Тёмный

ደብዳበ ኣብይ ተጋሩ ኣገሪሙ/ኣላማጣ tdf አትዩ/መንግስቲ ትግራይ ሙሉእ ትግራይ ሰልፊ ተቃውሞ ፀዊዑ/ tigray 

Natna Forum ናትና ፎረም
Подписаться 48 тыс.
Просмотров 21 тыс.
50% 1

#tigray #tigraynews #ethiopia #ethiopianews #ሰበርዜና #ሰበር

Опубликовано:

 

20 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 96   
@Alemberhan
@Alemberhan 6 дней назад
ናይ ኣፋፍኖት ሰላም ተጠቂምና ከኹለን ነጠብጣብ ሰላም አዋህሊልና ብዕሙቐት ውሕስቲ ትግራይ ሓደ ማሕበረሰበ ስልጡንቲ ሓገር ነጣጥሕ ።
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU 5 дней назад
ንበይንኻ ዝረአኻዮ ድዩ፡እንተ ህዝቢ ትግራይ ግን ኣብፀገም እያዘላ።
@alemfivetube
@alemfivetube 6 дней назад
ጉምበት 20 ዘየኽብር ስለ 21 ሰነ ዝዛረብ ፈስፋስ ሓሳዊ በሎ
@dbhddhdhh883
@dbhddhdhh883 4 дня назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SisayWeldu-rc4cq
@SisayWeldu-rc4cq 6 дней назад
ኣንቱም ሰብ ሎምስ ቃላት ሲኢነ ኻመይ ዝበለ ሰብ ድዩ አነ ምንም ቃል የብለይ
@gidayfantaye7803
@gidayfantaye7803 5 дней назад
I am tigrawy. I'm not a short memory person
@mebrehetbenian3784
@mebrehetbenian3784 4 дня назад
Asmesay abiy ahmed ali
@HabtuBelay
@HabtuBelay 5 дней назад
አነ ብወገነይ ትክክለኛ መግለጺ እዩ።ንትክክል ትክክል ንዘይሃቂ ምንቃፍ ይግበአና እምበር ጸጉር ስንጠቃ ዓይነት ተገቢ አይኮነን ስለዚ ትክክለኛ መግለጺ እዩ።
@HaftamuNigusse
@HaftamuNigusse 5 дней назад
አረ ፈጣሪ ከመይ ዓይነት ሰብ እዩ ተሪአናለኻ። እግዚኦ መሓረነ!!!
@mekonnengebreal8969
@mekonnengebreal8969 5 дней назад
እቲ ብ2011 ዝብል ድዩ? ወይስ ካሊእ?
@user-eg6up7lp5b
@user-eg6up7lp5b 2 дня назад
ናይ ንዕቀት ደብዳቤ ርኩስ
@adchuj
@adchuj 6 дней назад
ጎቦዝ ቀፅለሉ ሃገር።
@HamelmalHajjsb
@HamelmalHajjsb 5 дней назад
ኒዕቅና ዩ ይቅልድ አሎ
@MhretFusuh-bx5ps
@MhretFusuh-bx5ps 5 дней назад
ብሓቂ እምበር ኸ ኣብይ ክእመን ዘበት እዩ🤔
@alganeshberhie1249
@alganeshberhie1249 6 дней назад
He’s crazy man play with Tigru 😢😢😢😢
@TekilayYeshaw
@TekilayYeshaw 6 дней назад
ይቅልደልና አሎ
@NegasiFisaha-ju7rj
@NegasiFisaha-ju7rj 5 дней назад
Wow
@MattMatt-yi2lx
@MattMatt-yi2lx 5 дней назад
ንቶም short. Memory. ከምኡ ይበሎም
@AbebaGebretsadik
@AbebaGebretsadik 6 дней назад
እዝግዮዮዮዮዮ ዓይኒ ጠሊ ልበልዐ ጉዳም ሰብ ለይሓፍር።
@user-os8wg9zd5x
@user-os8wg9zd5x 5 дней назад
ኣሽካዕላል
@gebregziabherkassa4815
@gebregziabherkassa4815 5 дней назад
እቲ ደብዳበ ዝተፅሐፈ ሰነ 14 2011 እዩ፤ ግለፂ አይኮነን
@FlominaKidu
@FlominaKidu 5 дней назад
Shame full
@user-tq3ht5eg9n
@user-tq3ht5eg9n 4 дня назад
መዓዝ እዩ ሰነ 2010 dyu
@geremedhingebremicael7052
@geremedhingebremicael7052 6 дней назад
የላግጸልና አሎ ማዕረ ክንድዚ ኒዒቑና አሎ
@mekonenyemane4034
@mekonenyemane4034 6 дней назад
ናይ 2011 ዓ/ም እዩ እቲ ደብዳበ
@isurafelkif
@isurafelkif 6 дней назад
አብዪአህመድ ሰነ 15 ሰማእታት ተግራይ ከዚ ደዩ ዝዝክሮ የላገፅ ሐደ መአልቲ ፍርዱ ክረክብ ትዘኽበር ነይሩ ግንቦት 20 ከይከበር ኢሉ ካብካላንደር አጥፊእዋ እዚ ዝሰደዶ ሸርሒ አለዋ ምጥቃቅ አድላይ ኢዩ
@MehariHailu-qt6xm
@MehariHailu-qt6xm 5 дней назад
ብዘይ አገድሽ እንታይ ተሓሲቡ እቲ ፅሑፍ ግን ንኹሉ መስዋእቲ ተጋሩ ዘይምሽፋኑ ተዘይኾይኑ ንሕናውና ዝበልናዮ እዩ
@TaklyeTaklye
@TaklyeTaklye 5 дней назад
ናይ ንዕቀት ደብደበ እዩ ተክላይ
@EzanaKaleb-rp7dc
@EzanaKaleb-rp7dc 3 дня назад
ሰነ 2011ዓ/ም ቅድሚ ኩናት ዝተፃሕፈ እዩ
@gebrehiwotberhe9901
@gebrehiwotberhe9901 5 дней назад
4
@HabenHaile-tf7xb
@HabenHaile-tf7xb 6 дней назад
ኣሕሕ መሊሱ ብኣና ይቅልድ ኣሎ ዋይ ስውኣትና እስከ ብሰላም ዕረፉ
@TsegayHagos-if9qv
@TsegayHagos-if9qv 5 дней назад
ቶጎጓ መን ድዩ ዝደብደበ ኣብይ ናይ መንግስቱ ከም ዝደገሞ ዝረሳዕናዮ መሲልዎ ድዩ ።
@Sky20844
@Sky20844 6 дней назад
ሓቀኛ ፍጻሜ ሓውዜን ክቃላዕ ሓሲብና'ዶ ንፈልጥ ኢና!
@MukaLamat-um8kj
@MukaLamat-um8kj 4 дня назад
ሓሳዊ በሎ ሰለናይትግራይ ጅግንነት ምዝራብ መራልን ኣቅምን የብሉን ለኽባጥ ካሓድ
@HorneAfricaJojo
@HorneAfricaJojo 6 дней назад
ያዓውውውውውይይይ ኣብይ ታይ በለ ቶም ናትናኸ ታይ በሉ ይኣኽል ንሕወሓት እየ በጃኹም ብሰንክኹም ተዋሪድና ድኹማት ስውእ ስውእ ምዝካር ሸፈጥ እዩ ምዕብልትን ሰላምን ዝዓሰላ ትግራ ይ ክብሉ ዝተሰውኡ ናይ ዓሚ ስወኣትና ኣተግብሩ ወይ ብሰለማዊ መንገዲ ስልጣን ኣረክቡ እሞ መንገዲ ሕደግሉ ነዚ ንኡስ ወለዶ
@user-lk2eq8qp4g
@user-lk2eq8qp4g 5 дней назад
We should tell him we are not Ethiopians any more we do not need it..Tell to your people not for us we already determine our destiny looking ways for Exit..
@SibhatKiros-bt7gj
@SibhatKiros-bt7gj 4 дня назад
2:10 እቲ ደብዳቤ ናይ 2011 እዩ ።
@enkanhaban6011
@enkanhaban6011 5 дней назад
ንኹሉ ነገር ናይ ምቅዋም ሕማም ተዘይህለወና ጽቡቕ። ምኽንያቱ ነዚአ ታይ ኢና ነውጸአላ ሰብ ሓደ ጊዜ ተተጋግዩ በቃ ኹሉ ዝበሎ ክንቃወሞ አይግባእን እዚ ዘረኝነት ጭፍንነት ድንቁርና እዩ ንግደፎ እምቢ ዝብልሰብ ሑሙም ስለዝኾነ አይንከተሎ እንተ አነ ግን tanks ኢለ አለኹ
@abebeh.8145
@abebeh.8145 4 дня назад
ኩሉ ነገር ምቅዋም እንተይኮነስ ትማሊ ህዝቢ ትግራይ ብጠቅላላ ፀላኢ እሉ 100 ዓመት ልድሕሪት ክንምልሶ ኢና ኢሉ ምስ ቂም ለለዎ ፀላኢ ኮይኑ ጆነሳይድ ልፈፀመልካ ዓደ ግዜ ተጋግዩ ክትብል እንተለኻ እንታይ ማለትካ እዩ ? እንታይ ካምልበፅሕና ኣበይ ካምለለና ይርድኣና እየ ልምቅዋም ግዚኡ ኣይኮነን ክብሃል ይከኣል እዩ ሓደ ግዜ ተጋግዩ ግን ካብቱ ዕግርግር ተጠቃሚ እተለይኮይንካ ህዝቢ ካምህዝቢ የቀን ጅብ እናተብሃለ ልበፅሕና ኣቅሊልካ ምርኣይ እዩ!!
@AbrahaleyTeshome
@AbrahaleyTeshome 5 дней назад
ናይ 2011አ/ግ ዝለአኮ መልእክቲ እዩ ናይ 2016 አይኮነን
@LeltiHaileLeilte
@LeltiHaileLeilte 6 дней назад
ቀልድ እዩ
@YohannesTekle-lb1mk
@YohannesTekle-lb1mk 5 дней назад
Keytiedgomu malet eyu
@gessesegebreslassie7703
@gessesegebreslassie7703 6 дней назад
መምሰሊ…መሽረፈት
@AmanuAkalu-gs2xp
@AmanuAkalu-gs2xp 5 дней назад
እዝ ሑሱር ሰብ አታላል
@rigbeyohallashet5068
@rigbeyohallashet5068 6 дней назад
Look at the date!
@berihuteklesenbet37
@berihuteklesenbet37 5 дней назад
ሓሰዉቲ እዚ ናይ 2011 ዓም እዩ ድሁላት
@fasilabebe4291
@fasilabebe4291 6 дней назад
ሕንጫጨ - ቁምነገር ተባሂሉስ ናይ ኢብይ ደብዳበ ... እንታይ ዶ እንታይ ... በኣለ ማርያም ይብላ ከምዝብሃል ምስላ ዓደይ።
@user-se1pp9iv8k
@user-se1pp9iv8k 5 дней назад
ናይ 2011 ኣ ግ እዩ ኣይተጋገ ሃገርተኽለብርሃን
@user-fq5ll2px6k
@user-fq5ll2px6k 5 дней назад
ሓጫጪ ፀላኢ እምበር ኣጋጢሙና!
@DestaJero
@DestaJero 5 дней назад
ላግፂ እና ቀልዲ ሕጫጭ ኣብ ዝባን ህዝቢ ትግራይ እዩ
@gayemadayu7128
@gayemadayu7128 6 дней назад
😂😂😂😂😂ኣብይ ኣሕመድ ኡይ
@user-ol6ne5zs3g
@user-ol6ne5zs3g 5 дней назад
ናይ ኣብይ ኣሕመድ ደብዳቤ ብደዐ እዩ ቅድሚ ሕጅ ዉን ናብ ስልጣን ምስ መፀ ንህዝብ ትግራይ ብዘይ ህዝብ ትግራይ ኢትዩጵያ ሞተር ዘይብላ መኪና እያ ይብል ነይሩ ፀንሑ ብድሮን ደብዲቡዎ ሕጅ ከዓ ንትግራይ ንምዉቃዕ ይመስል ናይ ኣብይ ሽርሒ
@YifterKidanemariam
@YifterKidanemariam 5 дней назад
ንብዓት ሓርገፅ በልዎ ነዚ ፋሺስታዊ ጀኖሳይደር ተጋሩ ዝኾነ በላዒ ነብሲ ዓብዪ ሓመድ!
@selamnkulu2541
@selamnkulu2541 5 дней назад
እቲ ሰልፊ መሬት ትግራይ ይመለስ ተፈናቐልቲ ናብ ቦትኦም ይመለሱ ዝብል ተዝውሰኾሉ ናይ ፀላእቲ አተረጓጉማ እቲ ሰላማዊ ሰልፊ ምቐየሮ: ዝኾነ ሰልፍ ናብ ረብህኦም ምውዓል ተግባር ፀላእትና እዩ ኾይኑ:
@MattMatt-yi2lx
@MattMatt-yi2lx 5 дней назад
ጉንበት 20 ውን ተስዊኦም ዮም ኣምፂኦምዎ ግንበት ዘይዘከረስ ስነ ሐሳዊ
@hailemariamgirmayabrha9849
@hailemariamgirmayabrha9849 6 дней назад
ብጣዕሚ ዘገርም ባጫ እዩ። 2ተ ዓመት ሙላእ ዝጨፍጨፈን ሕጅውን ብሰላሕታ ዝቅፅል ዘሎ ዕፅዋን ክባን ዝመርሕ ዘሎ አብይ ዶ አይኮነን?
@GirmayTsegay-oz4pu
@GirmayTsegay-oz4pu 6 дней назад
ቶጎጓ ኣብ ዕዳጋ ዝጨፍጨፈ መን እዩ?
@tekle1975
@tekle1975 6 дней назад
ታይ'ክበሃል? እግር ሰይሩ፣ wheelchair ምሃብ ይባሃል።
@user-bk6br1jt3o
@user-bk6br1jt3o 5 дней назад
አንታይ ሓሲቡ
@user-lb7rg7kp3o
@user-lb7rg7kp3o 6 дней назад
እሰከ ጆነሳይድ ዝፈፀሞ ዝርሳዕ መስልድ
@mebrehetbenian3784
@mebrehetbenian3784 4 дня назад
Abiy ahmed ali feltu eyu sistem enatetekem ni tigraway yetalilo alo
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU 5 дней назад
እንደ ወንዝ ድንጋይ ዓሣ እንደላሰው ሙልጭልጭ እያለ ኣስቸገረኝ ሰው ኣለ ዘፋኝ።
@gebrehiwotberhe9901
@gebrehiwotberhe9901 5 дней назад
ናይ ሰነ 15/2011 ዓም. ዝተፅሓፎ ሲ ናይ ሎሚ ዘመን ኣምሲልካ. ተቕርቦ ???
@user-zs5wt9rt4q
@user-zs5wt9rt4q 3 дня назад
ክሣብ ዝኣኽለካያ ወቂጦምስ ኣጆኻ ይብሉኻ ዶ በሉ ኣቦታትና ።
@kunama1170
@kunama1170 5 дней назад
ናይ ኣብይ ዘውፀኦ መግለፂ ሕጫጨ እዩ ዝዝሕሸንያ ጥሕነንስ ባዓለማርያም ይብላ እዩ ልክዕ ከም ሓውዝየን እኮ ኣብ ዕዳጋ ተጎጓ ፈፂሙ ካለኦት ሃገራት ዓዲሙ ህዝብትግራይ ጆኖሳይድ ፈፂሙ እዩ ቀልዲ እዩ ብወገነይ መቀፀልታ ጆኖሳይድ እዩ እቲ መግለፂ።
@user-uj2jc5de1n
@user-uj2jc5de1n 5 дней назад
Mahtem zeyblu debdabe kemey geyrka tamno
@user-ol6ne5zs3g
@user-ol6ne5zs3g 5 дней назад
ከመይ ገይሩ እዩ ከም እንስሳ ዝርእየና ዘሎ እዝ ጴንጠ ዝደልዮ ነገርማ ኣሉ ሕጫጨ ይኡ እዝ
@bolommahta1561
@bolommahta1561 5 дней назад
ዑሱቡን ኣቢዩ ሓመድ ብኻልኦት ኣካላት ተደፊኡ ሕጁዉን ኣብ ህዝብናን የባጩ ኣሎ ብጣዕሚ"ዩ ዘሕምመና ከም ተጋሩ ሓንሳብን ንሓዋሩን ዓወት ንህዝብና ይኹን ትግራይ ትዕወት🟥⭐🟨👮🙋‍♂️
@SbagadisSbagadis
@SbagadisSbagadis 4 дня назад
ኩሉ ግዘ መምሰሊ ሃሳዊ በላዒ ሰብ ብወዲ ሰብ ህይት ዝቅልድ መራሂ እዩ
@Bitew12
@Bitew12 5 дней назад
atum hizbi ni aby ahmed aytiemeniwo bejakum temeharu kab zihalefe
@kalayuasefa1517
@kalayuasefa1517 6 дней назад
ዕቡድ ኸልቢ አብይ አህመድ ብህዝቢ ትግራይ ይቅልድ አሎ ።
@user-hs4cz7sb9d
@user-hs4cz7sb9d 6 дней назад
እዝይ. ብልፅግና. ተለኮነ. ብልግና. እዝይ. ባአለገ. ብኡ. ልመፀ. ትግራይና. ታሐምሳ. ይአክል. ላግፅይ. አቢይ. አህመድ. ልባሀል. ረቢል አለምን. አብ. ደቁ. ይርአዮ. አነ. ልባእለይ. ልአቢይ. ልባሀል. ሰይጣን. ድያብሎስ አነ. ልባእለይ. አቢይ. ሞት. አይምነየልይ. አይኑ. ላረአየ. ደቁ. ክሳቀዩ. ይምነይ. እሱም. ክሳቀ. ይምነይ. ደቃአደይ. ምአረይ. ከይትአምኡ. ጌታቸዉ. ልትባሀል. ቆፍጠን. በል. አባኻ. ዘይሐይሽ. መሽረፈት. ከይፃወተልካ ሐደራ
@nigusehaftu201
@nigusehaftu201 5 дней назад
ሓቂ ድዩ አብይ አሕመድ ደብዳቤ ፅሒፉ ከዝኸውን ዝነበሮ በኡኡ መሪሕነት አብ ትግራይ ዝፈፀሞ ጆኖሳይድ ዕላዊ ይቅርታ ከዘሓቲት እምተገበአ ግን እቲ ደብዳቤ ላግጢ እዩ ዝመስለኒ ብናተይ ሓሳብ
@natidegef
@natidegef 6 дней назад
hbret tegaru entegolbitu tsbahwn nskum mrhuna ilom klmnuna eyom
@user-wv9pi9nx3t
@user-wv9pi9nx3t 4 дня назад
አረ በይዛኹም ናይ 2011 ዓ/ም እዩ እቲ ዕለት ረአይዎ ተጋግኹም ሰብ ኣይተጋግዩ
@user-pc5fm4kv3g
@user-pc5fm4kv3g 5 дней назад
ቀልዲ በልዎ
@AbebeAbay-zk2nm
@AbebeAbay-zk2nm 6 дней назад
ካብ አብይ ዝኸፍአ ጨፍጫፊ የለን፡
@GebrehiwetAlema
@GebrehiwetAlema 5 дней назад
እዚ ናይ ጠቅላይ ምፁፅ ብማዓር ዝተጎልበበ ዕረ እዩ።ሞተር ዘይብላ መኪና ኢሉ ከም ዝጨፍጨፈና ሐዚተንኮሉ እንተንከታተሎ
@BerhaneWeldegebrial
@BerhaneWeldegebrial 5 дней назад
ምድረ ትግራይ ትግርኚ ኣያታት ከምቲ ናይ ኣብይ ዝበለ መግለፂ እንትረኽቡ "ትኽስያ ድሙስ መዘንግዒ እንጭዋ" ይብሉ!!!😂😂😂
@kidanehaddish
@kidanehaddish 6 дней назад
ማዳኣት ኣበይ ዘሎ ትካልዩ ? ኣብዚኣ ነገረ ኣላታ ኣብትግራይኮ ይቕተል ዘሎ ኩሉ ህዝቢ ትግራዩ። ቀታሊኡ ድማ ውዳበ ዘለዋ ምኻኑ ፍሉጥዩ ። እቱ ውዳበ ድማ ኣንፃር መንግስቲ ትግራይ ዘቕነዐዩ። መፍቲሕኡ ድማ ቀሊልዩ ኣብኣፍደገ ፖሊስ ክምሽንን ድሕንነት ሓለፍትን ጥራዩ ክኸውን ዝኽእል። ምኽንያቱ ፃዕርን ድኻምን ፖሊስን ድሕንነት ትግራይ ዘምክን ሕቡእ ብኔትዎርክ ዝምራሕ ውሑዳት ሸዋውያን ተጋሩ እዩ ይስራሕ ዘሎ ዓሻ ትግራዋይ የለን ሎሚዘበን። መንከምዝውድቦምን ብደገውን ከምዝመርሖም ንፁርዩ ብፃይ ኢሳያስውን ተሞክሮኦም የካፍሉ ዘለው ይመስል።
@genigebre2752
@genigebre2752 6 дней назад
ብዛዕባ ዝሰለማዊ ሰልፊ ርዝን ዝበለ ሓሳብ ሒዙኩም ክትቀርቡ ኣለኩም ብዛዕባ ዞም ተጋሩ ብምካኖም ዝተኣሰሩ ድምፂ ኩኑዎም ካቡኡለ መሰለ ደቂ ኣንሰትዮ ይከበር ዘይኮነሰ መሰለ ወዲ ሰብ ይተሓሎ ክባሃል ኣለዎ
@user-cd2rm6hh5b
@user-cd2rm6hh5b 5 дней назад
ሸወዳ ኢዩ
@mawchagebreyohannes5987
@mawchagebreyohannes5987 5 дней назад
ናይ ኣእምሮ ፀገም ዘለዎ በጬ ደመኛ ፀላኢና ናይ ዓቕሊ ፅበት ዝጫሕገሮ ሃትፍ-ተፍ ምንባብካ ንስኻ ትገድድ ሃገር ሓውና። እዚ ወዲ ጠንቋሊት👹🤮👹
@TinaTalkshow
@TinaTalkshow 6 дней назад
ሃገር ተኽለብርሃን! “እንታይ ትብሉ" ንዝበልካዮ ብጽቡቕነቱ ንዉስዶ ዝሓወይ። ብወገነይ ናብ ቃላት ስንጠቓን ትንተናን ምእታዉ ኣየድልን። ንኽቡር ቀዳማይ ሚኒስትርን መንግስቶምን “ ንህዝቢ ትግራይ ኣኽቢርኩም ነዝ ክብሪ ዝተመልኦ መልእኽቲ ብምጽሓፍኩም ንባዕሎም፣ ንመንግስቶምን ብሓፈሽኡ ከዓ ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ልዑል ምስጋናን ክብሪ ኣለኒ! ሰላምን ሓባራዉነትን ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ! To H.E. PM Dr Abiy Ahimed and his government as a whole! Many thanks for the kind and dignifying message forwarded to the respectful people of Tigray. In response, I do have respect for you, your government and the people of Ethiopia as a whole! Peace and togetherness for all Ethiopians”. ዝብል ርኢቶ ይምልሰሎም!
@Tsegay-cg2gm
@Tsegay-cg2gm 6 дней назад
Banda
@kidanehaddish
@kidanehaddish 6 дней назад
ኣብይ ማለት ናይመንግስቱ ሃይለማርያም ጉድለታት ክእርም ከምዝደሊ ብኣንደበቱ ገሊፁ ምዕራብ ትግራይ ምኽፋትን ሓገዝ ንዝጠመየ ምቕራብን ናይመንግስቱ ሃይለማርያም ጌጋታት ኔሮም ኢሉ ኣፍሊጡ። ,ደብዳብን ህልቂትን ሓውዜንውን ክበዝሕን ክስስንን ከምዝነበሮ ምምናዩ ግድንዩ። ሰማእታት ክንብል ከለና ግን ናይሓውዜን ጥራይ ማለትውን ኣይነበረን ብፍላይ ሕዚ ድማ ብኣብይን ኣምሓራ ህግደፍን ጨፍጫፍ ናብ ጆኖሳይድ ዓብዩ, ዓለም ዝመስከረሉ ብቱዋና ፈፃሚ ኣካል መግለፂ ሰማእታት ማለት .ከምተጋሩ ዘጉህየናዃ እንተኾነ ነገር ግን ብቐሊሉ ኣይንርእዮን ። ምኽንያቱ ትግራይ ክወርዋ ምድላዎም ምስወድኡ ኣብይ ከምዚኣ ብትግርኛ ዝተዛረቦ ምዝካርን ድሓር ድማ እሳ ከምዝገበራ ዝርስዕ ትግራዋይ ኣሎ ድዩ ?
@mekonenyemane4034
@mekonenyemane4034 6 дней назад
ንምንታይ ሱቕ ኢልካ ትቕደድ!! ናይ 2011 ዓ/ም ደብዳበ እኮ እዩ። unsubscribe ገይረካ ኣለኹ። ካልኦት እውን ነዚ ናይ ሓሶት ዜና ዘቕርቡ ሰባት ብሎክ ብምግባር ንሓሶቶም ነምክኖ
@dbhddhdhh883
@dbhddhdhh883 4 дня назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ol6ne5zs3g
@user-ol6ne5zs3g 5 дней назад
ከመይ ገይሩ እዩ ከም እንስሳ ዝርእየና ዘሎ እዝ ጴንጠ ዝደልዮ ነገርማ ኣሉ ሕጫጨ ይኡ እዝ
@user-ol6ne5zs3g
@user-ol6ne5zs3g 5 дней назад
ከመይ ገይሩ እዩ ከም እንስሳ ዝርእየና ዘሎ እዝ ጴንጠ ዝደልዮ ነገርማ ኣሉ ሕጫጨ ይኡ እዝ
@user-ol6ne5zs3g
@user-ol6ne5zs3g 5 дней назад
ከመይ ገይሩ እዩ ከም እንስሳ ዝርእየና ዘሎ እዝ ጴንጠ ዝደልዮ ነገርማ ኣሉ ሕጫጨ ይኡ እዝ
@user-ol6ne5zs3g
@user-ol6ne5zs3g 5 дней назад
ከመይ ገይሩ እዩ ከም እንስሳ ዝርእየና ዘሎ እዝ ጴንጠ ዝደልዮ ነገርማ ኣሉ ሕጫጨ ይኡ እዝ
@user-ol6ne5zs3g
@user-ol6ne5zs3g 5 дней назад
ከመይ ገይሩ እዩ ከም እንስሳ ዝርእየና ዘሎ እዝ ጴንጠ ዝደልዮ ነገርማ ኣሉ ሕጫጨ ይኡ እዝ
Далее
Recycled Car Tyres Get a Second Life! ♻️
00:58
Просмотров 699 тыс.
Nobody wanna mess with SHAQ 💀
00:29
Просмотров 1,5 млн