Тёмный
No video :(

ደረት ዘይብሉ |New Tigrigna Gospel Song | Semere Haile and Adiam Tekle | Ft. Addis Feqadu 

Semere Haile
Подписаться 2,9 тыс.
Просмотров 366 тыс.
50% 1

"Yours, O Lord, is the greatness and the power and the glory and the victory and the majesty, indeed everything that is in the heavens and the earth; Yours is the dominion, O Lord, and You exalt Yourself as head over all."
1 Chronicles 29:11

Опубликовано:

 

21 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 264   
@ariamemun9576
@ariamemun9576 Год назад
ዕልልልልልልል ዕልልልልል ኣነ ኦርተደክስ እየ ግን እዝ መዝምር ደስ እልን ክብሪ ንኣምላኽና 😍🙏
@bisratyohannes6669
@bisratyohannes6669 Год назад
Waw ብኹሉ ምልእቲ መዝሙር(ትሕዝቶ ገላጺ ዕቤቱ: ሙዚቃ ምስቲ መዝሙር ዘሳንን ባህላውን👍 Editors and camera men perfect 👍 ሽብሸባ ግሩም እንተዝበዝሑ ድማ ዝያዳ ምበለጸ🙏 ብልጽቲ መዝሙር ብምቅራብኩም ንኣምላኽ ኣመስጊነ🙌 ይብዝሓልኩም ኣይትዶንጉዩና
@hewana.2121
@hewana.2121 Год назад
ዋውው ፍቑራተይ ስሙር ሓወይን ኣዲያመይ ሓፍተይን 💖💖 ብጣዕሚ ኣዝያ ትባርኽን ካብ ድምጽኹም ምውሃሃድ ጀሚርካ ፡ ሰሚዕካያ ዘይትጽገብ ፡ ዕቤት ኣምላኽን ስልጣንን ብዑምቀት ትገልጽ ጥዕምቲ መዝሙር። ኩሉ ስራሕን ትሕዝቶን ኣዝዩ ደስ ዘብል እዩ ፡ ኣብዛ መዝሙር ዝተሳተፍኩም ኩሉኹም በብውህበትኩም ውቁባት ፡ ኣምላኸይ መመሊሱ ፀግኡን በረኸቱን የብዝሓልኩም! መመሊስኩም ለምልሙ! ሓይልኹም ይተሓደስ! ንኽብሩ ጥራይ እንዳተቓነኹም ፣ እንዳዘመርኩም ፣ እንዳዓየይኩምን እንዳጎየኹምንንበሩ! ንዓኹም ዘለኒ ኣኽብሮተይን ኣድናቖተይን ኣዝዩ ብዙሕ እዩ ፍቑራተይ! 🔥💝 ብዘሎ ስልጣናት ኣብ ትሕቲ እግሩ ኣብ ትሕቲ እግሩ ኣብ ትሕቲ እግሩ ንኹሉ ዝመልኽ ሕልፊ ዘለዎ ዓብይ እዪ ሓይሉ ዓብይ እዪ ሓይሉ ኣብ ዝስመ ዘበለ ሕልቅነት ስልጣንን 
 ሽመት ስልጣንን ሽመት ስልጣንን ራእሲ ሂወት የሱስ ኣብ ኩሉ ይመልኽ ኣብኩሉ ይገዝእ ኣብኩሉ ይገዝእ ንወሰናት ምድሪ በይኑ ዘቋወቶ ብዘይ ደረት ኣድማስ ንኹሉ ዝርዮ ንዝናር ንወርቂ ትገብረሉ ሕጊ ንበርቂ ነጎዳ ተበጅው መንገዲ 🎵 ደረት ዘይብሉ ስልጣን መንግስቱ ኣምላኸይ ዓቢ ዓቢ ንበይንይኑ ደረት ዘይብሉ ስልጣን መንግስቱ ኣምላኸይ ዓቢ ዓቢ ንበይንይኑ 🎵 ደረት ዘይብሉ ስልጣን መንግስቱ ኣምላኸይ ስልጡን ስልጡን ንበይንይኑ ደረት ዘይብሉ ስልጣን መንግስቱ ኣምላኸይ ስልጡን ስልጡን ንበይንይኑ 🎵 ብሰማዒት እዝኒ ሰሚዔ ኔረ ሕጂ ግን ኣምላኸይ ህያው ምስክር እየ ብሰማዒት እዝኒ ሰሚዔ ኔረ ሕጂ ግን ኣምላኸይ ህያው ምስክር እየ 🎵 ብሰማዒት እዝኒ ሰሚዔ ኔረ ሕጂ ግን ኣምላኸይ ባዕለይ ምስክር እየ ብሰማዒት እዝኒ ሰሚዔ ኔረ ሕጂ ግን ኣምላኸይ ባዕለይ ምስክር እየ ብዘሎ ስልጣናት ኣብ ትሕቲ የኣጋሩ ንኹሉ ዝመልኽ ዓቢ እዩ ሓይሉ ኣብ ዝስመ ዘበለ ሽመትን ስልጣንን ራእሲ ሂወት የሱስ ኣብ ኩሉ ይመልኽ 🎵 ደረት ዘይብሉ ስልጣን መንግስቱ ኣምላኸይ ዓቢ ዓቢ ንበይንይኑ ደረት ዘይብሉ ስልጣን መንግስቱ ኣምላኸይ ዓቢ ዓቢ ንበይንይኑ 🎵 ደረት ዘይብሉ ስልጣን መንግስቱ ኣምላኸይ ስልጡን ስልጡን ንበይንይኑ ደረት ዘይብሉ ስልጣን መንግስቱ ኣምላኸይ ስልጡን ስልጡን ንበይንይኑ 🎵 ብሰማዒት እዝኒ ሰሚዔ ኔረ ሕጂ ግን ኣምላኸይ ህያው ምስክር እየ ብሰማዒት እዝኒ ሰሚዔ ኔረ ሕጂ ግን ኣምላኸይ ህያው ምስክር እየ 🎵 ብሰማዒት እዝኒ ሰሚዔ ኔረ ሕጂ ግን ኣምላኸይ ባዕለይ ምስክር እየ ብሰማዒት እዝኒ ሰሚዔ ኔረ ሕጂ ግን ኣምላኸይ ባዕለይ ምስክር እየ ኣምላኸይ ዝበሎ ነቲ ዝመደቦስ መን እዩ ብዘይፍልጠት ምኽሩ ዘጸልመቶ ተዛሪቡ ይኸውን ኣዚዙ ይቐውም ዮውጣ’ውን የላን እያ ካብ ቃሉ ትዘብል 🎵 ደረት ዘይብሉ ስልጣን መንግስቱ … 🎵 ብሰማዒት እዝኒ ሰሚዔ ኔረ … ንትዕቢት ናይ ባሕሪ ብሓይሉ ይገዝኦ ዝተንኤ ማኦበል ገኒሑ የህድኦ መን ኣሎ ንድምጹ ከቶ ዘይእዘዞ ኣምላኸይ ስልጣኑ ዝርጉሕ ደረት ኣልቦ 🎵 ደረት ዘይብሉ ስልጣን መንግስቱ … 🎵 ብሰማዒት እዝኒ ሰሚዔ ኔረ … ወዳጄ መዓሙቕ መስተንክር ጥበቡ ብምድራዊ ቋንቋ ዘይግለጽ ዕቤቱ ብዛዕብኡ ዝፈልጦ ኣዝዩ ሒደት እዩ ዋግዋጉ ጥራይ እዩ ብዛዕብኡ ዝፈልጦ ኣዝዩ ሒደት እዩ ዋግዋጉ ጥራይ እዩ ተግባራት ኣእዳዉ ኣዝዩ ይገርመኒ ምስትውዓል ጥበቡ ወትሩ ይምስጠኒ ከማስዎ እየ ክውድሶ እየ ብለይቲ ብቐትሪ ክውድሶ እየ ከማስዎ እየ ብለይቲ ብቐትሪ እዝምረሉ እዝምረሉ ኣዝዩ ዓቢ እዪ እዝምረሉ እዝምረሉ እዝምረሉ ኣዝዩ ዓቢ እዪ እዝምረሉ እዕለሉ እዕለሉ ኣዝዩ ስልጡን እዩ እዕለሉ እዕለሉ እዕለሉ ኣዝዩ ስልጡን እዩ እዕለሉ እዝምረሉ እዝምረሉ ኣዝዩ ዓቢ እዪ እዝምረሉ እዝምረሉ እዝምረሉ ኣዝዩ ዓቢ እዪ እዝምረሉ እዕለሉ እዕለሉ ኣዝዩ ስልጡን እዩ እዕለሉ እዕለሉ እዕለሉ ኣዝዩ ስልጡን እዩ እዕለሉ ኣዝዩ ስልጡን እዩ እዕለሉ ኣዝዩ ስልጡን እዩ እዕለሉ
@judymico6240
@judymico6240 Год назад
ብዘሎ ስልጣናት ኣብ ትሕቲ እግሩ(3) ንኹሉ ዝመልኽ ሕልፊ ዘለዎ ዓቢ’ዩ ሓይሉ(2) ኣብ ዝስመ ዘበለ ሕልቅነት ስልጣንን ሽመት ስልጣንን (2) ራእሲ ህይወት የሱስ ኣብ ኩሉ ይመልኽ ኩሉ ይገዝእ (2) ንወሰናት ምድሪ በይኑ ዘቋመቶ ብዘይ ደረት ኣድማስ ንኹሉ ዝርእዮ ንዝናብ ንውርጪ ዝገብረሉ ሕጊ ንበርቂ ነጎዳ ዘበጁ መንገዲ ደረት ዘይብሉ ስልጣን መንግስቱ ኣምላኸይ ዓቢ ዓቢ ንበይኑ (2) ደረት ዘይብሉ ስልጣን መንግስቱ ኣምላኸይ ስልጡን ስልጡን ንበይኑ(2) ብሰማዒት እዝኒ ሰሚዔ ኔረ ሕጂ ግን ኣምላኸይ ህያው ምስክር’የ(2) ብሰማዒት እዝኒ ሰሚዔ ኔረ ሕጂ ግን ኣምላኸይ ባዕለይ ምስክር’የ(2) ብዘሎ ስልጣናት ኣብ ትሕቲ የእጋሩ ንኹሉ ዝመልኽ ዓቢ’ዩ ሓይሉ ኣብ ዝስመ ዘበለ ሽመትን ስልጣንን ራእሲ ህይወት የሱስ ኣብ ኩሉ ይመልኽ ደረት ዘይብሉ ስልጣን መንግስቱ ኣምላኸይ ዓቢ ዓቢ ንበይኑ (2) ደረት ዘይብሉ ስልጣን መንግስቱ ኣምላኸይ ስልጡን ስልጡን ንበይኑ(2) ብሰማዒት እዝኒ ሰሚዔ ኔረ ሕጂ ግን ኣምላኸይ ህያው ምስክር’የ(2) ብሰማዒት እዝኒ ሰሚዔ ኔረ ሕጂ ግን ኣምላኸይ ባዕለይ ምስክር’የ(2) ኣምላኸይ ዝበሎ ነቲ ዝመደቦስ መን’ዩ ብዘይ ፍልጠት ምኽሩ ዘጸልምቶ ተዛሪቡ ‘ኸውን ኣዚዙ ይቐውም ይውጣ’ውን የላን’ያ ካብ ቃሉ ትዘብል ደረት ዘይብሉ ስልጣን መንግስቱ ኣምላኸይ ዓቢ ዓቢ ንበይኑ (2) ደረት ዘይብሉ ስልጣን መንግስቱ ኣምላኸይ ስልጡን ስልጡን ንበይኑ(2) ብሰማዒት እዝኒ ሰሚዔ ኔረ ሕጂ ግን ኣምላኸይ ህያው ምስክር’የ(2) ብሰማዒት እዝኒ ሰሚዔ ኔረ ሕጂ ግን ኣምላኸይ ባዕለይ ምስክር’የ(2) ንትዕቢት ናይ ባሕሪ ብሓይሊ ይገዝኦ ዝተንስአ ማዕበል ገኒሑ የህድኦ መን ኣሎ ንድምጹ ከቶ ዘይእዘዞ ኣምላኸይ ስልጣኑ ዝርጉሕ ደረት ኣልቦ ደረት ዘይብሉ ስልጣን መንግስቱ ኣምላኸይ ዓቢ ዓቢ ንበይኑ (2) ደረት ዘይብሉ ስልጣን መንግስቱ ኣምላኸይ ስልጡን ስልጡን ንበይኑ(2) ብሰማዒት እዝኒ ሰሚዔ ኔረ ሕጂ ግን ኣምላኸይ ህያው ምስክር’የ(2) ብሰማዒት እዝኒ ሰሚዔ ኔረ ሕጂ ግን ኣምላኸይ ባዕለይ ምስክር’የ(2) ወዳጀ መዓሙቕ መስተንክር ጥበቡ ብምድራዊ ቋንቋ ዘይግለጽ ዕቤቱ ብዛዕብኡ ዝፈልጦ ኣዝዩ ሒደት ዋግዋጎ ጥራይ’ዩ ተግባራት ኣእዳው ኣዝዩ ይገርመኒ ምስትውዓል ጥበቡ ወትሩ ይምስጠኒ ከማስዎ እየ ክወድሶ እየ ብለይቲ ብቐትሪ እዝምረሉ እዝምረኡ ኣዝዩ ዓቢ ‘ዩ እዝምረሉ እዕልለሉ እዕልለሉ ኣዝዩ ስልጡን ‘ዩ እዕልለሉ ኣዝዩ ስልጡን ‘ዩ እዝምረሉ ኣዝዩ ስልጡን ‘ዩ እዕልለሉ God bless you Semere!
@semerehaile3841
@semerehaile3841 Год назад
Thank you Judy for posting the lyrics!! God bless you!!
@judymico6240
@judymico6240 Год назад
@@semerehaile3841 Semere hawey you are such a blessing to us! The song is Epic! May the Lord keep blessing you and your team!
@SoccerFanBrothers
@SoccerFanBrothers Год назад
​@judymico6240 Thank you!
@milkagere
@milkagere 8 месяцев назад
ብዘሎ ስልጣናት ኣብ ትሕቲ እግሩ ንኹሉ ዝመልኽ ሕልፊ ዘለዎ ዓቢ እዩ ሓይሉ ዓቢ እዩ ሓይሉ ኣብ ዝስመ ዘበለ ሕልቕነት ስልጣንን ሽመት ስልጣንን ሽመት ስልጣንን ራእሲ ህይወት የሱስ ኣብ ኩሉ ይመልኽ ኩሉ ይገዝእ ኩሉ ይገዝእ ንወሰናት ምድሪ በይኑ ዝቃመቶም ብዘይ ደረት ኣድማስ ንኹሉ ዝርእዮ ንዝናብ ንወርጪ ትገብረሉ ሕጊ ንበርቂ ንጎዳ ተበጁ መንገዲ ደረት ዘይብሉ ስልጣን መንግስቱ ኣምላኸይ ዓቢ ዓቢ ንበይኑ ደረት ዘይብሉ ስልጣን መንግስቱ ኣምላኸይ ስልጡን ስልጡን ንበይኑ ብሰማዒት እዝኒ ሰሚዐ ኔረ ሕጂ ግን ኣምላኸይ ህያው ምስክር እየ ብሰማዒት እዝኒ ሰሚዐ ኔረ ሕጂ ግን ኣምላኸይ ባዕለይ ምስክር እየ ብዘሎ ስልጣናት ኣብ ትሕቲ የእጋሩ ንኹሉ ዝመልኽ ዓቢ እዩ ሓይሉ ኣብ ዝስመ ዘበለ ሽመትን ስልጣንን ራእሲ ህይወት የሱስ ኣብ ኩሉ ይመልኽ ኣምላኸይ ዝበሎ ነቲ ዝመደቦ መን እዩ ብዘይፍልጠት ምኽሩ ዘጸልምቶ ተዛሪቡ ይኸውን ኣዚዙ ይቐውም የዉጣ ውን የላን እያ ካብ ቃሉ ትዘብል ንትዕቢት ናብ ባሕሪ ብሓይሊ ይገዝኦ ዝተንስአ ማዕበል ገኒሑ የህድኦ መን ኣሎ ንድምጹ ከቶ ዘይእዘዞ ኣምላኸይ ስልጣኑ ዝርጉሕ ደረት ኣልቦ ወዳጀ መዓሙቕ መስተንክር ጥበቡ ብምድራዊ ቛንቛ ዘይግለጽ ዕቤቱ ብዛዕብኡ ዝፈልጦ ኣዝዩ ሒደት እዩ ዋግዋጎ ጥራሕ እዩ ተግባራት ኣእዳዉ ኣዝዩ ይገርመኒ ምስትዉዓል ጥበቡ ወትሩ ይምስጠኒ ከማስዎ እየ ክውድሶ እየ ብለይቲ ብቐትሪ እዝምረሉ ኣዝዩ ዓቢ እዩ እዕልለሉ ኣዝዩ ዓቢ እዩ ……
@kifludagnewofficial
@kifludagnewofficial Год назад
ገና ካብ መጀመርታ ክትስራሕ ከላ ብዙሕ ተባሪኸላ እየ፡ ሕጂ ድማ ተወዲኣ ናብ ህዝቢ ምቅራባ መሊሰ ከም ሓድሽ ሰብ ኣስተማቂረያ፡ ብሓቂ ጎይታ የሱስ መመሊሱ ይባርኩም፡ ብጣዕሚ ልብኻ ዘረስርስ ጥዑም መዝሙር። ❤❤❤❤❤
@semerehaile3841
@semerehaile3841 Год назад
Keflu hawey, we can not thank you enough for all your help in the production of this song. Bruk eka!!
@heretes22
@heretes22 Год назад
ኣዝዩ ጥዑም መዝሙር ሰመረ ሓወይ ምስ ኣድያምን ኩሎም ዓጀብትን! ተባረኹ❤
@yosiefjossi2948
@yosiefjossi2948 Год назад
ኣታ ዕዕዕልልልልልልልልልልልል እሰይይይይ ክብሪ ን የሱስና።ደስ ዝብል ኣምልኾ ን እግዚኣብሄር።ኣድያም ሓፍትና ሰመረ ካብዚ ንላዕሊ ክንጽበ ኢና ብ ጸጋ ክትግለጹ።
@roziroza3655
@roziroza3655 10 месяцев назад
አሰይይይይይይይ እልልልልልልልል ጥእምቲ መዝሙር ዘመናቹ ይባረክ የናዝሬቱ እየሱስ ይባርካቹ 🙏🙏🙏🙏
@TesfanaYesus
@TesfanaYesus 9 месяцев назад
ጎይታ የሱስ ይባርካ ሰመረ ሓወይ እዚ መዝሙር ነቲ ዝመጽእ ወለዶታትውን ንብዙሓት ንበረኸት ዝኸውን መዝሙር እዩ። ጎይታ ዝሃበካ መዝሙር ከምዚ እንዳገበርካ ዘምሮ ኢኻ። መዝሙርካ መዓልታዊ ብዙሕ ሰብ ይባረኸሉ ከምዘሎ ኣይትረስዕ ኢኻ። ንኽብሪ ኣምላክን ንብዙሓት ንበረኸትን ብጸጋ ኣምላኽ እንዳተገለጽካን ኣብ በሪኽ ትድይብ ይግበርካ። ከምዚ ንበረኸት ዝኾንካና ኣምላኽ ድማ በረኸቱ ይብዝሓልካ። ተባረኽ
@Awate1990
@Awate1990 Год назад
እዛ መዝሙር ካብ ትዝርጋሕ ኣብ ገዛ ኮነ ኣብ መኪና ደጋጊመ ይባረኽላ ኣለኹ እሞ አምላክ ከምዚ ዓይነት ዝባርኽ መዛሙር የብዝሓልኩም
@SoccerFanBrothers
@SoccerFanBrothers Год назад
ዓለምን ፍልጠታን ከንቱ ሙኻኖም ዘዘክር መዝሙር። ደረት ዘይብሉ ስልጣኑን መንግስቱን! ተባረኩ
@euphorichan1307
@euphorichan1307 Год назад
Wow 👌 👏 የሱስ ብባህላዊ ህርመት ክኸብር ምርኣይ ደስ ዘብል ዩ። u r blessed guys!!!!!!
@shewitmeksen492
@shewitmeksen492 Год назад
ብሰማዒት እዝኒ ሰምዔ ኔሬ ሕጂ ግን ኣምላኸይ ህያው ምስክር 'የ እልልልል እልልልል beautiful song ኣምላኽ ይባርኹም ብሩኻት ❤❤🙏
@alemayehutesfamichaeloffic8144
Amen Amlakey abi Smur and Adyam brukat ekum tum mezmur
@Nahomtadesse4
@Nahomtadesse4 Год назад
ኣዝዩ ጥዑም መዝሙር ኣምላኽ ሰማይ ይባርኽኩም የብዝሓልኩም ናይ ኣቦይ ብሩኻት ❤
@suzan18281
@suzan18281 Год назад
😍😍😇😇😇😇😇💗 ኣምላኽና አይብጻሕን ኢዩ ዛዕባኡ ንፈልጦስ ዋግዋጉ ጥራይ ኢዩ ናይ ብሓቂ። ንዘምረሉ... ።ንዘምረሉ... ነዚ ዓቢ አምላክና ንዘምረሉ.. ። ዕልልልልልል ንበለሉ ነዚ ስልጡን መድሓኒና አሜንንንንንንንን 💓💓💓😇😇😇😇
@harnetyemane6360
@harnetyemane6360 Год назад
ኣሜን መን ከም ኣምላኽና❤
@tesfatekie6719
@tesfatekie6719 Год назад
ኣሜን ሰይ እልልልልልል፡ ልክዕ ደረት ዘይብሉ፡ ኣምላኸይ ዓቢ ዩ፡ ኣምላኸይ ስልጡን ዩ።
@michalabraha4062
@michalabraha4062 Год назад
ኣዝዩ ዘደንቕ መዝሙር ኣምላኽ መመሊሱ የብዝሓልኩም!! በረከትና ኢኹም 🙏
@zebibtesfagiorgis
@zebibtesfagiorgis Год назад
Essey hallelujah praise God 🙏🙏🙏🙏😘 be blessed 😇 more all of you ❤ ማንም አይቋቋማቹ ከፍታ ብቻ ይሁንላቹ የአባቴ ልጆች
@biemnetalemseged6852
@biemnetalemseged6852 Год назад
Waw kibri niamlak semere hawey btaemi tiemtin tbarkin mezmur goyta memelisu kabti zeloka esfi esfi kibatu yefsselka. Kulukum abza sirah ztesatefkum goyta yeezizu ybarkum nskatkum bereketna ekum ❤❤❤❤❤
@tewoldekahsai8056
@tewoldekahsai8056 Год назад
May God bless you all. You are a blessing to the nation Eritrea and to the kingdom of God.
@afomokbamichael6811
@afomokbamichael6811 Год назад
ጎይታ የሱስ ይባርኽኩም ፍቑራት ኣገልገልቲ ልዑል ኣምላኽ። በረኸትና ኢኹም። መመሊስኩም ተገለጹ። ገና ብዙሕ ኣለኩም።❤❤❤❤❤❤❤❤
@demmetgarza3618
@demmetgarza3618 Год назад
ኣምላኽ ሰማይ ኣዕዚዙ ይባርኽኩም 🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲
@aziebhagos2635
@aziebhagos2635 Год назад
እግዚአብሔር ይባርክኩም ጸግኦ የብዝሐልኩም የሕዋተይ
@samuelabrham3321
@samuelabrham3321 Год назад
Amen there is no limit to God Amen GLORY to GOD AMEN praise the LORD. THANKS 🙏 brother Semere for this song, because We are blessed by the gift of the GRACE GOD gave to you. You are blessed with all your family. Blessings.................
@sabatekle1992
@sabatekle1992 Год назад
ክብሪ ንአምላኽ ይኹን ዕቤት አምላኸሰና ትገልጽ መዝሙር ተባረኹ ክትዝምሩሉ ንበሩ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@efremamanuel5362
@efremamanuel5362 Год назад
God bless you ❤all
@fevenghebrehiwotberhe
@fevenghebrehiwotberhe Год назад
Waww Amennn deret zeybelu seltan.mengestu.Amlakey abi abi nebeyu. Waww amazing song tebareku lemlemu berket hagerna our blessing
@samuabu6673
@samuabu6673 4 месяца назад
ብስም ጒይታ ኢየሱስ ተባረኹ።
@user-bf5wf7jc9y
@user-bf5wf7jc9y 8 месяцев назад
Hallelujah aye ezi nemlko amlak. Memeliskum tebareku brukat.
@asterhailu1954
@asterhailu1954 10 месяцев назад
እልልልልልልልልልል እሰይይይይይይ ሀሌሉያ
@samuelalem4083
@samuelalem4083 Год назад
God bless you Semere and Adiam You guys are our blessing 🎉
@lilyacolom5039
@lilyacolom5039 Год назад
Bless you all dears brother and sisters🙏🏾🙏🏾🙏🏾beautiful ladies please make a smile 😊
@lidiateklu2772
@lidiateklu2772 7 месяцев назад
Oh my God, my kids they told me , mom, why don't they smile . You are right blessed.
@godisthekey7326
@godisthekey7326 Год назад
Praise to the King of Kings Lord of Lords there is no like our God glory to be heavenly father praise the lord Ameeen🤲🙏🙏🙏 may God bless you abundantly 🤲🌹💕🌹💕🌹💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hiritiyohannes7306
@hiritiyohannes7306 Год назад
Amen Wedey ብጣዕሚ አዩ ብዛ መዝሙር ተባሪኹ ሙሉማለቲ ክሰምዓ ይዉዕል ❤❤❤❤❤❤
@elilhagos9952
@elilhagos9952 Год назад
Amen amen kibri neti luul amlak! Memeliskum tekaneyu bishim yesus
@saraghebre
@saraghebre Год назад
Keep singing to glorify the highly might God ❤❤❤❤❤❤❤
@elshaddai5047
@elshaddai5047 Год назад
❤❤❤❤❤ ብሓቂ ደረት ዘይ ብሉ።🔥🔥🔥🔥🔥 ዘመንኩም ይባረኽ!!!!!
@hailefishale2757
@hailefishale2757 Год назад
God bless you more and more 🙏🙏🙏🙏🙏💙💙💙💙☦☦☦☦☦
@yorushenok7509
@yorushenok7509 10 месяцев назад
I love this Mezmur Tebareku
@goldentestimonies4734
@goldentestimonies4734 Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣምላኽ ይባርኽኩም፡ መመሊስኩም ብዜማን ቅኔን መሊእኩም ብርሁ፡
@semharghebreab4403
@semharghebreab4403 10 месяцев назад
Blessed once keep shininig ❤️🎉
@rezeneghirmatsion664
@rezeneghirmatsion664 Год назад
Abzihu yibarkkum, ane hiyaw misikir ye,Amen Amen Amen
@user-ec3tm1ti3g
@user-ec3tm1ti3g Год назад
ኣሜን 🤚🏽✋🏽 እልልልልልልልል አየ እው ዘይብጻሕ ዕብየቱ ኣምላኽ እንዳባረኸ ይባርኽኩም 🙏🤚🏽🤚🏽🙏❤️🙏❤️🙏 💐
@yaeltruckingllc7824
@yaeltruckingllc7824 Год назад
AMENNN GLORY TO ALL MIGHTY GOD
@tigrigna9216
@tigrigna9216 27 дней назад
Beautiful song!!! God bless you for lifting him up!!❤❤❤
@tirhastekle5503
@tirhastekle5503 Год назад
Goyta yesus yibarikkum birukat nisikum bereketna ekum ❤❤❤
@billy3072
@billy3072 Год назад
Goyta yesus ybarkkum kburat ahwat ,ዕቤት የሱስ ዝምህር ።thank you and God bless you .
@selamznafik
@selamznafik Год назад
What an amazing gospel song God bless you abundantly my brothers and sisters mewarstey
@wuhbetnatey8325
@wuhbetnatey8325 Год назад
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልስብሓት ንስሙ ይኹን። ተባረኹ ቅዱሳን ኣሕዋት ኣሓት! ዋውውውውው ዘደንቅ፡ ብፍሉይ መንፈስ ብሓቂ ሓቂ! ፍሉይ ብኩሉ። ደረት ዘይብሉ ኣምላኽና ስልጡንዩ በይኑ።
@HanaKubrom
@HanaKubrom 2 месяца назад
Amen amen❤❤❤
@loyallove8215
@loyallove8215 Год назад
Goyta yesus aezizu ybarkkum ena zemerkum nberu Jeganu ❤❤❤❤
@Semblessed
@Semblessed Год назад
Asey amen abi nbeynu 🙌memelisu ywhazelekum mezamuratu ❤
@amanuelgodwithus3529
@amanuelgodwithus3529 Год назад
Wonderful song keep shining simur
@samrawitsolomon9783
@samrawitsolomon9783 Год назад
Teumun rezinin mezmur ዕብየት Amlak zegelex ❤tebareku ❤Gin eten dekenstyo korikin zelekin temesla dehan do Adi kurub fishk bela wae
@rozakubrom1866
@rozakubrom1866 Год назад
Ameeeen God bless you Semere hawey
@helensium4020
@helensium4020 Год назад
God is the best
@samuelmuhus1545
@samuelmuhus1545 Год назад
Nay aboy brukat ahwatey amlak yibarkkum yiwesikelkum.eza mezmur degagime semieya kixegba aykealkun zeleku. Hanti rieto gin alatni negziabher bhagos kinzimirelu sile zelena bflay awalid ab gexkin hagos entezirea aziyu des zibil video mikone.tebarekuley
@natnaeldaniel3897
@natnaeldaniel3897 Год назад
Waw tebareku timti mezmur❤❤❤
@hanighebretnsae9251
@hanighebretnsae9251 Год назад
Amaizing Grace! May God shower you with more worship songs, ብሉጽ ስራሕ፡ ሰመረን ኣድያምን በረኸትና ኢኹም።
@abelmengstab2431
@abelmengstab2431 Год назад
Azyu tium mezmur tebareku
@samrawitkflay7468
@samrawitkflay7468 Год назад
Am always blessed by your beautiful songs. God bless you ❤❤
@rodiyelight
@rodiyelight Год назад
Seyyyyyyy Elelelellelellelellelelelleellel ‘’wedaje meamuk mestenkir tibebu bimdrawi kanka zeygilex Ebetu bizaebiu zifelto Aziyu hidet’yu wagwagu tiray eyu’’ 💯 MY GOD IS GREAT INDEED 😍🥰😍 Amazing worship mezmur besides that your voices really complement each other and makes the mezmur even more beautiful!!! God has blessed you indeed ❤
@ahferomasgede7454
@ahferomasgede7454 Год назад
Waww Love it , keep on Semere and Addu blessed
@brukmark7675
@brukmark7675 Год назад
Just wow! ❤
@henoktecle3598
@henoktecle3598 Год назад
What a Great God we are worshipping. GOD IS GREAT.
@ghirmaymengstu7179
@ghirmaymengstu7179 Год назад
God bless you Semere Hile by baba grimay
@asmerethabteslassie1135
@asmerethabteslassie1135 Год назад
Amen amen 🙏🙏❤️Tebarechu Bruchat Echum Amlak ymesgen Halleluja elillelililie
@siyenatesfay5576
@siyenatesfay5576 Год назад
What a blessing worship.... You are blessed
@hermelasami6254
@hermelasami6254 Год назад
Amen amlakna ykber aseyyy eleleeleel.amlak memlisu ybarkkum azu des zbl mezmur
@kisuyitbarek7122
@kisuyitbarek7122 Год назад
Beautiful mezmur🔥❤️
@truegospelintmn
@truegospelintmn Год назад
Yes Amennnnnnnnn Elllllllllllllllll tebrku all glory too God Almighty , Jesus is Lord!!!🙏❤🙏🔥🌎🔥💦
@fevigalyesus5545
@fevigalyesus5545 Год назад
Woooooow beqa kibri n luelawi amlkena❤.dert zey belu😮
@Joninayyesus1
@Joninayyesus1 Год назад
❤❤ ብሩኻት ኢኹም ❤❤
@kingdomstatesimon678
@kingdomstatesimon678 Год назад
Amazing!!! God bless you choir.
@wawit.1777
@wawit.1777 Год назад
Smur hawey tebarek bruk aduyey ka memakrti konkiyo tebarekley my love❤
@Natalina-Eno-BRHAN
@Natalina-Eno-BRHAN Год назад
Kemaswo eye bleyti bqetri Ezmrelu azyu abi eyu 🙏🏽🎤 Elelelu azyu sltun eyu 👑💕 Our blessing SMUR and ADU Azyu zbark mezmur bereketu yenjerbbkum 🔥🔥
@milkagere
@milkagere Год назад
Wow!!! Glory to God! Tebareku azia timti mezmur🙌
@kubiebr8504
@kubiebr8504 Год назад
Wow❤❤❤❤🎉🎉🎉 kbri namlak...tebareku...anointed song...
@leuldebesay4546
@leuldebesay4546 Год назад
Glory to God bless you all 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️🙏❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@media5161
@media5161 22 дня назад
U have no boundry my Lord Jesus❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@noahya850
@noahya850 Год назад
Beautifully done ❤❤🙏🙏🙏
@ghenetzerasion1528
@ghenetzerasion1528 Год назад
ጎይታ ይባርካ ብብዙሕ ፣ንብዙሕ ተቆረስ። 🙏🙏🙏❤️🌹
@ababatesfaye4426
@ababatesfaye4426 Год назад
Amen Amen God bless you
@milkatesfamariam8960
@milkatesfamariam8960 Год назад
blessings be with u ❤❤❤
@HanibalDaniel
@HanibalDaniel Год назад
Beautiful Song!! God bless you all!
@MeisjesYeras
@MeisjesYeras Год назад
Semieka zey xigeb teum beraki Mezmur ❤
@yoditkahsay1782
@yoditkahsay1782 Год назад
My brothers and sisters it is amazing song singing may God bless you all, thanks.
@singermewaelghirmay2309
@singermewaelghirmay2309 Год назад
Amezing mezmur tebareku ❤❤❤
@Pkxdl
@Pkxdl Год назад
Amen amen amen amen amlak ybarkum brukat aehwatey 👑👑👑👑
@yohannesberaki4015
@yohannesberaki4015 8 месяцев назад
ብጣዕሚ ጥዕምቲ መዝሙር።
@fioriselihom6506
@fioriselihom6506 Год назад
ESEYYYYYY ELILLLLLLL KIBIRI NE AMLAK, YEHWATEY TBAREKULEY❤🙏🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌
@user-by8ox3hp3h
@user-by8ox3hp3h Год назад
ተባረኹ ቡሩኻት ኣሕዋተይ
@TesfanaYesus
@TesfanaYesus Год назад
Wow Amen God bless you. Btaemi zbark mezmur
@raheltomas304
@raheltomas304 Год назад
Amen Asey 🙏
@ElsaSolomonTnsae
@ElsaSolomonTnsae Год назад
Amen. Our God is indeed great - God bless you abundantly
@bklaugh
@bklaugh Год назад
ኣሜንንንንንንን ሕጂ ግን ኣምላኸይ ባዕለይ ምስክር የ
@lemlemmebrahtu2110
@lemlemmebrahtu2110 Год назад
Assssy bless you all❤❤❤
@samsonmezghebefutur3521
@samsonmezghebefutur3521 Год назад
God bless you brother Semere Haile and sister Adiam Tekle.A blessing and wonderful song.
Далее
Simple Flower Syrup @SpicyMoustache
00:32
Просмотров 667 тыс.
Новый фонарик в iPhone с iOS 18
00:49
Просмотров 487 тыс.
Pr. Goitom Gebreyonas "ከይትርስዖ"
1:48:03
Просмотров 61 тыс.