Тёмный

ዲኮር ሰሪሐ 

Nueud (ንኡድ) Tube
Подписаться 36 тыс.
Просмотров 23 тыс.
50% 1

like, comment, share and subscribe our channel 🙏🙏🙏

Опубликовано:

 

28 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 338   
@NuedTube
@NuedTube 4 месяца назад
ንትህቡና ሃናጺ ርኢቶ ክብረት ይሃበልና ንኹለኩም ናይ ንኡድ ቤተሰብ # ሳብስክራይብ ምግባር ለ ኣይንረስዕ ቤተሰብ 🙏🙏🙏
@ludelude5691
@ludelude5691 4 месяца назад
Beautiful family 👪 ❤❤❤
@SemereGebreHiwet-r6n
@SemereGebreHiwet-r6n 4 месяца назад
Weyyy.kndey.tlmni.yfetweki.andye.neyrey.kema.aye.telaki.gber.gber.weyyyyyyu
@Tsega-ent-27
@Tsega-ent-27 4 месяца назад
ወለላይ ምባል ከይተቃርፂ ትብሉ ሳብስክራይ ግበሩለይ ብሸም ሙኡዝ ለ ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤❤😂😂
@Mko-ol5gp
@Mko-ol5gp 4 месяца назад
ወለላይ ማለት እኮ ክብሪ እዩ ክግደፍ አቡሉን
@Lele-dk1pi
@Lele-dk1pi 4 месяца назад
ዋይ ብሽም ኤምየይ ምንጪ ናሳሓቀይ እባ❤❤
@GgRr-r4y
@GgRr-r4y 4 месяца назад
ሃለውለው ታይ ሽግር አለዎ ክብሪ እዩ ኮ
@weynigaltewahdo2854
@weynigaltewahdo2854 4 месяца назад
ወለላይ ቀፅልሊ👌
@titisabawit3510
@titisabawit3510 4 месяца назад
ኤሚዋይ ፅርይቲ❤❤❤❤ ሽሕ ግዜ ሚልዮን ግዜ ወለላይ በሊ ም/ቱ ወለላኺ ስለልኾነ❤❤❤❤❤❤
@EyerusalemHmaryam
@EyerusalemHmaryam 4 месяца назад
ኣብ ፀለትኩም ዘክሩኒ ኣሕዋተይ ብሰላም መሬት ዓደይ ክምለስ ክላለየኩም ከኣ ብልበይ ይምነ❤🌹ወለላይ ዝፈትዋ ቃል እያ ኤማየ ቀፅልሉ ባዕዳዊ ቋንቋ ዘይንስኻ ምምሳል እዩ ልዕሊ ወለላይ ጥዑም ቃል የለን👸😘❤🌹
@ትግራይዝዓደይስላምኪእዩስ
ብስላም ይእትኪ ዛሓፍተይ🙏
@NardosBerhane-p5k
@NardosBerhane-p5k 4 месяца назад
Kulgize sehakulna na fkri meriayatatna ❤❤❤❤❤❤❤
@AmaenኣሜንyouTube
@AmaenኣሜንyouTube 4 месяца назад
ደስ በሃልቲ ስድራ ቀፅሉሉ❤❤❤❤
@gjryftyftdenaytgalgeriye5603
@gjryftyftdenaytgalgeriye5603 4 месяца назад
በርትዒ ብዝለመድኪዬ ወለላይ ደሞ ደስ ዝብል ቃል እዩ!!
@ludelude5691
@ludelude5691 4 месяца назад
The way you called your husband Wollay is beautiful I love it ❤
@ዜድዕባይኣፅቢ
@ዜድዕባይኣፅቢ 4 месяца назад
ኤምዋይ ወለላ ክትብሊ ከመይ ዲኪ ወለላ ጋለይ ከይትገድፍዮ ዋ ኢለኪ እንየኩ🙄💋💋💋💋💋💋💋💋 ኣነለስ ልስበኣየይ ካብ ደጊም ወለላይ እየ ክብሎ🙏❤❤❤❤❤❤
@Brktitube
@Brktitube 4 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ❤❤❤
@MaMa-el7jq
@MaMa-el7jq 4 месяца назад
ወትኪ በሊ ወለላይ ወለላይ ክትባሃሃሉ ከለኩም ኳ ደስ ምባልኩምዋ❤❤❤❤❤
@kidusaraya4920
@kidusaraya4920 4 месяца назад
ማማ ደኣ መኪና ኣይፈትዋን ድየን ተሸፊነን ግን ዝተባረከ ት ሰድራ ደስ ክትብሉ ነዊሕ ዕድመ ይሃብኩም ፈጣሪ
@Mahdikahsay
@Mahdikahsay 4 месяца назад
Edlegna eki ab hadarki 😢😢😢😢
@MaMa-el7jq
@MaMa-el7jq 4 месяца назад
እኳዕ ተወለድኪ ዝተረፈ ዕድመኪ ይባርክ ፈጣሪ❤❤❤
@Brktitube
@Brktitube 4 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤
@slamaor6578
@slamaor6578 4 месяца назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ኣሕዋተይ❤️❤️❤️
@tirhasagw5728
@tirhasagw5728 4 месяца назад
🎉🎉❤❤🎉🎉❤ my sister, don't worry about what people think that is 🎉 your husband, you can call him whatever you want to🎉❤❤
@Miebi-r7i
@Miebi-r7i 4 месяца назад
ይፈትወኩም እየ😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
@khjh8891
@khjh8891 4 месяца назад
ቃደመይቲ ባዕለይ❤😊
@ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ
ኤሚየይ ምቅርቲ ፍጥረት ክፈትወኹም ኣነስ ምስ ስድራኺ እና ናይሰብ ኣይትገደሲ ዝያዳይ ወለላይ💝ሓዲጋ ቤቢ ድዩ ዘይበለት ቅጭ😂😂
@Merimeri-1619
@Merimeri-1619 4 месяца назад
ባዓቲ ኮመቲ አስሒቅክኒ 😁ከምኣ እያ ትመስል ከማን አነስ ዎለላይ ትብል ቃል ክተዉፅእ ከለ ብጣዕሚ እየ ዝፎትዎ ኢሚየይይ ሽኮር ሓዳርኩም ይባረክ💘🙏
@user-hh4hl1jr7m
@user-hh4hl1jr7m 3 месяца назад
Emuye. Mkrti ketsllu💋💋💋💋💋💋💋💋💋❤❤❤❤
@dbedhr6218
@dbedhr6218 4 месяца назад
መልካም ልደት❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@maryamtsionhizbeyhadera9233
@maryamtsionhizbeyhadera9233 4 месяца назад
Happy birthday 🎂 🥳 🎉 my anjel
@akilove3701
@akilove3701 4 месяца назад
💕❤️❤️❤️❤️💓💓💓❤️❤️❤️
@TadeluDeri
@TadeluDeri 4 месяца назад
ፍቅር በልዮ 😊
@Nunush123
@Nunush123 4 месяца назад
🤔
@gullala4624
@gullala4624 4 месяца назад
😂😂​@@Nunush123
@NebyatTeklit
@NebyatTeklit 4 месяца назад
እስቲ ስዕስዒት ስርሕልና
@ዩቱዩብ
@ዩቱዩብ 4 месяца назад
ታይ እዩ ትምህርቱ ሳዕስዒት?
@fhfgtyyyurt8958
@fhfgtyyyurt8958 4 месяца назад
እንቃዕ ተወለደት❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@حياةحياه-و3ت
@حياةحياه-و3ت 4 месяца назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@AnnoyedBamboo-ui5fz
@AnnoyedBamboo-ui5fz 4 месяца назад
ብዓረበኛ ብሎናት ይባሃል
@Brktitube
@Brktitube 4 месяца назад
ሳበስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤
@Mm-ov7id
@Mm-ov7id 4 месяца назад
አነ ካዓ ወለላይ ክትብልዮ ከለኪ ከመይ ደስ ከም ዝብለኒ ሶ አይትገደስሉ አምለሰተይ ኖ😅 አሚ ባ😂😂
@Brktitube
@Brktitube 4 месяца назад
😂😅ሳብስክራይብ ግበርለይ❤
@ሰሉ-ጀ7ዸ
@ሰሉ-ጀ7ዸ 4 месяца назад
❤❤❤
@mhretgaltewahdo3459
@mhretgaltewahdo3459 4 месяца назад
ቀዳመይቲ😂❤❤❤❤🎉
@Brktitube
@Brktitube 4 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበሪለይ❤
@Taemetube-bo5xo
@Taemetube-bo5xo 4 месяца назад
❤❤❤❤❤❤
@DgGji-u8o
@DgGji-u8o 4 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@محمدمحمد-ق1ه8ض
@محمدمحمد-ق1ه8ض 4 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉
@SalamaSalama123-ur1nj
@SalamaSalama123-ur1nj 4 месяца назад
😍😍😍😍❤️❤️❤️❤️😍😍😍😍
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 4 месяца назад
🎉🎉🎉🎉🎉🎂🎂🎂🎂🎂 ❤❤❤❤
@LoveLovemom-m4r
@LoveLovemom-m4r 4 месяца назад
🎉🎉 🙏🙏🎉🎉🎉🎉❤️❤️❤️❤️❤❤🙏🙏🙏
@ሚሊሚሊ-ጠ4ተ
@ሚሊሚሊ-ጠ4ተ 4 месяца назад
🎉🎉🎉❤❤❤
@Brktitube
@Brktitube 4 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤
@elsaberhe3671
@elsaberhe3671 4 месяца назад
H B D 🧀🎂🍬🍩
@ተሰፋእዩሰንቀይG
@ተሰፋእዩሰንቀይG 4 месяца назад
❤❤❤❤💖💖💖💖🥰🥰🥰🥰💖💖💖🥰🥰💖
@Richagamawit6035
@Richagamawit6035 4 месяца назад
ወለላይያ ኣይትበሊ ኣቱም ህዝቢ ኣብ ቀረባኩም ጥዕና ጣብያ ተልዩ ከይድኩም ተመርመሩ😅ቬቭ ተትብሎ ደስ ምበለኩም ምሽ ምድረ ጠልቆምቆማት
@GfgTyj
@GfgTyj 4 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤
@utsr5458
@utsr5458 4 месяца назад
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@Moha-x2w
@Moha-x2w 4 месяца назад
❤❤🎉🎉🎉
@gullala4624
@gullala4624 4 месяца назад
ከም ደስ ዝበለኪ ማዓረይ ተክኢልክዮ ንባሉ ክትሓዝልዮ ትክእሊ ኢካ ሰብ ማይ ቀጠነ እዩ ዝዛረብ
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 4 месяца назад
ኤሚ ፅሪቲ ወላለይ ዘይኮነሰ ንጉስ ልበይ ዋላ ዎልዮ አምላኽ ዝሃብኪ ስጦታኪ እዩ ከም ዘደልኪ ትፅዉዕዮ ትክእሊ እኪ ናይ ሰብ ነገር ብዙሕ እዩ ዝብልዋ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ቃል ክዳንኩም ይባርኽ እግዚአብሔር አምላኽ❤❤❤ ምቅርተይእዉን እንኳዕ ተወለድኪ ዝተረፈ ዕድመኪ ይባረክ ዕድመ ማቱሳላ ይግበረልኪ❤❤❤
@NuedTube
@NuedTube 4 месяца назад
ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 4 месяца назад
ከም ደስ ዝበልኪ ፀውዕዩ ክፍል ጎድኑ ኢይኺ ንከምዚ ዓይነት ሰብ አይትገደስሎም አነስ ክፈትወኩም ስድራ ሰብአይኽን ስዶራኽን ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ካብ ስደት ልምምፅእ እንተብቂዑኒ ክፋለጦም የደሊ እዩ ❤❤❤❤❤ ፋትትትትትትትትው
@NuedTube
@NuedTube 4 месяца назад
ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ ብታሓጋስ ንቕበል ብቻ ናብ መሬት ዓድኪ ብሰላም የብቕዕኺ 🙏🙏🙏
@mmmarketing5683
@mmmarketing5683 4 месяца назад
ዎዎዎ ታይ ገደሾም መፅላእቲ ወለላይ መዓረይ በልዬ በገዛ ሰብኣይኪ መነዲኣም አዘዝቲ ገይርዎም እዩ ለይስርሖም ሪእኲም ዉፁ እዚ ተከደኒ እዚ ግበሪ አይትበልዋ ታይዶ ሀምልፈጠርክሙዋ ክትቆፃፀርዋ ደሊኲም ስርዓትባ አተዓባብያኲም ላምፀኲም አይተሸኲምና ልገበረት ተገበረት control ክትገብርዋ አይትድለዩ ወይለ አይትርአዩ ናይ ቅንአት ሓማም ተልይኲም❤❤❤ እንካዕ ተወለድኪ ዛጋለይ ሚጢጢየ 🎉🎉🎉🎉 ሽኮራት ዳሕና ጐበዝ ኢኪ ኮ ደስ ባሀሊ ዲኮር ባዕልኪ ዉን ሽኮር
@NuedTube
@NuedTube 4 месяца назад
ክብረት ይሃበለይ ብጣዕሚ እየ ለመስግን ማዓረይ
@ደሰታጓልሃገረትግራይ
@ደሰታጓልሃገረትግራይ 4 месяца назад
ደቂ ማድ ዓይነይ ሓንቲ ማዓልቲ እንዶ ኣሕልፋኒ ኮሞንት ዘይትቅደማ ብሱሩ ከማይ ፈዛታት ላይክ ደስ ኢልኒ ላይክ ናፀፋዕክናኒ ሕለፉ ሓላላተይ ዶሞ ወለላይ ክትብሊ ከለክስ ክንደይ እካ ደስ ውዴ ዘይበልኪ ከምዞም ኣእዱግ እየን ከይትሰምዕየን ኤሚ ሽኮር❤❤🎉🎉
@kahsayemaryamlij199
@kahsayemaryamlij199 4 месяца назад
ከም ደስታኪ ፀውዕዬ ኡሙ ዓይነይ ሑቡሽ ዕደ ኣብ ዝከድኩሞ ኝኝኝኝ ባእ ኣነ ብወገነይ ወለላይ ትብል ቃል ደስ እያ ትብለኒ❤😊😊😊😊
@titimila6283
@titimila6283 4 месяца назад
ከዚ ኣነ ስብኣየይ ወለላይ ኢለ ክፅዎዖ እዩ ደስ ዝብለኒ ስለዚ ቀፅልዮ 🥰
@AXUM13
@AXUM13 4 месяца назад
እረ ከም ደስ ዝበለኪ ኢልኪ ፀውዕዮ ኮሜንታተር አብዚሕክምዎ ማርያምን ከምዚ ግበሪ ከምዚ በሊ ከምዚ ኣይትግበሪ ዋ ኢማ ሓፍተይ ብዙሑ ኣይትገደስሎም ኣብ ርእስኪ ዮም ኮፍ ዝበሉ
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 4 месяца назад
ወለላይ ናይ ፉቅሪ መግለፂ እዩ ብጣዕሚ'ይ ተፈታዊ ስለዘኾነ ቀጽሉሉ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@ሶሊናጓልቶምጀጋኑ
@ሶሊናጓልቶምጀጋኑ 4 месяца назад
ኮመንት ከንብብ እየ መፂአ😂ወለላይ የትበልዮያ ሕቡሸይ ካብ ኣብዘይምልከተካ ጦብለቅ ኢልካ ፈራድን ሓዳግን ትኾንሲሲሲ ንዓኣቶም መሲልኩም እንዶ ኣርእዩናን ዋይዋይ ሕደጉ እንዶ ኣቱም ሰባት😂😂እሙዋይ ምቅርቲ ምሰ ክቡር በዓል ቤትኺን ወድኹም ሓዊሱ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ብጣዕሚሚሚሚሚ ይፈትወኹም የኽብረኹምየ🙏❤
@KhanKhan-kh4im
@KhanKhan-kh4im 4 месяца назад
ፅሪቲ ኢኺ ኮ ባዕልኽውን ፅብቅተይ ፈጣሪ እውን ሪኡ እዩ ሂቡኪ. ፅሩያት ዓዲ ሓም እውን አምላኽ ናይዘልአለም ቃልኪዳንኩም ደቅኹም ይባረኹ ፅሩያተይ ደስስስስ ዝብል ፀባይ ስነ ስርዓት ዋውውውው ❤❤❤❤❤❤❤
@MaMa-el7jq
@MaMa-el7jq 4 месяца назад
ኣትኖ ሓላላተይ ደቂ መዳመይ ኣብዚይ ዲኪን ገዛ ሰሪሕክን😅ኣሻዓ እዩ
@FunnyCookingApron-dj3it
@FunnyCookingApron-dj3it 4 месяца назад
ፍትዋተይ😊❤ ዎ ዞም ኣይትበሊ ዝብሉ ግን😂 ወለላይ ሓዲጋ ዋላ ኾላሊተይ ትበሎ ታይ ኣእተወኩም ህ 😅😅
@Brktitube
@Brktitube 4 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ❤❤
@Brktitube
@Brktitube 4 месяца назад
የገርም እኩ እዩ😂😂
@መብራት-ወ8ኰ
@መብራት-ወ8ኰ 4 месяца назад
አረ ይመቺኹም አነ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ከም ድልየትኺ በልዮ እንታይ ይምልከቶም ሓሳዳት ቀፅልሉ❤❤❤❤ወለላይ ❤❤❤
@FreweiniFreweini
@FreweiniFreweini 4 месяца назад
አረ ሱቕ በልዮም ንበዓል ገዛኺ ወለላይ ዘይበልኪ ንምን ክትብልዮ ዊ ❤️❤️❤️እግዚኣብሄር ኣምላኽና ፍቅርኩም የብዛሓዮ 🙏❤️❤️❤️
@GhhSd-p4t
@GhhSd-p4t 4 месяца назад
ወለላይ ከዓ ሒም ዝበለ ይተሓጎም ቀፅሌሉ ኣነለ ከምኣ እየ ድብሎ ንወለላይ ❤❤❤❤
@dgvh7060
@dgvh7060 4 месяца назад
አቱም ሰባት ንዓኩም ደስ ዝበለኩም ንዓኣ እውን ደስ ይብላ ማለት አይኮነን ሰለዚ ንዓኩም ሰለ ዘይተመቸወኩም ቀይርዮ አይባሃልን ወለላይ እንታይ ፀገም አለዎ😂
@Brktitube
@Brktitube 4 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበረለይ❤
@edon7537
@edon7537 4 месяца назад
ዋይ ሰብ ሰበብ እንታይ ገድሹኩሙ ወለላይተበለት🎉 የኔ ፍቅር ክትብል ድዩ ድለትኩሙ😂😂😂😂😂
@ዜድዕባይኣፅቢ
@ዜድዕባይኣፅቢ 4 месяца назад
😂😂😂😂😂😂 ኣነስ ግርምምምምምም እዩ ኾ ዝብለኒ ኣብናይ ሰብ ሂውት ክንፍትፍት ንደሊ ዋእ🙊😏
@Brktitube
@Brktitube 4 месяца назад
ይገርም እኩ እዩ😂😂 ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤
@edon7537
@edon7537 4 месяца назад
@@Brktitube ጨለ ወለላይ ከይትብል ግን😃🤣😂
@temsgeamlake
@temsgeamlake 4 месяца назад
እንካዕ ተወለድኪ ደጊመ ምቅርተይ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@fitiwihailu-qm7uh
@fitiwihailu-qm7uh 4 месяца назад
ብሰላምን ብጥኢናን ይዕብክን ዘንደቀይ ንባዐል ዲኮራት ኢድ ይባርክ
@ኣደጎይታይምስበልኩእንድየ
ዋይ እንታይ አለው እያ ችግር ወላልይ እንተ በለኪ እንድዩም ፅብቅ እያ ናይ ስብ ነገር አነ እንድያም ንስብአየይ ህያበይ ዝያድይ ፍቅረይ ናተይ እዩ ዝበሉ
@Brktitube
@Brktitube 4 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበሪለይ❤
@khankhan1509
@khankhan1509 4 месяца назад
ብደስ ዝበለኪ ፀዉዕዮ መዓረይ ናይ ሰብ ኣይትስምዒ❤❤❤❤
@kbkejivjr3601
@kbkejivjr3601 4 месяца назад
ኤምየ ድላይኪ በልዮ ሰብ ድአ እንታይ ዘይብል dont worry እንተደሊኪ ፍቅረይ ወለላይ ምዓረይ ህያበይ ከም ድላይኪ በልዮ ኤምየ ምቅርተይ ♥️🌹
@ፍቅሪእዩእምነተይ
@ፍቅሪእዩእምነተይ 4 месяца назад
እንካዕ ተወለድኪ ምቅርተይ መፃኢኺ ብሩህ ይኹን ተማሂርኪ ንወለድኪ እተሖጉሲ ይግበርኪ 🎉🥰🥰
@Bሓፍቲንጉሰ
@Bሓፍቲንጉሰ 4 месяца назад
❤❤❤ይመችኹም ወለላታት
@netsanetalem2975
@netsanetalem2975 4 месяца назад
ብደሰ ዝበልኪ ፅወዕዮ ምቅርተይ ❤
@trhashailu2121
@trhashailu2121 4 месяца назад
ደቂ ሪመይ ሳብስክራይ በሉኒ ብቅንዕነት 🥺🤲😘ፕሮፋይለይ ጠዊኩም
@seft5286
@seft5286 4 месяца назад
ኣነስ ክፈትወኩም እና ሰለ ትሕትናኪ ፅቡቅ እዩ ወለላይ ምባልኪ ካዓ ቀፅልዮ ባዓልኪ እኪ ትመርሕያ ሂወትኪ🎉❤❤❤
@SmilingDinosaurFossils-oi3jx
@SmilingDinosaurFossils-oi3jx 4 месяца назад
ኣነስ ዞም ናይ ትግርኛ ወለላይ ❤ህያበይ❤ ናበይነይ ❤ንጉሰይ / ስተይ❤ ወዘተ ብጣዕሚ እዮም ደስ ዝቡሉኒ መዓር ወለላታት ዝኮንኩም ስድራ ቀፅልሉ ወለላይ ይመችኩም❤
@FeeffCsef
@FeeffCsef 4 месяца назад
አነለ❤❤❤ወለላይ❤❤ንጉሰይ❤❤ህያበይ❤❤"🎉🎉🎉🎉
@okubitteame2744
@okubitteame2744 4 месяца назад
አነ ክፈትወክን መዓት እንድየ ንዓክን ንልድያነ ምስ ልድያ ከኣ ባ ምፀኣና ሓደ መዓልቲ
@mulubrhantsige3837
@mulubrhantsige3837 4 месяца назад
እንኳዕ ተወለድኪ መፃኢኪ ይባረክ ምቅርተይ ኢልኪ ኣብፅሕለይ
@UjJh-yw9hi
@UjJh-yw9hi 4 месяца назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ፅቡቃት ስድራ❤❤እንተ እቲ ብዛዕባ ምፅዋዕ ብደስ ዝበለኪ ፀውዕዮ ሰብ ታይ ይምልከቶ ንዓኺ ዝጥዕመኪ ግበሪ
@senayttesfay4567
@senayttesfay4567 4 месяца назад
ክክክክክክክክ
@rakitv8416
@rakitv8416 4 месяца назад
Heppy birthday ን ሚጣ ሽኮር ብ ውቅሮና ለ ነፋሒቶ ኢና ንብሎ ዛወለላይ ትብልያ ን ሙዑዝ ከይትሓድግያ ደስ ባሀሊት ከም ባዕልኪ እያ❤❤
@Brktitube
@Brktitube 4 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ❤
@mmn7636
@mmn7636 4 месяца назад
እንካዕ ተወለድኪ ማዓረይ❤️🥀🥀 ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ🙏🥰 ወለላይ የትበሊ ኣይትበልዋ😂 መን ኢኹም ንሰኹም ትእዝዝዋ መገዛ ሰብኣያ ደሰ ዝበላ ትበሎ ዋ ደፋራት😂😂አሚየ ከም ድልየትኪ በልዮ❤❤❤❤🎉
@Brktitube
@Brktitube 4 месяца назад
ይገርም እኩዩ😂 ሳብሰክራይብ ግበሪለይ ❤
@mmn7636
@mmn7636 4 месяца назад
@@Brktitube ገይረልኪ ማዓረይ❤️🥰
@Brktitube
@Brktitube 4 месяца назад
@@mmn7636 እሺኒ 👏💞💖💕💗💗
@እንኳንበስላምመጣቹ
@እንኳንበስላምመጣቹ 4 месяца назад
አነስ ክፈትየኩም ❤❤❤❤🎉
@TgLave-si4wl
@TgLave-si4wl 4 месяца назад
እዋይ ዚ ሰብ ወለላይ ኣይትበሊ ያ ታይ ይምልከተኩም ሕሰድና እንድያውም ወለላይ ክትብሊ ከለኪ ጣፍጭ ዝኮነ ኣፍ ኣለኪ ህያበይ ከጥዕመልኪ ማዓት እዩ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉😘😘😘😘
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 4 месяца назад
እንኳዕ ተወለድኪ ምቅርተይ❤🎉 ኣብሲተይ ወለላይ ክትብሃሃሉ ከለኩም ብጣዕሚ ኢኩም ደስ ትብሉ❤🎉
@Eldu.Love.
@Eldu.Love. 4 месяца назад
Wow beautiful 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@swswots6782
@swswots6782 4 месяца назад
አረ ከይትሓድግያ ደስ እያ ትብል ኣነለ ልመፃኢ ባዓል ገዛይ ወለላይ ኢለ እየ ክፅዉዖ ልሓስብለኩ ኣዝያ ጥዕምቲ እያ።
@zayd-m5b
@zayd-m5b 4 месяца назад
ቀዳመይቲ እንካዕ ደሓን መፃኩሙ ዞም ናተይ h,b,d,መዓረይ🦋🦋🎂🎂😘😘
@Brktitube
@Brktitube 4 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ❤
@temsgeamlake
@temsgeamlake 4 месяца назад
ብደስ ዝበለኪ ፀውዕዮ ምቅርተይ ብጣዕሚ እዩ ዘጥዕመልኩም❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@حياةحياه-و3ت
@حياةحياه-و3ت 4 месяца назад
70/ ካሬ ክደይ ክላስ ይስራሕ መልስ ለይ ኣሙዋይ ሸኮር❤❤❤
@NuedTube
@NuedTube 4 месяца назад
ማለት ኣይተረደአንይ ዛሓፍተይ
@salimsolum2208
@salimsolum2208 2 месяца назад
70 Kare mret ​ kendeymedkseyesrih eu zblo❤@@NuedTube
@hdhd7529
@hdhd7529 4 месяца назад
❤❤❤❤
@hadguluul8785
@hadguluul8785 4 месяца назад
Enkae biselam mexakum zfetwekum familie ❤❤❤❤❤❤
@dadsfade477
@dadsfade477 4 месяца назад
አሰይ ደስ ክብል ዲኮርኩም ላቆልዓለ ደስ ትብል ዝተረፈ ዕድምአ ይባረክ ኢሚየይለ ክብረት ይሃብኪ ወለላይ ዝትብል መፀዊዒትኩም ደስ እያትብልኩሉ ሰብደማ እዩ ዝፈትዋ ቀፅሉሉ ዋላ ትባዓል ገዛኪ ወለላይ ክብል ከሎ ከጥዕመሉ ምዕሩገይ ዘይተውሓጠሉ ማይ ገይሩ ይውሓጦ ይመችኩም ኩቡራት ስድራ
@ሓፍቲተጋዳላይ
@ሓፍቲተጋዳላይ 4 месяца назад
ኤሚዋይ ፅሪቲ ፍቅርኺም የብዘሐዮ ፅሩያት ናይ ሰብ ደሞ ኣይትገደስሉ ተደልኺ ዋለላይ ዓይነዋይ ፍቅረይ ወዘተ ዘኣመሰሉ ምፅዊዕ መብትኺ እዩ ❤ኣነዉን ሐዝኳ ስንግል እየ ግን ዳብል ምስ ኾንኹ ወለላይ እየ ዝብሎ 😮❤
@ምቅናይጥዑም
@ምቅናይጥዑም 4 месяца назад
Happy birthday👑 ኤሚየ ወለላይ ምባል ቀፅልሉ ሰብ ተዛራቢ ቤባ ሕቡ ዘይበለት ድዩ ባዕዳዊ ቋንቋታት 🤔🤔
@ethiopiaislovelove9620
@ethiopiaislovelove9620 4 месяца назад
Kkkkkkkkk
@Brihan-dl8pg
@Brihan-dl8pg 4 месяца назад
ባዕዳዊ ቋንቋታትያ😅😅😅
@ksaksaksa3860
@ksaksaksa3860 4 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@hgfgghgvjggf9916
@hgfgghgvjggf9916 4 месяца назад
እካዕ ብሰላም መፃእኹም እንዳ ንኡድ ተናፈቅቲ❤❤❤
@merahawitgaltigray
@merahawitgaltigray 4 месяца назад
ብጣዓሚ ደስ ባሃለቲ family🙏🥰
@ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ
ደስ ክትቡሉ ❤ዞም ናተይ ይፈትወኹም እየ ደሞ ከም ደስ ዝበለኪ በልዮ ብዘይገድስ ናይ ሰባት ኤሙየ 🥰❤
@Brktitube
@Brktitube 4 месяца назад
ሳብሰክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤
@ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ
@@Brktitube እሺ ክብርተይ
@Brktitube
@Brktitube 4 месяца назад
@@ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ እሺ ትበልክ ማሪያም 👏❤💞💖💖
@abushmebrate5812
@abushmebrate5812 4 месяца назад
አረ ወለላይ ደስ ብሃሊ እዩ❤ ኣነውን ወለላይ ዝብለኒ ደስ እዩ ዝብለኒ💙
@AbebaAbeba-zb8fj
@AbebaAbeba-zb8fj 4 месяца назад
አረ ዎልዮ መዓረይ አነ ለ ምስ ፍቅረኛይ ወለላይ ወለላይ ኢና ንባሃሃል ❤❤❤❤
@SgSh-u4o
@SgSh-u4o 4 месяца назад
መልካም ልደት Happy birhday 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@AsdAsd-w2t9q
@AsdAsd-w2t9q 4 месяца назад
❤❤❤❤❤እሚዋይ ሽካሪ❤❤❤
@Mahdikahsay
@Mahdikahsay 4 месяца назад
❤❤❤❤
Далее
КОТЯТА В ОПАСНОСТИ?#cat
00:36
Просмотров 1,1 млн
Редакция. News: 136-я неделя
45:09
Просмотров 973 тыс.
КВН 2024 Встреча выпускников
2:00:41
ዮአዳን (ክፍል 31)
29:20
Просмотров 468 тыс.
2ክፋል ብዛዕባ ፍቅርና
11:47
Просмотров 34 тыс.