ዴስነት፡ ህዝቢ ብቑጠባን ደረጃ መነባብሮን ማዕረ ንምግባር ዝተበገሰ ቁጠባውን ፖለቲካውን ክልሰ-ሓሳብ ኮይኑ፡ ርእሰ-ማል ብህዝቢ ስለ ዝውነን ነፍሲ ወከፍ ዜጋ ኣብ ቁጠባ ናይቲ ሕብረተሰብ ይሳተፍ፡ ሃብቲ ድማ ናብ ኩሉ ህዝቢ ብማዕረ ይመቓራሕ።
ዓቊሚ ፍርያትን ምቕርሐ ሃብትን ኣብ ኤርትራ ኣብ ከመይ ደረጃ ከም ዘሎ ብንጹር ንምፍላጥ ነዛ ትስዕብ ናይ ኢሰያስ ኣፍወርቂ ቃለመሕተት ምስማዕ ይከኣል እዩ።
ምሉእ ትሕዝቶ ቃለ-መሕተት ኢሰያስ ኣፍወርቂ፡ - • isaias Afwerki intervi...
The communist manifesto፡ www.penguin.co.uk/books/353/3...
ምሉእ ትሕዝቶ ቃለ-መሕተት ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም፡ eri-platform.org/updates/sbs-...
Subscribe;
/ mahderproduction
Follow;
/ mahderproduction
Instagram;
/ mahder_production
@ዳኒ ወዲ-መምህር
profile.php?...
31 авг 2020