Тёмный

ድሕሪ ዕፅዋ ካብ ተጋሩ ደቂ ኣንስትዮ እስራኤል ዝተገበረ ሓገዝ 

Wushatena Media
Подписаться 122 тыс.
Просмотров 14 тыс.
50% 1

✅ ናብ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ዝኸኣልናዮ ንሓግዝ!!
/ @wushatenamedia

Опубликовано:

 

11 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 95   
@user-ru9df1lv4z
@user-ru9df1lv4z 2 года назад
መምህረይ ኣምላክ ንዓኻ ዛሃበና ዕዱሎኛታት ኢና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኻ ምስ ሙሉኡ ስድራቤትኻ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@dfdf851
@dfdf851 2 года назад
ባዕዳዊያን ወረርቲ ምስደቂአነስትዮ እዩም ትቅልስ ነይሮም እምበር ምስአናብስ ስራዊት ትግራይ እማ በይናይ መዓንጦእም።💛❤
@user-yd7er8fu7o
@user-yd7er8fu7o 2 года назад
መምህረይ ክብረት ትግራይና ኩርዓት ህዝብና ሓበን ዓድና ተመስገን ከ ኣምላኬ ንዓኻ ዝሃበና እግዚኣብሔር
@noahpaulos5931
@noahpaulos5931 2 года назад
ኣታ ካልኣይ ወይ ሳልሳይ ዶ ሓጋዚ ከም መምህር ሙሉ የለን, በጃኹም ሓግዝዎ. We need more people like #Mulu to help out people inside tigray right now🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@user-yd7er8fu7o
@user-yd7er8fu7o 2 года назад
በበትኡ ስለ ልኾኑ እምበይ ንትግራይ ልሕግዙ እኮ ኣለውዋ እዮም ትግራይና ወሊዳ እያ ንኣብነት ክንፈ ሓድሽ መርከብ ቦኒቷ በረኸት ………
@user-yd7er8fu7o
@user-yd7er8fu7o 2 года назад
በበትኡ ስለ ልኾኑ እምበይ ንትግራይ ልሕግዙ እኮ ኣለውዋ እዮም ትግራይና ወሊዳ እያ ንኣብነት ክንፈ ሓድሽ መርከብ ቦኒቷ በረኸት ………
@zenewuselemin2184
@zenewuselemin2184 2 года назад
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ኣቦ ውፅዓት ብዝወፀ ይተክኣልኩም ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይመለስ❤💔😢
@amutube9732
@amutube9732 2 года назад
ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይመለስ ኡፍፍ ኣሕዋተይ ማዓረይ ኣጆኩን 😭😭😭
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 2 года назад
ኣሕዋተይ መዓረይ ፀላኢኽን ርእሱ ይደፋእ ንስካትን ጀጋኑ ዋዕሮታት ኢኺ 😥😥😥
@Tigray122
@Tigray122 2 года назад
እህ 💔😭እንታይ ክንብል ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ፍርዱ የውርደሎም ንኩሎም ግፋውያን ወረርቲ 💔😭☝🏽️☝🏽️☝🏽️ ዝሃበ እዝጊ ይሃቦ እዩ እሞ ልዑል እግዛብሄር እንጀራኩም ይባርከልኩም ንኩልኩም ደገፍቲ ውጹዓት ህዝብና ኣብ ጎኒ ውጹዕ ጠጠው ዝበልኩም ኩልኩም ክብሪ ይሃብኩም ልዑል እግዛብሄር 🙏🙏🙏ኩቡር ሓውና መምህር ሙሉ ክኣ እንታይ እሞ ክንብለካ ልዑል እግዛብሄር ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልካ ብኩዱሳኑ እውን ይሓልካ ኣብ ኩሉ ጉዕዞካ ❤️ኩፉእ ኣይትርከብ ኩፉእ ኣይትርከቡ ኩልኩም ደገፍቲ ጽጉማት 🙏🙏🙏
@nebeyatamare5032
@nebeyatamare5032 2 года назад
ዕዲመን ጥዒናን ናዐኻ መምህር ምሉ❤💛❤💛🙏🙏🙏
@luciaaraya5554
@luciaaraya5554 2 года назад
ሰላም ሞሳካ ምሉ ሐውና ሰላም ንዓካ ሕዝብና🙏🙏🙏💪💪💪
@user-le4dq9iv9p
@user-le4dq9iv9p 2 года назад
እንዃዕ ዳሓን መፃካ አቦ ዉፃዓት እግዚአብሔእ አምላክ ብዕድመ ብጥዕና ይማልወልና አሕዋትና ድማ ብዝወፀ ይተከእልክን እግዚአብሔር
@user-zh8bk4xc9f
@user-zh8bk4xc9f 2 года назад
መምህረይ😢💔💔
@user-xj6ul3tj1u
@user-xj6ul3tj1u 2 года назад
*መምህር ሙሉ ብከመይ ንርክቦ ንክእል በጀኩም ሓብሩና*
@almazweldemariam2459
@almazweldemariam2459 2 года назад
መምህረይ ተባረኽ❤👌
@musayemane2268
@musayemane2268 2 года назад
እንኳዕ ብሰላም መፅእካ ኣቦ ውፅዓት 💙💛 እግዚኣብሔር ኣምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን የሃበልና 🙏👌
@shalom5798
@shalom5798 2 года назад
እዞ አራዎት ,, አጆን !!
@ABi585
@ABi585 2 года назад
ኣንተ ጨኒቁና እኮ ከመይ ገይርና ኢና ክንሕግዝ ትፈልጡ እንተሊኩም ታሓባበሩና
@Mama-nu7it
@Mama-nu7it 2 года назад
Begakum mes felatkum kamye gerna kmnseded habruna thank you
@selam801
@selam801 2 года назад
መምህረይ አቦ ወጽዓት ፈጣሪ ዕድመኻ የንወሓዮ🥰 እህህህ አደይን ዓደይን እቲ ጸበባሰ ከመይ ትሓልፍኡ አለኽን😥
@alexxender3396
@alexxender3396 2 года назад
እንካእ ብሰላም መፃእካ መምህረይ ግን ብከመይ መንገድ እና ንሕግዝ እንደሊ ብገንዝብ
@ngstigalkdusmikael2879
@ngstigalkdusmikael2879 2 года назад
ኣጆካ ህዝበይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ኣቱም ገበርቲ ሰናይ ዓስብኩም ኣምላክ ይክፈልኩም መምህር ሙሉ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመ ማቱሳላ ይዓድልካ ናይ እግዚአብሔር ሰብ
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y 2 года назад
መምህር ሙሉ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንዓኻ ዝገልፅ ቃላት የብለን ንሕዋትና እግዚአብሔር አምላክ ብዝወፀ ይተክአልክን ፈጣሪ ሰላም ይመልሰልና
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 2 года назад
እንኳዕ ብስላም መፃእኻ መምህር ሙሉ ጅግና ኣቦ ውፅዓት ሽሕ ዓመት ንበረልና ፀላኢኻ ዓይኑ ይፍስስ💋💋💋💋💋💋💋💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗ኣጆኻ ህዝበይ ክወግሕ እዩ😥😥😥😥
@godisgoodallthetime736
@godisgoodallthetime736 2 года назад
እንኻዕ በሰላም መፃእኻ መምህር ሙሉዋይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ ኣብ ዝኸድካዮ ኩሉ ፈጣሪ ይሓልኻ 😍😍😘😘💐
@havemercyuponme92
@havemercyuponme92 2 года назад
መምህረይ ሙሉ ኵሉ ሳዕ ኣዒንተይ ንብዓት ክመልኣ ከለዋ ፡ጸግኡ ይብዛሕ ብዕድመን ብጥዕናን ያሃብካ ፈተናታት ብዙሕ እዩ ፣ እቲ ኵሉ ዝኽእል ኣምላኽ ይረድኣካ!ኣጆኹም!ኣምላኽ ንህዝብኻ ይባርክ።
@s.t4145
@s.t4145 2 года назад
THANK BROTHER FOR YOUR GOOD JOB WE LOVE ALL
@grmayasefaw2194
@grmayasefaw2194 2 года назад
ብርሃን ገጹ ሙሉ ዓቢ ሰብ እንካዕ ብደሓን መጻኻ ጊዜ የጸብቐልና ኣቦ ሰላም ሙኻንካ ግን ክገልጸልካ ይደሊ ንህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን ሰላም የውርደልና
@user-xj2tx8xy2s
@user-xj2tx8xy2s 2 года назад
መምህር ሙሉ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን የሐብካ 👍
@selamselam6222
@selamselam6222 2 года назад
እግዚአብሔር ፣እድመንጥእናን፣ይሃብካ፣እግዚአብሔር ጸግኡ፣የብዘሐልካ
@frehewetamen2030
@frehewetamen2030 2 года назад
Long life for you
@aabaditmumu2317
@aabaditmumu2317 2 года назад
መምህረይ እንካዕ ሰላም መፃካ እግዚአብሔር አምላክ ሰላም የውርደልና ኣጁክን አሕዋተይ 💔💔
@kidugaltigray8908
@kidugaltigray8908 2 года назад
ኣቦ ውፅዓት ሙሉየ ኣሕዋተይ ብዝወፀአ ይተከአልክን እግዚአብሔር እንኳዕ ትግራወይቲ ኮንኩ
@demey8881
@demey8881 2 года назад
መምህረይ ዓስብካ ካብ ፈጣሪ ርከቦ🙏💗💗💗
@jemberamen9554
@jemberamen9554 2 года назад
እንኳዕ ብሰላም መፃአካ መምህር እግዚአብሔር አምላክ ሰላምና ይመልሰልና
@ilovetigray2337
@ilovetigray2337 2 года назад
Egzbhary adiny Tigray hezbu yhlwany 🙏🇻🇳🇻🇳🙏
@erup9718
@erup9718 2 года назад
ብዝወጾ የተካአልኩም ሰላምኪ የመለስ ትግራይ ዐደይ
@letslasehayle5044
@letslasehayle5044 2 года назад
እንካዕ ብሰላም መፃኻ አቦ ውፁዕ ህዝቢ❤❤❤❤
@sarafalah5949
@sarafalah5949 2 года назад
እንኮዕ ብስላም መፃእኻ ኩውር ሓውና ኣቦ ውፅዓት
@cellcell9216
@cellcell9216 2 года назад
ሰላም ና ይምለሰልና ፈጣሪ ኣጃኪ ትግራይ ዓደይ ካሕልፍ ዩ ኩሉ 💔💔😭😭😭
@user-tn1gj9pc2q
@user-tn1gj9pc2q 2 года назад
እንኳዕ ብሰላም ምፃእካ አቦ ውፅዓት
@user-rh6zq2ty4s
@user-rh6zq2ty4s 2 года назад
እንዃዕ ብሰላም መፃእካ ኣቦ ውፃዓት
@Th-si7zn
@Th-si7zn 8 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤
@user-fx6ys6yd6m
@user-fx6ys6yd6m 2 года назад
Ajokum nitehagagez Tegaruwani
@ትራንስፖርት
@ትራንስፖርት 2 года назад
ከመይ ናገበርኩም ኢኹም እትልእኹ ናብ አዲስ አበባ ድዩ ናብ አላማጣ
@zenewuselemin2184
@zenewuselemin2184 2 года назад
ፅንዓት ይሃብኪ ትግራይ ዓደይ😭😭💔
@zelasiekidani7021
@zelasiekidani7021 2 года назад
እግዚአብሔር አምላክ ስላም አወረዶልና
@user-gt9ud8wi6w
@user-gt9ud8wi6w 2 года назад
❤️🙏
@user-hv9yb6pm9z
@user-hv9yb6pm9z 2 года назад
ደጉዓ ተቤን ሃገረሰላም ልምታይ ዘይራኣይለን ግን👏😢
@slamsa3490
@slamsa3490 2 года назад
አጀኹን ኣሕዋተይ👏😥
@mayamm6870
@mayamm6870 Год назад
💔💔💔🙏🙏🙏🙏🙏
@user-pd4ob7tt6h
@user-pd4ob7tt6h 2 года назад
ናብ ምንታይ እዩ ዝስደድ በጃኩም ተገዲስኩም መሉሱለይ በጃኩም😥
@eyasukfle1096
@eyasukfle1096 2 года назад
😭😭😭😭😭❤❤❤❤❤😭😭😭😭😭😭
@ይኣቢክብራለማርያምእምኩሉ
ነበርቲ እስራኤል ኣሕዋትና እግዚአብሔር አብዚሑ ይሃብክን ንውፁዓት አሕዋትክን ስለዝሓገዝክን ገንዘብክን ይበርክት
@user-gt9ud8wi6w
@user-gt9ud8wi6w 2 года назад
😭😭😭💔💔💔
@trhasberhe1818
@trhasberhe1818 2 года назад
Eway hzibey mearey
@user-le4dq9iv9p
@user-le4dq9iv9p 2 года назад
አጀኩን አሕዋተይ 😭😭
@hiwotgebreamlak4887
@hiwotgebreamlak4887 2 года назад
👍👍🐆🐆🐅🐅💪💪💊💊❤️❤️❤️❤️
@hyatsstte3192
@hyatsstte3192 9 месяцев назад
❤❤❤❤❤🎉🎉
@elsaniraya6745
@elsaniraya6745 Год назад
🙏🙏🙏🙏🙏🙏💚❤️💛💕💙
@user-mp4js3fd4k
@user-mp4js3fd4k 2 года назад
ሰላም ሰላም እን ኳዕ ብዶሒና መፃእኻ
@alemeyimewdatazeyebela6428
@alemeyimewdatazeyebela6428 Год назад
Ajoken kuburana
@senaithadish9105
@senaithadish9105 2 года назад
😭😭😭🖤🖤🖤
@tirhasmeasho9615
@tirhasmeasho9615 2 года назад
♥️♥️♥️♥️
@ጓልተዋህዶትግራይ
@ጓልተዋህዶትግራይ 2 года назад
😍😍😍😍😍😭😭😭👈
@asadiabrsha942
@asadiabrsha942 Год назад
😘😘😘😘🙏🙏🙏❤❤💔💔😢😢
@rishanbitow3197
@rishanbitow3197 2 года назад
🙏🙏❤️💛❤️💛
@blcfgd5748
@blcfgd5748 2 года назад
💊🏆🙏🙏🙏🙏🙏⛪⛪⛪
@noahpaulos5931
@noahpaulos5931 2 года назад
ነዞም ደመኛታት ጽላቲ ናይ ኤርትረኣን ኣምሓራን ከሳብ መወደታኣ ከንፋረዶም ኢና, ኤርትረኣውኣን ነቀርሳ ሕዝብ ትግራይ እዮም
@GalTigray-ky9vt
@GalTigray-ky9vt 2 года назад
❤️💛❤️💛💔😥🙏
@aligeytube786
@aligeytube786 2 года назад
💛💔💊😥😥😭
@miratpur5489
@miratpur5489 2 года назад
💔💔💔💊
@amenberha9075
@amenberha9075 2 года назад
😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔
@letayabraha8373
@letayabraha8373 2 года назад
💔💔💔💔💔
@alganeshteklu6765
@alganeshteklu6765 2 года назад
መምህር ሙሉ ? ብውልቀይ ክሕግዝ ስለዝደለኹ ከመይ ገይሩ ገንዘብ ክሰድድ ይኽእል ስለዝከታተለካ አብ Comment ስደዶ ወይውን ዝካአል እንተኾይኑ ብሽመይ አትኻ አብ WhatsApp ልአኸለይ ምስ ብዙሕ ምስጋና
@vardamariyam7992
@vardamariyam7992 2 года назад
🥰💝😭👌😭🙏
@abdu-dj7hp
@abdu-dj7hp 2 года назад
ፖለትካ ገድፍካ ከምታ ቀድምካ ናይ እዝግሀር ስራሕ
@erup9718
@erup9718 2 года назад
ታይ ሕማቅ ተዛሪቡድዩ
@noahpaulos5931
@noahpaulos5931 2 года назад
ከም ድላዩ አንታይ ገደሰካ ለኽባጥ ሓሳዊ ተረፍ ዓሳ ዲኻ!??
@user-fj8rv8wj2h
@user-fj8rv8wj2h Год назад
እንታይ ሕማቅ ተዛሪቡ ድዩ አሕዋተይ ካብ እግዚአብሔር ዘይፈትዎ ሕማቅ ምፃሓፍ ዘይምክትታል የሐይሽ ምስ ይቅርታ🙏
@kifletadesse5889
@kifletadesse5889 2 года назад
adwa ke tefelata ? kedmi hezi ab adwa kedka kethgze ayreakun
@kirosweldegebriel9728
@kirosweldegebriel9728 2 года назад
Temesgen temesgen temesgen memihir milu b amilaki rikebo
@zebibyonas6700
@zebibyonas6700 2 года назад
Memihir mulu eidmen tienani yehabkin
@Hope-nh6ho
@Hope-nh6ho 2 года назад
Ene meredate efelegalehue enedete lageghe.
@user-iw8fi5iz9h
@user-iw8fi5iz9h 2 года назад
እዋይ መሳኪን ተላጊጽልኩም ወያነ
@erusaman3949
@erusaman3949 Год назад
Eda lmnekum tnberu hbrtseb fo kulgziy redt 🤦‍♂️🤦‍♂️🤦‍♂️😃😃😃😃🤔🤔🤔kmay girkum namhru nEritreawyn txrefu? Nezy kuru sera zfetu hbrtseb🇪🇷💎🤍🇪🇹💪
@rgrg943
@rgrg943 2 года назад
ወዮ ተደፈራ ፊልሚ ሞይታትኹም ተማሃሮ ይንቨርስቲ ንዕነ ተደፊርና በላ ተባሂለን ምዃነን ካባኹም ሃዲሙ ንኢትዮጵያ ዝኣተወ ነጊሩና ናሓሶት ፋብሪካ ትግራዋይ ተሸላሚት ኮይና ኣለ ፎእ ትግራይ ፎእ
@fufu7105
@fufu7105 Год назад
ኣብ ኣዴኻን ኣብ ሓፍትኻን ኣብ ጓልካን ይውዓል እሞ ከመይ ምኻኑ ክተስተማቅሮ ሓሶት ተኾይኑስ😭😭😭😭🙏
@user-qo6cw6tb3c
@user-qo6cw6tb3c 2 года назад
ሓብን ህዝቡ
@bellysam2367
@bellysam2367 2 года назад
እንታይ ይገበር ሻእብያ ጥይትን ኤድስስን (AIDS) እጥቁ አዋዲዱ እዩ ወራር ፈፂሙ እዚኦም አራዊት ፍጥረት ቅድሚ ህዚውን አብናይ ባድመ ኩናት አብ ቤተክርስትያናት ውሽጢ ዝተጠቀምሉ ኮንደም ድርብየምዎ እዚ ብጣእሚ ብጣእሚ እንታይ አይነት ፍጥረታት እያ ኤርትራ አፍርያ
Далее
Faites comme moi
00:14
Просмотров 1,1 млн