Тёмный

ዳኛ ኹን ጊዜ (Dagna Kun Gize) - ፊሊሞን በቀለ (Filimon Bekele) - New Tigrigna Music 2021 

BANA ENTERTAINMENT
Подписаться 108 тыс.
Просмотров 235 тыс.
50% 1

Filimon Bekele is one of the starts we have in Tigrigna music. Dagna Kun gize is one of his lovely songs, Bana infotainment presents you with great honor . Enjoy it!
@BANA INFOTAINMENT
Copyright violation (reproduction, reupload, and edit) of this content is strictly prohibited and will result in immediate copyright strike claim.
#SUBSCRIBE
/ @bana_entertainment

Опубликовано:

 

10 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 489   
@samialyemane
@samialyemane 3 года назад
ኣቦይን ኣድየን ኤርትራውያን!! ኣነ ግን ትግራይ ወይ ሞት ምስልኩ ኣጆኹም ተጋሩ የሕዋተይ💒❤🙏
@wubihaile
@wubihaile 3 года назад
yekenyelna goytay ❤
@merhawimedia8898
@merhawimedia8898 3 года назад
❤️❤️💛💛💛🙏🙏🙏🥰🥰🥰
@asmaerasmaer9441
@asmaerasmaer9441 3 года назад
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@samialyemane
@samialyemane 3 года назад
@@asmaerasmaer9441 ኣብ ጎኒ ዉጹዕ ሙኻን ዘስሕቕ ተኾይኑ ጽቡቕ ገርካ ስሓቕ/ወይ ስሓቒ ክብረተይ!!! እዛ ትስሕቓ /ወይ ትስሕቕያ ዘለኺ/ዘለኻ~ ኣብ ነብስኻ ሕማቕ ምስ ወረደካ ዝስሐቓ እምበር ኣብ ጎንኻ ዝኸውን ኣይክትረክብን ኢኻ/ኢኺ እዚ ኸኣ ስራሕ ፈጣሪ ኢዩ ዝዘርኣኻዮ ኢኻ ትዓጽድ።
@black_____life7668
@black_____life7668 3 года назад
@@samialyemane ኣይትገደሰሎ ንስኻ ጥራሕ
@mikisis2078
@mikisis2078 3 года назад
ንትግራይ እስኪ ፍቅርኩም ብላይክ ግለፁላ ደቂ ዓደይ ማዓረይ ሰሰናዩ ናዓኩም ሙቹዋት ደቂ ሃገረይ😘❤❤❤❤❤
@merhawimedia8898
@merhawimedia8898 3 года назад
❤️❤️❤️💛💛💛🙏🙏🥰🥰🥰🥰
@wlecamewlecame8286
@wlecamewlecame8286 3 года назад
ኣይይይይ ኣጆና እትብል ኣዝያ እያ ኸብደይ ትበለዐን (ተንብዐንላ) 😭💊💔እወ ንብለና ኣለናላ እስቲ ከማይ ዝተመዖ ኣሎዶ 😭😭😭💊💊💊💊💊💔💔💔ፅባሕ ዓባይ ሃገር እያ ትግራይ💪💪💪
@merhawimedia8898
@merhawimedia8898 3 года назад
❤️❤️❤️💛💛💛🙏🙏🥰🥰🥰
@black_____life7668
@black_____life7668 3 года назад
ኣበይ ኣለና ተጋሩ ብዓቕምና ሼርን ላይክ ብምግባር ጀጋኑና ንሓግዝ ህዝብና ንሓግዝ 😭😭😭 ኣጆና ድሕሪ ፀላም ብርሃን ኣሎ❤❤❤❤❤
@netanetgidey9946
@netanetgidey9946 3 года назад
እንኮዕ ብሰላም መፃካ ፍሊ ሽኮር ኣጆና ዓወትና ቀሪባ እያ ካማይ ንፍሊ ዝፎቱ like ገይሩ ይሕለፈ
@merhawimedia8898
@merhawimedia8898 3 года назад
❤️❤️💛💛💛👍👍👍🥰🥰🥰
@shewitgalshireshvi5481
@shewitgalshireshvi5481 3 года назад
❤❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍👍👍
@desnetgebremedhin1632
@desnetgebremedhin1632 3 года назад
ተጋሩ ኣበይ ኣለኩም ላይክ ኣዉሒድኩም ኣታባብዕዎ ንዝ ጀግና ሓዉና
@merhawimedia8898
@merhawimedia8898 3 года назад
❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💪💪💪👍👍👍👍💋💋💋🥰🥰🥰
@Askal7942
@Askal7942 2 года назад
🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰
@user-yv2cs8ml7k
@user-yv2cs8ml7k 3 года назад
ስደት ሓሰም እዬ ዓደይ ህዝብይ ተወረረ አነ አብ ስደት ኮይን አይካለከን ህዝብይ ዓደይ ብለን ዓይኑ 😭💖💖💖
@user-pn3oh9dv1c
@user-pn3oh9dv1c 3 года назад
ኣይዞና ተጋሩዋኒ ፅንዕ ንበል
@user-yv2cs8ml7k
@user-yv2cs8ml7k 3 года назад
@@user-pn3oh9dv1c እሸ ማኣረይ ትግራይ ሃገርና ህዝብ ትግራይ ይዓውት 💗❤❤💪
@merhawimedia8898
@merhawimedia8898 3 года назад
❤️❤️❤️💛💛💛💪💪💪🙏🙏🥰🥰🥰💔💔💔
@mosamohd9049
@mosamohd9049 3 года назад
ጽንዓት ይሃኪ ሃገር ትግራይ 💪🌺👏🇻🇳 ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ እዞም ሰራሒ ቅያ ኣምበሳ ውዲ ሓራስ ነብሪ 🥰🥰🥰❤️♥️♥️♥️❤️❤️❤️❤️🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@merhawimedia8898
@merhawimedia8898 3 года назад
❤️❤️❤️💛💛💛🙏🙏🥰🥰🥰🥰💋💋💋
@mosamohd9049
@mosamohd9049 3 года назад
@@merhawimedia8898 ምቃለይ 🥰🥰🥰👏🌹🌹🌹🌹
@merhawimedia8898
@merhawimedia8898 3 года назад
@@mosamohd9049 የቀንየለይ ለባምይይ ❤️❤️💛💛💛🙏🙏🥰🥰🥰
@mohamedalsalimi8615
@mohamedalsalimi8615 2 года назад
Filmon is my favorite Tigray singer Love from Chad 🇹🇩 Tigray will prevail inshallah❤️💛💊💊
@Gualtigrayyy
@Gualtigrayyy Год назад
Thanks 🎉🎉
@user-lc8ob3sq7g
@user-lc8ob3sq7g 3 года назад
እንኳዕ ብሰላም መፃካ ፋሊ ጀጋኑ አጃና ዓወትን ቀረባ እያ ትግራይ ሃገረ ኪትከወና ኢያ💖❤💗💗💖💖
@merhawimedia8898
@merhawimedia8898 3 года назад
❤️❤️❤️💛💛💛🥰🥰🥰
@user-lc8ob3sq7g
@user-lc8ob3sq7g 3 года назад
@@merhawimedia8898 እሺ ገረልኪይ ማዓረይ
@merhawimedia8898
@merhawimedia8898 3 года назад
@@user-lc8ob3sq7g የቀንየለይ ጓል ዓባይ ትግራይ ደመይይ ❤️❤️❤️💛💛💛🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰💔💔💔💔
@adhanetgebrhans8687
@adhanetgebrhans8687 3 года назад
ፊልይ ሓወይ ወድይ ሩባይ መተዓብተይ 😍😍😍😍"ኣጆና ኣታ "😭😭😭😭😭☝️🙏💪✍️ተባዕ ልሳን ህዝብይ ኣቦ ቃላት ውቅያኖስ ጉሽ እዚ ግዜ ይሕለፍ እሞ 😍😍😍😍☝️💪
@meranfotube9419
@meranfotube9419 3 года назад
እስቲ ኩላትና like ንበሎ ደቂ ትግራይ
@merhawimedia8898
@merhawimedia8898 3 года назад
❤️❤️💛💛👌👌👍👍
@ksa3906
@ksa3906 3 года назад
ፊልየ ❤ተጋርዋይ like ኣይነውሕድ
@lvoetgray3656
@lvoetgray3656 3 года назад
እንኳዕ ብሰላም መፀካ ክብር ሓውና💊💔💔 ትግራይ ትዕወት
@tititigray4923
@tititigray4923 3 года назад
እወ ፊልየ ዓድና ክድፈርስ ከመይ ኢልና ንኽእሎ😭😭😭ኣጆና እወ ደሓን ኣጆና🙏
@user-vd3md4wm6d
@user-vd3md4wm6d 3 года назад
Welcome to እወ አጀና አታ!! ትግራይ ዓደይ ኩሉ ዝብህገኪ ስላምኪ ይብዛሕ 💛❤😍✊
@merhawimedia8898
@merhawimedia8898 3 года назад
❤️❤️💛💛🙏🙏🙏🙏🥰🥰💋💋
@galtigiray8049
@galtigiray8049 3 года назад
በመጀመርያ እንኳዕ በሰላም መፃኢካ ፊሊ ሓወይ ሰደት ሓስም እዩ ዓደይ ህዝበይ ትወሪር ዋይ ዓደይ ዋይ ህዝበይ ኣነም ሰደት ኣዓነተይ ኣነንብዐ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ምስ በልኩንደይ ዓደይ ይብለኩ ኣብ ሩሑቕ ሰፊረ ኣርሐቕ ምስከድኩ ባሕሪ ተሻጊረ ኣጀካ ህዝበይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ንእግዚአብሔር ኣምላክ ምስ ህዝቢ ትግራይ ሓደራ 🙏😭😭😭😭
@danugalshre2440
@danugalshre2440 3 года назад
ፊሊ ወዲ ትግራይ ጅግና እንካዕ ድሓን መጻካ 🙏💊✊️
@user-rz6jg8jc8c
@user-rz6jg8jc8c 3 года назад
ኣጆና ወ ፊላተይ ጅግና❤ተጋሩ ኣበይ ኣለኩም ሸር ዳገበርና ነተባብዓዮ❤
@merhawimedia8898
@merhawimedia8898 3 года назад
❤️❤️💛💛💛💛👌👌👌🥰🥰👍👍
@user-pp2wp6eg9v
@user-pp2wp6eg9v 3 года назад
እወ አለናልኪ ደቂኪ ትግራይ ዓደይ ወላዲተየይ❤️💊✊✊✊
@sarontewelde01
@sarontewelde01 3 года назад
ኣሰይ ፊሊዬ ፅቡቅ ስራሕ ብጣዕሚ ደስ ልብል ❤️❤️❤️ ትግራይና ትዕወት ⛱⛱⛱⛱ብደቃ❤️⛱
@betitigray7216
@betitigray7216 3 года назад
እወ ትግራይ ትዕወት ጅግናይ 💛❤
@user-dr7tk2sl3h
@user-dr7tk2sl3h 3 года назад
ፍሊይ ናትና❤️❤❤️❤️ኣጆና አወ ተጋሩዋይ ደመይ💊💊💊❤❤❤❤❤
@merhawimedia8898
@merhawimedia8898 3 года назад
❤️❤️💛💛💛🥰🥰💔💔💔
@gorg1817
@gorg1817 3 года назад
እንኳዕ በሰላም መፀካ ፊሊተይ ወዲ ዕባይ ትግራይ ኣጅና 😘😭🖤💔😭😭😭😭😭😭😭😭💔💯💯💯💯💯💯💔💔💔🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🧨🎆
@merhawimedia8898
@merhawimedia8898 3 года назад
❤️❤️❤️💛💛💛🥰🥰
@berhanegaletigray264
@berhanegaletigray264 3 года назад
ኣጆና እወ ፅንዓት ንዘይተርፍ ዓወት
@lemlemkahsay8956
@lemlemkahsay8956 3 года назад
Ajona ajona tegaru
@lemlemkahsay8956
@lemlemkahsay8956 3 года назад
Awet awet n hzbi tigray
@Gualraya2112
@Gualraya2112 3 года назад
ዓደይይይይይ ንባዕሉ ኢሉ ክወግሕ እዩ ❤️ 😢🙏
@merhawimedia8898
@merhawimedia8898 3 года назад
❤️❤️💛💛💛🥰🥰💪💪
@user-nl5eb6hq7t
@user-nl5eb6hq7t 3 года назад
ኣጆና ተጋሩዋይ ዓወትና ቀርቡ እዩ ፍሊ ጅግና ተቃላሳይ ኣድናቅትኻ እየ ❤👌💪
@alefumekele3184
@alefumekele3184 3 года назад
አሕሕሕሕ ዓገብ ይብል አሎ ህዝበይ ለወህ ፈታዊ ሰላም አጆና እስቲ ክሓሊፍ እዩ
@merhawimedia8898
@merhawimedia8898 3 года назад
ኣጆና ዓወትና ናይ ግድን እዩ ፈጣሪና ሒዘና ደቂ ደመይይ ❤️❤️❤️💛💛💛🙏🙏🙏💪💪🥰🥰
@black_____life7668
@black_____life7668 3 года назад
ኡይይይይ ዓደየ ወላዲተየ ዓኽኽኽኽ ይኣኽለኪ ባ ዓደይይይ ኡይይይይይ ወላደተይ ህዝበየ ዓደየ ኣጆና ክሓልፍ እዩ 😭😭😭😭😭 ከማይ ዝጎሃየ ኣሎ ዶ
@user-iw3fo4ee2c
@user-iw3fo4ee2c 3 года назад
ወዲ ትግራይ 😍😍♥️💊✊🏾እወ ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ ❤️👌
@adachdamaka2107
@adachdamaka2107 3 года назад
🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪👈👈👍🏽
@merhawimedia8898
@merhawimedia8898 3 года назад
ሰላም ሰላም ተጋሩ ደመይይ ኣጆና ዓወትና ዓባይ ሃገረና ትግራይ ናይ ግድን እዩ ፈጣሪና ሒዘና ❤️❤️💛💛💛🥰🥰🥰🙏🙏🙏💪💪💪
@alganeshberhie1249
@alganeshberhie1249 3 года назад
Tigray people stay strong 💪🏾 ♥️♥️♥️♥️⛱⛱⛱💪🏾
@yerdugerye8656
@yerdugerye8656 Год назад
ኣየ ልብካ ዝትንክፍ ሙዚቃ💔💔 ኣጆና ተጋሩዋይ ክዋክሕ እዩ እግዚአብሔር 🙏🙏🙏💊💊♥️♥️♥️♥️💋 ንመን እልዎ ትግራይ ትዕወት ፊሊየ ጎይታ ጠባይ እንቋዕ ብዳሓን መፃእካ ወዲ ትግራይ ሓላል🥺💊🙏🙏🙏♥️♥️❤❤🌹🌹💊💊💊💊💋💋💋💋💋
@rutaalema1454
@rutaalema1454 3 года назад
ዓደይ ዘይኢደካ አባ ረከበካ❤💛🕊❤💛🕊❤💛🕊😭😭😭😭
@tdf9673
@tdf9673 3 года назад
ፊሊየይ ወድቶም ጀጋኑ ትግራይ ዓደይ ንዘልኣለም ትንበር ዋላ ውን ንስውአልኪ መመሊስና ክነፍርየልኪ ዓደየ😥❤❤❤
@zewdigiday3628
@zewdigiday3628 3 года назад
ኣጆና ኣታ እው ዘይተርፍ ዓወት 💪💪💪
@user-zh8bk4xc9f
@user-zh8bk4xc9f 3 года назад
ፊሊየይ ናትና አቤት ግጥሚ ኡፍፍፍፍ ከብድካ ዝበልዕ ብአካ ኩሉ ግዜ ኢና ንኮርዕ ብሓቂ አርቲስታት ትግራይና ክብሪ ይግባአኩም
@user-yc6hf6ld7u
@user-yc6hf6ld7u 3 года назад
💊💊💊💊💊ወድ ጂግና ኣጀና ኣምላክ ኣሎ 🙏🙏🙏🙏🙏💪💪💪💪💊💊💊💊💊❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@rdfffegfr6136
@rdfffegfr6136 Год назад
ፍሊየ ባዓለ ጥዑም ድምፂ ዕድመ ጥዕናን ይሃብኻ ትግራይ ዓደይ ትንሳኤኺ ያርኢኒ ዛዓደይ ወለላ ማዓት እምበር ዘኒብኪ እህህህህህህ 😢😢😢😢
@LiLi-Gual-irob
@LiLi-Gual-irob 3 года назад
ኣጆና እወ ደቂ ትግራይ መዓረይ ክሓልፍ እዩ
@frewelay4223
@frewelay4223 3 года назад
እወ ኣለናላ ወላዲትና ትግራይ 💪ኣጆና ❤💛👌
@user-qf9pt7rq8n
@user-qf9pt7rq8n 3 года назад
እንዃዕ ብስላም መፃካ ፍሊ ጅግና ፍታዊ ዓዱ ❤💛
@muluokabuy3775
@muluokabuy3775 3 года назад
ይበል ይበል ጀጋኑ ደቂ ቶም ጀጋኑ ኣጀና✊✊
@titig.t3061
@titig.t3061 3 года назад
ኣጆና ክንዕወት ኢና 💊💓
@haftomhintsa4419
@haftomhintsa4419 3 года назад
ኣጆና ኣጆና ታ ኣጆና እስከ ደቂ ትግራይ ዓደይ💝✊ፍሊሞነይ ጅግና ወዲ ህዝቢ💝
@genihabeshawit4346
@genihabeshawit4346 3 года назад
እንካዕ ብሰላም መፃካ ፊሊየ ኣጆና ❤🙏🇻🇳💪
@atsedetsegaye219
@atsedetsegaye219 3 года назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ደርፊ የቅንዬልና❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@Mm-hy3fk
@Mm-hy3fk 3 года назад
ኣጀካ ህዝበይ ዘይሓልፉ የለን ክሓልፉ እዩ😢💊
@gedugedu898
@gedugedu898 3 года назад
ኣጆና ❤💛❤💛
@Tigraweti-r4h
@Tigraweti-r4h 3 года назад
ኣጆና ወ ፊሊየ እካዕ ብሰላም መፃካ❤️🌟❤️⭐️❤️
@helenmokonene2
@helenmokonene2 3 года назад
ኣጆካ ህዝብያ ቀሪብና ኢና❤️💛 Thanks for the music 🙏
@ekhdekeseytan8738
@ekhdekeseytan8738 3 года назад
Awet n hzbi haftukum eritrawit ajokum amlak negerat kikeyaro eu
@trhaskahsayatikemziaytibln5805
@trhaskahsayatikemziaytibln5805 3 года назад
ፍሊ ጎቦዝ ኣብ ልብ ኩሉ ህዝብ ትግራይ ዘላ ገልፅካያ ኣጆና ኣጅና ታ
@samribanqueengh7329
@samribanqueengh7329 3 года назад
ኣጆና ክወግሕ እዩ ንሕበር ተጋሩዋይ❤😍ክፈትወኩም ከዓ😘😘የቅንየልና ፊሊ🙏
@samrisamri5329
@samrisamri5329 3 года назад
ፊሊየይ ኣጆና እሰከ ክሓልፍ እዩ😭😭😭😭😭
@betitigray7216
@betitigray7216 3 года назад
ዌልካም ፊሊየ ወዲ ጅግና ወዲ ህዝቢ💛❤💛❤
@ysigg249
@ysigg249 3 года назад
ፊሊየ ጅግና ወዲ ዓደይ ኣለናያ ትግራይ ዓደይ💊💊💊💪💪💪💔💔💔🙏🙏🙏🙏
@saligalbabag1978
@saligalbabag1978 3 года назад
ፊለይ ጅግና💊❤❤💊💊
@masiberhane6895
@masiberhane6895 3 года назад
ፊሊዬይይ ጅግና ፅብቅ ስራሕ ኣጆና ኽንዕወት ኢና 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳👈
@user-pj1cl5ww3z
@user-pj1cl5ww3z 3 года назад
Well come fliy 🙏🏾 Awetna nay gdn eyu 💪 Selam rahwa ntigray adey 💛❤💘🕊
@liyateklebrhan4858
@liyateklebrhan4858 3 года назад
እንካዕ ደሓን መፃእካ ፍሊ ❤️💛
@user-un2dl3vy3h
@user-un2dl3vy3h 2 года назад
ኣስይ ፊሊየ ፁቡቅ ስራሕ ኣነስ ብክያት መፂኒ ፎእ ዓደይ ስላምኪ ይምለስለይ 😥😥😥💊💊💊💊💛💛💛❤️❤️❤️
@ADONAY_DIVORA143
@ADONAY_DIVORA143 3 года назад
ወዲ በቐለ ናትና😍❤
@user-jb6dh5ux5p
@user-jb6dh5ux5p 3 года назад
ግደፉኒ ኢላቶም ዓደየ😢😥❤❤❤❤❤
@tsgeasefa4689
@tsgeasefa4689 3 года назад
Ajona tegarwani awetna kereba eya n bdel ena gn dma aynsearn knewet ena... ❤️💛❤️💛
@user-dg9uj2tw1k
@user-dg9uj2tw1k 3 года назад
ፊሊ ክቡር ሓዉና ፅቡቕ ስራሕ ቀፅልሉ ደቂ ዓባይ ሃገረ ትግራይ ኣጆና እዉ ክሓልፍ እዩ ዓወትና ከኣ ናይ ግድን እዩ ንኹልኹም ስነ ጥበበኛታት ትግራይን ኣከለጉዛይን ኣብዚ ሐዚ ግዜ ድምፂ ህዝቢ ትኾኑ ዘለኹም ልዑል ክብርን ኣድናቑትን ኣለኒ የቀንየልና
@berikhaftu9430
@berikhaftu9430 Год назад
ኣጆና ጸልሚቱ ኣይተርፍን ክወግሕ እዩ፣ጽናዕ ህዝበይ፣ሓዳጋት ኣይንኹን፣ብዙሕ ዋጋ የኽፍለናሎ።
@weditigray4452
@weditigray4452 3 года назад
ንብዓተይ ኣይከኣልኩን 😢😢😢 እዋይ ህዝበይ ተጠለምካ ባ
@user-dx1xf8jl8o
@user-dx1xf8jl8o 3 года назад
ጀጋኑ🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪
@user-ww4np1jk7p
@user-ww4np1jk7p 3 года назад
ላይክ ንበል ተጋሩ ኣይንሕመቅ ኣጆኻ ንበሎ ንሕናውን
@user-ck1he2iz7j
@user-ck1he2iz7j 3 года назад
ትግራይ ዓደይ እቲ ልዑል ፈጣሪና ፅላሉ የውድቀልኪ ብልየነይ🙇❤❤❤ፍሊዋይ ብዓል ጡዑም ድምፂ💋💟💟💟
@grmawitgualweyn6165
@grmawitgualweyn6165 3 года назад
ፊሊዋይ ተባዕ ወድዞም ጀጋኑ
@tumtialeme43
@tumtialeme43 3 года назад
ኣጆና እወ ፀንዓት ንዘይተርፍ ዓወት❤️❤️❤️❤️💪💪💪💪💪💪💪💪💪🙏🙏
@promisefreedom6423
@promisefreedom6423 3 года назад
እወ ኣጆና እታ ሓላል መሬት ትግራይ ኣፍ ኣውጺኣ ድምጺ ውጹዓት ብዓወት ክተጋውሕ እያ ዓወትና ናይግድን እዩ ትግራይ ትስዕር
@danayttsegay9822
@danayttsegay9822 Год назад
መክሰበይ ወዲ ዐጋመ ደመይ ፁብቅ ስራሕ ወዲ ዓባይ ትግራይ😍😍😍😍😍😍😘😘😘😘
@user-ys8qt6bi6v
@user-ys8qt6bi6v 3 года назад
Asey filey. Tum dmxi edmen tienan yhabka Awet nhzbi tigray 💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
@ሜሪጓልትግራይ
@ሜሪጓልትግራይ 2 года назад
ኣጆና እወ ተጋሩዋይ ኣምላክ ምስ ህዝብና ይኩን
@mikitigray560
@mikitigray560 3 года назад
ፊሊ ጅግና
@berndadesta9679
@berndadesta9679 3 года назад
ድምፀኹም::ክጥዕም:ከየንቲ:ትግራይ::ኹርዓት:ትግራይና:ኢኹም❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏
@user-mr5mh7vj2z
@user-mr5mh7vj2z 3 года назад
ሰላምኪ የስመዐኒ ትግራይ ዓደይ 💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊😘😘😘😘😘🙏🙏🙏🙏
@axumawitkingdom3287
@axumawitkingdom3287 Год назад
ፊሊየ ጅግና ወድቶም ጀጋኑ❤
@edenaraya9795
@edenaraya9795 3 года назад
አጆና❤️💛❤️💛💪💪
@elementsncompounds
@elementsncompounds 3 года назад
I do not speak Tigrinya or Amharic nor am i Ethiopian, however this track speaks to me especially from 2:40…Beautiful i tell you! I am told it is about the current Tigray struggle, my thoughts and prayers are with them.
@user-ov4ee5yi3p
@user-ov4ee5yi3p 3 года назад
ትግራይ ዓደይ ማዓርይ ንቅድሚት ❤️💛😍❤️
@weditigray8621
@weditigray8621 3 года назад
ናይ ህዝቢ ትግራይ ተቛቛማይነትን(resilience) ተፀዋራይነትን ግን ኣዝዩ ዝገርም እዩ። ከምዙይ ዓይነት ንምእማኑ ዘፀግም ኩሉ ዓይነት ግፍዒ ተፃዊሩ ንቕንቕ ዘይብል ህዝቢ እባ ኣብ ዓለም ይህሉ ዶ? መስደመም እዩ። ድሕሪ እዙ ኹሉ መስገልገሊ መጥቃዕቲ ቁዘማ እንተይኮነስ ብሙሉእ ዓርሰ-እምነት "ኣይዞኹም እዞም ደቀይ ሓርኑ ነዙ ፀበባ እዙይ እውን ፈንፂሕናዮ ክንሓልፎ ኢና" ብምባል ሕራነ ዘስንቑ ሽማግለ ኣቦ ክትሰምዕ ከለኻ፣ ክልተ ደቃ ተረሽኖማ ፣ ኣብዑራ ተሓሪዶማ "መቐነት ንምንታይ ድዩ ተፈጢሩ? ከምዙይ ክፅግመና ከሎ ማዓንጣና ክነስጥመሉ እኮ እዩ፣ ስለዚ ማዓንጣና ነስጥም፣ ንፅናዕ፣ ርእስና ኣድኒንና መሬት እናኮትኮትና ንቑዝመሉ ዋላ ሓንቲ ምኽንያት የለን" ኢላ ተደርፂፃ ትዛረብ ኣዶ ትግራወይቲ ክሪኢ ከለኹ እቱ መለስ ዜናዊ ሓደ እዋን "ፈረንጂ ተገሪሞም 'ኣታ 'ዙ ህዝቢ እዙይ መን እዩ' ኢሎምና፣ 'ህዝቢ ትግራይ እዩ' ኢልናዮም" ኢሉ ንጥንካረን ተፀዋራይነትን ህዝቢ ትግራይ ዝገለፆ ተዘኪሩኒ። ህዝቢ ትግራይ ሓያል፣ ህዝቢ ትግራይ ፀዋር፣ ህዝቢ ትግራይ ፅኑዕ!! ዝገርም ህዝቢ፣ ህዝቢ ትግራይ። ሓቦ ተዓጢቑ ሕራነ ዘምህር ህዝቢ፣ ህዝቢ ትግራይ። "እንኳዕ እኳ ካባኹም ተፈጠርና" ንምባል ዝንእሶ ህዝቢ፣ ህዝቢ ትግራይ። ወድሓንኩም!!
@tesfayteklu5420
@tesfayteklu5420 3 года назад
Fantastic music. Very revolutionary. I am proud of you. Continue your good job. Smooth and motivating.
@user-gp7zn7rn8j
@user-gp7zn7rn8j 3 года назад
ፊልሞነይ ጅግና እንኳዕ ዳሓን መፃእካ ዓወት ንዓድና ውድቀት ንወረርቲ
@user-vb5hw6rh5m
@user-vb5hw6rh5m 3 года назад
ኣይይ ሰደት ንብዓት ኮይነ ዓቅማይ እፍፍ ህዝበይ ህዝበይይ ዝይኢደካ ርክብካ ኣሰክ ጌዜ ይፍሮዶ
@mkm4736
@mkm4736 Год назад
ፊላተይ ኣታ ጅግና ጡዑም ድምፁ ታሃራፊ❤❤❤😘😘😘💊💊💊💊✊✊✊👌💋
@roza7068
@roza7068 3 года назад
ትግራይ ዓደይ ክብረተይ 😥🙏✊✊✊❤️ ፊሊዋይ ወዲ ትግራይ ❤❤❤
@user-uc4lc7ve1p
@user-uc4lc7ve1p 3 года назад
ኣጀና ኣጀና ኣጀና እወ ፅናዓት ጥራይ እምበር ክንሰግሮ ኢና ✊✊ምሳ ኣምላኽና🙏🙏🙏
@user-xu8vx9zx8z
@user-xu8vx9zx8z 3 года назад
Adey 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻ትግራይ ትዕወት
@user-yv2cs8ml7k
@user-yv2cs8ml7k 3 года назад
ተጋሩዋኒ 💖💖💖ህዝብይ
@azebnugusse7116
@azebnugusse7116 3 года назад
Yekeniyelna file hawna. Tigray Teser 🙏💯💐
@SGM1991
@SGM1991 3 года назад
ኣጆኹም ተጋሩ ዓወትኩም ናይ ግድን ኢዩ።
@merhawitatsbha
@merhawitatsbha 3 года назад
Kwegih ewe hzbey stay strong ❤💛✊🏾 Xbuk srah fili Habogna Tigraway 🙏
@user-cr1yp9ow6f
@user-cr1yp9ow6f 2 года назад
ኣጆኪ ዓደይ ክወግሕ እዩ በሓይሊ ፈጣሪ🙏🙏🙏😥😥😥😥😥💔💔💔💔💔💔💔😥😥😥
@lizaseid2360
@lizaseid2360 2 года назад
መሰረት ማንነተይ ትግራይ አደይ ሰላምኺ ያርየኒ
@ucuv8427
@ucuv8427 3 года назад
ፊሊ አንቃዕ ብሰለም መፃካ ጅግና ወዲ ዓጋመና
@abrehethansiamtigraweyti1369
@abrehethansiamtigraweyti1369 3 года назад
Our Hero Filimoney ደቂ ወየንቲ ኣጆና
@user-ew6sx7bw8q
@user-ew6sx7bw8q 3 года назад
💗
@user-ew6sx7bw8q
@user-ew6sx7bw8q 3 года назад
💗💗💗💗
@user-hq7ik9kh9l
@user-hq7ik9kh9l 3 года назад
ፊሊ ጅግና ወዲ ህዝቢ💊💊💊❤❤❤
Далее
Вопрос Ребром - Булкин
59:32
Просмотров 786 тыс.