Тёмный

ድሕሪ 7 ዓመት ስደት ጉዕዞ ንትግራይ ቻው ሱዕዲ ብዓል ትንሳኤ ምስ ስድራ ቤት 

Sami Tigray Media
Подписаться 47 тыс.
Просмотров 26 тыс.
50% 1

Хобби

Опубликовано:

 

1 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 734   
@adyoMan-oc6kw
@adyoMan-oc6kw Месяц назад
ብሰላም እተ ወድነይ ሰብስክራይብ ግበሩለይ ኣነለ ዓደይ ክኣቲ ኣሕዋተይ🥰🙏
@user-ze6kj9pe8v
@user-ze6kj9pe8v Месяц назад
❤❤❤🎉🎉🎉
@mmero8085
@mmero8085 Месяц назад
@HshJbdj
@HshJbdj Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@maggyshow
@maggyshow Месяц назад
ብጣዕሚ ደስ ይብል እንኳዕ ናብዚ ኣብቅዐካ ክቡር ሓዉ ብሰላም እተ
@trhashailu2121
@trhashailu2121 Месяц назад
ፕራንክ እኙ እኳ😂
@samitigray4537
@samitigray4537 Месяц назад
ወድኖ ኣታ ብሩክ ሰብ ምምፃእ እካ ኣይተርፍን ዋኢ 😂😂
@maggyshow
@maggyshow Месяц назад
ዋይ 😂 😂 የመና ደስታ ኮዩ ተቀዳዲመ ኮሜንት ጺሒፈ 😂😂
@nebyat2363
@nebyat2363 Месяц назад
ሳሚ ሓቂካ ዲዩ አነ አይአመንኩን
@alemdesta454
@alemdesta454 Месяц назад
ማጊ ፀባየ ሰናይ😍💙
@Alukahsu
@Alukahsu Месяц назад
ሳምዋይ ሓቒ ተኾይኑ ብሰላም የእትይኻ ታይ ኾይነ ባ በይነይ ልቐረኹ መሲልኒ ኣብ ስደት ኡፍፍ😢
@user-bd2vs4mc9j
@user-bd2vs4mc9j Месяц назад
በጃኻ ሳሚ ሓወይ ብስም ቅዱስ ሚካኤል ብድዮ ስረሐለይ ገደም ቅዱስ ሚካኤል ኣብ ወረዳ ክልተ ኣውላእሎ ዳኣብርሃ ወ ኣፅብሃ ሕልፍ ኢልካ ይርከብ ሓጉዙና ኢሎምና ኣቦታትና እና ብዩትብካ ዘርገሐልና ስልክኻ ሃበኒ ብውሽጢ ክልእኸልካ ናይ ባዕሉ ኣካውንቲ ኩሉ ነገር ክልእኸልካ ዝሓወይ ተሓባበረና😢❤
@samitigray4537
@samitigray4537 Месяц назад
ብሳሚ ትግራይ fb ርከብኒ
@user-bd2vs4mc9j
@user-bd2vs4mc9j Месяц назад
@@samitigray4537 እሺ ዝሓወይ
@user-bd2vs4mc9j
@user-bd2vs4mc9j Месяц назад
@@samitigray4537 ብመሰንጀር ሊእኸልካ ኣለኹ ሳሚ ሓወይ 🙏
@TsegaGhiwet-qv8fz
@TsegaGhiwet-qv8fz Месяц назад
ኣበይ ጣብያ ማለት እዩ መዓረይ 🙏🙏🙏
@user-bd2vs4mc9j
@user-bd2vs4mc9j Месяц назад
@@TsegaGhiwet-qv8fz ጣብያ ድብረፅዮን ቁሸት ዓብያ ዓዲ ማዓረይ ንእሸተይ ዳኣብርሃ ወኣፅብሃ ሕልፍ ኢልካ ይርከብ ❤
@user-ox7hj9du3h
@user-ox7hj9du3h Месяц назад
ኣነስ ብኡነት በክየ ዋ ልኩላትና ኢካ ጎዲእካና ኣውደኣመት ምስ ስድራይ ተሓጊሰ ክውዕል ኢልካ ብዘይ ውነይ ዓደይ በፂሐ ዋ ወድኖ የገደፍካልናይ🥺🙏❤
@user-ll9ch7vh5h
@user-ll9ch7vh5h Месяц назад
ሳሚየ ኣይተደንግፀናባ ኣብ ሱዑዲ ዓረብ ዘለናኮ ዓብይ ተሰፋና ኢካ 😢❤
@sarayan525
@sarayan525 Месяц назад
ናይ ብሓቂ መሲሉኒ ነይሩ ካብ መጨረሻ ምርአይ ፅቡቅ እዩ ግን ልብና አምሊቅኻያ ሳሚየይ ❤❤❤❤❤❤❤
@user-my2mq7vn5d
@user-my2mq7vn5d Месяц назад
ልብና ጠልጠል ኢሉና ናይዞም ቆልዑ ጭንቂ ተረኣኩስ ኣነለ ብክያት ቀውጢ ገይረያ ከም ምፍላይ ኩፍእ የላን 😢
@dehabtesfay769
@dehabtesfay769 Месяц назад
አይትውዕሎን ንሕናከ ምስ መን ክትገድፈና አይትጭክን እባ ተከውን ❤
@KokobTube
@KokobTube Месяц назад
ናይ ሳሚ ተከታተልቲ ልኣይለ እስከ ደምሩኒ❤😊😊
@user-xn3hf2ed6g
@user-xn3hf2ed6g Месяц назад
ኣዱ በጣዕሚ ኣሐዘንኒ ወለላይ ኣጆኩም😢
@AelisaYouTube
@AelisaYouTube Месяц назад
ሓቂ መሲሉኒ ቀኒአ ነይረ😥 ዳሓርስማ ፈሊጠ ዶ ዋ😮😢😂 ርሑስ ባዓል ቅንያት ፋሲካ ይግበረልና ስደትና የሕፅረልና አሕዋተይ ማዓረይ 🙏💟💐🌿🌾🌹☘️🍀
@Tglove--
@Tglove-- Месяц назад
ማርያምን ኣሕዚነምኒ😢 እንካዓ ፕራክ ኮነ ምፍልላይ ሑሱም እዩ ያኣኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ካዓ እክብ ኣኒሉ ዓድና ይመልሰና❤❤
@VanaVanaa-qn4nw
@VanaVanaa-qn4nw Месяц назад
ሳሚ ሓወይ ነዶ ነዐኦምስ ንሕና እዉን ኣቢዕካና ብዝኮነ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ❤❤❤
@ssll7812
@ssll7812 Месяц назад
ዊይይ ሳሚዋይ የሓደግካልናይ ልኣናለ😢 ክንደኦም ገልበጥበጥ ኢሉኒ ከበደይ ተላሚድካ ምፍልላይ ብጣዕሚ እዪ ከቢድ ብዝኮነ ሳሚዋይ ፅቡቅ ትምኒት እዪ እግዚአብሔር ሓሳብ ልብካ ኣስሚሩ በሰላም ዓድካ የእቲካ❤🎉🎉🎉
@tsarkangebremeskel6947
@tsarkangebremeskel6947 Месяц назад
ሳሚዋይ ባዕል ውዕለታይ ብሰላም የእቲካ እግዚአብሔር ናዓካ የምስለና አብግዜኡ❤😢ዓድካ ጥዑም
@shdb5066
@shdb5066 Месяц назад
ዋው ክገርመካ ንተካተልቲ ኣይኮነይስ ንዘይ ተካተልቲ እውን ነጊርና ብራኺ ገይርናዮም ዋ ዝገርም ብራኪ እዩ ቀፅለሉ ብሮ
@MasiHagos-gw2tz
@MasiHagos-gw2tz Месяц назад
መልካም መንገድ ሳምተይ ብሰላም ምስ ወለድኻ ያራኽብኻ መልካም ባዓል ዓመት ይግበረልኻ🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
@user-yc9rw5mt8g
@user-yc9rw5mt8g Месяц назад
ሳሚዋይ ድንግል ማርያም ፅላል ትኹንኻ ሰላም መንገዲ ይግበረልኻ ❤❤🎉🎉🎉
@SalamSha-wl4tm
@SalamSha-wl4tm Месяц назад
ብጣዖሚ ደስስ በሃሊ ሳሚየ እንካዕ ናብዚ ኣብቀዐኻ ወድነዋይ ብሰላም መሬት ዓድካ የርግፅካ ክቡር ሓው ዓዲ ከይድካ እውን ምክርካን ተግሳፅካን ኣይፈለየና ብዩቱብ ምፀና ሳሚየ☘️🌹🌹🌹☘️☘️👏👏👏 ናማን መሲሉኒ መጨረሻስ ፕራንክ😁😁😁😁😁
@beyblademasters9650
@beyblademasters9650 Месяц назад
ሰበይትካ ከ ዳኣ ኣይተምፅኣይ ዲካ ❤❤❤
@user-pc5hk9ng8v
@user-pc5hk9ng8v Месяц назад
ዋይ ፅቡቕ ኣዉድኣመት ይግበረልና ንመለእ ህዝበ ክርስትያን❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@FiriHadad
@FiriHadad Месяц назад
ናታባብዓዮ እዝ ጅግና ወድ ትግራይ አሕዋት ስደተኛተት እዩ ሳም ሓውና
@SafsDadd
@SafsDadd Месяц назад
Sami hawey zoma ahwtaka kabdey balmni tay tirkib wedey❤❤❤❤❤
@hghh8617
@hghh8617 Месяц назад
ኡፍፍፍ እንቆዕ ፕሪንኪ ኮነ ባች😢ሳንጣ ሒዙ ዝነቅል ሰብ እንተ ሪአ አዒንተይ ብክያት ዘረብረብ እዩ ዝበል ዋይ ሳሚ ከብደይ ተመቃቂሉ ፀኒሑ😳🥰
@hgf6568
@hgf6568 Месяц назад
ሳሚዋይ ብሰላም የእትካ ሰላም መንገዲ ይግበረልኩም❤❤❤❤
@csefdefgf3229
@csefdefgf3229 Месяц назад
ዋይ ኣነ መናጢ ልበይ 😢😢 ኣታ ሳምቾ ጉድ ጌርካና 😂😂😂 ❤❤❤❤❤ኣሜን (፫)❤
@beligaltdf3799
@beligaltdf3799 Месяц назад
ኡፍፍ ዋይ ሳሚ ፀሊሙቱኒ ነዩሩ ብስማአም😢❤❤ ተመስገን
@user-uf4nj3km9s
@user-uf4nj3km9s Месяц назад
ብጣዓሚ ደስ ዝብል ብሰላም ሜሬት ዓድካ የርግፅካ ማዓረይ 🙏🙏🙏
@shewitgaltgray3087
@shewitgaltgray3087 Месяц назад
ውይ ሳሚ ሓወይ ልብና ተንጠልጢሉ መሳኪን ኣሕዚኖምኒ🥰❤
@hebdji3jeheu797
@hebdji3jeheu797 Месяц назад
እፍ ዋይ ማርያምን ንሓቂ መስልኒ ነይሩ ሰላም ሃልወልና ሳሚዋይ👏
@sgfghjpateg
@sgfghjpateg Месяц назад
ማርያምን ብኽያትን ሳሓቅን ተሓዊሰኒ😢😢😢😢❤❤❤❤❤
@seliseli3381
@seliseli3381 Месяц назад
ዝተረፍና ናዒካ የምስለና ሳሚ ሓወይ ብሰላም ግባእ ❤❤❤🎉🎉🎉
@Nohomtube
@Nohomtube Месяц назад
ኣሕዋተይ ማዓረይ ናዓይ እውን ደሙሩኒ ክምልስ እየ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-xn5rr1tn3w
@user-xn5rr1tn3w Месяц назад
ብሰላም መሬት ዓድኻ የርግፅካ ሳሚየይ❤😊
@buucsbb8535
@buucsbb8535 Месяц назад
ብሰላም ያእትየኻ ፈጣር ወድኖ
@user-fk3md8zl7b
@user-fk3md8zl7b Месяц назад
ብስላም መሬት ዓድካ የርግፅካ ማዓረይ
@Hdhdhd-pi3pn
@Hdhdhd-pi3pn Месяц назад
ብጣዓሚ ፅቡቅ እንኳዓ ናብዚ ኣብቅዐካ ክብር ሓውና ልኣኻ የምስለና❤
@Treettil
@Treettil Месяц назад
ውይ ሳሚ ሓወይ ልብና ተንጠልጢሉ 🥰🥰
@Gg-qv9ix
@Gg-qv9ix Месяц назад
ገሪምኒ ፀኒሑ ብውነት ተገደደስ ነጊርካዮ ትቅኒ ነይርካ ኢካ ሓዚነ ፀኒሐ
@YyYu-cb5yb
@YyYu-cb5yb Месяц назад
ተ ዓድልካ እጋማ ስለ ልኮንካ ብሩክ አብዳእሞት ❤❤❤❤
@user-lz1zn6bv9f
@user-lz1zn6bv9f Месяц назад
ሳምዋይ ክከድ እየ ምስ በልካስ ብክያት መፂእኒ ነይሩ ዳሓር ግን ልበይ ምልስ ኢላ❤❤❤
@TesgayAzv
@TesgayAzv Месяц назад
ብሰላም የእትካ ዘሓወይ ምስ ሰድራካ የራክብካ ብሰላም የራክብኩም ❤❤❤
@mari5584
@mari5584 Месяц назад
ብሰላም የእቲካ ሳምዋይ❤❤❤❤❤
@user-ni1fm7lo2e
@user-ni1fm7lo2e Месяц назад
ብሰላም የእትካ ሳሚዋይ ለባም ሰብ ብሓቂ❤❤🎉🎉🎉
@KhanKhan-vn5md
@KhanKhan-vn5md Месяц назад
እግዝአብሔር አምላክ ብስላም ያእትይኻ ምዓረይ❤❤❤❤❤
@hebdji3jeheu797
@hebdji3jeheu797 Месяц назад
ከብደይ ከም ገለ ኢልኒ ማርያምን ልክዕ ከምዚ ምሳይ ዝነበረ ተሰምዕኒ እና እግዛብሔር ኣምላክ ብሰላም የእትካ ሳሚ ሓወይ👏
@lokkjbn6896
@lokkjbn6896 Месяц назад
ብጣዕሚ ደስ ይብል እንኳዕ ናብዚ ኣብቅዐካ ወድነይ ማዓረይ ብሰላም እተ❤❤
@samirha5358
@samirha5358 Месяц назад
ፈልጥካካስ እና ብሓቂ እተክይኑ እኳ ብሰላም የእትካ ዝሓወይ🎉🎉🎉
@user-mw2yi3nw7p
@user-mw2yi3nw7p Месяц назад
ኣሜን🙏
@HhHh-vd5ge
@HhHh-vd5ge Месяц назад
ውይይይ ሳምዋይ ብሰላም የእትኻ እዝ ሓወይ ❤ ንሕናኸ😢
@soliyanamearg5734
@soliyanamearg5734 Месяц назад
እዋይ ክንዲ ሎማዓንቲ ሓርቀ ዘይፈልጥ በይነይ ዝቀረኩ መሲልኒ ታዓድሉ እናበሉኩ ጋይስ ድሕሪ ሕጂ ኣርእስቲ ርእኔ ከይንውስን መጀመርያ ክንርኢ ከለና ናይ መጨረሻ ዘሕልፍዎ መልእኽቲ ንስማዕ ሳሚየ ምስ ኣዕርኽትካ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ❤❤❤
@user-wx6od9dv9x
@user-wx6od9dv9x Месяц назад
ብሰላም ያእትኻ ዛሓወይ❤
@user-sf1pd5nm8p
@user-sf1pd5nm8p Месяц назад
ብሰላም መሬት ዓድኻ የርግፅኻ ዓይኒይ ልዓይኒይ ምስ ወለድኻ ብሰላም ይራኽብኻ ሳሚዋይ ለባም 🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤❤
@alimehar113
@alimehar113 Месяц назад
ብሰላም እቶው ሓወይ ማዓረይ ❤❤❤❤❤❤
@user-lc6zr6xc7k
@user-lc6zr6xc7k Месяц назад
ዋይ ሓቂ መስሊኒማ ሳሚዋ ነብዐ ግን እንኳዕ ፕራክ ኾነ😢❤
@bnnb1862
@bnnb1862 Месяц назад
ብሰላም እተዉ ሳሚ ሓወይ ምርጢ ሰብ ኢካ❤😘😘
@AmAh-fo3mi
@AmAh-fo3mi Месяц назад
ኣነሰ ፈሊጠከ ኣነሰፈሊጠከእዩ ❤❤❤🎉🎉🎉
@mmmmm2701
@mmmmm2701 Месяц назад
ሰምዋለባም ኩሉ ጊዜ ዘይር ስዐካ ብሰላም የእትካ ኣብ ዝከድካዮ ዕሾክ ኣይውጋኣካ እንዳመዳም ዘለና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ከም ባዕለይ ኣምላከ እስራኤል ኩሉ ጊዜ ምሳካ ይኩን ቅዱስ ሚካኤል ብክንፉ ይሓልውካ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ❤ ክንዳየይ ሃካይ የለይ ከመቲ ክፅሕፍ ብልበይግን ኣምላክ ኣቦይ ሓይሊ ጥበብ ሃቦም ክንዳየይ ይብል ፍቅርኩም ብዝሕ ትርፍ ይበለለይ ተጋሩዋኒ ፀላዓኒኩም ይብሰስ ፍትውትው እየ ዘብለኩም በረከት ዋይ ሳምዋይ እንካዕ ናባዕለይ ኮኑ ኢለ ይሕጎስ ሰብ ቅኑዕ ሓቦኛ ኣሎ ግድእዩ ይብል ሰብ ሓሳድ ጥራይ እዩ ዝመስለኒ ነሩ ሰብ ኣየኣምኒ ነረ ከዚ ግን ካብካቱም ካብ ለባማት እናተመሃርኩ እና ዛሓልኩ የውግዕ ይስሕቅ ይጫወት ቶንኮለኛ ሰብ ግን እውይ ኣቱም ብሰንኪ ቅንዕናኩም ግርህናኩም እትጉዱኡ ኣጆኩም ኣነ ልምታይ ቶንኮለኛ ዘይኮንኩ ኢለ ይሓዝ ነረ ከዚግ ን ተመስገን ኣምላክ ኣቦይ እንኳዕ ተንኮለኛ ለይኮንኩ ለ የመስግን ሳሓቅኩም ብዝሕ ይበል ኩለኩም ደቂሰባት ሰብ ኮኑ ቶንኮለኛ ኣይኩን ጥራይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ng4ii8eg4n
@user-ng4ii8eg4n Месяц назад
እግዚአብሔር አምላክ ብሰላም የእትካ ከቡር ሓወይ❤❤
@user-fj3cf8yy6t
@user-fj3cf8yy6t Месяц назад
ትፅውት ኣቢልካና ሳሚየይ ብዝኮነ ይመችኩም ኣሕዋተይ❤❤❤
@tiblezbella5693
@tiblezbella5693 Месяц назад
Dehan yeutka🙏 bselam Mes sdrabetka yerakbka ❤
@user-lr7lh1nj3j
@user-lr7lh1nj3j Месяц назад
ብጣዕሚ ኣሕዚነሙኒ ኣሕዋተይ ማዓረይ🥰🌺🌺
@tgyhgchggg9259
@tgyhgchggg9259 Месяц назад
ብጣዕሚ ኣሕዚነሙኒ ኣሕዋተይ ማዓረይ
@lelegualadwa2871
@lelegualadwa2871 Месяц назад
Fetari yehagezeka ❤❤
@sndug3394
@sndug3394 Месяц назад
ሳሚ ሓወይ ሓቂ ተኮይኒካ ብስላም ዓዲካ የእቲካ 🙏❤ ኤህ ሳሚ ክተረገም
@user-xn3hf2ed6g
@user-xn3hf2ed6g Месяц назад
ሳሚዋይ ፊታዊ ህዝቡ ብሰላም እቶ❤❤
@user-bw7te3oe6v
@user-bw7te3oe6v Месяц назад
ብሓቂኻ ተኾይኑ ብሰላም ያእትኻ ወድነይ🙏🥰
@rahewmiks4143
@rahewmiks4143 Месяц назад
ብሰላም እቶ ሳሚ ሓወይ🙏❤️
@ngstiyemkaellij2424
@ngstiyemkaellij2424 Месяц назад
😂😂😂😂 መብዛሕቲኡ ሰብ ሪኡ ዘይወደኣ ኣርእስቲ ብቻ ሪኡ እዩ ኮመንት ዝፅሕፍ ዘሎ ኣነ እውን ሓቂ እዩ መሲልኒ ነይሩ ዳሓርስኳ ፈሊጠዋ 😂😂ባሓቂ ሳሚቾ ንኩልና ረኪብካና ኩልና ኢና ፕራንክ ጌርካና 😂😂😂😂 ማርያምን ብጣዕሚ ኣሕዚንኒ ነይሩ ኣዱ
@user-ce5gn2fr2z
@user-ce5gn2fr2z Месяц назад
ሳሚየ ሓወይ ብሰላም የአተካ ዝሓወይ ብሰላም የራክብካም ምስ ወለድካ🙏💓😢
@user-jx3vu1fr2s
@user-jx3vu1fr2s Месяц назад
ብስላም ይእተካ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@samerahs-py6bw
@samerahs-py6bw Месяц назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤🙏❤❤
@user-hl7xg8ux4g
@user-hl7xg8ux4g Месяц назад
congratulation!!
@samirha5358
@samirha5358 Месяц назад
ብጥዓሚ ሰርሕካለም እና ብጥዓሚ ደስ ብሃሊ እዩ
@tdf2093
@tdf2093 Месяц назад
ሰላም መንገዲ ይግበረካ 🙏💚
@user-sd8bw7jx7u
@user-sd8bw7jx7u Месяц назад
ብሰላም የራኽብኻ ኣምላኽ መሬት ዓድኻ የርግፅኻ ሳሚ ሓወይ❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰👏💊
@saammm2457
@saammm2457 Месяц назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤🎉🎉
@user-le3yu3xp7n
@user-le3yu3xp7n Месяц назад
ብጣዕሚ ሰሪሕካሎም❤❤
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq Месяц назад
በሰላም የአተካ❤
@hhmm1031
@hhmm1031 Месяц назад
ብሰላም የእቲኻ ሳሚተይይይይ✅🥰🥰🥰🥰🥰💞💞💞
@user-dn7uo2by4q
@user-dn7uo2by4q Месяц назад
ብሰላም እተ ዝሓወይ❤❤❤❤
@HaHa-bu4wy
@HaHa-bu4wy Месяц назад
ኣንሕናከ ምስመን ገዲፍካና ትከድዋ❤❤❤❤❤ ሰላም ክንልና ክብራት ሓት❤❤❤
@Meri-mr3nu
@Meri-mr3nu Месяц назад
Bselam ate zhawey
@user-rb7yu5bv2l
@user-rb7yu5bv2l Месяц назад
ስላም መንገዲ ይግበረልካ
@samrawitstegay5376
@samrawitstegay5376 Месяц назад
ብሰላም እቶ ሳሚ ቀፃሊ ሰሙን እውን ናተይ በረራ እያ
@user-fq2bt1bb1d
@user-fq2bt1bb1d Месяц назад
ብስላም እተ ዝሓወይ ማዓረይ ❤❤
@89946
@89946 Месяц назад
ብሰላም አቶ ሓወይ❤❤❤❤🎉🎉
@BrhanBrha
@BrhanBrha Месяц назад
Naman Mesulini Neyru😢
@user-vr6pk9by5j
@user-vr6pk9by5j Месяц назад
ብጣዕሚ ደስ.ባህሊ ብሰላም የእቲካ ሳሚ.ሓውና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@BirKahsay
@BirKahsay Месяц назад
ብሰላም ያእትካ ሳሚየ ❤❤❤
@uutgmf0gy921
@uutgmf0gy921 Месяц назад
ሰላም መንገድ የግበረልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ❤❤❤❤❤
@user-bv4po3rv4j
@user-bv4po3rv4j Месяц назад
ብሰላም የእቲካ ዝሓወይ❤❤
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Месяц назад
ሳሚ ሓውና ናይ ስደት ኣቦና ኢካ እግዝኣቢሔር ብሰላም የእትይካ🙏🙏💞💞💞💞 ፕራንክ እዩ ዳኣ ይክውን እምበር 😢
@HgDrr-kz6ii
@HgDrr-kz6ii Месяц назад
ሳሚይ እንኳዕ ደስ በለካ ብስላም ይእትካ
@user-ji6iu5vv4n
@user-ji6iu5vv4n Месяц назад
ብሰላም የእቲካ ዝሓወይ❤❤❤
@user-qi2vk7wd3q
@user-qi2vk7wd3q Месяц назад
ብሰላም መሬት ዓዲካ የርግፅካ❤❤🎉🎉❤❤
@MerryFkr
@MerryFkr Месяц назад
ብሓቂ ድካ ሳሚ ብሰላም እቶው😢♥️
@kgc975teheshmahariytewahdo8
@kgc975teheshmahariytewahdo8 Месяц назад
ብሰላም የራክብካ ምስ ወለድካ ሳምዋይ ቡሩክ❤❤❤👏
@bsjdbbdmbdasenaGebrihans
@bsjdbbdmbdasenaGebrihans Месяц назад
ደስኢሊኒ ነሩ ዓዲካ ክትዉዕል ኣዉዳኣመት❤
Далее
OMG! Bei der Hochzeit betrogen 😨 #tricks
00:43
Просмотров 2,3 млн
king fish hunting in see #fish#fishingvideo #
0:59
Просмотров 14 млн
Утюг для жарки стейков
0:49
Просмотров 1,6 млн
Полезная посылка
1:00
Просмотров 1,1 млн