Тёмный

ደፊረ ክምርዐወኪ 1 - ሓፂር ትግርኛ ድራማ | Defire Kmuriaeweki 1 - New Tigrigna Drama 2020 

Lele Entertainment
Подписаться 185 тыс.
Просмотров 189 тыс.
50% 1

Defire Kmriaeweki (ደፊረ ክምርዐወኪ) - New Tigrigna Drama 2019
ቤቲ ሃይላይ ምስ ሲሳይ (ሲስኮ)
ደፊረ ክምርዐወኪ
© Lele Entertainment. Unauthorized Copy, Distribution of Music Video Content is Strictly Prohibited!!
Follow us on:
Website: www.LeleMusika.com/video
Facebook: / lelemusika
Google Plus: plus.google.com/u/0/106009089...
Instagram: / lelemusika
#DefireKmriaeweki #TigrignaDrama #LeleEntertainment
#TigrignaMusic #EthiopianMusic #TigrignaMusic #EritreanMusic #TigrignaMusic2019 #NewTigrignaMusic
More Awesome Videos On Our Channel:
Birtukuan Mebrahtu - Gerewani : • Birtukuan Mebrahtu - G...
Solomon Yikunoamlak - Barchu : • Solomon Yikunoamlak - ...
Filmon Bekele ft Lominat Hayelom - Selam Beluley : • Filimon Bekele ft Lomi...
Fikremariam Gebru - Zew New : • Fikremariam Gebru - Ze...
Wedi Tedros - Number One Girl : • Wedi Tedros (Dawitay) ...
Dj Moris ft Raza Raya - Hie : • Dj Moris ft Raza Raya ...
Tsegay Haregot - NiEiwala - • Tsegay Haregot - NiEiw...
Gere Maetebey - Wedding Video : • New Tigrigna Wedding M...
Girmay Belay - Kolia Tigray : • Girmay Belay (ግርማይ ራያ)...
Kiros Girmay - Kem Sebey : • Kiros Girmay - Kem Seb...
Tesfaldet Zeru - Kef kef : • Tesfaldet Zeru - Kef K...
Wedi Tedros - Selam Selamye : • Wedi Tedros - Selam Se...
Desalegn Zeru - Ethiopia : • Desalegn Zeru - Ethiop...

Развлечения

Опубликовано:

 

23 дек 2019

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 373   
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 4 года назад
ሓደ ሓደ ወለዲ ስለ ዘይተማሃሩ ንጓሎም ኣሕሊፎም እዮም ዝህቡ ከምኡ ኣይይይ መስተውዓሊ ይሃቦም ብሓቂ ሂወት ውሽቲ ከምዚ እውን ኣሎ እዩ ሚስኪን ጓል ኣይትፀገም፣፣፣
@user-nm5ef3lp6j
@user-nm5ef3lp6j 4 года назад
ን ቤቲ ሃይላይ ዝፈቱ like ኣግርጭው የብለለይ
@user-cj9hx9hn5h
@user-cj9hx9hn5h 4 года назад
ካራክተር ቤቲ ሃይላይ ። ኣሰልቻዊ ኮይኑ ተደጋጋሚ ካራክተር / ገጸ ባህሪ ንዝተፈላለየ ጽሑፍን ኣነባብራን ። እንደግና ኣመና ገኒኑ ማለት ንትክደኖ ኣከዳድናን ቅድሚ 3500 ዓመታት ውን ኣብ ህዝቢ ትግርኛ ትግራይን ምስሊ እንበር እዚ ትክተሎ ገጸ ባህሪ ኣማና ዝወረደ ዘጽልእ ምቅይያር ናይ ባህሪ ዘይቡሉ ኣመና ዘጽልእ ። ሪኢቶይ እዩ ። ከም ሰብ ግን ስነ ጥበኛ ንክትከውን ጻዕራም ሰብ ስለ ዝኮነት ይፈትዋን የክብራ ክትብርትዕ ካብዚ ዘለቶ ንላዕሊ ንክትከን ውን ይምነየላ ። ደረስቲ ከኣ ገጸ ባህሪ ጽሕፍኩ እትህብዎ ሰብ ብዝግባእ ኣለልዩ ። የቀንየለይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩ ካብ ሰሜን ትግራይ ( ሳጓ ናይ ሕጂ ኤረትራ ) ።
@rihitaasgele6561
@rihitaasgele6561 4 года назад
@@user-cj9hx9hn5h ትኽክል ኣለኻ ብሓሳብካ ይስማዕማዕ እየ ራሄል ካብ 70 ዳሞ
@tekleweynikahsay9071
@tekleweynikahsay9071 4 года назад
@@user-cj9hx9hn5h ትክካል
@brexzmary2406
@brexzmary2406 4 года назад
ዋዉ ዝገርም ስራሕ እዩ ሲስኮ ሓወይ ቀፅለሉ ኣባኻ እዩ ተስፋና። ይቀፅል ዝብል እስኪ like ግበሩ።
@kahsayemane4559
@kahsayemane4559 4 года назад
ከምዚ ዓይነት ህይወት ቀደም እዩ ነይሩ እምበር ሎምስ ተሪፉ እዩ፡ ኣብዚ ሐዚ ሰዓት ወለድና ክንመሃረሎም እምበር ተደፊርና ክንመፅእ ኣይፈቕዱን። So ፅቡቕ ናይ ገጠር ተዘክሮታት ኣርኢኹምና ደቂ ዓደይ መዓረይ ቀፅልዎ።
@ziongeb2474
@ziongeb2474 4 года назад
Specially by family never say rap my daughter it's not make any sense that is not true
@rahelhaileadwa6509
@rahelhaileadwa6509 4 года назад
እዎ ኣሎ ዝያዳይ ኡፍፍፍፍፍ😭😭😭
@user-ex6tx6cz2j
@user-ex6tx6cz2j 4 года назад
@@ziongeb2474 yes u are right
@zufangrmay249
@zufangrmay249 4 года назад
ኣታ በጃኩም እቲ ፋፃ አጥፈእዎ
@kahsayemane4559
@kahsayemane4559 4 года назад
@@ziongeb2474 You Are Wrghit
@shewittekia294
@shewittekia294 4 года назад
ቤቲየ ቀፅልሉ zyaday ፍትውውው በቃ like ግጨዉ
@user-wl6zn3hk9q
@user-wl6zn3hk9q 3 года назад
እንዲህ እይነት ጭውውት ይብቃል ህግ ይዳኝ
@kbromakelem4503
@kbromakelem4503 4 года назад
ዋው ብጣዕሚ ሓሪፍ ስራሕ 💖💖💖💖 አብ ከምዚኦም ዝበሉ ስሪሕቲ ቀፅልሎም ምስ ባህሊ ዓድና ዝኸይድ ።ኩሉ ስሪሕትኹም አብ ከምዚ ዝበለ ባህሊ ዓደና ዝገልፅ እንተዝከዉን ።
@user-yn9ge4ed8n
@user-yn9ge4ed8n 4 года назад
ኣነስ ገጠር ቦታ ክርኢ ከለኩስ ማራ ናፍቆት ይስመዐኒ
@bmeng9780
@bmeng9780 4 года назад
Me too
@cocosams8486
@cocosams8486 4 года назад
enme
@user-xo7ll7dr3n
@user-xo7ll7dr3n 4 года назад
ኣነ እውን እየ ዝናፍቅ ማዓረይ
@user-yn9ge4ed8n
@user-yn9ge4ed8n 4 года назад
ኣምላክ ስደትና የሕጽረልና ኣሕዋተይ
@user-pn1jz7eg8z
@user-pn1jz7eg8z 4 года назад
እነውን 😢
@aszxaszx6492
@aszxaszx6492 4 года назад
ደቅ ትግራይ ደቂ ዛ ጀግና ዓዲ አጆኩም ቀፅልሉ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ በቲየ ከፈትወኪ
@user-ed7js4ev5f
@user-ed7js4ev5f 4 года назад
ዕድመን ጢዒናን ይሃብኩም ፅሩያት ቀፅልሉ ደቂ ትግራይ
@user-vv1iy7vk6w
@user-vv1iy7vk6w 4 года назад
ኣታ ምሰ ደቀሰና ክትሰድዋ ባይዘወይ ክሪኣ እየ ፅባሕ ዓዘዝ ተክለ እሞ ገለ ተይላትኒ መዳመይ ግን ደመወዝ እሕሕሕ ካባኩም
@user-pn1jz7eg8z
@user-pn1jz7eg8z 4 года назад
ቤትየ ፅብቅቲ ከጥዕመላ ናይ ገጠር ቆልዓ ምኮን 😘😘😘😘😍👌
@samiamare5264
@samiamare5264 4 года назад
እዋይ ኣነ ብኽብረይ መጽዮምኒ ቤቲ ሃይላይ ተዓሚጻ
@fikrselamcomfort1111
@fikrselamcomfort1111 4 года назад
😂😂😂😂😂😂
@merrytube8231
@merrytube8231 4 года назад
Kkkkkkk
@salamispa3389
@salamispa3389 4 года назад
Kkkk
@user-fp3fo4lb2s
@user-fp3fo4lb2s 4 года назад
ክክክክክክክ
@mekele2976
@mekele2976 4 года назад
ደቅይ አደይ ማአረይ ውይ ዘአድና ክጽብቅ ባህና ረሲና ንነብር አለና አውሮፒ ደቅይ አደይ ክብረተየ ሎሚስ ናፍቀ
@mengstabrezene5484
@mengstabrezene5484 4 года назад
ዋዉ ፍልይቲ መልእኽቲ ድራማዊት ሓቂ ክክክክ ቤቲ ሃይላይ ኣቲ ዋዕሮ ጋል ዓደይ ሽኮር ብናይ ዓድና ላጃ ጌርኪ ልብና ሸተት ኣቢልክና☔☔☔☔☔☔☔☔☔💛💜❤ዓወን ወዲ ዓወን ኣኻኺብኪ መጨልቢቢ ገልዒ ዝኸዉን ከፈርኪ/ባርናኺ ሙሊእኺ ከፍትኺ ኣዐግሲ
@berinuarasa9750
@berinuarasa9750 4 года назад
ንፉዕ ደራሲ ንፉዓት ተዋሳእቲ ቀጽልዎ በተለይ ከይተሓለልካ ኣብ ባህሊ ዝነበሩ ደስ በሃሊ እዩ ሓድሓደ ወለዲ ንመርየት ወይ ንግዝያዊ ጥቅሚ ኢሎም ቀደም ደቆም ኣሕሊፎም ሂቦም እዮም።
@gualtigrina5944
@gualtigrina5944 4 года назад
Wooooooo Amlak Tigrina ni hi hzbi Tigrina Eritran Tigrayen hade geberom kem kedemom.nezi bruk wedi kedasi wedi wedasi zebenu lewtoo amennnnnnn🙏🙏🙏.
@yirgaalemu4451
@yirgaalemu4451 4 года назад
milu♥️🇪🇷 ንኣምላክ ዝሰኣኖ የለን።
@user-ig9xo1xj3e
@user-ig9xo1xj3e 4 года назад
ኣሜንንንንንን ምቅርተይ
@gualtigrina5944
@gualtigrina5944 4 года назад
@@yirgaalemu4451 yerga hawey rihus hadish ameten kideten tegberelna ni kulina tezarebti tigrina ka beflay🙏❤
@gualtigrina5944
@gualtigrina5944 4 года назад
@@user-ig9xo1xj3e lwam haftey lidet yegberelki marey🙏❤
@yirgaalemu4451
@yirgaalemu4451 4 года назад
ኣብ ኤርትራ፣ ትግራይ፣ ደምበ ስደት ዘለኩም ኩልኩም/ና ተዛረብቲ ትግርኛ ተዛረብቲ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይኩነልና።
@thanksagain1374
@thanksagain1374 4 года назад
ናይ ብሓቂ ብሉፃትን ንፉዓትን ጭካነን ርህራህየን ኣብ ወለዲ ተፈላልዮም ኣይፈልጡን እቶም ወለዲ ዝወሰንዎ ዉሳነ ልክዕ'ዩ ነይሩ ምኽንያቱ ምእንተ ኽብሮም እቲ ዓርሓ ዓዲ ንጓሎም ይምነይዎ ስለዝነበሩ ስብኣይን ሰበይትን ደጋጊሞም ድሕሪ ምዝታይ ኣቦ ኸዓ ኣይሰነፈን ንኽብሩ ክብል ክብሪ ጓሉ ንኽድፈር ገይሩ ሓንሳብ ንሓዋሩ ድማ ህይወት ጓሉ ስኢኑ ኣዝዩ ደስ ዝብል ስራሕ በዚ መልክዑ ብዙሕ ካብዚ ዝበለፀ ንኽትሰርሑልና ንፅበ ኣብ መወዳእታ እቲ ዓርሓ ዓዲ ምስቲ ኩሉ ነገሩ ቁሩብ ግን ጭካነ ኣይራእኹሉን ምኽንያቱ ናይቲ ዓዲ ዓርሓ ጎበዝንድዩ ምስ ኩሉ ግርምኡ ጭካነ እንተዝሓውሰሉ ነይሩ ኣቤት ክንደይ መጥዓመሉ ብዘይ ቀሎኣለም ግና ዝነኣድ ስራሕ እዩ ቤቲ/ሄለን/ግና ኤብራቮ ሄለን ብራቮ
@user-xd8jm6yh1g
@user-xd8jm6yh1g 4 года назад
ደቂ ትግራይ ማዓረይ ሰላምኩም ይብዛሕ❤🙏🙏🙏
@amenhnasser8504
@amenhnasser8504 4 года назад
ኣብ ገነት ንበሪ ቤቲ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣......ቤቲየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤
@tigraimida2037
@tigraimida2037 4 года назад
ከምዚ ዓይነት መሃሪ ስራሕቲ ቀፅሉሉ
@user-zg2hr1tn2j
@user-zg2hr1tn2j 4 года назад
እዉይ በስመኣም ክተሐዝን ዘይተፀበክዎ ካብ ዘፍረሐኒ ሂወትካ ባዕልካ ምሕላፍ ወይ ሓፍተይ ናይ ቀደም መርዓ ከፅልእ እንካዕ ተረፈ ::
@user-sp7pt2uc5m
@user-sp7pt2uc5m 4 года назад
ዋው ፅቡቅ ተዘክሮ ናይ ወለድና ባህሊ ቀፅልሉ
@user-fw2tx1cd9k
@user-fw2tx1cd9k 4 года назад
ቤቲ ሃይላይ ቆላዓ ገጠር ምኮን ከምሕረልኪ
@beranabebe4614
@beranabebe4614 4 года назад
ብጣዓሚ
@mubaratbangky4564
@mubaratbangky4564 4 года назад
ብጣዕሚ ደሰባሃሊ ትምህርቲ
@BhHb32
@BhHb32 4 года назад
ተጋሩ ኣሕዋትና መኽበርቲ ባህሎም ኩቡራትን ለጋሳትን ተቐበልቲ ጋሻን
@mizeryoutube2585
@mizeryoutube2585 4 года назад
እዋይ ጸላኢና ይተስከር🙉🙉🙉 ኣብ መጨረሽታስ ተፍርሕ😢😏
@mizeryoutube2585
@mizeryoutube2585 4 года назад
ከመይ ሓዲሩኩም አሐዋት ዋዉዉዉ ደስ ዝበለ ድራማ እዩ ግን ኣባኣ ልቤቲስ ተቀይመዮም ኣለኹ 😶 እሞ ባዓለም ል በላዒ ክህብዋ🙉 መመረዐዊኣ ዝነበረ መተሰከሪኣ ገይረምዎ ካብዚ ማሓረኒ😢🙏😫
@Wedigash126
@Wedigash126 4 года назад
wawww wdti film ajokum kexlwo egubat ena beakum I love you ❤❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍 deki tgray shekokur kemey dkum meqsenat 👍👍👍👍
@user-it5sm3ss1p
@user-it5sm3ss1p 4 года назад
አንኳዕ ደሓን መፀኩም ደቂ ተግሪ አሕዊትና❤❤💋💋
@hailegirmay
@hailegirmay 4 года назад
Sisco ጅግና ።ቤቲ ጎበዝ፡ቀፅልሉ
@user-ed7js4ev5f
@user-ed7js4ev5f 4 года назад
ቤቲ ሽኮር ከመይ ድኪ መቅሰን
@fasikamesfun7232
@fasikamesfun7232 4 года назад
እዋይይይይ ሓፍተይ መዓረይ ኣታ ኣምላክ ክንደይ ኢኻ ጸርካና ዘሎኻ ብሓቂ።
@assefahaile2816
@assefahaile2816 4 года назад
ወድዓዊ ታሪኽ በቲ ፍቅር
@user-ys3rw9mg1j
@user-ys3rw9mg1j 2 года назад
ኣየ ባህሊ ዓድና ናፊቅና ምበር በሉ ቀፅልሉ ደቂ ዛሓላል መሬት ትግራይ
@xxtxtentacionmyking4453
@xxtxtentacionmyking4453 4 года назад
ጽብቅ እምበር ናይ ባህላዊ ድራማ ደስ ክብለካ መዓት እዪ። ቀጽሉሉ ደቂ ወይነይ😘 ውይውይ ልታ ጓሎምሲ ለይትደፍራ ኣብየት መንከራ ናይ ገጠር ነገር እኮ ጓል ኣነስተይቲ እኮ ማራ እያ ትጽቀጥ 😔 ሕጂ ድኣ ሽወያ ይስልጥን ኣሎ እዩ።
@roza8592
@roza8592 4 года назад
ክክክክክክ ቤቲ ሽኮር ከጥዕመልኪ ጊን ሳሓቅ ሞይተ ኣቤት ገሬ ወዲ ቀሺ ኣይስማዕ 😍❤
@bmeng9780
@bmeng9780 4 года назад
I know Gerea wedi kashi shekor
@zttgy7054
@zttgy7054 4 года назад
ክክክክክክክክክክ አየ ረዘነ ወለላይ
@roza8592
@roza8592 4 года назад
@@zttgy7054 ክክክክክክክ ረዘነ
@zttgy7054
@zttgy7054 4 года назад
@@roza8592 እሀ እሺ ይቅርታ ሮዛ ዓይነይ
@roza8592
@roza8592 4 года назад
@@zttgy7054 ፀገም የቡሉይ ztt GY ሑቢ
@user-he4zk6fm8z
@user-he4zk6fm8z 4 года назад
ቤቲ ሽኮር 👏👍💕💞🌻🌻🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@greeshiayagrdeshhs8058
@greeshiayagrdeshhs8058 4 года назад
እሞ ድራማ ድዩስ ብትክክል ተሓኒቓ እያ እውይ እውይ ቢቲ ዋይ መንግስተ ሰመይ የዋርስኪ 😢😢😢😢😢😢
@lidunateylidey3595
@lidunateylidey3595 4 года назад
Kakkk nay bhaqi
@abebachanal1036
@abebachanal1036 4 года назад
ውውውውውው ደስ ዝብል ምስ ባህልና ዝከድ ደስ በሃሊ እዩ አብ ገጣር እናከድኩም ብዝሕ ከም ትስርሕልና ተስፋ ንገበር ቀፅልዎ
@user-jm4rc6bw4b
@user-jm4rc6bw4b 3 года назад
waw Konjo Srah Ketslulu Sekorinatat
@zufanabraha2824
@zufanabraha2824 4 года назад
ብጣዕሚ ሓሪፍ ድራማ'ዩ ቀፅልሉ
@selugaltigray6706
@selugaltigray6706 2 года назад
እሰይ ደስ ክብለካ ቀፅሉሉ ተጋሩዋይ
@user-vj3gf5qu1b
@user-vj3gf5qu1b 4 года назад
ብጣዕሚ መሃራይ ዝኾነ ድራማ
@user-ko2hx6mg1m
@user-ko2hx6mg1m 4 года назад
ኣብ ድቃስና ሰዲድኩምዋ ሓባይብ ግን ከይራኣክዋ ኣይድቅስን ❤❤
@yemaryamlij2282
@yemaryamlij2282 4 года назад
Deki Adey Marey Selamkum Yebzahyo Ktslilu👌👌👌👌
@merihhailemichael719
@merihhailemichael719 4 года назад
Wawww bhaqi des zbl srhat qexluwo abeyti msilatat nsumu ntkemelu trgumu ka xubuq gerna zeynfelto blbi mehari zkone ♥️♥️♥️
@efremtecle4234
@efremtecle4234 4 года назад
ኣብቲ ገጠራት ዓድኹም እሞ ተዘራረቡ: ከምዚ ለቢስክሞ ዘለኹም ሓደስቲ ክዳውንቲ ንመርዓን በዓላትን እዮም ዝገብርዎ:: ክትዋስኡ ከለኹም ኣልባሳት እቲ ኣብ ገጠራት ዝነብር ህዝቢ ብልክዕ ክንጸባረቅ ኣለዎ::
@hdhgehe4612
@hdhgehe4612 4 года назад
ዋዉዉዉዉ አሰይ ደስ ዝብል ቀፅለሉ
@marimhas3282
@marimhas3282 4 года назад
ደስ ባሃልቲ
@freespirit1128
@freespirit1128 4 года назад
Great job. This will bring awareness , thank you. The volume of the flute is high though so it was hard to hear the context. Magg be next time you can adjust that.
@fa4r269
@fa4r269 4 года назад
Woww des bahaleti 😍😍😍😍
@user-en7xk5tw7w
@user-en7xk5tw7w 4 года назад
ዕፃ ብቲይ ሃይላይ ኣብ ነብሰይ ምስ በፀሐ ሂወተይ ፍሕ ብትን ኢላ ጋል ብዘይ ክብረታ ኮንቶ እፍፍፍፍፍፍፍ
@zedzed1044
@zedzed1044 4 года назад
I am so sorry
@A.A-ec2gu
@A.A-ec2gu 4 года назад
Very heart 💔 touching dreama 😢
@user-uc9nx8jl8e
@user-uc9nx8jl8e 4 года назад
I Love you mukurateyyy 🌹🌹🌲🌲🇻🇳💕💕💞
@tsegazeabgebremariam5791
@tsegazeabgebremariam5791 4 года назад
Exciting drama!
@user-jj1gx2ei5j
@user-jj1gx2ei5j 4 года назад
እዋይ ገራሚ ዝኸነት ድራማ ቀፅልዎ ጀጋኑና
@roozkiros6065
@roozkiros6065 4 года назад
ደስ ብሃሊት
@Jd-wm8kz
@Jd-wm8kz 4 года назад
ወይ ደቂ ትግራይ ሹኮራት ብጣዕሚ ሰለዙፈቱወኩም ከይረኡኩ ይፅሕፈልኩም ኣለኩ ንመጀመርታ ጊዜይ ኮሜንት ይፅሕፈ ኢለኩሞ ኮመንት ጊጨዉኒ
@biemnettekie3483
@biemnettekie3483 4 года назад
Aytqartswa ktqtsl alewa msay zsemamaie like ygbereley
@AaSs-bt1xy
@AaSs-bt1xy 11 месяцев назад
ኣሰይይይ ደስ ክቡሉ❤❤❤❤❤
@user-og6rk6cx6b
@user-og6rk6cx6b 4 года назад
ዋይይይይይ ሕፍረት ድፈራያ ከምዚ ዝብል ንውልዱ ወላዲ ኻ እንድዒ
@asyaaumor5124
@asyaaumor5124 4 года назад
Wowwww
@slamhslamh2513
@slamhslamh2513 4 года назад
ውይይባህልና ምበር ናፊቅና ኣሕ ስደትት
@sweetlove7985
@sweetlove7985 4 года назад
I remember my place
@user-ov2vc2xu8y
@user-ov2vc2xu8y 4 года назад
ቤቲ ተደፍራ እውይ ሓፍተይ አነሲ ብቆልዓይ ተሞርዕየሰ ኢው ይብል ነይረሰ ዕሸኽ እካ ተሐምም ይብላኒ ነይረን ልመፃ አጋይሽ አነ ግን አይሰማዓክወንን አውያተይ ቀፀልኩ ዳአም
@SaraSarah-vt6oc
@SaraSarah-vt6oc 4 года назад
Semhal gal kkkkkk
@berinuarasa9750
@berinuarasa9750 4 года назад
ሞይተ በቃ
@user-th7ks6dk7g
@user-th7ks6dk7g 4 года назад
kkkkkkkkkk
@user-tz7xj6tj5e
@user-tz7xj6tj5e 4 года назад
kkkkkkkkk
@meharimehari3089
@meharimehari3089 4 года назад
ETA nbret nay sebayki dya tebkyeki niera
@user-qc2hm2qs6d
@user-qc2hm2qs6d 4 года назад
ንፍዕቲ ብሓቂ ጽቡቅ ውሳነ ንጽድቂ ይቆጸር ደንቆሮ ኣቦ።
@user-nu7sh7mt6s
@user-nu7sh7mt6s 4 года назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩም
@genet77
@genet77 4 года назад
Sweet
@richyewkroljrichyewkrolj3294
@richyewkroljrichyewkrolj3294 4 года назад
Btami des zbl eyu abiyi tmhrti eyu ajokum bertueu😍😍😍😍
@galtegeraykuhulo9784
@galtegeraykuhulo9784 4 года назад
Nafek ember ay adey sekor maze ken yekon adena nemeles betami desss balit 💋💋💋👍👍👍👍😍
@user-jr8gj4hk6d
@user-jr8gj4hk6d 4 года назад
ኣስይይይይይ ደስ ዝብል ምስ ባህልና ዝተታሓዘ ቀፅልሉ ደቂ ዓደይ ማዓረይ
@BrhaneG10
@BrhaneG10 4 года назад
the special siseko and beti keep it up
@tg-yh7mp
@tg-yh7mp 4 года назад
መሕዘኒት ድራማ
@user-tk3ud9xk9u
@user-tk3ud9xk9u 4 года назад
Wawww
@genigaltigraytigray7408
@genigaltigraytigray7408 4 года назад
😢 betiway ❤
@selamselam6497
@selamselam6497 4 года назад
ቤቲየ ምቅርቲ ኩሉ የጥዕመልኪ
@user-vv1iy7vk6w
@user-vv1iy7vk6w 4 года назад
ቤቲ ሸኮር
@agosomagosom8730
@agosomagosom8730 4 года назад
beti haylay ah gud rekbki
@Seb15
@Seb15 4 года назад
ዋይ ቤቲየዋ ዝረከበቶ 🙏
@emebetmulu2439
@emebetmulu2439 4 года назад
አብዚ እኒኦ ትግርኛ ትክክለኛ ፁሩይ ትግርኛ ቤቲ ሃይላይ ሽኮር ጎቡዚ ካብዚ ዝበለፀ ንፅበ
@tigistwildemariam2005
@tigistwildemariam2005 4 года назад
Waw konjo beti
@user-ei3kc7le4k
@user-ei3kc7le4k 4 года назад
L love you bety marrrrr
@garmshgg6101
@garmshgg6101 4 года назад
አሰይ ደቀዓድይ ማዓረይ
@samrisamris6369
@samrisamris6369 4 года назад
Xbuq srah 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@greeshiayagrdeshhs8058
@greeshiayagrdeshhs8058 4 года назад
ውይ ቤቲ ሃይለይ ተደፊራ
@blen9505
@blen9505 4 года назад
Ewy kemzi aynet abo do ale eyu temesgen fetari melkam zkone abo slezhabkani i love you more my father
@hhrhhfjfhf706
@hhrhhfjfhf706 4 года назад
ኣትም ሽኮራት
@merrymerry2356
@merrymerry2356 4 года назад
ዋውው ገለ ዓይነት
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 11 месяцев назад
ተጋሩዋይ ❤❤❤
@user-tc1vi8yc6b
@user-tc1vi8yc6b 4 года назад
ትግራይ ዓደይ
@waterfull2907
@waterfull2907 4 года назад
Worqi zikone bahili. Kab north tigraway Akeleguzay
@tsedalmaryam9778
@tsedalmaryam9778 4 года назад
Wowwww nfuat
@wedisbhohaile4758
@wedisbhohaile4758 4 года назад
Wawwww
@user-vv1iy7vk6w
@user-vv1iy7vk6w 4 года назад
ቤቲ ተዓሚፃ ክክክክክክክክ
@mesgenngesom7966
@mesgenngesom7966 4 года назад
ay kem derho edeu fesila.kkkk
@user-vv1iy7vk6w
@user-vv1iy7vk6w 4 года назад
@@mesgenngesom7966 ኣታ ሰሙዑለይ ግዛዕ ይፈሰየልካ ሕልኩሰ ክክክክክክክ
@mesgenngesom7966
@mesgenngesom7966 4 года назад
@@user-vv1iy7vk6w ahbiru.kk..kk.
@user-vv1iy7vk6w
@user-vv1iy7vk6w 4 года назад
@@mesgenngesom7966 kkkkkkkk nbeynka eye eileka
@akcbfvczfdfgff7046
@akcbfvczfdfgff7046 4 года назад
ዋዉዉዉዉ ቤቲ ከሉ ከምሕረሊኺ
@yirgaalemu4451
@yirgaalemu4451 4 года назад
ሲስኮ ዓርከይ በርትዑ።
@user-vs2ww6vr7m
@user-vs2ww6vr7m 4 года назад
ውይ በስማኣም ቤቲ ኣሕዚናትኒ
@wegahtamiki1368
@wegahtamiki1368 4 года назад
Ewayyy god weladikss yehlifu hybeka
@user-zr8rc3zm4h
@user-zr8rc3zm4h 4 года назад
ድፈራ ኢልካስ ኣይዘረባን ኣይናየባታትናን
@user-jn7sj3jb4d
@user-jn7sj3jb4d 4 года назад
ባህላዊ ተዋስኦ ምኳኑ ፅቡቕ እዩ ግን ድፈራ ዝብል ወላዲ የለን ኣይባህልናን ተኣብያ እዉን ወቒዒኻ በሓይሊ ትስደድ እምበር ዘይግበር እዩ ብዝኾነ ንቐፃሊ ቡሉፅ ስራሕ ንፅበ በርትዑልና ደቂ ዓድና
@user-ir8rf9ve2v
@user-ir8rf9ve2v 4 года назад
ቤቲ ሽኮርርርርርር
@biniamandegiorgis7081
@biniamandegiorgis7081 4 года назад
beti haylay beyen do keyrki
Далее
Продаю тачку из гаража мечты :(
52:18
Кто прав?🤔
0:46
Просмотров 2,5 млн
Каха ограбил банк
1:00
Просмотров 1 млн
ВОТ ЖУК ХИТРЫЙ 😂😂
0:42
Просмотров 2,6 млн
Заметили?!😂😂😂 #софянка
0:16
Просмотров 1,7 млн