ኣብ ሃገረ ኬንያ ከተማ ናይሮቢ ናይ ዝተኻየደ ጽንብል መበል 33 ዓመት በዓል ናጽነት 2024 ብምትሕብባር ቤ/ጽሕፈት ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራን ማሕበረኮም ኤርትራውያን ተቐማጦ ኬንያን ብ26 ግንቦት 2024 መዓልቲ ናጽነቶም ውሕስነት ሰላም ብመኸተ! ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ኣብ ከተማ ናይሮቢ ብድምቀት ተጸምቢሉ።
28 май 2024