Тёмный

ድራር ምስ ባባ ምስ 6 ደቁ ባባ ደስ ዝበሎ መዓልቲ😁 

Yared Tsegay Smile
Подписаться 19 тыс.
Просмотров 35 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

21 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 528   
@helenhagos9195
@helenhagos9195 2 месяца назад
ኣነስ ብስሩ እንድየ ከመንት ፂሕፈ ለይፈልጥ ከዚግን ስሚዒታዊት ከይነ እየ ልፅሕፍለኩ ብሓደ ወገን ቀኒኤሉኩም ባሓደ ወገንለ ሓሪቀ ለሕረቀኒ ምክንያትለ ኣነ ኣብዚ ዓለም ናይ ምንባረይ ትርጉም ዝብል ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ኣቦይ ብቻ እዩ ኣቦይ ካብ ቀደመይቲ ባዓልቲ ቤቱ ዝወለድም ደቁ 6 ኣለዉው ካብ በልከነ ምክነያ ተፋላልዮም ካብ ኣቦይ ደቁ እናመሀረ እና ባፀሕም እንከሎ ከንደይ ማዓልቲ በይንካ ዋ ሓደር ግበር ኢለም ቤተሰብ ይነግርው እሱዉን ኣይ ኣነ ድሕሪ ከዚ ካልኤቲ ሰበይቲ የደልይ ወይ ተኪኢልኩም ምስ ኣዶ ደቀይ ዕረቁኒ ይብልም ካብኡ ኣይ እሳማ ኣብያ እያ ይብልው ካብ10 ዓመት ሙሉእ ደቁ እናባፀሐ እናማሃሮም 2 ስርሕም ምስ ሓዙ በቃ ወሲኑ ምስ ወላዲተይ ተመሪዑ ካብ ኣነ ተወሊደ ብድሕረይ ፈጣሪ ይመስገን 4 ኣለዉኒ ከዚ ማለት እዩ ግን ኣንሕና ክንዉለድ ድልየቶም የከነይ ነዩሩ በቃ ንክሪኡና እዮም ልስከፉና ይፀሉኡና ዋላ ነቦኦም ክንዲቲ ክብሪ ኣይህብወን ዝክላይ ከርተት ኢሉ ከም ዘይባፀሖም ኣነ ልበይ እዩ ልስበር ኩሉ ግዜ ባአቶም ቀስመይ ስበር ይብል ክቀርቦም ከም ዓበይቲ ኣሕዋተይ ንገዘኦም ነከድ ምስ ምንኣስ ሓፍተይ ብገፅም ወቂዕም የዉፅእና ካብ ኣነይ ምንኣሰይለ ንሓዛን ናትናስ ፅገም የቡሉን ኣቦናግን የሕዝነና ስቅ ኢሉ እዩ ልናፍቆም ተደዊልሎም ኣይትረብሸና ይብሎው እዚ ኩሉ ገይረ ኣብፂሕኩምስ እዚ ኢደይ ተበሎም ታይ ገይርካልና ይብልው ሰቅ ኢለ እየ ልነብዕ ናይ ወላዲ ሲሚዒት እንትጉዳኣ ማዓረ ክንደይ ልበካ ከም ዝግዳኣ ኣይትንግዕውይ ከዚግ እግዚአብሔር ይመስገን ነቦይ ኣይዘካ ኣለና ኣንሕና ደቅካ ይብለሎኩ ማለት በቃ ንእሸተይ ሓቦ ተኮኖ ኢለ እየ እና እዚኩሉ ዝፃሓፍክዮ ልምንታይ እዩ ከይትብሉኒ ንእሽተይ ከይንካ ንዓብይቲ ኣሓዋትካ ከትቃረረቦም ፅቡቅ እዩ ግን ንሰሙስ ሸለል ኣይትበሉ እና ሰሉዋይ ምስ ኣሕዋትኪ ከይንኪ ከም ዓባይ መጠን እዘን ምጩዋት ኣሕዋትኪ ተቃራረበየን እና ፈቅርኩም የብዝሓልኩም ፈረዩ ሰሱኑ እግዚአብሔር ኣምላክ ይባርክኩም 🤲👏🥰
@Haregte
@Haregte 2 месяца назад
ኣጆኺ ዛሓፍተይ ኣብ መብዛሕቲኡ ዘሎ እዩ ብጣዕሚ እዮም ዝቀንኡ እግዚአብሔር ሓደ ማዓልቲ ይኣኻክብኹም ቢሂወት እናሃለኹምም😢🙏
@زايد-د8ع
@زايد-د8ع 2 месяца назад
ኣጆኪ ማዓረይ ኣብኩሉ እዩ❤❤
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 2 месяца назад
አጆኪ ክብረተይ ዘሎ እየ ንሰኩም ብቻ ምሰ አደክምን ዝብልን ብፍቅሪ ንበሩ ን ደቂ አብኩም ብዝግባእ ፍቅሪ ሃብዮም ደሕሪ ግዜ ክመፁ እየም አይተሰክፊ ሓፍተይ
@muleredagahmus1518
@muleredagahmus1518 2 месяца назад
ኣብ ኩሉ እዪ ማዓርይ ይሕርቀኻ
@مازنحامضي
@مازنحامضي 2 месяца назад
ኣጀኪ ማዓረይ ኣብ ኩሉ እዩ😢😢ኣና ንባዕለይ ንፈዘረይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወ ዘክብሮ ምስ ደቂ ኣበይ ግን ከምቲ ዝድለ ናይ ኣሕዋት ርክብ የብልናን ግን ምስ ግዘ ክንቃራረብ ኢና ብዝበለፀ ኢና ይሓስብ ደቂ ኣበይ ተባሂለንስ ኣብ መርዓይ ተዓዲመን ተረፈን ዘይመፃ ብጣዕሚ ገረሚኒ ግን ኣምላክ ይመስገን ክንዲ ኩሉ ዝኮነ ደቅናይ እናዋኒ ❤❤❤❤
@thuryutfhhdgjjggjjgfhjjjd4524
@thuryutfhhdgjjggjjgfhjjjd4524 2 месяца назад
ዋው ኣቦኹም ዝበለኩም ስምዕ ዝበልካያ ✅👌❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 месяца назад
ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ🎉
@SameriAlAsmari
@SameriAlAsmari 2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤​@@merhawitmuaz1619
@Meeuuuuu
@Meeuuuuu 2 месяца назад
ታዓድልኩም ንኩሉኩም ኣቦ ዘለኩም ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልኩም❤ ኣነስ የታዓደልኩይ ኣቦይ ኣብ ዉግእ ሞይቱ ኣብ ሰደት ኮይነ ብጣዕሚ እየ ዝስተማስል ኣነ እየ በኩሪ😢
@TDF316
@TDF316 2 месяца назад
ኣነ እውን ጓለይ ከማኺ😢😢😢😢እስኪ ደሓን ተመስገን ንበል መዓረይ እምበር ኩናት በሊዑልና እዩ ኣብ ገነት ይንበሩልና👏🤲
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 2 месяца назад
እጆኪ ክብረተይ ቦጀና እየም ሓሊፎም ናይ አቦኪ ዕድመ ይሃብኪ ማዓረይ
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
አጆኩን ዘንሓተይ ❤
@LemlemAbrha-n4t
@LemlemAbrha-n4t 2 месяца назад
አጆኪ ማማየ😢
@hgf6568
@hgf6568 2 месяца назад
አጀክን አሕዋተይ
@سميرة-ظ9ش
@سميرة-ظ9ش День назад
አሰይ ደሰ ክተብሉ ዕደመንና ጥዕን ይሃብለኪም ፈጣሪ💘💘💘 10000000000
@ዉዉዋ
@ዉዉዋ 2 месяца назад
ደስ ክብሉ ሰሉዋይ ምስ ኣሕዋትኪ ተቃረረቢ
@Almi_Alm
@Almi_Alm 2 месяца назад
@@ዉዉዋ ሳብስክራይብ ግበረለይ
@HIfti-H
@HIfti-H 2 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበሩለየ🎉
@GgGg-w7g7i
@GgGg-w7g7i 2 месяца назад
ደስ በሃልቲ ስድራ ቤት ቅዱስ ቁንኢ ቀኒአ ብሓቂ ፍቅርኩም መመሊሱ ይዓምብብብ❤❤❤❤
@Haymitube3
@Haymitube3 2 месяца назад
ውይ ተዓዲልኩም ሰሉየይ እንካዕ ኣጋላት ሃለዎኪ ሰሉ ብጣዕሚ ኢኩም ደስ ትብሉ😘😘😘😘
@Almi_Alm
@Almi_Alm 2 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበረለይ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 месяца назад
ደምረን🎉
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 2 месяца назад
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤
@Haymitube3
@Haymitube3 2 месяца назад
ንኩለክን ገይረልክን ደቅዓደይ
@Almi_Alm
@Almi_Alm 2 месяца назад
@@Haymitube3 እሺ
@bege8567
@bege8567 2 месяца назад
ዋውውውውውውው ዕድመይ ጥዕናይ ይሃቡኹሙ ፈጣር ኣምላክ🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💐💐💐💐💐💐💐💐💐❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@Tgray2112
@Tgray2112 2 месяца назад
ልመጀመርታ ጊዘ ኮሞንት ክፅሕፍ ተገዲደ አስካቱም ትመስሉ ቆሉዑ ሓዲጊ ዕንበባ ትመስል ሰበይቱ አነ 3 ደቁ ገዲፉስ ካሊአ ናብራ መስሪቱ😢 ንሳ ግን ደቃ ክተባፅሕ ናብ ስደት ኣምሪሓ ኣይ ኣደ❤ ንዓካቱም ክተባፅሕ አንበይ ምተመረዐየት አኮ ኣደኩም ብዝከነ ብዝሕ ምበልኩ ግን ብፅሕፍ ኣይክአልን ምስታ ትፈትውዋ ፅሪቲ ኣደኩም ብሰላም የጋኒኩም ወልዲትኩም ብደቃ ኩሉ ጊዜ ትትሓጎስ❤❤❤❤
@tsadeydelaytifkernselamn5484
@tsadeydelaytifkernselamn5484 2 месяца назад
Nay behakey gwaly ygrmki eyu geleom asewet tsbuk ayftun eyom 😢
@ማሂጓልትግራይ-መ5ፐ
@ማሂጓልትግራይ-መ5ፐ 18 дней назад
እንታይ ይምልከተክን ለካብጥ
@Mizan-l3w
@Mizan-l3w 2 месяца назад
ዋዉ ደስ ክትቡሉ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤❤❤❤😍😍😍😍😍
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 месяца назад
ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ🎉❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 2 месяца назад
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤
@ssSs-gy1hr
@ssSs-gy1hr 2 месяца назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፊጣሪ❤❤❤❤❤
@hgf6568
@hgf6568 2 месяца назад
ዋውው ደስ ክትብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@لمتب
@لمتب 2 месяца назад
ደስ ክትብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🥰❤❤❤
@ngatngat2286
@ngatngat2286 2 месяца назад
እግዚኣብሄር ኣምላክ ይባርኩም🙏❤❤ እና መንፈሰ ቁዱሰ ይቁፀርኩም 🙏🙏
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 месяца назад
ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ🎉❤
@DgfjSelam
@DgfjSelam 2 месяца назад
ኣታ ኣሰቢድኩም ብስሩ ደስ ትብሉ ብትክክል
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 2 месяца назад
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 2 месяца назад
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 2 месяца назад
ሓላልይ ሳብሱክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤
@DgfjSelam
@DgfjSelam 2 месяца назад
@@Grmaneshyoutube ገይረልኪ ምቅርቲ
@Almi_Alm
@Almi_Alm 2 месяца назад
@@DgfjSelam ንዓይም ግበረለይ ምቅርተይ💝🙏
@FeeffCsef
@FeeffCsef 2 месяца назад
ኣሰይ ደሰ ክትብሉ 🎉🎉ውቅሮ ተናፋቂት🎉🎉
@ጥቅሽጋልወጀራት
@ጥቅሽጋልወጀራት 2 месяца назад
ብእክብኩም የንብርኹም ንወላዱኹም ዕድሜን ጥዕናን ይሃበልኹም ፈጣር❤❤❤
@KesuTes
@KesuTes 2 месяца назад
ዋው ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ካብ ዓይኒ ሰብ ይምሓርኩም🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰
@RdEy-lu8vo
@RdEy-lu8vo 2 месяца назад
ዋዉ ደስ ትብሉ ላኣናዉን ሳፕራይዝ ገይርኹምና ሰሚዕና ለይንፈልጥ አሕዋት ሃምልለዋኹም ኣብ ሐደ ዓዲ ሰፊርኹምስ ታማገይረናኹም ክሳብኸዚ ኣብ መርዓይኹን ኣብ ናእዩኣስ ዓመት መፂአን ለይፈልጣ ዝሮ ካብዙይ ላብዙይ ምሳኹም ክመፃ ተስፋ ንገብር❤ እና ያሬዳ ናለሚ አሸንዳ ወርሒ ሓምለ ድያ ተቀይራ ብኸዚኣ ኹላ ትካሓልላ ትቁነንላ ሃመይ ድያ ኾይና😂
@tsegatsega238
@tsegatsega238 2 месяца назад
ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤
@DgfjSelam
@DgfjSelam 2 месяца назад
ወላ ኣነ ገሪምኒ ብትክክል ሰምቢደ 😁
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 месяца назад
​@@DgfjSelamደምረን🎉
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 2 месяца назад
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤❤
@EmuGalWukro
@EmuGalWukro 2 месяца назад
ዕድመ ጢዕና ይሃብኩም ፈጣሪ ክሽክራ ዘን ኣክዋትኩም ንኣፎም እየ ዝመስላ ያሩከ መዓዝ ኢካ ትጋብዞም
@Almi_Alm
@Almi_Alm 2 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበረለይ
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 2 месяца назад
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ 2 месяца назад
ጥዕማት ደስስስስ ብሃልቲ ስድራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ፍቅርኩም የብዝሓዮ🙏❤❤❤❤❤
@Almi_Alm
@Almi_Alm 2 месяца назад
@@ማርያመይኣዶፍቅሪ ሳብስክራይብ ግበረለይ ዝያዳይ🙏
@MdKhan-jm5uu
@MdKhan-jm5uu 2 месяца назад
Edmen tenan yhabkum fetari mukurta aseyyyyyyy Aseyyyyyyy ♥️ ❤️ ❤❤❤❤❤
@Lomo.mdia7453
@Lomo.mdia7453 Месяц назад
ኣቦኹም ዝወለደን ድቓላ ማለት ድዩ ደስ ብሃል ግን ካብ ሓንት ሰበይቲ እዩ ፅቡቕ ነይሩ
@احمداحمد-ش4د5ذ
@احمداحمد-ش4د5ذ 2 месяца назад
እሰይ ምጭዋት ዘን ኣሕዋትካ እምበር ኩሉ ግዜ ኣምፃየን🌼
@KinbahaftKinbahaft
@KinbahaftKinbahaft 2 месяца назад
ተዓደልኩም ፅርያት
@Polak-u4t
@Polak-u4t 2 месяца назад
ማርያምን ካዓን ሰብ የዉፅኹም አቦኤይ ስለ ዝፎት ግድስ አቧ ዝራአኹወ መስሉን ግንኮ 2 ወርሑ ገይሩ አቧኦይ ካብ ዝሳአንኹ ለዛዉም አብ ስደት ኮነ😢😢😢 ብዝኮነ ቢእርምኩም የብርኩም የሕዋተይ❤❤
@Almi_Alm
@Almi_Alm 2 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበረለይ❤
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
አጀኪ ማዓረይ ኩላትና ኢና ኣነስ ብጉሓተይ ዝሳአኑኩ እየ ጓል 3+ ዓመት ኣንሃለኩ ግን እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ኣደ ዝገበረት ገይራ አዕብያትና
@Almi_Alm
@Almi_Alm 2 месяца назад
@@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ ሳብስክራይብ ግበረለይ ዛናተይ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 месяца назад
ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ ማዓረይ🎉❤
@AbxhdBsjs-fl2ec
@AbxhdBsjs-fl2ec 2 месяца назад
ኣጆኩን ኣሕዋተይ ኣተስተማስላ ዓለም ጎደሎ አያ ኣነ ዋላ ዝፈትዋ ወዲ ኣቦይ ነይሩ ኣጋ ሰላም ክከውን ኣብገድሊ ተሰዊኡ 😢ግን ክዓ ንቶም ዘለው እናረኣና ስደት መሊኡ ኣይመልአልካን 😢​@@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
@ፈታዊትዘመንኣለምሰገድእየ
ኣሰይ ደስ ክትብሉ 😊ውቅሮ ተናፋቂት❤
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 2 месяца назад
ሳፕሰክራይፕ አባ ግበረለይ
@mami-zg5od
@mami-zg5od 2 месяца назад
ግን ይቅርታ ግበራለይ እምበር ሓሪቀ እንድዒ እንተይ ኮይነ ኣይፈለጥኩን ዝሮ ይመቹኩም ኣጆኪ ማኣዛየ
@Tgi9479
@Tgi9479 2 месяца назад
Me to 😢
@HenokGebi-we8vg
@HenokGebi-we8vg 2 месяца назад
ብጣዕም ጽቡቅ ደስ ትብሉ ስድራ እኩም ቀጽልሉ ፍቅርኩም ይብዛሕ ነውሕ ዕድመን ጥዓናን ይሃብኩም ።
@HIfti-H
@HIfti-H 2 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበሩለይ
@ምባርንመንይግቦኦ
@ምባርንመንይግቦኦ 2 месяца назад
ጽቡቃት ኣደ ኣዴኩ ከ ኣቦኩም ጥራሕ ንማማ ካ ምሳኩም ፋሚሊ ምስ ደቃ ሰብኣያን ጽቡቅ ኢዩ ግን ንማማ ከምዚኣ ገርኩም ኣጋብዝዋ❤❤
@Almi_Alm
@Almi_Alm 2 месяца назад
@@ምባርንመንይግቦኦ ሳብስክራይብ ግበረለይ
@aotali8812
@aotali8812 2 месяца назад
ኣዲኦም ዳኣ ሱዕዲ እንድያ
@ምባርንመንይግቦኦ
@ምባርንመንይግቦኦ 2 месяца назад
@@aotali8812 no ምስ ደቃ ኮ ፕራክ ትግብሮ ነይራ ናኣፌ
@HIfti-H
@HIfti-H 2 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉
@meriabrha115
@meriabrha115 2 месяца назад
ዋውውው ክንደይ ደስስ ትብሉ❤❤❤❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤
@mebratitekle9606
@mebratitekle9606 2 месяца назад
Yaredey😍 asey tsruyat des ktblu amlak bfkri yenbrkum ahwatey❤❤❤❤🎉🎉
@HIfti-H
@HIfti-H 2 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉
@smerasamura502
@smerasamura502 2 месяца назад
ተመስገን ኣምላኽ ደስ ኽትብሉ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 2 месяца назад
ሳፕሰክራይፕ ገበረለይ ሓላለይ
@FgfGgg-e7o
@FgfGgg-e7o 2 месяца назад
ዋይ ብቻ ሰለስትኦም እዩ ልመስለኒ ነይሩ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@HIfti-H
@HIfti-H 2 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበሩለየ🎉
@tesgategrewyti6347
@tesgategrewyti6347 2 месяца назад
ዋዉ ደስ ባሃልቲ ፅሩያት ስድራ❤❤❤
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 2 месяца назад
ሳፕ ግበረለይ ክበረተይ
@Kidan-n1u
@Kidan-n1u 2 месяца назад
እሰይ ደስስስስ ክትብሉ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤😊😊😊
@HIfti-H
@HIfti-H 2 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበሪለይይ🎉
@tsgiyeabrha7543
@tsgiyeabrha7543 2 месяца назад
ደስባሃልቲ ስድራ❤❤
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 2 месяца назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላክ ፍቁራተይ❤❤
@FerFerFe
@FerFerFe 2 месяца назад
እንኳዕ በስላም መፃእኩም ፀሩያት ስድራ❤❤❤❤❤
@HIfti-H
@HIfti-H 2 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበሩለይ
@ትግራዊቲ
@ትግራዊቲ 2 месяца назад
ያሬድ ምስ ደቂ ኣቦካ ኮይንካ ዘን ኣናኣሽተይ ቆልዑ ሕዝካ ቭድዮ ስራሕ ሓርፍ ቭድዮ ክትዓቢ እካ በእወነት ኣሐንቅቀን❤
@tfgddyfyg3875
@tfgddyfyg3875 2 месяца назад
Demrni marey
@HIfti-H
@HIfti-H 2 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበሩለየ🎉
@Galtgray846
@Galtgray846 Месяц назад
ክትዛራብ ከለካ ሪስፖርት ዘለዎ ምዝራብ ልመድ
@MiseSara-o8j
@MiseSara-o8j 2 месяца назад
ፈጣሪ ያሓልኹም🙏 ዋይ ክንዳይ ኣለና ግን ለይምልከተና ስ ኣይንፍረድ ኣሕዋት🙏
@Almi_Alm
@Almi_Alm 2 месяца назад
@@MiseSara-o8j ሳብስክራይብ ግበረለይ 💝
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 месяца назад
ደምረን🎉
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 2 месяца назад
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤❤
@gjkv7156
@gjkv7156 2 месяца назад
ዋው ሳፕራይዝ ኣነስ ሰለስቲኦም ጥራሕ ይመስለኒ ነይሩ በሉ ኣይፈላልኩም ፅቡቓት ፋሚሊ
@HIfti-H
@HIfti-H 2 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበሩለየ🎉
@ንግስቲነብሳትግራወይቲ
ቡኡነት ትዕድልቲ ኣያዋኩም ተዓድሎም ዝኮነ ኮይኑስ ማእገርካ ኣይውሓድ ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም ሙቁራት ስድራ❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 месяца назад
ደምረን🎉
@MeriGeber
@MeriGeber 2 месяца назад
ብጣዓሚ ደስ ባሃልቲ ኢኩም እና ክብለካ ዝደሊ ቅድብካ ኣይትላፀዮ ምሳካ ኣይትከይድን እና ቀፁሉሉ ፁቡቃት❤❤
@Almi_Alm
@Almi_Alm 2 месяца назад
@@MeriGeber ሳብስክራይብ ግበረለይ ዛናተይ
@lawlatibaraa
@lawlatibaraa 2 месяца назад
አስይ ደስ ትብሉ ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@HIfti-H
@HIfti-H 2 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉
@محمدمحمد-ق8ع7ح
@محمدمحمد-ق8ع7ح 2 месяца назад
ኡፍፍ ብኡነት ቅዱስ ቅንኢ ቀኒአልኩም ፍቕርኹም የብዝሓዮ ቀፃሊ ይኹን ንደቂ ኣቦኹም ብደንቢ ተቐራረብወን ተዘይተጠቐምኩም ኣይትጎዳድኡን ሓውካ እዩ ሓውካ
@JbbfhhFhd-ee9wj
@JbbfhhFhd-ee9wj 2 месяца назад
ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም❤❤❤🎉❤
@user-dj3xj5eh7M
@user-dj3xj5eh7M 2 месяца назад
ካብ ዓይኒ ሰብ የውፅእኩም አያዊተይ ስለ ዝፎትው ግድስ ኣያዊተይ ዝረእክዎ ሞሲሉኒ ነይሩ ግን ዓለም ጠላም እያ ምስ ናፉቆተይ ካብ ዝፍለይ ድሮ ሓደ ወርሒ ገይሩ ኣያዊተይ እንታይ ነይሩዎ ረኪበ ናፉቆተይ ተዘፉፅእ እፉፉፉ ስደት ሑሱም💔😢😢 ዝፎትወኩም ፋሚሊ ኣምላክ ብእኩውኩም የንብርኩም🙏❤️❤️
@Almi_Alm
@Almi_Alm 2 месяца назад
@@user-dj3xj5eh7M ሳብስክራይብ ግበረለይ ወለላይ
@HIfti-H
@HIfti-H 2 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉
@gamilahgamilah3329
@gamilahgamilah3329 2 месяца назад
መዓዛ ኣብ ስደት ከይና ደቃ ተባጽሕ ኣበክም ከዓ ሰይቱ ገይሩ ደቁ ይወልድ ዝሮ ዝሮ ጽብቅ
@jeirejeire8992
@jeirejeire8992 2 месяца назад
እኮ እሱእዩ ዝገርመና ዘሎ ስበአይ ሰብአይ እዩ 😁
@ጋልትግራይ-ዐ2ገ
@ጋልትግራይ-ዐ2ገ 2 месяца назад
ዋይ ኣይብሃልይ ተትፋትሖም ድኣ ታይ ክገብር🙄😮
@gamilahgamilah3329
@gamilahgamilah3329 2 месяца назад
@@ጋልትግራይ-ዐ2ገ ስክ ኣማ በላ ታይ ከይኑ ዘይበሃል ዋ ኣብ ርእስክን ዘይበጸሐክን ዕድመኣ ኣብ ስደት ወድኣቶ ኣደኦም ደቃ ክተባጽሕስ ንሱ ደቁ ሕዙ ክዛወር ኣናስ ሕርር ደኣ ይብለኩ ውስልትና ኣና ንክለም የፍልጦምን ኣብ ምድያ እየ ዝፍልጦም ግን ከም ጋል ግን ይስመዐንይ እዩ
@aishan4539
@aishan4539 2 месяца назад
አይባሃልን እዛ እንበይተይ ተፈልጥዮ ነገር ዘይብልኪ ምዝራብ ፅቡቅ አይኳነን
@እመብርሃን-ዘ1ቐ
@እመብርሃን-ዘ1ቐ 2 месяца назад
ኣየ ናሰብ ነገር ኩሉ ወዮ😢😢
@freweynidesta
@freweynidesta 2 месяца назад
ዋው ሽኮራት ስድራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ 🙏🙏🙏
@freweynidesta
@freweynidesta 2 месяца назад
@@HIfti-H ok
@BlanchG-yy9ml
@BlanchG-yy9ml Месяц назад
አፈወርቂ ግን ደስ ክብለካ ርጋዕትኢ
@موودعس
@موودعس 2 месяца назад
ደስ ትብሉ ፍቅርኩም የበዘሐዮ ደቂ አበኩም ዝረከብኩም 💞
@KhanGull-s6w
@KhanGull-s6w 2 месяца назад
ይመቻኩም ፅቡቃት❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@NestiNet-x9k
@NestiNet-x9k 2 месяца назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤🎉🎉🎉
@saddvzx9822
@saddvzx9822 2 месяца назад
ደስ ክብሉ ይመችኩም
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 2 месяца назад
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤
@meriyhabesha6103
@meriyhabesha6103 2 месяца назад
Wow des behalti
@SasdfGsxdf
@SasdfGsxdf 2 месяца назад
ማራያም ደሰ ክቡሉ ❤❤❤❤ ደቆቦይ አለዎኒ ብጣዕሚ ዝፈተወን ሰብ ደቂ አቦኪ ተይሉኒ ብጣዕሚ ዝናደድ ብጣዕሚና ንፉቶ ካብአዲአን ንላዕል ንደይ ብጣዕሚ ዘክብራአ ❤❤በ
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 2 месяца назад
ሳፕሰክራይፕ አባ ግበረለይ
@SasdfGsxdf
@SasdfGsxdf 2 месяца назад
@@RahelGebrehwet ገይልኪ
@ምልኣትገብረሂወት
@ምልኣትገብረሂወት 2 месяца назад
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤🙏
@mጓልዓድጉደም
@mጓልዓድጉደም 2 месяца назад
ዕደመን ጥዕናን ያሃቡክም ፀቡቃት ሰድራ❤❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 2 месяца назад
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤❤
@UfYd-g9c
@UfYd-g9c 2 месяца назад
ትዕድልቲ ፈጣሪ ስደትና ኣሕፅረልና🌹🌹🌹
@Almi_Alm
@Almi_Alm 2 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበረለይ❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 месяца назад
ደምረን ጋል ማዳም
@Hfgjhdsghkmnvxchjll
@Hfgjhdsghkmnvxchjll 2 месяца назад
Zu kola Na selam yekoney dyu🤔🤔
@meratyngos5330
@meratyngos5330 2 месяца назад
ኣሰይ ደስ ትብሉ ተመስገን ኣምላኸይ❤❤🥰💚🙏🙏🙏
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 2 месяца назад
ሳፕሰክራይፕ አባ ግበረለይ
@brtukan21tibkg
@brtukan21tibkg 2 месяца назад
ይመችኩም ፅሩያት ስድራ❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 месяца назад
ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ❤
@ማሂ-tgray
@ማሂ-tgray 2 месяца назад
ብጣዕሚ ኢኹም ደስ ትብሉ ተቅንኡ ♥️💋💋♥️♥️♥️♥️
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 2 месяца назад
ደምርኒ ክብረተይ❤
@ማሂ-tgray
@ማሂ-tgray 2 месяца назад
@@RahelGebrehwet አሺ ማዓረይ
@HhHh-m5p
@HhHh-m5p 2 месяца назад
ኣየ ሰሉ ምስ ኣይፎን ዘለኪ ፍቅሪ😁😁
@YdtHr
@YdtHr 2 месяца назад
ኣረ ይመችኩም ❤❤❤❤❤
@مازنحامضي
@مازنحامضي 2 месяца назад
ሳፕራይዝ ገርኩምና ኣና ግን ደቂ በኩም ዘለዉ ኣይመስለንን ናይሩ. ኣብ መርዓ ወይ ኣብ ናይ ያኣስ ዓመት ኣይናበራን ኣለወና ገለ ክትብሉ ሰመዐኩም ኣይፈልጥን ብዝኮና ፅቡቃት ስድራ ደስ ባሃልቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኣሕዋትካ ዝመስልዋ የለን ብሓደ ክትመፅና ንፅበ❤❤❤❤❤
@yayadada4035
@yayadada4035 2 месяца назад
አረ ይሞችኩም አዳያ ፀጋይ❤❤
@rutahabte9695
@rutahabte9695 2 месяца назад
Des Teblu sedra kudess keni ❤
@gualabaytigray
@gualabaytigray 2 месяца назад
ብሉጽ ኣቦ ፈታዊ ደቁ 🥰🤎
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 месяца назад
ደምረን🎉
@HAYLSH-s4s
@HAYLSH-s4s 2 месяца назад
ካብዚ ዝዓቢ ፀጋ የለን
@zufanzufan9990
@zufanzufan9990 2 месяца назад
ደስ በሃልቲ ያዳ ምስ ኣሕዋትካ ይመችኩም
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 2 месяца назад
ሳፕሰክራይፕ ግበረለይ ማዓረይ
@فاطمهصالح-ن9ه
@فاطمهصالح-ن9ه 2 месяца назад
ዋዉ ዓድካ ጥዑም🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ሃገረትግራይእየዝደሊ
@ሃገረትግራይእየዝደሊ 2 месяца назад
I am happy for you guys for spending time together as a family. It must feel really great. Having said that, I also would like to mention how young Tegaru are destroying the Tigrigna language by mixing Tigrigna and Amhara's words when they speak. Try to learn how to speak in pure Tigrigna from the farmers (people) of Tigrai who live in the rural areas of Tigrai. The people of rural areas of Tigrai use unadulterated pure Tigrigna without adding Amharic words because they are not exposed to Amharic like those who think of themselves as educated. It makes me sick when our young peoples of the urban areas (cities) of Tigrai destroy the Tigrigna language by mixing with our enemy's language when they try to have a conversation.
@Aronlid-h3v
@Aronlid-h3v 2 месяца назад
Edmen tienan yhabkum fetari wy des ktblu🎉❤❤❤🎉
@HIfti-H
@HIfti-H 2 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉
@letshgebru7604
@letshgebru7604 2 месяца назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤🎉🎉🎉
@DPo-fq3lb
@DPo-fq3lb 2 месяца назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም😍😍😍
@Almi_Alm
@Almi_Alm 2 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበረለይ❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 месяца назад
ደምረን
@fserdss1437
@fserdss1437 2 месяца назад
ዋ ምንኣስ ሰሉ እየን ዝመስላ ኣብልዕሊ ሰበይቶም ከይዶም ማለት ድዩ
@Lwam.21
@Lwam.21 2 месяца назад
ያሩ በሊፂካዮም ኣጆካ ቱኩረት ገይርካ ስርሐሉ ቻናልካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MdBabull-m3h
@MdBabull-m3h 2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@HIfti-H
@HIfti-H 2 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበሩለየ🎉
@brhaneye
@brhaneye 2 месяца назад
ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ኣሕዋተይ ብፍቅሪ የንብርኩም 🙏😊
@HIfti-H
@HIfti-H 2 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበሩለየ🎉
@brhaneye
@brhaneye 2 месяца назад
@@HIfti-H ጌረልኪየ ቀደም
@ማማየወለሎ
@ማማየወለሎ 2 месяца назад
ኣሰይ ደስስ ምዋልኩም❤❤❤❤❤❤
@HIfti-H
@HIfti-H 2 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉🎉
@hthf454
@hthf454 2 месяца назад
ፅሩያት family 😊
@HIfti-H
@HIfti-H 2 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበሩለየ
@ሜሪጓልካናዳ
@ሜሪጓልካናዳ 2 месяца назад
ዋዋውው ደስትብሉ❤❤
@bbgggkhgf3862
@bbgggkhgf3862 2 месяца назад
አነስ 3ተኹሙ ጥራሓ ሰለ ዝፈልጥስ ሰንብደ
@Almi_Alm
@Almi_Alm 2 месяца назад
@@bbgggkhgf3862 ሳብስክራይብ ግበረለይ 💝
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
ይመችኩም ❤❤❤
@DyanaDiyana
@DyanaDiyana 2 месяца назад
ዕድመ ይሃብኩም ❤ኣቦይ 7ወሊዱ 6ተና ኣብ ስደት እኔና 😂😢
@FaysalKsa-nt8jk
@FaysalKsa-nt8jk 2 месяца назад
😂😂😂😢
@gullala4624
@gullala4624 2 месяца назад
ስቤሓን አላህ ያሓበሻ ኢሽፊኩም 😂😂😂😂❤
@DyanaDiyana
@DyanaDiyana 2 месяца назад
@@gullala4624 እንታይ ፈሊጠ 😔🥺🤣
@selamwegahta21
@selamwegahta21 2 месяца назад
ብሰላም ይምለስኩም ፋሕ በተና ዝኮነት ዓለም😅
@ggdd-xy4qi
@ggdd-xy4qi 2 месяца назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🎉🎉🎉❤❤❤❤
@HIfti-H
@HIfti-H 2 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበሩለየ🎉
@rroshan6975
@rroshan6975 2 месяца назад
ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤❤❤
@HIfti-H
@HIfti-H 2 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበሩለየ🎉
@hhdhd7109
@hhdhd7109 2 месяца назад
እግዚአቢሔር አምላክ አይፈላላኩም ኩቡራት ሰድራ ❤❤❤❤❤❤❤
@HIfti-H
@HIfti-H 2 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበሩለየ🎉
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
ኣሰይይይይ መቁራተይ ተዓዲሎም ክንደይ ደሰ ክቡሉ እዩም❤❤❤🎉🎉🎉
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 месяца назад
ደምረን🎉
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 2 месяца назад
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤
@ZyadaZyada
@ZyadaZyada 2 месяца назад
ብዝኮነይመቸኩም ብጣዕሚ ኢኩም ደሰትብሉ❤❤❤😂😂
@mebrihitkidanu16
@mebrihitkidanu16 2 месяца назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም🙏❤
@JjdjdjFhhdhf
@JjdjdjFhhdhf 2 месяца назад
ዕድመን እንጀራን ይሃብኩም
@drtt2855
@drtt2855 2 месяца назад
ደስ ክትብሉ❤❤
@قعقغيعقعقاغقعق
@قعقغيعقعقاغقعق 2 месяца назад
ያሬድ ሽኮር❤❤🎉
@GanatdastadastaGanatdastadasta
@GanatdastadastaGanatdastadasta 2 месяца назад
ሙቁራት❤❤❤❤❤
@MySelf-t5m
@MySelf-t5m 2 месяца назад
ዋው ፁሩያት❤❤❤❤
@LetishKidu
@LetishKidu 2 месяца назад
ኣነዝብለኩም ማዘር ማሃለየት ፅቡቅ ነይሩ🎉🎉🎉🎉
@HIfti-H
@HIfti-H 2 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበሩለየ🎉
@Amaneeamani
@Amaneeamani 8 дней назад
❤❤❤❤❤
Далее
ታገቢኛለሽ ወይ
21:43
Просмотров 230 тыс.