Лучшее на RU-vid
Кино
Авто/Мото
Видеоклипы
Животные
Спорт
Игры
Приколы
Развлечения
Хобби
Наука
Авторизоваться
Зарегистрироваться
ጉዕዞ ሂወት ብኸመይ ትኽተልዎ?
18:38
ንጓል-ኣንስተይቲ ኣብ ፍቕሪ ከተውድቐሉ ትኽእል ቀለልቲ ሜላታት!!
20:38
WHAT IS JUSTIN.EXE GONNA DO?! 😱😬 #shorts *WAIT FOR IT!*
00:13
Подземелья Чикен Карри #28 Часть 2 Чёрное небо вампиров (Шастун, Позов, Попов, Гудков)
1:17:02
ЗАКРЫЛИ 32 ИГРОКА на 1 ОСТРОВЕ - МайнШилд 4
17:13
Boots on point 👢
00:24
ድሕሪ'ዞም ባህርያትን ልምድታትን ምጥራየይ ቡዙሕ'የ ተቐይረ.
Motivation with Heaven
Подписаться 22 тыс.
Просмотров 76 тыс.
50%
1
Видео
Поделиться
Скачать
Добавить в
Опубликовано:
19 янв 2023
Поделиться:
Ссылка:
Скачать:
Готовим ссылку...
Добавить в:
Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии :
606
@birikitialemayo3516
Год назад
ንፍዕቲ ዝሓፍተይ ❤ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ 🙏 ትሕትና ሕልና ቅንዕና ጥዑም ቃላት ካብ ሰብ ዝረኽቦ ተስፋ ኢዩ 💐
@eripeace6792
Год назад
ኣመና 'የ ዘድንቀኪ ኣብ ዝልዓለ ጥርዚ ዓወት ክትበጽሒ ዉን ናይ ሎሚ ተስፋ ናይ ጽባሕ ውጺኢት ዩ 'ሞ ኣጆኪ ቀጽሉሉ .🙏
@rimazrezene2642
8 месяцев назад
😅😅😅 1:55 to 1:56 ivb🎉😅is at the oo 2:02
@rimazrezene2642
8 месяцев назад
W. B 🎉 No 🎉😅😢😅q🎉w
@Alekubani12
Год назад
ኣነስ ብብኽያት የ ወዲኤያ ማዕረ ክንደይ ካብ ውሽጠይ ሪሒቀ ኣለኹተማሂረ 😔 ሰንበት ከምቲ መንፈሳዊ ቃል ልበይ መሊእዎ ዝውዕል ምኽርኺ ውን ከምኡ ዩ ነዓይ ሄቨነይ 🔥😍
@user-il3lj2yb7x
Год назад
እዛ ጋል ክትበልሕ ኣወዳድቃ ቃላ ቅሩብ ጥራይ ቅልጣፈ ኣለዎ።ዘመንኪ ይባረኽ
@berheandeberhan1871
Год назад
ዋዕሮሮሮሮ! ኣደ ወሊዳ ትምከን፡ ከማኺ ለባማትን በላሕትን ኣሓትን ደቅን ደቂደቅን የብዝሓልና ። ኣጆኺ ቀጽልዮዮዮ።
@OthmanDigital
Год назад
ምሰጋና ንፈጣሪ ነዚ ክከታተል ዕድመን ጥዕናን ዝሃበኒ ወ ንዓኺ ኸአ ነዚ መሳጢ ሰነ ልቦና መሃሪ ዘቅረብኪለይ ተባረኺ🤲
@user-zh7qv8oz6h
3 месяца назад
❤
@visionhomeschoolingfamily
Год назад
ኣዚኪ ብልጽቲ መንእሰይ ኢኪ ኣምላክ ይባሪኪ ምቅርተይ፡ከማኪ ዝበላ ይብዝሓልና
@yosiefissak3851
Год назад
ብጣዕሚ ብሉጽ ትምርቲ ኣብ ሕብረተሰብና ብሉጽ ሂወት ንኽህልወና ትገብርዮ ዘለኺ ትምርቲ ከየድነቕኩኺ ክሓልፍ ኣይደልን ኣብ ሂወትኪ ምሉእ ጥዕና ኣብ ሓዳርኪ ምሉእ ፍቕሪ የሃብኪ ፈጣሪ እቶም ሳዓብታ ድማ ሸር ላይክ ሳብስክራይብ ንሓግዛ
@teklitweldemicael4843
Год назад
God bless you sister ❤ thanks so much ብሓዕሚ ደስ ዝብል ኣብ ልብና የሕድረልና ሰምዕና ክነብረሉ እግዚአብሔር ልቢ ልድያ ዝኸፈተ ኣዒንተ ልቦናና ይኽፈተልና ቀጽልዮ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኪ ክብርቲ ሓፍተይ ❤
@destagzihar9504
Год назад
ኩሉ ነገር ትዕድልቲ ዩ ንስኺ ደማ ልቦና ኣታሓሳስባ ኩሉ ነገር ዓዲልኪ ኣሎ ብሓቂ ውን ዕድለኛ ኢኺ ናይ ቡሉፃት ብልፅቲ
@merhawitmerhawit7920
Год назад
ካብ ውሽጥካ 😢❤ሓይሊ ጉልበት የድልየካ😢ዘይሓሰብናዬ ዘይገመትናዬ ከየጋጥመና ተጠንቂቅና ብትሩጉም ብምስትውዓል ብንቅሓት ብምሕሳብ ምንባር😢❤
@abrahamghebru8562
Год назад
ናይ ብሓቂ ሄቡ ሽኮር ንሕብረተሰብ ሰናይ ትምህርቲ ቀጽልዮ ❤❤❤💯💯💯😊😊😊
@fessahatewolde2509
Год назад
ብጣዕሚ ትድነቂ መንእሰይ ኢኺ አጆኺ ቀጽልዮ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ Bravo
@filmonwedieyes1345
Год назад
ብጣዓሚ ኣገዳሲ ዝኮነ ምክሪ ከጽልዮ
@user-qe6ub1wt4i
Год назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣገላልጻ ክብርቲ ሓፍተይ ነቲ ብጸርፊ ደንዚዙ ዘሎ እዝንና መግቢ እዝንን ልብን ዝኸውን ሓሳብን ቃላትን ተጠቂምኪ ፈውስዮ እስኪ 2 ኣካውንት ጌረ ሳብስክራይብ ክገብር እየ ።
@rahwatsegu2300
3 месяца назад
ምድናቅ ብኣኺ ጀሚረ ኣለኹ ንዚ ቪድዮ ሰለዝሰራሕክልና የቀኒየልና ሀቨን ሓፍተይ ቀጽልዮ❤❤❤❤❤❤
@E-uh7gp
9 месяцев назад
ኣዚኺ ብልጽቲ ጥራይ ከይኮነ ኣዚኺ ውን ዓባይ ሰብ ኢኺ ናይ ብሓቂ ኣድኒቀኪ ትምርትኺ ፍሉይዩ ከማኽን ኣይኽለኣና ፈጣሪ ዝሓብተይ ቀጽልዮ
@user-vd3fc4dp2p
3 месяца назад
የቀኔልና ሓብተይ ናይ ካብ ሎሚ ምስጋና ጀቢረ ኣለኩ ❤❤❤❤
@brzafhaylu8508
6 месяцев назад
ክትዛረቢ ከለኪ ንእሽተይ ህድእ ተትብሊ ፅብቅ ነይሩ ናይ ብሓቂ ፅብቅ ትምህርቲ እዩ ፍትዉተይ ❤ 😍
@goytomyemane7387
Год назад
ብጣሚ ቡዙሕ ተማሂርና ሄቪተይ ኣብ ቀጻሊ ከሙኢታት ሂዝኪ ክትመጺ ክንጽበ ኢና ታንክስ
@DrWisdomForPresident
Год назад
🥰ብሓቂ ሄቡ ሽኮር Burning Desire ቃልቃል ድብል ዉዕዉዔ ባህግኪ ህዝብኪ Motivate ዝገብር ጵቡቅ ንሕብረተሰብና ዘተባብዕን ዝምህርን ትሰርሒ ኣለኪ። I say it loud that I am very proud of you🥰
@asmerommerhawi5653
Год назад
እንታይ እሞ ክጽሓሊ ፈቪ ሓብተይ ኩሉ ኣብ ወዲ ሰብ ዘል ተዛብክያ ኡኪ ኣነ በኣኪ ኩሉ ግዜ ኩራዓ እያ ፈቪ ሓብተይ መእንኪ ♥♥♥
@Eri-boyy
Год назад
ኣሰይይ ክብርቲ ሓፍተይ ክንደይ ሰብ ኢኪ ሰብ ተዕዉቲ ስለዚ ብወገነይ የመስግነኪ እየ።
@semeregebru4914
Год назад
ጽቡቅ ስራሕ ክብርቲ ሓብተይ ኣብ ትገብርዮ ቪድዮ ፍኹስ ዝበለ ጥዑም ሙዚቃ ኣሰኒኪ እተተቅርብልና ጽቡቅ ነይሩ ።
@ghenethaile2803
Год назад
Asey tsbkti Ajoki ketslyo Egziabher ybarki 👍👍👍
@muluegebresilassie7069
Год назад
ዋው ከማክስ ይብዘሐልና ሓፍተይ ናተይ ቀጽልዮ❤
@bereketmesfun8110
Год назад
One of the greatest young generation keep going ,thank you for pushing us to build up ourselves, big fan of you
@asmaronmeasho4669
Год назад
ሄቨን ሓተይ የቀኔልና ጺቡቅ ትምሕርቲ❤️❤️
@tibletsabraham3019
Год назад
ናይብሓቒ በላሕ ቖልዓ እሾኽ ብበላሓ ትፍጠር እግዛቢሄር እባርኪ ናይብሓቒ ኣዝዩ ደስ ዝብል ትምርቲ ቐጽልዮ
@hanihani2906
Год назад
ዋው ብጣዕሚ ጽቢቅ ኣነ እኮ ብኣኺ ክጅምር ኢየ ምምስጋን ሄቨን ሃብተይ የቀንየልና፡፡
@msganaande8593
Год назад
ሽኮሪና ብምልክዕን ብኣእምሮን መምህር ናይ ብሓቂ ኢለኪ መልኩም
@Henok.M
Год назад
ዋውውው ብፍላይ ኣበ ምሕታት ዘሎ ሓይሊ ፍሉይ ነገር'ዩ።
@tesfomtewelde4773
Год назад
ባሓቒ ደስ ዝብል ትምህርቲ ሄቡ ካባኺ ብዙሕ ኢና ንመሃር Tanks GBU🥰
@samueltesfamikal5961
Год назад
ዋውው ናይ በሓቂ ደስ ዘብል ትምህቲ እዩ ብልጽቲ ሓብተይ ዕድመን ጥዕናን የሃብኪ ፈጣሪ Thank you🥰🥰🥰
@abelgrmayabi6943
Год назад
ብሓቂ ብሓቂ ጽቡቅ ትምህርቲ ሄቩ ሓፍተይ ፡ቀጽልዮ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኪ።
@smretkidane3291
Год назад
ሄቨን ሽኮር ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ትምርቲ ዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ
@saroneman8186
Год назад
Thank you very much l admire you,ብሓቂ ደስ ዘብል ትምርቲ ዩ ቀጽልዮ እግዚኣብሔር ይባርክኪ ኣብነታዊይ ኢኪ ብልጽቲ ድማ
@fanuslove5656
Год назад
ዋውውውውውው ሄቨን ሓፍተይ Egzabiher Amlak Tsegau Ybzhaleki ,Egzabiher Amlak Yhabeley ኣጆኪ ቀጽልዮ,
@abrahamghebru8562
Год назад
ናይ ብሓቂ ሄቡ ለባም ጽቡቅ ንቤተሰብ ጽቡቅ ትምህርቲ ቀጽልዮ ❤❤❤
@samiyatajedin37
Год назад
Kbret yhabelna haftey natey
@seim8185
Год назад
Wawww ሄቨን ሓፍተይ ከም ወትሩ ብልጽቲ ኣጆኪ ቀጽልዮ ብጥዓሚ ተቅርብዮ ብሉጽ ኢዩ።
@yonasmehari1979
Год назад
ዋውውውውውው ብጣዓሚ እየ ዘደንቀኪ ሄቩ ሓፍተይ መሳጥን ማሃሪን ትምህርቲ እዩ ኣብ ስራሕኪ ኣሳልጦ ይምነየልኪ ቀጺልዮ
@danielsium1365
Год назад
ኮኾብ ኢኪ ንስኪ ሽኮሪና ቆልዓ ኣጆኪ ቆጽዮ ናይ ባሓቂ ንፍዕቲ ኢኪ ንስኪ❤❤❤❤❤❤💖
@user-fq7ts1qz3z
5 месяцев назад
ብልፅቲ ሓፍተይ Thanks❤🎉
@eseyastekie4807
Год назад
Really fascinating lesson!!! Thanks a bunch.
@loulhaugs7361
Год назад
Thank you and great Job.!!❤️💐🙏
@alexalextedros2931
Год назад
wawwጽቡቅ ትምህርቲ ቀጽልዮ ሓብተይ ብሉጽ ስራሕ 💕💕💕💓👍
@user-vy8wk8td8f
Год назад
የቀንየልና ። ዛሓፍተይ😘 ማዓረይ ቀፅልሊ ኣጀኪ ፁብቅን ጡዑሙን ዝኮነ ምክሪ ዋውውውውውውው💓👌
@rahelasmerinabelalifestyle5566
Год назад
ጽቡቅ ምክሪ እንድየ ሽኮሪና ህድእ ኢልኪ ብዘይ ታህዋክ ምስትዛረቢ ሐሳብኪ ስሀብን መቀረቱን ይውስክ ቀጽልሉሉ ብራቫ
@መካዕ
Год назад
ንስኺ ውን ብልጽቲ እይኺ ክብርቲ ሓፍቲ Thank you for all the motivational
@biniamkidane7119
Год назад
Thanks heavu haftey edmen tienan yihabki fetari 🙏♥️🙏
@robielhaile6677
Год назад
Bravo hevu abay seb, thanks dear
@tesfuteklezgi72
Год назад
Thanks you for the excellent motivation.
@tfmtm1659
Год назад
Thanks ምጭውቲ ፍጥረት
@tesfutesfu4328
Год назад
ናይ ብሓቂ ብልጽቲ ሰብ ኢኪ ኩሉ ፎሎው ትገብርዮ ይከታተሎ ኢየ ኣድኒቐ ክጸግበኪ ኣይከኣልኩን ሰላምን ጥዕናን ይሃብኪ ሓቢብቲ ኣና
@komando525
Год назад
ናይ ሓቂ ዓቢ ትምህቲ ኢዩ ኣጆኪ በርትዒ::
@rahaserehase1097
Год назад
Thank you god amen hero
@adhanommebrhtu1963
Год назад
ምቅርቲ መምህር ሂወት ዝኾንኪ ጓል ❤❤❤
@kisunsultan4585
Год назад
Thank you for pure advice
@milkiasweldegabr1745
Год назад
ብጣዕሚ የ ዘድንቀኪ ክብርቲ ሓፍተይ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@user-ey3xc8zt6o
Год назад
ሄቪ ሓፍትና የቀንየልና ጽቡቅ ትምህርቲ
@berhaneteklehaymanot7663
Год назад
ይቅንየልና ስለ እቲ ዝሃብክና ምኽሪ ክብርቲ ሓፍተይ ዕድመን ጥዕናን የሃብኪ ኣብ ፌስቡስ ናትኪ ምኽሪ ተቆራርጹ ይመጸኣኒ እዩ ሎሚ ግን ኣጋጣሚ ኣብ ሞባይለይ ምሉእ ትሕዝቶ ናትኪ መጺእኒ .I am writing you the first comment today. I will subscribe you too keep up the good advice❤🙏
@abrahamghebru8562
Год назад
ናይ ብሓቂ ናይ ብሓቂ ናይ ብሓቂ ሄቡ ሰፊሕ ልባ ጸግኡ የብዝሓልኪ ❤❤❤💯💯💯💯
@user-mq2cq1uc9z
7 месяцев назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ ኣምላክ ያሓግዝኪ ሄብ ሓፍተይ❤❤❤❤❤❤❤
@biniamgere9078
Год назад
Nay bahki nefte ajke abegnki alena gul eri shekor ❤
@yohannesokbamariam
Год назад
መምህር ሂወት ሄቪተይ እንካዕ ብድሓን መጻኺ ❣️❣️❣️
@filmongebrehiwet4060
Год назад
ናይ ብሓቂ ሄቩ ሓብተይ good idea pleas keep it
@tdf8250
3 месяца назад
ናይ ብሓቂ በላሕ ጓል የቀንየልና 🙏
@lulamsgina8347
Год назад
Thankyou heavu shikor
@meharitadese6356
Год назад
Thanks Hevu haftey🙏🙏🙏
@teamsongoldneh1057
Год назад
Tnx for Golden advise❤
@user-bn5zp4yq8j
6 месяцев назад
Thanks heven haftey ❤
@bereketasgedom8381
Год назад
Very nice I am appreciated your inspiring motivational word be continued ❤❤❤🙏🙏🙏
@habenasmerom-sv1jf
Год назад
Thanks my sis nay behaqi btaumi des zbl hanaxi tmhrti so kexlyo
@teameberhe8240
Год назад
Thank you mkrti haftey
@msganaestfanos2371
Год назад
Thanks more my sis ❤god bless you 🙏
@robielkahsay6090
Год назад
Thanks heavi haftey btaemi des zbl mhari tmhrti qexlyo ab sraki awetn asalton ymneyelki edmen tenan yehabki zehaftey mearey 👍👏
@yorusokbay301
Год назад
Thanks 🙏 zhaftey kbret yhabelna
@liebetsegu1995
Год назад
ናይ ባሓቂ ዓባይ ሰብ tankes
@savanah6075
Год назад
ሄቨነይ ናይ ብሓቂ ዓበይቲ ዝኮኑ ሓሳባትን ትምርትን ኢኪ ሂብክና እሞ THANKS
@luwammicael6681
Год назад
Well said it really is very motivating speech . Keep it up
@petrosrezene9130
Год назад
Thanks heavu haftey
@user-nw4ng8kn5k
3 месяца назад
ሂቨን ብጣሚ ንፍዕቲ ኤኪ ኣገዳሲ ትምህርቲ አዩ መሰንጀር ዘለና ሕቶታት ክንሓተኪ ኣነ ተከታታሊኪ አየ ከምዚ ዓይነታት ወስክና ንፍዒ ኣጆኪ
@asmeretzewude
Год назад
ናይ ባሓቂ ጽብቅ ትምርቲ ኣነ ብዙሕ ነገር እየ ተማሂረ ካብዛ ቪዶ ኣጆኪ በርቲዒ ቀጽል
@tekluyohannes8217
Год назад
ንፍዕትን ብልጽትን ሓብትና ቀጽልዮ🥰🥰🥰🥰🥰💐💐💐💐💐🥰🥰💯💯🥰💯🥰💯
@Welie417
Год назад
kabza zelekuwa bed tesia’s gele neger ni kgebr inspire gerkni Heaven haftey, i don’t have words to express you) Thanks a lot, much appreciated you! ❤
@yonaswelday5528
Год назад
Well Come Hevu good job thanks be continue
@tigistabraham4131
Год назад
Ati kuli mehari u amlakk,brkkk yblki eti nay lbey zereba zewxaki thanks so mach
@aidahaile6735
Год назад
Aseyyyyyy shikor i love your speech my father give me every day a very lovely comment 🥰🥰🤗🤗🤗🤗👍🏾👍🏾👍🏾 thanks a lot keep going 💝💝
@LwamLwam-gt5bv
7 месяцев назад
ክትዛረቢ ከለኪ ቁሩብ ህድእ ተትብሊ ፅቡቅ ነይሩ ሄፌነይ and ቀፅሉሉ ጅግና ለባም ኢኪ
@wediyemane4177
Год назад
Wel Done! Thanks more and keep up!
@weldayhagos2490
Год назад
ናይ ኩሉ ግዜ ተኸታታሊኺ እየ ዕድመን ጥዕናን ከዓ ይምነየልኪ
@brhaneggg7311
Год назад
ብልፅቲ ብሓቂ
@eden6931
Год назад
Thank you Hevu haftey ketslyo ane kea jemarit eye butshuni.
@gebrehiwetokbay4933
Год назад
ሄቨን ሽኮር እንቃዕ ብድሓን መጻእኪ ❤❤❤❤
@user-iy3io5lp8q
Год назад
Thanks Heven our sissssssssss may god bless you. We love you!
@tadyalemu4954
Год назад
Great message keep up the good work God bless you beautiful 🙏
@user-sx7jq6bf4m
Год назад
Heveney I really appreciate it 🙏 God bless you my smart girl 👧 🙏 ❤ 😘
@egzetneegzetne6186
Год назад
Thank so much really.
@diletbrhane9130
Год назад
Thanks 🙏 mearey Egziabhier edme yhabki
Далее
18:38
ጉዕዞ ሂወት ብኸመይ ትኽተልዎ?
Просмотров 19 тыс.
20:38
ንጓል-ኣንስተይቲ ኣብ ፍቕሪ ከተውድቐሉ ትኽእል ቀለልቲ ሜላታት!!
Просмотров 5 тыс.
00:13
WHAT IS JUSTIN.EXE GONNA DO?! 😱😬 #shorts *WAIT FOR IT!*
Просмотров 3,9 млн
1:17:02
Подземелья Чикен Карри #28 Часть 2 Чёрное небо вампиров (Шастун, Позов, Попов, Гудков)
Просмотров 873 тыс.
17:13
ЗАКРЫЛИ 32 ИГРОКА на 1 ОСТРОВЕ - МайнШилд 4
Просмотров 246 тыс.
00:24
Boots on point 👢
Просмотров 2,5 млн
12:27
ምስ መርዛም ሰብ ከመይ ጌርና ንገጥም:, how to deal with toxic people
Просмотров 25 тыс.
8:57
ደቀ’ንስትዮ ንቁምነገር ዝሓርይኦ ወዲ ተባዕታይ ከመይ ዝበለ'ዩ?
Просмотров 8 тыс.
4:31
ሁሌም በኛ ቁጥጥር ውስጥ የሆነውንና ያልሆነውን ማወቅ
Просмотров 70
8:32
ንገዛእ ርእስኻ ንበር፡ ክትከብር
Просмотров 57 тыс.
29:48
ትረኻ መጽሓፍ ሕሰብ'ሞ ክትህብትም. Part 1 Think & Grow rich Tigrinya
Просмотров 14 тыс.
12:01
ኣብ ዝርርብ እቲ ዝበዝሐ ሚኢታዊት እንታይ ኢልካ ዘይኮነ ከመይ ኢልካ'ዩ ዝርአ.
Просмотров 21 тыс.
19:54
ምህናጽ ርእሰ-ምትእምማን!!
Просмотров 41 тыс.
20:05
ኣብ ገጽና ዘሎ ጸገማት ኣጽርይ ዘብለልና ማስክ ኩሉ ግዜ ጋል 18 ዘምስለና ወላ ጋል40 ንኹን # Anti Agent face mask you look 18 years
Просмотров 84 тыс.
37:42
ደቂ ተባዕትዮ ዘይፈትውወን ባህርያት ናይ ደቂ ኣንስትዮ
Просмотров 38 тыс.
14:53
ሂወትና ኣሰልቻዊ ዝኾነሉ ምኽንይት እንታይ'ዩ?
Просмотров 5 тыс.
00:13
WHAT IS JUSTIN.EXE GONNA DO?! 😱😬 #shorts *WAIT FOR IT!*
Просмотров 3,9 млн