Тёмный
No video :(

ደቂ ጀነራል ገዛኢ ኣበራ ሕድሪ ኣቦም እንተቐፅሉ ምስ 3 ደቆም ዘሰውኡ ኣቦይ ከሊፋ ኩሪ 

Zantana Media
Подписаться 36 тыс.
Просмотров 224 тыс.
50% 1

Welcome to Zantana Tube....
Like, Share, Comment and Subscribe to our Channel

Опубликовано:

 

27 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 293   
@imissmama3978
@imissmama3978 4 года назад
ጀ/ገዛኢ ኣይሞተን ኣናብስ ገዲፉ ሕፍስ ደለ like ሃቡለይ እስከ።
@kidistiatsbha2151
@kidistiatsbha2151 Год назад
ብሓቂ ❤
@chuksokadigbo4750
@chuksokadigbo4750 4 месяца назад
​@@kidistiatsbha2151.❤❤.​ 🎉🎉🎉🎉🎉❤ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ኣብፀሓኹም ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ ሰቆቓ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ ዝረገፉ more than 1.5 million ዝተቀንዘፉ ደመ ኸልቢ ኾይኖም ዝረገፉ መርዛማት ኣንበጣ እንስሳት መንቀርሳ 'ኣዛብእ ናይ ቀትሪ😂' ምውታት፡ መንግስተ ድያብሎስ ይዉርሶም፡ ኣሜን ኣሜን REST IN HELL🤣🤣🤣😂😂😂ሓይልታት ምክልኻል ሞቶረ ሃገረ ዓባይ ትግራይ Republic( so called USELESS HOPELESS tdf) ብዘይካ መናእሰይ ካባ “ሰብኣዊ መሰል“ ተጎልቢቦም ዝንቅዉ ዘሎዉ ሓደሽቲ ኣዛብእ ናይ ቀትሪ ፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ብኣምሳል ዕቡድ ኸልቢ ዝተፈጠሩ ብሓንሳብ ጉድጓድ ምስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተፈጠሩ ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት ንቃንዛ ንስቃይ ንጥሜት ንዉርደት ንቁዛመን ንከቢድ ሕማም ንሓደጋ እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ብፈጣሪ ዝተረገሙ ብኢትዮጵያዉያን/ኤርትራዉያን ኣኽ ኡንቱፍ ዝተበሃሉ ዉርደተኛታት ሩጉማት ድኹማት ከይሲታት መናጢ መንቐኛታት ቡዳታት ጋንየናት ነዉራማት ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ሓቐኛ ባሕላዊ ተወጋሪ ዘርኢ ድያብሎሳት ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!.
@gtsgkgbc5418
@gtsgkgbc5418 4 года назад
ንዝሞቱ ጀጋኑና መንግስተ ሰማይ የዋርሰልና ንደቆም ድማ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ፈጣሪ
@user-fl7hy4jq1p
@user-fl7hy4jq1p 4 года назад
ደቂ እቲ ጀግና ጀጋኑ ኢኹም ጀግና ጀጋኑ እዩ ዝወልድ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኹለኹም 💖💖💖💖
@koala10ish
@koala10ish 4 года назад
ክትግራይ ሚላኩ(በተለይ የትግራይ ሰሊጥ)እና ሚገቡ እቃዎች በጁቡቲ በኩል እንዳይተላለፉ የፈደራል መንግስት ከለከለ። እሰየው አሁን ወያኔ ታነቀች። ክክክ
@zielundaufgabe210
@zielundaufgabe210 4 года назад
ኤርትራዊ ሓውኩም ኢየ ዓወት መደብካ ክከታተሎ ከለኩ ከይበከኩ ሓሊፈ ኣይፈልጥን እዞም ኣረግቶት ብፍላይ ክበክዩ ከልለዉ ዝስምዓኒ ሓዘን ደቆም ሕጂ ተሰዊኦም ጀነራል ሰዓረ መዘከሪካ ገዲፍካ ኢካ ሰብ ኣይነብርን ጽቡቁ ኢዩ ዝነብር
@metkeltesfay6516
@metkeltesfay6516 4 года назад
Kemaka eritreawi yeblnan wey ka deqal tekewn ember xery eritrawi kemzi natka hasab yeblun agame eika i am 100% sure you are agame
@zielundaufgabe210
@zielundaufgabe210 4 года назад
@@metkeltesfay6516 ብከመይ ከሙ ኢልካ ሰብ ብሓሳብ ምሳካ ተዘይተሳማሚዑ ግድን ኢካ ዘይናቱ ክትህቦ ኣለካ ተጋጊካ ሰብ ምካን ጥራይ ንዓይ እኩል ኢዩ ሃገረይ ሰማይ ምካኑ ኢየ ዝኣምን
@metkeltesfay6516
@metkeltesfay6516 4 года назад
@@zielundaufgabe210 kab tegray eye zeytbel hasot weilu hadiru mefkosika eu so beti abotatka zexlhulka hager yekun kelel da ketkyd alka ember zeyhagrka mexika hagrey eu entblka xelul teray eu keblka zekel seb
@hiwotabraham393
@hiwotabraham393 4 года назад
@@metkeltesfay6516 eritrawenat kamaka regemat entakoynu mihert yewredlka
@rebelmcki5007
@rebelmcki5007 4 года назад
ጎቦዝ ዛሐወይ ወዲሰብ ኩሉ ከማካ ንሕልናኡ ተዝነብርስ ዓለም ገነት ምኮነት እና ቴንኪው
@user-yk8rt3qo6b
@user-yk8rt3qo6b 4 года назад
ወይ ከሕዝኑካ ኣቦዋይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 😭😭😭 ንዝመቱ ጀጋኑ ኣቦታትና እውን መንግስተ ሰማያት የዋርሶም
@user-dr8fc2gf1p
@user-dr8fc2gf1p 4 года назад
ጀግና ታሪኽ ይሰርሕ አንበር አይንበርና
@alsaassefa3300
@alsaassefa3300 4 года назад
ጅግና ታሪክ ይሓድግ አምይ አይነብርን አቦ ኩሉ ነይሩ ግን ታይ ዋጋ አለዉ አይኩሙ አሕዋተይ
@chuksokadigbo4750
@chuksokadigbo4750 4 месяца назад
​@@alsaassefa3300.❤❤.​ 🎉🎉🎉🎉🎉❤ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ኣብፀሓኹም ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ ሰቆቓ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ ዝረገፉ more than 1.5 million ዝተቀንዘፉ ደመ ኸልቢ ኾይኖም ዝረገፉ መርዛማት ኣንበጣ እንስሳት መንቀርሳ 'ኣዛብእ ናይ ቀትሪ😂' ምውታት፡ መንግስተ ድያብሎስ ይዉርሶም፡ ኣሜን ኣሜን REST IN HELL🤣🤣🤣😂😂😂ሓይልታት ምክልኻል ሞቶረ ሃገረ ዓባይ ትግራይ Republic( so called USELESS HOPELESS tdf) ብዘይካ መናእሰይ ካባ “ሰብኣዊ መሰል“ ተጎልቢቦም ዝንቅዉ ዘሎዉ ሓደሽቲ ኣዛብእ ናይ ቀትሪ ፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ብኣምሳል ዕቡድ ኸልቢ ዝተፈጠሩ ብሓንሳብ ጉድጓድ ምስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተፈጠሩ ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት ንቃንዛ ንስቃይ ንጥሜት ንዉርደት ንቁዛመን ንከቢድ ሕማም ንሓደጋ እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ብፈጣሪ ዝተረገሙ ብኢትዮጵያዉያን/ኤርትራዉያን ኣኽ ኡንቱፍ ዝተበሃሉ ዉርደተኛታት ሩጉማት ድኹማት ከይሲታት መናጢ መንቐኛታት ቡዳታት ጋንየናት ነዉራማት ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ሓቐኛ ባሕላዊ ተወጋሪ ዘርኢ ድያብሎሳት ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!.
@user-ym5kq8rh6y
@user-ym5kq8rh6y 4 года назад
ዓወት ብጣዕሚ መስተውዓሊ ኢኻ ደቂ ጀ/ራል ገዛኢ ድማ ብጣዕሚ ጎበዛት ዕድመ ይሃብኩም ኣሕዋተይ መዓረይ
@user-eb7rg1id1r
@user-eb7rg1id1r 4 года назад
መሸረፍት አታ ዲቃላ መስቃ ዞም ስድራ ስውአት የውርደልካ መናጢ ንስካ ካብ ትመፅእ እውን ክንደይ ጉድ እዩ ዝመፅና ዘሎ ደቂ ዙ ጅግና አቦና አጆኩም አቦኩም አይሞተን ጀግና እዩ አረ እቱ ሓደስ አቦ ምስሊ ኮፍ ኢሉ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 года назад
ጅግና ታሪኽ ይሰርሕ ምበር ኣይነብርን ኣጆኹም ጀጋኑና
@AtakiltiGebrelul
@AtakiltiGebrelul 26 дней назад
ጅግና ታሪኽ ይሰርሕ እንበር ኣይነብርን ! ኽብርን መጎስን ንሰማእታትና !
@user-nu7sh7mt6s
@user-nu7sh7mt6s 4 года назад
እፍፍፍፍፍፍ ኣይይይይይ እዞም ቆልዑ እዚኦም ክርኢ ከለኩ ብክያተይ ምቁፅፃር ይኣብየኒ ኣይዘኩም ደቂ ጀጋኑ ተከተሉ ናይ ኣቦኩም ሰራህ እስካቱም እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዛም እሕዋተይ ማዓረይ. ደም ኣቦኩም ፈሲሱ ኣይቃርን ኣምላክ ፍርዲ ክህብ እዩ ኣኸኸኸኸኸ
@gtfrf2064
@gtfrf2064 4 года назад
ኡፍፍፍፍፍፍፍ ሓመድ ትብለዐኒ
@rigbetube1077
@rigbetube1077 4 года назад
ኡፍፍፍፍፍፍፍ ወላ ኣነ ብብኽያት እየ ዝውድኣ እዛ መደብ። መሽረፈት ወዲ ደርጊ ንብዓት ንፁሃት ይፍረድካ።
@user-nu7sh7mt6s
@user-nu7sh7mt6s 4 года назад
@@gtfrf2064 ፀላእትና ሓመድ ይብልዑ አሕዋተይ ማዓረይ
@user-nu7sh7mt6s
@user-nu7sh7mt6s 4 года назад
@@rigbetube1077 አሜን አሜን አሜን ደም ጀጋኑ ኣቦታትና ፈሲሱ ኣይቃርን ልሓደ ይፀንሖ ልሓደ ይበፅሖ ይብሉ ወለዲ. እኔ ኣምላክ ይፍረድ አሕዋተይ ሓረርና ሞይትና ዋ
@atalamekonen8129
@atalamekonen8129 4 года назад
🙏🏿😇🙏🏿🇪🇹☝️ጉድ ሰሪሖሞ ንህዝቦም ዘይእመን አሚኖም ብዘይ ረብሕ ጠፊኦም::
@user-xm3io6oi3g
@user-xm3io6oi3g 4 года назад
ጅግና ታሪክ ይሰርሕ እምበር ኣይነብርን ኣጆኩም ሕድሪ ናይ ኣቦኩም ተከተሉ "ጀነራል ገዛኢ ኣብ ገነት የንብርካ"
@rigbetube1077
@rigbetube1077 4 года назад
ዓኽኽኽኽ መሽረፈት ወዲ ጠንቋሊት ንብዓት እዞም ውፁዓት ይፍረድካ።
@atakilthailemariam2514
@atakilthailemariam2514 4 года назад
ያሬድ ካህን ጥዑመ ልሳን Axumeit kingdom ባኣልገ ስዲ ሓሳብ ምስ ሰዓነ ፀርፊ ይቀንኦ::
@chuksokadigbo4750
@chuksokadigbo4750 4 месяца назад
​@@atakilthailemariam2514..❤❤.​ 🎉🎉🎉🎉🎉❤ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ኣብፀሓኹም ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ ሰቆቓ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ ዝረገፉ more than 1.5 million ዝተቀንዘፉ ደመ ኸልቢ ኾይኖም ዝረገፉ መርዛማት ኣንበጣ እንስሳት መንቀርሳ 'ኣዛብእ ናይ ቀትሪ😂' ምውታት፡ መንግስተ ድያብሎስ ይዉርሶም፡ ኣሜን ኣሜን REST IN HELL🤣🤣🤣😂😂😂ሓይልታት ምክልኻል ሞቶረ ሃገረ ዓባይ ትግራይ Republic( so called USELESS HOPELESS tdf) ብዘይካ መናእሰይ ካባ “ሰብኣዊ መሰል“ ተጎልቢቦም ዝንቅዉ ዘሎዉ ሓደሽቲ ኣዛብእ ናይ ቀትሪ ፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ብኣምሳል ዕቡድ ኸልቢ ዝተፈጠሩ ብሓንሳብ ጉድጓድ ምስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተፈጠሩ ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት ንቃንዛ ንስቃይ ንጥሜት ንዉርደት ንቁዛመን ንከቢድ ሕማም ንሓደጋ እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ብፈጣሪ ዝተረገሙ ብኢትዮጵያዉያን/ኤርትራዉያን ኣኽ ኡንቱፍ ዝተበሃሉ ዉርደተኛታት ሩጉማት ድኹማት ከይሲታት መናጢ መንቐኛታት ቡዳታት ጋንየናት ነዉራማት ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ሓቐኛ ባሕላዊ ተወጋሪ ዘርኢ ድያብሎሳት ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!.
@user-sl2tu8nd3z
@user-sl2tu8nd3z 4 года назад
ፈጣሪ ዓስብኹም ይኽፈልኩም ሞት ኣቦ ቃንዝኡ ዝጠዓመ ጥራይ'ዩ ዝፈልጦ
@weldie8311
@weldie8311 Месяц назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂቲ ጅግና❤
@semereberhe-cw2vc
@semereberhe-cw2vc Месяц назад
ጀ/ራል ገዛኢ ኣይተሰወአን ጀጋኑ ክ ፋል ኣብራኹ ዕሸላት መላምል ኣምሳይኡ ዲፉልና ሓሊፉ ጅግና ኣይነብርን ጊዜ ዘይስዕሮ ህያው ስራሕቱ እናተዘከሩ እዮም ዝነብሩ ዝብል ኣብ ናይ ጀጋኑ ዝርከብ ጥቅሲ ብደቁ ተደጊሙ ዕድመ የሃብኩም ደቂ እቲ በሊሕ ጅግና!!!!
@user-dp9sz2ll1w
@user-dp9sz2ll1w 4 года назад
ጀግና ጀግና የወልድ ቀፅልሉ ብሩኻት ፈጣሪ ዕድመ ጢዕና ያሃብኩም ዓውት ጀግና ሰብ ሰላም ኩሉ ነዓኩም
@user-jb2bo4jz8t
@user-jb2bo4jz8t 4 года назад
ኣሕ መሽረፈት መኪና ዘይሓሰብኻዮ ትፅቀጥኻ ሩኩስ እና ኣጀኹም ኣቦዋይ ማዓረይ ሕድሪ ጀጋኑና ኣይነዐብርን
@ilove_you_ereyyyyy1997
@ilove_you_ereyyyyy1997 4 года назад
ክብርቲ ሓፍተይ እንታዋይ እዩ እዚ መሽረፈት ዝባሃል?
@debishasli7724
@debishasli7724 3 года назад
@@ilove_you_ereyyyyy1997 ኣቢ ኣሕመድ ማለቶም'ዩ ክክክክ
@chuksokadigbo4750
@chuksokadigbo4750 4 месяца назад
​@@ilove_you_ereyyyyy1997.❤❤.​ 🎉🎉🎉🎉🎉❤ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ኣብፀሓኹም ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ ሰቆቓ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ ዝረገፉ more than 1.5 million ዝተቀንዘፉ ደመ ኸልቢ ኾይኖም ዝረገፉ መርዛማት ኣንበጣ እንስሳት መንቀርሳ 'ኣዛብእ ናይ ቀትሪ😂' ምውታት፡ መንግስተ ድያብሎስ ይዉርሶም፡ ኣሜን ኣሜን REST IN HELL🤣🤣🤣😂😂😂ሓይልታት ምክልኻል ሞቶረ ሃገረ ዓባይ ትግራይ Republic( so called USELESS HOPELESS tdf) ብዘይካ መናእሰይ ካባ “ሰብኣዊ መሰል“ ተጎልቢቦም ዝንቅዉ ዘሎዉ ሓደሽቲ ኣዛብእ ናይ ቀትሪ ፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ብኣምሳል ዕቡድ ኸልቢ ዝተፈጠሩ ብሓንሳብ ጉድጓድ ምስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተፈጠሩ ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት ንቃንዛ ንስቃይ ንጥሜት ንዉርደት ንቁዛመን ንከቢድ ሕማም ንሓደጋ እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ብፈጣሪ ዝተረገሙ ብኢትዮጵያዉያን/ኤርትራዉያን ኣኽ ኡንቱፍ ዝተበሃሉ ዉርደተኛታት ሩጉማት ድኹማት ከይሲታት መናጢ መንቐኛታት ቡዳታት ጋንየናት ነዉራማት ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ሓቐኛ ባሕላዊ ተወጋሪ ዘርኢ ድያብሎሳት ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!.
@chuksokadigbo4750
@chuksokadigbo4750 4 месяца назад
​@@debishasli7724......❤❤.​ 🎉🎉🎉🎉🎉❤ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ኣብፀሓኹም ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ ሰቆቓ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ ዝረገፉ more than 1.5 million ዝተቀንዘፉ ደመ ኸልቢ ኾይኖም ዝረገፉ መርዛማት ኣንበጣ እንስሳት መንቀርሳ 'ኣዛብእ ናይ ቀትሪ😂' ምውታት፡ መንግስተ ድያብሎስ ይዉርሶም፡ ኣሜን ኣሜን REST IN HELL🤣🤣🤣😂😂😂ሓይልታት ምክልኻል ሞቶረ ሃገረ ዓባይ ትግራይ Republic( so called USELESS HOPELESS tdf) ብዘይካ መናእሰይ ካባ “ሰብኣዊ መሰል“ ተጎልቢቦም ዝንቅዉ ዘሎዉ ሓደሽቲ ኣዛብእ ናይ ቀትሪ ፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ብኣምሳል ዕቡድ ኸልቢ ዝተፈጠሩ ብሓንሳብ ጉድጓድ ምስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተፈጠሩ ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት ንቃንዛ ንስቃይ ንጥሜት ንዉርደት ንቁዛመን ንከቢድ ሕማም ንሓደጋ እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ብፈጣሪ ዝተረገሙ ብኢትዮጵያዉያን/ኤርትራዉያን ኣኽ ኡንቱፍ ዝተበሃሉ ዉርደተኛታት ሩጉማት ድኹማት ከይሲታት መናጢ መንቐኛታት ቡዳታት ጋንየናት ነዉራማት ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ሓቐኛ ባሕላዊ ተወጋሪ ዘርኢ ድያብሎሳት ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!.
@user-iv3gi7rg1n
@user-iv3gi7rg1n 4 года назад
እፍፍፍፍፍፍ ኣየ ዓለም ጉድ ረኺቦም እዘምወለዲ
@sirakgeez-m.h4139
@sirakgeez-m.h4139 4 года назад
Great job! what if it would be institutional, foundation on the name of the hero. so that the support will be sustainable.
@user-ox6xf4ec5o
@user-ox6xf4ec5o 6 месяцев назад
አጀኩም አህዋተይ ቀፅልሉ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@ArayaTeklay-ki2pe
@ArayaTeklay-ki2pe Месяц назад
ኣየየየ! እስኪ ፈጣሪ የሓግዝኩም፡፡ እዞም ወላዲ ፅንዓ ይሃቦም፡፡
@tewahedohimanote2629
@tewahedohimanote2629 4 года назад
እነ ትግረኛ አልሰማም ግን የአባታችን እንቧ አስለቀሰኝ ድንግል ከነ ልጇ ትድረስሎት የነ ምስክን አባዬ
@khadijaathiobua1670
@khadijaathiobua1670 4 года назад
እፍፍፍፍ ያማልልልል ጀግና አይሞትም ሁሌም በሀገሩ ልብ አለ
@user-dk7zn6vm8m
@user-dk7zn6vm8m 4 года назад
*#ደቂ** ጀግና ከም አቦኦም አጆኩም ህዝቢ ትግራይ አብ ጎኑኩም እዩ ገዛኢ እኮ አቦ ህዝቢ ትግራይ ውላድ ሕዝቢ ትግራይ እዩ#*
@user-gl9ez2pt2k
@user-gl9ez2pt2k 3 дня назад
ጅግና ጅግና ይወሊዲ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@AliJan-lb7jv
@AliJan-lb7jv 4 года назад
ጅግና ኣይነብርን ጀጋኑ እዩ ዝወልድ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 4 года назад
General Gezi aymoten. Geganu wediu. Betame eyou des zebel. General Gezai be asheat afryou keydo. ❤❤❤❤🌹🌹👣👣👣👣👣👣👣👣👣👣👣👣👣👣👣👣👣
@Tsega-kp2et
@Tsega-kp2et 2 месяца назад
ዕዶመን ጥዕና ን ይሃብኩም ደቂ ጀግና ሰለ ዝራኣኪም ደስ ኢሊኒ ገዛኢ ኣብ ልብና. እዪ ኩሉ ግዜ
@GetnetGebremeskel
@GetnetGebremeskel 4 месяца назад
ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም ቀፅሉሉ ❤❤❤
@lemigaultigray505
@lemigaultigray505 Год назад
ደቂ ኣያና ገዛኢ ጀጋኑ አቦ ምሰሊ ኢኩም ዕድመ ይሃብኩም ኣምላክ😢😢❤❤❤ኣቦይ ማዓረይ
@user-do8cz5ph8d
@user-do8cz5ph8d 3 месяца назад
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና
@user-me7xn4sk5p
@user-me7xn4sk5p Месяц назад
ደቂ ገዛኢ አበራ ደቂ ጀግኑ❤❤❤❤❤❤❤❤
@sahayabray5699
@sahayabray5699 4 месяца назад
JEGENA WEDI ZOME JEGANU HEZEBI TEGERAY SELAMEKUME YEBEZAH MEDENIHALEM MESAKHUME YEKHUNE 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@zeze7103
@zeze7103 3 года назад
Sacrifices for his country is not easy but his children are heroes. I am Eritrea I know how He feels I lost a loft cousins for Eritrea freedom.
@alefumekele3184
@alefumekele3184 4 года назад
አይይይይይ አጀኩም ጀግና ታሪክ ይሰርሕ እምበር አይነብርን ደቂ ጅግና ንበርሉና
@Tsegayki
@Tsegayki 3 месяца назад
ጅግና ታርክ ይሰርሕ እበር አይነብርን
@gdhgvvxggb247
@gdhgvvxggb247 4 года назад
ዕዲመን ጥዕናን ያሃቡኩም ደቂ ጀጋኑ ገዛኢ ሓዉና መሸረፈት እዲካ አይትሳአን ንባዓት ናይዞም ወለዲ አፈ ይዉፅእ
@aswaaswal6153
@aswaaswal6153 4 года назад
በእውነት ኣቦና ገዛኢ በፍጹም ኣይሞተን ምክንያቱ ጅግና ደቁ ገዲፉልና ከይዱ
@mg-kb9cr
@mg-kb9cr 4 года назад
ፈጣሪ አብ ገነት የንብረልና ጀግኑ እሹክ አይውግአኩም ይሕዋተይ
@697ffiffgg
@697ffiffgg 15 дней назад
Nay bhaq brukat kunu amlak msakum ykun ❤
@asefabelaye
@asefabelaye Год назад
ኣይይይ ኣሕትግራይ ዓደይ ከምዚ ዓይነት ሰባት ጀጋኑ ዝሓዘት ክብረት ይሃበልና ዕድመ ኣቦም ላኣቶም
@one2improvekilinto431
@one2improvekilinto431 4 года назад
Big Respect brothers ..God bless you all !! Major General Gezae ..Rest in peace allways you are in my heart !!
@malcolmx3329
@malcolmx3329 4 года назад
ገዛኢ ልገበሮ ተካል ህወሓት የገበረቶይ። ክሰርቁ ምስ ኣዋልድ ክሓድሩ ህዝቢ ትግራዬ ረሲዖሞ። ሐዚ ኣብይ ኣሕመድ ምስ ኣባረሮም ናብ ዝረስዕዎ ህዝቢ ተመሊሶም። ከሓድቲ ጠላማት።
@Figure-c8k
@Figure-c8k Месяц назад
ጅግና ሰራሒ ታራክ❤❤❤❤
@lemlemasfaw45
@lemlemasfaw45 Год назад
I lost all my beloved ones!!! May God keep you rest in piece. I pray for the rest of our family. No one knows except who lost brother sisters & cosines. In general we lost every thing. But for those who lost heir lifes to to save the in tire country and Nation.. I Have a Big Respect Rest in piece. ቤተሰብ ጀጋኑ።
@tirhasagw5728
@tirhasagw5728 4 года назад
It is brokering hearts 💔💔💔💔💔😥😥😥😥🙏🙏
@hawaousman6883
@hawaousman6883 4 года назад
💔💔💔💔💔 ሁሌም በልባችን ዉስጥ ትኖራለህ እንኳንም አላወኩህ ሳላዉቅ ልቤ ተሰብሯል አፈሩ ይቅለልህ 😭😭😭😭 ሞት አይገባህም ነበር
@hewanngerea4085
@hewanngerea4085 4 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ጀነራል ገዛኢ
@hewanngerea4085
@hewanngerea4085 4 года назад
ጋዜጠኛ ዓወት ወዳጆ እውን ቀፅለሉ ጅግናና
@aswaaswal6153
@aswaaswal6153 4 года назад
ጅግና ታሪኽ ይሰርሕ እንበር ኣይነብርን እዩሞ ጅግና ጀነራል ገዛኢ ክዓ ዘለኣለም ህያው እዩ
@mikialenguse9934
@mikialenguse9934 4 года назад
እግዝኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብጣዓሚ ኣጆኹም ጸላኢ ከይሕጎስ ናይቲ ጅግና ኣሰር ኣቦኹም ዝሓዝኩም ።
@user-em1eq6yf3i
@user-em1eq6yf3i 4 месяца назад
ጀግና ታሪኽ ይሰርሕ እንበር አይንበርን
@binyaminalmo6400
@binyaminalmo6400 4 года назад
betam yasaznal doktor abiy Ahmed ye sirahin yistih 😭😭😭😭
@user-jf4xj8tk8v
@user-jf4xj8tk8v 4 года назад
ዶክተር አብይ ምን ያድርግ ብሩን ሰብስበው ትግራይ ትግራይ የገቡትን ሌቦች ተሳደቡ
@giinchiishawalixaadestakeb1436
@giinchiishawalixaadestakeb1436 4 года назад
Binyamin Almo ene eko menem konkawun algebagniim zebey alaksalowu enjii hode basagnii ebak negeregnii wandem menonut????😢😢😢
@herisahussein8290
@herisahussein8290 4 года назад
Hawekum kab Eritrea eye betami zehegus eu deki General Gezae anabes gn General gezae buzuh bezuh senay negeru keytenegerelu eu halifu zemesel
@Azmera-cc6vy
@Azmera-cc6vy 11 месяцев назад
ዕድመን ጥዕናን ይሓብኩም ፈጣሪ ይሓልኹም ቀፅሉሉ❤❤
@ghdgjc1800
@ghdgjc1800 4 года назад
ሀቢቢ ቋንቋ አላቅም አማርኛ ብቻ ነው የማቀወ ምን ሁነው ነው እኔ ላልቅሠላቸወ ትገሪ ወሠጤ ነችሁ እወዳችሏለሁ
@istandwithtigraym7981
@istandwithtigraym7981 3 года назад
ልጆቻቸውን በሙሉ በቀድሞ ጦርነት ያጡ ናቸው ጧሪ ቀባሪ የላቸውም ነገር ግን ጀነራል ገዛኢ ይረዳቸው ነበር እሱንም የዛሬ አመት አብይ አስገደላቸው።
@user-ke3ww5qv2s
@user-ke3ww5qv2s 3 месяца назад
ዕድመ ይሃብኩም።
@HariKing-b6h
@HariKing-b6h 23 дня назад
Ajoku 😢deqi Jegna 💪
@user-wb7oj9xw5x
@user-wb7oj9xw5x 4 года назад
አምላክ አብሕቁፊ አቦና አብራሃም ይሳቅ ያዕቆብ የንብሮም ጀጋኑና ጅግና ታሪክ ይሰርሕ እምበር አይነብርን❤❤😭
@uipo2513
@uipo2513 3 года назад
ዋይ.. ከሕዝንካ... እፍፍፍ 😭😭😭ዕድመ.. ጥዕና... ያሃብክም.. ንዚምት.... ጀጋን... መንግስተ.. ሰማይት... ያዋርስኮም
@ashenafihadish7452
@ashenafihadish7452 4 года назад
ወዲ ድንግል ማርያም ዝሓሰብኩምዎ ይምለእኩም …. ወዲ ጀግና ጀግና እዩ … በርትኡ አጆኩም
@oykukarayeloykukarayel3229
@oykukarayeloykukarayel3229 4 года назад
ኤህ መሽረፈት ናይ ኢድካ ኣይትስኣን ወዲ ማእምን
@user-ht6xy8iv1m
@user-ht6xy8iv1m 3 года назад
ዓወት ብጣዕሚ እየ ዘድንቆ ኣብ ጉዳይና ኤረትራውያን ኢድ ስለዘይእቱ።እቶም ካልኦት ተጋሩ ውን ንዕኡ የማስለኩም መታን ክንከባበር
@user-xw7mq5ch6i
@user-xw7mq5ch6i 4 года назад
ጅግና ታሪኽ ይሰርሕ እንበር አይነብርን😢
@user-jj1gx2ei5j
@user-jj1gx2ei5j 4 года назад
አታ አነስ ዞም ቆልዑ ዚኦም ተሪኤ ንብዓተይ ምቁፅፃር እዩ ዝአብየኒ እፍፍፍፍፍ😭😭😭😭😭
@user-jn7sj3jb4d
@user-jn7sj3jb4d 4 года назад
ደቂ ጅግና ጀጋኑ ኢኹም ዕደመ ናይ ኣብኹም ዝኸለአ ንዓኹም ኣብዝሑ ይሃብኩም ፅቡቓት
@dawitabyew2463
@dawitabyew2463 Год назад
በጣም ያማል ለሀገራችን ለኢትዮጵያ ሻማ ሁኖ ለቤተሰብ አንድ ነገር ሳያደርግ በመቅረቱ በጣም አዝኛለሁ እንደ አንድ የኦሮሞ ቤሄረሰብ
@kabitalkabitalkabital2024
@kabitalkabitalkabital2024 4 года назад
ኣክክክ እዞም ጀጋኑ ክርእ ከለኩስ ንብዓተይ ምቁፅፃር ይኣብየኒ
@amenhnasser8504
@amenhnasser8504 4 года назад
መሽረፈት ወዲ በራድ መዓልትኻ ተፀበ ወዲ ጠንቋሊት ሰይጣን
@KbreyKbreyy
@KbreyKbreyy 2 месяца назад
ተጋሩ ማለት አዚኦም ኣታ ከብዚኦም ተማሃሩ
@user-hx3bv8vv7x
@user-hx3bv8vv7x 2 месяца назад
esey!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!
@lilelile727
@lilelile727 4 года назад
ጀግራ ታሪኩ ነባሪ እዩ ልጀነራል ገዛኢ መንግስተ ስማይ የዋርስካ ንደቅካ ኸዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@LegeseAmare
@LegeseAmare 3 дня назад
ንፉዓት
@hanahana4246
@hanahana4246 4 года назад
Mesherfit nay edika ayetesane 😭😭😭
@tserhagebrus3502
@tserhagebrus3502 3 года назад
ጅግና ታሪክ ይሰርሕ እንበር ኣይነብርን ኣጀኩም ደቂትጅግና
@albadr2531
@albadr2531 4 года назад
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😢አኽኽኽኽኽአጆኩም 💕💕💕💕
@istandwithtigraym7981
@istandwithtigraym7981 3 года назад
ደቂ ጀግና አናብስ ጀጋኑ።
@luwambirhane6520
@luwambirhane6520 3 года назад
Dekiy jegena tegadalay gezaiy ahewatey aser nay abokum meketalkum akure kumena jegna ayenbern tareku gen nezelalem yenbr jegna tegadalay gzaiy ab gentu yenberka 🙏
@sluhibiglon1934
@sluhibiglon1934 4 года назад
Kem gezaie ztebareke yelen bewnet keleb semay hizu keydu fetari nebska ymharo keteltka gize kfaredom eyu
@zd6493
@zd6493 4 года назад
ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍ
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 4 года назад
ጅግና ኩሉ ግዜ ጅግና ይወልድ ዕድመን ጢዕናን ይሃብኩም ክብራት ኣሕተይ ሰላምኩም ይብዛሕ ኣብ ዘለክምዎ ክብርን ሞጎስን ነቶም ምንም ጉርዲ ዘይለግቦም ስዋኣትና
@foziyaahmad5879
@foziyaahmad5879 4 года назад
Uuuuuuuuf 😭😭💕💕
@egzabherhaylihiweteyeyu4282
@egzabherhaylihiweteyeyu4282 4 года назад
Wellcome deki tgray mearey edme na tiena yhabkum
@user-pz2tk1oh6y
@user-pz2tk1oh6y Год назад
ኣኽኽኽ ኣቦዶ ይነበዕ😢😢😢😢
@luchiagebrehwet169
@luchiagebrehwet169 Месяц назад
❤💛❤️👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@wtatataagsttst7118
@wtatataagsttst7118 4 года назад
هذا عمل جميل جدا موفقين أن شاءالله بخير وبركه يارب ❤️
@user-cx5wc2vd3p
@user-cx5wc2vd3p 2 года назад
ጅግና ታርክ ይሰርሕ እንበር ኣይነብርን ጅግና ኣያና ኣብ ገነት የንብርክ እእእእ
@tedrosmekonen4373
@tedrosmekonen4373 4 года назад
ንፉዓት ዓስቢ ሃብኩም ንፉዓት ሓደ ባህሊ ትግርኛ ካብ ዓለም ሙሉእ ዘይ ርክብ ባህሊ ስለ ዘለናዩ ኩላትና ክንስዕቦ ይግባእ ።
@azebdmtsu5179
@azebdmtsu5179 4 года назад
😭😭😭😭አነስ እቶም ደቁ ብዝራኽዎም ቁፅሪ ዕብዓተይ ምቁፅፃር ይአብየኒ።
@gdfd5905
@gdfd5905 4 года назад
ኮሎ አነ
@user-bz9lf7nc4j
@user-bz9lf7nc4j Год назад
😪😪
@noahpaulos5931
@noahpaulos5931 3 года назад
Please there are thousands of Hero families which they need help so badly please we will help them
@dargeequar574
@dargeequar574 4 года назад
ንሜጀን ጀነራል ገዛኢ ኣበራ እታ ክብሪት nebsu ኣብ ገነት ዘለኣለማዊ ትንበር እናበልኩ ንደቁ ድማ ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም፡፡
@user-vk6lv8do4v
@user-vk6lv8do4v 8 месяцев назад
3 ልጂ😢😢😢😢😢😢
@ganttgant1220
@ganttgant1220 2 года назад
ጅግና ታሪኽ ይስርሕ አይብርን
@MebreMebre-u9x
@MebreMebre-u9x Месяц назад
@cumba3551
@cumba3551 Год назад
KUNAMA ERTRAWIYAN IYOM. ERTRAWIYAN KUNAM WEY ZIKHONE ERTIRAWI KIHIGHIZIN ALOWIM.
@user-br8lw5no4q
@user-br8lw5no4q 4 года назад
አባይኩም ይንባዕ አቤኒ እፍፍፍ😢😢😢
@saraabrha8617
@saraabrha8617 4 года назад
Yegerem eyu nay shaebiya generalat sedra seweat kealeyu Aykonen yegafeewom dea. Anyway you did good job.
@rihananeymar1373
@rihananeymar1373 4 года назад
ቃል ስኢነልኩም ጀጋኑ ደቅቲ ጀግና ኡፍ ኣንብዕ ዘበሉኒ ኣቦዋይ ማዓረይ ኣየየይይ
@kokebtekle-kc3zk
@kokebtekle-kc3zk 6 месяцев назад
ናይ፣ህዝቢ፣ትግራይስ፣ውሽጥካ፣የቁስል፣እግዚአብሄር፣ይመልከቶ፣
@user-vh4ov2mx9j
@user-vh4ov2mx9j 6 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤
Далее
Whoa
01:00
Просмотров 31 млн
SIGMA ENVY IS UNTOUCHABLE 🔥 #insideout2
00:10
Просмотров 2,1 млн
 ቀልድታት እንዳ ጌሬ እሙን
11:40
Просмотров 94 тыс.
Whoa
01:00
Просмотров 31 млн