ቮይስን ጽሑፉን ኣሎ ስለዚ ስቅ ኢልኪ ሃለውለው ኣይትበሊ
@abrnyiosasfha7698
@abrnyiosasfha7698 13 дней назад
Kabakoms nelaeli koyena kolo hemak neger temhero neskatkom
@yonastsegay7340
@yonastsegay7340 13 дней назад
ስም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ከምዝብሃል: ሳጓ ማለት ክኣ ስም እዩ : ፌቨን ወንጫር ናይ ብሓቂ ወንጫር ጸጉራ ዘይኮነ ተግባራ ወንጫር ::
@akiyor3615
@akiyor3615 13 дней назад
Feven ደኣ ንምን ኢኪ ክተሽክዕዮ ነዛ ኩላ ኣውራጃዊት ብ Zoom ኣኪብክያ እንዳ ሓደርኪ። ብልቢ የ ኣነ ዝብለኪ ቅድሚ እዚ ኣብ ጀርመን ምፍልል ምምጽኡ ከምዚ ከምዝምድጽእ የዕልለኒ ነይሩ ሓደ ወዲ ሰራየ መሳርሕተይ ምክንያቱ እንታይ ይብለኒ ነሩ feven ኣኪባቶም ኢያ ተምሲ ምስ በለኒ ብቀጥታ ሽግር ከምትውልዒ ቆብ ኣቢለኪ ኢየ ብዝኮነ ንኩሉ ድካምክን ጻዕርክን ኢዩ ባዕልኪ ኣባኪንክ። እንታይ ኢዮምዝብሉ ወለዲ ዓሻ ሰበይትስ ብገዛእ ኢዳ ቤታ ተፍርስ ከምዝበሃል ምስ በዓል ሰልጠነ ተሃላሊኪ ነዞም መንእሰያት ደቂ ሰራየ ለኪምክዮም ኢኪ ስለዚ ብሕጂ ውን ጊዜ ኣሎ ልቢ ግበሪ ክቃለስ ዝደለየ ኣብ ከተምኡ ይወደብ። ኣብ ቅድሚ ውሑዳት ዘይ ተኣመነ ኣብ ቅድሚ ብዙሓት ክእመን ኣይክእልን ኢዩ።
@habenn7407
@habenn7407 2 дня назад
ዓጋመጉዛይ ሓሰውቲ ንስኹም ኢኹም ኣውራጃውያን
@Ae91scd
@Ae91scd 13 дней назад
ፈቬን ወንጫር ! ነቲ ግናይ ግብርኽን ስራሕክን እኾ ዓለም ተገንዚብዎን ፎእ ኢሉኺ እዩ ! ናበይ ሐርማዝ ሰሪቕካስ ድንን።
@abrnyiosasfha7698
@abrnyiosasfha7698 13 дней назад
sela tegaleskom deya awerjawet teblo kolo neskatkom hemak temherewo
@hanstesfu3624
@hanstesfu3624 13 дней назад
እዋይ ጉድ ደንበ ተቓለስቲ ደቂሱ ይብሃል? ዓራት ድያ ኣንጺፋትሎም ? ዕረፍቲ ምውሳድ የድለኪ ኣሎ
@habenn7407
@habenn7407 2 дня назад
ዓጋመግዛይ ንዓኺ ኣውራጃዊት ክብሉ ቁሩብ ክሓፍሩ ኔርዎም። ንሳቶም እዮም ኣውራጃውያን
@GEO.16
@GEO.16 13 дней назад
ኣንታ መን'ዩ ክሓፍረላ ኣዛ ሰበይቲ ብኣውራጃን ዓድን ክትዛረብን ክትጽሕፍን እንዳውዓለት ሲ ወረ ናብ ወረዳ ዓረዛ ዝብል ወሪዳ ኢያ ትዛረብ ፡ ሕጂ ስ ኣውራጃዊት ኣይኮንኩን ትብል ዓይና ብጨው ሓጺባ። ደምበ ተቛውሞ ብሰንኪ ብዓል እዚኣ ሰልጠነ. ..ኢዩ እዚ ኩሉ ፍልልይ መጺኡ።
@abrnyiosasfha7698
@abrnyiosasfha7698 13 дней назад
Kkkkkkkkkk kabakom nelaeli bekoshet tehasbos lelakom koyena
@Ninotes17
@Ninotes17 13 дней назад
ፈቡ ገጋኪ ክትሓብኢ እንዶ ጌጋ ኣይትወስኪ. እዚ መንሰይ ብ ፈበን ዝመጻና ወይልኡ ይብል ነሩ ከም ንግስቲ ይሪአኪ ነሩ. ደሓር እንታይ እዩ ወርድኪ ሃንደበት ነዚ ቃልሲ ኣንቃፊ ዝኾነ መንገዲ ክትከዲ መርጽኪ ሽዑ ሰብ ክሰርፈኪ ጀሚሩ. ስለዚ ስለምንታይ እዩ እዚ ኩሉ ኢልኪ ሕተቲ. ሎሚ ውን ብዙሕ ዘየድሊ ትዛረቢ ኣለኺ እቶም ናይ ዕለት 16 ኽሳብ ዉሕስነት ከምዘይህቡኪ ናይ ዕለት 20 ግን ትብሊ ነርኪ እዚ ከ ኣይፈላልልን ዶ? ካብኡ ሓልፍኪ ነቶም ዓበይቲ ኣብ franfurt ዘለዉ ወለዲ ምስ ዕለት ናይ 16 ከምዝወገኑ ትዛረቢ ኔርኪ, ምሽ ንስኺ ምስ ዘኣመንክሉ ወግንኪ ኣለኺ ብኸመይ ዳ ንቶም ምዉጋን ሓጥያት ጌርክዮ? ወያስ ኣነ ንሽቶ እየ ኢልኪ ኢኺ ተሓስቢ. ፈቡ ኩሉ ዝኸይድ ዘሎ ሕማቕ ብኹሉ ወገን ተሪፉ ናብ ሓባር ዝመጻሉ ኣገባብ ምስራሕ ጽቡቕ እዩ. ሓደ ሓቂ ግን ኣሎ ፈቡ እዚ መንሰይ ከምዚ ኮይንዎ ዘሎ ክኸውን ቀሊል ታታ ኣይተጻወትክን ማለተይ ኣዉረጃዉነት ክስመዖ ::
@blackbulltrex
@blackbulltrex 12 дней назад
ክክክ ደቂ ጽልልቲ ምድረ ፋራ ኣውራጃውይን ደቂ ሸርምጣ
@user-un9sb6hb3f
@user-un9sb6hb3f 13 дней назад
❤❤❤Feven Jigna Gual Adey Nski jigna iki nezen zafru zelewu aytgedeslom .....kemakum Awurajawian yelen. SO what 💚✊🏾💚✊🏾✍🏾🫶🏾🌿☘️🍀🌱
@Ae91scd
@Ae91scd 13 дней назад
ተፈታዊ ! ዘራይ ብርጌድ ንሐመዱን ደላይ ፍትሕን ዝሰርሕ ዘሎ ! ግደፍዎ ! ናበይ ገጽኩም ኢኺም ትወስድዎ አለኹም። አነ ንቬፈን " ዓቕምኺ እንተትገብሪ ን ህድእ እንተትቡሊ ምሐሸኺ። ነቶም ፒሳ አይበላዕናን ኢሎም ብዘሕፍር "ብ ብርጌድ ቢተወደድ ሽም ዝተላዓሉ ዘላዓላትን ዝወደበትን ከተስምዑና ; አየ ረድዮ ኤረና።
@abrnyiosasfha7698
@abrnyiosasfha7698 13 дней назад
Kkkkkkkkkk
@abelsolomon8055
@abelsolomon8055 13 дней назад
ኣንታ እንድሕር ሓለፋ ፒሳ ክበልዑ ዓቕሚ እንተረኺቦም ንዝደለይዎ ንክገብሩ ትገድፎም ኣለካ ማለት ኢዩ። ፒሳ ዋጋ ክንደይ ድያ ወላ ኬረመለ ትኩን ብዓይኒ ፍትሒ ረኣዮ
@Iyassu-oo2hn
@Iyassu-oo2hn 11 дней назад
Kid hasawi kem Seltene awrajawi ab alem alo? Nisika nibaelika awrajawi kitkewin aleka. Lokmats.
@wahs1235
@wahs1235 11 дней назад
ኣምሰሉ፡ ሕጂ ኸ ደጊምኪ ተጋግይዮ ሰብ ኣሎ ኢልኪ ምሕሳብ ኣየቋረጽክዮን ማለት ድዩ ?
@teweldebrhane6079
@teweldebrhane6079 11 дней назад
ንሓንቲ መኻን ኣእምሮ ብዘይ ምፍላጦም ከም ዝብኢ ኣፎም ሃህ ኣቢሎም ዝሰምዑኪ ሰባትዩ እዩ ዘስደምመኒ። በቃ ኣብ ሚድያ ስለ ዝዋጠኪ ንግስነት ዝጨበጥኪ መሲሉኪ ዓፋሪት ።ብዕድመ መንእሰያት ተጻወቲ ብመዓልትኪ ሼላ ተጸበዩ።
@hayletkle2197
@hayletkle2197 13 дней назад
ዮኒ ወለላ ! ኣነ መደብካ ኣይጽግቦንየ ፡ ቀስ ቀስ እናበልካ ከም ጠስሚ ኢኻኮ ትሰርጽ ፡ ሰለይ እናበልካ ኮ ነዛ ዋዕሮ ኣናዚዝካያ ። ሓቂሓይሽ ብወገነይ ክፋእ ዘለዋ ኮይና ኣይተራእየትንን ፡ ከምዚኤን ዓይነት በላሕቲ ደቂ ሄዋን ክንከስረን የብልናን ፡ ገለ - ገለ ጉድለታት ወይ ከ ኣ ጥበብ እንተጎደለን ፡ ስሓልወን ምበር ኣይተበርግጉወን ፡ ፡ ካብ ኣመና ስሚዒታዊ ፡ ኣስተውዓሊ ምዃን ይምረጽ ሞ ኣጆኹም ፡ ምክእ ኣልን ምጽውዋርን እንተ ኣማዕቢልኩም ጽባሕ ከም ትተሓቛቘፉ ኣይጠራጠርን ! ሩባ ሰበነ
@ruuruuer6302
@ruuruuer6302 13 дней назад
ፈቨን ሒጂውን ኣውራጃዊት ከብለኪ ዝኽል ትዛረቢ ኣለኺ ምክንያቱ ነቲ ናይ ዕለት 20ጌጋ ከምዘይብሎም እኺ ትገልጺ ዘለኺ
@eriblood803
@eriblood803 13 дней назад
Every tewelige hide behind I'm from "seraye" 😅😅😅😅😅
@akiyor3615
@akiyor3615 13 дней назад
ሕቶ? እታ መልእክቲ ብጌጋ ካብ ግንባር ቢተው የ ሰዲደያ ዝበልክያስ ተሰዲዳ እንተ ኣላ ኣብቲ ግሩብ ንምንታይ ከም በሓድሽ ምስዳድ ኣደለየ? ኣነ ኮይኑ ዝስመዓኒ ግን ናብ ግንባር ቢተው ክትሰዲ ደኣ ብሄጋ ሰዲድክያ እንበር ካብግንባር ቢተው ኣየምጻእክያን እታ መልእክቲ ጎለል ግድፊ ይቅሬታ ሓቲትኪ ኣደቅስያ ዝሓፍተይ።😊
@blackbulltrex
@blackbulltrex 12 дней назад
ወዲ ሓካሪ ኣድጊ ሰልጠነ ግርማይ ሰላም ኢሉካ
@user-ey4rj5fm7g
@user-ey4rj5fm7g 13 дней назад
ዮኒ ሓወይ ቀልሲ ዝባሃል የለን ቲ ዞሎ ናይ ኣዉረጃዊ ሚቅትታል ኢዩ
@adbt3565
@adbt3565 13 дней назад
ሓሳዊት ፖሎቲካ ክሰርሓሎም እየ ኢላ እያ ነቶም ግንባር ቢተው ፈቨን ወንጫር እሞኑኒ ደልዳላ ልእኽቲ ህግደፍ እያ ክሳብ ትፈልጥዋ ግዜ ክወስደልኩም እዩ ምስ ፈልጥኩማ ሕርቃንን ጋህን ክብርተዓኩም እዩ
@blackbulltrex
@blackbulltrex 12 дней назад
ክክክ ህዝባዊ ግንባር ጌና ጌና ኣይፈልጥክኖኦን ሬሳክን ኣይኣትውን ኢዩ ረሳሓት ዓሌት
@meharenateame578
@meharenateame578 13 дней назад
ኣብዚኣ ዘላ ኣረጊት መዳቆሲት
@besrathagos7378
@besrathagos7378 11 дней назад
❤❤❤ she is right
@besrathagos7378
@besrathagos7378 12 дней назад
Febo ajoki please don’t be like this You are hero
@tropo5254
@tropo5254 11 дней назад
Viva febue shekor ❣️🙏❣️
@DiesnetBerhe
@DiesnetBerhe 8 дней назад
ፌበን ጸላም ተመን ንዘይፈልጠኪ ከምኡ በልዮ
@user-rt7gs1st6h
@user-rt7gs1st6h 13 дней назад
ተቓወምቲ የለዉን፡ እንተሃለዉ ኸኣ ቁንጣሮ እዮም። ኣውራጃዊ ጸረ ሃገር ምንቅስቓስእዩ ዘሎ። ውሱን ከባቢ Vs ምሉእ ህዝቢ ኤርትራ እዩ ዘሎ። ኤርትራውነት ክቡር መንነት ❤❤❤
@blackbulltrex
@blackbulltrex 12 дней назад
ጽንጽዋይ ናይ ዚኦም እኮ መስሓቅ ኢዩ ሃሎስታ ይባሃል እዚ
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k 13 дней назад
ኢዛ ኣመንዝራ መበለት ጸበል ኩሎም ኣንጻር ኢዚ ቃልሲ መኒሰያት ክትብትን ተኣቲቃ ኢያ ዘላ ድቃላ ኦሮሞ ደሚያ ስለ ዝኮነት ብምክሪ ኣይትምለስን ኢያ shermuta ጸበል ኩሎም ኢያ ስራሃ ኣይትገድፍን
@blackbulltrex
@blackbulltrex 12 дней назад
ክክክ ኪድ ናይ ሓፍትካን ሰብይትካን ግበር ጀልፋፍ። ጉቡር ግባሪ ጉብር
@rezenedebesay5275
@rezenedebesay5275 13 дней назад
Wekaryas lebam kitmesil ziwawue timelis duyu zibhal
@blackbulltrex
@blackbulltrex 12 дней назад
ሰልጠነ ወዲ ሓካሪ ኣድጊ ዳሃዩ ግበሩ ሓሚሙ ይብሉዎ ኣለዉ
@DrBin-em5hv
@DrBin-em5hv 13 дней назад
Fabu ab ዓራታ ኣይትጽገምን ኢይ❤ ፌቡ ሽኮር I Love you 🎉❤
@moammedshafer7184
@moammedshafer7184 13 дней назад
Thank You Somach good Job ❤
@gabigunners8073
@gabigunners8073 6 дней назад
ፌቨን ኣነ እታ መወዳእታ ዝበለታ ኣስሚሬላ ኣለኹ ኣቀራርብዎም በቃ ዝሓለፈ ውሕጅ ይሰዶ ስለ ቃልሲ ኢልኩም ዕረቑዎም።
@bahri-um7ej
@bahri-um7ej 12 дней назад
Bravo Yonatan xbuk gierka akalika neza habtna mhret yewrdelki kbla ydeli b/c abzi hji ewan kalsi hzbi Eritrea awtu rgux koinulu ab zkonelu ewan kemzi aynet gtrnet aymedliekn
@gatogato2852
@gatogato2852 13 дней назад
ክቡር ጋዜጠኛ እሞ ሕጂ ብሰንኪ ፌቨን እሞ ሕጂ ደቂ ኣከሎጉዛይ ብሰንኪ ዘረባ እቲኣ ተኾሊፎም ብሕማም ኣውራጃ ኣብ ሆላድ ኣኼባ ከካይዱ ዝውዓሉ ክትብለና ዲኻ፧ ኣውራጃ ዘሎዎምከ ኣከሎጉዛይን ሰራየን ጥራይ ድዮም፧ እተን ካልኦትከ ድኣ ንምንታይ ብኣውራጃ ዘይከሰሱዋ፧ ምእላይ ስለ ዝኣበየቶም እንድዮም ከምኡውን ገይሮም ዘሳቕዩዋ ዘሎዉ ሰልጠነ ብ ጆን ብላከን ዘይጸረፋ ጸርፊ ዋላ ነውራም ቃላት ዘይጸረፉዋ የለን ጸዋር ኮይና እምበር መን ይጾሮ ከም ናታ።
@blackbulltrex
@blackbulltrex 12 дней назад
ረሳሓት ጸበልኩም ኣይልከየና ጉዑዝይ ንጉዕዝይ መሊእኩም
@eyoyeh8775
@eyoyeh8775 13 дней назад
ኤርትራዊ ሕሰዳ ጥራይ እዩ ፈቨን ኣይኮነትን ተቀይራ መሰል ውልቀ ሰብ ዘይምእማን ከምትማሊ ኣብ ሳሕልን ባርካን ነኒ ዝነፍዑን ዝበልሑን ምቅንጻል ብሰንኪ ስሰዔ ስልጣን እዩ ዋዕሮ ፌቡ ቅኑዕ ኣሎኺ ንስኺ ኢኺ ትውስኒ ብኸመይን ምስመንን ትቃለሲ ዋዕሮ 💙🌹🫶🏽💙👌🏆
@blackbulltrex
@blackbulltrex 12 дней назад
ዓጋመጉዛይ ጉዑዝያት ረሳሓት ምኒንንን ጥራይ
@user-yb4ly1tz6h
@user-yb4ly1tz6h 12 дней назад
ማማ ዋዕሮና ሽሕ ዓመት ንበሪ እታ እንኮ ጓል ሄዋን ነዚ ቃልሲ ልዕሊ ማንም ዋጋ ዝከፈለት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ghirmayhabte6089
@ghirmayhabte6089 6 дней назад
your Interview ከም ሳባ ኤሪሳት ቃለ መሕትት ኣብዛ ሚድያ Yezekakreka:: Serihkum Tray aruyuna nab Beal Wifuy Dikamkum Aytexegue
@Ae91scd
@Ae91scd 13 дней назад
ሬድዮ አረና ዘይትሰምዑ ደአ ኾይንኩም እምበር ካብ ብአውራጃ የሕዋት ተናቑትን ንቃልሲ ብርጌድ ንሐመዱ ተዳኽምን ተምጽኡስ ; መጽሐፍ ዝጸሐፉን ከም በዓል ብስልትን ለባምን ሰምሀር ( ሸወደን) አምጺኹም ! ስለምንታይ ካብ ግሎባል ይአክል ገዲፍኪዮም ኬድኺ? ኢሌኩም ምስጢርን ተንኮልን ግሎባል ይአክል ዘይትፍትሹ ?
@abelyemane9786
@abelyemane9786 9 дней назад
ኣነ ካብ ሓማሴን እየ።ኣብዚ ፊበን ትብሎ ዘላ ሓሳብ ይሳማማዕ እየ።ሰብ ብድሌይቱ ይታኣኸብ ናቱ ጉዳይ እዩ።ኣፍቲ ናታ ሰነ ሓሰብ ንዛረብ፥ኣውራጃዊ ምካን ጸገም የሎን።ኣፈተውቲ ሰብ ንኩን ኣቱም ህዝቢ ሰብ ኣይ ንነጽል፥ኣታሓሳስባና ኣይ ነጽብቦ።ፍቅሪ ሓልዮት ምኽብባር ንላማመዶ 💙💙💙💙🦋🦋🦋🦋🦋
@Joe-pm8bj
@Joe-pm8bj 2 дня назад
Feven it not only you even Elsa got the same treatment
@birneshhagos1954
@birneshhagos1954 9 дней назад
ፌበን ዉናጫር እንቃዕ ሐጎሰኪ ወገናዊት አዉራጃዊት ምካንኪ ኩሉ ፈሊጡኪ ኩሎሞ ዕበይትን ንአሽቱን ትልግጽ አቢሎሞ ደርቢዮሙኪ አነ ብወገነይ ሐንቲ ጓሐፍ ደንቆሮ መንእሰያት ደቅኪ ዝአክሉ አባትር ሂብኪ ተፋንዊ ዝነበርኪ አዴታት ክሐርሙ ቀንዲ ተዋሳኢት ዝነበርኪ 1 ኢኪ ዘይ ከሞዘየዴታታ ዘይኮነት ብደቅኪ ርከብዮ
@ephremabraham8266
@ephremabraham8266 13 дней назад
I like the way you raised issues, I wish you could invite ‘Hagerawi’ . Thank you.
@A.emaha82
@A.emaha82 5 дней назад
መጀመርያ አዉራጃዊ ማለት እንትይ ማለት ኢዩ? ዘይአዉራጃዊ'ኸ? እቲ ጸገም ንባዕልኺ አብ አዉራጃዊትን ዘይ አውራጃዊን ዘሎ ፍልልይ ብልክዕ ከተቀምጥዮ አይካአልክን ።
@dawitdebena8513
@dawitdebena8513 12 дней назад
I am glad most people know who you are.
@blackbulltrex
@blackbulltrex 12 дней назад
መን ኢካ እባ በጃካ ዓጋመጉዛይ ረሳሓት ጸብብ ሓንጎል
@user-nb8cy2tk5u
@user-nb8cy2tk5u 9 дней назад
ተቃወምቲ ኢና በሃልቲ፡ተቃወምቲ ዘይኮኑስ ናይ ሓሳብ ድኽነት ዘጋጠሞም፡ ብሓሶት ዝተለውሱ ነጋዶ ኢዮም፥እሱ ገዲፎም አብ ምኽዕባት ውልቃዊ ገንዝቦም እንተ ዝነጥፉ፡ምንያቶ ነፍሶም ካብ ባርነት አውራጃውነት ከይወጹ ሃገር ነጻ ከነውጽእ ዝብል፡ይትረፎም፡ካልአይ ብናይ ካልኦት ስነ ሓሳብ፡በቶም ጸላእቲ ኤርትራ ዝበሃሉ ጉልባብ ጌሮም ካብ ዝመጹ ዓመታት አቁጺሮም አለው፡ ኤርትራ እንዳቛናጸቡ እንዳ ፈከሩ ስለዚ ዩ እምበአር ህዝቢ ኤርትራ ሓድነት፡ሃገራውነት፣ስምረት፥ሓደ ሓብሳብ፣ከም ዋልታን ጋሻን ሰኒቁ ደው ኢሉ ደሎ አብ ቅድሚኦም፣ ከም ዓሳ ነንሕድሕዶ ሕጂ ምብላዕ ጀሚሮም
@eseyasberhe7842
@eseyasberhe7842 9 дней назад
ካብ ሬድዮ ኤረና ድምጺ ሓፋሽ ብቻርሊ ትመሓደር ምባል ይቐልል ፣ ፌበን መኻን ሕልና ኩለን ውድባት በጺሕክየን ኩሉ ሰብውን ፈሊጡኩ ቖርበት በጊዕ ተኸዲንኪ ዝኸድክዮ ንማንም ስውር አይኮነን ፣ ወንጫር ንቓልስና ክትግምግምዮ ዓቕምን ብቕዓትን ዘየብልኪ ኢኺ ፣ ዝብሃል ምበልና ህዝቢ ስለዝፈለጠኪ ልዕልዚ ምዝራብ ትርጉም የብሉን ወረጃ ማዕዶዶዶ : ሰብ ብመልሓሱዶ ክንድዚ ይሓስርዮ
@rsti3705
@rsti3705 13 дней назад
ፌቡ መንእሰያት ብታዕሚ ኢኪ ፈላሊክዮም ክሳብ ሕጂ ድማ ኣብ ብዙሕ ሃገራት ዓቂፍክዮም ኢኪ halyot nayzi kalsi yeblkn enafeletki eki tkxlyo zeleki
@wahs1235
@wahs1235 11 дней назад
ኣሕጽር ኣቢልኪ ናይ ኣቦታተይ ዛንታ ጥልመት የ ዘቕጽል ዘለኹ ዘይትብሊ ከሓዲት።
@OgbaiZera
@OgbaiZera 12 дней назад
ሰላም ክቡራት ተቓለስቲ ብሕቶን መልስን ክብርህ ከም ደኣ ምበር ብኣውራጃ ምጥርናፍ ኣውራጃ ዝፈረሰ ህግድፍ'ዩ። ኣብ ዝለኩሞ ሃገራት ምሕዳራት ኣሎ ወከልቲ ዓዲ ወከልቲ ኣውራጃ ዘይብላ ሃገር ስመዩለይ እንተዝብለኩም እንታይ ምበልኩም? ? ? ኣጀንዳ ህግድፍ ጸረ ኣውራጃ ኢና ዝብሉ ንሶም ይገዱ እዚ ድራማ ንርብሓ ህግድፍ እዩ። ኣውራጃታት ኣዕኑድ ሃገር ምካነን ትፈክጡዶ። እቲ ጸገም ህግድፍ ኮይኑ እቶም ኣቭፈቐዶ ከተማታት ኣብ ደገን ውሽጥን ዝዓበኩም ክብሪ ኣውራጃ ዘይትፈክጡ ትድርብሹና ኣለኩም። ርግእ በሉ ካብ ኣውራጃታት ኣይንኣምንን ዝብኩ ኩሎም ኮራኩር ህግድፍን ናይ ረጋጺ ኣካይዳ ዝድግፉ እዪም ህግድፍ ድማ ኣውራጃታት ሕጊ ዝጋሓፉ እዮም።
@user-ht6if6nc2e
@user-ht6if6nc2e 13 дней назад
Febu shkor we all are with you do not listen those denaqur aletawyan
@estifanoseritrea3423
@estifanoseritrea3423 11 дней назад
ኣዉራጃዊት ንፈረቃን ንዓይ ብወዲ ዓድኪ ገርኪ እዶ ኣይ ኮንክን እኪ ሰብ ገርኪ ዘህረምክኒ ምዓልትኪ ተጸበዪ ኣንቲ ሸርሙጣ ቡዳ😢😢😢ግርም ገበሩኪ ወሽላክ መላኪዒት እኪ ዘረባ ተበጻጽሒ እኪ ንደቂ ዓድኪ ደለይቲ ፍትሒ ምስጢር ትዛረቢ እኪ ናብ ኣኩሎጉዛይ ተብጽሕሎም እኪ
@user-mk3bp2te1t
@user-mk3bp2te1t 12 дней назад
ERENA widikat zisemakum sinikum mehferat
@blackbulltrex
@blackbulltrex 12 дней назад
ወዲ ሓካሪ ኣድጊ ፈትሓቶ እታ ትግራውይቲ ሓግዝዎ ነዚ ጉዑዝይ ዓጋመጉዛይ
@EagerBocce-vl1ri
@EagerBocce-vl1ri 13 дней назад
ዋው ጽቡቅ ሓሳባት
@goitommaru1990
@goitommaru1990 13 дней назад
ኤርትራዊ ግደፍ ተሳማማዕ ገዛኻ ክትምለሰ ብዘይ ስክፍታ ኣጆኺ ዋዕሮ
@akberetmedhane1713
@akberetmedhane1713 13 дней назад
እስኺ ድኣ ኣንጭዋ ዒመር መባኣሲት እምበር
@blackbulltrex
@blackbulltrex 12 дней назад
ካብቲ ዓጋመጉዛይ ሰልጠን ጉዑዝይ ትሓይሽ ዶ ሓቀይ?
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 9 дней назад
ኢቲ የማነ ተኺለገርግሺዩጀማሪ እሞ ጉሊአዉራጃ ሰራያ ዓደይ ተበለቲ ኢንዳጋቢር ማጮሎት ሆተል ቲሰሪሓሊና ሓደ ሸውዓተ የዲለና አሎ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።
@ShumayHailege-do7ms
@ShumayHailege-do7ms 12 дней назад
እዞም፡ሬድዮ ኤረና ዝበሃሉ ዝገርመኒ ኣሎ ኩሉ ግዜ ዝሰምዖም ከም፡በዓል እዛ ኣምሰሊ ዝኾነት ሰብ ሓደገኛ ናይ፡ምዝራብ ምቅይያር ባህሪ ዘለዋ ከም፡ጽኡ፡ይርእዮም፡እቶም፡ጸለዊቲ ሰባት ከምጽኡ፡ቡዙሕ ኣይርእን ከም በዓል ወንጫር ንፋሕ ዝተበገሳ ስምረት ሓብርካ ምቅላስ ደስ ዘይብለን፡ምምጻእ ንህግደፍ ግደፍሎም፡ካብ በዓል ወንጫር ተስፋ የሎን፡ኣምሰልነት ጥራይ አዩ።
@blackbulltrex
@blackbulltrex 12 дней назад
ኪድ ኣብታ ዓጋመጉዛይ ናይ ተወታፊ ሰልጠን ጉዑዝይ ሜዳይ ኣለካ ዓጋመ ቆማል
@fitsumberhanghebremichael5654
@fitsumberhanghebremichael5654 10 дней назад
😅 ጨው ኣብዚሕክሉ አዚ ጸብሒ። ኣውራጃን ወረጃን፣ ምኽኒትን ምኽንያትን፣ ምፍላዮም ስኢንኪ፣ ኣብ ህልወሳን ህውተታን ምእታውኪ የሕዝን።
@bitsumalakasgedom2898
@bitsumalakasgedom2898 12 дней назад
ነታ ሐልናኽ ኣይትፈረሐን ደኺ ካብ ቃልኪ ዘምስከር ዘሎ. ዘሐዝን ታሪኽ አዩ ተዛረበዮ ዘለኺ ኣበይናይ ሰማይ ከተኣትው አኪ.
@mhretababraha1122
@mhretababraha1122 3 дня назад
ፈቨን ሓፍትይ እንድሕሪ ሓቂ ከምዚ ትብልዮ ኮይኑ እንታይ ኣድለየ ካላኣይ ብርገድ ንሓመዱ
@akiyor3615
@akiyor3615 13 дней назад
እዚ ኣብ ጀርመን ዘሎ ናይ በርግድ ንሓመድ ምፍልላ እኮ መፍትሒኡ ቀሊል ኢዩ ነፍስ ስወክፍ ተቃላሳይ ኣኣብ ከተምኡ ይተኣከብ እንተ ዝስየለ ዘይ ትፋለጥ ኣብ ጀርመን ውን ብሓደ ዘይ ትነብርስ ከመይ ገርካ ትእከብ ስቅ ኢልካ ጸወታ ኢዩ እዞም ኣብ ናይ ዒስራ ኣብ ጀርመን ብዝግባእ ዘይተወደቡስ ናይ ኤይሮፓ ምጥርናፍ ክገብሩ ይዳለዉ ኮንቱ ድካም ኢዩ ሓደ መዓልቲ ክእከቡ ይክእሉ ኢዮም ዳግማይ ግን ኣይከኣልን ኢዩ ኣናብራና ውን ሓጋዚ ኣይኮነን።
@hagarawinet2088
@hagarawinet2088 12 дней назад
She is not seraye she openly said I am tigrayan
@gatogato2852
@gatogato2852 13 дней назад
ዋላ ኣውራጃዊት ኩኒ እቶም ኣውራጃዊት ዝበሉኺ ሓጂ ብኣውራጃ ኣግሂዶም ካብቲ ብጸልማት ተሓቢኦም ብሕሹኽሹኽ ዝገብሩዎ ዝነበሩ ኣግሂዶሞ ብሓደ ክልተ ዓያሱ ዝጻረፉዎ ዝነበሩ ሕጂ ኣብ ቃልዕ ኣብ ሆላድ ኣኼባ ኣካይዶም ኣሎዉ ዋዕሮ እንዲኺ ሕጂ ነቶም ጌጋ ዝመስሎም ዝነበረ በሪሁሎም ኣሎ ከምቲ ቅድሚ ገለ ዓመታት ብንጉስ ጫካ ዝጽዋዕ ዝነበረ ኣከሎጉዛይ ረፓብሊክ ክምስሩቱ እዮም ፌቩ ከይትግረሚ።
@habtomtsegay9115
@habtomtsegay9115 13 дней назад
ናይ ብሓቂ ዮኒ ኣዙዩ ትምህርታዊ ማዕዳ ፌቭን ድማ ንኩሉ፡ጎኒ፡ገዲፍኪ ኣብ ናይ ቀደም ቃልስኪ፡ክትምልሲ፡ኣለኩ ማዕዳ ናይ፡ዮኒ ኣገዳሲ ኢዩ
@blackbulltrex
@blackbulltrex 12 дней назад
ደቂ ቆናኒት ትቃለሱ ዘለኩም ኢዩ ዝመስልኩም ዶሎ ምሽ። ከትስሑቁኒ ክክክ
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 13 дней назад
Feven be like before you’re going down so wake up 🤷‍♂️
@blackbulltrex
@blackbulltrex 12 дней назад
ክክክ ዱሩዝ ንስኻ ከ እንታዲካ ትገብር ኣለካ ጀልፋፍ
@andemariam1763
@andemariam1763 11 дней назад
Febu honest and smart gigna
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e 8 дней назад
እዘን ደቂ መንጠግብሽ ናይ ህዝበን ይዛረባ።
@okubayburu4186
@okubayburu4186 13 дней назад
ከምዚኣ ፈላላይት የለን ተቃላሲት ድያ ወይሲ ስልያ ህግደፍ
@blackbulltrex
@blackbulltrex 12 дней назад
ሕጂ ተረዲኡካ ኩላትኩም ተቃወምቲ ደቂ ጽልልቲ ህግደፍ ኢኩም ከይተርዳኣኩም ምድረ ፋራ
@gatogato2852
@gatogato2852 13 дней назад
ምውዕዋዕ ጸላእታ ኢዩ ምንጻል ስለ ዝኣበየቶምዮም ገበረት ገበረት ዝብሉዋ ዘሎዉ፡ በጃኻ ዮኒ ንሰልጠነ ኣቕሪብካ ኣዛርቦ ዝብሎ ኣስምዓና ሓደራ።
@blackbulltrex
@blackbulltrex 12 дней назад
ሰልጠነ ሓማቅ ኢዩ ዘሎ ኣደ ደቁ ጋል ዓድዋ ኣባሪራቶ
@gabigunners8073
@gabigunners8073 6 дней назад
ብዛዕባ ሰልጠነ ሞ ግደፎ ብዛዕብኣ ስከ ግበር ኣውራጃዊት ኣይኮነትን ምባል ግን ቅኑዕ ኣይመስለንን።
@akberetmedhane1713
@akberetmedhane1713 13 дней назад
😢
@abelyemane9786
@abelyemane9786 9 дней назад
ሰብ መሱሉ ንሓሉወሉ ንዛተ ዘተ ዘተ ንላማሞዶ ልምድታትና ኣታሓሳስባና ንምቅያር ንላማመዶ 💙💙💙💙🦋🦋🦋
@habteghebre785
@habteghebre785 12 дней назад
Amexti tekoynom nimnaty mid tikalesi kaliay biawraja teternifki tinkesakesi aleki edu nab hgedf kihb zdeleye kulu ab radio erena eyom nay mewedaita interview zgebru kemaki zbela aletawyan terehaka xbuk eyu nezi kalsi amselu
@user-ii8dn1ef5i
@user-ii8dn1ef5i 8 дней назад
ኣዉራጃዊት ኢኺ ደቒ ሰራየ ጥራይ ኢኻ ኣብ ቻነልኺ ተዛርቢ: :
@azebfiseha483
@azebfiseha483 8 дней назад
ብሰብዓታት ኣብ ግዜ ደርጊ, ሓንቲ ሓሳዊት ኣብ ኣስመራ ኮይና ኣብ ራድዮ ወጽያ ንተጋደልቲ ከተጸልም ትውዕል ኔራ'ሞ ሳራ መኮነን 7 መልሓሳ ዝብል ሳጓ ኔሩዋ. ንቨይን'ውን ካብኣ ፈልየ ኣይርእያን ሓንቲ ሌባ ቲቦ ሓሳዊትን ወቓሪትን ዝኾነት ሰብ'ያ. ነታ ጓል ኣንስተይቲ ትብል ኣርእስቲ ከኣ ብሰነ ስርዓት'ያ ትጥቀመላ ኣርእስታ ከተስምር መታን. ጓል ኣንስተይቲ ስለ ዝኾንኩ ከምዚ ኢሎም ጠሞትኒ, ኣናሽዮምኒ, ኣጸሊሞምኒ, ወዘተ ዝኣመሰሉ ቃላት ኩሉ ግዜ እንዳ'ደርበየ'ያ ትኸይድ. እዚኣ ሓንቲ ዘይትረብሕ ነውራም ዝኾነት ጉደኛ ሰብ'ያ ግን ዳሓን ጌና ብማዓልታ ክትዋረድ'ያ.
@bitsumalakasgedom2898
@bitsumalakasgedom2898 12 дней назад
ዶክቶር ተድሮስ በኣኽ ዘልኣለ ኣይኮነን.
@weldaygebru2777
@weldaygebru2777 13 дней назад
ዮናታን ናይ ሎሚ መደብ ሓቀኛ ጋዘጠኛ ኮንካ ረኺበካ ከምዚ እንዳገበርኩም ነቶም ጠዋያትን ኣዕነውትን ሰባት ፈትንዎም ቅሩብ ኣደብ እንተገበሩ በላዒት ደቃ ኢያ እወ ንዕንወት ንምፍንጫል ኣስጋኢት ኢኺ ውሰዲያ ጥራይ
@tsegaamanuel8463
@tsegaamanuel8463 10 дней назад
Halaew
@gizegize4486
@gizegize4486 8 дней назад
የነአታን,ቅራፈ,በናና,ከይትረግጽ,መርዛምየ,መርዘይካአ,እላአምናያ,ጸበል,ሐፈትና,ጸበልኪአይልከየና::
@gatogato2852
@gatogato2852 13 дней назад
ኣከሎጉዛይ ምስ ኩለን ኣውራጃታት እንድዮም ጽልኢ ግን ኣይከም ንደቂ ሰራየን ንጽሓይ ከይርኣየ ምዉት ዝተወልደ ሕጻን ኣብ ዓዲ ቀይሕ ምዉት ዝወለደት ሰራየ ኢኺ ኣይነቐብረልክን ኢሎም ዝኣበዩዋ እፈልጥየ ተገረም ሕጂ ጉዶም ብዙሕዩ እቶም ገለ ዓያሹ ኣከሎጉዘቶት።
@BarImpero
@BarImpero 12 дней назад
Kebri dea ade abeu keydu ykiber. Ayteganin. Ab Eritra Ade abeu zeyfelit yelen.
@TEMESGHEN-xo3ny
@TEMESGHEN-xo3ny 13 дней назад
እስኻ ባዕልኻ ኣውራጃዊ ኢኻ እዚ ሕቶዚ ነቶም ሃገር ብዓሌት ረብሶም ዘልዉ ደቂ ዓድኻ እዩ ዝምልከት ኔሩ
@Teklom94
@Teklom94 12 дней назад
Ezen ahbay abzi comment ywchicha alewa 😂
@BarImpero
@BarImpero 12 дней назад
Dinkurina dembe tekawimo ezi elka kitgelitso aytikielin eka. Sidinet, tserfi, n gual ansteyti anewari tserfitat, btaemi zehizin newram quanka meleleyi delayi fitihi koynu alo. Bkemzi miknyat kea bzuh seb kab tekawimo tealiyu nabriu meritsu alo. Eti sidi , eti asha, eti donkoro gn beynu yihalil alo ziewet zelo mesiluwo.
@user-uu7wi9ke1k
@user-uu7wi9ke1k 13 дней назад
Ab group nay deki Seraye ztezarebkyo record alo Kab haki ketemlti aytkieln
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 9 дней назад
ለባም❤❤❤❤❤❤❤❤❤በቡ ወራጃኡ ኪምሓደሪዩ አብ ቲሒቲ ቁዋማዊ መለይ መንግስቲ።
@dawitdebena8513
@dawitdebena8513 12 дней назад
This is how devices she is. instead of working the night the two groups she’s creating animosity by calling them the ilet 20 & 23. That is a province division sadly.
@blackbulltrex
@blackbulltrex 12 дней назад
Kkk what do u expect u all are damis
@misginaamanuel9985
@misginaamanuel9985 8 дней назад
awrajawyan eyom awrajawit zblwa delewu
@agenzaghirmay4309
@agenzaghirmay4309 11 дней назад
Asoet
@misginaamanuel9985
@misginaamanuel9985 8 дней назад
awrajawyan bial seltenen Jon Blake eyom awrajawit eloma gday Kia koyna ygermyu
@med2024bravo
@med2024bravo 12 дней назад
Wal abzia comment txehfu zelekum kulukumawerajawyan ekum alietawan keman regexeja eye !!ab aynaka zelo gundi keyraaka haa ab bxaiyka zel beşer
@blackbulltrex
@blackbulltrex 12 дней назад
ን ሰልጠነ ምኮሮ ከምኡ ኢልካ ጀልፍፍ ጉዑዝይ
@duhberhe9991
@duhberhe9991 13 дней назад
Kla hasawit
@mihretabberaki4293
@mihretabberaki4293 13 дней назад
✅✅✅⚖️
@sunrise3179
@sunrise3179 13 дней назад
ኣማኒኤል ኣሰና ኣውራጃዊ ፈቨን ጊደወን ኣውራጃዊት ጉዕይ ሃላይ ኮምኡ ኩሎም ዱሑራት መራታት ኢዮም
@luulgebrmskal2348
@luulgebrmskal2348 9 дней назад
Ab media keriba tezarbom tegebron bebyno eyu tamen eya
@Joe123_
@Joe123_ 13 дней назад
እዋይ ዮኒ ከማን ጸበል ዝጠዓምካ ኢኸ ትመስል
@abrnyiosasfha7698
@abrnyiosasfha7698 13 дней назад
Anbesa eki sela zefeltkeyom eyom zeafero zelewo kabeom nelaeli awrjawe alo deyuo halayat eyom seab zeyfeltom eyuo zemeslom keselyo neselaika bezredeo enta keydeka tekebaber
@mannamenasie3064
@mannamenasie3064 13 дней назад
We are all one! In Eritrea we don’t have Awraga problem!
@zebib9761
@zebib9761 12 дней назад
Lol
@Ae91scd
@Ae91scd 13 дней назад
አየ ራድዮ ኤረና ! ዮናታን ! ለባማት ምኹራት ብሱላትን ሰብ ሲኢንካስ ! ነዛ ፎከስ ሰብ ዝነዓቓ ከተቅርብ ! ራድዮ ኤረና ባይታ ዘቢጣ ከምዘላ እዩ ዘረዳአካ! ናይ ዝተዛረብካ ዘይኮነስ ! Facts weights more than opinion.
@blackbulltrex
@blackbulltrex 12 дней назад
ኣብ እንዳ ዓጋመጉዛይ ተፈታዊ ኪድ ጨናዊ ጉዕዝይ ኣውራጃዊ
@TesfaldetTewelde-hj8fz
@TesfaldetTewelde-hj8fz 13 дней назад
ከምዛ ሰበይቲ እዚኣ ዝሕሱ ኣይረኣኩን
@blackbulltrex
@blackbulltrex 12 дней назад
ካብቲ ጉዑዝይ ሰልጠነ ረሳሕ ሲ ትሓይሽ ኢያ
@Abraha-zr4bl
@Abraha-zr4bl 10 дней назад
Wrldeab weldematyam keynsemamae tesemaminena ena elu
@berhaneburush7729
@berhaneburush7729 13 дней назад
Intay Adleye awraja yilaal
@KidaneYacob
@KidaneYacob 12 дней назад
This is a discussion of liars, failures, nudges, desperate and unpatriotic discussions,they should know that this country will not forgive them even after they die.
@blackbulltrex
@blackbulltrex 12 дней назад
ክክክ ቀዲምካዮም ክትመውት ኢካ ጀልፋፍ
@-se9hk
@-se9hk 13 дней назад
ኣንትእ ኣዛሰብ ኣዝኣከኤ ኣላድያ ቀዳመይቲ ትሓታትት nazimithriram😭😭ንስኺ ባኣልኪ ትሓታትት
@samrawitgerezgiher6478
@samrawitgerezgiher6478 13 дней назад
Wegen hizki aleki sebat alelki nabzi keydom kemzi koynom aytbeli des zbelom ygebru ksab zeytenkefukum.
Далее
Кто быстрее? (GTARP)
19:19
Просмотров 453 тыс.
ኤርትራውያን ደኣ ታይ ከይትገብሩ
18:16
Кто быстрее? (GTARP)
19:19
Просмотров 453 тыс.