Тёмный

ድምጺ ሕልፍኚ | ንሰማዕት ቅዱስ እንጦንዮስ ዝተዘመረ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ መዝሙር| ዘማሪ ዲያቆን ሳምሶን ብርሃነ 

Mahitot Zetewahdo // ማኅቶት ዘተዋህዶ ኤርትራ
Просмотров 89 тыс.
50% 1

"እዚ ገጽ እዚ ወግዓዊ ቻነል ናይ ሕብረት ኣብያተ ክርስቲያናት ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ዝርከባ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኣብያተ ክርስቲያናት ገጽ እዩ።''
በዚ ቻነል እዚ እዋናዊ መግለጺታት ናይዚ ሕብረትን፥ ትምህርቲ ቤተ ክርስቲያንን፥ ዝተፈላለዩ ንሕዝብናን፥ ቤተ-ክርስቲያንናን ዝምልከቱ እዋናውያንን ኣገድስትን መደባት እነቕርበሉ ወግዓዊ ቻነል እዩ።
#Comment Share Like SUBSCRIBE ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ#
Email: mahitotzetewahdo@gmail.com
በዚ ኣድራሻ ንዘለኩም ሓሳብ፡ ወይ ድማ ናብዚ ሕብረት ክትኣትዉ ምስ ትደልዩ ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም፡
RU-vid #
/ @mahitotzetewahdo
Page #
/ mahitot.zetewahdo.eri
Facebook #
/ mahitot.zetewahdo.3

Опубликовано:

 

13 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 324   
@Churchtewahdo
@Churchtewahdo Год назад
ኣብቲ ናይ ለውሃት ኣገልግሎት ነቲ ናይ ጽድቂ ጽኑዕ መድሎት ኢንታ ንኸይርከበኒ መኣስ ተፈልየ ካብ ጸሎት ድሮ ተሳዒርካ ትብለኒ ወደይ ከመይ ወዲቕካ ሕጊ እንተረገጽካዮ ተመሊሱ'ዩ ዝረግጸካ ሞይቱ ኢልካ ተስፋ ኣይትቑረጽ ኣልኣዛር'ዩ ዘመደይ በል ሓመድ ኣይትድበየኒ ግዳ ፍታሕ ገመደይ ማርያም ኣይትብከይለይ ማርታ'ውን ግደፍዮ ሞቂሑ ዝረሳዓኒ'ሎ ተጻይ ዝብከዮ ዝተቐደት ልብሲ ኣንጦንዩስ ኣሕዋት ደም ዝቐብእዎ ፈትሊ ናይ ክርስቶስ ጌሩ መንኮን'ዩ ኣሊምዋ ተወጢሑ ኣብ ኣምበላይ ይመጽእ ኣሎ ኣብ ፈረስ ፍጹም ሰብነቱ ኣንጺሁ ኮይኑ ሓዋርያ ክርስቶስ ሴፍ ተወጣውጠለይ ሞተይ ኣይሰማዕካዮን ዲኻ ብስጋ ንንበር ትብለኒ ጾም ምዃኑ ዘንጊዕካዮ'ሎኻ የማነ ብርሃን 'የምበር ብጊሓቱ ዝሞትኩ ተጋግየ ዶኾን እኾን ንዓኻ ኣቦ ኢለ ዝሸምኩ ቀምሸይ ምለሱለይ ዋላ ደም ቀባቢእኩም ኣይመውትን'ዩ ዮሴፍ ብሓሶት ንሓሶት ፈጢርኩም 'ቲ ዝመጽኣኒ ራእይ ተቐቢለ ንኽብሩ ራኢየ ክትፍጽሙ ግን ሓደራ ደቀይ ስመሩ በዲለ እንተኾይነ ናብ ፍርዲ ኣቕርቡኒ ተጋግየ እንተኾይነ በጃኹም ሓንቲ ዕድል ሃቡኒ ቤት ኣምላኽ ኣይዓጹንየ ንዓይ ግን ይጽበበኒ ኣበር ዘይብለይ ዳኒኤል ከመይ መዓሙቕ ትድርብዩኒ ናብቲ ጽውዓ ሕይወት ንብቲ ሕንጹጽ ዕላማ ኣእጋረይ ነዚ ዶ'ይኮናን ብጊሓቱ ዝሰጎማ ት'ኣባይ ዝጸንዐ ሕሰም ናባኹም መጺኡ'ሎ ደቀይ ይቕረ በሉኒ ደጊምሲ ይደኽመኒ'ሎ
@yrgalembahta6161
@yrgalembahta6161 Год назад
Selam haftey wey hawey. Yekenyelna sle tegediski/ka mxhaf. Gn ab genius eti xhfetn zemari zblo zelo kal bebeynu alo. Tetekailus kre xbuk neyru. Nabnet ነቲ ዘሎ ኣብቲ . . . ወዘተ።
@habenamanuel4304
@habenamanuel4304 Год назад
ህልኽ ስጋ ኣርሒቅኩም ስፍሓት ልብኹም ሃቡኒ ፡ ብዝብል ኣብዚ ግጥሚ ኣርምዋ ኢኹም ምስ ሰናይ ይቅረታ
@natnael746
@natnael746 Год назад
ዋውውውውው ኣምላኽ ይመስገን፡ ኣዝየ ተሓጊሰ ኣለኩ፡፡ ገላጺት፡ መሳጢት፡ መሃሪት መዝሙር በረከቶምን ቅድስንኦም የካፍለና፡፡
@Churchtewahdo
@Churchtewahdo Год назад
ነቲ ናይ ለውሃት ኣገልግሎት ነቲ ናይ ጽድቂ ጽኑዕ መድሎት ኢንታ ንኸይርከበኒ መኣስ ተፈልየ ካብ ጸሎት ድሮ ተሳዒርካ ትብለኒ ወደይ ከመይ ወዲቕካ ሕጊ እንተረገጽካዮ ተመሊሱ'ዩ ዝረግጸካ ሞይቱዩ ኢልካ ተስፋ ኣይትቁረጽ ኣልኣዛር'ዩ ዘመደይ በል ሓመድ ኣይትድበየኒ ግዳ ፍታሕ ገመደይ ማርያም ኣይትብከይለይ ማርታ ውን ግደፍዮ ሞቂሑ ዝረሳዓኒ ኣሎ ተጻይ ዝብከዮ ዝተቀደት ልብሲ ኣንጦንዩስ ኣሕዋት ደም ዝቀብእዋ ፈትሊ ናይ ክርስቶስ ጌሩ መንኮን'ዩ ኣሊምዋ ተወጢሑ ኣብ ኣምበላይ ይመጽእ ኣሎ ኣብ ፈረስ ፍጹም ሰብነቱ ኣንጺሁ ኮይኑ ሓዋርያ ክርስቶስ ሴይፊ ተወጣውጠለይ ሞተይ ኣይሰማዕኻን ዲኻ ብስጋ ንንበር ትብለኒ ጾም ምዃኑዶ ዘንጊዕኻ የማነ ብርሃን 'እየ እምበር ብጊሓቱ ዝሞትኩ ተጋግየ ዶኾን እኾን ንዓኻ ኣቦ ኢለ ዝሸምኩ ቀምሸይ እንዶ ምለሱለይ ዋላ ደም ቀባቢእኩም ኣይመውትን'ዩ ዮሴፍ ብሓሶት ንሓሶት ፈጢርኩም 'ቲ ዝመጽኣኒ ራእይ ተቐቢለ ንኽብሩ ራኢየ ክትፍጽሙስ ሓደራ ደቀይ ስመሩ በዲለ እንተ ደኣ ኮይነ ናብ ፍርዲ ኣቅርቡኒ ተጋግየ እንተኾይነ በጃኹም ዕድል ሃቡኒ ቤት ኣምላኽ ኣይዓጹንየ ንዓይ ግን ይጽበበኒ ህልኽ ስጋ ኣርሒቅኩም ስፍሓት ልብኹም ሃቡኒ ናብቲ ጽውዓ ሕይወት ናብቲ ሕንጹጽ ዕላማ ኣእጋረይ ነዚ ዶ'ይኮናን ብጊሓቱ ዝሰጎማ ት'ኣባይ ዝጸንዐ ሕሰም ናባኹም መጺኡ'ሎ ደቀይ ይቕረ በሉኒ ደጊምሲ ይደኽመኒ'ሎ
@Churchtewahdo
@Churchtewahdo Год назад
@@habenamanuel4304 ነቲ ናይ ለውሃት ኣገልግሎት ነቲ ናይ ጽድቂ ጽኑዕ መድሎት ኢንታ ንኸይርከበኒ መኣስ ተፈልየ ካብ ጸሎት ድሮ ተሳዒርካ ትብለኒ ወደይ ከመይ ወዲቕካ ሕጊ እንተረገጽካዮ ተመሊሱ'ዩ ዝረግጸካ ሞይቱዩ ኢልካ ተስፋ ኣይትቁረጽ ኣልኣዛር'ዩ ዘመደይ በል ሓመድ ኣይትድበየኒ ግዳ ፍታሕ ገመደይ ማርያም ኣይትብከይለይ ማርታ ውን ግደፍዮ ሞቂሑ ዝረሳዓኒ ኣሎ ተጻይ ዝብከዮ ዝተቀደት ልብሲ ኣንጦንዩስ ኣሕዋት ደም ዝቀብእዋ ፈትሊ ናይ ክርስቶስ ጌሩ መንኮን'ዩ ኣሊምዋ ተወጢሑ ኣብ ኣምበላይ ይመጽእ ኣሎ ኣብ ፈረስ ፍጹም ሰብነቱ ኣንጺሁ ኮይኑ ሓዋርያ ክርስቶስ ሴይፊ ተወጣውጠለይ ሞተይ ኣይሰማዕኻን ዲኻ ብስጋ ንንበር ትብለኒ ጾም ምዃኑዶ ዘንጊዕኻ የማነ ብርሃን 'እየ እምበር ብጊሓቱ ዝሞትኩ ተጋግየ ዶኾን እኾን ንዓኻ ኣቦ ኢለ ዝሸምኩ ቀምሸይ እንዶ ምለሱለይ ዋላ ደም ቀባቢእኩም ኣይመውትን'ዩ ዮሴፍ ብሓሶት ንሓሶት ፈጢርኩም 'ቲ ዝመጽኣኒ ራእይ ተቐቢለ ንኽብሩ ራኢየ ክትፍጽሙስ ሓደራ ደቀይ ስመሩ በዲለ እንተ ደኣ ኮይነ ናብ ፍርዲ ኣቅርቡኒ ተጋግየ እንተኾይነ በጃኹም ዕድል ሃቡኒ ቤት ኣምላኽ ኣይዓጹንየ ንዓይ ግን ይጽበበኒ ህልኽ ስጋ ኣርሒቅኩም ስፍሓት ልብኹም ሃቡኒ ናብቲ ጽውዓ ሕይወት ናብቲ ሕንጹጽ ዕላማ ኣእጋረይ ነዚ ዶ'ይኮናን ብጊሓቱ ዝሰጎማ ት'ኣባይ ዝጸንዐ ሕሰም ናባኹም መጺኡ'ሎ ደቀይ ይቕረ በሉኒ ደጊምሲ ይደኽመኒ'ሎ
@salmehagos9377
@salmehagos9377 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስመዓልና ዲያቆን ሓውና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏🙏🙏
@lovegurja674
@lovegurja674 Год назад
Amen amen amen. Kalehiwet yesmaalna. Betri haki tqetin ember aytsbern. Haqena abona nbietekrstyan halifomula asbom dma krekbu eyom.
@kiebrontube2692
@kiebrontube2692 Год назад
በረከትን ረዲኤትን ናይ ኣቦና ኣቡነእንጠንዮስ ኣይፈለየና።
@metkelmirach6910
@metkelmirach6910 Год назад
Amen amen zmarie melakti yesmalna Diyakon Hawey xegue yebzahalka ezgabiher amlak
@segenberaki5944
@segenberaki5944 Год назад
Zemare melakti yesemalina nay abona bereketi ayfeleyena
@atakltifutsum6531
@atakltifutsum6531 Год назад
Amen zmare melaekt yesmealna egziabiher zemen agelglotkum ybark des zebl mskrnet
@helengheb4287
@helengheb4287 Год назад
Zmare Melakt yesmalna Egzeabher Tsegaw yebzhslka. Tselot Kdus Abona Aba Entenios Ayfeleyena Amen.
@lidiaberhe5934
@lidiaberhe5934 Год назад
Amen amen amen Burukey🙏🙌💐🌺 Bereketom 🌻Msana🌻 ms🌻 Dukumat 🌻Doqom 🌻ykun😍😍🌺🌺⛪⛪💕💕
@fhydjdg6692
@fhydjdg6692 Год назад
ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልካ
@fhydjdg6692
@fhydjdg6692 Год назад
በረከት አቦና ይሕደረና
@ሓጥያተናኢየናይእመብርሃን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስምዓና ዛሓወይ እግዚኣብሔር ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይብዝሓልካ ብጣዕሚ ስደስ ትበል መዝሙር ዘማረ መልኣኽቲ ይስምዓልና በረኸት ኣቦና ምስ ኩላቶም ደቆም ይኩን ⛪💓🙏
@rshanftwi3445
@rshanftwi3445 Год назад
Amen amen amen qalhiwet yesmaana egziabiher edmen tenan yhabkum egziabiher
@dejenmebrahtu2697
@dejenmebrahtu2697 Год назад
ኣቦይ እወ ኣቦይ ንዓመታት ብዝበሉኒ ዘጸለምክዎ። ጽቡቅ ነገሩ ናይ ሓደ ሰሚዕካ ዘይምፍራድ ተማሂረ በረከትኩም ኣብ ቤተይ ይሕደር ኣቦይ ከመይሲ ይቅሬታ ካባይን ካብ ዓለምን ንስኩም ትፈልጥዋን ተስተግብርዋን❤❤❤❤
@yisaktekie1945
@yisaktekie1945 Год назад
Nay bahak des tibil mezmur Zimar melaekt yesmeana Diyakoney amlak xega yebzehalk nay abon bereket miskulahan yukun ❤❤❤✝️💞💞❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏🙏🙏🌿🌿💯
@liyakibreab4370
@liyakibreab4370 Год назад
Amen Amen Amen 🙏 zmare melakti yesmalna kubur hawey
@bietmezmurtewahdo3838
@bietmezmurtewahdo3838 Год назад
ናይ ብሓቂ እቲ ናይ ለውሃት ኣገልጋሊ ተባዕ ኣቦ ዳግማዊ የውሃን ኣፈወርቅ!!!
@ሓጥያተናኢየናይእመብርሃን
ኣቦና ተባዕ ናይ ዘመና ሃዋርያ ብቃልን ብግብርን ኾይኖሙና ኣርኣያ ሰነፋት ከይንክውን ናይ'ዛ ዓለም ባርያ ተባዕ ንነገስታት ዛዓለም ዘይፈርህ እቲ ምትኾሎም እንዳ ሓደረ ይበርህ ማንንንንንንም የለን ንዕላሞኦም ዘግልህ ብጹእ ቅዱስ እንጦንዮስ ኣቦ ሓቂ ሒዞማ ከይዶም ምግዲ ጽድቂ ከም ቅዱስ የውሃንስ ኣፍወርቂ ምስ ኹላትና ይኹን በረኸት ኣቦና ኣቦና ወትሩ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ናዓና ውን ኣሰሮም ምስዓብ ይሕሻና ካብ'ዛ ዓለም ወላ ሓንቲ ኣይንጽበን ኢና ምስ ኣምላክ ኣቦታትና ኢዩ ዘልኣለም ትምኒትና ኣብ ሕቑፊ ያቆብ ኢሳቅ ኣብረሃም ምስ ኣቦታትና ንሱ'ዩ ባህግና ዘልኣለማዊ ዘይይይይይይይይይይተምናዊ ምስ ኢየሱስ ክርስቶስ ናዝራዊ ዘተጋግኹዎ ይትኣረመለይ ስብሃት ንእግዚኣብሔር💓🙏
@yirgalemteame9352
@yirgalemteame9352 Год назад
Zemeri melakti yesemaly Daykony 😭😭😭😍🙏
@shishayabraha6119
@shishayabraha6119 Год назад
Zmare melaekti yesmalna diakon hawey bruk xelotom yrdana nay kudus abona
@selamtesfom
@selamtesfom Год назад
ኣሜን ዝማረ መላክቲ የስምዓልና በረከቶም ምስ ኩልና ይኩን
@liverpoolasmara2021
@liverpoolasmara2021 Год назад
Qale hiewet yesmealna nay agolgletka zemenka amlak ybark::
@teweldebrhane6079
@teweldebrhane6079 Год назад
በቲ መንገድኩም ክንጎዓዝ ጸሎትኩም ኣይፈለየና !!!
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት Год назад
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ኣሜን
@michaelmehari1053
@michaelmehari1053 Год назад
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላኽ አሜን! ድምጺ ሕልፍኚ ነቲ ናይ ለውሃት ኣገልግሎት ነቲ ናይ ጽድቂ ጽኑዕ መድሎት ኢንታ ንኸይርከበኒ መዓስ ተፈልየ ካብ ጸሎት ድሮ ተሳዓርካ ትብለኒ ወደይ ከመይ ወዲካ ሕጊ ተረገጽካዮ ተመሊሱዩ ዝረግጸካ ሞይቱዩ ኢልካ ተስፋ ኣይትቁረጽ ኣልኣዛርዩ ዘመደይ በል ሓመድ ኣይትድበየኒ ግዳ ፍታሕ ገመደይ ማርያም ኣይትብከይለይ ማርታ'ውን ግደፍዮ ሞቂሑ ዝረስዓኒ ኣሎ ተጻይ ዝብከዮ ዝተቀደሰ ልብሲ እንጦንዮስ ኣሕዋት ደም ዝቀብእዎ ፈትሊ ናይ ክርስቶስ ጌሩ መን ኮንዩ ኣሊምዎ ተወጢሑ ኣብ ኣምበላይ ይመጽእ ኣሎ ኣብ ፈረስ ፍጹም ሰብነቱ ኣንጺሁ ኮይኑ ሃዋርያ ክርስቶስ ሰይፈ ተወጣውጠለይ ሞተይ ኣይስማዕኻን ዲኻ ብስጋ ንንበር ትብለኒ ጾም ምዃኑ'ዶ ዘንጊዕኻ የማነብርሃን እየ እምበር ብጊሓቱ ዝሞትኩ ተጋግየ ደኾን እኾን ንዓኻ ኣቦይ ኢለ ዝሸምኩ ቀምሸይ እንዶ ምለሱለይ ዋላ ደም ቀባቢእኩም ኣይመውትንዩ ዮሴፍ ብሓሶት ንሓሶት ፈጢርኩም ቲ'ዝመጻኒ ራኢ ተቀቢለ ንኽብሩ ራእየይ ክትፍጽሙስ ሓደራ ደቀይ ስመሩ በዲለ እንተ ድኣ ኮይነ ናብ ፍርዲ ኣቅሩቡኒ ተጋግየ እንተኾይነ በጃኹም ዕድል ሃቡኒ ቤት ኣምላኽ ኣይዓጹንየ ንዓይ ግን ይጽበበኒ ህልኽ ስጋ ኣርሒቅኩም ስፍሓት ልብኹም ሃቡኒ ናብቲ ናይ ጽውዓ ህይወት ናብቲ ሕንጹጽ ዕላማ ኣእጋረይ ነዚ'ዶ ኣይኮናን ብጊሓቱ ዝሰጎማ ቲ'ኣባይ ዝጸንሓ ሕሰም ናባኹም መጽዩ ኣሎ ደቀየ ይቅረ በሉኒ ደጊምሲ ይደኽመኒ ኣሎ
@wudasieshishayi1904
@wudasieshishayi1904 Год назад
Zmare melakity yesmeana kubur hawey,abona ykire bellna
@zemluandehaymanot7533
@zemluandehaymanot7533 Год назад
ሓቂ ብሓቂ ጹኑዕ ኣብ አምነቶም ህያው ኢኹም ኣቦና
@helengheb4287
@helengheb4287 Год назад
Zmare Melakt yesmalna zhawey.mezmur trah zeykone Kdus Wengel u lbi ztnkif kale.
@Ytbarekeamlakeqdusanabewine
ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዝማሬ ቅዱሳን ኣቦታትና ዝተቀበለ ዝማሬካ ይቀበለልካ ድያቆን ሓውና ።ናይ ሰማእት ዘእበለ ደም ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ በረከቶም ኣይፈለየና
@aziebnebi
@aziebnebi Год назад
Berecotom yehderena kalehiwet yesmealna dikon sami hawey
@senaitmebrahtom961
@senaitmebrahtom961 Год назад
Zmare melakti yesmealna bereket nay abona aygdefena🙏🏾🙏🏾🙏🏾💒♥️♥️
@solomonghirmay3149
@solomonghirmay3149 Год назад
Zmare melaekti yesmialni fetari
@freweynihailemichael3385
@freweynihailemichael3385 Год назад
Bereket Nay abune Enitonoyos ms kulatna ykun 💒⛪️👏👏👏🙏🙏
@kisanethadgu5786
@kisanethadgu5786 Год назад
ፀጉኡ የብዘሐልካ ዝሓወይ በረከቶም ይሕደረና ንሓቂ ዝቆሙ ኣቦና ኣባ እንጠንዮስ
@yonastekle2897
@yonastekle2897 Год назад
Dink mezmur deacon hawna nay agelvlot zemenka amlak ybarkelka.xelotn bereketn nay abona semaet entenios mis kulna ykun amenn
@simretgebre1445
@simretgebre1445 Год назад
Zimare meleakti yesmealna Kubur Hawina Bereketn xelotkum Abona mis kulatna dekom Yikun
@elsagebremariam4766
@elsagebremariam4766 Год назад
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስማዓና በረከቶም ይሕደረና ፀጉኡ የብዛሐልካ ድያቆን
@edenabraha6976
@edenabraha6976 Год назад
ራእየይ ክትፍጽሙስ ሓደራ ደቀይ ስመሩ ዝማሬ መላእክት የስማዓልና።
@milietemebrhtu3046
@milietemebrhtu3046 Год назад
ዝማረ መላእክቲ የስዕበልና የስማዕልና ቡሩክ ሓወይ ኣቦና ወትሩ ኣልብና ናይ እምነትና ጽኑዕ ኣቦ.
@asoalasoal7642
@asoalasoal7642 Год назад
በረከት ፀሎቶም ናይ አቦና አይፈለየና ዝማርየ መላእክት የሰመአና ክቡር ሓውና አሜን
@tighistiyemane3275
@tighistiyemane3275 Год назад
Amen amen amen kal hewait yesmalna 🤲thank you zemare Sami haway mearey ❤god bless you my dear 🤲🙏🏽✝️⛪️✝️🤲🙏🏽
@s0l0monzeresenay84
@s0l0monzeresenay84 Год назад
ዝማረ መላእክት የስመዓልና ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም በረኸት ኣብነ እንጦንዮስ ሰማእት እምበለ ደም ኣይፈለየና ተባዕ ሓዋርያ ናይ ዘመና ኣቦ ትሕትና ወትሩ ኣብ ልብና ደቅኩም ውን ኣብ ኣሰርኩም ክንስዕብ ጸጋኹም ኣይፈለየና
@milenamehari2256
@milenamehari2256 Год назад
ናይ አቦና በረከት አይፈለየና!✝️✝️✝️🙏🏼🙏🏼😢😢 አይ አለም ነቦና አህዲጋትና ከምዚኦም አቦ ንአና ሃጥያተኛ ናይ ፅድቂ መገዲ እዬም ዘሪኡና ኔሮም ሃቀኛ አቦና ✝️😢 አብታ ሃቂ ቦታኩም ምስ ፈጣሪኩም አብ ህቅፍ አለኩም, ይዋእ ከምዚ ከማይ ሞንጎ ሞንጎ አብዛ ምድሪ ዘለና!!!!😢😢😢😢ፈጣሪ እቲ ናይ አቦታትና ሃቀኛ መገዲ ከርእየና ፀሎት ንግበር!!😢🙏🏼✝️✝️✝️🙏🏼🙏🏼✝️😢
@helentsegay3458
@helentsegay3458 Год назад
❤❤ ❤Egzabiher xegou Yebzahalk kubr haw zemari miskrnet abona 💔
@henokandom8124
@henokandom8124 Год назад
Zmare melaekt yesmealna Dyaqon
@letenkelleklebrhan1058
@letenkelleklebrhan1058 Год назад
Emun hawarya semaet zenbele dem bxuu wekudus abona entenyos bereketom redietom ayfeleyen abona wetru ab lbna zmare melaekt yesmalna dyakon hawey egzabiher zeben agelglotka ybarek rediet emebrhan bereket kudusan ms kulna ykun bereketom yhderena amen amen amen xeniom zexnu feryom zefryu ferina ena bxnatkum dyakon hawey xega ab leli xega yhabka egzabiher amen amen amen
@Alatinon.tube12
@Alatinon.tube12 Год назад
ብሃንቀውታ ክጽበያ ዓመተይ ሓሊፉ እግዚ
@azebsebhatleab6824
@azebsebhatleab6824 Год назад
ብጣዕሚ ገላጺት መዝሙር ዲያቆን ሓውይ ኣምላክ በረኸት ናይ ኣቦና ቡጹእ ወቁዱስ እንጦንዮስ ሰማእት ዘእምበለ ደም በረከቶምን ጸሎቶምን ይሕደረና
@tsegaembaye6931
@tsegaembaye6931 Год назад
Ksl hiwet ysmalma Abona xeletkum bereketkum nhzibi Kristian aygadefena Amen Amen Amen
@reem18hayat95
@reem18hayat95 Год назад
ኣሰይይይ ዝማሬ መልኣክት ያስመዐልና ዝሓዉይ መፈፀምታካ የስምረልካ እቶም ኣብ ምናምን ወልፍን ወድቅና ዘለና ብምሕረቱ ኣትስኡ ናዓካ ዝፀውዐ ናብ ቤቱ ይፀወዐና
@thfgfygdh2619
@thfgfygdh2619 Год назад
አሰይይይይይ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና በረከት ኣቦና ይሕደረና አሜን🎚
@godislove7542
@godislove7542 Год назад
Bereket abona ms kulatna ykun des zbl mezmur egziabhier xegau yebzhalka deacon hawey 🙏
@akberethaile2320
@akberethaile2320 Год назад
ኣቦና ኣቦ እምነት ፣ ጸለቱኩም ምሳና ይኩን ንሰመር ንስመር ንጽናዕ ንሃማኖትና ጎየታ ክረድኣና ። ናየ በሃቂ ብሉፅ ዘማሪ በረከቶም ኣይፈለካ እዚ ወደይ ፁንዕ ርገፅ።
@abelalexsander3811
@abelalexsander3811 Год назад
Amen amen amen zemare melakti ysmalna ❤
@rahelmaosho7804
@rahelmaosho7804 Год назад
Amen Amen Amen zimare melaekti yesmeana
@henokkfleab8054
@henokkfleab8054 Год назад
ኣቦና ጸለትኹም ኣይፈለየና❤❤❤
@tigrignapost
@tigrignapost Год назад
ኣቤት ናይዚ ዘበንና ጅግና ሰማዕት ዘ እምበለ ደም ኣቡነ ኣንጦንዮስ ጥራይ ኢዮም። እሞ ኽኣ እንታይ ኢሎም ሓሊፎም እስከ "ኣብ ልዕሊ ንቤተ ክርስትያን ተዋህዶ ከይጋገሲ ጾሎት'የ ዝገብር"። እናበሉ ሓሊፎም ኣቦና ሌጋስኹም ክቅጸል'ዪ ድሮ'ዉን ጀሚሮሞ ኣለዉ ኣቦታት። ኣብነ ኣንጦንዮ 3ይ ፓትርያራክ ዘ ሃገረ ኤርትራ ብዓይነት ዝራኣኽዎም ናይ ዘመና ጅግና።
@natanteweldebrhan4477
@natanteweldebrhan4477 Год назад
Amen ³zemare melakti yesmalna xegu yebzhalka fetari qexelo Abona dema wetru Abe lebena 🙏❤️💒🤍
@godislove7718
@godislove7718 Год назад
Zmarie melaekti yesmalna tselotom bereketomn nay Abona yhderena
@lulaalembrhan7520
@lulaalembrhan7520 Год назад
Nay bahaki tiemti mezmur zemare melakti ysemalena deacon hawey neana ka kem abona ab emnetna kisab mewdata Amlak 🙏🏽🙏🏽❤❤
@muluabeba4416
@muluabeba4416 Год назад
Abona berktkum ayfelyna 🙏🙏🙏 hawena zmaremelaketi ysemalena 🙏🙏🙏
@biniamghirmay6702
@biniamghirmay6702 Год назад
Zmarie melaekt yesmealna deacon hawna betaemi lbka ttnkf mezmur bereket abona ms kulatna ykun
@temesgenfetari7680
@temesgenfetari7680 Год назад
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ድያቆን ሓወይ ዕድመን ጥዕን ይሃብካ አምላክ ኣቡና መኣሪይ በረከትኩሞ ይሕደርነ
@Aarondelayfthi
@Aarondelayfthi Год назад
Zmarie melakti yesmealna dyakon xelotomn bereketomn yhderelna
@meharihadush5298
@meharihadush5298 Год назад
ቃል ሂወት የስማልና ክቡር ሃውና ፡ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ጥዑም ድምጺ።
@enbebatukue7557
@enbebatukue7557 Год назад
ዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና ድያቆን ሓወይ ጸሎትምን ፀጋ በረኾቶምን ናይ ኣቦና ምስኩኡላትና ይኹን ብድጋመ ዝማረ መላእቲ የስመዓልና ኣቦና ወትሩ ኣብ ልብና
@ኣምላክሰላም
@ኣምላክሰላም Год назад
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ጸሎቶም በረከቶም አቦና አይፈለየና
@merhawithadish1633
@merhawithadish1633 Год назад
Amyen Amyen Amyen 👏👏👏👏👏👏😭 👏👏👏👏👏
@YOS_YOH
@YOS_YOH Год назад
Zmare melaekti yesmalna deacon hawna!!! Amlak xegeu yebzhalkum
@hawisurafuhawisurafu9367
@hawisurafuhawisurafu9367 Год назад
ዋውውው ብጣዕሚ ኣዚዩ ጥዑም ህዱእ መዝሙር ዲያቆን ሓወይ ዝማሬ መላእክት የስመኣልና በረከቶም ናይ ኣቦና ኣይጋደፈና
@ድንግልማርያምእያልዕልቲካ
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና ፀሎቶም በረከቶም ምስ ኩላትና ይኩን
@TemesgenFetari
@TemesgenFetari Год назад
ናይ ኣባ ቅዱስ ወብጽእ ኣቦና እንጠንዮስ ጸሎቶም በረከቶም ኣይፈለየና እግዚአብሔር ከምቲ ናቶም ጽንዓት ይሃበና
@ascalaacal2481
@ascalaacal2481 Год назад
,, ዝማሬ መልእክት የስመዐልና በረኸት ናይኣቦና ኣይፈለየና
@selyezeweldi5377
@selyezeweldi5377 Год назад
Amen amen amen zmare melakti ysmealna kbut hawna bereketo nay aba entenyos ayfeleyena
@milkiasabraham5617
@milkiasabraham5617 Год назад
Zmarie melaekt yesmealna bereket btsue abona ayfeleyena
@BhHb32
@BhHb32 Год назад
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ብሩኽ፡ ቁዱስ ሓላል ኣቦና በረከትኩም ይዓድለና፡ ዕረፍቲ ዘልኣለም ይኹነልኩም ወትሩ ኣብ ልብና ኣለኹም🙏😞
@ድንግለይመራሒትመንገደይ
ፀለቶም በረከቶ ናይ ክብር ኣቦና ኣይፈለየና ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚብሔር ኣምላክ ክብር ሓውና
@kmtabproduction1096
@kmtabproduction1096 Год назад
ኣቤት ኣቤት ክጥዕም ቃል ሓቂ
@ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ
_ዝማሬ መላእክት የሥመዐልና ፍቁር ሓወይ ጸግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ💜💚በረከት ክቡር ኣቦና ይሕደረና😔✝️_
@zebibhagos1922
@zebibhagos1922 Год назад
Abona nskun ms tefelekumna betekrstyana egergr atiwa 😭🥺🙏
@zielundaufgabe210
@zielundaufgabe210 Год назад
ኣሜን ጸጋ የብዝሓልካ ዘማሪ ሓውና ። ናይ ኣቦና በረከት ኣይፈለና
@brhaneggg7311
@brhaneggg7311 Год назад
እውነት የኣባችን ፅንአት ኮ በረከታቸው ይደርብን
@berhaneyohannes1052
@berhaneyohannes1052 Год назад
Amen Amen Amen qal hiwet yesmaana
@selamselam2084
@selamselam2084 Год назад
አሜን ፫ዝማሬ መላእክት የሰመዓልና ክብር ሓወይ ናይ ክብር ኣቦና በረከቶም ኣይፍለየና🙏😘😘😘❤️❤️❤️❤️
@nigistihaile8323
@nigistihaile8323 Год назад
Amennnnnnnn Zmaremelaekt yesmealna
@tesfahanes1235
@tesfahanes1235 Год назад
ንሐውና ዱያቆን ቃለ ሂወት የስምዓልና ነታባባዓዮ
@mebrahtomgebrehiwet3963
@mebrahtomgebrehiwet3963 Год назад
ኣሜን ዝማሬ መላእክት ይስምዓልና ፡ በረከት ናይ ኣቡና ይደግፈና ።
@habeshaentertainment2740
@habeshaentertainment2740 Год назад
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ድ/ን ሓውና ናይ ኣቦና ጸሎት ክኣ ምስ ኩልና ይኩን
@aminegebreyo4660
@aminegebreyo4660 Год назад
Zmare melaekti yesmealna
@Kahasegebrekidan1022
@Kahasegebrekidan1022 Год назад
Amen Amen Amen zmarie melakti yesmalna Xegu yhbzalka Amlak dyakon hawey 🙏❤️🙏
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 Год назад
Amen. Amen. Amen. 🕊️⛪💖👏🌿🕊️🌿🕊️⛪⛪💖👏👏
@tiamirkidane7715
@tiamirkidane7715 Год назад
ኣቦይ ቀሺ ክብረኣብ ምስ መሳርሕትኹም ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@shewittesfaslase8743
@shewittesfaslase8743 Год назад
ቀሚሰይ እንዶ ምለሱለይ ወላ ደም ቀባቢእኩም :ብሓቂ ልብካ ትትንክፍ መዝሙር :ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልካ ኩቡር ሓወይ
@AmanuelAb731
@AmanuelAb731 Год назад
ዝመሬ መላእክት የስማዓልና ሃውና ጥዕምቲ መዝሙር፡ ቡጹእ ወ ቅዱስ ኣባና እንጦንዮስ በረከቶም ይሕደረና፡ ሰላምን ፍቅሪን የውርደልና ኣምላክ ኣቦይ ስደትና የሕጽረልና🙏❤.
@እመብሪሃንምርሕኒመገዲቅድ
ዝማሬ መልእክቲ የስመዐልና ክብር ሓውና ናይ ኦብና በረከቶም ይሕደረና
@freweyniberhane5022
@freweyniberhane5022 Год назад
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏 zmare melakti yesmalna dyakon Samsom hawna Egzabiher amlak nay agelglot zebenka ybarkn ykedsn
@Sesen2000
@Sesen2000 Год назад
Zmare melaekti yesmealna. Mereket abona yhderena
@-kifre_nahom___tube
@-kifre_nahom___tube Год назад
በረከት ናይ ቕዱስ ኣቦና ኣይፈለየና።
@kidusanabew12
@kidusanabew12 Год назад
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ብሩክ ሓወይ።❤🙏🏼 ኣቦየ ወትሩ ኣብ ልብና።🥺🖤💔🙏🏼
@ዋይዜማ
@ዋይዜማ Год назад
#ድምጺ_ሕልፍኚ ነቲ ናይ ለውሃት ኣገልግሎት ነቲ ናይ ጽድቂ ጽኑዕ መድሎት ኢንታ ን`ኸይርከበኒ መኣስ ተፈልየ ካብ ጸሎት ድሮ ተሳዒርካ ትብለኒ ወደይ ከመይ ወዲቅካ ሕጊ እንተረገጽካዮ ተመሊሱ’ዩ ዝረግጸካ ሞይቱ`ልካ ተስፋ ኣይትቁረጽ ኣልኣዛር`ዩ ዘመደይ በል ሓመድ ኣይትድበየኒ ግዳ ፍታሕ ገመደይ ማርያም ኣይትብከይለይ ማርታ`ውን ግደፍዮ ሞቂሑ ዝረስዓኒ ኣሎ ተጻይ ዝብከዮ ዝተቐደት ልብሲ እንጦንዮስ ኣሕዋት ደም ዝቐብእዋ ፈትሊ ናይ ክርስቶስ ጌሩ መንኮን`ዩ ኣሊምዋ ተወጢሑ ኣብ ኣምበላይ ይመጽእ ኣሎ ኣብ ፈረስ ፍጹም ሰብነቱ ኣንጺሁ ኮይኑ ሃዋርያ ክርስቶስ ሴፍ እተወጣውጠለይ ሞተይ ኣይሰማዕኻን ዲኻ ብስጋ ንንበር ትብለኒ ጾም ምኳኑ ዶ ዘንጊዕኻ የማነ ብርሃን`የ ‘ምበር ብጊሓቱ ዝሞትኩ ተጋግየ ዶኾን እኾን ንዓኻ ኣቦ ኢለ ዝሸምኩ ቀምሸይ እንዶ ምለሱለይ ዋላ ደም ቀባቢእኩም ኣይመውትን ‘ዩ ዮሴፍ ብሓሶት ንሓሶት ፈጢርኩም `ቲ ዝመጽኣኒ ራእይ ተቀቢለ ንኽብሩ ራኢየይ ክትፍጽሙስ ሓደራ ደቀይ ስመሩ በዲለ እንተ ደኣ ኾይነ ናብ ፍርዲ ኣቕርቡኒ ተጋግየ እንተኾይነ በጃኹም ዕድል ሃቡኒ ቤት ኣምላኽ ኣይዓጹን’የ ንዓይ ግን ይጽበበኒ ህልኽ ስጋ ኣርሒቕኩም ስፍሓት ልብኹም ሃቡኒ ናብቲ ናይ ጽውዓ ሂወት ናብቲ ሕንጹጽ ዕላማ ኣእጋረይ ነዚ ዶ`ይኮናን ብጊሓቱ ዝሰጎማ ቲ’ባይ ዝጸንዐ ሕሰም ናባኹም መጺኡ`ሎ ደቀየ ይቅረ በሉኒ ደጊምሲ ይደኽመኒ`ሎ
@musemamilove4519
@musemamilove4519 Год назад
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዲያቆን ሓወይ ❤
@ድንግልማርያምያዋሕሰይ
ዝማሬ መልኣኽቲ የስምዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ጸለቶምን በረቶም ናይ ኣቦና ኣይፈለየና ኣሜን
@hiwetweldat6421
@hiwetweldat6421 Год назад
ዝማረ ማላእት የስመዓልና ጸለቶምን በረከቶምን ይኩን ምስ ኩላትና 🙏🙏🙏💒💒💒
@ተመስገንአምላክ-ፐ3ኸ
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና😥😥💖💖💖🙏💖💖💖
Далее
Grand Final | IEM RIO 2024 | BO5 | КРNВОЙ ЭФИР
6:35:24
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Просмотров 865 тыс.
October 10, 2024
6:24
Просмотров 103