Тёмный

"ድንግል ብሕልና ድንግል ብስጋ" ብክቡር ኣባ ዮናስ ዮሓንስ Fr. Yonas Yohannes 

ዓይኒ-ማይ: AyniMay Tube
Подписаться 14 тыс.
Просмотров 4,2 тыс.
50% 1

"ድንግል ብሕልና ድንግል ብስጋ" ብክቡር ኣባ ዮናስ ዮሓንስ Fr. Yonas Yohannes
#subscribe #orthodox #catholic

Опубликовано:

 

12 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 34   
@bdal4966
@bdal4966 2 месяца назад
Temesgen fetari dngl Maryam lemnilna Amen❤❤❤❤
@JdbH-r8m
@JdbH-r8m Месяц назад
አሜን አሜን አሜን ❤❤❤
@user-cy5ke1jv9n
@user-cy5ke1jv9n 2 месяца назад
አሜን 🙏🙏🙏
@shewitmebrahtu
@shewitmebrahtu 2 месяца назад
Amen amen amen
@marthakidane8329
@marthakidane8329 2 месяца назад
Amen Amen Amen ❤❤❤
@user-qm7gx3tj9n
@user-qm7gx3tj9n 2 месяца назад
Amen amen amen 🙏🙏🙏
@brikhtisolomon
@brikhtisolomon 2 месяца назад
Amen Amen Amen 🙏
@trezakubrom2793
@trezakubrom2793 2 месяца назад
Amen
@soraenatie4116
@soraenatie4116 2 месяца назад
👍Thanks Abba Yonas lomi gizye bzuh adenagery temhrty yerea allo👍🙏🏻
@letehansgebres1943
@letehansgebres1943 2 месяца назад
Amennn❤amennn❤amennnnn❤
@zewdiawalom4387
@zewdiawalom4387 Месяц назад
🙏🙏🙏🙏🙏
@user-te6pq1ss7u
@user-te6pq1ss7u 2 месяца назад
❤❤❤
@adhanakesete2651
@adhanakesete2651 2 месяца назад
❤❤❤❤
@user-mc3oo7sh7k
@user-mc3oo7sh7k 2 месяца назад
ኣሜን ኣባየ እታ ዝምነያን ዝጽበያን ኣርእስቲ ኣብ ግዜኣን ሰ ዓታን ንክሰምዓ ዘብቃ ዓኒ ምስጋና ይኹኖ ኢየሱስ ወዲ ዳዊት ኣሜን🙏❤️🙏
@letehansgebres1943
@letehansgebres1943 2 месяца назад
❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏❤️❤❤
@helendaniel1249
@helendaniel1249 2 месяца назад
ሕዙናት ግዳ ዘይተጸናንዑ፡ ቡኡሳት ዘይትዓርቁ ፡ፈተውቲ ነብሶም ፈሪሳውያን😢😢😢😢
@ShowMeYourGlory77
@ShowMeYourGlory77 2 месяца назад
ማርያም መደበይ "ብስጋይ ብድንግልና ብሕልናይ ብድንግልና ኣብ መቅደሱ ንምግልጋል እዩ:" ኣይበለትን። ሓሶት !
@hawazkiflezghi5433
@hawazkiflezghi5433 2 месяца назад
ገብርኤል ከበስራ ከሎ ምስ ዮሴፍ ተሓጽያ ኣይነበረትን ድያ፧
@ShowMeYourGlory77
@ShowMeYourGlory77 2 месяца назад
"ኣቱም ግቡዛት መምህራን ሕግን ፈሪሳውያንን (ግቡዛት ካህናት) : መንግስተ ሰማይ ንሰብ ኣብ ገጹ እትዓጽዉሉ : ንርእስኹም ኣይትኣትዉን : ነቶም ክኣትዉ ዝደልዩ ድማ ምእታው እትኽልክሉ ኢኹም እሞ ወይለኹም።" ማቴ 23:13
@soraenatie4116
@soraenatie4116 2 месяца назад
Kulna sher nbello🙏🏻🙏🏻
@GhilayAfewerki
@GhilayAfewerki 2 месяца назад
አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን ❤❤❤❤❤❤
@AaAa-lm1ui
@AaAa-lm1ui 2 месяца назад
😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤አሜኀኀኀኀነነነነነነነነነነ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ShowMeYourGlory77
@ShowMeYourGlory77 2 месяца назад
ኢየሱስ ክርስቶስ ንሞት ክፍረድ ከሎ : ኣሕዋቱ ከምዝን ከምትን ዘይገበሩ ኢልካ መመጎቲ ክትጥቀመሉ ኣይትኽእልን ኢኻ። ኢየሱስ ኣስታት ወዲ 33 ዓመት ኣቢሉ እንተ ነይሩ ንሳቶም ካብኡ ዝንእሱ ኣብ 20ታት ከም ዝነበሩ ምግማት ዘጸግም ኣይኮነን። ሽዑ ይትረፍ ኣሕዋቱ እቶም ኣስታት 3 ዓመት ምስኡ ዝነበሩ ደቀ መዛሙርቱ በዓል ጴጥሮስ ምስኡ ጸኒዖም ደው ክብሉ ኣይከኣሉን።
@ShowMeYourGlory77
@ShowMeYourGlory77 2 месяца назад
ማርያም ድሕሪ ኢየሱስ ምውላዱ ካብ ዮሴፍ ዝወለደቶም ደቂ ከም ዝነበሩዋ ተደጋጊሙ ተገሊጹ ኣሎ። እዚ ከኣ ሓጥያት ኣይኮነን። ወንጌል ኣስማቶም ዘርዚሩ እዩ ገሊጽዎም ዘሎ። ንኣብነት ማቴ.13:56 ወዲ እቲ ጸራቢዶ ኣይኮነን? ኣዲኡስ ማርያም እትብሃልዶ ኣይኮነትን? ኣሕዋቱስ ያዕቆብ : ዮሳ : ስምኦን ይሁዳ ዶ ኣይኮኑን። እዚ ምስ ኣብ ማቴ 27:56 ዘሎ ቃል ምምስኻር ይከኣል። ... ማርያም ኣደ ያቆብን ዮሳን ... ይብል : ብፍላይ ንያቆብ ኣብ ካልእ'ውን ንኣብነት ኣብ ገላትያ 1:19 ብዘይካ ያዕቆብ ሓው ጎይታና ግና ካልእ ካብ ሃዋርያ ሓደኳ ኣይርኣኹን። ይሁዳ ባዕሉውን ብጎይታ ምስ ኣመነ ንባዕሉ ይሁዳ ኣገልጋሊ ኢየሱስ ክርስቶስን ሓው ያቆብን ኢሉ ከም ዝጽውዕ ንርኢ። ይሁዳ 1። ስለዚ ስብከት ወይ ትምህርትኻ ብመሰረት ቃል ኣምላኽ ቅኑዕ ኣይኮነን።
@ShowMeYourGlory77
@ShowMeYourGlory77 2 месяца назад
ማርያም "ኣነ ድንግል እየ (ሰብኣይ ከይፈለጥኩ) እዚ ነገርዚ ከመይ ገይሩ ክኸውን ይኽእል ? ኢላቶ እምበር ሰብኣይ የብለይን ኣይበለቶን። ዋላ ሽዑ ሰብኣይ ኣይንበራ : ሰበኣይ ስለ ዝደለየት ንሰብኣይ እያ ተሓጽያ ነይራ።
@fountainhead18
@fountainhead18 2 месяца назад
smnfesseha@gmail.com
@fountainhead18
@fountainhead18 2 месяца назад
This is my email
@fountainhead18
@fountainhead18 2 месяца назад
Please contact me then you can explain what you have.
@ShowMeYourGlory77
@ShowMeYourGlory77 2 месяца назад
@@fountainhead18 - Hi there. Are you a Facebook user or not?
@ShowMeYourGlory77
@ShowMeYourGlory77 2 месяца назад
ሰብኣይ ኣይነበራን : ኢየሱስ ድሕሪ ምውላዱ ኣይወለደትን ኢልካ ምምሃር ቅኑዕ ወይ ሓቂ ኣይኮነን ምኽንያቱ ንስኻ እትምህሮ ዘለኻን መጽሓፍ ቅዱስ ዝብሎን በበይኑ እዩ። ካብ መጀመርታ ከም ጓል ኣንስተይቲ መጠን መርዓ ወይ ሰብኣይ ስለ ዝደለየት ሓዳር ክትገብር እያ ተሓጽያ ነይራ። ንስኻ ብድንግልና ክትነብር ተመባጺዓ ነይራ ትብል ኣለኻ። እዚ ምስቲ ጽሑፍ ኣይቃዶን። ስለዚ ትምህርትኻ ወይ ስብከትካ ቅኑዕ ኣይኮነን።
@daniberhane8140
@daniberhane8140 2 месяца назад
Amen amen amen
@zufanendrais4396
@zufanendrais4396 2 месяца назад
Amen Amen 🙏
@ErmiyasHadush-tm7cc
@ErmiyasHadush-tm7cc 2 месяца назад
Amen amen amen
@senbatuweldu108
@senbatuweldu108 2 месяца назад
Amen amen amen
Далее
"መጽሓፍ ኣስቴር" By Abba Yonas Yhannes
1:45:08